Meri Show - ሜሪ ሾው
Meri Show - ሜሪ ሾው
  • 74
  • 215 694
"ንጓለይ ከምናተይ ሓዳር ይሃባ ኢለ እየ ዝምነየላ" - ጋዜጠኛ ኣቤል ጉዑሽን ራህዋ ፀጋይን - ወግዒ ምስ ሜሪሾ
እዚ ናይ ሜሪ ሾው ዩቱብ ቻናል እዩ።
Copyright
All videos on this channel are produced by me. Please do not re-upload or distribute videos without permission.
© Copyright - Meri Show
Переглядів: 10 053

Відео

'ትፈትዮ ምስራሕ ዕውት ይገብረካ - ዮውሃንስ መሓሪ (ጆ ስቱድዮ) ካልኦት መስሓቅቲ ተጓንፎታት መርዓን - ካልኣይ ክፋል - ወግዒ ምስ ሜሪሾ
Переглядів 668День тому
እዚ ናይ ሜሪ ሾው ዩቱብ ቻናል እዩ። Copyright All videos on this channel are produced by me. Please do not re-upload or distribute videos without permission. © Copyright - Meri Show
ፃንሒት ምስ ፎቶግራፈር ዮውሃንስ መሓሪ - ወናኒ ጆ ስቲድዮ - ቀዳማይ ክፋል - ወግዒ ምስ ሜሪሾ
Переглядів 2 тис.14 днів тому
እዚ ናይ ሜሪ ሾው ዩቱብ ቻናል እዩ። Copyright All videos on this channel are produced by me. Please do not re-upload or distribute videos without permission. © Copyright - Meri Show
"እነይ ሲጋራ ሕደግ ኢላትኒ: ኣነ ድማ ንስኺ እውን እንጀራ ሕደጊ ኢለያ" ንልዕሊ ዓሰርተ ዓመት ኣብ ወልፊ ዝፀንሐ - ኣሽናፊ ማሞ - ወግዒ ምስ ሜሪሾ
Переглядів 4,8 тис.21 день тому
እዚ ናይ ሜሪ ሾው ዩቱብ ቻናል እዩ። Copyright All videos on this channel are produced by me. Please do not re-upload or distribute videos without permission. © Copyright - Meri Show
''ተኽሊ ሊሞ ንፅባቐን ፅርየትን ቖርበት ተመራፂ እዩ'' ብተፈጥራዊ ስነ-ፅባቐ ተሸላሚት - ሳምራዊት ካሕሳይ - ወግዒ ምስ ሜሪሾ
Переглядів 1,6 тис.Місяць тому
''ተኽሊ ሊሞ ንፅባቐን ፅርየትን ቖርበት ተመራፂ እዩ'' ብተፈጥራዊ ስነ-ፅባቐ ተሸላሚት - ሳምራዊት ካሕሳይ - ወግዒ ምስ ሜሪሾ
"ብኸመይ እየ ዝመውት እየ ዝሓስብ ነይረ" - ወ/ሮ ሳምራዊት ካሕሳይ - ወግዒ ምስ ሜሪሾ
Переглядів 6 тис.Місяць тому
"ብኸመይ እየ ዝመውት እየ ዝሓስብ ነይረ" - ወ/ሮ ሳምራዊት ካሕሳይ - ወግዒ ምስ ሜሪሾ
"ቀይሕ ንብዓት ልዕሊ ስምዒት ስምዒት ኣፍሊቑ ዘውጽፅአ እዩ" - ወዲ እምበይተይ
Переглядів 137Місяць тому
"ቀይሕ ንብዓት ልዕሊ ስምዒት ስምዒት ኣፍሊቑ ዘውጽፅአ እዩ" - ወዲ እምበይተይ
"ሓደ ኣካል ጉዱእ ተጋዳላይ ንሓደ ቤተሰብ" - ወግዒ ምስ ሜሪሾ
Переглядів 166Місяць тому
"ሓደ ኣካል ጉዱእ ተጋዳላይ ንሓደ ቤተሰብ" - ወግዒ ምስ ሜሪሾ
"ትግራይ ክትሽከመኩም ዘይኮነስ ክተኽብረኩም ኣለዋ" - ኣባ ጥዑም
Переглядів 239Місяць тому
"ትግራይ ክትሽከመኩም ዘይኮነስ ክተኽብረኩም ኣለዋ" - ኣባ ጥዑም
ምረቓ መፅሓፍ ቀይሕ ንብዓት - ብተጋ. ሃፍተ ሃይለ - ወግዒ ምስ ሜሪሾ
Переглядів 540Місяць тому
ምረቓ መፅሓፍ ቀይሕ ንብዓት - ብተጋ. ሃፍተ ሃይለ - ወግዒ ምስ ሜሪሾ
ፀገማት ሓዳርን መፍትሕታቶምን - ትዕዝብቲ - ወግዒ ምስ ሜሪሾ
Переглядів 663Місяць тому
ፀገማት ሓዳርን መፍትሕታቶምን - ትዕዝብቲ - ወግዒ ምስ ሜሪሾ
'ንትግራይ' ተጋዳላይ ሃፍተ ሃይላይ ኣብ - ወግዒ ምስ ሜሪሾ
Переглядів 1,4 тис.Місяць тому
'ንትግራይ' ተጋዳላይ ሃፍተ ሃይላይ ኣብ - ወግዒ ምስ ሜሪሾ
ወርቃዊ ሕግታት ሓዳር - ኣባ ጥዑም በርሀ - ወግዒ ምስ ሜሪሾ
Переглядів 3,3 тис.2 місяці тому
ወርቃዊ ሕግታት ሓዳር - ኣባ ጥዑም በርሀ - ወግዒ ምስ ሜሪሾ
ፍሉይ ምድላው በዓል መስቀል - ኻልኣይ ክፋል - ወግዒ ምስ ሜሪሾ
Переглядів 35 тис.2 місяці тому
ፍሉይ ምድላው በዓል መስቀል - ኻልኣይ ክፋል - ወግዒ ምስ ሜሪሾ
ሰንበት 6:00 ኣብ ቲቢኤስ ቲቪ ከምኡ 'ውን ኣብ ሜሪሾ ዩቱብ ቻነል ይፀበዩና::
Переглядів 1 тис.2 місяці тому
ሰንበት 6:00 ኣብ ቲቢኤስ ቲቪ ከምኡ 'ውን ኣብ ሜሪሾ ዩቱብ ቻነል ይፀበዩና::
እንኳዕ ንበዓል መስቀል ኣብፀሐና - ፍሉይ ምድላው በዓል መስቀል - ቀዳማይ ክፋል - ወግዒ ምስ ሜሪሾ
Переглядів 53 тис.2 місяці тому
እንኳዕ ንበዓል መስቀል ኣብፀሐና - ፍሉይ ምድላው በዓል መስቀል - ቀዳማይ ክፋል - ወግዒ ምስ ሜሪሾ
ከዋኽብቲ - ወግዒ ምስ ሜሪሾ
Переглядів 1,3 тис.2 місяці тому
ከዋኽብቲ - ወግዒ ምስ ሜሪሾ
ሕውነት ንደቂ ሰብ - ካልኣይ ክፋል - ወግዒ ምስ ሜሪሾ
Переглядів 5193 місяці тому
ሕውነት ንደቂ ሰብ - ካልኣይ ክፋል - ወግዒ ምስ ሜሪሾ
እንኳዕ ንሓድሽ ዓመት 2017 ዓ.ም ኣብፀሐና - ወግዒ ምስ ሜሪሾ
Переглядів 7773 місяці тому
እንኳዕ ንሓድሽ ዓመት 2017 ዓ.ም ኣብፀሐና - ወግዒ ምስ ሜሪሾ
ሕውነት ንደቂ ሰብ - ቀዳማይ ክፋል - ወግዒ ምስ ሜሪሾ
Переглядів 9233 місяці тому
ሕውነት ንደቂ ሰብ - ቀዳማይ ክፋል - ወግዒ ምስ ሜሪሾ
ሰለስተ መሓዙት - ሳልሳይ ክፋል - ወግዒ ምስ ሜሪሾ
Переглядів 5 тис.3 місяці тому
ሰለስተ መሓዙት - ሳልሳይ ክፋል - ወግዒ ምስ ሜሪሾ
ሽልማት ኣሸንዳይ ንህፁፅ ምላሽ ንትግራይ - ወግዒ ምስ ሜሪሾ
Переглядів 10 тис.3 місяці тому
ሽልማት ኣሸንዳይ ንህፁፅ ምላሽ ንትግራይ - ወግዒ ምስ ሜሪሾ
ሽልማት ኣሸንዳይ ንህፁፅ ምላሽ ንትግራይ
Переглядів 2,8 тис.3 місяці тому
ሽልማት ኣሸንዳይ ንህፁፅ ምላሽ ንትግራይ
ኣሸንዳ 2016 - ወግዒ ምስ ሜሪሾ
Переглядів 15 тис.4 місяці тому
ኣሸንዳ 2016 - ወግዒ ምስ ሜሪሾ
ሰለስተ መሓዙት - ካልኣይ ክፋል - ወግዒ ምስ ሜሪሾ
Переглядів 7 тис.4 місяці тому
ሰለስተ መሓዙት - ካልኣይ ክፋል - ወግዒ ምስ ሜሪሾ
ሰለስተ መሓዙት - ቀዳማይ ክፋል - ወግዒ ምስ ሜሪሾ
Переглядів 7 тис.4 місяці тому
ሰለስተ መሓዙት - ቀዳማይ ክፋል - ወግዒ ምስ ሜሪሾ
ፅኑዕ ሓዳር - ኻልኣይ ክፋል - ወግዒ ምስ ሜሪሾ
Переглядів 7434 місяці тому
ፅኑዕ ሓዳር - ኻልኣይ ክፋል - ወግዒ ምስ ሜሪሾ
ፅኑዕ ሓዳር - ቀዳማይ ክፋል - ወግዒ ምስ ሜሪሾ
Переглядів 1,3 тис.4 місяці тому
ፅኑዕ ሓዳር - ቀዳማይ ክፋል - ወግዒ ምስ ሜሪሾ
ኣቦነት - ኣብ ወግዒ ምስ ሜሪሾ
Переглядів 1 тис.4 місяці тому
ኣቦነት - ኣብ ወግዒ ምስ ሜሪሾ
ግደ ወለዲ ኣብ ኣተዓባብያ ቆልዑ - ወግዒ ምስ ሜሪሾ
Переглядів 1,2 тис.5 місяців тому
ግደ ወለዲ ኣብ ኣተዓባብያ ቆልዑ - ወግዒ ምስ ሜሪሾ

КОМЕНТАРІ

  • @kahsayaregay9856
    @kahsayaregay9856 Годину тому

    ትሕዝቶን ኣቀራርባን ሜሪ ሾ ካብ እዋን ናብ እዋን እናመዓዘን እናመቀረን ይኽይድ ኣሎ ብመሃራይነቱን መዘናጋዕነቱን ይበል ዘብል እዩ:: ግን በዝሒ ተዓዛቢ ተበፃሕነቱን ንምስፋሕ ካብዚ ብዝበለፀ ክትሰርሑት ክትፅዕሩን ንላቦ ቁርብትለይ ንሽገር ባሕሪ ውን ኣቋሙቱ በዓልቲ እንዳ ኣቤል ንስብኣያ ክተፋልጦ ከላስ ድርሳነ ምንችኣል ተንብብ ዘላ መሲሉ ጥዒሙኒ ለካ ሕስብ ተበልክዎስ መልኣክ ኣብ ምድሪ ሰብ እዩ!!

  • @genetsamuel8518
    @genetsamuel8518 Годину тому

    ❤❤❤❤❤❤🇪🇷

  • @genetsamuel8518
    @genetsamuel8518 2 години тому

    ❤❤❤❤

  • @MarthaGetachew-m1m
    @MarthaGetachew-m1m 5 годин тому

    ❤❤❤

  • @KewaniTsehaye-e8y
    @KewaniTsehaye-e8y 6 годин тому

    ባህገይ ከም ኣቤልን ራህዋን'ዩ

  • @HailemariamSibhatu
    @HailemariamSibhatu 13 годин тому

    #Rahwa is calm and gentle, and she is very human. May God bless your home both of you. Sorry to hear your father has been suffering and also lost your brother, too.

  • @mazaaregawi3335
    @mazaaregawi3335 День тому

    ፁቡቅ ገዛ ደስ ዝብል ፍቅሪ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @mazaaregawi3335
    @mazaaregawi3335 День тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @BB-gd8vb
    @BB-gd8vb День тому

    ሶል ገራሚ ደራፊ ካብዚ ብላዕሊ ይግበአካ እንኳዕ ናይና ኾንካ መኹርዒና

  • @Haregte
    @Haregte День тому

    ሜሪየ ደጊመ እየ ዝሰምዖ ዘለኹ ሓፍተይ ኣላ ገፃ ተበላሽዩ ከመይ ክንረክባ ንክእል ስልኪ እንተትህብና 😢 ገና መንእሰይ እናሃለወት ተበላሽያ😢

  • @tsegamebrahtu2546
    @tsegamebrahtu2546 День тому

    Really I appreciate it, May God bless you all!!!

  • @hailegezahgn6576
    @hailegezahgn6576 2 дні тому

    Thank you

  • @ትግራይሃገረይእያዓለምይራ

    ኣቤል ሓወይ ሓዲር ዝመስል የለን ትክክል እካ💯✅ምክንያቱ ደቂ ሰባት ዝተፈጠሪናሉ ዓላማ ሓደ ዘሪኢ ምታካኢ እዩ።ብዚኾነ ፈጣሪ ሓዲሩኩም ይባሪኸሉኩም እና ወለዶ ብፊላይ ትጋሩ እንባሃል ሕበረተሰብ ክንበዚሒ እዩ ዘለና❤

  • @selam274
    @selam274 2 дні тому

    ምንባርን ሓጎስን ዝፀልእ የለን እንድዩ ኣመፃፅእኡ ስለዛካፈልኩምና ግን ነመስግን ፍቕርኹም ያብዛሓዮ🙏🏽 ኣቤልን ራህዊትን🙏🏽

  • @ggzeru233
    @ggzeru233 2 дні тому

    ባዓል ሓዳራት ካብ'ትብሊ ሰብ ሓዳር ዶ ኣይመሐሸን?? ብትግርኛ ተምሂርኩም ዓቢኹም ስእነትን ዓቕምን ትግርኛን እንከጥቅዐኩም ምርኣይ ይገርም'ዩ !!

  • @mebratbeyene2650
    @mebratbeyene2650 2 дні тому

    🎉🎉❤🎉🎉❤🎉🎉❤

  • @lwamchiffon
    @lwamchiffon 2 дні тому

    ብጣዕሚ ደስ ትብሉ ፍቃደኛታት እንተኾይንኩም ንክርስትና ባዕለይ ተዝኸድነኩም ደስ ይብለኒ ብውሽጢ ኣውግዑኒ❤❤❤

  • @MuluAbreha
    @MuluAbreha 2 дні тому

    ብጣዕሚ እንፈትዎ እንኽብሮ ጋዜጠኛ ኣቤል ጉዕሽን ምስ ባዓልቲ ቤቱ ሓዳርኩም ይባረኽ ።ሩፍታና ሚድያ ህይወትን ናብራን መምሀሪት ሚድያ በርትዕልና ሜሪ ሓፍተይ ብጣዕሚ ጅግና ኢኺ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @EyerusKfle-x7u
    @EyerusKfle-x7u 2 дні тому

    ❤❤❤

  • @ElsaHalefom-e6v
    @ElsaHalefom-e6v 2 дні тому

    ❤❤❤

  • @EyasuKahsay-k3j
    @EyasuKahsay-k3j 2 дні тому

    መሃራይ ጻንሒት ኔሩኩም!!! ዘርእኹም ይባረኽ 🙏🙏🙏

  • @HaeylomDesaley
    @HaeylomDesaley 2 дні тому

    ኣቤል ጉዕሽ ዓብዪ ሰብ💙💙💙✅

  • @YohansGidey-u9q
    @YohansGidey-u9q 2 дні тому

    ፅቡቕ ስራሕ እንዳ መሪ ሾው

  • @TesfayAraya-f6u
    @TesfayAraya-f6u 2 дні тому

    Very interesting

  • @TmnitTesfay-df2yx
    @TmnitTesfay-df2yx 2 дні тому

    Tegaruna 🥰🔥🔥🌺💓

  • @genetgebrekrstos3215
    @genetgebrekrstos3215 3 дні тому

    Wowu mery shikor betami des zebel program eyu bertai kmewun abel & rahwon hadarkum ybarek ❤🙏

  • @ShewitHadgu-hv9fw
    @ShewitHadgu-hv9fw 3 дні тому

    Tsibuk show

  • @HellaBrhane
    @HellaBrhane 3 дні тому

    ❤❤❤❤❤❤

  • @mattimom1901
    @mattimom1901 3 дні тому

    Much respect and love ❤️ ❤❤❤❤

  • @mattimom1901
    @mattimom1901 3 дні тому

    Nice couple ❤God bless you both

  • @habtomtekle5808
    @habtomtekle5808 3 дні тому

    You lucky Rahwa, Abel i admire his patience, Good luck & Long live guys.

  • @habtomtekle5808
    @habtomtekle5808 3 дні тому

    Nice interview

  • @kokobtemelso5204
    @kokobtemelso5204 3 дні тому

    I was excited to watch it but the language is so hard my apologies

  • @kokobtemelso5204
    @kokobtemelso5204 3 дні тому

    Way tigregna way

  • @andomkbrom8072
    @andomkbrom8072 3 дні тому

    ብሰላም ፣ሙሉእ ራህዋ ቅሳነት ፣ከምዘለክሞ ሙቁር ፍቕርኹም የዝልቐልኩም ብሩዃተይ🙏 ✅🥰🤞🎁🤞🎁🎁🎁🎁

  • @SelamKidane-ob1rk
    @SelamKidane-ob1rk 3 дні тому

    ደስ ብሃሎ ❤❤ ደስ ኢልኒ ዝራኣክዋ ኢንተርቨው

  • @ፀባየ
    @ፀባየ 3 дні тому

    ፅብቅ መደብ ሜሪየ ኣቤለይ ለባም ሓዉ ምስ በዓልቲ ቤትካ

  • @BurteBurte-u7h
    @BurteBurte-u7h 3 дні тому

    Wow the pest presentation rahwa

  • @letezgheralebel9012
    @letezgheralebel9012 3 дні тому

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @May-vt1jq
    @May-vt1jq 3 дні тому

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @letezgheralebel9012
    @letezgheralebel9012 3 дні тому

    ❤❤❤❤🎉

  • @marthakassa319
    @marthakassa319 3 дні тому

    Wow ❤❤❤

  • @Haregu-o6m
    @Haregu-o6m 3 дні тому

    Both are great example for these genertion

  • @SebleKahsay-m7l
    @SebleKahsay-m7l 3 дні тому

    ሜሪየ ደስ በሃሊት ❤❤❤10k ነብፃሓያ ወለላታት

  • @almazeyassu6532
    @almazeyassu6532 3 дні тому

    🖐️🌹👌💐🌿🌷🪻🖐️

  • @hailemariamgebremariam3889
    @hailemariamgebremariam3889 3 дні тому

    በዓል ሓዳራትኣይበሃሊ። ብዙሕ ሓዳር ከምዘለዎም ኣሲልክዮ። ሰብ ሐዳር ተዝበሃል ይምረፅ። ሚድያ ኣብ ምዑሩይ ቋንቋ ተደሪኹ ማሕበረሰብ እንተተምህር ፅቡቕ እዩ።

    • @hagosgebruabriha7718
      @hagosgebruabriha7718 3 дні тому

      ሓቂ እዩ ቋንቋና ክድንፍዕ ይግባእ። ብዝኾነ ግን ብቋንቋና ብዝግባእ ዝጀመርና ሐዚ ስለዝኾነ ከምዚ ሓበሬታ እናተለዋወጥናን እናተመሃሃርናን ንቀፅል። ነቲ ሓሳብለ ክባፃዕ ምብፃሕን ምፍታውን ፅቡቅዩ።

  • @mihretabberaki4293
    @mihretabberaki4293 4 дні тому

    ❤❤❤🎉🎉

  • @hadasshshay3636
    @hadasshshay3636 4 дні тому

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @SallamQwert
    @SallamQwert 4 дні тому

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @HaileGezae
    @HaileGezae 4 дні тому

    ፅቡቕ ድኣኾነይ ግን በዓል ሓዳራት ኣይበሃልይ ሰብ ሓዳር ተትብሊ ይሐሽ::