Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ናይ ብሓቂ ረዘንቲ ሰባትን ሓሳባትኩም'ውን ረዚን!! ኣማኑኤል ዋላ ኣጠቓቕማ ቋንቋ ትግርኛኻ ሃፍታምን ምዕቡል ረዚን ቃላትካ ገሪሙኒ❤❤❤❤❤
ብጣዕሚ ዝገርም ቃለ ምሕተት ፍሉይ ትንተና ዘሕብን ኣጠቓቕማ ትግርኛ ናይ ክልተ ሊቃውንቲ ቓንቃ ትግርኛ ዕድመን ጥዕናን ይምየልኩም ግን ሓደ ነገር ክልምነኩም ንጌታቸውን ደብረፅዮንን ኣቅሪብኩብ ምስ ህዝቢ ክተጋጥዎምን እቲ ሓቂ ንክቅላዕ ክትገብሩ ተስፋ ይገብር
ብጣዕሚ አጊቤ ናይ ብሓቂ “ረዚን"👍👍👍
Amanuel what you have said is right ❤.
ኹሎም ዝብሃሉ ናይ ለባማት ምኽርን ዘረባታት ኣማንኤል ሓውና ገሊፅወን ልቢ ዘለዎ ልቢ ይግበር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣሕዋተይ!!!ሓድነትናማለት ዓወትና እዩሞንትግራይ ነቀድም ።
ብጣዕሚ ዘሕብን ትንታነ
ኣቤል ጉዕሽ ምስ ኣማኑኤል ዝገበርካዮ ደስ ዝብል ቃለ ምልልስ ዝንኣድ እዩ። ብናተይ ግንዛበ ቋንቋኻ ምዕሩይ፤ ኣመራርፃ ኣርእሰተ ጉዳይ ይበል ዘብል እዩሞ ዕድመን ጥዒናን ይሃብካ ፈጣሪ። ብፍላይ ጉጅለ ዝብል ስኽፍ ዝብለካ ቃል ገዲፍካ ክልተ ሓይልታት ምባልካ ፍሉይ ስምዒት ፈጢርለይ።ኣብ ዘዋጋዕኹምሎም ስግኣታት ሓደ ሓሳብ ኣለኒ። ህዋሕት ነውርን ንቡርን ፈልዩ ካብ ዘቕምጥ ባህልን ምሕደራን ትግራይን ወፅኡ ስለ ዝፀንሐ ከዳምፅ ዘይምኽኣሉን እምበር ኣፈጣጥራ ይኹን ኣፈታትሓ እቲ ፀገም ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ኣይኮነን። ሀዝውን ካብ ኔትወረክ ወፂኦም ነፃ መድረኽ ህዝቢ እንተተፈጢሩ ጥራሕ ኢና ክንድሕን እንኽእል ዝብል ሓሳብ ኣለኒ።
ትግራይና ነቀድም!❤❤❤
ፅቡቕ መደብ እዩ ብፍላይ ሕቶ ጋዤጠኛ ግን ማዕዳን ምኽርን ጥራሕ ዘይኮነስ መሬት ክወርድ ዝኽእል ፍታሕ ብኸመይ ክመፅእ ይኽእል ኣብዝብል ዛዕባ ምዝታይ ይምረፅ ሰጋር ማለት ድማ ሉጋም ማለት ኣይኮነን ስጋር ማለት ነቲ ዝተሰቐሎ ሰብ ዘኽብር እዱብ በቕሊ ዝወሃብ ሽም እዩ።
I hope those who are in leadership watching this.
ትግራይ ናይ ሕወሓት ምንባርን ምጥንካርን ምሟትን ዘሕጉሳ ዘሕዝና ትኾነውን ትግራይ ኣቭኢድ እግዚአብሔር ስለዝኾነት ተራእዩ ዘይፈልጥ ተአምር ዝበሃል ዕብየት ለውጢ ክተመዝግቭ እያ ::አጆኹም ናይ ትግራይ ዕድል እንኻዕ ኣብ ሕወሓት ኢድ ዘይኮነት - አብ ዘልአለም ነቫሪ እቭ ፈጣሪ ኢድ ስለዝኾነት::
ዋው ከመይ ዝበለ ረዚን ዘረባን ውቁብ አገላልጻን እዩ። ሀብታም አገላልጻ ልቦና ዝተመልኦን መንፈሳውነት ሐዘልን ንመጻኢ ህዝብና ኸአ ተስፋ ዘስንቕ አገላልጻ።ነዊሕ ዕድመን ብዙሕ ጥዕናን ይሀብካ አቶ አማኑኤል።
ትግራይ ፀዋርያ::
ዝኾነኾይኑ ዝተፋናቐለ ህዝብና ናብ መረበቱ ይመለስ.
ዝገርም መልእኽቲ...ኣማኑኤ በሊህ...ኣቤል በዓል በሊሕ ርእሲ .ይበል.. ፕሮግራም!
ደብረፅየን "ኣነ ብዙሕ እየ ሓቢኤኩም፣ ንምታይ? ምእንተ ህዝቢ ትግራይ". ኣንታ ኸመይ ዝበለ ሕልና፣ ስኽፍታ፣ common decency, ዝባሃሉ ነገራት ዘይተዓደለ ዉዱቕ ፍጡር እዩ? ህዝቢ ካብ ዝመፅእ ሓደጋ ብኣጋ ከይከላኸልን፣ ሓደጋ ከይቕንስን ቀይሕ ዝተለኽየ ፈረስን ውሑዳት ኾማንዶን ኣብ ኣደባባይ እናሰለፈ፣ ነቶም ፀላእቲ ኣይገብሩዋን፣ ክሳድ ሒዝና እናተፀበናዮም ስቕኢሎም ፎቶ ተላዒሎም ተመሊሶም፣ እንተጀሚሮምዋ ኣብዚ ዘይኮኑስ ኣብማእኸል ( አ.አ) ኢና ንውዳኣ፣ እዘን ዘለዋና ዕጥቂ ኣብዝባኖም ክነፍስሰን ኢና፣ እቲሓደጋ ቀዲሙ ንዝተርኣዮም ግዱሳትን ሙሁራትን " እቲ ናይ ውግእ ነገር ብሉፃት ስለዝኾንና ንዓና ግደፉልና ንስኹም ኣብ ኻሊእ ውራይ ዕመሙ" ወዘተ እናበለ ህዝቢ ኣብ ዘየለ ነገር እምነት ከሕድር፣ ኣብዘይጭበጥ ነገር ከራሳስን ድሕሪ ምፅናሕ፣ " ነገራት ምብልሻው እንትጅምር ግልብጥ ኢሉ " ሻዕብያ በዚ ደረጃ ዝሳተፍ ኣይመሰለናን፣ ኣብይ ብልሓተን ብዘይፍለጣ ኣፅዋር (ድሮን ማለቱ እዩ ደፂ ሽዑ ብሽም ኣይፈልጠንን ኔሩ) ይወቕዐናሎ፣ እዚ ኹሉ ዝተፈላለየ ናይ ክልላት ዓቕሚ ዝጥቀሙ ኣይመስለናን ኔሩ" ወዘተ ውዘተ ብምባል ነቲ ባሃምነቱ (strategic blunder) ምኽኑይ ክገብሮ ፈቲኑ። ናይ ፀላእቲ ወደር ኣልቦ ጭካነ ናይ ደ/ፄንን ጉጅልኡን ልምሰትን ባሃምነትን ተወሲኹዎ እዚ ኹሉ ህዝቢ ሃሊቁ። እዙይ ከይኣክል ደብረፅንተት ሐዚውን ኣብ ስልጣን ኾይነ ናብ ዳግም ፅንተት ክመርሐኩም ይብለናሎ። በየናይ track record እዩ ብኽልቲኡ ጉጅለ ንዘለው ናይ ህወሓት መራሕቲ ኣሚንካ ብሕታውያን ገበርቲ ሓደግቲ ዘግብር ስልጣን ዝወሃቦም። ብሕልፊ ደብረዕንክሊል ናይ ፓርቲን ናይ መንግስቲን ጠቕላይ መራሒ ኮይኑ ብምፅንሑ ትኽክለኛ ቦትኡ ወኽኒ ቤት እዩ ክኸውን ኔሩዎ። እቲ ዘሕምም ነዚኦም ሕዚውን ተሳማሚዕኹም እንዶ ' ምርሑና' ግዝኡና፣ ርገፁና ዝብል ኢሊትን ኽፋል ህዝብን ክትርኢ እንተለኻ እዩ።
አቤል ጉዕሽ ግን ቅድሚ ሐዚ ሰማዒ ዝሰአነ አውያት ገባራት እንደርቶት ዝብል ብራራ ሚዲያ አፋሊጥኩም ደሐር ተሰሪዙ ብናትካ ትእዛዝ እዩ ተባሂሉ ብጣዕሚ ብጣዕሚ የሕዝን የተዓዛዝብ
Fair and free media
Absolutely 💯 yemiger agelaletse new yibel
መፍትሒ ዝመጽእ ብዘይ ሻራዊ መንገድ እቲ ጊዝያዊ መንግስቲ ካብቲ ህዝቢ ዝጽበዮን ዝተዋህቦን ዕማማት እንታይ ፈጺሙ እንታይከ አይፈጸመን ንምንታይከ ? ከምእውን ውድብ ከ አንተይ ክትፍጽም ነይርዋ እንታይ ፈጺማ እንታይከ አይፈጸመትን ንምንታይከ ? ዝብል ጭቡጥ ግምገማ ተገይሩ እቲ ሽግር ህዝቢ አቋም ክወስደሉ እንተኪእሉ እዩ። ምክንያቱ ህዝቢ ከም ህዝቢ አይጋገይን ኩለመዳዊ ዓቅሚ ዝርከብ እውን ካብ ህዝቢ እዩ ። መወዳእትኡ ክኸውን ዘለዎ እውን ግለሂስ ተኻይዱ ካብ ብልቢ ሐቢሮም ክሰርሑ ምግባር እዩ ።ጸላእትና ዝፈልጡናን ዝፈርሑናን ክሳብ ሎሚ በዝነበረና ጽኑዕ ሓድነትና እዩ። ካብ ኩሉ ዘተሓሳስብ ግን ጽባሕ ዘይርከቡ ጽቡቅ ጊዜታት ይሕንሸሹ ምሕላዎም እዩ።
You discussion looks neutral. But do not make it too general. Indicate key way forward. You know both groups cannot be wrong at a time.
❤❤❤❤❤
ዕድሚኡ ኩሉ ንጎጃሜ ወይ ነጎንደር ክመስልዩ ኣሕሊፍዎ እንተ ሕዝሞ እንኻዕ መፃእኻ።
ብሱል ዘረባ ኩሉ ትግራዋይ ናብ ሓድነት ዘምፅእ ክንዛራረብ ኣለና
ዓርኪ ኖዃል ነቃዕ ።
ኣማንኤል ፈረስ ክጋልብ ስለዝኽእል ሰጋር ክኸውን ወይ ክብሃል ኣይኽእልን።ሰጋር ንበቕሊ ዝውሃብ ሽም ጥራሕዩ።ሰጋር ማለት ፈጣን ግን ጎይተኣ ዘይትንቕንቕ ማለትዩ።
ትኽክል ስጋር ማለት ነቲ ዘትሰቐሎ ሰብ( ዝሰረሮ) ዘኽበር እዱብ በቕሊ ዝወሃብ ሽም እዩ።
አቤል ዝውሃብ ዘሎ አስተያየት ንዘምልከቶም ናይ ፖለቲካን ሠራዊትን መራሕቲ ከምእውን ናብ ሕዝቢ ብኢንተርቪው ይኹን መደብ ብምስራሕ ኮታስ ይሐይሽ እዩ ብትብሎ አማራጺ ክበጽሕን ክማያየጥሉ ግበሮ። ናይ ዲሞክራሲ ሀሁ እውን እሱ እዩ ።
ጌታቸዉ ንአብይ ኢዮ ዝዉክል: እምበር :ንትግራይ: አይወክልን:ክልተ አመት ገይሩ: መሬት ትግራይ አይተመለሠን :ተመዛበልቲ አይተመለሱን?ንምንታይ ዘይወርድ? ሕዝብ ትግራይ በአሉ ይመርፅ:
ራዛንአትሓሰሰብ ብጣዕሚ ፀብቀ
ኣብ ታሪኽ ቃኤልን ኣቤልን ኣቲኹም ኢኺም:: መን ቀደመ ኢና ንጽበ ዘሎና!!!
ሰሚናዬ ዘይንፈልጥ :ንትግራይና :ክከፉፍላ:ይደልይ:ንምንተይ?????ጌታዉ ንካሊ እምበር :አዲ ክመርሕ አይክዕልን: አይሐስብን:ዝዛረቦ አይፈልጥን!!!!! !
ብፃይ ኣማኒኤል ኣሰፋ ኣባል ኣርምና ኣርሚ 1 ኣብ ትሕቲ ኮሚሳር ክፋል ህንፀትን ስርፀትን ዝነበረ ኣብ ከባቢ ቦራ ፅቡቃት ዛዕባታት ኣልዒሉ መልእኽቲ ዝሃበና የስታውስ
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
❤❤❤❤❤🎉
ጉኡሽ ነመስግነካ ኢና ተቅርቦ ዘለኻ ንትግራይ ን ንደቃ አኽቢርካ ምኻድካ ን ዝምስገን አቀራርባ ግና ንትግራይ ክንሰርሕ እንተኾይንና ሕዝብና ነቲ ሓቂ ንክቃለስ ፃዊኢት ዝገብር ዘንቅሕ ክኸውን አለዋ ናፍቲ ዝደለኽዋ ክኣትውሞ እቲ ንትግራይ ዝጠቅማ ከም መቃለሲ ንድሓዞ ነቲ ፀገመና ክፈትሑላ ብቅኣት ሜላ ፅንኣታዊ ለውጢ ዘምፅኡ ሓሳብ ዘለዋም ዝረኣይ አብ ጅማሮኦም እናረእና ክመፅኡ አለዋም ዝብል ባሕጊ አደኦም ትግራይ ትኹረት ብምግባር ዘይንቃለስ ....1...
ነገረኛ ኲሉ ግዜ ተጠማቲ እዩ ። ንሕና ተጋሩ ግን ንምንታይ ኢና ኩሉ ግዜ ብስሕተትና ንኾርዕ ?
?
@@AsterBaraki-c9c ግልፂ ዘረባ እዩ ፣ ኢትዮጵያ ኣብ ብዙሕ ቦታ እናተሓመሰት ዋና ዜና ዝኾውን ግን ናይ ትግራይ ዝኾነሉ ምኽንያት "ሓያላት ተጠመትቲ ስለዝኾንና እዩ " ኢሉና ሓደ "ሙሁር" 🤣🤣🤣 ንሕና ተጋሩ ዕረፍቲ ዘይብልና ነገረኛታት ኢና ክብል ነይርዎ እምበይተይ ።
😂😂😂😂😂😂😂
እዚ ጅምላ ወቀሳ ጅምላ ሐሳብ እዩ ዘጥፈአና ዘሎ ! ንጸሊም ጸሊም ንቀይሕ ቀይሕ ምባል ገዲፍና ኩሎም ናትና እዮምሞ ሐደ ይኹኑ ኹሎም ገበነኛታት ኩሎም ገለመለ ኢሉ ዝቀርብ ናብ ሚዲያ ጸሊኤ ሞትኩ።
❤❤❤❤
I cannot see your clear picture in the issue. Tell us who did wring and who is still going in the wrong direction? Dont bee well informed person. Make it clear.
ዝገርም ኣገላልፃ እዩ ሓንቲ ኪሓተካ ኣቤል ጉዑሽ ምስ ይቅርታ እዛ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ዝነበረት ኣኬባ ማሕበረሰብ ሙሁራት ትግራይ ዝበልካያ ካሊእሸም ኣዉፀአላ ከመይሲ ሙሁራተ ዝባሃሉ እንተኾይኖም ዳኣ ምኣስ ድዮም ዝበፅሑላ ንትግራይን ህዝባን ካብዚ እዋን ዝኸፍእ ግዜ ኣይኪህልዋንዩ እለኢየ ዝኣምን ኣነን ቡዙሓት ከማይ ዝበሉ ኣብስደት ዘለዉ ተጋሩን ስለዙይ ህዝቢ ኪላዓል ኣለዎ ንኹሎም ዓጋብ ኪባሃሉ ይግባእ ኩሎም ንጁቦኦም ንዉልቆም እዮም ዝሓስቡ ዘለዉና በጃኹም መፍቲሒ ይገበረሉ ነኒባዕልና መቅታል ከይጀመርና
Why is TBS displaying the wrong map for Tigray?
ጡዑም ሰብአይ ዘረብኡ ደስ ክብል።
ክቡራት ኣሕዋት ኣብ እትገብርዎ መደብ ብዙሓት ጽቡቓት እኳ እንተለዉ ሓደ ዘይተረዳእኽምዎ ነገር ግና ኣሎ ንሱ ድማ ትግራይ ፀገማታ ኩሎም ደቃ እዮም ኢልኩም ኣብ እቲ ስነ ፅሑፍኩም እዚ ኣበሃህላ ብጣዕሚ ጌጋ እዩ ትግራይ ጸገማት ኮይኖሙዋ ዘለዉ ውሱናት ደቃ እዮም ንሳቶም ድማ ካብ ዝፍጠሩ ንጥቕማን ረብሓኣን ንኽብራን ናፅነታን ሓሲቦሙን ደኺሞሙን ዘይፈልጡ ናይ ሕወሓት ጒጅለታት እዮም ትግራይ እቶም ቴስዓን ትሽዓተን ደቃ ናጽነታ ክጠልቡ ከለዉ እቶም ዝተረፉ ሓደ ምኢታዊ ግን ከም በዓል ጒጅለ ሕወሓት ድማ ባርነታ ይእውጁ እቶም ብዙሓት ጥንታዊ ርስታን መሬታን ከምልሱ ክፅዕሩ ከለዉ እቶም ሕወሓት ግን ርስታን መሬታን ንፀላእታ ኣረኪሶም ከብዶም ክንዲ እምባ ዝገብሩ ታሪኻ ሸይጦም ዝበልዑ መንነታን ቋንቋኣን ልሳናታን ፊደላታን ላዛታታን ዘብርሱን ንባዕዳውያን ኣሕሊፎም ዘረከቡን ዘጥፍኡን እዮም ካልእ ክንደይ ቆፂርካ ክውዳእ ስለዝኾነ ትግራይ ብሽም ደቃ ኢና ዝብሉ ብግብርን ብመንነትን ግን ፍፁም ደቃ ዘይኮኑ ሕወሓታውያን ተዋሪዳን ኣብ ትሕቲ ፀላእታ ክትነብርን ገይሮሙዋ ኣለዉ።
መደብ ረዚን
ውድብ ማለት ጡርኑፍ ህዝቢ ማለት እዩ ። እቲ ትኽክለኛ ፖለቲካ እውን እዚ ጡርኑፍ ህዝቢ ክዕድጎ ዝኽእል ቡሱል ሓሳብ ሸጥካ እቲ ጥርናፈ ከየፍረስካ ናትካ ምግባር እዩ። ምክንያቱ አብ ካልኦት ዘሎ ጥርናፈ ምስ ናይ ትግራይ ዝወዳደር አይኮን ። እቲ ዓውዪ ሓፍቲ እውን ንሱ እዩ። ጥርናፍኡ ዝፈረሰ ህዝቢ ብቀሊሉ ተሳዓራይ እዩ። ነዚ እውን እዩ ኩሎም ጸላእቲ ነቲ ውድብ ወይካዓ ጥርናፈ ንምፍራስ አበርቲዖም ዝሰርሑ። ብምፍላጥ ይኹን ብዘይ ምፍላጥ ነዚ ዝትሓባበር ትግራዋይ ካብቶም ጸላእቲ ዝፍለ አይኮን። ዋላካ አብቲ ጥርናፈ ናይ መትከል ፣ ወይካዓ ናይ ፖሊሲ ፣ ወይካዓ ናይ መስመር ፣ ወይካዓ ናይ መሪሕነት ዓቅሚ ፣ ወይካዓ አብ ንጽረት ዲፕሎመሲን ምሕዝነት ምፈራይን ፣ ኮታስ ዝኮነ ሽግር ፣ እንተሃልዩ ገምጊምካ መፍትሒ ትገብረሉ እምበር ውድብ ማለት ጥርናፈ ህዝቢ ምፍራስ ብዝኾነ መለክዒ መፍቲሔ አይኮንን ። እቲ ዝገርምን ሓደገኛ አካይዳ ኻዓ እቲ እታ ውድብ ከትፈርስ ንዝደሊ አካል ምሕደራ ትግራይ ንኸዕርየልካ ምዕዳምን ናብ ተግባራዊ ምንቅስቃስ ምእታውን እዩ። ህዝቢ ዓያም በሎ።
ትግራይንቁዳሙት
Tigray fears
ኤማ ከመይ አለኻ ካብ መተዓልምትኻ ብፃይካ
በቃ ቤዛእባ አደ ትዛረብ ሰረቅቲ ኢትዮጵያ አደ ኺህዲካ ስ አይመልከአልኩሙን እዩ
ናይ ሕዚ ሽግር ህዝቢ ትግራይ ዝፀንሕ እዩ ግ ንግዚኡ ተደጉሉ ከይፍታሕ አብ እን ደብረፅዮን አለም ወዲቃ ትግራ አጥፊኦም ሐሻክር ሻዕብያ ክገብሩ አበ ውሸጢ ወያነ መራሕቲ አብ ደገ አለው እዙ.ሸግር በማዕዳ ዝፍታሕ አይኾነን መንእሰይ ብፍላይ ህዝቢ ተልዓል ክበሐል አለዋ
አማኒኤል ንዝሰምእ ምኽርኻ ብሱል እዩ ። ምኽንያቱ ካብ ንእስነትካ ጀሚርካ አብ ሕወሓት ዝዓበኻ ንነዊሕ ጊዜ ካፍቲ ብአፍሪካ ተወዳዳሪ ዘይተረኽቦ ናይ ገድሊ ናይ ተግባር ቤት ትምህርቲ ብተግባር ዝተማሃርካ ናይ ሎሚ መንነትካ ዝተሃነጸሉ ፣ መሬት ትግራይን ህዝበ ትግራይን ብቀረባን ብተግባርን ስለእትፈልጦ እዩ። ይፍለጥ እዩ ካብ ብዙሕ ዓመታት ጀሚሩ ብግሊ ስራሕ እትማሓደር ምኻንካ ። እቲ ዝገርም ግና ሎሚ እውን ከም ትማሊ አብ ጹኑዕ መትከል ምህላውካ እዩ ።
ለባም ዘረባ
አነ ናይ ብኣል ጌቹ ን ጀነራል ጻድቃን መንገዲ አቅሚ ትግራይ ክትጥቀም አለዋ አብዚኣ ስዓት እዚኣ ንትግራይ ናብ ባሕጋ ዝወስደና ዘለና ተጋሩ ንሕግዞ ብግልፂ ዘይንሕግዞም ናይቶም ካሊኣት ገዲፍናዮም ዘይንጎይይ ናተይ ኣነነትን እቲ ኔት ወርኪ በታቲኽና ክንዲ ምጉኣዝ ንምንታይ እንታይ ድዩ አፈላላዩ ደብሪፅ አብ አክሱም እንታይ በለ እቲ ወዲ ክንድዝጥየቅ የእገርግር አሎ ጠጠው ንከብል ክሕተት አለዋ ሚሊዮናት አሒግሩ ኸዝውን ነቦታትና ኒኢቁዋም ስውኣት እናበለ ሓደ አይነት ቋንቋ ዝተፍእ ትንተና ንምንታይ ኸዚ ዝትንትን ብምሳለ ጥራይ አይትግለፁዋ ብቀጥታ እቲ ናይ ትግራይ ፀገማን መፍትሕ አብ ጌቹን ደብረፂዮን ርእሲ ሓሳብ አወዳዲርና ዘይንዛረብ ግልፂ ብጣእሚ ቅሩብ
በጣም ያሳዝናል: ይሔ የጐደኚኀት ወይም የጐረበኛነት ምርጫ አይደለም:አገር መግዛት:ወይም ማስተዳደር:ሌላ ቆንቆ ነዉ::ጌታቸዉ የሌላ ችሎታ ሊኖረዉ ይችላል:ግን ትግራይን :ሊያስተዳድር 100 % አይችልም:: ኢሞሺናል እየሆነ የሚናገራቸዉ: ቃላቶች:ከተማረሰዉ የማይጠበቅ: ነዉ ::ለማንም ትግረዋይ አይጠቅምም::TDF ከማንም:ክፍለአሐር :የተወጣጡ: ናቸዉ:: በትግረዋይነትሕ:ነዉ ጇኖሳይድ ያደረጉት: ከየትምአገር ና: :አንድነታችን ብቻነዉ ትግራይን የሚያድን:: አብይ,ሴራቸዉ እየተሳላቸዉ ነዉ ብልፅግና:እየሳቍብነ ነዉ:: 😮
@@asefudesta441hatew ketow😂
ተረት
❤❤
ናይ ብሓቂ ረዘንቲ ሰባትን ሓሳባትኩም'ውን ረዚን!! ኣማኑኤል ዋላ ኣጠቓቕማ ቋንቋ ትግርኛኻ ሃፍታምን ምዕቡል ረዚን ቃላትካ ገሪሙኒ❤❤❤❤❤
ብጣዕሚ ዝገርም ቃለ ምሕተት ፍሉይ ትንተና ዘሕብን ኣጠቓቕማ ትግርኛ ናይ ክልተ ሊቃውንቲ ቓንቃ ትግርኛ ዕድመን ጥዕናን ይምየልኩም ግን ሓደ ነገር ክልምነኩም ንጌታቸውን ደብረፅዮንን ኣቅሪብኩብ ምስ ህዝቢ ክተጋጥዎምን እቲ ሓቂ ንክቅላዕ ክትገብሩ ተስፋ ይገብር
ብጣዕሚ አጊቤ ናይ ብሓቂ “ረዚን"👍👍👍
Amanuel what you have said is right ❤.
ኹሎም ዝብሃሉ ናይ ለባማት ምኽርን ዘረባታት ኣማንኤል ሓውና ገሊፅወን ልቢ ዘለዎ ልቢ ይግበር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣሕዋተይ!!!ሓድነትናማለት ዓወትና እዩሞንትግራይ ነቀድም ።
ብጣዕሚ ዘሕብን ትንታነ
ኣቤል ጉዕሽ ምስ ኣማኑኤል ዝገበርካዮ ደስ ዝብል ቃለ ምልልስ ዝንኣድ እዩ። ብናተይ ግንዛበ ቋንቋኻ ምዕሩይ፤ ኣመራርፃ ኣርእሰተ ጉዳይ ይበል ዘብል እዩሞ ዕድመን ጥዒናን ይሃብካ ፈጣሪ። ብፍላይ ጉጅለ ዝብል ስኽፍ ዝብለካ ቃል ገዲፍካ ክልተ ሓይልታት ምባልካ ፍሉይ ስምዒት ፈጢርለይ።ኣብ ዘዋጋዕኹምሎም ስግኣታት ሓደ ሓሳብ ኣለኒ። ህዋሕት ነውርን ንቡርን ፈልዩ ካብ ዘቕምጥ ባህልን ምሕደራን ትግራይን ወፅኡ ስለ ዝፀንሐ ከዳምፅ ዘይምኽኣሉን እምበር ኣፈጣጥራ ይኹን ኣፈታትሓ እቲ ፀገም ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ኣይኮነን። ሀዝውን ካብ ኔትወረክ ወፂኦም ነፃ መድረኽ ህዝቢ እንተተፈጢሩ ጥራሕ ኢና ክንድሕን እንኽእል ዝብል ሓሳብ ኣለኒ።
ትግራይና ነቀድም!❤❤❤
ፅቡቕ መደብ እዩ ብፍላይ ሕቶ ጋዤጠኛ ግን ማዕዳን ምኽርን ጥራሕ ዘይኮነስ መሬት ክወርድ ዝኽእል ፍታሕ ብኸመይ ክመፅእ ይኽእል ኣብዝብል ዛዕባ ምዝታይ ይምረፅ
ሰጋር ማለት ድማ ሉጋም ማለት ኣይኮነን ስጋር ማለት ነቲ ዝተሰቐሎ ሰብ ዘኽብር እዱብ በቕሊ ዝወሃብ ሽም እዩ።
I hope those who are in leadership watching this.
ትግራይ ናይ ሕወሓት ምንባርን ምጥንካርን ምሟትን ዘሕጉሳ ዘሕዝና ትኾነውን ትግራይ ኣቭኢድ እግዚአብሔር ስለዝኾነት ተራእዩ ዘይፈልጥ ተአምር ዝበሃል ዕብየት ለውጢ ክተመዝግቭ እያ ::
አጆኹም ናይ ትግራይ ዕድል እንኻዕ ኣብ ሕወሓት ኢድ ዘይኮነት - አብ ዘልአለም ነቫሪ እቭ ፈጣሪ ኢድ ስለዝኾነት::
ዋው ከመይ ዝበለ ረዚን ዘረባን ውቁብ አገላልጻን እዩ።
ሀብታም አገላልጻ ልቦና ዝተመልኦን መንፈሳውነት ሐዘልን ንመጻኢ ህዝብና ኸአ ተስፋ ዘስንቕ አገላልጻ።
ነዊሕ ዕድመን ብዙሕ ጥዕናን ይሀብካ አቶ አማኑኤል።
ትግራይ ፀዋርያ::
ዝኾነኾይኑ ዝተፋናቐለ ህዝብና ናብ መረበቱ ይመለስ.
ዝገርም መልእኽቲ...ኣማኑኤ በሊህ...ኣቤል በዓል በሊሕ ርእሲ .ይበል.. ፕሮግራም!
ደብረፅየን "ኣነ ብዙሕ እየ ሓቢኤኩም፣ ንምታይ? ምእንተ ህዝቢ ትግራይ". ኣንታ ኸመይ ዝበለ ሕልና፣ ስኽፍታ፣ common decency, ዝባሃሉ ነገራት ዘይተዓደለ ዉዱቕ ፍጡር እዩ? ህዝቢ ካብ ዝመፅእ ሓደጋ ብኣጋ ከይከላኸልን፣ ሓደጋ ከይቕንስን ቀይሕ ዝተለኽየ ፈረስን ውሑዳት ኾማንዶን ኣብ ኣደባባይ እናሰለፈ፣ ነቶም ፀላእቲ ኣይገብሩዋን፣ ክሳድ ሒዝና እናተፀበናዮም ስቕኢሎም ፎቶ ተላዒሎም ተመሊሶም፣ እንተጀሚሮምዋ ኣብዚ ዘይኮኑስ ኣብማእኸል ( አ.አ) ኢና ንውዳኣ፣ እዘን ዘለዋና ዕጥቂ ኣብዝባኖም ክነፍስሰን ኢና፣ እቲሓደጋ ቀዲሙ ንዝተርኣዮም ግዱሳትን ሙሁራትን " እቲ ናይ ውግእ ነገር ብሉፃት ስለዝኾንና ንዓና ግደፉልና ንስኹም ኣብ ኻሊእ ውራይ ዕመሙ" ወዘተ እናበለ ህዝቢ ኣብ ዘየለ ነገር እምነት ከሕድር፣ ኣብዘይጭበጥ ነገር ከራሳስን ድሕሪ ምፅናሕ፣ " ነገራት ምብልሻው እንትጅምር ግልብጥ ኢሉ " ሻዕብያ በዚ ደረጃ ዝሳተፍ ኣይመሰለናን፣ ኣብይ ብልሓተን ብዘይፍለጣ ኣፅዋር (ድሮን ማለቱ እዩ ደፂ ሽዑ ብሽም ኣይፈልጠንን ኔሩ) ይወቕዐናሎ፣ እዚ ኹሉ ዝተፈላለየ ናይ ክልላት ዓቕሚ ዝጥቀሙ ኣይመስለናን ኔሩ" ወዘተ ውዘተ ብምባል ነቲ ባሃምነቱ (strategic blunder) ምኽኑይ ክገብሮ ፈቲኑ። ናይ ፀላእቲ ወደር ኣልቦ ጭካነ ናይ ደ/ፄንን ጉጅልኡን ልምሰትን ባሃምነትን ተወሲኹዎ እዚ ኹሉ ህዝቢ ሃሊቁ። እዙይ ከይኣክል ደብረፅንተት ሐዚውን ኣብ ስልጣን ኾይነ ናብ ዳግም ፅንተት ክመርሐኩም ይብለናሎ። በየናይ track record እዩ ብኽልቲኡ ጉጅለ ንዘለው ናይ ህወሓት መራሕቲ ኣሚንካ ብሕታውያን ገበርቲ ሓደግቲ ዘግብር ስልጣን ዝወሃቦም። ብሕልፊ ደብረዕንክሊል ናይ ፓርቲን ናይ መንግስቲን ጠቕላይ መራሒ ኮይኑ ብምፅንሑ ትኽክለኛ ቦትኡ ወኽኒ ቤት እዩ ክኸውን ኔሩዎ። እቲ ዘሕምም ነዚኦም ሕዚውን ተሳማሚዕኹም እንዶ ' ምርሑና' ግዝኡና፣ ርገፁና ዝብል ኢሊትን ኽፋል ህዝብን ክትርኢ እንተለኻ እዩ።
አቤል ጉዕሽ ግን ቅድሚ ሐዚ ሰማዒ ዝሰአነ አውያት ገባራት እንደርቶት ዝብል ብራራ ሚዲያ አፋሊጥኩም ደሐር ተሰሪዙ ብናትካ ትእዛዝ እዩ ተባሂሉ ብጣዕሚ ብጣዕሚ የሕዝን የተዓዛዝብ
Fair and free media
Absolutely 💯 yemiger agelaletse new yibel
መፍትሒ ዝመጽእ ብዘይ ሻራዊ መንገድ እቲ ጊዝያዊ መንግስቲ ካብቲ ህዝቢ ዝጽበዮን ዝተዋህቦን ዕማማት እንታይ ፈጺሙ እንታይከ አይፈጸመን ንምንታይከ ? ከምእውን ውድብ ከ አንተይ ክትፍጽም ነይርዋ እንታይ ፈጺማ እንታይከ አይፈጸመትን ንምንታይከ ? ዝብል ጭቡጥ ግምገማ ተገይሩ እቲ ሽግር ህዝቢ አቋም ክወስደሉ እንተኪእሉ እዩ። ምክንያቱ ህዝቢ ከም ህዝቢ አይጋገይን ኩለመዳዊ ዓቅሚ ዝርከብ እውን ካብ ህዝቢ እዩ ። መወዳእትኡ ክኸውን ዘለዎ እውን ግለሂስ ተኻይዱ ካብ ብልቢ ሐቢሮም ክሰርሑ ምግባር እዩ ።ጸላእትና ዝፈልጡናን ዝፈርሑናን ክሳብ ሎሚ በዝነበረና ጽኑዕ ሓድነትና እዩ። ካብ ኩሉ ዘተሓሳስብ ግን ጽባሕ ዘይርከቡ ጽቡቅ ጊዜታት ይሕንሸሹ ምሕላዎም እዩ።
You discussion looks neutral. But do not make it too general. Indicate key way forward. You know both groups cannot be wrong at a time.
❤❤❤❤❤
ዕድሚኡ ኩሉ ንጎጃሜ ወይ ነጎንደር ክመስልዩ ኣሕሊፍዎ እንተ ሕዝሞ እንኻዕ መፃእኻ።
ብሱል ዘረባ ኩሉ ትግራዋይ ናብ ሓድነት ዘምፅእ ክንዛራረብ ኣለና
ዓርኪ ኖዃል ነቃዕ ።
ኣማንኤል ፈረስ ክጋልብ ስለዝኽእል ሰጋር ክኸውን ወይ ክብሃል ኣይኽእልን።ሰጋር ንበቕሊ ዝውሃብ ሽም ጥራሕዩ።ሰጋር ማለት ፈጣን ግን ጎይተኣ ዘይትንቕንቕ ማለትዩ።
ትኽክል ስጋር ማለት ነቲ ዘትሰቐሎ ሰብ( ዝሰረሮ) ዘኽበር እዱብ በቕሊ ዝወሃብ ሽም እዩ።
አቤል ዝውሃብ ዘሎ አስተያየት ንዘምልከቶም ናይ ፖለቲካን ሠራዊትን መራሕቲ ከምእውን ናብ ሕዝቢ ብኢንተርቪው ይኹን መደብ ብምስራሕ ኮታስ ይሐይሽ እዩ ብትብሎ አማራጺ ክበጽሕን ክማያየጥሉ ግበሮ። ናይ ዲሞክራሲ ሀሁ እውን እሱ እዩ ።
ጌታቸዉ ንአብይ ኢዮ ዝዉክል: እምበር :ንትግራይ: አይወክልን:ክልተ አመት ገይሩ: መሬት ትግራይ አይተመለሠን :ተመዛበልቲ አይተመለሱን?ንምንታይ ዘይወርድ? ሕዝብ ትግራይ በአሉ ይመርፅ:
ራዛንአትሓሰሰብ ብጣዕሚ ፀብቀ
ኣብ ታሪኽ ቃኤልን ኣቤልን ኣቲኹም ኢኺም:: መን ቀደመ ኢና ንጽበ ዘሎና!!!
ሰሚናዬ ዘይንፈልጥ :ንትግራይና :ክከፉፍላ:ይደልይ:ንምንተይ?????ጌታዉ ንካሊ እምበር :አዲ ክመርሕ አይክዕልን: አይሐስብን:ዝዛረቦ አይፈልጥን!!!!! !
ብፃይ ኣማኒኤል ኣሰፋ ኣባል ኣርምና ኣርሚ 1 ኣብ ትሕቲ ኮሚሳር ክፋል ህንፀትን ስርፀትን ዝነበረ ኣብ ከባቢ ቦራ ፅቡቃት ዛዕባታት ኣልዒሉ መልእኽቲ ዝሃበና የስታውስ
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
❤❤❤❤❤🎉
ጉኡሽ ነመስግነካ ኢና ተቅርቦ ዘለኻ ንትግራይ ን ንደቃ አኽቢርካ ምኻድካ ን ዝምስገን አቀራርባ ግና ንትግራይ ክንሰርሕ እንተኾይንና ሕዝብና ነቲ ሓቂ ንክቃለስ ፃዊኢት ዝገብር ዘንቅሕ ክኸውን አለዋ ናፍቲ ዝደለኽዋ ክኣትውሞ እቲ ንትግራይ ዝጠቅማ ከም መቃለሲ ንድሓዞ ነቲ ፀገመና ክፈትሑላ ብቅኣት ሜላ ፅንኣታዊ ለውጢ ዘምፅኡ ሓሳብ ዘለዋም ዝረኣይ አብ ጅማሮኦም እናረእና ክመፅኡ አለዋም ዝብል ባሕጊ አደኦም ትግራይ ትኹረት ብምግባር ዘይንቃለስ ....1...
ነገረኛ ኲሉ ግዜ ተጠማቲ እዩ ። ንሕና ተጋሩ ግን ንምንታይ ኢና ኩሉ ግዜ ብስሕተትና ንኾርዕ ?
?
@@AsterBaraki-c9c
ግልፂ ዘረባ እዩ ፣ ኢትዮጵያ ኣብ ብዙሕ ቦታ እናተሓመሰት ዋና ዜና ዝኾውን ግን ናይ ትግራይ ዝኾነሉ ምኽንያት "ሓያላት ተጠመትቲ ስለዝኾንና እዩ " ኢሉና ሓደ "ሙሁር" 🤣🤣🤣 ንሕና ተጋሩ ዕረፍቲ ዘይብልና ነገረኛታት ኢና ክብል ነይርዎ እምበይተይ ።
😂😂😂😂😂😂😂
እዚ ጅምላ ወቀሳ ጅምላ ሐሳብ እዩ ዘጥፈአና ዘሎ ! ንጸሊም ጸሊም ንቀይሕ ቀይሕ ምባል ገዲፍና ኩሎም ናትና እዮምሞ ሐደ ይኹኑ ኹሎም ገበነኛታት ኩሎም ገለመለ ኢሉ ዝቀርብ ናብ ሚዲያ ጸሊኤ ሞትኩ።
❤❤❤❤
I cannot see your clear picture in the issue. Tell us who did wring and who is still going
in the wrong direction? Dont bee well informed person. Make it clear.
ዝገርም ኣገላልፃ እዩ ሓንቲ ኪሓተካ ኣቤል ጉዑሽ ምስ ይቅርታ እዛ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ዝነበረት ኣኬባ ማሕበረሰብ ሙሁራት ትግራይ ዝበልካያ ካሊእሸም ኣዉፀአላ ከመይሲ ሙሁራተ ዝባሃሉ እንተኾይኖም ዳኣ ምኣስ ድዮም ዝበፅሑላ ንትግራይን ህዝባን ካብዚ እዋን ዝኸፍእ ግዜ ኣይኪህልዋንዩ እለኢየ ዝኣምን ኣነን ቡዙሓት ከማይ ዝበሉ ኣብስደት ዘለዉ ተጋሩን ስለዙይ ህዝቢ ኪላዓል ኣለዎ ንኹሎም ዓጋብ ኪባሃሉ ይግባእ ኩሎም ንጁቦኦም ንዉልቆም እዮም ዝሓስቡ ዘለዉና በጃኹም መፍቲሒ ይገበረሉ ነኒባዕልና መቅታል ከይጀመርና
Why is TBS displaying the wrong map for Tigray?
ጡዑም ሰብአይ ዘረብኡ ደስ ክብል።
ክቡራት ኣሕዋት ኣብ እትገብርዎ መደብ ብዙሓት ጽቡቓት እኳ እንተለዉ ሓደ ዘይተረዳእኽምዎ ነገር ግና ኣሎ ንሱ ድማ ትግራይ ፀገማታ ኩሎም ደቃ እዮም ኢልኩም ኣብ እቲ ስነ ፅሑፍኩም እዚ ኣበሃህላ ብጣዕሚ ጌጋ እዩ ትግራይ ጸገማት ኮይኖሙዋ ዘለዉ ውሱናት ደቃ እዮም ንሳቶም ድማ ካብ ዝፍጠሩ ንጥቕማን ረብሓኣን ንኽብራን ናፅነታን ሓሲቦሙን ደኺሞሙን ዘይፈልጡ ናይ ሕወሓት ጒጅለታት እዮም ትግራይ እቶም ቴስዓን ትሽዓተን ደቃ ናጽነታ ክጠልቡ ከለዉ እቶም ዝተረፉ ሓደ ምኢታዊ ግን ከም በዓል ጒጅለ ሕወሓት ድማ ባርነታ ይእውጁ እቶም ብዙሓት ጥንታዊ ርስታን መሬታን ከምልሱ ክፅዕሩ ከለዉ እቶም ሕወሓት ግን ርስታን መሬታን ንፀላእታ ኣረኪሶም ከብዶም ክንዲ እምባ ዝገብሩ ታሪኻ ሸይጦም ዝበልዑ መንነታን ቋንቋኣን ልሳናታን ፊደላታን ላዛታታን ዘብርሱን ንባዕዳውያን ኣሕሊፎም ዘረከቡን ዘጥፍኡን እዮም ካልእ ክንደይ ቆፂርካ ክውዳእ ስለዝኾነ ትግራይ ብሽም ደቃ ኢና ዝብሉ ብግብርን ብመንነትን ግን ፍፁም ደቃ ዘይኮኑ ሕወሓታውያን ተዋሪዳን ኣብ ትሕቲ ፀላእታ ክትነብርን ገይሮሙዋ ኣለዉ።
መደብ ረዚን
ውድብ ማለት ጡርኑፍ ህዝቢ ማለት እዩ ። እቲ ትኽክለኛ ፖለቲካ እውን እዚ ጡርኑፍ ህዝቢ ክዕድጎ ዝኽእል ቡሱል ሓሳብ ሸጥካ እቲ ጥርናፈ ከየፍረስካ ናትካ ምግባር እዩ። ምክንያቱ አብ ካልኦት ዘሎ ጥርናፈ ምስ ናይ ትግራይ ዝወዳደር አይኮን ። እቲ ዓውዪ ሓፍቲ እውን ንሱ እዩ። ጥርናፍኡ ዝፈረሰ ህዝቢ ብቀሊሉ ተሳዓራይ እዩ። ነዚ እውን እዩ ኩሎም ጸላእቲ ነቲ ውድብ ወይካዓ ጥርናፈ ንምፍራስ አበርቲዖም ዝሰርሑ። ብምፍላጥ ይኹን ብዘይ ምፍላጥ ነዚ ዝትሓባበር ትግራዋይ ካብቶም ጸላእቲ ዝፍለ አይኮን። ዋላካ አብቲ ጥርናፈ ናይ መትከል ፣ ወይካዓ ናይ ፖሊሲ ፣ ወይካዓ ናይ መስመር ፣ ወይካዓ ናይ መሪሕነት ዓቅሚ ፣ ወይካዓ አብ ንጽረት ዲፕሎመሲን ምሕዝነት ምፈራይን ፣ ኮታስ ዝኮነ ሽግር ፣ እንተሃልዩ ገምጊምካ መፍትሒ ትገብረሉ እምበር ውድብ ማለት ጥርናፈ ህዝቢ ምፍራስ ብዝኾነ መለክዒ መፍቲሔ አይኮንን ። እቲ ዝገርምን ሓደገኛ አካይዳ ኻዓ እቲ እታ ውድብ ከትፈርስ ንዝደሊ አካል ምሕደራ ትግራይ ንኸዕርየልካ ምዕዳምን ናብ ተግባራዊ ምንቅስቃስ ምእታውን እዩ። ህዝቢ ዓያም በሎ።
ትግራይንቁዳሙት
Tigray fears
ኤማ ከመይ አለኻ ካብ መተዓልምትኻ ብፃይካ
በቃ ቤዛእባ አደ ትዛረብ ሰረቅቲ ኢትዮጵያ አደ ኺህዲካ ስ አይመልከአልኩሙን እዩ
ናይ ሕዚ ሽግር ህዝቢ ትግራይ ዝፀንሕ እዩ ግ ንግዚኡ ተደጉሉ ከይፍታሕ አብ እን ደብረፅዮን አለም ወዲቃ ትግራ አጥፊኦም ሐሻክር ሻዕብያ ክገብሩ አበ ውሸጢ ወያነ መራሕቲ አብ ደገ አለው እዙ.ሸግር በማዕዳ ዝፍታሕ አይኾነን መንእሰይ ብፍላይ ህዝቢ ተልዓል ክበሐል አለዋ
አማኒኤል ንዝሰምእ ምኽርኻ ብሱል እዩ ። ምኽንያቱ ካብ ንእስነትካ ጀሚርካ አብ ሕወሓት ዝዓበኻ ንነዊሕ ጊዜ ካፍቲ ብአፍሪካ ተወዳዳሪ ዘይተረኽቦ ናይ ገድሊ ናይ ተግባር ቤት ትምህርቲ ብተግባር ዝተማሃርካ ናይ ሎሚ መንነትካ ዝተሃነጸሉ ፣ መሬት ትግራይን ህዝበ ትግራይን ብቀረባን ብተግባርን ስለእትፈልጦ እዩ። ይፍለጥ እዩ ካብ ብዙሕ ዓመታት ጀሚሩ ብግሊ ስራሕ እትማሓደር ምኻንካ ። እቲ ዝገርም ግና ሎሚ እውን ከም ትማሊ አብ ጹኑዕ መትከል ምህላውካ እዩ ።
ለባም ዘረባ
አነ ናይ ብኣል ጌቹ ን ጀነራል ጻድቃን መንገዲ አቅሚ ትግራይ ክትጥቀም አለዋ አብዚኣ ስዓት እዚኣ ንትግራይ ናብ ባሕጋ ዝወስደና ዘለና ተጋሩ ንሕግዞ ብግልፂ ዘይንሕግዞም ናይቶም ካሊኣት ገዲፍናዮም ዘይንጎይይ ናተይ ኣነነትን እቲ ኔት ወርኪ በታቲኽና ክንዲ ምጉኣዝ ንምንታይ
እንታይ ድዩ አፈላላዩ ደብሪፅ አብ አክሱም እንታይ በለ እቲ ወዲ ክንድዝጥየቅ የእገርግር አሎ ጠጠው ንከብል ክሕተት አለዋ ሚሊዮናት አሒግሩ ኸዝውን ነቦታትና ኒኢቁዋም ስውኣት እናበለ ሓደ አይነት ቋንቋ ዝተፍእ
ትንተና ንምንታይ ኸዚ ዝትንትን ብምሳለ ጥራይ አይትግለፁዋ ብቀጥታ እቲ ናይ ትግራይ ፀገማን መፍትሕ አብ ጌቹን ደብረፂዮን ርእሲ ሓሳብ አወዳዲርና ዘይንዛረብ ግልፂ ብጣእሚ ቅሩብ