ፍርቂ ኣካለይ ከለኹ አምሊጠዮም ፡ ሰሙን ሙሉእ ምስ ኣትማን ቀንየ ፡ 2ዓመት ሙሉእ አይተዛረብኩን ➡️ ተጋ. ክንፈ 0914414663

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 3 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 157

  • @seret_media
    @seret_media  Місяць тому +9

    ክሳብ ሐዚ ብዝመፃናዮ ኣካይዳ መሰረት ናይ ኩሎም ኣጋይሽና ስልኪ ቁፅሪ ኣብ #title ብተወሳኪ ድማ ኣብ #description እናቀመጥና መፂና ኢና ንእትገብርሎም ዘለኩም ሞራልን ሓገዝን ድማ ነመስግን። ናይ ተጋዳላይ ክንፈ ስልኪ ንእትጥይቁና ዘለኩም ድማ ብተመሳሳሊ ከምቲ ዝተለመደ መልክዑ ዘቀመጥና እንትንከውን ብተወሳኪ ድማ ኣብዚ ኣለኩም 👉 0914414663

    • @geneteden4343
      @geneteden4343 Місяць тому +1

      ባንክ አካውንትን እንተትፅሕፉሎም ዝሕግዝ ሰብ አይምስጠፍአን 🤔🤔🤔

    • @yeshilegese6274
      @yeshilegese6274 Місяць тому

      ናይ ባንኪ ሒሳቡ ኣቀምጥሉ ኩሉ ሰብ ዘዝዓቅሙ ክሕግዞ።

    • @gktakele8208
      @gktakele8208 Місяць тому

      ስልኩ ይፅውዕ እዩ ግና ኣይለዓልን።

  • @MisginaFissehagos
    @MisginaFissehagos Місяць тому +38

    ብፃይ ክንፈ ልሳንካ ተከፊቱ ምዝራብ ክኢልካ ምርአየይ ብሓቂ ፈጣርይ ታይ ይሰአኖ እንኳዕ ቀነኻ ዝሓወይ ሙሉእ ሰላም ይግበረልካ
    ኣነ ከቢድ መውጋእቲ ኣጋጥምኒ ተስፋ ኣብ ዝቆረፅክሉ
    ዝኩሉ ምፀገማትካን ኪእልካ ነዓይ ክተበረታትዕን ሞራለይ ንከይጉዳእ ኣብ ጎነይን ትጥይቀንን ነይርካ
    ተስፋን ጥንካረን ንቀፃሊ ዝነብር ምዃነይ ኣባኻ ሪአዮ
    ነዓይ ናይ ምንባረይ ተስፋ ኢካ ሓወይ ናተይ
    ነዓካ ምርኣየይ ደስታይ ኣይከኣልኩን ንበረለይ ንበረለይ ሰላምካ የብዘሓዮ ክንፈ ሓወይ

    • @Tkt1416
      @Tkt1416 Місяць тому

      ስልኩ ላኣከልና ትፈልጦ እንተኮንካ ሓወይ

  • @Ggff-m5r
    @Ggff-m5r Місяць тому +17

    ንስልጣና ይጓየዩ አለዉ ናዓኩም መን ክዝክረኩም አምላክ ምሳካ ይኩን❤❤❤

  • @YitbarekTesfayeHailemariam
    @YitbarekTesfayeHailemariam Місяць тому +26

    ዝኩሉ መስዋዕትነት ተከፊሉስ ህዚ እዚኦም ኩሉ ረሲኦም ክዳን ቀይሮም ንስልጣን ይጔየዩ አለው ህዝቢ ትግራይ ንኩሎም ክፍንፍኖም አለዎ

  • @OsGh-pu6xh
    @OsGh-pu6xh Місяць тому +16

    ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን ሓወይ😢

  • @Vip-j8f
    @Vip-j8f Місяць тому +9

    እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ አምላክ ምሕረት የውርደልካ

  • @asliassefa3442
    @asliassefa3442 Місяць тому +12

    ህዝቢይ ትግራይ ነስተዉዕል
    ብጣዕሚ ልብኻ ዝሰብር መሕዘኒይ
    ታሪክ

  • @ትግራይእዩደመይTDF
    @ትግራይእዩደመይTDF Місяць тому +8

    ሓመድ ትብለዐኒ ክንደይ መከራ እዩ ኣይይይ እዚ ለ ክርሳዕ ይኮን 😢😢😢😢

  • @ፍቅሪእየንዘፍቀረኒ
    @ፍቅሪእየንዘፍቀረኒ Місяць тому +10

    ኣምላክ ምሳካ ይኩን ማዓረይ ❤😢😢

  • @Gobezay1983
    @Gobezay1983 Місяць тому +2

    ዋይ ሓወይ፣ መሉእ ምሕረት የውርደልካ ጅግናና!

  • @biniamgmichael-rh4bf
    @biniamgmichael-rh4bf Місяць тому +6

    ስልኪ አይትፅሕፊ አካውንቱ አይትልጥፊ!! አሕሕሕሕ ሕማቅ ጊዜ ብዙሕ ስቃይ ዘሕለፉን ዘሕልፉ ዘለዉን መላምን አለዉና ተጋሩ አሕዋት pls ኢደይ ኢድካ ንበል ልብኻ ዝሰብር ታሪኽ💔💔💔

  • @tirhaberha488
    @tirhaberha488 Місяць тому +10

    አቲ ፡ ጓለይ ፡ ስልኪ ፡ ቁጽሪ ፡ ንዕኡ ፡ ንረኸበሉ ፡ ጸሐፍዮ ፡ አነ ፡ ክድውለሉ ፡ እደሊ ፡ አለኹ ፡ እንተወሐደ ፡ ሕጂ ፡ ዝሕክመላ ፡ ክንሰደሉ

    • @AdhanetGebregzabher
      @AdhanetGebregzabher Місяць тому

      more zbl zelo ጥዉቅ ኣብሎ ወይ ኣብልዮ ኣዉኡ አሎ ስ ቁፅሩ

    • @azebeawete4680
      @azebeawete4680 Місяць тому

      ኣብታ መጀመርታ ኮመንት more ትብል ጠዉቃ ኣባኡ ኣላ

  • @FreweyniGalagame
    @FreweyniGalagame Місяць тому +2

    😢😢😢😢እቶም ደመወዙ ዝከልከልዎ ብሕጊ ክሕተቱ አለዎም😢😢😢😢 ምስክናይ ጡዑያትስማ ደመወዞም ይበልዑ እንዶ አለዉ ካብዚ ዝገደደ አሎ ኢለ አይግምትን ካብሐዚ ንደሓር ዝጋደል ይህልዶ ህማቅ አየምፅእምበር ድሕረሐዚ ንመራሕቲ አጠልጢልካ ንፀላኢ ምርካብ ይሐ. ታይዝገበረ ህዝቢ እዚ ከይአክል ንፍርቂ ትግራይ ይናቆሩ አለዉ😢ህዝቦምን ሰራዊቶምን ረሲዖም😢

  • @tirhaswelu
    @tirhaswelu Місяць тому +1

    Wow our hero thank you for your service TDF ❤️‍🔥✊❤️‍🔥✊❤️‍🔥🙏🙏🙏

  • @BrktiGeb
    @BrktiGeb Місяць тому +1

    ክንፈ ዝሓወይ ሳላኻትኩም ንነብር ኣለና እብዙይ ዘይወዓሉ መልሓሶም ዘልዚሎም ልዕል ትሕት ከብሉኻ😮 ኣይኽእሉን ኣሕዋተይ ደምኩም ህያው እዩ ንዓይ ንኣዶ ትግራይ ብርሃና ኢኹም ካብ ዕስለ መድፈርቲ ኣድሒንኩምና ኢኹም መግለፂ ይስእነልኩም🔥🔥🔥🔥🔥❤❤❤❤❤❤❤🌷🌷🌷🌷🌷💔💔💔💔💔💔

  • @meharikahsay7208
    @meharikahsay7208 Місяць тому

    እግዝአብሔር ምሳኻ ይኹን ክቡር ሓውና፣ ፍፁም ምሕረት ካብ ኣምላኽ እዩ ሞ ምሕረት ይኣዝዘልካ

  • @yashenfalgena6247
    @yashenfalgena6247 Місяць тому

    ዝሓወይ ማዓረይ !😢 ኣይዞኹም ከምዚኣ ኢልና ኣይንተርፍን ክሳዕ ንስኻትኩም ትካሓሱ ቃልስና ጠጠው አይብልን::😢😢😢😢😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔ድቅዛ ፅሉላት::

  • @AbsSba-h4d
    @AbsSba-h4d Місяць тому +4

    መዓረይ😢😢

  • @አዲስአለም-ዠ2ቸ
    @አዲስአለም-ዠ2ቸ Місяць тому +6

    ናይቲ ባንዳ ሙሉእ ሽሙ ዘይጥቀስባ ንምንታይ ሽፍንፍን ተብልዎ???

  • @Binyamabay-dy5kr
    @Binyamabay-dy5kr Місяць тому

    ሰረት ምድያ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ቀፅሉሉ ካብ ካልኤቲ ገዛና ኢየ

  • @meazabeyene8485
    @meazabeyene8485 Місяць тому +8

    Nahagzo ahawatey 🙏🙏😭😭😭😭

  • @yashenfalgena6247
    @yashenfalgena6247 Місяць тому

    ጎይታ የፃርየልኩም ማስቃኹም ይሃቦም::

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 Місяць тому

    እግዚኣብሔር እንኳዕ አትረፈካ ጅግና ወዲ ህዝቢ ትግራይ

  • @TeweldeMahari
    @TeweldeMahari Місяць тому

    ዓኽኽኽምስ ፀላእቲ ተዋዲቖም ፀላእቲ ዘምበርከኹ ጀጋኑ ደሞዝ ዝበልዑ ከሓድቲ መራሕቲ ሕወሓት 😢😢😢😢😢

  • @FreweyniGalagame
    @FreweyniGalagame Місяць тому

    ብሓቂ ለባም ሙሉእ ምሕረት የሀብካ ጀግና ሓውና😢😢😢😢😢😢

  • @ስብሃት
    @ስብሃት Місяць тому +2

    ስልኪ ቁፅሩ ፃሓፉልና

  • @tuemwoldu3391
    @tuemwoldu3391 Місяць тому +3

    Kemzi zgeberkum Ethiopia hji Beal getachew msziom msrahom nay banda bandanet eyou,ngetachew kwerd kem zelewo wey jab zgebro zello gegatat kerem allewo

  • @Tkt1416
    @Tkt1416 Місяць тому

    ኣብዘይ ማዓልቱ ሰብ ከምዘይመውት ካብዙይ ሓወይ ተማሂረ ብጣዓሚ ተደኒቀ ኣብኡ ምስኡ ስለዝነበርኩ ዝሓወይ ትበልዖ ኣለካ እንኳዕ ሰላም ወፀካ❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰

  • @TsehayeDebes
    @TsehayeDebes 23 дні тому

    😢ጅግና

  • @syumabrahaley2246
    @syumabrahaley2246 Місяць тому

    ናይባሓቂ ጀግና ተጋዳላይ።

  • @mebrhit-vz5mr
    @mebrhit-vz5mr Місяць тому

    ሰረት ምድያ ኣብዛሕ እተሕልፍዎ ጥራት ዘይብሉ በዛካትኩም ኣፀፍፈኩም ኣቅርብዎ እንታይ እዩ ኣብ ወሰን ፅርግያ ኮፍ እልኩም እትቀርፁ ዘለኩም ትመሰሉ ግልፅ ግልፅ እናበለ ዘዉግዕ ዘሎ ጀግናና እንካዕ ብሂወት ተረፍካ ❤💔💔

  • @TeweldeGuesh
    @TeweldeGuesh Місяць тому +2

    ይሕዝን

  • @teklayhailu5977
    @teklayhailu5977 2 дні тому

    ብሓቂ ለባም ሰብ

  • @abebetegaw1809
    @abebetegaw1809 Місяць тому

    😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢ኣይ ትግራይ😢😢😢😢😢😢ህደይ መላምል ቆዙፉኹዮም😢😢😢😢

  • @abrahamzekios5252
    @abrahamzekios5252 Місяць тому

    Good thanks

  • @selemuntekie3043
    @selemuntekie3043 Місяць тому +3

    Enqa amlak awtsaka, gn tegaru kabzi entay tmaharu, dhri mrcha kali ala ab zalanvesa endabelka eka abzi wedikka, temaharu, yehzn.

  • @tadhaile2821
    @tadhaile2821 Місяць тому +6

    🚨ጴ🚨ን🚨ጤ🚨ዉ🚨አብይ አህመድ ይህ እንዲያየዉ እግዚአብሔር "የአቤል ደም ወደኔ ይጮኋል" እንዳለዉ የነዚህ ሰዎች ደም ወደ እግዚአብሔር እየጮኸ ነዉ

    • @geneteden4343
      @geneteden4343 Місяць тому

      ጴንጤ ቢሆን በተሻለው ለራሱ ይህ አታላይ የሰይጣን ልጅ ተላላኪ ሰው መጥፋቱ አይቀርም ይህ ከእውቀት የፀዳ የድሀ ልጅ 😨

    • @tadhaile2821
      @tadhaile2821 Місяць тому

      0:57 I am in California ​@@geneteden4343

  • @dbhddhdhh883
    @dbhddhdhh883 Місяць тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @SalamSalam-of1rb
    @SalamSalam-of1rb Місяць тому

    ኣምላኽምሳኻይኹንሓወይ

  • @Brhan-u1s
    @Brhan-u1s Місяць тому

    እግዚኣቢሔር ኣምላክ እንካዕ ኣውፀአካ

  • @TeweldeMahari
    @TeweldeMahari Місяць тому

    ጅግና ተጋዳላይ ፅንዓትን ሓቦን መን ከም ትግራዋይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @TsegayeGebre-r9n
    @TsegayeGebre-r9n Місяць тому +1

    አዮኻ ዝዓርከይ ውድዓደይ❤😂😢😮😅

  • @fisgeb5225
    @fisgeb5225 Місяць тому

    ጅግና ባዓል ታኽ ሓውና !

  • @ኤማትግራዋይ
    @ኤማትግራዋይ Місяць тому

    😢😢😢

  • @WeldeslasieHlwi
    @WeldeslasieHlwi Місяць тому

    ፈጣሪ ታይ ይሰአኖ ቁኑዕ ሰብ አይዞኻ እስቲ😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔

  • @BjkBb-g3g
    @BjkBb-g3g Місяць тому

    ፈጣሪ እንኳዕ ቢሂወት ኣትረፈካ❤❤❤

  • @desbeleembaye7921
    @desbeleembaye7921 Місяць тому +1

    ጂግና ተጋዳላይ❤

  • @mearzenebhemen8602
    @mearzenebhemen8602 Місяць тому +2

    Waye haweye meareye e/r amelke mulue yegeberleka zehawey mulue yegberleka ajoka meglexiy sieneleka 😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @TsegayGebreamlak
    @TsegayGebreamlak Місяць тому

    ❤❤❤❤

  • @ابوعلي-ج3ب4ص
    @ابوعلي-ج3ب4ص Місяць тому

    😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @simongrmay9975
    @simongrmay9975 Місяць тому +2

    ከምዚይ ሓሊፉ ሕዚይ ጫማ በዓል ኣብይ ምልሓስ እዩ ጨኑቅና

  • @OkOk-jn5tb
    @OkOk-jn5tb 8 днів тому

    😢😢😢😢😢😢

  • @KelatiTeweldemedhin
    @KelatiTeweldemedhin Місяць тому

    የሕዝን💔💔💔

  • @yonasaraya2402
    @yonasaraya2402 Місяць тому +1

    Haleftikum beakum yekameru😢😢😢

  • @aexum1597
    @aexum1597 Місяць тому +2

    Betaemy zehzen ❤😢

  • @Dsaert-jf7mq
    @Dsaert-jf7mq Місяць тому

    😢😢😢😢

  • @zebibaosman9282
    @zebibaosman9282 Місяць тому

    ቶም አትማን መለኢካታት እዮም ዝገርም ነገር እዩ ረቢ ሐልዎ እንኮእ ረቢ አወፀኤካ

  • @SolomonMekonnen-t9b
    @SolomonMekonnen-t9b Місяць тому

    ናማን ሞት እቢ ፍፁም ጅግና ኢኻ# እታ ሓታቲት ግን ይጎድላ እዮ።

  • @yibrahfisha9859
    @yibrahfisha9859 Місяць тому +1

    ዝኩሉ ፀገም ተሰኪሙ ዘህለፎ መልእክt ረዚን እዩ..... ዝሰምእ መራሂ ግን የለን... የህዝን
    .

  • @محمدمحمد-ش6ش7ل
    @محمدمحمد-ش6ش7ل Місяць тому

    ጀግናኣጀኻ

  • @biniamkibrom2291
    @biniamkibrom2291 Місяць тому

    መራሕቲ ትግራይ ሰረቕቲ ክሳብ ሕጂ ደሞዙ ዘይ ሃብክሞ ንጅግናኹም ዘሕዝን

  • @HoneyHoney-ud4ct
    @HoneyHoney-ud4ct Місяць тому

    😢😢😢❤❤

  • @kiroswalker7444
    @kiroswalker7444 Місяць тому +1

    Lebam 💖

  • @actoncovid-19responsibly26
    @actoncovid-19responsibly26 Місяць тому

    መንእሰይ ትግራይ! ክንፈ ንከንቱ እኳ ተሰንከለ ግን በዓል ታሪኽ እዪ:: ንስኻ ግን ናይአእምሮ ስንክልናኻ አስተኻኺልካ አንጻር ንስልጣኖም ዝወጣወጡ (ደፂን ጌቾን) በርቲዕካ መክት::

  • @TsadiFikrrr
    @TsadiFikrrr Місяць тому

    😢😢😢😢😢❤❤❤

  • @HaileFisaha
    @HaileFisaha Місяць тому

    Jigna tegadelay kinfe wedi adwa zearkey enqae bselam wetseka eta hiwetka mtrafa temesgen.

  • @lemlemassefagrmay7148
    @lemlemassefagrmay7148 Місяць тому

    😥💔😥💔😥💔

  • @Teka-nr9sw
    @Teka-nr9sw Місяць тому

    TPLF can not understand this. The only thing TPLF understands is to stay in power.

  • @ፀጋይካልአዩ
    @ፀጋይካልአዩ Місяць тому

    ሞት እምቢ ዓርከይ ታሓሊፉ ከመዚያነበረ 🙏🙏🙏

  • @biriktiatsebha4561
    @biriktiatsebha4561 Місяць тому

    😭😭💔💔

  • @Amanual_10
    @Amanual_10 Місяць тому +1

    My TDF❤ respect you brother 🥰🥰🥰

  • @gizachewtafere141
    @gizachewtafere141 Місяць тому

    እታ ስልኪ ቁፅሪ የላን ፀሀፍያ ሀፍትና

    • @azebeawete4680
      @azebeawete4680 Місяць тому +1

      ኣብታ መጀመርታ ኮመንት more ትብል ጠዉቃ

  • @Karneshmawi
    @Karneshmawi Місяць тому +1

    መስኪናይ ሕክያካ ግን 2 3 ግዜ ተሰሪቓ እያ ፡ መበል 3ይ ድዩ 4ይ ንሰምዓ ኣለና ኣብዚ ገዛ፡ መቸም ምሕረት የውርደልካ ምስኪናይ ፡ እዛ ሎቅማጽ በዓልቲ ገዛ ከኣ መሸቀጢ እያ ትጥቀመልኩም እዛ ከልቢ ህውሓት ብኻ ንዓኣ ጌርላ

  • @lemlemassefagrmay7148
    @lemlemassefagrmay7148 Місяць тому

    💔🙏💔🙏💔🙏

  • @SabaDesta-ed3dn
    @SabaDesta-ed3dn Місяць тому

    እዋ ሓወይ መዓረይ እዝ ኩሉ ችግሪ ዘሔልፉ ኣሕዋትና ዘይተሓከሙ እዞ ፅንት ሕዝብ ንስልጣን ይጎያዩ😂😂😂😂

  • @geneteden4343
    @geneteden4343 Місяць тому

    ህውሐት ኢህአዲግ ኢሉ ይራገፅ ነይሩ አብ ስልጣን ብልፅግና ምስ መፀ ብልፅግና ኢና ኢሉ እንተዝራገፅ አብ ስልጣን በዚ ልክእ አቭ ህዝቢ ትግራይ ደራእ አይምስወረደን 💔💔💔💔💔💔ሕጂ ክአ ህውሐት ዓገብ በልዎ 😨ብዘይ ህውሐት ትግራይ አይትነብርን አይትህልዉን ዝብል ስነ ሐሳብ ክወድቅ አለዎ እስካብ ሕጂ ከማን ተፈናቅልቲ ከይመለሰ ጥብስን ቁርጥን ውስኪን ቢራን እዩ አዘንቢሉ ዘሎ 😨😨😨😨😨💔💔💔💔💔አየ 😨😨😨😨

  • @mimiselshi5931
    @mimiselshi5931 Місяць тому

    💔💔💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭😭

  • @abrhaleyrussom1718
    @abrhaleyrussom1718 Місяць тому +1

    Tehagagezu atum hzbi ntari bejakum aemkum deki tigray

  • @mahraitikue4852
    @mahraitikue4852 Місяць тому

    😢😢

  • @freweynikidane4943
    @freweynikidane4943 Місяць тому +1

    Halefti tgrai derabi kabnatna hgdef zeyhshu rgumat ezkulu bsenkom weridu ezi teraewom

  • @Marken-s8j
    @Marken-s8j Місяць тому

    💔💔💔💔💔

  • @DaniZer-n9z
    @DaniZer-n9z Місяць тому +1

    እዚ ኹሉ መስዋእቲ ን ህውሓት ከም ዝነበረ ረሲዖም አብ ስልጣንን ኔትወርክን ዕንክሊል ይብሉ መሕዘኒ ። ደብረፅንተት ርእስኻ አስርሓዮ

  • @B-syi8jj
    @B-syi8jj Місяць тому

    ኩሉ ኣብ ኤርትራ ዝራኣኹሞን ዝሰማዕኩሞንሲ ኩሉ ደጊምኩሞ

  • @MileyAsem
    @MileyAsem Місяць тому

    እዚ ውን ተረሲዑ 😢😢😢😢

  • @Alemgodolo123
    @Alemgodolo123 Місяць тому +1

    ተጋጊኻ ክትነግሮም ነይሩካ ዞም ፎስካላት እዚ ኹሉ መስዋእቲ ተኸፊልሎም ሐዚ ክዳን ቆይሮም ንህዝበይ ይፃወትሉ ኣለው

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 Місяць тому

    ንስኹም መራሕቲ ህዝቢ ትግራይ ክተድሕኑ መስዋእቲ ዝኸፈልኩም ሎሚ ናዓኹም ረሲዖም አብ ኮረቻ ስልጣን ክዋጠጡ ብጣዕሚ ክሕደት እዩ።

  • @actnow590
    @actnow590 Місяць тому +1

    አይይይይ ዓያሹ በሎኽሎኽ ንእሽተይ ካብቶም ኢያን ኤርትራን አይትመሀሩን??ከመፅነቱኹም መሐሸ

  • @Weldeslas-ee5zs
    @Weldeslas-ee5zs Місяць тому

    Zehzn eyu 😢😢😢

  • @tadhaile2821
    @tadhaile2821 Місяць тому +1

    ሰልኪ ቁጽሪ

  • @EfremAsgereme-z5p
    @EfremAsgereme-z5p Місяць тому

    Sorry

  • @futsumamare9074
    @futsumamare9074 Місяць тому

    Eten tegadelti deqi anstyo b generalat zteamexa dea nmntay zeytzareblen

  • @lemlemmirach7838
    @lemlemmirach7838 Місяць тому +3

    😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @RutaHagose
    @RutaHagose Місяць тому

    Enkua'e nabzi abqe'aka knfe hawey

  • @meazabeyene8485
    @meazabeyene8485 Місяць тому

    😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭ezo sekay ezo terseao ewayyyy mote yahyeshi😭😭😭😭☝️☝️☝️☝️

  • @frnussteferi607
    @frnussteferi607 Місяць тому

    Aye aye TPLF naedkum trekbwa ekum😭😭😭😭😭😭😭

  • @danielfisseha9663
    @danielfisseha9663 Місяць тому +1

    Auzoka eski😢

  • @genetgebre480
    @genetgebre480 Місяць тому

    ❤❤❤😂😂

  • @onelovelove7688
    @onelovelove7688 Місяць тому

    ሕዚ ለ ቀርዮም ለለዉ ወጣ ዓፈና ላዓፈንኹም መሊእኹም ኣጽንትዎም፡ እንዳ ዓዘር ቆዘር፡ ንቅሑ ሰላም ተመሃሩ ፈሳማት

  • @amanueltesfamichael5776
    @amanueltesfamichael5776 Місяць тому +1

    Hiwetu hibu demozu ayhabiwom ezi eyu tarik zibiluna ezom zemewiti janda malelit

  • @teklehaile422
    @teklehaile422 Місяць тому

    ኣትማን ዝቅመጥሉ ከባቢ ፍሉይ ጆታ ዲዩ 😂