Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ስልኪ ቁፅሪ ናይ በዓል ፈርኒቸር 091 475 5337ቐኒሱ ቀኒሱ ቐኒሱ ድሕሪ ዶላር ዋጋ ሶፋ ኣርማድዮ ቦፌ ዓራት ኣብ ትግራይ
Eti selki kuxri mulue ayekonen please sededly selkom
@@Hanigualhagretigray091 475 5337 ይቕረታ ዝሓፍተይ ሰዲደልኪ ኣለኹ
@@shewitmultimedia eshi zehawy
ኡሺ ወድነይ❤
@shewitmultimedሸዊተይ ኮቦርታ እውን ኣምፀአና በቢኪሊኡ
ደስ ብሃሊ ብዋጋ ደረጃ አውን ብጣዕሚ ፅቡቅ ናይ አሌሪክ ትቪ መሕፅቢ ክዳን መሽን ኣምፅልና
ተመስገን ናይዚኦምስ ድሓን እዩ ዋግኡ
ሳብስክራይብ ግበርለይ ወለላይ ❤❤
ናይ ሕጂ ዲዩ ዝዋጋ ደስ ክብል ❤🎉
ዋዋ ብጣዕሚ ደስ ባሃሊ ዋጋ ሸዊተይ የቀንየልና❤❤❤❤🎉
ዋዉዉዉ ናይ ሐዚ ብጣዕሚ ደስ ይብል ተሰፈ አለና ንቀፃሊ ክነአዝዝ ቀፅለሉ ዝሓወይ ብተለይ አብ ስደት ዘለና ይጠቅመና እዩ❤❤❤
ዋዉዉዉ ተመሰገን ድሕሪ ገዛና ምውዳእ ናብዛ ገዛ እዚኣ ክመፅእ ተሰፋ ለኒ ግን ካቢሩ ከይፀነሐና😂
እሰይ ደስ ክብል ብሓቂ ግዱስ ትግራዋይ ናይ ገሊኦም ዘምፅእዎ ክኸብር መዓት ብፍላይ ሙሴ ዝብሃል ሰብ ወሲኹም ንገሩኒ እዩ ዝብሎም መስለኒ ብጣዕሚ የቀንየልና ሸዊት ሓወይ ብሓቂ ሰብ ❤ኣብ መቀለ ድዩ ዝኾንሎ
ሙሴ ጥዕና የብሉን ሕማም ስለዘለዎ ሓቂ ኣይነግርዎን ኣጋጣም ንሱ ዘሕለፎ ብዩቱብ ደዊለ ናብ ቶም ሰብ ዋናስ ;ንሱ ዝበሎ 18 / ንሶም ዝፀንሑኒ 25 ግራ ኣትዩኒ ከምዚ ዶ ኣየሕለፍኩምን ይብሎም እለኹስ ብምድያን ብኣካልን ለልበይኑ እዩ ኢሎምኒ ግርም ኢሉኒ በልናኩም ንስኻኸ ከም ኢኻ ሓቃዊ ድዩ
ዋጋ እኮ በቢግዚኡ ይቀያየር እዩ ጓልነይ ደሓር ድማ ዋላ እዞም ፈርንቸራት ዝጥቀምዎ ንብረት ይፈላለ ኣዩ ኣሕዋተይ
ደቂ መዳም ኣትን ሃዛዋት ኣንትባ ገንዘብክን ናብ ኣሕዋትክን ሊኢክን ግዝኣ
በመስገን ንቀፃሊ ተስፋ ንገብር
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕደስ ዝብል ንብረት ኣእዳውኩም ይባረክ❤❤❤❤❤❤
ታይ ዓይነት ካሚራማን እዩ ቀሪፅዎ ድምፂ ብቻ ሰሚዕና እንበር አይረአሎን ክብር ሓውና❤
ዋውውውው የቀንየልና ❤❤❤ ብጣዕሚ ኣድናቂትካ ና ትምቸወኒ ወዲ ኢካ so thank you 🙏🙏🙏🙏
የቐንየለይ ዝሓፍተይ መዓረይ
ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዩ ሸዊት ሓወይ
ብጣዕሚ ድስ ዝብል ሰራሕ እዩ ሸዊተይ❤❤❤
ዋው ብጣዕሚ ፅቡቅ እዩ ዓደግራትከ ብናፃ ይብፁሕ ዶ
ሸዊተይ ለባመይ ቀፅለሉ ኣድናቂትካ እየ እነ ናይ ሐዚ ቀኒሱ ዶ የቀነሰን ሰማንቶ ቢልኮት ተንዲኖ እባ ኣርእየና ሓላለይ እንድሕር ዝምችየካ ❤
ሸዊተይ ብጥዓሚ ዝተማጣጠነ ኢካ ተምፀእልና የቀኒየልና ዛሓወይ
ኣበይ ከባቢ እዩ ታይ ከ ይባሃል❤
ዋውውው ናይ ሐዚ ደሰሰ ዝብል ዋጋ ዕዳጋ ሰራሕኩም ይባርክ ተጋሩዋይ በርትዑልና ❤
ተመስገን ሐዚ እካ ቁሩብ ተስፋ ገይረ ዋጋ ቀኒሱ
ዋው ደስ ክብል ዋግኡ እቲ ዝሐሸ አበይ ቦታ እዩ ሸዊት ሓወይ ❤❤❤❤
የቀንየልና ሓወይ ማዓረይ❤❤❤❤❤
ሸዊተይ እንኳዕ ደሓን መፃኻ ዝሓወይ ዋጋ ወርቂ ኣምፀአልና ዝሓወይ
ብጣዕሚ የቀኒየልና እቱ ንዶሎ ነግረ ሰለ ዘረአካና የክብረልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሸዊተይ ❤😘❤🙏
ውይ ተመስገን ደስ ክብል ግን እቲ ምቅራፅ ኣፀብቅኻ ቅረፀልና 🥰🥰እቲ ዝፈትዎ ነገር ኣብ ትግራይ ድሙኻን ደስ ብልን 🥰🥰🥰ኣጆኻ ቤርትዕ ማዓረይ
ሸዊተይ ሶላር እባ ሕተተልና ዓብያዝሓወይ❤❤
ዋውው ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ ዋጋ,ውን ተመጣጣኒ እዩ ግን ንሽረ እንዳባጉና ክነፅዕን ከ መፅዓኒ ከመይ እዩ ግልፂ ግበረልና ሽዊተይ ማለተይ ተሰማሚዕኻ ምእታው ዝመስልዎ የለን ኢለእየ🙏❤❤❤
ደስ ክብል ዋጋ ዝሓወይ
ብጣዕሚ ደሰ ባሃሊ ዋጋ እዉን ፅብቅ እዩ
እግዚአብሔር ይመስገን ድሓን እዩ ስሚንቶ እዩ ኣሸጊሩና ዘሎ
ንመጀመርያ ግዜ አብ ትግራይ ፁቡቕ ዋጋ ርእና ተመስገን አጆኻ በርትዕ ሓዉና ብጣዕም ደስ ባሃል 🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ተመስገን ኣምላኬ መልኡ ይቀንሰልና ሸውት ሓዎይ እና ከምኡ ሓትትካ ብምምፃእካ ብጣዕሚ ላመስገንና እና ዎድነይይ👏👏👏
❤❤❤
ቱስራሕካ ደስክብል ዝሓወይ ተስፋ ዝህብ ነገር ኣሪእካና ንኣብ ሰደት ዘለና ናብ ቲ ሰብ እንተጠየቅናስ ከፍረሐካ
እዚ ደሓን እዩ ዋግኡ ሸዊተይ❤❤❤❤
ዋውው ኣብዚ ንሄለ ዘዓቅምና ቀፅለሉ ወድኖ ❤❤❤
ናይ ሸዊተይ ዘምፀኦም ኣቁስ ደስ ክብሉኻ ዋገኦምለ መጠነኛታትት❤❤❤❤
ሸዊተይ መዓረይ❤❤❤
ብጣዕሚፅቡቅ የቅኔልና ሕጂ ቀኒሱ
ብጣዕሚ ፅቡቅ እግዚኣብሔር ይሃብካ ሽዋቲ ሓወይ ደስ ክበለካ ❤❤❤❤❤
እንኳዕ ብሰላም መፃኻ ሽዊተይ ጅግና🙏❤❤❤❤
ዕደጋ ገን ከባር አየ ዞሎ
ኪችን ካቢኔት እባ ኣምፃኣልና ሽዊት ሓወይ
ዝገርም ያኡ በቃ ካብዝ ይአ ዝገዝእ ❤❤
ዋውውው ብጣዕሚ ደስ ይብል👌ቀፅለሉ❤
ብጣዕሚ ሓሪፍ ዋውው🙏🙏🙏
አብዚ ይሐይሽ እቲ ዋጋ ብጣዕሚ ፅቡቅ ቀፅሉ❤❤❤❤❤
ሸዊተይ በገና ባ ኣምፀአልና
የቀንይልይ ዛሓወይ❤❤❤🎉🎉🎉
ፅቡቅ ዋጋ 🙏
እንኳዕ ብሰላም መፀእካ ሸዊተይ
ተመስገን ደስ ክብል❤❤❤
Wawwww❤ Abzuy Des Bhali
ዋው ደስ ክብል ዋጋኡ ልሐሸ እዩ ሸዊተይ እሞ ሰሚንቶ ክልተ ሽሕ ይብለው ዝረከሰ እንተሃለወባ ንገረና በጃካ ኲሓ
ኣብ መቐለ ሎሚ ዕለት 10 መስከረም 1780 ኣሎ ዝሓፍተይ
@@shewitmultimedia ብምንታይ ክረክቦም ንኲሓ ሓደ ዓሰርተ ኩንታል ከራግፍ ነይረ ኲሓማ ክልተ ሽሕ ኢሎምኒ
ስልኮም ኣይሓዝኩን ይቕረታ ኣጋጣሚ እየ ሓቲተዮም
@@shewitmultimedia እሺ ሸዊትዋይ መዓረይ ተገዲስካ ስለ ዝመለስካለይ ብጣዕሚ እየ ዘመስግን ክብረት ይሃበለይ።
ምንም ፀገም የብሉን ዝሓፍተይ
ደስ ክብል ሸዊትይ 🥰
የቀንየልና ሸዊተይ ❤🙏
ከሚራ.ንፁር.አከነን.❤❤
ገዛ ይበለይ ግን ዋጋ ኣቁሑት ይርኢ ኣለኩ ኣየ ግዜ 😂😂
የቀንየልና ወድኖ❤🎉
ካሜራማን ኣይጠዓየን
ዋውው ተመሰገን ❤
ተመስገን ናዝአ የሐሽ
ማዓዘ እየ ዝግዝኦ ኣነ ከ ሸዊተይ ኣበይ ዓዲ እዩ ግን🥰❤❤❤
መቐለ
ኣበይ እዩ ❤❤❤
ካሜራ ኣይጸበቀን ሸዊት🙄
አረ ካሜራ ማን😢 ኡፍ ፁቡቅ ገይሩ ዘየርእየና
ዋው ደስ ክብል ❤️❤️
Wow salmkie yebza adaye❤❤
አታ ሸዊተይ እቲ ካመራማን ናበይ ናበይ እዩ ዝቅሪፆ ዘሎ😢😢😢 በጃካ አሰታኻኽል እቲ ናይ ማእኽል ናይ የቱባኻል እልዮ ንፅሪ ግበሮ ኢቲ ካመራኻ 😢አነ አብ ቀረባ ግዜ ሶፋ ዓራት ኮታስ ኩሉ ናይ ገዛ አቁሕት ምሰ ፈጣሪ ከታብፀሐለይ እካ 🎉
እሽኒ ዝሓፍተይ ክነመሓይሽ ኢና
ሸዊተይ ኩሉ ፅቡቅ እዩ የቐንይለና ግን ካሜራማን ቀይሮ ወይ ኣማሓይ👌❤
የቐንየልና ሓዉና ሸዊት ❤ 😍 ፈጣሪ ሰላም ይግበረልና ዓድና እንበር ንብረት ዋላ ይኽበር እንበር ንብረት ዩ ቀዋሚ ሃፍቲ ደስ ክብል ። በተለይ እቲ ናይ ኩርናዕ መስትያት መንደርደሪ ኣቑሑ ዋዉ ገዛ ዘለዎ ኣብ ሳሎን ግርም❤️🌻
ካሜራማን ቀይሮ ወይ አማሓይሾ
ፅቡቅዩ ይቀፅለሉ ካሜራ ማን ፈቃድኡ ገጠራት ናከደ ይቀርፅሎ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም❤
Eti tsgim nay Cameraman zeykones nay shewit eyu abti screen zeletatefo zelo eyu netsur giru keyrea zegbro zelo
እሽኒ ዝሓፍተይ ከመሓይሽ እየ
welcome ኩቡረይ
ሽዊተይ❤💛
ሽዊተይ🎉🎉🎉
Are. Tkkl geyrka krexelna Ayrean
ሸዊተይ የቀንየልና እና ዕደጋ ሓሙስ ሲሚንቶ ቶንዲኖ ከምዚ ናይ ገዛ ንብረት ኣምፀአልና
ናይ 45ሶፉ ፅቡቅ እዩ ሸዊተይ
Waw des kibel ab kerba geze kezez eye
ተመሰገን ደቂ መደመይ ቀንሱ ዶ ሓቀይ ተሰፈ እካ ንገብር
ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ 💙ተመስገንንንንንን ብጣዓሚ❤
Kemay do tahagiski maarey des eluna tesfa zalimlim waga eu geza serihe ms wedaeku nay akuhu kebiduni selchiyni neru kibar eu nabelu beteseb
@@SelamTekle-uk8kq ደሚረኪዋ ደምርኒ ወለላይ
ሸዊተይ ካሚራ ኣይረእን ዘሎ
ፅቡቅ እዩ የቀንየልና ግን ካሜራ ማንካ ዜሮ እዩ ኣመሓይሹ
ብጣዕሚ ደስ ይብል ቀንሱ የቀንየልና ሸዉተይ ጎቦዝ ቀፅለሉ
Effff egziabher ymesgen tsbuk tesfa asimiekana yakniyelna maarey ketslelu des bahali
ብጣዕሚ እዩ ቆንጆ በይዛካ ካሜራ ማን ቀይርካ ስርሐልና ደጊምካ ምስ ይቅርታ
ሸዊተይ ኩሉ ፅቡቕ እዩ ግና ካሜራማን ቀይሮ ወይ አማሓይሽ❤
ካመራ ኣስተካክል ሸዊተይ❤
ታማ ትካሜራ እግሩ እግሩ ተሪኡና ዘለኩም😞
ኣነ ቅድምቲ😁😁🥰❤
እቲ ናይ ክዳን አረማድዮ ብላዕሉ ናይ ከንፈርት ከቦርታ መቀመጢ እንተዝሰረሐሉ ፅቡቅ ነይሩ
ደምርኒ ክብረተይ 🥰🥰
Ere tegaru abey alekum nebyo nezi hawuna
ካሜራ ማንካ ግን ክእለት የብሉን 😢
ዋውውው ደስ ክብል ብሓቂ ግን ኣበይ ቦታ እዩ ?
ዋይ ምርኻሱ ኣነማ ተዋርደ😂ዓራት 60 ሶፋ 95ተባህለ 😢
ከሚራማን😨😨😨😨😨🚫
ናሎምስ ተስፋ ይህበካ
🙏🙏🙏❤❤❤❤
ዕለት እና ዓ/ም ላተናገርኩም ወይ ኣብ ፅሑፍ ኣቁሙጥልና ሸዊተይ
ኣነ ቅድሚት 😁😁😁🥰
❤❤❤❤❤❤❤ግርም
ሰለም ናይ ኪሹኑ አቁህት መቀመጥ ይሰሩህ ዶ ,
ስልኪ ቁፅሪ ናይ በዓል ፈርኒቸር 091 475 5337
ቐኒሱ ቀኒሱ ቐኒሱ ድሕሪ ዶላር ዋጋ ሶፋ ኣርማድዮ ቦፌ ዓራት ኣብ ትግራይ
Eti selki kuxri mulue ayekonen please sededly selkom
@@Hanigualhagretigray091 475 5337 ይቕረታ ዝሓፍተይ ሰዲደልኪ ኣለኹ
@@shewitmultimedia eshi zehawy
ኡሺ ወድነይ❤
@shewitmultimedሸዊተይ ኮቦርታ እውን ኣምፀአና በቢኪሊኡ
ደስ ብሃሊ ብዋጋ ደረጃ አውን ብጣዕሚ ፅቡቅ ናይ አሌሪክ ትቪ መሕፅቢ ክዳን መሽን ኣምፅልና
ተመስገን ናይዚኦምስ ድሓን እዩ ዋግኡ
ሳብስክራይብ ግበርለይ ወለላይ ❤❤
ናይ ሕጂ ዲዩ ዝዋጋ ደስ ክብል ❤🎉
ዋዋ ብጣዕሚ ደስ ባሃሊ ዋጋ ሸዊተይ የቀንየልና❤❤❤❤🎉
ዋዉዉዉ ናይ ሐዚ ብጣዕሚ ደስ ይብል ተሰፈ አለና ንቀፃሊ ክነአዝዝ ቀፅለሉ ዝሓወይ ብተለይ አብ ስደት ዘለና ይጠቅመና እዩ❤❤❤
ዋዉዉዉ ተመሰገን ድሕሪ ገዛና ምውዳእ ናብዛ ገዛ እዚኣ ክመፅእ ተሰፋ ለኒ ግን ካቢሩ ከይፀነሐና😂
እሰይ ደስ ክብል ብሓቂ ግዱስ ትግራዋይ ናይ ገሊኦም ዘምፅእዎ ክኸብር መዓት ብፍላይ ሙሴ ዝብሃል ሰብ ወሲኹም ንገሩኒ እዩ ዝብሎም መስለኒ
ብጣዕሚ የቀንየልና ሸዊት ሓወይ ብሓቂ ሰብ ❤
ኣብ መቀለ ድዩ ዝኾንሎ
ሙሴ ጥዕና የብሉን ሕማም ስለዘለዎ ሓቂ ኣይነግርዎን ኣጋጣም ንሱ ዘሕለፎ ብዩቱብ ደዊለ ናብ ቶም ሰብ ዋናስ ;ንሱ ዝበሎ 18 / ንሶም ዝፀንሑኒ 25 ግራ ኣትዩኒ ከምዚ ዶ ኣየሕለፍኩምን ይብሎም እለኹስ ብምድያን ብኣካልን ለልበይኑ እዩ ኢሎምኒ ግርም ኢሉኒ በልናኩም ንስኻኸ ከም ኢኻ ሓቃዊ ድዩ
ዋጋ እኮ በቢግዚኡ ይቀያየር እዩ ጓልነይ ደሓር ድማ ዋላ እዞም ፈርንቸራት ዝጥቀምዎ ንብረት ይፈላለ ኣዩ ኣሕዋተይ
ደቂ መዳም ኣትን ሃዛዋት ኣንትባ ገንዘብክን ናብ ኣሕዋትክን ሊኢክን ግዝኣ
በመስገን ንቀፃሊ ተስፋ ንገብር
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕደስ ዝብል ንብረት ኣእዳውኩም ይባረክ❤❤❤❤❤❤
ታይ ዓይነት ካሚራማን እዩ ቀሪፅዎ ድምፂ ብቻ ሰሚዕና እንበር አይረአሎን ክብር ሓውና❤
ዋውውውው የቀንየልና ❤❤❤ ብጣዕሚ ኣድናቂትካ ና ትምቸወኒ ወዲ ኢካ so thank you 🙏🙏🙏🙏
የቐንየለይ ዝሓፍተይ መዓረይ
ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዩ ሸዊት ሓወይ
ብጣዕሚ ድስ ዝብል ሰራሕ እዩ ሸዊተይ❤❤❤
ዋው ብጣዕሚ ፅቡቅ እዩ ዓደግራትከ ብናፃ ይብፁሕ ዶ
ሸዊተይ ለባመይ ቀፅለሉ ኣድናቂትካ እየ እነ ናይ ሐዚ ቀኒሱ ዶ የቀነሰን ሰማንቶ ቢልኮት ተንዲኖ እባ ኣርእየና ሓላለይ እንድሕር ዝምችየካ ❤
ሸዊተይ ብጥዓሚ ዝተማጣጠነ ኢካ ተምፀእልና የቀኒየልና ዛሓወይ
ኣበይ ከባቢ እዩ ታይ ከ ይባሃል❤
ዋውውው ናይ ሐዚ ደሰሰ ዝብል ዋጋ ዕዳጋ ሰራሕኩም ይባርክ ተጋሩዋይ በርትዑልና ❤
ተመስገን ሐዚ እካ ቁሩብ ተስፋ ገይረ ዋጋ ቀኒሱ
ዋው ደስ ክብል ዋግኡ እቲ ዝሐሸ አበይ ቦታ እዩ ሸዊት ሓወይ ❤❤❤❤
የቀንየልና ሓወይ ማዓረይ❤❤❤❤❤
ሸዊተይ እንኳዕ ደሓን መፃኻ ዝሓወይ ዋጋ ወርቂ ኣምፀአልና ዝሓወይ
ብጣዕሚ የቀኒየልና እቱ ንዶሎ ነግረ ሰለ ዘረአካና የክብረልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሸዊተይ ❤😘❤🙏
ውይ ተመስገን ደስ ክብል ግን እቲ ምቅራፅ ኣፀብቅኻ ቅረፀልና 🥰🥰እቲ ዝፈትዎ ነገር ኣብ ትግራይ ድሙኻን ደስ ብልን 🥰🥰🥰ኣጆኻ ቤርትዕ ማዓረይ
ሸዊተይ ሶላር እባ ሕተተልና ዓብያዝሓወይ❤❤
ዋውው ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ ዋጋ,ውን ተመጣጣኒ እዩ ግን ንሽረ እንዳባጉና ክነፅዕን ከ መፅዓኒ ከመይ እዩ ግልፂ ግበረልና ሽዊተይ ማለተይ ተሰማሚዕኻ ምእታው ዝመስልዎ የለን ኢለእየ🙏❤❤❤
ደስ ክብል ዋጋ ዝሓወይ
ብጣዕሚ ደሰ ባሃሊ ዋጋ እዉን ፅብቅ እዩ
እግዚአብሔር ይመስገን ድሓን እዩ ስሚንቶ እዩ ኣሸጊሩና ዘሎ
ንመጀመርያ ግዜ አብ ትግራይ ፁቡቕ ዋጋ ርእና ተመስገን አጆኻ በርትዕ ሓዉና ብጣዕም ደስ ባሃል 🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ተመስገን ኣምላኬ መልኡ ይቀንሰልና ሸውት ሓዎይ እና ከምኡ ሓትትካ ብምምፃእካ ብጣዕሚ ላመስገንና እና ዎድነይይ👏👏👏
❤❤❤
ቱስራሕካ ደስክብል ዝሓወይ ተስፋ ዝህብ ነገር ኣሪእካና ንኣብ ሰደት ዘለና ናብ ቲ ሰብ እንተጠየቅናስ ከፍረሐካ
እዚ ደሓን እዩ ዋግኡ ሸዊተይ❤❤❤❤
ዋውው ኣብዚ ንሄለ ዘዓቅምና ቀፅለሉ ወድኖ ❤❤❤
ናይ ሸዊተይ ዘምፀኦም ኣቁስ ደስ ክብሉኻ ዋገኦምለ መጠነኛታትት❤❤❤❤
ሸዊተይ መዓረይ❤❤❤
ብጣዕሚፅቡቅ የቅኔልና ሕጂ ቀኒሱ
ብጣዕሚ ፅቡቅ እግዚኣብሔር ይሃብካ ሽዋቲ ሓወይ ደስ ክበለካ ❤❤❤❤❤
እንኳዕ ብሰላም መፃኻ ሽዊተይ ጅግና🙏❤❤❤❤
ዕደጋ ገን ከባር አየ ዞሎ
ኪችን ካቢኔት እባ ኣምፃኣልና ሽዊት ሓወይ
ዝገርም ያኡ በቃ ካብዝ ይአ ዝገዝእ ❤❤
ዋውውው ብጣዕሚ ደስ ይብል👌ቀፅለሉ❤
ብጣዕሚ ሓሪፍ ዋውው🙏🙏🙏
አብዚ ይሐይሽ እቲ ዋጋ ብጣዕሚ ፅቡቅ ቀፅሉ❤❤❤❤❤
ሸዊተይ በገና ባ ኣምፀአልና
የቀንይልይ ዛሓወይ❤❤❤🎉🎉🎉
ፅቡቅ ዋጋ 🙏
እንኳዕ ብሰላም መፀእካ ሸዊተይ
ተመስገን ደስ ክብል❤❤❤
Wawwww❤ Abzuy Des Bhali
ዋው ደስ ክብል ዋጋኡ ልሐሸ እዩ ሸዊተይ እሞ ሰሚንቶ ክልተ ሽሕ ይብለው ዝረከሰ እንተሃለወባ ንገረና በጃካ ኲሓ
ኣብ መቐለ ሎሚ ዕለት 10 መስከረም 1780 ኣሎ ዝሓፍተይ
@@shewitmultimedia ብምንታይ ክረክቦም ንኲሓ ሓደ ዓሰርተ ኩንታል ከራግፍ ነይረ ኲሓማ ክልተ ሽሕ ኢሎምኒ
ስልኮም ኣይሓዝኩን ይቕረታ ኣጋጣሚ እየ ሓቲተዮም
@@shewitmultimedia እሺ ሸዊትዋይ መዓረይ ተገዲስካ ስለ ዝመለስካለይ ብጣዕሚ እየ ዘመስግን ክብረት ይሃበለይ።
ምንም ፀገም የብሉን ዝሓፍተይ
ደስ ክብል ሸዊትይ 🥰
የቀንየልና ሸዊተይ ❤🙏
ከሚራ.ንፁር.አከነን.❤❤
ገዛ ይበለይ ግን ዋጋ ኣቁሑት ይርኢ ኣለኩ ኣየ ግዜ 😂😂
የቀንየልና ወድኖ❤🎉
ካሜራማን ኣይጠዓየን
ዋውው ተመሰገን ❤
ተመስገን ናዝአ የሐሽ
ማዓዘ እየ ዝግዝኦ ኣነ ከ ሸዊተይ ኣበይ ዓዲ እዩ ግን🥰❤❤❤
መቐለ
ኣበይ እዩ ❤❤❤
ካሜራ ኣይጸበቀን ሸዊት🙄
አረ ካሜራ ማን😢 ኡፍ ፁቡቅ ገይሩ ዘየርእየና
ዋው ደስ ክብል ❤️❤️
Wow salmkie yebza adaye❤❤
አታ ሸዊተይ እቲ ካመራማን ናበይ ናበይ እዩ ዝቅሪፆ ዘሎ😢😢😢 በጃካ አሰታኻኽል እቲ ናይ ማእኽል ናይ የቱባኻል እልዮ ንፅሪ ግበሮ ኢቲ ካመራኻ 😢አነ አብ ቀረባ ግዜ ሶፋ ዓራት ኮታስ ኩሉ ናይ ገዛ አቁሕት ምሰ ፈጣሪ ከታብፀሐለይ እካ 🎉
እሽኒ ዝሓፍተይ ክነመሓይሽ ኢና
ሸዊተይ ኩሉ ፅቡቅ እዩ የቐንይለና ግን ካሜራማን ቀይሮ ወይ ኣማሓይ👌❤
የቐንየልና ሓዉና ሸዊት ❤ 😍 ፈጣሪ ሰላም ይግበረልና ዓድና እንበር ንብረት ዋላ ይኽበር እንበር ንብረት ዩ ቀዋሚ ሃፍቲ ደስ ክብል ። በተለይ እቲ ናይ ኩርናዕ መስትያት መንደርደሪ ኣቑሑ ዋዉ ገዛ ዘለዎ ኣብ ሳሎን ግርም❤️🌻
ካሜራማን ቀይሮ ወይ አማሓይሾ
ፅቡቅዩ ይቀፅለሉ ካሜራ ማን ፈቃድኡ ገጠራት ናከደ ይቀርፅሎ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም❤
Eti tsgim nay Cameraman zeykones nay shewit eyu abti screen zeletatefo zelo eyu netsur giru keyrea zegbro zelo
እሽኒ ዝሓፍተይ ከመሓይሽ እየ
welcome ኩቡረይ
ሽዊተይ❤💛
ሽዊተይ🎉🎉🎉
Are. Tkkl geyrka krexelna Ayrean
ሸዊተይ የቀንየልና እና ዕደጋ ሓሙስ ሲሚንቶ ቶንዲኖ ከምዚ ናይ ገዛ ንብረት ኣምፀአልና
ናይ 45ሶፉ ፅቡቅ እዩ ሸዊተይ
Waw des kibel ab kerba geze kezez eye
ተመሰገን ደቂ መደመይ ቀንሱ ዶ ሓቀይ ተሰፈ እካ ንገብር
ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ 💙
ተመስገንንንንንን ብጣዓሚ❤