ሰበር ዜና🔥 ማሕንቖ ኢሳያስ ከሪሩ 👉ህግደፍ ምላሽ ሂቡ/ ሑመራ ተቓውሞ ኣንፃር ኣብይ/ ምዕባለ ጉባኤ ህወሓት

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 30 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 70

  • @semretgirmay5590
    @semretgirmay5590 14 днів тому +3

    ዕድመ ንመራሕትና አድኼሙና ሸይጦምና

  • @Hmm-c8v
    @Hmm-c8v 14 днів тому +4

    ሓድነት ነስጥም ተጋሩዋይ ይኣክል ድምፂ ህዝቢ ይሰማዕ👌😥😥😥🙏🙏

  • @hailie5213
    @hailie5213 13 днів тому

    ሠላም መማረፂ ዘይብሉ ብሕታዊ መንገዲ እዩ;ስለዚ ኩሉ ንሰላም ዘይተሓለለ ቃልሲ ክገብር ኣለዎ;ኩሉ ነገር ብሰላም ክፍፀም ይግባእ!!!?

  • @omkhaled6864
    @omkhaled6864 13 днів тому +1

    ❤❤

  • @Muez_Gidey
    @Muez_Gidey 13 днів тому

    💛❤️

  • @ashenafigebremichael4880
    @ashenafigebremichael4880 14 днів тому

    ከማኻ ዝበለ ደላይ ሓዉ ስለ ዘለና እግዝኣብሔር ይመስገን።

  • @bizendesta8167
    @bizendesta8167 13 днів тому

    Yes it's right

  • @XjH-m1b
    @XjH-m1b 14 днів тому +1

    ናይ ባሓቂ ተገልፁ ግን ተግባር ከ የለን ትግረዋይ ሕማቅ ኣሎ

  • @YaredTesfay-t2t
    @YaredTesfay-t2t 13 днів тому

    መጻወቲ ብልጽግና ዝኸውን ህዝቢን መሬትን የለንኩሊ ናብ ቦቱኡ ክምለስ ዪ ናይ ጊዜ ጉዳይ እንተዘይኮይኑ

  • @KirosHailu
    @KirosHailu 13 днів тому

    ❤❤🎉🎉❤❤

  • @tamutafu528
    @tamutafu528 13 днів тому

    KUBURE. HAWENA. TEGADALAYE TESFAYE. TADESE. NEGEROME. NEZOME. BI. DOLLARE. ZETEHATEME. EZENOME. NE. SOKE. SOKE. A .A. NEKEZEKERU. GEBEROME. KIBERETE. YEHABELENA. JEGENANA.❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @bariasmara573
    @bariasmara573 13 днів тому

    Tehzu tegaru edimeku himaq eritra kitmineyu kitnebru mihret yewrdelkum

  • @mekonenarefaine
    @mekonenarefaine 14 днів тому

    Tesfai Tadesse , talented one.

  • @murutseyeabyo6172
    @murutseyeabyo6172 14 днів тому

    ሕቶ ተፈናቐልቲኮ ብዙሕ ጎስጓስ ዘድልዮ ኣይኮነን። ናብ መረበቶም ክምለሱ ዝግበር ድፍኢት ምድንጓዩ እንተዘይኮይኑ ናይቱይ ወይ ናይቲ ሓደ ውድብ ድፍኢትን ደገፍን ጥራሕ ዝግበኦ ዘይኮነስ ናይ ኩሉ ትግረዋይ ውዑይን ቀፃልነት ዘለዎ ምልዕዓል፣ ደገፍ፣ ድፍኢትን ካሊእ ኣድላይ ዝብሃል ስጉምትን ዝጠልብ ምዃኑ ክእመነሉ ዝግባእ ምዃኑ ቅቡል ምግባር እዩ ከም ተጋሩ ዘረዳደአና ኣሕዋት/ኣሓት።

  • @beredu7426
    @beredu7426 13 днів тому

    እዚ ገዋሕታ ብርሀነ ትብልዎዕሱብ ሓሰማ ኣይተርእዩና ብኸሽዐ ዘሓስብ እንስሳ እዩ

  • @MhonManick
    @MhonManick 13 днів тому

    Tigray people he doesn't need too trust Abiy Ahmed or getachow Reda and Tigray defense forces he must make stop too getachow Reda for what his downing

  • @amareyohannes3730
    @amareyohannes3730 13 днів тому

    መንእሰይ ትግራይ ልቢግበር ተላዘብ ንሕዝብካን ንባእልካን አስተውእል እዞም ቡካሩ ከይጻዎትና እንተሓቢርና አለና ከንህሉ አና ተዘይ ኮይኑ የለናን።

  • @LetebrhanTeferi
    @LetebrhanTeferi 13 днів тому

    ጣይቱ ተቀባሊት ምንይልክ ብናይሰብ መሬት ዓዳሊ አብ 21 ክ/ዘመን ፍፁም አይከአልን ንባዕሎም ተመሊሶም ህዝቢ ክምልሱ ዝሐስቡ ደናቁር ፍፁም አይሳኸዔሎምን ክንቃለስ ኢና ።

  • @Rockofliberty-lv1jw
    @Rockofliberty-lv1jw 14 днів тому +3

    እዛ channel ክፈትዋ

  • @YaredTesfay-t2t
    @YaredTesfay-t2t 13 днів тому

    እንታዩታ ሰብ ዘይመስል ጎቦ ይመስል ዝብኢ ይመስልድዩ ዝበለ

  • @GebregergsGebreslasie
    @GebregergsGebreslasie 14 днів тому

    ተዛራቢ ዱሙ

  • @gidaygebrelibanos325
    @gidaygebrelibanos325 13 днів тому

    The iron man
    Long live and wish you all the best

  • @MameMam-m9n
    @MameMam-m9n 13 днів тому

    🎉🎉🎉🎉

  • @samson4774
    @samson4774 13 днів тому

    Tekekel zereba kabe hawena

  • @TamratWelde
    @TamratWelde 13 днів тому

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @petrosabraha7220
    @petrosabraha7220 14 днів тому +2

    ወስላቲ ዝኾነ ወዲ ኣይ ህወሓት'ንዶ ተመዛበልቲ ከይምለሱ ክሰርሕ ዝጸንሐ

  • @SisayGebrekidan
    @SisayGebrekidan 13 днів тому

    አሿ ዶር አሰፋ ለዓከ አንደበትካ ካብ ሙሁር ዝፅበይ አይኮነን።አታ ጉማማ ጠላሚ....

  • @thanksgodforeverything8949
    @thanksgodforeverything8949 14 днів тому +1

    Bedebed isias dea men kehanqo loqumax hasawit

  • @shipe6489
    @shipe6489 14 днів тому +1

    ሕልሚ ነዳያ ማሕንቖ ኢሳያስ ከኽርር ዝኽእል ሓይሊ ኣብዛ ዓለም የለን ኢሳያስ ሻዕብያ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ገዛእ ቅልጽሙን ዓቕሙን ብልሓቱን ተኣማሚኑ ዝቃለስ እምበር ከማኹም ከም ተጋሩ ማይክ ሃመር ባይደን ትራምፕ እንዳ በለ ዝጎናባሕ ኣይኮነን።ኤርትራ እንታይ ዓቕሚ ኣለዋ ኣሜሪካ ኣዳቒቓ ትፈልጥ እያ እሞ ኣይትሕለሙ ጉዳይ ህዝብኹም ግበሩ።

  • @tkahsai2772
    @tkahsai2772 14 днів тому

    Tigray board distort

  • @wedsnidnglljebeygnwedkesh2185
    @wedsnidnglljebeygnwedkesh2185 13 днів тому

    ዚናይ ጭካነ ጫፍ ዝብል ወዲ ደርጊ እንታይ እዩ ዝብል ድማስ ተጋሩ ክብል ዘየሓንክ 😂

  • @GumesaAfokola
    @GumesaAfokola 13 днів тому

    ኣደመ ንጌታቸው ደጊፍኻ ትዛሪብኻ ኢልኹም እዩኮ ሰብ ትኣሱሩን ተፈራርሑን።

  • @gerihaylu
    @gerihaylu 9 днів тому

    🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣

  • @adikeyh7770
    @adikeyh7770 13 днів тому

    ትግራዋይ ደንቆሮ ሓሶት ሃይማኖቱ ድሕሪ ሕጂ ንኤርትራ ዝቀረበ የለን

  • @teweldegebru-bi3rs
    @teweldegebru-bi3rs 14 днів тому +3

    አታ ሃዝራጥ የራኽበና ጨናዊ

    • @abrehetmaru44
      @abrehetmaru44 13 днів тому

      ሓቒ ብምዝራቡ ድዩ እትጸርፎ ዘለካ?

    • @danielgebremedhin403
      @danielgebremedhin403 13 днів тому

      @@abrehetmaru44አንቲ ጋልዛ ዓጣሪት ቡሽቲ ድርባይ ምናው ጋልዛ ሸቲት ጨናዊት ብድብድ ድርባይ

  • @MeklitMekonnen-t1b
    @MeklitMekonnen-t1b 14 днів тому

    Hamad belae chanawee

  • @abadikidane9078
    @abadikidane9078 14 днів тому

    ሓሶት ነውሪ :ባዕሎም እቶም ወልቃይት ፀገዴ አማሓደርቲ ኢና ዝብሉ ናይ አማሓራ ጎንደር ኢና ይብሉ አለው

    • @tbstig
      @tbstig  14 днів тому

      ጃዋር ውን ኤርትራ አካል ኢትዮጵያ ያ ይብሎ። ትኽኽል ዩ ማለት ድዩ?

  • @yhrahdesta7577
    @yhrahdesta7577 14 днів тому

    🩵🩵🩵🩵🩵አሰያስ ብዘይካ ክህነቕ ካልአ ፍታሕ ንህዝቢ ኤረትራ ይኹን ንህዝቢ ኣፍሪቃ ክመጽአ የለን

    • @adikeyh7770
      @adikeyh7770 13 днів тому

      @@yhrahdesta7577 ትግራዋይ ደንቆሮ ተማህለል ዓዲ ውዕል ጌርናካ ብሓሶትን ወርቅን ተናብ

  • @habtomkahsay8698
    @habtomkahsay8698 14 днів тому +1

    ሓሶት ዘይምነዋ 😂😂😂😂😂😂 ኢሰያስ ከጸልለኩም ኢዩ 😂😂😂😂

    • @toyotaw2500
      @toyotaw2500 13 днів тому

      አይተርፍ 2025 አፍካ አይትጸይቅ ስድራቤታት ጺኢኑ ብ ሄልኮብተር ሐፍ ክብል እዩ ሐሸካ ሕዝቢ ኤርትራ ተሐኒቁ አብ ፎቆዶ ኢትዮጵያ፥ ሱዳን ዝጸን ዘሎ ክሳራ

    • @habtomkahsay8698
      @habtomkahsay8698 13 днів тому

      @toyotaw2500 ኣበይ እሞ ይኸውን ኣታ መህረፍ ዘይከውን ከተሕልሙና ዕድመ ይውስኽ ኣሎ እንበር ከምዚ ትብልዎ ወላ ታሓኒቁ ተዝመውት ክንደይ ምተሓጎስና

    • @ghezaehagos1380
      @ghezaehagos1380 12 днів тому

      @@toyotaw2500ደርሆ እንታይ ትሐልም? ጥረምረ እዩሞ ምሕላም ሐጥያት አይኮነን እንተኾነ ንኢሳያስ ዝንቕንቖ የለን።

    • @toyotaw2500
      @toyotaw2500 12 днів тому

      @@ghezaehagos1380 አሻ ሐላይ ውሕጅ እንዳወሰዱ ይስሕቅ እዩ እሞኒ ተአገስ ጥራሕ.

  • @barakitekle4445
    @barakitekle4445 14 днів тому +1

    ኢስያስ ኢስያስ ቆንዳፍ ንኢሰያስ ኽትንክፍ ኣቅሚ ዘለዎ የለን ፡ ጉዳይ ኣጋመኩም ግበሩ😂

    • @sunrise3179
      @sunrise3179 14 днів тому

      በረኸት ዘይኮነ'ስ መሽረፈት እዮም ክብሉኻ ነይሩዎም ሑልኹስ... ባርያ

    • @sarajoh313
      @sarajoh313 14 днів тому

      😂😂😂👎👎👎

    • @AlemsegedTamirat-h8f
      @AlemsegedTamirat-h8f 14 днів тому

      @@barakitekle4445 ትምበል ለማኒ ኡሳያስ ለምዘበን አይሐልፋን ሕሱሩን ውሩዱን መራሒ

    • @MichaelAbMr
      @MichaelAbMr 13 днів тому

      ሓቅኻ ዝሓወይ
      ኢሳያስ ጥራሕ ዩ ጅግና ዓጋመታይ
      ካሊእ ለኽባጥ ዩ

  • @sarajoh313
    @sarajoh313 14 днів тому

    😂😂😂😂

  • @tkahsai2772
    @tkahsai2772 14 днів тому

    This media is Tigray board of Distortion

  • @GumesaAfokola
    @GumesaAfokola 13 днів тому

    ኣቱም ብርጌድ ንሓመዱ ኣብወፃኢ ኮይንኻ ፈኸራ ለውጢ ኣየምፅእን ዓዲ ውሽጢ መፂኹም ምሳና ምስተገሩ ኾይንኹም ትቃለሱ።

  • @wedidenden
    @wedidenden 14 днів тому

    You're absolutely butuna no.1!
    Waffling and hallucinationing won't be a solution to the poor people of Tigray!
    Stop deceiving yourself!