ኣብ ቅድሚ ደቃ 29 ግዜ ብናይ ክሽነ ካራ ወጊኡ ቀቲልዋ😭😡

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 4 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 24

  • @chanelfishwedi
    @chanelfishwedi  Місяць тому

    m.bild.de/regional/rheinland-pfalz/mord-prozess-in-frankenthal-eritreer-ersticht-mutter-seiner-kinder-66e9139dcb180e1cf9209bfa?t_ref=https%3A%2F%2Fwww.google.com%2F ብቋንቋ ጀርመን ኣብዚ ኣቲኹም ኣንብብዎ

  • @dekirubanateare1906
    @dekirubanateare1906 Місяць тому +4

    ዝስካሕክሕ ኤዩ ናትና ነገር 😭😭😭😭😭

  • @ጎስዓልብየቃለሰናይ
    @ጎስዓልብየቃለሰናይ Місяць тому +1

    እህ እዋይ ሓፍተይ ምስክነይቲ ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን መንግስተሰማይ የዋርሳ አሕዋተየ ነብስኽን ሓልዋ ።
    አነ ዓርኪ ነይርኑ ዝተወሰነ ግዜ ብጣዕሚ እና እንፋቶ ነይርና ድሕሪ ግዜ ግን ባህርያቱ እንዳ ተቐየረ ከይዱ ክንስማዕማዕ አይከአልናን እና ተባኢስና አጋጣሚ ከዓ አነ ዝነብረሉ ዝነበርኩ ዓዲ ቤተሰብ አይነበረንን ሓደ ዝተአማመነሉ ትሕቲ ፈጣሪ አፍቃርየይ ብቻ እዩ ነይሩ እና ክንሳነ ስለዘይ ከአልና ንፈላለ ኢለዮ ንሱ ግና እንተድአ ገዲፍክኒ ናብ ዝአተኽዮ አትየ ክቐትለኪ እየ ኢሉኒ ብጣዕሚ ደንጊፀ ካብኡ ብጥበብ አለኹ ምሳኻ እንዳበልኩ ዓዱ ገዲፈሉ ወፅየ ነብሰይ አትሪፈ ። አሕዋተይ ለባማትን ጥበበኛን ኩና❤

  • @ngusehabtemariam2678
    @ngusehabtemariam2678 Місяць тому +2

    ዓዲ ምራሓቕ ጽቡቅ ኢዩ ካብቲ ሕርቃን ግልል ትብል ካላኣይ እንድሕር ትፋኻኸር ኮንካ ከኣ ገዛ ካኣቱ የብሉን ኣብ ደገ ብቐትሪ ደቆም ሪኡ ይኸይድ

  • @salemaraya9182
    @salemaraya9182 Місяць тому

    Ewayyy Ata enitay ena kona efffffffff 😭😭😭😭😭😭😭

  • @EFRATAALAY
    @EFRATAALAY Місяць тому +1

    Ah way haftey himak rekubki
    Mengste semay yewrski
    R.i.p😭😭

  • @salusalu-f9g
    @salusalu-f9g Місяць тому +1

    ጨካኝ ደመኛ ኢዩ እሞ ኣደ ደቁ ኣዘክትሙ ኣይይይይ

  • @habenkibreab2393
    @habenkibreab2393 Місяць тому +1

    So sad 😢😢😢😢 ahhhh my people Eritrea 🇪🇷 😢😢 we kill each other

  • @lene6205
    @lene6205 Місяць тому

    Fetena. Eyu ab sedet telrme bezuhu Bejakum

  • @suzisuzam5162
    @suzisuzam5162 Місяць тому +1

    Yegerem yu

  • @fevenissack3915
    @fevenissack3915 Місяць тому

    Rip

  • @HagosElyas
    @HagosElyas Місяць тому +1

    Ferah eyu seb ziketil sebut tezkonu neti zesadedom miketelu mesakin deki anstyo bikara kihardiwen zehizn

  • @henoschannel8820
    @henoschannel8820 Місяць тому +1

    2 amet Yerifna xenihna hji ka Sebeytom mkital jemiroma.
    Erawi niertrawit wey Erawi eu ziketla.

  • @SAMUEL-fb8ff
    @SAMUEL-fb8ff Місяць тому +3

    ኣንታ እዚኣን ደናቁር ኤርትራዊያን ንሳተን እየን ንሰብ ኣብዘይሰጣኑ ዝእታዉኦም ዘላዋ እዚኣን ጨካናትን አኣሬስ እየን ሰለዝሞትት ነቲ ወዲ ምፈራድ ኣየድልየንን እዩ !!😢

  • @WeldegebrielSium
    @WeldegebrielSium Місяць тому

    Agame eu zkewin Eritrawi elu Werekeket zwesede
    Eritrawi kemu aygebirn eu kondaf eu zkewin

  • @teameneguse9717
    @teameneguse9717 Місяць тому

    Evil

  • @nomoredictator7172
    @nomoredictator7172 Місяць тому +2

    ክላ ንስካውን ጽባሓ ንግሆ አይትገድፍን ኢካ ሓሳዊ ኤርትራውያን እንትርፎ አብ ሓውኩምን ሓፍትኩምን አብ ኻልእ ዝሩጋት ምሽቲ ኢኩም ፎ ኤርትራውያን

    • @RahmaSuleman-z4w
      @RahmaSuleman-z4w Місяць тому

      😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲

  • @habtaymisgna3756
    @habtaymisgna3756 Місяць тому

    Nay hazen Zena enamxaka ellll mucka tgmro