GIZE LEKULU PART 1 | ግዜ ለኩሉ ክፋል 1 ብገሬ እሙን ኢንተርቴይመንት ዝተዳለወ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 24 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 970

  • @ععالر-ك5ر
    @ععالر-ك5ر 3 місяці тому +207

    ብጣዕሚ ደስባሃሊት ፊልሚ ❤❤❤❤
    ኣታ ንዑንዶ ላይክ ግበሩ

  • @aotali8812
    @aotali8812 3 місяці тому +193

    ገና ሐዚ ይጅምራ ኣለኹ እስኪ ብሰላም ኣጀሚሩ ብሰላም የፈፅመና❤❤❤

  • @ገኒ-የ7ፀ
    @ገኒ-የ7ፀ 3 місяці тому +147

    ኧየ ሽሮ 😢😢😢ስደት ሕሱም አብ ስደት ኮይኑኩም ትርኡዩ ደሙሩኒ

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 3 місяці тому +1

      ደምረን ወለላይ

    • @ገኒ-የ7ፀ
      @ገኒ-የ7ፀ 3 місяці тому

      @@merhawitmuaz1619 አሺ ገይረልኪ

    • @Romary-cv8rq
      @Romary-cv8rq 3 місяці тому +1

      ደሚረኪ ንዓይ ለ ደምርኒ ፅባሕ

    • @SamriMearg
      @SamriMearg 3 місяці тому +1

      ደምርኒ ማዓርይ

    • @SamriTube-r9r
      @SamriTube-r9r 3 місяці тому

      ​@@merhawitmuaz1619ደምርኒ ማርዋ

  • @Brey8984
    @Brey8984 3 місяці тому +72

    ተጋሩ ሕበሩ ስመሩ ልዘላኣለም ክትነብሩ ♥️😻
    ብሰላም ኣጀሚሩ ብሰላም የፈፅምኩም ❤

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 3 місяці тому

      ደምረን ክብረተይ🎉❤

    • @Brey8984
      @Brey8984 Місяць тому

      @@merhawitmuaz1619 ደሚረኪ ማዓረይ

  • @AmetMichael
    @AmetMichael 3 місяці тому +59

    ቅዱስ ገብርኤል ኣብ ዘለናዮ ይሓልወና ተራዳእነቱ ኣይፈለየና ሰላምን ፍቕር ይግበረልና🕊❤

  • @hiwimecematqeyermderq9454
    @hiwimecematqeyermderq9454 3 місяці тому +48

    ጆኮር ካብቶም ኣለውና ኢልና ንምከሐሎም ተዋሳእትና ሓደ ኢካ ቀፅልሉ ኣብ ዝላዓለ ደረጃ ክትበፅሑ ኢኩም ተጋሩዋይ❤

  • @heccyeivv3573
    @heccyeivv3573 3 місяці тому +65

    ኣይ ጋል ብዘይ ኣዶ መሬት ብቀትሩ ኢዩ ዝፅልምታ ኣቦ ግን ንወዲ ሓወቦ ኢዩ ኣዶ ግን ንኩሉ ኢያ ፀዋር 😢😢

    • @meri-td3sf
      @meri-td3sf 3 місяці тому

      Tekekil😢😢

    • @ኣቢ-ዩቲብ
      @ኣቢ-ዩቲብ 3 місяці тому

      ናይ ባሓቂ እንታይ እሞ ክግበር ካብ ዝተዓዶልናዮ 💔💔💔💔💔💔💔💔💔

    • @ኣቢ-ዩቲብ
      @ኣቢ-ዩቲብ 3 місяці тому

      ማዓረ ማዓረ ኣደዋይ ዝበላ ልበይ ቆሲሉ 💔💔💔💔💔💔💔

    • @LiDi-io5ck
      @LiDi-io5ck 3 місяці тому

      ድሕሪ ኣዶ ታይ ናብራኡ ኮለል እዩ 💔💔😭😭

  • @MhretTades
    @MhretTades 3 місяці тому +47

    19 ቅድስ ገብርኤል ብብዘለናዮ ይሓልወና ሰናይ ዕለተ ሰንበት ❤🙏

  • @AbiGaltigray-ce3yt
    @AbiGaltigray-ce3yt 3 місяці тому +39

    ዋላ ድራማ ይኩን ስለናይዙ ህፃን ግን ሕሰብሉ ደቂ ሪመይ ሓደ ህፃን ዝረኣዮ ኣይለቅቅን ካውኡ ከዓ ህፃንስ ፅቡቅ ነገር እሞበር ሕማቅ ነገር ኣብ ግምባሩ ክስራሕ የብሉን😢
    ብዝተረፈ ቀፅሉሉ❤

  • @mlientesfahney
    @mlientesfahney 3 місяці тому +21

    ፍታነገስ ::ቀፅልሉ ፅብቅ ጅማሮ ይግበረልኹም ምሃሪ ሥራሕ ዩ እግዚአብሔር አምላክ የፍፅምኩም🎉🎉🎉

    • @AbiAbiHadgu
      @AbiAbiHadgu 2 місяці тому

      ደምርኒ ሕብይ🎉

  • @سليمه-ص3ذ
    @سليمه-ص3ذ 3 місяці тому +26

    ውይ ዛኖቆልዓ ተሕዝን😢😢😢ኣየ ኣቦ ጨካን፡ኣደኒ ኩሉ ኻኣሊት😢😢😢😢

    • @Atsbawit
      @Atsbawit 3 місяці тому +2

      ተጋጊኹም ኣቦ ጨካን ኣይኮነን 😢

  • @ተስፋእዩስንቀይ-ወ7ኸ
    @ተስፋእዩስንቀይ-ወ7ኸ 3 місяці тому +38

    ብሰላም ኣጀምሩ ብሰላም ያፈፅምኹም ዝተባረከ ዕለተ ሰንበት ይግበረልና 👏🥰

  • @maratalosow1741
    @maratalosow1741 3 місяці тому +20

    ግዜ ሓያል ዳኛ እዩ 😢😢😢 ንዝተረድኦ ። እያ ጆኬር ይመችካ

  • @ፍቅሪኣምላክኣለዎሓለ-ቈ5ቀ

    ኣቦ ንውላዱ ይጭኽን ድዩ🥺 ፍልሚ ምካኑ ናፈለጥኹስ ነቢዐ😭ልብኻ ይሰብር💔

    • @AdDf-u5fsubscribeme
      @AdDf-u5fsubscribeme 3 місяці тому +9

      ኣደካ እያ ዘይትጭክነልካ እንበር ኣቦስ**😢😢

    • @ኣፅቢ
      @ኣፅቢ 3 місяці тому +3

      ሓራቅ እምበር ጨካን ኣቦውን የለን😢😢

    • @fhfg6051
      @fhfg6051 3 місяці тому +2

      ኣቦ ጨካን ኣይኮነን ሕርቃን እዩ ግን ፈጣሪ ልቦና ይሃበና ካብ ፍቃዶም ክንወፅእ እንከለና እዩ ውሽጣም ሕሩራት ይኮኑ ስሚዕቶም ምቅፅፃር ይኣብዮም 😢😢😢😢 ኣቦ ዓንዲ ገዛ እዩ

    • @dc8625
      @dc8625 3 місяці тому +1

      ኣደ ይኹን ኣቦ ዝጭክን መዓት ኣሎ

    • @Albaadallbadr
      @Albaadallbadr 3 місяці тому

      ሓያል ትምህርቲ እዩ

  • @merryzebrabruk1527
    @merryzebrabruk1527 3 місяці тому +5

    ኣብ ትግራይ ቆንጆ ድራማታት ይለቅቀ ኣልው ዋውውው ጉብዙ 👌🏽👌🏽👌🏽👌🏽💘💘💕💕💘💘💘

  • @Habesha28
    @Habesha28 3 місяці тому +7

    ብጣዕሚ ጽቡቕ ተዋስኦ ንህዝቢናን አተሓሳስብኡን ከምኡውን ናብሩኡን ተንጸባርቕ እያ መቸም ነዚ ከምመሃርን ኣተሓስስባና መቐየሪ ክኸውን ተስፋ እገብር።

  • @maratalosow1741
    @maratalosow1741 3 місяці тому +59

    መዝግቦ ረዳ ተዝህልው ከንድይ ምጣዓመ ነይሩ ❤❤❤

    • @brhaneye
      @brhaneye 3 місяці тому +2

      ደራሲ እንድዩ ኣሎዩ 😊

    • @medhin8187
      @medhin8187 3 місяці тому +1

      መዝገቦ ተባዕታይ😂 ኣለዉ ዮም

    • @maratalosow1741
      @maratalosow1741 3 місяці тому +2

      @@medhin8187 😂😂😂ተሃልዮም ኣምፅኡልይ ብመዝጎቦ ረዳ ድርድር እይፎቱን kkkkkkk

    • @medhin8187
      @medhin8187 3 місяці тому

      @@maratalosow1741 ገና ሐዚ ኮ ኢና ጀሚርና ክመጹና ዮም☝️😁

    • @ዓለምሽጣራ
      @ዓለምሽጣራ 3 місяці тому

      ​@@medhin8187መዝገቦ ተባዕታይ እነድዒ ሞ ዕንድዒ😂

  • @ማሰ
    @ማሰ 3 місяці тому +12

    ናብ ዝላዓለ ቦታ ክትበፅሑ ተሰፍ አለኒ ❤❤❤❤❤🙏🙏🙏

  • @የተዋህዶልጅነኝ-12
    @የተዋህዶልጅነኝ-12 3 місяці тому +4

    ዋይ አነ አይካአልኩን😢
    ድራማታት ትግራይ መግለፂ የብሉን💯👌 ብሓቂ ቀፅልሉ❤❤

  • @musayemane2268
    @musayemane2268 3 місяці тому +27

    ግዜ ንኩሉ ንክሉ ግዜ ኣለዎ ኣጆና እስኪ🕊😢

  • @azimerakahasi7286
    @azimerakahasi7286 3 місяці тому +14

    ፅብቅ ጅማር ይግበረልኹም ደቅ ዓደይ ፅብቅ ይኡ ድመስል ሸር ንግበረለም ተጋሩ 😮😮🎉

  • @ጉድፈላ
    @ጉድፈላ 3 місяці тому +24

    ብጣዕሚ መሳጢት ፊልም ካብዚ ንላዕሊ ከምጹልና ምእቲ ሞራል ኣይንሕመቅ ኣሕዋት

  • @wyshdvshsh-lf2wk
    @wyshdvshsh-lf2wk 3 місяці тому +14

    ዋውውውውውውውውው ይበል ደራሲ100% ❤❤
    ደስ ዝብል ስራሕ ብሓቂ ሓድነትኩም ይብዛሕሕ ዞም ኣሕዋተይይይይ

  • @Frutgalagame
    @Frutgalagame 3 місяці тому +19

    ጆኬር ናይወድያ ገረኪአል ውሕልነት ተምሀር ክክክ ገሬ እሙን ተወዲአ ከይትብሉኒ ከይዓብድ

    • @brhaneye
      @brhaneye 3 місяці тому +2

      ኣይውዳእን ንሱ ሲትኮም ድራወማዩኮ

    • @brhaneye
      @brhaneye 3 місяці тому +2

      ኣይውዳእን ንሱ ሲትኮም ድራማዩኮ 😊

  • @selamSelam33-ll1bs
    @selamSelam33-ll1bs 3 місяці тому +4

    ዋይይይይይይ ሰናይ ምስሊ አዲኡ ❤❤❤❤
    ከምዙይ ዝበለ ጨካን ንውሉዱ አቦስ ይህሉዶ ሐዚ እዋይይይይይ አነስ ታህፃን ጠምዩኒ ምስ በለትስ ከብደይ በሊዓትኒ ዋይይይይይ😢
    ንሰበይቶም ባዕሎም ቀቲሎምዋ ዋይይይይ

  • @CcVv-b3p
    @CcVv-b3p 3 місяці тому +10

    እንዃዕ ብዳሓን መፃኹም ብስላም ኣጀሚሩ ብስላም የፈፅምኩም ልዑል እግዚአብሔር 🙏💖💖💖ክተፍርሓካ ግን😮😮😢

  • @FilimonKidane-i5f
    @FilimonKidane-i5f 3 місяці тому +42

    በቃ ፊልሚ ትግርኛ ሐዚ ተሰሪሑ
    ኣንደኛ ቀፅልሉ

    • @dc8625
      @dc8625 3 місяці тому

      ቀዳማይ ገዲፍካስ ኣደኛ ከ እንታይ ኣድለየ

    • @FilimonKidane-i5f
      @FilimonKidane-i5f 3 місяці тому

      @@dc8625 ታዲኻ አእቲካ

    • @dc8625
      @dc8625 3 місяці тому

      @@FilimonKidane-i5f ኩሉ ግዜ ዲካ ከምዚ ተሓስብ ካልእ ኣይተሓስብን በቃ

    • @FilimonKidane-i5f
      @FilimonKidane-i5f 3 місяці тому +1

      @@dc8625 ኣይሓስብን ትዝበኩኻ ኣይባሃልን ኔሩsorry

    • @dc8625
      @dc8625 3 місяці тому

      @@FilimonKidane-i5f ሪኢካ ሕማቕ ተዝምለሰልካ ነዓይ ኣይተጠቅምን ነዓካ ኣይጠቅምን ከም ብሔር ሪኤቶን ነቀፌታን ተነፊግና ስለ ዝነበረ 30 ዓመት ክንቅይሮ ኣለና።

  • @alganeshberhe314
    @alganeshberhe314 3 місяці тому +32

    ብጣዕሚ ጵቡቕ ጅማሮ መፈጰምቱኡ የርእየና።ቁሩም አብቲ ህጳን አብ ዝባና ዘሎ ብጣዕሚ የደንግጵ ክሕሰበሉ አለዎ ንዓና ኸማን ከም ሓቂ ኾይኑ ተሰሚዑና።ብዝተረፈ በርትዑ ብጣዕሚ ጵቡቕ ጅማሮ እዩ።
    ሰላምን ቅሳነትን ይሃበና።ሓድነትና ብደንቢ ነጣናኽር።
    ክብር ሞጎስን ንጀጋኑ ስወአትና አካልም ዝጎደሉ ንሕና ንኽንነብር ዝገበሩና።
    ገና ክንነብር ኢና❤

  • @tigraihagerey8246
    @tigraihagerey8246 3 місяці тому +19

    ዋው ብጣዕሚ ዝገርም ስራሕ እዩ🎉❤🎉 ብዛ ክብርት ወላዲት ኣደ ቖልዓ ግና ልበይ ተሰይሩ😭
    ናይታ በዓልቲ ሓዳር ማእሰርቲ😢

  • @ኣሉየትግራይልጅነኝ
    @ኣሉየትግራይልጅነኝ 3 місяці тому +6

    ዋውውው ገለ ዓይነት ስራሕ ሰናይ ጅማሮ ይግበረለክም ደቂ 💊💊💊ሽኮራት♥️

  • @Cherkos-dz2se
    @Cherkos-dz2se 3 місяці тому +6

    ፅቡቅ ስራሕ ተጋሩዋይ ቀፅሉሉ ❤️❤️😘😘😭😭🙏🙏🙏

  • @Destakebed
    @Destakebed 3 місяці тому +85

    ናብ ዝላዓለ ቦታ ክትበፅሑ ተስፋ አለኒ ቀፅልሉ

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 3 місяці тому

      #ሳብስክራይብ በልለይ

    • @Albaadallbadr
      @Albaadallbadr 3 місяці тому

      ኣበይ እሞ ኣለና ተጋሩ ነአሕዋትና ዘይንኮን

  • @sarayan525
    @sarayan525 3 місяці тому +3

    ዋውውውው ፅብቕቲ ድራማ ናብ ዘለዓለ ክትበፅሑ ተስፋ ገብር ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ኣፀደ
    @ኣፀደ 3 місяці тому +13

    እዋይ ከፍርሕ ኣብ ምጅማሩ ተሎ😢እዘን ሰበይቲ ግን ኣግሪመናለይ ልኡ ክቁረፅ ኣለዎያ😂ለከ ዝሓዛ ሒዘን እየን😂

  • @SlamGhnvd
    @SlamGhnvd 3 місяці тому +24

    ናብ ዝላዓለ ቦታ ክትበፅሑ ተስፋ አለኒ🙏🙏🙏🙏💋💋🌺❤❤❤❤❤🌺🌺💋💋💋💋

  • @liyatTigraweyti
    @liyatTigraweyti 3 місяці тому +11

    ብሰላም ኣጀሚሩ ብሰላም የፈፅምኹም ቀፅልሉ❤💛👏

  • @سليمه-ص3ذ
    @سليمه-ص3ذ 3 місяці тому +7

    ዉይይ አረ ኣብኺኹምና ናይ ባሓቂ ኾይኑ ኡይይ😢😢😢

  • @edon7537
    @edon7537 3 місяці тому +16

    ፁብቁ ጀመሮ አዩ ብሩኩተይ ግን ደቂቃ ተተዉሱኩሉ ብሪኩተይ😢💛❤️🙏

  • @TemesgenYonas-e5e
    @TemesgenYonas-e5e 3 місяці тому +12

    ጽቡቅ ሰራሕ ግን እተን ህጻናት ብጣዕሚ የሕዝነናኒ

    • @PeacefulSolutionaroundcorn-s1u
      @PeacefulSolutionaroundcorn-s1u 3 місяці тому

      ፈሚኒስት ንእሽተይ ቦታ ክህልወን ከም ዝግባእ ካብዚ ምርኣይ ይክኣል

  • @abebakasa349
    @abebakasa349 3 місяці тому +2

    aseye betami des zeblee nay getre nro ketselulu ❤❤❤❤❤

  • @mesigaltigray9656
    @mesigaltigray9656 3 місяці тому +4

    ኣድቨርታይዝ ኣይተንውሕሉ ብሩዃተይ ብዝተረፈ ጽቡቕ🙏

  • @MmN-th4oe
    @MmN-th4oe 3 місяці тому +4

    ብጣዕሚ ደስባሃሊ ድራማ ቀፅሉሉ❤❤❤

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 3 місяці тому +23

    ቤተሰብ ቃልን ቤተ ሰብ ገሬ እሙኑን ከምዚ ኢልኩም ብሓባር ምስራሕኹም አዝዩ ዝሕጉስ እዩ

  • @elsaberhe3671
    @elsaberhe3671 3 місяці тому +6

    እዋይ ልብና ኣንጠልጢልኩማ ኣብ መንጎ ትምርተይ ዛ ጽልልቲ 🙏ጻዕዳ መመሊሳ ትመጸኒ መስምዒ በ እዝነይ ሪኣ 😁😁🤭🤭 ክሊ ግዳ ናልኩ 😅😅😅 ወዲኤያ ጠልጠል ያ ግና

  • @TeklitYohans
    @TeklitYohans 3 місяці тому +4

    ፅቡቅ ስራሕ ቀፅልሉ ግን መዓልቲ እንተትቅይሩላ ፅቡቅ ይመስለኒ

  • @Tgraweytiye
    @Tgraweytiye 3 місяці тому +2

    ኣነ ሕጂ እየ ልጅምር ዘለኹ ብሰላም የፈፅመና ተጋሩዋይ ፅሩያት♥️♥️♥️🥀🇻🇳🦋

  • @SfIvh
    @SfIvh 3 місяці тому +3

    በጣዕሚ ደስ ባሃሊት ፊሊሚ ቃፁሉላ ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @ጋልትግራይ-የ7ጠ
    @ጋልትግራይ-የ7ጠ 3 місяці тому +5

    ዋውውው ሰናይ ጅማሮ ይግበረልኩም ተጋሩዋይ

  • @ተዋህዶእዩእምነተይ-ፐ2ገ
    @ተዋህዶእዩእምነተይ-ፐ2ገ 3 місяці тому +3

    ዋው ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ ቀፅልሉ ብሰላም ኣጀሚሩ ብሰላም የፈፅምኩም በርትዑ❤💛🙏🎉🎉

  • @AyaJoker
    @AyaJoker 3 місяці тому +15

    ንርኢቶታትኩም ነመስግን!!!!!

  • @AsterMulay
    @AsterMulay 3 місяці тому +3

    ብጣዕሚ ደስ በሀሊ በርትዑ❤Tegaruway❤❤🎉

  • @ቻይናል
    @ቻይናል 3 місяці тому +4

    ዋው ከምዝኣ እላ ልጀመረት ❤ኣይትቃረፅን ትኾን😊

  • @ኣፅቢ
    @ኣፅቢ 3 місяці тому +6

    ወይዘሮ ሓዳስ ምስ ገረኪኣል ሓዳር ጌሮም😅😊❤❤❤

  • @ደሰታጓልሃገረትግራይ
    @ደሰታጓልሃገረትግራይ 3 місяці тому +2

    ፅብቅቲ ስራሕ ክትኮን ባዓልቲ ሙሉእ ተስፋ እየ❤🎉

  • @ሜሮንሜሮን-ገ8ቀ
    @ሜሮንሜሮን-ገ8ቀ 3 місяці тому +8

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ተጋሩዋይ ቀፅልሉ❤🎉

  • @selam1487
    @selam1487 3 місяці тому +2

    ዋዉ ደስ ብሃል እዩ ቅፃሉሉ🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @MeryMm-lk6iw
    @MeryMm-lk6iw 3 місяці тому +3

    እንኳዕ ድሓን መጻኣኩም ጽቡቅ ስራሕ ዩ❤❤🎉

  • @MaergHans
    @MaergHans 3 місяці тому +2

    ብጣዕሚ ደስ ባሃሊ ፊልሚ ብሰላም ኣጀሚር በሰላም የፈፅመና ተጋሩዎይ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Meri-j8b
    @Meri-j8b 3 місяці тому +6

    እንኳዕ ዳሕን መፃእኹም ተጋሩዋይ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉

  • @selamSelam33-ll1bs
    @selamSelam33-ll1bs 3 місяці тому +2

    ዋይይይይ ሃገረሰብሲ ሃገረሰብ እዩ ምስ ትኩ ጥሽሽሽሽሽሽ እናበለ እንጀራ ትበልዕ፣ቡና ትሰቲ ❤❤❤❤❤❤❤
    እቲ ርጉም ሰብአይሲ ንወይዘሮ ሓዳስ ሰብአያ ዋይዋየ ❤❤❤❤

  • @Frutgalagame
    @Frutgalagame 3 місяці тому +13

    Wawww ደስ ትብል ድራማ ናይ ቃል ተዋሳእቲ ገሬ እሙን እንካዕ መፃኩምና🎉🎉🎉🎉

  • @rimeyaron
    @rimeyaron 3 місяці тому +2

    ደስ ዝብል ፊልሚ እዩ❤❤❤

  • @FILIMON-TV-F2Y
    @FILIMON-TV-F2Y 3 місяці тому +20

    Welcome film gizi lekulu💙🌿💙💙

  • @ተስፋዊት
    @ተስፋዊት 3 місяці тому +2

    ዋው ገለ ዓይነት ቀፁሉሉ ግን ከፍርሕ🥺🙌❤️

  • @titishire8943
    @titishire8943 3 місяці тому +7

    ገለ ዓይነት ፊልሚ ብሓቂ ከምዚኣ ቀፅልዋ
    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Ddaert
    @Ddaert 3 місяці тому +2

    ደኽታም ኳነ ዝዓበኩዎ ተዘኪሩኒ ደም ነቢዐ😢😢😢💔💔⚫⚫💔

    • @gerenega2759
      @gerenega2759 Місяць тому

      አነ አውን ነቢዐ ደኽታም ኮይነ ዘይኮንኩሰ ብጣዕሚ አሕሪቁኒ

  • @سارةالحبشة
    @سارةالحبشة 3 місяці тому +3

    ደስ ትብል ፊልሚ ተጋሩዋይ ኣጆኩም ንበሎም ንሕበር ንስመር❤❤❤❤

  • @tewietewie897
    @tewietewie897 3 місяці тому +1

    ዝገርም ስራሕ ተመሲጠ ዝረአኩዋ ፍሊሚ ካብ ናይ ትግራይና

  • @ሜሪዩቱብ-ቘ3የ
    @ሜሪዩቱብ-ቘ3የ 3 місяці тому +140

    ቅዱስ ገብርኤል ኣብ ዘለናዮ ሓላዊና ይኩን ኣሕዋተይ ሳብስክራይብ ግበሩለይ🙏

  • @LamlmLamlm-hn4cf
    @LamlmLamlm-hn4cf 3 місяці тому +2

    እንካዕ ብሰላም መፃአኩም ተጋሩዋይ❤❤❤

  • @HlftiGrazihar
    @HlftiGrazihar 3 місяці тому +6

    ፅቡቅ ስራሕ እዩ ቀፅሉሉ ፅሩያተይ❤️😘

  • @SelamTesfay-me1qy
    @SelamTesfay-me1qy 3 місяці тому +2

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ እዩ

  • @AberhatsyonGebresilse
    @AberhatsyonGebresilse 3 місяці тому +6

    ፅቡቅ ጅማሮ ይኩነልኩም ደስ ዝብል ይመስል🎉🎉🎉

  • @Alame-e5w
    @Alame-e5w 3 місяці тому +1

    ኣሰይ ኢንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ተጋሩዋይ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @wedimebrahtom68
    @wedimebrahtom68 3 місяці тому +11

    ተጋሩዋይ ሓድነትና ነጣናኽር

  • @chaltuaddisabebakegna265
    @chaltuaddisabebakegna265 3 місяці тому +2

    ብጣዕሚ ፅብቅ

  • @Haregte
    @Haregte 3 місяці тому +11

    እንቋዕ ሰላም መፃእኹም ፅቡቕ ምጅማር ይግበረልኩም ኣሕዋትትት🥰🥰🥰🙏

  • @awetafera2102
    @awetafera2102 3 місяці тому +2

    ሐዚ ግርም ነብሲ ዘለዎ ድራማ Keep It Up

  • @ፍቅሪምስእቶምዘፍቁርኒ
    @ፍቅሪምስእቶምዘፍቁርኒ 3 місяці тому +3

    ደስ ይብል 👌🥰🥰🥰

  • @KidanHadush-u5q
    @KidanHadush-u5q 3 місяці тому +2

    ብጣዕሚ ደስ ባሃሊ ዩ ይምጥን ቀፅሉሉ❤

  • @Kndhafti
    @Kndhafti 3 місяці тому +28

    ኣጀኩም ደቅዛ ሓላል ሜሬት በርቱዑ ሳብሳካራይብ እዉን ገይረ እየ

  • @destakonjo2505
    @destakonjo2505 3 місяці тому +2

    ዉይ ኣዕተይ እናዋሓዘ እየ ተኸታቲለያ ዉይ ጭካነ ኣባ😥 ኣዶ ብርሃን ገዛ ሾጊጦ ዝገበረት ገይራ ዓንጋሊት ኸምዙ ኸማይ ዝነባዕኹም👍

  • @سلاخاحمد
    @سلاخاحمد 3 місяці тому +13

    ኣቱም ኣብ ርእሲ ሓዳርኩም ትራኸሱ ዘለኹም ተጠንቀቁ ከይትስሕንዋ 😢💔

  • @Yosef_Selam
    @Yosef_Selam 3 місяці тому +1

    This is a game changer for Tigray and Tigrigna arts and communication. Well done, great job!

  • @medhin8187
    @medhin8187 3 місяці тому +6

    እንኳዕ ድሓን መፃእኹም❤
    ሰናይ ስራሕ ሰናይ ጅማሮ ❤
    ኣብዝሓ ድማ ናይ #ቃል ድራማ ዝነበሩ ዮም well come 😊

    • @ዓለምሽጣራ
      @ዓለምሽጣራ 3 місяці тому

      ሓዝኩኺ😂 ታይ ኮይና ግን ተቋሪፃ ቃል ድራማ😮

  • @Llll-v5v
    @Llll-v5v 3 місяці тому +2

    ፅብቅ ስራፅ እዩ ቁፅልሉ ፅሩያት❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤

  • @Mmm-fr5gt
    @Mmm-fr5gt 3 місяці тому +8

    ተጋሩ ጀጋኑ❤❤

  • @ShinJae-n9o
    @ShinJae-n9o 3 місяці тому +2

    ዋው ብጣዕሚ ገራምቲ እያ ቀፅሉሉ💗💗💗💗❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @JollyMahmud-p7m
    @JollyMahmud-p7m 3 місяці тому +7

    welcame bitame y zafatwakum zadnqakun qaxelwo haftukum kab eri❤🎉🎉🎉🎉

  • @RShaN-kiki
    @RShaN-kiki 3 місяці тому +2

    ፅቡቅ ስራሕ ቀፅሉሉ ተጋሩዋኒ💜♥️🦋

  • @NovelNovi-fd6yb
    @NovelNovi-fd6yb 3 місяці тому +8

    ኣዮኩም ደቂ ዓደይ ግዜ ለኩሉ ኣብ ዓብዪ ቦታ ክትበጽሕ አያ 🥰🥰🥰

  • @ሰላምሰላም-ዘ8ሐ
    @ሰላምሰላም-ዘ8ሐ 3 місяці тому +1

    ሎሚ ቅነ ናይ ትግራይ ዝልቀቁ ዘለዉ ድራማ ከፍርሑ ልክዕ ከም ናይ ህንዲ ግን ከኣ ደስ በሃሊ ዬ ብሉፃት ቀፅሉሉ❤❤❤

  • @MillionTkue
    @MillionTkue 3 місяці тому +5

    waw btaemi dess bhali ketselelu

  • @alexs5384
    @alexs5384 3 місяці тому +2

    ቀፅሉ ። ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉

  • @مريم-و6ب2ص
    @مريم-و6ب2ص 3 місяці тому +6

    ዋውውውውውውውው ብጣዕሚ ቆጆ ፈፍልም ቀፅልሉ❤❤❤❤❤❤

  • @ቅዱስሚካኤለይ
    @ቅዱስሚካኤለይ 3 місяці тому +1

    ክቡራትን ክቡራንን ፍፃምኡ የፀብቆ
    ሰናይ ጅማሮ እዪ ።❤❤❤❤
    ኣብ ልዕሊ ሓዳርካ ምምንዛር ይሰውረና እዩ😢

  • @kltehade
    @kltehade 3 місяці тому +6

    ደስስ በሃሊ ጽፉፍ ስራሕ ደቂ ኖ 🙏❤💪

  • @AlemAragewi
    @AlemAragewi 3 місяці тому +4

    ተመስገን ኣያ ጀኮር ቀኒዖም መፅዮም ብስሩ ሕቆኦም ዘባል ኣይኮኑን እባ ክክክክክ

    • @ZdGidey
      @ZdGidey 3 місяці тому

      😂😂😂

  • @GeriAbadiTadese
    @GeriAbadiTadese 3 місяці тому +6

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩ ኣያ ጄኮር❤❤❤

  • @ኮኪጋልትግራይ
    @ኮኪጋልትግራይ 3 місяці тому +2

    Tegaruwayyyyyy sesnu 1000 waltan kunu ❤❤❤❤