Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
O m G ! Hafire 😢😢 kemey gere eye hiji hakegna nebyat alewu kibl zdefr? Egziabiher hayli habeni bmhretka nab betey mleseni hayli tibeb habeni .lomis kabti koblileyo zeleku mleseni goytay
መዓልቲ ምድሓን ሕጂ ኢያ ፍቁር ኃወይ! ናብ ቤትካ ክትምለስ ብሃረርታ ንጽበየካ ኣሎና።
ፍቁር ኃው ብጎይታ ደስታ ይጽበየካ ንጽበየካ ኣሎና ናብ ቤት ክርስቶስ ተመለስ❤።
ካብ ቃሎም ንፍለጦም ናብ ናይ ጥፋኣት ዝመርሁ ሓሰውቲ ነብያት ናይ ሎሚ እግዚኣብሔር ኣምላክ ያሓግዝካ ክቡር ሓው😢😢😢🙏🙏🙏
ንስልጣን ብውሽጢ ጸሓፈሉ፡ ኣብ ኣዲስ አንተለኻ ኸኣ ጸሓፈልና ፡
ኣጆኻ ክቡር ሓወይ እግዚአብሔር ኣምላክ ንሓጥያትና እምበር ንዓና ኣይኮነን ዝጸልአና ስለዚ ኩላትና ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ሓጣኣን ኢና ብምሕረቱ ጥራይ ኢና ንነብር ዘለና እና ናብዛ ሓቃዊትን ጥንታዊትን ቤተክርስትያን እየሱስ ክርስቶስ ብደሙ ዝሃነፀልና ንሱ ድማ ርእሳ ዝኾነ ቤትካ ክትምለሰልና ኣብ ምድሪ ዘለና ደቂ እግዚአብሔር ዕልልልልል ናበልና ክንቅበለካ ኢና እቶም ንእግዚአብሔር ፍግም እናበሉ ዝሰግድሉን ዘምልኽዎን ቅዱሳን መላእክቲ ድማ ብምስጋና ይቀበሉኻ ክቡረይ
ጸጋኡ ያብዚሐልኻ ስሊጣን ሓውና❤❤❤
ኣነ ንባዕላይ ኣብዛ ሓዳሽ ዓመት ሽጋራ ገዲፈያ ምስ ማስቲካ ኮይኑ ኣሎ ቃልሰይ😢 እሞ ብልብኩም እስከ ኣብ ጸሎትኩም ኣይትረስዑኒ ክቡራት የሕዋት❤🎉
ጽሎት ቅዱሳን ጸሎት እመብርሃን ኣይፈለካ🙏💚😇
ኣጆኻ ሓወይ ፥ ቀሊል እዩ ፥ ድሮ 7 ዓመተይ ኮይኑ ኣሎ።ክጥዕም መዓት እዩ ምስ መለኽካየ ኣዚኻ ክትሕጎስ ኢኻ።
ኣጆኻ ወስን👍
Neay kea xolot geboruley kab hemaq nab xebuq kekeyed ab geza teasire aleku 2 werhi gere heji semun terifateni zey hegawi serah yesereh neyre emo amlak hayli yehabka beluni etiom xelaena elom zehasbuni kea amlak bealu yehaleka kabeom eske beluni kulom habesha zeredakewom zedhankewom kabti zeneberewo shigir lomi kihidomni ne hemaqey yexearu why gen hiwetu zekefelelka seb tekihdo abana teray eu ab tezarebti habesha $52000 Canadian kab jibay awxie adhineyom melesuley keman aye belkewomn gen hasiyom athizomni ab esurbet 6 werhi teasire ab geza kea almost 3 werhi axiyomni police but now i wanna be good person 😢😢
ኣጆካ ዛሓወይ ንድሕሪት ከይትምለስ ሓደራካ ንኣምላክ ጥራይ ዘይኮነስ ተኮርዮስ ንባዕልካ ንጥዕናካ ዉን ፅቡቅ ኣይኮነን እሞ ንቅድሚት ቀፅል ኣምላከ ቅዱሳን ኣይፈለይካ ናይ ቁዱሳን ፆሎት ኣይፈለይካ ዝሓወይ እግዚአብሔር ኣምላክ መወዳእታና የፀብቀልና ኣሕዋተይ❤
ስለቲ ምስ ኩሉ ሓጢአትና ፀይሩና ዝከይድ አምላከ ቅዱሳን ክብርን ምስጋናን ንሽሙ ይኩን🤲🥺
Amen Amen Amen 🙏🏽 ❤
ኣሜን❤❤❤ኣሜን❤❤❤ኣሜን❤❤❤
@@alemdesta454 ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤🙏🙏🙏❤❤❤
Amen ❤❤❤
ሃይማኖተይ ኦርተዶክስ ምኻነይ እንበር ብዛዕባ መጽሓፍ ቁዱስ ብዙሕ ኣፍሉጦ የብለይን ግን መንገዲ ሓቂ ሒዘ ከምዝኸድ ዘለኹግን ይኣምንየ። ትምንታይሲ ሃይማኖትና ኣይትሓሱ ኣይትስረቅ ኣይትዓምጽ ኣይትዘሙ ሰብ ኣይትቅተል ኣይትበድል ሰለዝብል👏👏።ተመስገን ኣምላኸይ👏 ዓይነልቦናይ ክፈተለይ ስደተይ ኣሕጽረለይ ጎይታይ👏👏👏
🙏🙏🙏🙏✝️
🙏🙏🙏
መጽሓፍ ቅዱስ ከኣ ኣንብብ ጽቡቕ ጌርካ ዝሓወይ ቆርበት በጊዕ ዝተኸደኑ ተዃሉ ኣለዉ ካብ እምነትካ ከየሰናኹሉኻ
ሃይማኖካ ኣይኮነን ከምኡ ዝብል መጽሓፍ ቅዱስ ኢዩ ኣምብቦ
@@abigael7333 መጽሓፍ ቁዱስኮ ኣይ ኦርቶዶክስዩ 🤨
ኣምላክ እስራኤል ዝከበረን ዝተመስገንን ይኮነ።መምህረይ ቃል ህይወት ይስምዓልና❤❤❤❤❤❤❤❤
ሓሳዊ ኢለዮ ኣለኩ አስከ ኩሉኩም ደቂ ተዋህዶ ብልብኩም ጸልዩሉ ብነስሓ ናብታ ቅድስቲ አንባ ክምለስ አንበር አግዝኣብሄር ሲ ኣይትፍረዱ ከይትፍረዱ ኢዩ ዝብል ሞ ኣይንፈርዶን ቃለ ሂወት የስመዓልና መምህርና
ብሓቂ ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ክቡር ሓውና ስልጣን
Amen,amen,amen,qal hiwet yesmana sltan,hawey amlak,bayni mheretu ytemtena 😢❤
ቃል ህይወት የስምዓና ኣሜን ኣሜን ኣሜን።ከሙኡ ድማ ርሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልና። ኲናትን ወረ ኲናትን የጥፍኣልና ፈጣሪ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ብሓቂ ቃለ ህይወት ቃለ በረከት የስምዓልና ፀጉኡ የብዝሓልኩም ክቡር መምህርና መምህር ስልጣን ❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለህይወት የስምዐልና እግዝኣብሔር ኣማላኽ ናይ ኣገልግሎት ኻ ይባሪኽ አረ ቲ ዲፊረቶም መምህረይ ንሳኻኮ ንዝም ሓሰዊት ነብያት ና ንዞም ኣመንት እስልምና ፁብቕ ገይሪኻ እኻ ትምልሰሎም ካብ ዝካታተለካ 3ተ ዓመተይ ገይረ ኣለኽ ብጣዕም ህወተይ ቀይሪኻለይ ❤ እ/ር ኣምላኽ ዕዲመን ጥዕናን ይሃብኻ ወላዳተ ኣምላኽ ፅላል ትኽንኻ❤
Egziabher bemlu qal nxhafo brktey ❤❤❤🙏🙏🙏✝️✝️✝️
ናይ ብሓቂ መምህር ስልጣን ኣማን ብ ኣማን ሓሰውቲ ነብያት ሓሳዊ ነቢ😂😂😂😂😂😂❤❤❤❤❤❤❤❤❤👏👏👏👏💝💝💝💝💝💝💝💞💞💞💞💞💞👍🙏🙏🙏
ቃለ ሂወት የስምኣልና ኣዚሓወይ እግዚኣብሄር ኣምላክ ናብ ልቦም ይምለሶም ዳያቆን ሓወይ እግዚኣብሄር ጸጋኡ የብዝሓልካ 🙏🙏🙏
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ❤❤❤
አሜን አሜን አሜን🙏🙏🙏🤲🤲🤲⛪⛪⛪👏👏👏
Amennn kale hewet yesemealna ❤❤❤
ቃለ ህይወት የሥመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይበርከልካ ክቡር ሓዉና ሥልጣን👏🥰🥰🥰🥰🥰🥰
አሜን አሜን አሜን ክቡር ሓወይ ስልጣነ ዋ ዕድመይን ጥዐና ይሃበልና ❤❤❤
ኣብ ደስ ዝበሎም መናገዲ ቤት ከፊቶም ጓይላን ደበላን ንሕና ነብያት ዝብል ናይ ትምሕቲ ቃላት ምስ ደጋገሙልና ስጋዊ እበር ሰማያዊ ሓሳብ ከምዘየብሎም ኣርኦምና ኢዮም ክቡር ሓወይ ስልጣን ሕጅ ውን እቶም ኣብኡ ዘለኩም ሰባት ደጋጊምኩም ነብስኩም መርምሩ መናፍቃን እታይ ከምዝገንሩ ሓቂ ገድፎም ሓሶት ከም ዝምስክሩ እግዝኣብሄር ዓይነ ልቦናካ ይክፈተልካ እዚ ሓወይ ናብ ሃይማኖትካ ተመለስ ኣብ ሓሸውየ እከለካ ዓለም ከይተርክበካ ኦርቶደክስ ተዋህዶ ንዘልኣለም ትንበር እቲ ንምክሖ ብእግዝኣብሄር ይኩን ክብራት ይሕዋት እግዝኣብሂር ጸግኡ የብዝሓልካ ክቡር መምህር ስልጣን ሓውና ሓቀኛ መምህር
Amen Amen Amen nay bhaqi hmaq yu zebenu😢❤✝️
ኣሜን ቃል ሂወት የስምኣና እግዝኣቢሄር ጸጉኡ የብዝሃልካ::🙏
_እንኳዕ ብሰላም መጻእኻ መምህረይ💐💜_
Kal hiwet yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen 🙏🙏🙏✝️
ቃል ሂወት የስማዓልና መምህርና ስልጠጣን🎉🎉🎉
ስልጣን ሓወይ እዛ ናይ መግበኡ መዝሙሩማ አብ ናባዕልካ ፀዓና ካውሪዳ ይአዋ ወድነእይ❤❤❤
እንቃዕ ብሰላም መፃእካ መምህረይ ❤❤❤ ነዚ እናረኣዩ ዝስዕብዎ ሰባት ተልዮም ግን ናይ ብሓቂ ፅሉላት እዮም
አሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ❤❤❤
ቃለ ህወት የስመዐና መምህርና እግዚአብሔር ኣምላክ ዘስተዉዕል ልቦና ይሃብም ንዓቶም ከኣ😢
ብሓቅ ብጣዒ ዝግሪም ዩ መስተወዐሊ ያሃበም😢ጸጋኡ ያብዚሐልኻ ስሊጣን ሓውና❤
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክብር መምህርና👏👏👏🙏
አሜን አሜን አሜንአሜን አሜን አሜንአሜን አሜን አሜን❤❤❤❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይስመዐልና🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤
Amen Amen Amen qle hiwet yesmalena amlak xega yebezhalaka ❤kubaru memhari hawey
ቃል ሂወት የስመኣልና ኩቡር መምህር 🙏🙏🙏♥️♥️♥️♥️
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፁጉኡ የቅዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ 👏❤❤
Amen Amen Amen qale hiwet yesemalna amlak xega yebzhalkum amlak ab emntena yexnana❤❤❤❤❤❤
አሜን ፀግኡ የብዝሓልካ
እንኳዕ ናትና ከንካ👏🙏
Amen kale hiwet yesmalna 🙏🙏🙏
Amen Amen Amen qal hiwet ysmalna xegu ybzhalka fetari zhawey❤❤❤❤❤❤❤
አሜን አሜን አሜንንን ቃል ህወት የስማአልናአ❤❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤❤❤🙏🙏🙏
Amen Amen Amen qale hewet yesmaelna egzabher amlak ❤❤❤❤❤❤❤❤
ድሕሪ ጎይታና የሱስ ክርስቶስ ዝመጽእ ነቢ የለን ሓሰውቲ ነብያት ብዙሓት ኣጋግዮም ኣለዉ
Amen Amen Amen qali hewit yesmalna❤❤❤
ኩቡር ሓው ከመካ ይብዙሑልና ኣሜን ዝገርመኒ እዚ ጎይታ እምብኣር ከምዚኦም ዓይነት ዘቀብሉ ብዝነሶም ዘይቅይሩ አንታይ ገበሩ መሳኪን ቡዙሓት ሰባት ሒዘም ዝልኩሙ ኣውጽኦ ይሃብኩም እዝጋቢሄር ኣምላክ
Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna kubur hawey Edmen tenan yehablna fetari
ክብርን ምስጋናን ውዳሴን ኣምልኾን ንኣምላኽ ይኹን 🙏🏽ኣ 🙏🏽ሜ 🙏🏽ን
Amen 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏 qal hiwet yesmalena❤🙏🥹
ኣሜን ኩቡር ሓዊ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና
እግዚአብሔር ኣምላክ ዝወጹ ወገናትና ናብዜ ቅንዕቲ ተዋህዶ ሃይማኖት ይመልሰልና ኣብኡ ዘለናለ ኣምላክ ኣብ ቤቱ የጽነዐና
እግዚኣብሄር ኣምላክ ይመስገን ኩቡር መምህርና ኡንካዕ ብሰላም መፃካ ቃለሂወት የስማዓልና
ብኣኻን ከምዚ ከማኻን ሪኢናን ሰሚዒናን ተስፋ ንገብር🙏🙏🙏
❤❤❤
❤🙏
Kabziatom sebat Egziabher Amlak yhalwena
Amen Amen Amen kal hiweot ysmaln ❤❤❤
እንቛዕ ብሰላም መጻዃ ሱልጡን ሓዉና።ከምዚኦም ዝኣመሰሉ ሓሰዉቲ ጦንቀልቲ ጽቡቕ ጌይርኩም ኣቃልዓዮም
ቃለ ህይወት የስመዐልና❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን🎉🎉🎉
መምህረይ🙏🙏🙏💒💒💒
Amen amen amen kalehwet yesmeana egzabger bmhretu ytemtena zgerm eiyu
Amlak xlalu yembrelka hawey natey mngedka brhan ❤❤❤🙏🙏🙏
Amen Amen Amen ❤❤❤❤
እንኳዕ ብሰላም መፅእኻ መምህረይ❤❤❤
Behaki kale hiwet yesmealna kubur memhrna egziabher amlak ab emnetna yetsneana✝️🙏💖💖💖💖
Qale hiwet yesmialna kbue hawna🙏🙏🙏
🙏🙏🙏🙏🙏🙏egzabhier ymesgen
Amen amen amen ❤❤❤❤❤❤
ነቢ ዓቢ ቃል ኢዩ ከመይ ንስካ ነቢ ኣትበሎ ድያቆን ነቢ ኢየ ዝብል ዘይ ዕቅሙ ዝዛረብ ሓሳዊ ኢልካ ጸውዓዮ ምክንያቱ ነቢ ብቀሊል ኣይላዓልን ኢዩ ።
ብራዘረይ ነብያት ሓሶት ማለቱ እኮ ኢዩ ፡ሓቀኛ ነቢ ፡ነቢ ተባሂሉ ይጽዋዕ ሓሰተኛ ነቢ ድማ ነብያት ሓሶት ይብሃል
Amen qal hiwet yesmalni
እወ ሓሳዊ ነብይ። ኢለዮ ኣለኩ ነዚ መሕፈር፡ ነዚኣ መዓልቲ እየ ብሃረርታ ክጽበያ ጸኒሔ። ብሓቂ ክርስትና ተደፊሩ በዞም ደፋራት፡ እግዚኣብሄር ይፍደኩም።
Amen amen amen Diakon qali hewit yesmalna❤❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
እንኮዕ ብሰላም መጻእኻ መምህረይ❤❤❤
🙏ኣምላኽ ምሕረቱ የውርደሉ ብር ታይሞ ክንብል ኢቲ ዘግርም ግን እቶም ዝሰምዎ ሞ ዛኣምንዎ ዩ ኣነ ዝገርመኒ ምክንታቱስ ስቕ ልካዶ አሜን ሃሌሉያ ይባሃል ዩ ዋላሓንቲ ዱ ዘይፈልጥ ብዛዕባ እምነቱ ኩላህና ኣይንፈልጥን ኢና ግን እዝስ ዋላሓንቲ እካዩ ዘርብኡ ጭው ዘይብሉ ስቕ ኢልካ ሃለው ለው ዩ ኢሂባ ኣብ ሲነማ ሮማ አክ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ቤት ትምህርቲ ረኺ ዶ ገሎዶ ስቕ ኢልካ ሃለውለው በቃ ፍሉጥ ነግር ዩ ኢቲ ትምኒት ዝብልዎ ንሶም ብዝኾነ ኣምላኽ ናይ ንስሓ ዕድሜ ይሃቦም ይሃበና እግዛኣብሄር ቃለ ሂወት የስማዓልና ስሉጣን ሓወይ 🙏አሜን
❤❤❤❤❤❤ Amen Amen Amen
Kalehiwet yesmalina kibret yhbka kab hsotn hmak tehgbarn ydhnena geta 🙏
*_መምህረይ😇_*
Kale hiwet yesmalna kubur sltan hawna zemen hiwetka geta ybark
Amen Amen Amen 🎉🎉🎉🎉
ዝኸበርካ ስልጣን ሐወይ ነዞም ሐሰውቲ ብምቅላዕካ እግዚኣብሔር ይባርኽካ እምበር ኣቶ ኣቤልስ እንታይ ክብል እዩ ሕጂኸ እቲ ዘሕዝነኒ እቶ ደድሕሪኡ ዝስዕቡ 12:43
Sultan hawna bzaeba zemari bereket tkue gele belena,buzhat sebat orthodox aykonen yblu yom melselna
❤❤❤❤❤ ስልጣን ሓዉና 🙏እዚ ሓሳዊ ነቢ ኢየ ባሃሊ ፍሹል 😂
Amen Amen Amen qala hewat yesmelna
Kale hiwet yesmalna buruk hawna🙏🙏🙏🙏
ቅድም ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ፡ ዘገርም ሓቂ ኢኻ ክንጽር ጌርካ፡ ግን ግዜና ምስ ከምዚ ዝበለ ንፋሳት ስሕተት፡ ግዜና ኣይነጥፍእ፡ ሓቀኛ እምነት ምምሃርን ምንባርን ይኹን ዕዮና፡ እቲ ዝፈርስ ባዕሉ ክሃጉግ እዩ፡፡ ብፍሪኦም ከተለልይዎም ኢኹም፡ በቃ!!!
ኦ ህዝበ ክርስትያን ናዓይ ንድኹም ሰብ ጸልዩለይ
Amen❤❤❤❤
Ewe hasawi nebi texelilu eu mewdadrtka aykonen amlak mhret yewrdelu amlakna hdag eu❤❤❤❤❤
ቃለ ሂወት የስመዓልና ኩብር ሓው❤❤
Amen Amen Amen qala hewat yasmalna xegu yabzhalkum
ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና❤❤
Rhus hadsh amet nkalatna amen
ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና ኣምላኽ እንበር ሰይጣን ስልጣን የብሉን ሓፊሩ ኣሎ 😂😂😂😂
ቃል ሂወት የስምዓልና።
አምላኽ ይባርኽካ ክቡር ሓወይ🙏🙏
Tewahdo nzelealm Tinber ❤❤❤❤❤
እንኳዕ ብሰላም መፃእኻ ክቡር መምህርና ⛪️✝️❤️
😂😂😂 ፕሮፈሳይ ዋ ዋዋዋ😂 ስልጣን ሓዉና እንኳዕ ናትና ኮንኻ❤🎉❤
Ayyy 😂😂
እንካዕ ብሰላም መፃካልና መምህሪና❤
Kale hiwet ysmaalna kunur memhrna nay agolgulet zemenka ybarkelka Egzabiher amlak ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
Enqa be selam mexka Memhrey qale hiwet yesmalena egzabhir aboy 🙏🏾❤️❤️
O m G ! Hafire 😢😢 kemey gere eye hiji hakegna nebyat alewu kibl zdefr? Egziabiher hayli habeni bmhretka nab betey mleseni hayli tibeb habeni .lomis kabti koblileyo zeleku mleseni goytay
መዓልቲ ምድሓን ሕጂ ኢያ ፍቁር ኃወይ! ናብ ቤትካ ክትምለስ ብሃረርታ ንጽበየካ ኣሎና።
ፍቁር ኃው ብጎይታ ደስታ ይጽበየካ ንጽበየካ ኣሎና ናብ ቤት ክርስቶስ ተመለስ❤።
ካብ ቃሎም ንፍለጦም ናብ ናይ ጥፋኣት ዝመርሁ ሓሰውቲ ነብያት ናይ ሎሚ እግዚኣብሔር ኣምላክ ያሓግዝካ ክቡር ሓው😢😢😢🙏🙏🙏
ንስልጣን ብውሽጢ ጸሓፈሉ፡ ኣብ ኣዲስ አንተለኻ ኸኣ ጸሓፈልና ፡
ኣጆኻ ክቡር ሓወይ እግዚአብሔር ኣምላክ ንሓጥያትና እምበር ንዓና ኣይኮነን ዝጸልአና ስለዚ ኩላትና ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ሓጣኣን ኢና ብምሕረቱ ጥራይ ኢና ንነብር ዘለና እና ናብዛ ሓቃዊትን ጥንታዊትን ቤተክርስትያን እየሱስ ክርስቶስ ብደሙ ዝሃነፀልና ንሱ ድማ ርእሳ ዝኾነ ቤትካ ክትምለሰልና ኣብ ምድሪ ዘለና ደቂ እግዚአብሔር ዕልልልልል ናበልና ክንቅበለካ ኢና እቶም ንእግዚአብሔር ፍግም እናበሉ ዝሰግድሉን ዘምልኽዎን ቅዱሳን መላእክቲ ድማ ብምስጋና ይቀበሉኻ ክቡረይ
ጸጋኡ ያብዚሐልኻ ስሊጣን
ሓውና❤❤❤
ኣነ ንባዕላይ ኣብዛ ሓዳሽ ዓመት ሽጋራ ገዲፈያ ምስ ማስቲካ ኮይኑ ኣሎ ቃልሰይ😢 እሞ ብልብኩም እስከ ኣብ ጸሎትኩም ኣይትረስዑኒ ክቡራት የሕዋት❤🎉
ጽሎት ቅዱሳን ጸሎት እመብርሃን ኣይፈለካ🙏💚😇
ኣጆኻ ሓወይ ፥ ቀሊል እዩ ፥ ድሮ 7 ዓመተይ ኮይኑ ኣሎ።ክጥዕም መዓት እዩ ምስ መለኽካየ ኣዚኻ ክትሕጎስ ኢኻ።
ኣጆኻ ወስን👍
Neay kea xolot geboruley kab hemaq nab xebuq kekeyed ab geza teasire aleku 2 werhi gere heji semun terifateni zey hegawi serah yesereh neyre emo amlak hayli yehabka beluni etiom xelaena elom zehasbuni kea amlak bealu yehaleka kabeom eske beluni kulom habesha zeredakewom zedhankewom kabti zeneberewo shigir lomi kihidomni ne hemaqey yexearu why gen hiwetu zekefelelka seb tekihdo abana teray eu ab tezarebti habesha $52000 Canadian kab jibay awxie adhineyom melesuley keman aye belkewomn gen hasiyom athizomni ab esurbet 6 werhi teasire ab geza kea almost 3 werhi axiyomni police but now i wanna be good person 😢😢
ኣጆካ ዛሓወይ ንድሕሪት ከይትምለስ ሓደራካ ንኣምላክ ጥራይ ዘይኮነስ ተኮርዮስ ንባዕልካ ንጥዕናካ ዉን ፅቡቅ ኣይኮነን እሞ ንቅድሚት ቀፅል ኣምላከ ቅዱሳን ኣይፈለይካ ናይ ቁዱሳን ፆሎት ኣይፈለይካ ዝሓወይ እግዚአብሔር ኣምላክ መወዳእታና የፀብቀልና ኣሕዋተይ❤
ስለቲ ምስ ኩሉ ሓጢአትና ፀይሩና ዝከይድ አምላከ ቅዱሳን ክብርን ምስጋናን ንሽሙ ይኩን🤲🥺
Amen Amen Amen 🙏🏽 ❤
ኣሜን❤❤❤
ኣሜን❤❤❤
ኣሜን❤❤❤
@@alemdesta454 ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤🙏🙏🙏❤❤❤
Amen ❤❤❤
ሃይማኖተይ ኦርተዶክስ ምኻነይ እንበር ብዛዕባ መጽሓፍ ቁዱስ ብዙሕ ኣፍሉጦ የብለይን ግን መንገዲ ሓቂ ሒዘ ከምዝኸድ ዘለኹግን ይኣምንየ። ትምንታይሲ ሃይማኖትና ኣይትሓሱ ኣይትስረቅ ኣይትዓምጽ ኣይትዘሙ ሰብ ኣይትቅተል ኣይትበድል ሰለዝብል👏👏።ተመስገን ኣምላኸይ👏 ዓይነልቦናይ ክፈተለይ ስደተይ ኣሕጽረለይ ጎይታይ👏👏👏
🙏🙏🙏🙏✝️
🙏🙏🙏
መጽሓፍ ቅዱስ ከኣ ኣንብብ ጽቡቕ ጌርካ ዝሓወይ ቆርበት በጊዕ ዝተኸደኑ ተዃሉ ኣለዉ ካብ እምነትካ ከየሰናኹሉኻ
ሃይማኖካ ኣይኮነን ከምኡ ዝብል መጽሓፍ ቅዱስ ኢዩ ኣምብቦ
@@abigael7333 መጽሓፍ ቁዱስኮ ኣይ ኦርቶዶክስዩ 🤨
ኣምላክ እስራኤል ዝከበረን ዝተመስገንን ይኮነ።መምህረይ ቃል ህይወት ይስምዓልና❤❤❤❤❤❤❤❤
ሓሳዊ ኢለዮ ኣለኩ አስከ ኩሉኩም ደቂ ተዋህዶ ብልብኩም ጸልዩሉ ብነስሓ ናብታ ቅድስቲ አንባ ክምለስ አንበር አግዝኣብሄር ሲ ኣይትፍረዱ ከይትፍረዱ ኢዩ ዝብል ሞ ኣይንፈርዶን ቃለ ሂወት የስመዓልና መምህርና
ብሓቂ ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ክቡር ሓውና ስልጣን
Amen,amen,amen,qal hiwet yesmana sltan,hawey amlak,bayni mheretu ytemtena 😢❤
ቃል ህይወት የስምዓና ኣሜን ኣሜን ኣሜን።ከሙኡ ድማ ርሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልና። ኲናትን ወረ ኲናትን የጥፍኣልና ፈጣሪ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ብሓቂ ቃለ ህይወት ቃለ በረከት የስምዓልና ፀጉኡ የብዝሓልኩም ክቡር መምህርና መምህር ስልጣን ❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለህይወት የስምዐልና እግዝኣብሔር ኣማላኽ ናይ ኣገልግሎት ኻ ይባሪኽ አረ ቲ ዲፊረቶም መምህረይ ንሳኻኮ ንዝም ሓሰዊት ነብያት ና ንዞም ኣመንት እስልምና ፁብቕ ገይሪኻ እኻ ትምልሰሎም ካብ ዝካታተለካ 3ተ ዓመተይ ገይረ ኣለኽ ብጣዕም ህወተይ ቀይሪኻለይ ❤ እ/ር ኣምላኽ ዕዲመን ጥዕናን ይሃብኻ ወላዳተ ኣምላኽ ፅላል ትኽንኻ❤
Egziabher bemlu qal nxhafo brktey ❤❤❤🙏🙏🙏✝️✝️✝️
ናይ ብሓቂ መምህር ስልጣን ኣማን ብ ኣማን ሓሰውቲ ነብያት ሓሳዊ ነቢ😂😂😂😂😂😂❤❤❤❤❤❤❤❤❤👏👏👏👏💝💝💝💝💝💝💝💞💞💞💞💞💞👍🙏🙏🙏
ቃለ ሂወት የስምኣልና ኣዚሓወይ እግዚኣብሄር ኣምላክ ናብ ልቦም ይምለሶም ዳያቆን ሓወይ እግዚኣብሄር ጸጋኡ የብዝሓልካ 🙏🙏🙏
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ❤❤❤
አሜን አሜን አሜን🙏🙏🙏🤲🤲🤲⛪⛪⛪👏👏👏
Amennn kale hewet yesemealna ❤❤❤
ቃለ ህይወት የሥመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይበርከልካ ክቡር ሓዉና ሥልጣን👏🥰🥰🥰🥰🥰🥰
አሜን አሜን አሜን ክቡር ሓወይ ስልጣነ ዋ ዕድመይን ጥዐና ይሃበልና ❤❤❤
ኣብ ደስ ዝበሎም መናገዲ ቤት ከፊቶም ጓይላን ደበላን ንሕና ነብያት ዝብል ናይ ትምሕቲ ቃላት ምስ ደጋገሙልና ስጋዊ እበር ሰማያዊ ሓሳብ ከምዘየብሎም ኣርኦምና ኢዮም ክቡር ሓወይ ስልጣን ሕጅ ውን እቶም ኣብኡ ዘለኩም ሰባት ደጋጊምኩም ነብስኩም መርምሩ መናፍቃን እታይ ከምዝገንሩ
ሓቂ ገድፎም ሓሶት ከም ዝምስክሩ እግዝኣብሄር ዓይነ ልቦናካ ይክፈተልካ እዚ ሓወይ ናብ ሃይማኖትካ ተመለስ ኣብ ሓሸውየ እከለካ ዓለም ከይተርክበካ
ኦርቶደክስ ተዋህዶ ንዘልኣለም ትንበር
እቲ ንምክሖ ብእግዝኣብሄር ይኩን ክብራት ይሕዋት እግዝኣብሂር ጸግኡ የብዝሓልካ ክቡር መምህር ስልጣን ሓውና ሓቀኛ መምህር
Amen Amen Amen nay bhaqi hmaq yu zebenu😢❤✝️
ኣሜን ቃል ሂወት የስምኣና እግዝኣቢሄር ጸጉኡ የብዝሃልካ::🙏
_እንኳዕ ብሰላም መጻእኻ መምህረይ💐💜_
Kal hiwet yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen 🙏🙏🙏✝️
ቃል ሂወት የስማዓልና መምህርና ስልጠጣን🎉🎉🎉
ስልጣን ሓወይ እዛ ናይ መግበኡ መዝሙሩማ አብ ናባዕልካ ፀዓና ካውሪዳ ይአዋ ወድነእይ❤❤❤
እንቃዕ ብሰላም መፃእካ መምህረይ ❤❤❤ ነዚ እናረኣዩ ዝስዕብዎ ሰባት ተልዮም ግን ናይ ብሓቂ ፅሉላት እዮም
አሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ❤❤❤
ቃለ ህወት የስመዐና መምህርና እግዚአብሔር ኣምላክ ዘስተዉዕል ልቦና ይሃብም ንዓቶም ከኣ😢
ብሓቅ ብጣዒ ዝግሪም ዩ መስተወዐሊ ያሃበም😢
ጸጋኡ ያብዚሐልኻ ስሊጣን ሓውና❤
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክብር መምህርና👏👏👏🙏
አሜን አሜን አሜን
አሜን አሜን አሜን
አሜን አሜን አሜን
❤❤❤❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይስመዐልና🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤
Amen Amen Amen qle hiwet yesmalena amlak xega yebezhalaka ❤kubaru memhari hawey
ቃል ሂወት የስመኣልና ኩቡር መምህር 🙏🙏🙏♥️♥️♥️♥️
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፁጉኡ የቅዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ 👏❤❤
Amen Amen Amen qale hiwet yesemalna amlak xega yebzhalkum amlak ab emntena yexnana❤❤❤❤❤❤
አሜን ፀግኡ የብዝሓልካ
እንኳዕ ናትና ከንካ👏🙏
Amen kale hiwet yesmalna 🙏🙏🙏
Amen Amen Amen qal hiwet ysmalna xegu ybzhalka fetari zhawey❤❤❤❤❤❤❤
አሜን አሜን አሜንንን ቃል ህወት የስማአልናአ❤❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤❤❤🙏🙏🙏
Amen Amen Amen qale hewet yesmaelna egzabher amlak ❤❤❤❤❤❤❤❤
ድሕሪ ጎይታና የሱስ ክርስቶስ ዝመጽእ ነቢ የለን
ሓሰውቲ ነብያት ብዙሓት ኣጋግዮም ኣለዉ
Amen Amen Amen qali hewit yesmalna❤❤❤
ኩቡር ሓው ከመካ ይብዙሑልና ኣሜን ዝገርመኒ እዚ ጎይታ እምብኣር ከምዚኦም ዓይነት ዘቀብሉ ብዝነሶም ዘይቅይሩ አንታይ ገበሩ መሳኪን ቡዙሓት ሰባት ሒዘም ዝልኩሙ ኣውጽኦ ይሃብኩም እዝጋቢሄር ኣምላክ
Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna kubur hawey Edmen tenan yehablna fetari
ክብርን ምስጋናን ውዳሴን ኣምልኾን ንኣምላኽ ይኹን 🙏🏽ኣ 🙏🏽ሜ 🙏🏽ን
Amen 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏 qal hiwet yesmalena❤🙏🥹
ኣሜን ኩቡር ሓዊ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና
እግዚአብሔር ኣምላክ ዝወጹ ወገናትና ናብዜ ቅንዕቲ ተዋህዶ ሃይማኖት ይመልሰልና ኣብኡ ዘለናለ ኣምላክ ኣብ ቤቱ የጽነዐና
እግዚኣብሄር ኣምላክ ይመስገን ኩቡር መምህርና ኡንካዕ ብሰላም መፃካ ቃለሂወት የስማዓልና
ብኣኻን ከምዚ ከማኻን ሪኢናን ሰሚዒናን ተስፋ ንገብር🙏🙏🙏
❤❤❤
❤🙏
Kabziatom sebat Egziabher Amlak yhalwena
Amen Amen Amen kal hiweot ysmaln ❤❤❤
እንቛዕ ብሰላም መጻዃ ሱልጡን ሓዉና።ከምዚኦም ዝኣመሰሉ ሓሰዉቲ ጦንቀልቲ ጽቡቕ ጌይርኩም ኣቃልዓዮም
ቃለ ህይወት የስመዐልና❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን🎉🎉🎉
መምህረይ🙏🙏🙏💒💒💒
Amen amen amen kalehwet yesmeana egzabger bmhretu ytemtena zgerm eiyu
Amlak xlalu yembrelka hawey natey mngedka brhan ❤❤❤🙏🙏🙏
Amen Amen Amen ❤❤❤❤
እንኳዕ ብሰላም መፅእኻ መምህረይ❤❤❤
Behaki kale hiwet yesmealna kubur memhrna egziabher amlak ab emnetna yetsneana✝️🙏💖💖💖💖
Qale hiwet yesmialna kbue hawna🙏🙏🙏
🙏🙏🙏🙏🙏🙏egzabhier ymesgen
Amen amen amen ❤❤❤❤❤❤
ነቢ ዓቢ ቃል ኢዩ ከመይ ንስካ ነቢ ኣትበሎ ድያቆን ነቢ ኢየ ዝብል ዘይ ዕቅሙ ዝዛረብ ሓሳዊ ኢልካ ጸውዓዮ ምክንያቱ ነቢ ብቀሊል ኣይላዓልን ኢዩ ።
ብራዘረይ ነብያት ሓሶት ማለቱ እኮ ኢዩ ፡ሓቀኛ ነቢ ፡ነቢ ተባሂሉ ይጽዋዕ
ሓሰተኛ ነቢ ድማ ነብያት ሓሶት ይብሃል
Amen qal hiwet yesmalni
እወ ሓሳዊ ነብይ። ኢለዮ ኣለኩ ነዚ መሕፈር፡ ነዚኣ መዓልቲ እየ ብሃረርታ ክጽበያ ጸኒሔ።
ብሓቂ ክርስትና ተደፊሩ በዞም ደፋራት፡ እግዚኣብሄር ይፍደኩም።
Amen amen amen Diakon qali hewit yesmalna❤❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
እንኮዕ ብሰላም መጻእኻ መምህረይ❤❤❤
🙏ኣምላኽ ምሕረቱ የውርደሉ ብር ታይሞ ክንብል ኢቲ ዘግርም ግን እቶም ዝሰምዎ ሞ ዛኣምንዎ ዩ ኣነ ዝገርመኒ ምክንታቱስ ስቕ ልካዶ አሜን ሃሌሉያ ይባሃል ዩ ዋላሓንቲ ዱ ዘይፈልጥ ብዛዕባ እምነቱ ኩላህና ኣይንፈልጥን ኢና ግን እዝስ ዋላሓንቲ እካዩ ዘርብኡ ጭው ዘይብሉ ስቕ ኢልካ ሃለው ለው ዩ ኢሂባ ኣብ ሲነማ ሮማ አክ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ቤት ትምህርቲ ረኺ ዶ ገሎዶ ስቕ ኢልካ ሃለውለው በቃ ፍሉጥ ነግር ዩ ኢቲ ትምኒት ዝብልዎ ንሶም ብዝኾነ ኣምላኽ ናይ ንስሓ ዕድሜ ይሃቦም ይሃበና እግዛኣብሄር ቃለ ሂወት የስማዓልና ስሉጣን ሓወይ 🙏አሜን
❤❤❤❤❤❤ Amen Amen Amen
Kalehiwet yesmalina kibret yhbka kab hsotn hmak tehgbarn ydhnena geta 🙏
*_መምህረይ😇_*
Kale hiwet yesmalna kubur sltan hawna zemen hiwetka geta ybark
Amen Amen Amen 🎉🎉🎉🎉
ዝኸበርካ ስልጣን ሐወይ ነዞም ሐሰውቲ ብምቅላዕካ እግዚኣብሔር ይባርኽካ እምበር ኣቶ ኣቤልስ እንታይ ክብል እዩ ሕጂኸ እቲ ዘሕዝነኒ እቶ ደድሕሪኡ ዝስዕቡ 12:43
Sultan hawna bzaeba zemari bereket tkue gele belena,buzhat sebat orthodox aykonen yblu yom melselna
❤❤❤❤❤ ስልጣን ሓዉና 🙏
እዚ ሓሳዊ ነቢ ኢየ ባሃሊ ፍሹል 😂