ርእየዮ'የ እቲ ምሕረቱ - New Eritrean Orthodox Cover Mezmur

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 9 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 29

  • @-bietesebeyesus7857
    @-bietesebeyesus7857  6 місяців тому +9

    ርእየዮ'የ
    ርእየዮ'የ 'ቲ ምሕረቱ እዚ ድንቂ ጎይታ
    ቀሚሰዮ ነቲ ፍቅሩ እዚ ንጹህ ጎይታ
    ነዚ'የ ዝዝይም ንግሆ ኮነ ምሸት
    ንልበይ መዕረፊ እፎይታ ንነፍሰይ
    ሰንሰለትይ ዝበጠሰ ንዓይ ንሱ ርህሩህ'ዩ
    ኣብ ጭንቀተይ ዝበጽሓኒ ንዓይ ኣቦይ'ዩ
    እንዳበደልኩ ዝሓብሓበኒ ንዓይ ንሱ ርህሩህ'ዩ
    ናብ ሕቁፍኡ ዝመለሰኒ ንዓይ ኣቦይ ኢዩ
    እንታይ ክኸፍል ኣቦይ እንታይ ኣሎኒ ኣነ
    ዘለኒ ዉሬታይ ተባረኽ'ዩ ጎይታ ልዕበል'ዩ ጎይታ ተባረኽ'ዩ ጎይታ ተመስገን'ዩ ጎይታ
    ከይበልክዎ ዝሰምዓኒ ንዓይ መላስየይ'ዩ
    ብዘይ መጠን ዘፍቀርኒ ንዓይ ንሱ ፍቅሪ'ዩ
    ቃላት የለን ዝገልጸሉ ንዓይ ንሱ እጹብ'ዩ
    ክንደይ ሓሊፈ ብናቱ ምሕረት ንዓይ መሓሪ'ዩ
    እንታይ ክኸፍል ኣቦይ እንታይ ኣሎኒ ኣነ
    ዘለኒ ዉሬታይ ምስጋና'ዩ ጎይታ ልዕበል'ዩ ጎይታ ተመስገን'ዩ ጎይታ ልዕልበል'ዩ ጎይታ
    መድሃኒት'ዩ ንሕማመይ ንዓይ ንሱ ፈውሲ'ዩ
    ናይ ቤተይ ርእሲ ሰላመይ ንዓይ ህይወተይ'ዩ
    ጉደይ ኩሉ ዝሸፈነ ንዓይ ፈታዉየ'ዩ
    ንመስበርተይ ዝጸገነ ንዓይ ርህሩህ ኢዩ
    እንታይ ክኸፍል ኣቦይ እንታይ ኣሎኒ ኣነ
    ዘለኒ ዉሬታይ ተባረኽ'ዩ ጎይታ ልዕበል'ዩ ጎይታ ተባረኽ'ዩ ጎይታ ተመስገን'ዩ ጎይታ
    ካብ ትማሊ ዘስገረኒ ንዓይ'ሲ ታሪኸይ'ዩ
    እንደገና ዘፍቀረኒ ንዓይ መሓሪ'ዩ
    ብበደለይ ዘይረሓቀኒ ንዓይ ኤልሻይ'ዩ
    ኣጆኺ ጋለይ ዝብለኒ ንዓይ መጽናንዕየ'ዩ
    እንታይ ክኸፍል ኣቦይ እንታይ ኣሎኒ ኣነ
    ዘለኒ ዉሬታይ ተባረኽ'ዩ ጎይታ ልዕበል'ዩ ጎይታ ተባረኽ'ዩ ጎይታ ልዕልበል'ዩ ጎይታ

  • @blessedhaben
    @blessedhaben 6 місяців тому +5

    ጸጋ መንፈስ ቅዱስ ኣዕዚዙ ይፍሰስኩም ብሩኻተይ❤

  • @sabrin229
    @sabrin229 6 місяців тому +3

    Amlak ybarkum memelisu xegu yebzhalkum brukatey ♥️♥️♥️

  • @YosiefAsmelash
    @YosiefAsmelash 6 місяців тому +2

    እግዚኣብሄር ጸጉኡ የብዝሓልኩም ተባረኩ መመሊስኩም ሰስኑ ብመዝሙርኩም ንባረክ ኢና

  • @saronokbamichael
    @saronokbamichael 6 місяців тому +2

    "ሰንሰለተይ ዝበጠሰ ንዓይ ንሱ ርህሩህ ኢዩ
    ናብ ሕቅፉኡ ዝመለሰኒ ንዓይ ኣቦይ ኢዩ"🥹❤ ጸጋኡ የብዝሓልኪ❤❤❤

  • @እመብርሃነይ
    @እመብርሃነይ 6 місяців тому +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏
    ❤❤❤ እግዚኣቢሄር ጸጉኡ የብዝሓልኩም ፍቁራት የሕዋተይ
    ኣነ ግና ናብ እግዚኣቢሄር እጥምት ንኣምላክ ምድሓነይ ድማ ተስፋ እገብር ኣለኩ
    ኣምላከይ ውን ክሰምዓኒ ኢዩ፥ሚክ 7፡7

  • @SaronAregay
    @SaronAregay 6 місяців тому +2

    Tebraku zemra melakti yesmalna❤❤❤❤

  • @SatTeam-tl9oc
    @SatTeam-tl9oc 6 місяців тому +2

    AMEN TEBAREKU

  • @sayanfamily9882
    @sayanfamily9882 6 місяців тому +1

    rieyo ye tmhretu abay zgebero ti ab wieletu .tebareku brukat ktzmru nberu.kbri ngoyta eyesus krstos.hallelujah.glory to God .

  • @ArsemaKidanemeriam
    @ArsemaKidanemeriam 5 місяців тому

    Amen Amen Amen 🙏🏻🥰

  • @Hallelujah124
    @Hallelujah124 6 місяців тому +2

    Beyond words ❤

  • @Rahwel9503
    @Rahwel9503 5 місяців тому +1

    Xegu yebzhlkum

  • @rozaseltene2740
    @rozaseltene2740 6 місяців тому +1

    ጎይት ይባርኩም ብሩካተይይ ❤❤❤❤

  • @rahelhagos660
    @rahelhagos660 6 місяців тому +1

    Amenn❤ goyta zemen agelgulotkum ybark

  • @JesusisNGUS
    @JesusisNGUS 6 місяців тому +1

    ብመዓልቲ ጸበባ ድማ ጸውዓኒ፣
    ኣነ ኸናግፈካ እየ፣ ንስኻውን ከተኽብረኒ ኢኻ።@መዝ 50፥15

  • @Milktesfamaryam
    @Milktesfamaryam 6 місяців тому +1

    xegeu yebzahalkum yehwat

  • @MewaelAlem0
    @MewaelAlem0 4 місяці тому +1

    Holy sprit activate ❤activate

  • @AmanGt-wb1gm
    @AmanGt-wb1gm 6 місяців тому +1

    ጥዒመ'የ ጥዑም ዝበልኩኻ
    መቒሩኒ ኢየሱስ ፍቅርኻ
    ደጊም የለን ልበይ ሃረር ዝብሎ
    ኩሉንትናይ ንስኻ ወሪስካዮ!!!
    ተባረኹ ብሩኻት፣ መመሊስኩም ብጸጋ ተገለጹ።

  • @hannahtedros4406
    @hannahtedros4406 6 місяців тому +2

    Ktzmrlu nberu brukateyyy

  • @Solo74443
    @Solo74443 6 місяців тому +1

    Amlak xegu yebzhalkum brukat❤...zmare melakit yesmialna🥰

  • @nebiattekie2140
    @nebiattekie2140 6 місяців тому +1

    እንዳ በደልኩ ዝሕብሕበኒ ናዓይ ንሱ ሩርህ እዩ!!!!!

  • @akberetafom7234
    @akberetafom7234 6 місяців тому +1

    🙏🙏🙏

  • @zerisenaybrhane-mx1yu
    @zerisenaybrhane-mx1yu 3 місяці тому

    ኣንቱም ፍቁራን የሕዋት!ብዙሕ ክረክበኩም፣ ምሳኩም ክሓብር ዝደልን ኦርቶዶክሳዊ ስለ ዘሎ፣ ንጎይታ ክንፈልጦን ብእኡ ክንባረክን!ኣድራሻኩም ግለጹልና!ብተወሳኪ ውን ስለምንታይ ኮመንት ትዓጽው!

    • @-bietesebeyesus7857
      @-bietesebeyesus7857  2 місяці тому

      ሰላምካ ብክርስቶስ ኢየሱስ ብዙሕ ይኹን ሓው ድያቆን ዘርእሰናይ!
      ብfacebook ዘላ ኣካውንትኻ መልእኽትኻ በጺሑና ኣሎ እሞ፡ ብእኡ ክንጽሕፈልካ ኢና!
      ጸጋ ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን! ኣብ ጸሎትካ ዘክረና!

  • @abelbeyene8255
    @abelbeyene8255 6 місяців тому +1

    ❤❤❤

  • @Ftweynateyanewnnatu
    @Ftweynateyanewnnatu 6 місяців тому +1

    [ ቈላስይስ 3 ]
    16 መዝሙርን ቅኔን መንፈሳዊ ዜማን ብምስጋና ንኣምላኽ ብልብኹም እናዘመርኩም፥ ንሓድሕድኩም ክትምህሩን ክትምዕዱን ከሎኹም፥ ቃል ክርስቶስ ብዅሉ ጥበብ መሊኡ ይኅደርኩም። ተባረኩ ጸጋ ኣምላክ ምሳኩም ይኩን❤❤

  • @ZUFAN1223
    @ZUFAN1223 6 місяців тому

    ዝማሬ መላእኽቲ የሰመዐልና ፀጉኡ የብዝሕልክን ጥዑም ዝማሬ
    ደስ ዝብል ዜማ ን ግጥሚ ቀጽሉሉ ኣብ ቤቱ የጽንዕኩም ደቂ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ዘመርቲ ተመሰገን

  • @bf6kc
    @bf6kc 6 місяців тому

    ❤❤❤❤❤❤

  • @ማራናታኢየሱስ-ሠ3ፈ
    @ማራናታኢየሱስ-ሠ3ፈ 6 місяців тому +1

    ❤❤❤❤❤