Thank goodness for this opportunity with our brothers Amazing teachers I always pray for Unity thank God for this blessed day ❤️❤️❤️⛪️⛪️⛪️⛪️🔥🔥🔥💒💒✝️✝️🙏🏾🙏🏾🕊️🕊️🕊️🕊️🕊️
God bless you our dear brothers, for the beautiful programme. ❤❤❤Keep doing this more often. Kab zfelalyena zeqerarbena yiabi eyumo, amlak lbonan fqrn yhabena❤❤❤
Xbuk ArEsti , next the 3 Kat,orti,pro we hope. Question>>>>>> sieli (idol) kigebr zigemere men yu ske belelna? The ans is obvious but just want to hear it from these guys.😊
ጽቡቕ ስራሕ! እግዚኣቢሄር ዝተሓወሶ ንቕሎ ይግበረልና!!
ተመስገን አምላኽ አሰይ ሐደ እንዲና እንታይ ይፈልየና እስከ አምላኽ ይሐግዝኩም ጠርንፉና አምላኽ ክሕጎሰልና ሰናይ ዘበና ክኾነልና ካብዚ ንሰምዖን ንርእዮን ዘለና ፎእ ዝኸነጊዜ ክባርኸና ፈጣሪ🙏✝️
ናይብሓቂ ደስ ዘብል ትምህርቲ ንድሕሪ ሕጂ'ውን ከምዚ ዓይነት መደብ ክቅጽል ይትስፎ ።
እዚ ናይ ኩሉና ድላይ እዩ የሕዋት ሓቢሮም ክነብሩስ ክንደይ ሰናይ እዩ ተመስገን ክብርን ምስጋናን ንጎይታ ጎይቶት ሰራዊት ሰማይን ምድርን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ተባረኩ ናይ በሓቂ ዝባርኽ መደብ እዩ። ሰፊሕ ፍልጠት ሂቡ ኣምሮኻ ዝኸፍት እዩ። ነመስግን ❤❤❤
ደስ ዝብል መደብ። ኣምላኽ ዝሕጎሰሉ ፍቕሪ ክርስትና ሪኢና።ተባረኹ 🙏🙏🙏
ዝናፍቆ ድምጺ በረክት ዓርከይ ዘስማዕኩሙኒ እግዛቢሄር ይመስገን💙💙💙💙
ክቡር ዲያቆን ዮውሃንስ እግዚአብሔር ጸጋ ናብ ርእሲ ጸጋ የብዛሓልካ ንስለ ኢቲ ሰፍሒ እስትምህሮካ እሞ ክልተ ኮንኩም ናብ ዝተአከብኩምሉ እሞ ናብ ዝሰመርኩምሉ አነ ድማ ምሳኩም ዝብሎ ዘይሕሶ ቅዱስ ቃሉ አምላኽ ጸጉኡን መንፈሱን ይግለጸልኩም አሜን 💒💒💒🙏🙏🙏❤️❤️❤️
Amen 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏 tebarek.
ኣምላኽ ይዕዚዙ ይባርኽኩም ንፉዓት ኣሕዋት ሊቀ ድያቆን ዮሃንስን ኣገልጋሊ ሓው በረኸትን
ብሓቂ ደስ ዝብል ናይ ኣሕዋት ምትሕቑቛፍን ድንቂ ዝኾነ ኣስተምህሮን እዚ ቀጻሊ ኮይኑ ምስቶም ናይ ከኒሻን'ውን ኣሕዋት ብሓባር እንተዝሕወስዎ ህዝብና ምተማረሞ ዘቀራርቦ'ምበር ዘረሓሕቖ ከምዘየልቦ ምፈለጠ።
ብጣዕሚ ደስ ዘብል ትምህርቲ ኣምላክ ይባርክኩም ኣሕዋተይ ።ኣሕዋት ክፋቀሩ ክንደይ ይጥዕም ትብል መዝሙር ኣብዚኣ ኣስተማቅረያ ደስ ይበልኩም ደስ ኢሉኒ ❤
ሕብረት ስለ ዝዋሐደ ኢዩ እዚ ወርዱና ዘሎ ሕብረት ይሃና አሜን
Amen 🙏🏻 🙏🏻 🙏🏻 🙏🏻 🙏🏻 ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ብጣዕሚ ጽቡቕ ተበግሶ ኣጆኹም ቀጽልዎ ። ኣነ ብውልቀይ ብዙሕ ንሕብረት ተዋህዶን ካቶሊክን ብዙሕ ይጉስጉስ እየ ግን እዚ ህዝብና ገና እዩ ዘሎ ።
ብሓቂ ብሱል መግለጺ ክቡር ዲያቆን ዮሃንስ፣ኣምላኽ ይባርኽካ።ስለቲ መስርዑ ዝሓለወ ኣመዓባብላን ብድሆታትን ክርስትና መብርሂኻ ልዑል ምስጋና።ኣብ'ቲ ብሰፊሑ እንጽበዮ መብርሂ ክንጽበየካ ኢና።
Amen Amen Amen 🙏
ብጣዕሚ ጽቡቕ ደስ ዝብል መደብ። ኣምላኽ ዝሕጎሰሉ ፍቕሪ ክርስትና ርኢና። ተባረኹ።
Amen 🙏🏻 🙏🏻 🙏🏻 🙏🏻 🙏🏻 🙏🏻 🙏🏻 🙏🏻
ስለኩሉ ነገር እግዛብሄር ይመስገን ' ተባረኹ ይሕዋት❤🎉
Thank goodness for this opportunity with our brothers Amazing teachers I always pray for Unity thank God for this blessed day ❤️❤️❤️⛪️⛪️⛪️⛪️🔥🔥🔥💒💒✝️✝️🙏🏾🙏🏾🕊️🕊️🕊️🕊️🕊️
ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ
"ኣሕዋት ሓቢሮም ክጽልዩ ክንደይ ሰናዩ" ዕድመን ጥዕናን በረከትን ወላዲተ ኣምላክ ኣይፈለዅም ከምቲ ዝተጠቅሰ ብወገነይ ስርዓተ ዋዜማ ዝመሃሩኒ ሊቃዉንቲ ደቂ ኦርቶዶክስ ቤተክርስትያን እዮም ዓመታዊ በዓላት ገዳማትን እዉን ብሓንሳብ ዋዜማ ቆምና ኢና ኣሕሊፍናዮ እሞ ብጀካ ናይ ምሕደራ ናይ እምነት ፍልልይ የብልናን በሃላይ እየ
Amyen kalehewet yesmalna zebenkum yebark EgzAbyher amyen agekum abawet yerakbena amyen xubg zereba eyu amyen ❤❤❤
ደስ ዝብል መደብ ኣምላኽ ይባርኽኩም❤። ሕቶይ ናብ ኣቶ በረኸት እያ። "ኣቦይ ናይ ኦርቶዶክስ ኣገልጋሊ ካህን ኔሩ ናብ ካቶሊክ ቀይሩ ካህን ኮይኑ የገልግል ኔሩ" ኢልካ ኣዘንቲኻልና እሞ፡ ቀዳማይ ኣብ ርእሰይ ዝመጸ ሕቶ ስለምንታይ ዝብል እዩ ኔሩ። ወላ እኳ ቆልዓ ተነበርካ ሕጂ ክትሓስቦ ከለኻ እንታይ ኮይኑ ይስምዓካ እቲ ምኽንያት፧
የቀንየለይ መልሲ ብሃንቀውታ ይጽበ
ሓደ ኢና ብመንፈሱ ሓደ ኢና ብጎይታ! አሜን!
God bless you our dear brothers, for the beautiful programme. ❤❤❤Keep doing this more often. Kab zfelalyena zeqerarbena yiabi eyumo, amlak lbonan fqrn yhabena❤❤❤
I love the way teaching
ስለኩሉ ዝገብረልና እግዝኣብሄር ምስጋና ይብጻሓዮ
ኣምላክ ይመሰገን፣እዚ ፍቅርን ሰላመን ኣዝዩ ኣገዳሲ እዩ ፣ምብኣሰን ምፅራፍን ኣየድልን፣እዚ ታሪክን ገድልን ግን ኣየራከብን ሞ ገገድልናን ታሪክናን እምነተናን ነፀንዕዕ፣
ናይ ምጽንናዕ መንፈስ ጎደሉና ኣብ ዘሎ ግዝየ ሓይሊ መንፈስ ቅዱስ ንድርዓሉ ትምህርቲ አዩ ሓይሊ ይሃብኩም ኣምላኽ
ብጣፅሚ ዘሕዝን ንህና ሓደ ኣይኮናን ምስ ዝኮነ ሃይማኖ ት
መብርሂ ?
May God bless, all those are praying for the unity of christians🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
❤❤❤❤ ብጣዕሚ ደስስስ ዘብል መደብ ዝባርክ ፍልጠት ዝውስኽ መደብ ዩ ኣዕዚዙ ጎይታ ይባርኽኩም
May God bless, all those are praying for the unity of chiristians
Amen Amen Amen Amlak ybarkkum Ahwatey
ኣሜን ኣሜን❤❤❤❤❤❤❤ ኣሜን
አምላክ ዝባረካ ፋሚሊ ብመሰረቶም በቦይኩን በደ መሰረት ቅድስና ዝተከበቡ አምላክ ካብገዙርያኩም አይፈለ አምላክ ምሳኩም ይኩን ንኩቡራት ነብሰሄር ዝሐለፉ ወለዲ መንግስተሰማይ የዋርሶም ጠለት ይግደፉልኩም ዝተረፍኩም ደቆም ከአ ብብእምነትኩም ጎይታ ምሳኩም ይኩን ፍቅርን ስኒትን አይፈለ ካብገዛኩም አብውሉድ ወለዶኩም ይሕለፍ ፍቅርኩም እዝግሄር ዝሀቦ አቤዚእዋን ኦዚ ሀይማኖትና የስፍሐዮን የግፍሐዮን አመን ✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️🙏🙏🙏🙏🙏🙏💒💒💒💒🌹🌹🌹🌺🇪🇷🌹🍇🍇
ስለ ኩሉ ነገር ኣምላኽ ዝተመስገነ ይኩን ኩቡር ዲያቆን ኽሓተካ ኣብ ኦርቶዶክስ ካቶሊክ ዝሓረድዎ ኣይንበልዕን ኢና ዝብሉ ብዙሓት ኣለዉ ንምንታይ ኢዮም ኣብ መጽሓፍ ቁዱስ ከ ኣሎ ዲዩ ኮሙ ዝብል እንተ በሊዕካ ከ እንታይ ኢዩ እቲ ሓይታት ጽቡቅ ጌርካ ኽተብርሃልና ይሃትት
Tebarku
God blessed all kulina had ena amlak yhmsgen Amen❤❤❤❤❤❤🎉
ኣሜን ብሓቂ ደስ ዘብል በዚ ሕጂ ግዝየ ዘሎ ዓብይ ትምህርቲ ኢዩ ቀጽልዎ ክብረት ይሃበለይ
ሳላ ጸሎትኩም ነመስግነኩም ኩሉ ግዝየ አብ ጸሎትኩም ስለ ትዝክሩና ነመስግነኩም 🙏🙏🙏🙏🙏
ኣቦይ ቀሺ ስዩም ዓቢ ኣቦ😢 ኣምላክ ዕረፍቲ ነብሲ ይሃቦም።
ብጣዕሚ ጽቡቕ ኣዚዩ ንክትሰምዖ ደስ ዝብል ቀጽልዎ።
Rev John, thank you for reviled the truth
Thank You Brukat..God bless U.
Kab yhwatna tewahdo ykun Catholic zeynfelto haki bzeymflat u eye zbl ember flily alowo aybln gn nkemu filily zgayeyi bzuhat alewu ezi haki semiom zrdun zsemun libi yhabom btaemi xbuk tebegso selam Amlak jns kulna ykun ❤❤❤❤
Amen kbri neamlak ykun❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
God bless you all for the good 👍🏾 lecture
ስለኩሉ ነገር እግዛብሄር ይመስገን አሜን🙏🏽🙏🏽
Deqi weldab weldemay hade emnet qdiste silase ina ♥️ amen 🙏 ♥️
ፍልልይ የብሉን ፍልልዩ ናይ ስልጣን ጥራይ እዩ
ኣበይ ኢልካዮ ዘይትመሃር ግዳ፡ ካቶሊክ ባዕሎም ኢዮም ኣብ 451 ዓ።ም ተፈሊኦም ኢዪም እዚ ነኣምላኾም ንክርስቶስ ክልተ ባሕርይ ኢሎም መቒሎሞ ኢዮም ኦርቶዶክሳዊ እንተኮንካ ነቦታትካ ሕተት፡ ካቶሊክ ተኮንካ ካ ኣፍካ ሓዝ መራኸቢ የብልናን፡
Woww. Des kibleka ezi natkum hibret. Egzabher abzhu yebrkum edmen tienan yehbkum. Eske belu nezi ab Sosial media afetu atfiu mis bahlun haymanetun zegacho zelo menesey kurub tesfa hibkum ab nubur kimles habrkum ageb kitblu egzabher yehagzkum emo kulu zekalo fetari selam kewrdelna abza midr MEN🙏🙏🙏🥰
ኩሉ ግዜ ክፈልጣ ዝደልን ዘዕግብ መልስን ዘይረከብኩላን ሕቶ ፍልልያትና ካብ መቦቅልን ሃይማኖትና ኣትሒዝኩም መብርሂ ትህቡና ዘለኩም መምሃራን ንከታተልን ንመሃርን ኣሊና ሞ ቀጽልዎ ናብታ ቀንዲ በጽሕኩም ኒኣኣ ኣሊኩም ከተሕቡርና ኣምላክ ይትሓወሶ!!!
Amen Amen Amen 🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤
Kemay des zebelo alodo E/her ybrkum des zbltmhrti kalhiwet ysmalna ❤❤❤❤❤Amen Amen 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏!!!
ቃለሂወት የስመኣልና ዲያቆን ዮውሃንስ
ጽቡቅ መብርሂ ሓሳብ እዩ።
Amlak abzihu ybarkum
Kalehiwet yesmaalna cburatey
❤❤❤🙏🙏🙏
Amen 🙏 ❤❤❤
Good job kuburat yehwatna memharanan ezi jemirkumo zelekum ksab mefexemta ktebxhwo amlak yhagzkum❤❤❤
Amen amen🙏❤🙏❤
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Betami Betami Betami dess zebel amlak esral yebarekum 😊
Amen Amen Amen🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
ኣሜን❤❤❤❤
እግዚአብሄር ይባርኸና እምነትና ብሐባር ንኽከውን
Amen elllllllll ❤❤❤❤❤❤ temesgen amlak
እግዚኦ መሓረነ ክስቶስ ሓደ ኣይኮናን
ብሓደ እንዲና እግዚኦ ምሓረና ክርስቶስ ንብል ዘሎና
Ahwat bhade habirom kitriays kindey senay eyu. Egziabher zitemesgene yikun ❤❤❤
ድያቆን ዮውሃንስ ካብቶም ዝበለጹ ድያቆናት እዩ ኣምላኽ ንዓና ክብል ዕድመን ጥዕናን ይሀቦም 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Amen 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Amen kibr namilak ykunu
Xbuk ArEsti , next the 3 Kat,orti,pro we hope. Question>>>>>> sieli (idol) kigebr zigemere men yu ske belelna? The ans is obvious but just want to hear it from these guys.😊
ክብሪ ንኣምላኽ ይኹን፡ ክቡራት ኣሕዋት፡ ኣምላኽ ፍቕሪ ኢዩ፡ ብምፍቓርና ኢና ካኣ ንረኽቦ እሞ፡ ብሓቂ ከምዚታት ናይ ሕብረት ናይ ፍቕሪ መኣዲ ኣቦታት ካህናት ውን እና ኣምጻእኩም ከሙኡ ከተነቓቕሑና ደስ ይብለኒ፡ እዛ ቅድስቲ ስድራ ድማ ኩሎም ብሩኻት፡ ኣቦይ ቀሺ ሰልጠነ ድማ ኣቦና ኢዪም ኣብ ኖርወይ ብሓቂ ደስ ዝብሉ ኣቦ ኢዮም❤
ሓውኹም ካብ ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተክርስትያን❤🎉
nay bhaki kale hiwet yesmalna
God bless you and you all!
አሜን አሜን አሜን 🎉❤
❤❤❤ nice❤❤❤nice❤❤❤ Nice daqon yeawhans amlaki Yebrkika
እዚ መደብ ዚ ኣዚዩ ጽቡቅ እዩ ቀጽልዎ ኣብ ህዝብና ብሰፊሑ ክጉስገስ ዘለዎ እዩ።
ግሩም!!!
በረኸት ሓውና ኣብ ሲታውያን መታዕብይተይ ኢዩ። ከም ዝዝክሮ፡ ብጠባዩን ትምህርቱን ኣተሓሳስብኡን፡ ካብቶም ዝነኣዱ ተምሃሮ ነይሩ። ኣብ መንጎና ዘጋጥም ዝነበረ ሽግራት እውን ካብቶም ብሚናውን ሓላፍነታውን ኣገባብ ዝፈትሕ ነይሩ። ኣብዚ መድረኽ እውን ርኡይ ኣበርክቶ ክህልዎ ይኽእል ኢዩ ኢለ እኣምን። ሓውኻ ጆን!!
Amen amen amen
Des zbl menfesawi wegI!
❤❤❤
❤Amen
Amien 🎉🎉🎉
Kndey zehegus teamr qal brukat yewat
እዛ መደብ ዝገበርኩማ ቅዱስ መዓዲ ናይ ኣምላኽ ፍቃድ ዘለዋ እያ። ከምዚ ዝበለ መዓዲ ሰይጣን ዝሰዓረሉ ስም ክርስቶስ ልዕል ዝብለሉ መደብ ክበዝሓልና ንላቦ ሰላም ወሰናይ ምስ ኹልና።❤
ክርስቲያን ኣእምሮ ልብና ኣብሪሕና ክርስትናና ብልቦናን ብብቁዕ እምነት ንንበሮ ሓደራ
Wow God bless you all
Wawwwww temesgen habirkum bmrayey azyie tehagise n liqe diyaqonat yohannes qele hiwet yesmiealna yibil ezi eu qale hiwet yesmealna zbhal haqu khea nsu eu kulu gzyie ztqemela qal alatni hade ena tbil jigna diyaqon hawey netom medeb zeqrebkum kea qexlwo egzabher yihabelna!
ሰላም ክርስቶስ ምስ ኩላትና ይኹን፥
ክቡር ሓዉ ኢሰያስ ሓንቲ ርኢቶ ኣላትኒ ንሳ ድማ
ንክቡር ኣቡነ ኪዳነማርያም የዕብዩ ኣብዚ ጌዜ ብቀረባ ኣብ ሃገረ ስዊዝ መንፈሳዊ ምብጻሕ የካይዱ ኣለዉ፡ ዝያዳ እንተ ትረኽቦም እሞ ዝኾነ ሓሳብ እንተ ተዘራርቦም ኣርባዕተ ነጥቢ ዘለዎ ሓሳብ ከምዝህበና እምነተይ ዓይቢ እዩ።
ሰላም ክቡር ሓው እንታይ ወይ ብዛዕባ እንታይ እዩ 4 ነጥቢ ዝወሃብ ዘሎ?
ማለተይ ሲ እቲ 4 ነጥቢ ዝህብሉ ኣርእስቲ ስለ ዘይሓበርካ እየ!
ኣሜን ኣሜን ኣሜን እዛ ዬውሃን ዘንባ ኢዪ ሓቃ ኢዬ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Ellllĺllllllllĺlllllllll Ellllĺllllllllĺlllllllll Ellllĺllllllllĺlllllllll Enqae hagosena 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉amlak esral mesakum yekun halleluja kebri neamlak esral yekun
Amlak ybrkum ajokm auto hmek
ከምዚ ዓይነት ትምህርቲ ጎዝዲልና ዘሎ ተዋህዶን ካቶሊክን ሰላምታይ ይፈላለዩ ሓደ መጽሓፍ ቁዱስ ዝምህሩና ኢሉ ዝጭነቅ ብዙሕ እዩ። ቀጽልዎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።
🙏👏🙏👏🙏👏🙏
Luul fetari tewelidu enber aytefeteren baeelu fetariyu
🙏👏🙏❤🙏⚘️
Amen
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤