Asagiruni / ኣሳጊሩኒ /

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 6 січ 2025

КОМЕНТАРІ •

  • @wedi_kristos1
    @wedi_kristos1 Рік тому +113

    |- ኣሳጊሩኒ -|
    ~~~~~~~~~~~~~
    #ኣሳጊሩኒ ተሳጊረ
    ካብ ባርነት ሓጢኣት ካብቲ ዝመረረ
    ህይወት ረኺበ ብጎይታይ
    ናይ ሞት ታሪኸይ ተዓጽዪ
    ደጊም ፍርሃት የለን ጥቃይ
    ምድሓነይ ተረጋጊጹ ❤🙌🏾
    • ቃል ምስጋና ውዕለቱ ክነግራ ከናፍረይ
    ገንሸል ኣምላኽ ኣፉ ኣይከፈተን ንምድሓነይ 🥰
    ዘይጽገን ቃንዛ ከቢድ ሓጢኣት ከሳቅየኒ
    ብቁስሉ እንድዪ ንቁስለይ ዘኒኑ ዘቆመኒ
    #ኣሳጊሩኒ ተሳጊረ
    ካብ ባርነት ሓጢኣት ካብቲ ዝመረረ
    ህይወት ረኺበ ብጎይታይ
    ናይ ሞት ታሪኸይ ተዓጽዪ
    ደጊም ፍርሃት የለን ጥቃይ
    ምድሓነይ ተረጋጊጹ ✍🏽😇
    • እቲ ምስ ዓለም ዝቖረነኒ ሰንሰለተይ
    ኣብ መስቀሉ ሕይወት ሂቡ በቲኹለይ
    ንመርገመይ ምስ ተሰከሞ ኣብ እንግዳዑ
    እነኹ'ኳ ደው ኢለ የመስግን ብሳላኡ
    #ኣሳጊሩኒ ተሳጊረ
    ካብ ባርነት ሓጢኣት ካብቲ ዝመረረ
    ህይወት ረኺበ ብጎይታይ
    ናይ ሞት ታሪኸይ ተዓጽዪ
    ደጊም ፍርሃት የለን ጥቃይ
    ምድሓነይ ተረጋጊጹ 😊
    • ዝጥምቶ ዘቋምቶ የለን ብዘይካኡ
    ምልኣት ልበይ ደስታ ምስኪን ነፍሰይ
    ንሱ እንድዪ ❤️‍🔥
    ሞተይ ኡካ ካብ ሱሩ ምቡንቋስ ዝተኻእሎ
    ይኣምን'የ እየሱስ ዘይክእሎ እንታይ ኣሎ
    #ኣሳጊሩኒ ተሳጊረ
    ካብ ባርነት ሓጢኣት ካብቲ ዝመረረ
    ህይወት ረኺበ ብጎይታይ
    ናይ ሞት ታሪኸይ ተዓጽዪ
    ደጊም ፍርሃት የለን ጥቃይ
    ምድሓነይ ተረጋጊጹ 🙌🏾
    • እቲ ምስ ዓለም ዝቆረነኒ ሰንሰለተይ
    ኣብ መስቀሉ ሕይወት ሂቡ በቲኹለይ
    ንመርገመይ ምስ ተሰከሞ ኣብ እንግዳዑ
    እነኹ'ኳ ደው ኢለ የመስግን ብሳላኡ
    #ኣሳጊሩኒ ተሳጊረ
    ካብ ባርነት ሓጢኣት ካብቲ ዝመረረ
    ህይወት ረኺበ ብጎይታይ
    ናይ ሞት ታሪኸይ ተዓጽዪ
    ደጊም ፍርሃት የለን ጥቃይ
    ምድሓነይ ተረጋጊጹ 😍🙌🏾
    Happy new year!
    zmarie melakt yesmelna brukie hawey 😇😇😇
    #wedi_kristos1

    • @user-mo3vo5jt2q
      @user-mo3vo5jt2q Рік тому +2

      🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

    • @AwetFtewi-jj3rx
      @AwetFtewi-jj3rx Рік тому +2

      😅😢😅

    • @zebibmilat9988
      @zebibmilat9988 Рік тому +2

      🥺🥺🥺🥺🥺🥺 kale hewat yemalna burkay❤❤

    • @kokiouabay
      @kokiouabay Рік тому +2

      Kali hweti ysmaena bereket hawey zemen agolguletka ybarek

    • @ኣምላክሰላም
      @ኣምላክሰላም Рік тому +2

      አሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና❤

  • @ሸዊትዘ-ክርስቶስ
    @ሸዊትዘ-ክርስቶስ Рік тому +53

    እንኳዕ ብሰላም መፃኻ በረከተይ ❤️ ብዓል ጥዑም ልሳን መመሊስካ ተገለፅ እመነኒ መዛሙራትካ ኣብ ሂወትና ብዙሕ ተራ ተዋፂኦም እዮም 💥✝️❤️

    • @MgbeyMgbey
      @MgbeyMgbey 10 місяців тому

      ስብስክራይብ ታሕብብራኒ ዝያድይ👏👏👏💖💖💖💖

  • @nguse1654
    @nguse1654 Рік тому +13

    ኣነ ብዙሕ ግዜ መዝሙር ኣይስምዕን ኢየ፡ናይ በረከት ትኩእ ክሰምዕ ከለኩ ግን ኣብ ዘይ ፈልጦ ቦታ ሓፍ ኢለ ይከይድ ተባረክ ዝመረ መላእክቲ የስማዓና

    • @MgbeyMgbey
      @MgbeyMgbey 10 місяців тому

      ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ👏👏💖💖💖

  • @yaredThomas-v9l
    @yaredThomas-v9l Рік тому +13

    መጀመርታ በረከት ሓወይ ሩሑስ ሓዲሽ ዓመት ኣምላኽ ይባርኻ ኣድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ🎉❤🎉❤🎉❤ ንበረኸት ዝፈቱ 3000 👍👍👍👍👍👍

    • @MgbeyMgbey
      @MgbeyMgbey 10 місяців тому

      ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ👏👏👏💖💖💖

  • @leliandtib8722
    @leliandtib8722 Рік тому +9

    ኣሰይ በዚ ጥዑም ልሳንኻ ከመይ ልብና ከም ተረስርሶ ተትፈልጥ🥺🥺 ዝማሬ መላእክት የስምዐልና ዝሓወይ🙏

    • @MgbeyMgbey
      @MgbeyMgbey 10 місяців тому +1

      ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ክቡርተይ👏👏👏👏💖💖💖

    • @hannagebrhiwet5905
      @hannagebrhiwet5905 4 місяці тому

      Jesusey😢

  • @DanielTeweldemedhin-m8k
    @DanielTeweldemedhin-m8k Рік тому +15

    I am no longer a slave of sin... I am a child of God .... Thank u berie hawey...

    • @MgbeyMgbey
      @MgbeyMgbey 10 місяців тому

      ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ክብርተይ👏👏👏💖💖💖💖💖💖

    • @robelmerhawi3441
      @robelmerhawi3441 2 місяці тому

      Amen

  • @yonasberhane4323
    @yonasberhane4323 11 місяців тому +1

    Thanks

  • @AbielTesfay-p8g
    @AbielTesfay-p8g Рік тому +10

    ኣሳጊሩኒ ተሳጊረ❤ዝማሬ መላእክት የስምዐልና በርየ ሓወይ ኣብ❤ጸሎትካ❤ነዓይ ሓውካ ዝክረኒ ኣሜን🎉ኣሜን🎉ናሜን❤

  • @BkburDemu
    @BkburDemu Рік тому +14

    ጥዑም ዝማሬ ንዓጽሚ ዘጥልል።
    ዘመን ኣገልጉለትካ ጎይታ ይባርኮ ዘማሬ በረከት ሓወይ❤

    • @MgbeyMgbey
      @MgbeyMgbey 10 місяців тому +1

      ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ክብርተይ👏👏👏💖💖💖💖💖💖

  • @luwamhagos6706
    @luwamhagos6706 9 місяців тому +1

    i love your mezur

  • @asddxxasd2953
    @asddxxasd2953 Рік тому +3

    ኣሳጊሩኒ ተሳጊረ
    ካብ ባርናት ሓጢኣት ካብቲ ዝመረረ
    ሂይወት ረኺበ ብጎይታይ ናይ ሞት ታሪኸይ ተዓጽዩ
    ደጊሞ ፍርሓት የለን ጥቓ ምድሓናተይ ተረጋጊጹ👏
    ቃል ምሰጋና ወዕለቱ ክነግራ ከናፍረይ
    ገንሸል ኣምላኽ ኣፍ ኣይከፈተን ንምድሓነይ
    ዘይጽግን ቃንዛ ከቢድ ሓጢኣት ከሳቅየኒ😢
    ብቁሰሉ እንድዩ ንቁሰለይ ዘኒኑ ዘቆምኒ👏
    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ጸጉኡ የብዝሓልካ እግዚአበሔር አምላክ በረከተይ ✝️❤😘

    • @MgbeyMgbey
      @MgbeyMgbey 10 місяців тому

      ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ👏👏💖💖💖💖💖💖💖

  • @selam801
    @selam801 Рік тому +13

    ያንተ መዝሙሮች ይለያሉ አጥንት የሚያለመልም ዝማሬ መላእክት ያሰማልን ቤኪዬ❤

    • @MgbeyMgbey
      @MgbeyMgbey 10 місяців тому

      ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ👏👏👏💖💖💖💖💖💖

  • @bereketberhane-zu4gu
    @bereketberhane-zu4gu 10 місяців тому +2

    Hi
    Bereket መዝሙርካ ደስ አሉንይ
    ኣበየናይ ሃገር ተንበር ኣሎኻ

    • @bereketberhane-zu4gu
      @bereketberhane-zu4gu 10 місяців тому +1

      ኣምላኽ መስኩልና የኹን ቀጽሎ

    • @MgbeyMgbey
      @MgbeyMgbey 10 місяців тому

      ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ክብርተይ🌿🌿🌿💖💖💖💖💖💖👏

  • @natimukurey3382
    @natimukurey3382 Рік тому +7

    "ተባረክ በሬ ሓወይ እመ ብርሃነይ ትሓልውካ ዕድመ ንንስሓ መዋእል ንፍስሃ ይሃብኪ"

    • @MgbeyMgbey
      @MgbeyMgbey 10 місяців тому

      ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ👏👏💖💖💖💖💖💖💖🌿🌿🌿

  • @swsw5226
    @swsw5226 Рік тому +12

    እቲ ምስ 🌍 ዝቆረነኒ ሰንሰለተይ😢
    ኣብ መስቀሉ ሕይወቱ ሂቡ በቲኹለይ🥺
    እንካዕ ብሰላም መጻካ በረከት ሓወይ
    ዝማሬ መላአክቲ የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባርክ💞💞🌺✝️✝️💞💞💞

  • @MetkelTesfahiwetEstifanos
    @MetkelTesfahiwetEstifanos Рік тому +3

    ኣሳጊርና እወ በሬ ሓወይ ዝማሬ ማላእክቲ የስማዓልና ጸጋኡ ይብዝሓልካ ❤

    • @MgbeyMgbey
      @MgbeyMgbey 10 місяців тому

      ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ👏👏👏👏

  • @Tsega_birhane
    @Tsega_birhane Рік тому +68

    ¶ኣሳጊሩኒ♡
    ኣሳጊሩኒ ተሳጊረ🤌
    ካብ ባርነት ሓጢኣት ካብቲ ዝመረረ😔
    ሂይወት ረኺበ ብጎይታይ ናይ ሞት ታሪኸይ ተዓጽዩ🚪
    ደጊም ፍርሓት የለን😨 ጥቓይ ምድሓነይ ተረጋጊጹ🤌🥰
    ቃል💬ምስጋና ውዕለቱ ክነግራ ከናፍረይ🗣
    ገንሸል🐑 ኣምላኽ ኣፍ ኣይከፈተን ንምድሓነይ
    ዘይጽግን ቃንዛ ከቢድ ሓጢኣት ከሳቅየኒ😢
    ብቁስሉ🤕 እንድዩ ንቁስለይ ዘኒኑ ዘቆምኒ🔋
    ኣዝ……………………………………………
    ቲ'ምስ 🌍ዓለም ዝቖረነኒ ሰንሰለተይ⛓️
    ኣብ መስቀሉ☦️ ሕይወቱ ሂቡ በቲኹለይ🛠
    ንመርገመይ ምስ ተሸከሞ ኣብ🧎‍♂️ እንግዳዑ
    እነኹ'ኳ ደው ኢለ የመስግን ብሳላኡ🧍‍♂️🙏
    ኣዝ………………………………………………
    ዝጥምቶ👀 ዘቋምቶ 🚫የለን ብዘይካኡ🛐
    ምልኣት❤️ ልበይ ደስታ ምስኪን ነፍሰይ ንሱ'ድዩ😌
    ሞተይ⚰️ እኳ ካብ ሱሩ ምብንቋስ ዝተኻእሎ💪
    ይኣምን'የ ኢየሱስ😇 ዘይክእሎ እንታይ ኣሎ።🩵
    ኣዝ……………………………………………
    ቲ'ምስ🌍 ዓለም ዝቖረነኒ ሰንሰለተይ ⛓️
    ኣብ መስቀሉ☦️ ሕይወቱ ሂቡ በቲኹለይ🛠
    ንመርገመይ ምስ ተሸከሞ ኣብ🧎‍♂️ እንግዳዑ
    እነኹ'ኳ ደው🧍‍♂️ ኢለ የመስግን ብሳላኡ🙏🔋
    ብዙሕ ተባረኽ ብሩከይ❤❤😊

    • @swsw5226
      @swsw5226 Рік тому +3

      💞✝️🥰🙏

    • @selamasrat4945
      @selamasrat4945 Рік тому +2

      Thank you 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

    • @yonasberhane4323
      @yonasberhane4323 Рік тому +2

      Thanks bruk good job 👏🏽

    • @beti4567
      @beti4567 Рік тому +2

      Thanks ❤ xbuq emoji gierka gelixkayo 😮😊

    • @selamawitgrmay7168
      @selamawitgrmay7168 11 місяців тому +2

      ❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @elsasibhatu7305
    @elsasibhatu7305 Рік тому +3

    ናይብሐቂ ልቢ ዝትንክፍ መዝሙር ፀጉኡ የብዛሐልካ ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና

    • @MgbeyMgbey
      @MgbeyMgbey 10 місяців тому

      ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ🌿🌿🌿🌿🌿💖💖💖💖💖👏👏👏

  • @shishaykidanemaryam616
    @shishaykidanemaryam616 Рік тому +5

    ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ❤❤❤ ክቡር ሓውና ዘማሪ በረከት

    • @MgbeyMgbey
      @MgbeyMgbey 10 місяців тому

      ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ💖💖💖💖🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿👏👏👏👏

  • @ሰደተይልሂወትኮይንለይ

    ዝማሬ መላእክት ያሰማልን ፀጋ በረከቱ ያብዛልክ መንፈሰ ቅዱስ አብዝቶ ይባርክህ

    • @MgbeyMgbey
      @MgbeyMgbey 10 місяців тому

      ስብስክራይብ ታሕብብርና ክብርተይ👏👏💖💖💖💖

  • @Cutiepie-o3u8y
    @Cutiepie-o3u8y Рік тому +32

    Yemsghen Amlak kebrin mogosen nezelealem natu yu mo yebarek.! Keyreberebe kab weuyen zehulun hatyatey n bedeley Asagirus abzi Abxihuni eyu mo medhaney bhaqi teregagixu.’ Appreciate you bereketey❤

    • @therry_henry14
      @therry_henry14 Рік тому +5

      መዓር ወለላ ዝኾኑ ቃላት ሓፍተይ ናተይ ❤

  • @apostlesaymonteweldebrhan7026
    @apostlesaymonteweldebrhan7026 Місяць тому +1

    ❤❤❤ ኣምላኽ ይባርካ መመሊሱ ኣንታ ቡሩኽ መንእሰይ ስለ የሱስ ክትዝምር ከለኻ ልብና ይነደና ኣሎ ቀጽል መመሊስካ ብትብዓት ብዘይ ፍርሓት ስለ የሱስ ጥራይ ዘምር ንሰብ ኣኽብሮ እምበር ኣይትፍራሕ ።❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @HienokGebremedhn-pe4ml
    @HienokGebremedhn-pe4ml Рік тому +4

    ኣሳጊርኒ ተሳጊረ ተመስገን ኣምላከይ ናብ ንስሓ ዘብቃዓካኒ ሎሚ ውን ተመስገን በሬ ሓወይ ከኣ ዝተረፈ ዕድሜካ ይባረክ ቃለ ዝማሬ የስማዓልና ንዓይ ንዱኩም ሓዉካ ከኣ ኣብ ጾሎትካ ዘክረኒ፡❤❤❤❤

    • @MgbeyMgbey
      @MgbeyMgbey 10 місяців тому

      ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ💖💖💖💖💖🌿🌿🌿

  • @ጻድቃንጓልአቡነአርጋዊ12

    አሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና ጸጋኡ የብዝሓልካ ክቡር ሓው ናይ አገልግሎት ዘመንካ አምላከ ቅዱሳን ይባርኸልካ🙏

  • @nebiyattesfazgi6931
    @nebiyattesfazgi6931 Рік тому +3

    ተባረክ በረከት ሓወይ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርክ ፈጣሪ ቃለ ሂወት የስመዓልና

    • @MgbeyMgbey
      @MgbeyMgbey 10 місяців тому

      ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ👏👏👏👏🌿🌿🌿💖💖💖💖

  • @zufangebreslase
    @zufangebreslase 8 місяців тому +1

    እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሓልካ አብዚሑ ይባርካ ፍትው ሓወይ መዝሙራትካ ንዓይ ምግበይ እዮም ።

  • @fretacute2013
    @fretacute2013 Рік тому +2

    በዓል ጥዑም ድምጺ ዘማሪ በሬ ሓወይ ኣምላኽ ዘበንካ መመሊሱ ይባርክ ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና!!!!
    ርሑስ ሓድሽ ዓመት 🎉🎉❤❤❤

  • @hevengoitom6129
    @hevengoitom6129 Рік тому +2

    May god bless you

  • @Nay_Christ
    @Nay_Christ Рік тому +3

    እቲ ነዚ ጸጋን ጥበብን ኣባኻ ዘሕደረ ጎይታ ይባረኽ ❤❤❤ ኣሜን ምስጋር ይኹነልና

    • @MgbeyMgbey
      @MgbeyMgbey 10 місяців тому

      ስብስክራይብ ታሕብብርነ ክብርተይ🌿🌿🌿💖💖👏

  • @amansolomun-yq1gf
    @amansolomun-yq1gf Рік тому +2

    መዛምር በረከት ሓዉና ባል ጡኡም ቃና እዲመን ጥእናን ያሃብካ ፈጣር ኣሜን ((( 3 )))

  • @YorsalemTesfagabr
    @YorsalemTesfagabr Рік тому +2

    ክቡር ዘማሪ በረከት ትኩእ ቅዱስ ዝኮነ ክንኢ ይቀንኣልካ በቃ እግዛቢሄር ኣዚዩ ብርቱዕ ሓይሊ ይሃብካ በቃ ክገልጸካ ቃላት ይውሕደኒ ❤❤

    • @MgbeyMgbey
      @MgbeyMgbey 10 місяців тому

      ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ👏🌿🌿🌿🌿💖💖💖💖💖💖

  • @efremmichaeltegbaru6257
    @efremmichaeltegbaru6257 11 місяців тому

    Berekt hawey selyeka nAmlak yemesgeno eye hiyabna ika ab zemenka kulu zemare kab afeka ayeseane nabraka kulu nay mesegana ykun .....❤❤❤❤

  • @zaidmebrathu1292
    @zaidmebrathu1292 11 місяців тому +1

    Blessed brother 😇😇 kulu medhan be hade Jesus tray mekuanu zeglxu mezmuratka betaemi ye zedneqom nexur melekti alo ab tehzto natka behaki ye zehegos 10q. 🙏🏻🙏🏻🙏🏻

  • @saliemsaliem9860
    @saliemsaliem9860 Місяць тому

    Asagiruni teasigere kab brhan nab xelam kab tesfa mkurax nab hiwet zhb brhan asagiruni Kab mekan eki aytweldn eki ab amet 2 wlud hibu zbarekeni goyta kab Barnet chnket hmam sqay hazen b kulu axenaniu yenbreni alp eti Emun kem smka bereket tebarekeley

  • @BiniamBokuray-yq2fw
    @BiniamBokuray-yq2fw Рік тому +4

    ብሓቂ ኣሳጊሩና እዩ ይመስገን ፈጣሪ ዝማሬ መላእክት የስምዓልና እግዚአብሔር ዓስቢ ቅዱሳን ይኸፈልካ በሬ ሓውና ❤❤❤

    • @MgbeyMgbey
      @MgbeyMgbey 10 місяців тому

      ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ወለለይ👏👏🌿🌿🌿💖💖💖💖💖💖

  • @harinaabrhale4719
    @harinaabrhale4719 11 місяців тому +1

    Zemari bereket hawena❤ egzeabihier amlak xegeu yebzehalka❤ edemen tenan yehabka fetari ❤ mezmuratka betaemi eu teum teray zeykone gelaxi eu ❤hiwetu ena zekere zeynebe si alo do yekewen ❤ane equa kulu gezie eye dedegime yesemeo betaemi kexelo

  • @Egzabihier1082
    @Egzabihier1082 Рік тому +2

    Egzabihier ymesgen ❤❤❤,egzabihier amlak zmare melakt yesmalna buruk hawey Ellllllllllĺ Ellllllllllll ,Ellllllllllll egzabihier ybarka bruk mezemr hawey,mezmuratka kolom tesfa,hayli xnat eyom zhbuni kbri namlak naka ztebareka mezmr zhabena❤.egzabihier kab kufue zebele yhalka emebrhan dngl maryam wn msaka tkun mezemr hawey ❤

    • @MgbeyMgbey
      @MgbeyMgbey 10 місяців тому

      ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ክብርተይ🌿🌿🌿👏💖💖💖💖💖👏👏👏👏

  • @zebibmilat9988
    @zebibmilat9988 Рік тому +2

    Kale hewat yemalna berekt hawey God bless you ❤❤🥹🥹🙏🙏🙏🙏🙏🙏

    • @MgbeyMgbey
      @MgbeyMgbey 10 місяців тому +1

      ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ👏👏🌿🌿🌿🌿💖💖

  • @IsraelMosazghiLebasiOrthodox
    @IsraelMosazghiLebasiOrthodox Рік тому +1

    Zmare Melaekti Yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen.

  • @MerihamAbrham
    @MerihamAbrham 4 місяці тому +1

    Amen buruk hawey❤

  • @miryameyob9534
    @miryameyob9534 11 місяців тому

    Zemen agolglotka, ybarekh amlak abzihu ybarkheka bereket hawey, kulu gzie neza mezmur ab zsemaalu bkyat iyu zmexani brgx "asagiruni"

  • @lemlemtesfay8032
    @lemlemtesfay8032 Рік тому

    Zemare melakiti yesmelan burk hawey , xega b dibe xega yebzhalka , kema ysesnu ybzhu Amen.

  • @DianaBereket
    @DianaBereket Місяць тому

    Eska bruk seb ntewahdo zetesiaka goita eka ,,, ezi mezmuratka nbuzuhat msgar kgebrelom u bruk eka eska ….. mdhan b kalie yelen b hade goita yesus kab hatyat zewxiana…. Smu beynu ykber ❤❤❤❤

  • @Samr-o7l
    @Samr-o7l 3 місяці тому

    God bless u dear..may live long wz blessing of saints ....

  • @WegahtaGerzgehar
    @WegahtaGerzgehar 11 місяців тому

    Nay bhaqi Berie hawey mezmur semika zey xgebu eyom nay bhaqi nsaka bruku nay Amlak seb eka btaimi eka bmezmurka tmhrena zela xegaka mmelisu ybzah Amlak zemen hiwetka ybarki blessed again blessed ❤❤❤❤❤❤

  • @HannaGhebreyohannes
    @HannaGhebreyohannes 3 місяці тому

    Nay behaki Asagiruni God bless you zihaweyyy.....

  • @EREYHABENEY
    @EREYHABENEY Рік тому +3

    ኣሰይ ጥዑም መዝሙር ኤድመን ጥዕናን በሬ ሓውና ዝማረ መላክቲ ይስምዓልና ❤❤

    • @MgbeyMgbey
      @MgbeyMgbey 10 місяців тому

      ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ👏👏🌿🌿🌿🌿💖💖💖💖💖

  • @IsraelMosazghiLebasiOrthodox
    @IsraelMosazghiLebasiOrthodox 6 місяців тому +1

    Kbur hawey Zemari Bereket Tikue, Ane Btaemi ye Zekbreka Zfetweka Bro,Degagime ye Comment Zxhfelka mknyatu Semia Suk kibl Yskef Bro Man🙏🙏🙏✝️ Egziabher Amlak Timneyo Kulu Yhabka Mis kulom Sidra betka Yehwatka Yeiruktkan kulom tfetwom Sebatn Selamn Kisanetn fiqrn Yimneyelka 🙏🙏🙏✝️,Niska nayzi Zemen Ngus Dawit Barya Egziabher Eka Behaki, Egziabher Msaka Kem zelo Beti Zeleka Menfes Yirdeaniyu,🙏🙏🙏✝️,Eti Rekibkayo zeleka Kibri azyu wuhudyu misti Agelguletka Krieyo keleku✝️,May Jesus Christ Bless you with all the Blessings You Deserve Bro Man✝️,You are the heart of Eritrean Orthodox Bro man🙏🙏🙏✝️.Egziabher Amlak b yemanay edu Ykebelka🙏🙏🙏✝️

  • @Hani-jy6cg
    @Hani-jy6cg 9 місяців тому +1

    ኣሜን 🙏🏾🙏🏾🙏🏾🤲🏾🤲🏾🤲🏾❤❤❤

  • @ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ

    ጥዑመ ልሳን እሑየ መዘምር በረኸት፡
    እግዚኣብሔር ይተኣኮት ወይሴባኅ።
    ኣሜን

  • @rufta-jv8ep
    @rufta-jv8ep Рік тому

    Zemarie melakti yesmialna berie hawey kebri ne amlak egziabher yemesgen ❤ agolgulotka yebariek
    Biaka gerui semui kientsewie kenemesgen be zemArieka kenelel kenemesgen egziabher kenbel zegebere luil amlak yemesgen ❤❤❤thank you

  • @sandroghirmay7592
    @sandroghirmay7592 Рік тому +1

    ❤❤❤ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ዓርከይ ምዓረይ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ እግዚኣብሄር የዕስለልካ መመሊስካ ሰስነልና ❤❤❤❤❤

  • @maranatarussom7155
    @maranatarussom7155 11 місяців тому

    ኣሜን(3)ዘማረ መላክት የስመኣልና ብረከት ሓወይ ቡሩኽ: አግዛብሄር ሃይል መስጋናኻ የብዝሓዮ 🙏❤️

  • @soliyanatedros4312
    @soliyanatedros4312 11 місяців тому

    Berie tebarekelna tum zmare ..egziabiher xegu yebzhalka ..emebrhan mska tkun

  • @IbelongtoJesus123
    @IbelongtoJesus123 Рік тому +1

    Amen Amen Amen Zmare melakti yesmalna zemari Bereket hawna amlak xegue yebzahalka 🥰🥰🥰🙌🏾🙌🏾🙌🏾😇😇😇🙏🏾🙏🏾🙏🏾♥️♥️♥️

  • @asmerasweet8706
    @asmerasweet8706 Рік тому

    Ewe tesagirna egziyabher ymesgen Elllllllllllllllll zemene selam, tesfa , fikiri ykulelina zimare melak yasemalin hawena zemari Bereket Tikue 👏👏👏

  • @habtomrussommebrahtu6147
    @habtomrussommebrahtu6147 Рік тому

    Amlak tsegu yebzhalka diakon hawey mlu leyti ksema hadire hji wn ab srah koyne esema aleku nay bhaki n bzuh seb ab emnetu kabi tgebr aloka emo degime amlak tsegu yebzhalka❤❤❤

  • @samsomalem5221
    @samsomalem5221 Рік тому

    Amen Amen Amen zmare melakti yesmalna zhawey egziabiher xega ab lli xega ydlka

  • @zaidmebrathu1292
    @zaidmebrathu1292 11 місяців тому +1

    Jesus mengedn haken hiweten eyu emo semu yebark Amen

  • @Ruftaqueen
    @Ruftaqueen Рік тому +2

    Hello its my first time watching it i am rufta 8 years old i love it thank tou for making this i love this so much 💗 💖 💜 ❤️ 💕 ♥️ 💗 💖 💜 ❤️ 💕 ♥️ 💗 💖 💜 ❤️ 💕 ♥️ 💗 💖 💜 ❤️ 💕 ♥️ 💗 💖 we love you 2:03 rufta kiflom at 01/02/24 9:15 pm

  • @LeulHayelom
    @LeulHayelom Рік тому +1

    እግዚአብሔር ይመስገን ናብ ዛ እለት ስለ ዘብፅሐና ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና ዘማሪ በረኸት

  • @690Hani
    @690Hani Рік тому

    ዘመንካ የንውሓዮ መታን በቲ ጥዑም ልሳን ከተገልግሎ ንመድሓኒና ኣይትጥፋእ ከኣ ብሩኽ ሓወይ

  • @edeneden889
    @edeneden889 Рік тому +1

    ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ዘማሪ በረከት ትኩእ ሓውና ዕዱመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @alekt5232
    @alekt5232 Рік тому

    Tebarek kbur hawey semu nzelalem ykber ymesgen jesus heze kulu nkelo ena

  • @mussienayzghi
    @mussienayzghi 9 місяців тому

    Zmarie melakti yesmalna bereket hawey nay agelglot zemenka ybark zehawey

  • @TsegaAsmorom
    @TsegaAsmorom Рік тому

    Amen egziabiher sle mezmru zkeberen ztemesgenen ykun,
    Nhawna dma nay agelglot zemenka ybarkelka.

  • @MeMadki
    @MeMadki Рік тому

    ዝማሬ መላእክት የስማዓልና እና ዘመርካ እና ወደስካ አቤቱ የንብርካ ጸጉኡ የብዛሕልካ እግዚአብሔር አምላክ ዘመንካ ይባረክ በረከት ሓወይ

  • @yo-yo2556
    @yo-yo2556 9 місяців тому

    Zmare melakti yesmalna Bere hawna tebarek

  • @MehariTadese-y6c
    @MehariTadese-y6c Рік тому +1

    Zmare melaekti yesmealna tebarek❤

  • @zebibtomas4782
    @zebibtomas4782 9 місяців тому

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና በረከት ሓወይ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Wahsey21dngley
    @Wahsey21dngley Рік тому

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐና ፀግኡ የብዘሐልካ ኩሉ መዝምርካ ደጋጊመ እየ ዝሰምዖ ኣብ ህይወተይ ዓቢ ተራ ኣለዎ እናዛመርካ የንብርካ በረከት ሓወይ❤❤❤

  • @ዮዳሄትግራይ-አ3ረ
    @ዮዳሄትግራይ-አ3ረ Рік тому +1

    ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ በረከት ሓወና 🥺🤍

  • @fevenandemeskel1809
    @fevenandemeskel1809 Рік тому

    ናይ ብሓቂ ኣሳጊሩኒ ኣምላኽ ይመስገን🙏🙏🙏
    ዝማሬ መላእኽት የስምዓልና በረኸት ሓወይ 💝💝💝

  • @Marrybrauhan
    @Marrybrauhan Місяць тому

    Zmare Melaekti Yesmaelina AMENnnnn🙏🙏🙏

  • @ተመስገንኣምላኬ-ኘ4ቐ
    @ተመስገንኣምላኬ-ኘ4ቐ 11 місяців тому

    አሜን አሜን አሜን ይ ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና 🌿🌾🌾🌾

  • @AarefFnan-mp3li
    @AarefFnan-mp3li Рік тому +4

    በራውር ኢየሱስ ኢለካ ኣለካ ካብ ዝፈትወካ ሓውኻ ድያቆን ፍናን❤❤❤

  • @piterosamare3058
    @piterosamare3058 Рік тому

    Zmare Melakti yesmalna egzabiher Amlakna xeguu ybzhlkum MezaMuran Bereket hawey

  • @ሂወተይናተይ
    @ሂወተይናተይ Рік тому

    Zimare melakti ysemalna Bereket buruk hawna Temesgen amlakey Asagiruni znebereni xegemat hiwet rekibe salaka medhaniyey kab barenet hatiyat anagifuni kbri n amlakn goytayn n wedadit amlakey xiyon 🙏🥰❤

  • @ezgabiherymesgen214
    @ezgabiherymesgen214 Рік тому

    Zmare melaekti yesmalna Ezgabiher xegu yebzhalka Amen

  • @HelpmeMyGod-k9c
    @HelpmeMyGod-k9c Рік тому

    ኣሜን ዝማሬ መልእክት የስመዐልና ኣምላክ ፀግኡ የብዘሐልካ ዘማሪ በረከት ሓዉና ሓዉና ❤❤

  • @Selamawit-y1c
    @Selamawit-y1c 10 місяців тому

    Sey sey sey elelelele haleluya midhaney teregagixu bless you berie hawey

  • @medhanefamily-yv7sf
    @medhanefamily-yv7sf Рік тому

    Amelak Ybarka btaime mezmurka mesati Eyu qexlo Barye Hawey Agoka berto❤❤❤❤❤❤❤

  • @AbtiTslalotki
    @AbtiTslalotki Рік тому +1

    xega ab lieli xega berie hawey amlak ab kulu guezoka qdmieka yhlef

  • @selamabreham1989
    @selamabreham1989 10 місяців тому

    Zemen agolglotka ybarekh amlak abzihu ybarkha bereket hawey

  • @efreamgebreab1245
    @efreamgebreab1245 Рік тому

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና

  • @tsegaiguesh9768
    @tsegaiguesh9768 Рік тому +1

    ዝማሬ መላእኽቲ የስማዓልና።መቑሕ ባርነትና ተሰቢሩ ኢዩ ብርግጽ ሞ፡ክብሪ ንመድሃኔኣለም ሎምን ኩሉሳዕን ይኹን።ጽግኡን በርውኸቱን የብዝሓልካ።ዘመንካ ይባርውኽ።

  • @edengebreamlak7505
    @edengebreamlak7505 Рік тому

    aseyyy👏👏👏 zemari berie hawey nay agolegulet zebnka yebarek zemarie meleakti yesmealena ❤

  • @abw7298
    @abw7298 Рік тому +1

    ዝማሬ መላኣክት የስመዐልና ብሩከይ ኩሉ መዝሙርካ መንፈሰይ እዩ ዘሐድሶ🙏😍

  • @asterandom8120
    @asterandom8120 9 місяців тому

    Egziabhier ymesgen. Bteami xbuq zkone menfesawi srah. Eti mezmur zbark . Eti sieli kea maere nayti mezmur gelaxi. Artist zseale kea bereketu ybzh. Nkulatkum bereketu yebzhalku
    .

  • @fifi-mk9lc
    @fifi-mk9lc 4 місяці тому

    በረኸት ኣምላኽ ይባርኽካ ዝሓወይ ህይወተይ ተቀይሩ ብመዝሙርካ ልቢ ዝትንክፍ ኣምላኸይ ክሓስብ ዝገብረኒ❤

  • @MeronHaile-yk8dq
    @MeronHaile-yk8dq Рік тому

    Amen asagiruni eyu 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 zemare melakti yesmalna 🙏

  • @ትግራይየይሰላምንዓኪ

    ዝማሬ መልአክት የስመዐልና ክብር ሓውና በረኸት

  • @ArsiemaBrhaneArsi
    @ArsiemaBrhaneArsi Рік тому

    Zmarie melaekt yesmalana bruk hawna. Egziabher ybarkhka

  • @hermontesfay4457
    @hermontesfay4457 Рік тому

    እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዝሓልካ ክብር ሓወይ ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና አሜን ።

  • @FutsumMatiwos
    @FutsumMatiwos Рік тому

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክብርን ምስጋናን ይኹኖ ካብ ዘላኣለም ክሳብ ዘላኣለም ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤❤

  • @yordamea2489
    @yordamea2489 Рік тому

    Zemre melakti ysmalna Berye hawena amlak xegu yebzhalka & Rhus hadush amet 🙏❤️❤️

  • @mhretseare8357
    @mhretseare8357 10 місяців тому

    Wawww kal hewet yesmalna bere hawey
    Edzgabher edmen tenan yhabka ❤🇪🇷❤️🇪🇷❤️

  • @milkanahaileab7824
    @milkanahaileab7824 Рік тому

    Nay agelglot zemenka ybarek kbur hawey amlak xegeu ybzhalka bless u ❤❤❤

  • @asteremnet5930
    @asteremnet5930 9 місяців тому

    Elelelllllllll
    Zimare melaekiti yesmealina Bereket hawey tsegeu ybizhalika egzabher 🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️

  • @TheMirrorsentertainment2144
    @TheMirrorsentertainment2144 Рік тому +1

    እልልልል ዝማረ መልኣኽቲ የስምዓልና ዘማሪ ቤኪ ሓወይ ✝️🙏🙏🙏