Teddy Press ህወሓት ምስ ህግደፍ ስለምንታይ ?

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 16 гру 2024

КОМЕНТАРІ • 32

  • @amdtesfay1299
    @amdtesfay1299 2 години тому +1

    Wow!!!
    What an articulated & great performance from Alula.
    Keep it up.

  • @mesfinabraham6412
    @mesfinabraham6412 3 години тому +5

    *ተጋሩ ዕንተ ለቢሞም ናይ ውሽጢ ጸገሞም አወንዚፎም ሓድነት ክገብሩ አሎዎም *
    ** ምስ መንግስቲ ኢትዮጲያን ዐብይን ጊዜያዊ ሰላም ምግባር ናይ ግድን'ዩ
    ** ተጋሩ ናይ ግድን ምስ ደላይ ፍትሒ ኤርትራውያን ( ብርጌድ ንሓመዱ ) ብሓባር ናይ ምትሕግጋዝ ክገብሩ አለዎም ነዚ ዲክታቶር ሸይጣን አዲ ሓሎ ንምጭፍላቅ ።
    ** ተጋሩ ሎሚ 🇪🇷 ዕንተሃጊዝኩም - ንህና ውን ደጀን ንኾነኩም ጽባሕ ውን መሓገዝናኩም ።
    ** ካልዕ ኣማራጺ ንክሌቴና የሎን **✅✅✅

    • @Nadia-rf8kp
      @Nadia-rf8kp 2 години тому +1

      Agree 👍

    • @sabagebru6850
      @sabagebru6850 51 хвилина тому

      agree with you 👍💛❤️💙💙💪

  • @sabagebru6850
    @sabagebru6850 49 хвилин тому

    Alula l am agree with you 👌❤️💛💊💪💙💙

  • @berhanebairu4439
    @berhanebairu4439 3 години тому +1

    Now he is paid 65000 birr monthly from Getachew

  • @fthi3585
    @fthi3585 2 години тому

    ❤❤❤❤❤❤

  • @AkliluKaleab
    @AkliluKaleab 3 години тому +1

    ኣሉላ ሓሳዊ ቅድሚ ኩናት ትግራይ ምጅምባሩ ፕሮፖጋንዳ ክነፍሕ ከሎ ኩናት ንህዝቢ ትግራይ ባህላዊ ጸወታ ዩ ይብል ኔሩ:: ሕጂ ክኣ ሕብሩ ይቕይር ኣሎ ድሮ ተሰጉጉ ዩ ካብ ነት ወትክ ሕዉሓት

  • @fishaabraha9052
    @fishaabraha9052 51 хвилина тому

    Bravo tedie hawena

  • @DanielNegusse-dz6yy
    @DanielNegusse-dz6yy 3 години тому

    አዝዩ መሳጢ መግለጺ የቐንየልና አሉላ

  • @godbless-u8k
    @godbless-u8k 3 години тому +1

    ገና ህወሓት እማ ምስ ህዝባ ኾይና ታሪኽ ሰሪሓ መሰስ ከምትብል ምንም ጥርጥር የብልናን ከምኒ አሉላ ዝበሉ ሰብ ክልተ መልሓስ ግን ታሪኩም ታሪኽ ከልቢ ኾይኑ ከምዝነብር ንምርአይ የብቃዓና

    • @ትግራይሃገረይእያዓለምይራ
      @ትግራይሃገረይእያዓለምይራ 3 години тому

      ቺዲ ሓተላ ኣሊላ እዩ ታሪክ ዝሰሪሓ ዘሎ እንበር ህውሓት ከም ሑሩፁ ተበቲነዊሊ ኮ እሉኩም ጎይታኩም ካብ መንእስይ ወሎዶ ወፂኡ ካብ ልበ ህዝቢ ተነቃሉ እዩ

  • @berhanebairu4439
    @berhanebairu4439 3 години тому

    Renegade, do you think having power and avoiding the reactionaries and inactive f8rces in the interim, a good portion required for the people could be done.

  • @zerugebrekidan3970
    @zerugebrekidan3970 14 хвилин тому

    ወላ ኳ ኣብዚ ሕጂ እዋን ክውን ንምግባር ዘፀግም ኩነታት እንከሎ; ንቕድሚት ዘይቕየር ቅዋምና ግና ህዝብታት ትግራይን ኤርትራን ናብ ዝሓሸ ዝምድና ክምዕብል ይግባ ዝብል እዩ!!!

  • @meazabeyene8485
    @meazabeyene8485 Годину тому +1

    Alula anta haswi leba bring ou4 mekete money u & getachow used people off disopra

  • @AberaAtaklti-tf7hn
    @AberaAtaklti-tf7hn 3 години тому

    ንሓደ ሓቂ ዘይኰነ ነገር ኣቐሚጥካ ፤ ብዛዕብኡ ትንታነ ሂብካ ፤ አብ መደምደምታ ምብፃሕ ንኣሉላ ክንደየናይ ቀሊል ምኻኑ ዘመላኸተ ቃ/መሕትት ::

  • @rustomyohannes5136
    @rustomyohannes5136 27 хвилин тому

    abyet neket

  • @User15809
    @User15809 3 години тому +2

    ሰብ ስኢንኩም ዲኹም ነዚ ሳሙና'ዚ ተቕርቡ?

  • @menemoyfelto1510
    @menemoyfelto1510 3 години тому

    Tesasiyo kea tibil tikidim nera dea bel banda wahid

  • @berhanebairu4439
    @berhanebairu4439 2 години тому

    Alula, dormant, power is instrument, to suppress the public like Getachew and Tsadekan group or on the Democrat side power for public service and welfare development

  • @AkliluKaleab
    @AkliluKaleab 3 години тому

    ሕማም ካንሰር ቀታሊ ዩ:: ን ተድሮስ ሰበይቱ ብካንሰር ተቐቲላ ኣብ ኤርትራ ኔራ እንተ ትኸዉን ሕክምና ስኢና ሞይታ ምበለ ኔሩ:: ሃለውሳ መሊኣ ሓንጎሉ 😂😂

  • @HintsaG-zj4tl
    @HintsaG-zj4tl 12 хвилин тому

    ልፍንቲ ልፍንቲ እናበልኩም ሰብ ኣይተፅሙሙ ፤ ዝረብሕን ዘይረብሕን ናይ ወየነ ልፍንቲ ይበዝሕ ነይሩ ?

  • @Minecraft_Supreme
    @Minecraft_Supreme 56 хвилин тому

    😅😅😅😅😅

  • @WelderufaelBelay
    @WelderufaelBelay 3 години тому +1

    Alula ......Gmae eka okay......msliene

  • @arielasgedom3242
    @arielasgedom3242 45 хвилин тому

    Alula, where is the fundraising money that was collected before the war against Tigrai? It was half million dollars you collected.
    You are the enemy of Tigrai than fascist Aby Ahmed