Thank you ever so much for your informative and educational video as usual. Yeah there's no place like 'home'. Right now Isaias has put Eritrea our beloved country on sale . If we are not acting now, we'll be homeless. So lets get united and do something before it's too late.
تحية للمناضل راديء محاري ...نحن كشعب اريتري عدونا الأول والأخير التمبني اسياس أفورقي وليست وياني. .. عدونا الأول في داخلنا ونحن يجب أن نتخلص من عدو الداخل قبل عدو الخارجي...
Abiy was ready for peace and reconciliation with Eritrea. But, Isaias is not ready for peace at all. Abiy can’t do anything alone. Isaias can’t live in peace and will not in the future.
Bravo Mr. Redie, Thanks a lot.
ህግደፍ ኮረና ቫይረስ ናይ ኤርትራ
አቢይ ድባሃል ሰብ ምስ ኢሳያስ ዕምሩ ትሕጸር!!!!
ሰላም ኣቦና ረዳኢ እንቃእ ብድሓን መጻካ ።
ሕጂ ናቲና ግደ ናቲና ጎስጋስ ኪሕይል ኣለዎ።
ግን ብዊሽጢ ዘሎ ሰራዊት ኣጆኩም ኪንብሎም ኣለና ።ኣይንሕመቅ
ኩናት ክገብሩ ኣይክእሉን ዮም ሕግደፍ ፡ ግን ከምቲ ትብሎ ዘለካ ቸቀጥ ናይ ምድንጋር ኣብ ኩናት ምድላዋት ኣሎና እናበሉ፡ ነቲ ተሪፉ ዘሎ መንእሰይ ከም ዝሃድም ምግባርን ንህዝቢ ከደናግሩ ደልዮም ዮም ሓው ረዲእ ፈሊጥካዮም ኣሎካ።
Tecleazghi Ghebregergis ትኽክል ኣለኻ ኣብዚ ሓሳብካ ምእቲ ካብ ምእቲ ምሳኻ ይሳማማዕ ኢየ
Right 100%
ሰለሞን ጥዕናን ምሳካ ይኹን ወዲ መሓሪ ህግደፍ ልቸንሳ ኣሐዲሶም ኣየ ሕዲሶም ዘምጽአዎ ለውጢ የለን ሕጂ ኩሉ ሰብ ፈሊጥዎም አዩ ስለዚ ኣኪልዎም አዩ ንዕርበቶም አዮም ኣጆኻ ጥራሕ ኣብ ኣሰርካ ኣሎ ህዝቢ ኹሉ ተበጊሱ ኢዩ ዘሎ
ብጣዕሚ እዋናዊት መሃሪት መድብ:: የቀንየልና ::
ናይ ሕጂ ኪናት ንኢሳያስን ደቑን ሰበይቱን ዩ ዝምልከት ንህዝቢ ኤርትራ ዝምልከት ኣይኮነን።ኣብዚ ዝጥበስ ኤርታዊ እንተሎ ወዲ በግዕ ወይ ጓል በግዕ ክኸዉን ኣለዎ።👌👌✔
ኣገናዕ ረዲኢ ማሓሪ ጅግና
እዎይ ንስኻስ እንቋዕ ኤርትራ ዊ ሐወይ ጂግና ኮንካ ብአኻ ኩርዓት ይስማዓኒ።
🙏🇪🇷WELCOME BROTHER🇪🇷🙏
ISAIAS AND HGDAF MUST GO IN 2020👉⏰⏰⏰🏃♂️🏃♂️🏃♂️⏰⏰🏃♂️🏃♂️⏰🏃♂️🙌🖐FOREVER 🖐🙌
Yeah sure but you, me and all Eritreans need to work very hard to get rid of Isaias and his fellow directors
Eritreans are too scared of Iseyas. It only takes one good leader and the youth to overthrow the party.
Welcome welcome amezing analysis brother, God blees you thank you keep it up!!💥
ኣነ ዝገርመኒስ እቶም ንበዓል ማንኪ ንበዓል ኪቻን ካልእን ፡ ሃነን ኢሎም ክሰምዑ ክትርእዮም ከለካ ኣብቲ ኣኬባ ዘገርም ዩ፡
ላዕለዎት ሓለፍቲ ክንሶም ናይ ኪቻ ወዲ ኪቻ ዘረባ ከስምዕዎ ወይ ሓቂ ክመስሎም ዘገርም ዩ።
ናይ በሓቂ!!!
ተጎተቲ ህግደፍ ኣሕዋትና ተናዒቖም ኣንዒቖምና!!!
ኣቶ ረዲ ብትኽክል ኣሚጺኻዮ እቲ ዘሎ ሃዋሁ።
እሰያስ ዕላሙ ንህዝቢ ኤርትራ ንምብታኽ ወይ ንምጽናት ኢዩ ዝሰርሕ ዘሎ።ህዝቢ ኤርትራ ሎሚ ብተኮል ወልቀ ሰባት ምትላል ይኣኽለካ።
ኢሰያስ ዝሰርሖ ዘሎ ኔርትራውያን ኣብቲኹ፡ኢቶፕያውያን ደቂ ዓዲ ንዝኮኑሉ ኢዩ ዝሰርሕ ዘሎ።
Welcome back Eritrean Hero HGDF must go 2020.
Excellent man teach your people we are always seen you our hero, we love u , Redie Gigna
ወዲ ማሐረ ጅግና
Welcome Alena Media Redie👍👍👍👍
Ahlen redie mehari idmen tienan yihabka thank You
ጨበል ደኣ ! ሕጀስ እባ ሳላ ማስ - መድያ ነቂሑ ክኽዉን ተስፋ ኣሎኒ ::
ንወድመን ከታልሉ:: ዓሕ የኣክል እባ ን በል ዉጹዕ ህዝበይ !
Thank you ever so much for your informative and educational video as usual. Yeah there's no place like 'home'. Right now Isaias has put Eritrea our beloved country on sale . If we are not acting now, we'll be homeless. So lets get united and do something before it's too late.
Well done as always ባባ ረድኢ👏ባዕሎም ኢትዮጵያን ኮ ይምስክሩ ኢዮም ኤርትራ ኣካል ኢትዮጵያ ከምዘይነበረት። ብ ኤዉሮጳ ዘይተገዛእና ልኡላዊት ሃገር ኢና ኢሎም ይምኩሑ። ዘስሕቀካ ነገር ከኣ ኤርትራ ኣካል ኢትዮጵያ ያ ኔራ ይብሉ።መዓስ ኢያ ኣካል ኢትዮጵያ ነይራ ኣዳምን ሄዋንን ከይተፈጥሩ?😊
multi dimensional man thanks
Gegna aya Redie Mehari thank you for everything you have done for our people and country. Thank you God bless you.
ባዓል ኣምባሳደር ስቲፋኑስ ብሩኖን ሶፍያ ተስፋማርያምን ደድሕሪ ዲክተተር ኢሰያስ ዶብ ኣየድልየናን ኢሎምና ። ሕጂ ድማ ግልብጥ ኢሎም ካልእ ይዛረቡ ኣለዉ ። ኣብ ዕንክሊል ከንብሩና ንሶም ድማ ዕድመ ስልጣኖም ከናውሑ ጥራይ ዩ ዕላምኦም። ሕጅስ ይኣኽለኩም ድኣ ህግደፍ መንደፍ።
ወያነ ይኹን ህግደፍ ፈጺሞም ዉግእ ኣይጅምሩንዮም: : ሓቂ : ኤርትራዊ ሃጽ ኢሉ ንኽጠፍእ ዝገብርዎ ተንኮላትዩ ::
ህግደፍ ዝወልዖ ኩናት ክንደ መዓት ኤሪትራውያንን ተጋሩን ኢትዮጵያውያንን ዘህለቐ ናይ ጸዋታ ነይሩ? ከመይ ዝበልኩም ደናቑር ኢኹም?
@@peaceisgood9639 መንዩ ናይ ባድመ ዉግእ ህግደፍ ኣይኮነን ዝወልዖ ዝበለ? ቅድሚ ምምላስካ እቲ ጽሑፍ ኣንብቦ::
አዚኖ ጸላኢኻ ፍለጥ አንጃል አዚኖ ።
Asino(ኣድጊስ) ን ስኻዳኣ: :መንድዩ
ህዝቢ ኤርትራ ዘጽንት ዘሎ? ህግደፍን ምናልባት ከማኻ
ደቀባት ተመሲሎም
ሀገርን ህዝብን ዘጥፍኡ ዘለዉ ሰብ ኣይከሰርናን ዶ ኣይኮኑን? መልሲ ዉን ኣይምተገባኣካን ::
Yes u are right our pastor is pray about Ethiopia. People is not happy to mention Ethiopia. I love you u have the measgs.🇪🇷
Tsbuq medeb alena👍👍
Selam Wedi hasha 2 gezey yeherem yexefa.🙏🏽⛪️✊🏽⚖️✊🏽🕌🙏🏽
Great man Redie keep it up. Excellent service
تحية للمناضل راديء محاري ...نحن كشعب اريتري عدونا الأول والأخير التمبني اسياس أفورقي وليست وياني. ..
عدونا الأول في داخلنا ونحن يجب أن نتخلص من عدو الداخل قبل عدو الخارجي...
ዝኸበርኩም ተኸታተልቲ #alenamediatv ኣብ ዘዘለኹሞ ዝኸበረ ሰላምታና ይብጻሕኩም። መሰረትና ወርቂ፡ ሕላገትና ድማ ሓቂ ኢዩ። ኒሕ እንተሎ፡ ዘይከኣል ነገር የለን'ሞ፡ ፍትሒ ንምርካብ ዝከኣለና ካብ ምስራሕ ዝሕጥ ኣይክንብልን ኢና። ርእይቶኹምን ሕቶኹምን ብኣኽብሮት ኢና እንርእዮ። ንእትህቡና ምኽሪን ማዕዳን እውን ምስጋናና ደረት የብሉን። ብተግባር ፈጸምቱ ምዃንና እውን ክንገልጸልኩም ንደሊ። ካብቲ ብብዝሒ ዝቐርበልና ዘሎ ርእይቶታት ተበጊስና፡ ኣብ ሰሙን ሓደ ግዜ ብቀጥታ "ካባኹም ናባኹም" ብዝብል ኣርእስቲ ክንምለሰኩም ምዃንና ክንገልጽ ንፈቱ። For donation and more details, please visit our newly website: www.alenamedia.org and click the 'DONATE' button. Follow us on social media: facebook.com/rediealena. Like our FB Page: Alena Media TV፡ Instagram: Alena Media TV. Twitter: Alena Media TV. For any inquiries, email us at: info@alenamedia.org . Subscribe ምግባር ኣይትረስዑ። ኣብ ሒዝናዮ ዘለና ተራጻሚ ቃልሲ፡ ተዛሪብና ከነስምዕ፡ ሃሪምና ከነድምዕ፣ Share, Like እናበልኩም፡ ናብ ብዙሓት ከም ዝበጽሕ ግበሩ።
ቦሎም ድአ ፎእ ህግደፍሲ
✊✊✊✊✊
ጽቡቕ ጌርካ ኣቕሪብካዮ ኢኻ ዝወጾ የብሉን
በይኑ ዝቃለስ ሰብኣይ እዚ ጥራሕ ኣሎ
Ezom Sebatt xadkan seye geberu Asratt Wedi medhin berad kollom hade eyom ne Hezby Eritra.🙏🏽⛪️✊🏽🕌🙏🏽
Haberta Selam haw Readi Eza Tv Allgesa ketezareb inkolleka. Etta Stage center genera.🙏🏽⛪️🤲🏽🤲🏽🕌🙏🏽
እዚ ወዲ ማእምን ሕጂ ኸ ወዲ መን እዩ ከጥፍእ ኣብ ደገ ዘሎ ሕብረተሰብና ጎስጓስ ክገብር ኣለዎ
Good
Well came father i welldane
ጅግና ወዲ ሀዝቢ ናይ በሃቂ !
1
ኣብይን አዚ አሳይያስን ሃሳቦም ከይገብሩ ትግራይ ኣብ ሞንጎ ስለ ዘላ አሳያስ ከቢድዎ ዩ ዘሎ
2
ካብታ ባቡር ናይ ህግደፍ ምውራድ ዝኣበዩ ደገፍቲ ዮም ዝያዳ ህማም ኮይኖሞ ዘለው ንህዝቢ አርትራ።
ብቁዕ መግለጺ ነዚ እንዳሰመዐ ዝኣተወ፡ኣይላጸን ዝበለ ቁማል ይብልዓዮ ።
ኣለና ሜድያ ነቲ ዘረባታት ናይ ኤሰያስ ብ ቬድዮ እንዳ ኣሰነካ እባ ተንተነኖ.. ፅቡቅ ስራሕ ቀጽሎ. ::
Willkommen
ሰላም ኩቡር ሓው ኣለና
TPLF's are getting desperate. TPLF's propaganda against the state of Eritrea and the federal government of Ethiopia also a sign of desperation.
Gud bless you brother. You doing your bit . Those people who support Isaias now they must be stupid
ወያነ ቃታ ኣይጸረየን ክሳብ ሽሬ ኣብ ሓንቲ መዓልቲ አዲስአበባ ክንሕዛ ኢና ኢሎም ኣብ 1998 ብፕርፖጋንዳ መንእሰያት ብዘይ ኣጽዋር ኣብ ዘስካሕክሕ ውግእ ዘሕለቆን ዘጥፈአን ናይ ትማሊ ታሪኽ እዩ::
Jigna redie mehari 100%.
Ata akame komal hasad wakera resah bejka himak nay eritrawyan tkrb
ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣቦናን ኣያናን ረዲእ ማሓሪ ኣጀኻ ኩሉ እቲ ኣብ ልዕሊ ኤርትራን ህዝባን ዝፋሓስ ዘሎ ተንኮላትን ሽርሑን ተፈሊጡ ዩ እንታይ ግድኻ ሕጂ ኮይኑ ዘሎ ጸገም እቲ ምውሳንን መበገስን ዩ ዝድለ ዘሎ ብኸመይ ሓደ ተግባራዊ ስጉምቲ ንውሰድ ዩ እቲ ስጉሙቲ
Welkom Abona Redie,
Abiy was ready for peace and reconciliation with Eritrea. But, Isaias is not ready for peace at all. Abiy can’t do anything alone. Isaias can’t live in peace and will not in the future.
ዓቕሚ የብሎምን ካልኣይ ክፋል እንተጀሚሩ ናይ መወዳእቱ ክትከውን ያ።
ኣብ ልዕሊ ስዉኣትናን ስንኩላትናን ኣብ ልዕሊ ወልዶምን ኣብ ቅድሚ ምሉእ ህዝቢ ኤርትራን ኣብ ከብዲ ኣስመራ " ተደሚርና ኢና ሓደ ኮይና ኢና" እናበሉ ህግደፍ ሓንሳብ ንልኡላውነት እዛ ሃገር ኣብዚ መከራ ዝሸመማ::
ሎሚ ሰራዊት ኤርትራ ናብ ኢሰያስ ድኣ እምበር ናብ ካልእ ጥይቱ እንተደርብይዎ ካብ ሕሉፍ ዘይምሃር ኣይከሰርናን ንብረትና ኣምሊስና ክልተ ህዝቢ ዝብል እቲ ሓቂ ዘይፈልጥ እቲ ኩናት ናይ ዶብ ኣይነበረን ዝበሎ፡ዶብ ይትሓንጸጽ እንተበልና ክኣ ዶብ ኣየድልየናን ኢዩ ዝበለ ረሳሕ ስርዓት እዚስ ሎሚ ንባድመ ኢሉ ህዝብና ክጸንት ባድመ ዝብል ዓሰብ ንዓረብ ዶ ሂብዎም ኣየለን ንዓረብ ድኣ ዘይሰጉግ ዓሰብ ህዝቢ ኤርትራ ተጠቂምሉ ዘይፈልጥ ህዝብስ ንባድመ ኢሉ ክዋጋእ እሞ ዕሽነት ኣለዎ ህዝብና እምበር ሎምስ ንኢሰያስ ኣሊና መሬትና ከመይ ገርና ንመልስ ኢሰያስ ኣብ ቀይዲ ኮይኑ ክዕዘቦ ኢዩ
Alena tv dea jigna ahwat etom zqeberkayom jeganu eka Eko
ድምንጠል ልቸንሳ እምበር ድሕደስ የለን ድሕሪ ሕጂ!!! ልቸንሳ መንጢልና ባዕልና ብሕጊ ዓለም መሰረት መረትና ክንመልስ ዶብና ክሕንጸጽ ኢና። ወያነን ኢሳያስን ክልተ ጸላአቲ ህዝቢ ኤርትራ እዩም። ሕጂ ወያነ ሓሳቦም ቀየሩ ተጠጠቑ ተቖሎዉ ኣይንገደሰሎም ኢሳያስ ምስአለና ወያነ ከም ናይ ቀደም እግርና ተሳሊሞም ክልምኑ ክመጹ እዮም።
Please do 9 seconds for intro ... brother n keep up all good work ...abona rodie stay safe you and your family
Jigna eka,tiena yhabka
🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🧜♂️
ወያኒን ህግደፍን ብድሕሪ መገረጃ ብሓንሳብ ኮፍ ኢሎም ዝበልዑን ዝሰትዩን ኮይኖም ናይ ሓብር ኣለዎም ዘይንፈልጦ ምስጢራዊ ።
ኣብዚ አዋን አዚ ህዝቢ ኤሪትራን ሰራዊት ኤሪትራን ብረቱ ናብ ተጋሩ ከምዘየቅንዕ ርግጸጫ አየ
አዚ ኣብ ደገ ዘሎ ሰብ ዉን ንኩሉ ስድርኡ ደዊሉ ነዚ ከምዚ ዓይነት ተግባር ክኩንኖ አዩ በዚ ኣይትጠራጠሩ
አንተኮነ ግን ግምታት ኩናት ወረ ኩናት ሓዲግና ኣብ ምዕባለን ዕብየትን ሃገራት ኣፍሪቃ ዘይንሓስብ ኩልና ኣበየናይ ሃይማኖትን ፖሎቲካን ታኣምን ብዘየገድስ ኣብ ቦታ ሰብ ኣቲና ዘይንሓስብን ጽቡቅ ድማ ካብ ውሽጥና ዘይነፈልፍል ናይብሓቂ ህዝቢ ኣፍሪቃ ሕማቅ ደንቆ አዩ ድርባያት ታኒካ ዘይምህዙ ብትዕቢት ክፍክሩ ዝውዕሉ ንዑቃት ባራዩ ኣይሓልፈልኩምን አዩ አዚ ቫይረስ ተዝውዳኩም አሞ ሓድሽ ህልክ ዘይፈቱ ወሎዶ ተመጸ ደናቁር መንግስቱኩም ተቃወምትኩም ባዶ ኢኩም ባዶ ኣሻሓት ዓመት 00000%
ሰላም (3) ዓቢ ሰብ!!!
ሓውናን ኣያናን ረድኢ ማሓሪ ሊዕሊ ዝኮነ ነገር ንስለ ቅኑዕ ከመስግነካ ይደኢ ተንኮል ህ ግ ደ ፍ ግልጽን ጉሉጽን ዩ ሕጂ ውን ከም ዳሕራይ ቀዳማይ ንህዝቢ እርትራ ንምጽናት ዝግብር ሽጣራ ብሽም ባድመ ነቨር ኤቨር ክኩነን ዘኦዎ ጉዳይ ንዚ ንግር ዚ ህዝቢ ሪዲእቱ የዕብዩ ክክንኖ እንተ ዘይ ኪእሉ ሕጂ ውን ዳግማይ ጥፍኣት ዘሐዝን ዩ
Badme abu k'tsen'hal'na eu. No need for war.
Nska sakit eka alem Esu kiwinna eu
MetFet Eritrawey Hadshe Lchensa😢
ረድኢ ጂግና ከም ወትሩኻ ሓቀኛን ቡሱሉን ዝኾነ ትንታነ እይ ።
enkuae bselam mexaeka abo haki, nhgdef nska xibuk gerka felitkayom eka.tenkhana kea aleka.amlak edmen tienan yhabka.ember hgdefsi sheyatit hager eya hzbi ertra kea kmkta tray eyu zelewo.meknyat enamxet ab enkilil ketenbro nhzbi ertra eyu elamea
መኣዝን ናይ ይኣክል ንምድንጋር ኮይኑ ይስመዓኒ።
በዓል ጻድቃን እኮ ትማሊ ኢሰያስ ኣብ ኢቶጵያ ከይዱ "ንስኻ ኢኻ ትመርሓና" ምስ በለ : ኣቢ ኣሕመድ ከኣ ንዓሰብ ክንማቀል ምስ በለ : እዮም ርእሶም ኣልዒሎም::
Hgdf they asking they're licence to renew we have to say it is expired you are dangerous drinking driving.
ኢሳያስ ዝብሃል እሾዂ መርገም ህዝቢ ኤርትራ ክሳብ ዘሎ፣ አብ ነብሲ ወከፍ ወጋሕታ ዝቀያየር ምኽኒትን፣ ዘይትርጎም ናይ ሐሶት መጠበሪን መታለሊን መብጽዓታትን ወትሩ ቀጻሊ ኢዩ።
ዕላማ ፋሓ ፋሓ ነመኢታው አዮ ነህዝቢ ነኩናት ዓቅሚ የብሉን ህግድፍ
ብምንም ምኸንያትን መ ምዘንን ንውጵዕ ህዝቢ ኤርትራ ውግእ አይድግፍንን አየዋጵኦን እዮ .ውልቀ መላኸነት አብ ሰልጣን ክሳብ ዘሎ ኩሉ ከንቱ እዩ መንሰይ ኤረትራ ን ናይ መን ሰልጣን ዕድመ ንኸንውሕ ኢሉ ኢዩ አብ ኩየናት ዝሸም ?.
kabi adea teflya ala nabe adea kenmelsa abua ka men eyu isu belai sebi
Higedf kulu gize alwi hji win alwi sekit resha eka esu alem win ab idu eya zela
ንሕና አና እኮ ኤርትራዉያን እቶም ተጋደልቲ እሕዋትና እቶም አገልጉሎት ደቅና መን ከምቶሉ ኩላትና አሕዋት ደቅና ስለዝኸኑ ነስምዖም ኢና ንኤርትራውያን አይምልከተናን እዩ እዚ . ዉግእ አንተ ደልዩ አሰያስ ምስ ዉሕዳት ናይ አሰያስ ሰዕብቲ ኪድ ተዋጉኡ አብ ባድመ ሐይልታት ምክልካል ኤርትራ ሐደ ሰብ ከምቶና አይንደልን ኢና ወዲ ተንቤን ምሰዐብትኻ ኪድ ተዋጋእ እቲ በጊዕ ከሰላ አምበሳደር ሰመረ ርእሶም አብ ጐንደር ካርታ ኤርትራ ምስ ኢትዬጰያ ሐዊሶማ ከዛረብ ዘይከእል ተንቀሳቀሲ ሬሳ ይበሀል ሸያጢ ዕድ
Hizbi etezey nekihu gegina nerka wkaria tkewin,
መስደመምዮ እዞም ዘጣቕኡ : እንተ ሳዲስት አብ ገደም ኮይኑ ድዮ ክመርሖ ዋላስ አብርሃምዮ ነቶም ዝተረፏ የሕዋትና ኩናት ክላመደሎም : ብዝኾነ አያና ረድኢ ቆብ አቢልካዮለኻ ነዚ ወረጃ ማዕዶ: ክቕንን ከይቅንን ዘየፍለጠ ፣ አያና ረድኢ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ።
ሕቶ ኣላትኒ ? ህግደፍ ባድመ እንተ ኣምሊሶማሞ ባድመ ስጋ ኮይና ድያ ኣብ እንዳ ኢሳያስ ወይ ኣብ እንዳ ማንኪ ንበይኖም ቆልዮም ክበልዕዋ ?
Tgirayke nmntayke bselam khibuna deykealu badme nay eritreado aykonen tegaru dikum xege tigray konkumu ttabeku delekum
ከይማይረባ ሽሮ
ይዳላል ሸራሮ
እሎም ተዋጌኦም በሎም
ትግራይን ኣምሐራን ፍልልይ የብሎምን
ወልደን ተዋልደን እዮም ዝብሉ
Nay bhaki zbla zereba Ajoka teredina eyu loms
COVID19 No COVID91 hgdf 1991.
Sebay sebut. Anbesa
bihaki zelealemawi Tegadalay! tenikih teetik alocha keribna ina. iti olona were hizi Eritrea ab wishti hager zelo win larga finito cibi jemiru alo imo. mikidmit mettilo tira. hiji kea biketita nihizbi zeleail gosgus yedili. kibir tegadalay redii avoca bertici
Isaias mewedaeta kem mewhasit missidraau eyu ziserih zelo mis Ethopia
Zeysinka Hutsa Qortumelu Eue Dictator Esayas Hezbi Eritrea wela Yetsnet intau koynom
Ata wakera dhri bytak kulu nfelto ena ghtaf
Baka kusun eye blbi wereja kulu negerka haki eyu so amlak edmen tenann yhabka
የእዳውና ኣብ ጐረቤት ሃገር ኮይኑ ንዝሓልም ሰብ ኣይነውታውጥ ደቂ ኤሬይ:: ደመኛና ኢሰያስ እዩ:: ልኡላውነትና ዝደፈረ ዘሕሰረ ህዝብና ዘጽነተ ዝቀተለ: ነዞም ሰብ ሕልሚ ባይታ ዝፈጠረን ዝዓደመን ኢሰያስ እዩ:: ጓል መንገዲ ንግደፍ ::
ድሕሪ ናጽነት እዚ ሕልሚ እዚ ሰሚዕናዮ ኣይንፈልጥን ኢና:: ጻጥቃን ኮነ ተኣምራት ኢሰያስ ዝበሎ እዮም ዝደግሙ ዘለው::
ewa btami thizn xeb eka kulukum hade weyani koynu egdef nsks kulukum enkilil
ሰላም ጂግና ረዲ መጽሃፍ ነዘኢ ክርዳድ ኣንብበልና ነካታተላ ነርና ኣቃሪጽካያ ዲካ
ብጣሚ ሕማቓት ሰራዊት እዮም ዘለውና ኣነ ዝፈርሕ ኣብቲ ሳዋ ተኣኪቦም ከለዉ እዚ ሕጂ ኣብ ዓለምና ኣትዩ ዘሎ ሕማም coronavirus ከይውድኦም ምንም ሓበሬታ ዘሎዎም ኣይመስለንን
ato redei isayas ente konlu kunat aygebrn kbehal aykealn eu zkone ab ethiopya kgebro zdeli weyane aykbelwon eyom betkalei ab selmawi hwet nay Eritrea knebr aykeiln eu slezi hzbi knkhalu alewo hzbi Eritrea bhabar nezi mergesi kkunno alewo
Kem kedem ymeslken wehj ywesdken dyu zbahal lomi emo man kayamnom bjka wehudat fkri isyas zelwom eti amharay tamrat negra zeblo dea zymsewo haki ente aliwom
Kemey zbelka btki ika
iiti qunat wela iti gosgas qunat aydegfo
general xadqan gn merahi serawit erhiipia kelo asab kiqoxaxeru kemzhasebu b glxi negiruna iyu
kab badme wn kwexu alewom