እቶም ክልተ ዝተወጠሩዝመኸሩ እንተመኸሩ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 12 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 49

  • @rishanrishan2480
    @rishanrishan2480 18 днів тому +1

    ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉

  • @BetiMnus
    @BetiMnus 19 днів тому +3

    ደስ ትብል ወዲ ዘረባካ ውን ሓቂ፣
    ኣፍልጦ ዘለካ ከምኡ’ውን ትምህቲ ደስ በሃሊ ድንቂ፣
    ዘረባካ ሓቂ ስራሕካ ወርቂ፣

    • @miniaseium7137
      @miniaseium7137 18 днів тому

      Bravodron🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️✅

  • @DanielA-xh2fj
    @DanielA-xh2fj 18 днів тому +1

    Keep up the amazing work!

  • @jddbxx4445
    @jddbxx4445 18 днів тому

    🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷

  • @LebasiDrar
    @LebasiDrar 19 днів тому

    ሰላም ሰላም ድዩ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @beriyewedierey8797
    @beriyewedierey8797 19 днів тому

    ድሮን ሓወይ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @skasa7018
    @skasa7018 19 днів тому +1

    ጎርባቾው ኢሎም ሃገር የፍርሱ ጌታቾው ኢሎም ክልል የፍርሱ ፍጮ ክእለ ጥራሕ ዘለዎ ብጀካ እቲ መስርዕ ዘበላሽዎ ርስሓት ብምሓዝ ንጀርምታት የዕቁብ !!!

  • @yebieyoosman3748
    @yebieyoosman3748 19 днів тому

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @mussiedebrezion554
    @mussiedebrezion554 19 днів тому +1

    Thank you Drone🇪🇷🙏🇪🇷

  • @nakfadenden5904
    @nakfadenden5904 19 днів тому

    Thank you Dron jgna eritreawi 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @zzeeyib3009
    @zzeeyib3009 19 днів тому

    Merry Christmas 🎅 🎄 ❤️ and happy healthy peaceful year to u my beloved Eritreans.

  • @alganeshkelati9124
    @alganeshkelati9124 19 днів тому

    Merry Christmas and Happy New year to all deki Eri

  • @ጽዮንኣደይ-ቈ1አ
    @ጽዮንኣደይ-ቈ1አ 19 днів тому +1

  • @berihunuguse3613
    @berihunuguse3613 19 днів тому

    ❤🇪🇷🙏🏼🇪🇷🙏🏼💪

  • @SalmonmhretabWediraesi
    @SalmonmhretabWediraesi 19 днів тому +1

    ሓሳዊ 😢

  • @futsumteferi4341
    @futsumteferi4341 19 днів тому

    Perfect❤

  • @trussom647
    @trussom647 19 днів тому +5

    ድሮን ርሑስ ሓድሽ ዓመት ብዛዕባ ምዕባይኩም ግን " ኤርትራ " እንተድኣ ኢልኩም እታ ናይ ሓሓንሳብ ወፈፍ እንተገዲፍኩማ ታዓብዩን ፈረቃን ኩሉ ኤርትራዊ ምሳኹም ኣሎ ዓወት ንሓፋሽ 🇪🇷🐪✝️☪️9️⃣💪👈

  • @rovelkidane1331
    @rovelkidane1331 19 днів тому

    አንጐድጉዶ ጥራይ❤❤❤

  • @robeltadeese9343
    @robeltadeese9343 19 днів тому

    Welcome Dron

  • @amanmeko
    @amanmeko 19 днів тому

    ❤❤❤❤

  • @kolegamimo9938
    @kolegamimo9938 19 днів тому

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉

  • @aidaabraham6347
    @aidaabraham6347 19 днів тому

    🎉🎉🎉

  • @negassimebrahti24
    @negassimebrahti24 19 днів тому

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️

  • @christianc8012
    @christianc8012 19 днів тому

    Merry Christmas & happy new year to all of you

  • @abebedesta3956
    @abebedesta3956 19 днів тому +1

    😂😂😂 ajoka aytferah 😂😂😂

  • @twenmebrahtom9115
    @twenmebrahtom9115 19 днів тому

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @GenetRussom-l1c
    @GenetRussom-l1c 19 днів тому +1

    Teawet 🎉haweyy ❤natey❤🇪🇷🎉🇪🇷✊💪✊🇪🇷✊👀✊🇪🇷✊👀🎉🎉🇪🇷💐💐💐💐

  • @Abi-xr4uq
    @Abi-xr4uq 19 днів тому

    ❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @abuahmed9307
    @abuahmed9307 19 днів тому

    🇪🇷💙💜🌷🌷💙🌹♥️♥️🇪🇷♥️♥️🇪🇷🌹🌹💙💜🌷💜🌹♥️🇪🇷🇪🇷

  • @RawdaIbrahim-fx8ov
    @RawdaIbrahim-fx8ov 19 днів тому

    Ghetachow ' amselu'.

  • @mebrattesfay5436
    @mebrattesfay5436 19 днів тому

    🇪🇷🇪🇷❣️❣️⚘️⚘️👍👍🇪🇷🇪🇷

  • @MehariHaile-l6j
    @MehariHaile-l6j 19 днів тому

    Ruhus hadush amet

  • @MuleaKahsay
    @MuleaKahsay 19 днів тому

    ድሮን ኢቲ ተቅርብዎ ህልው ኩነታት ኩሉ ጽቡቅ እዩ ሃገርና ኤርትራ ኩሉ ግዝየ ዝኾነ ዓይነት ናይ ደገ ተጻብኦ ከጋጥማ እንከሎ ኩልና ናይ ሃገርና ጸግዒ ክንከውን ኣለና እትምንታይ ካብ ጎረባብትና ንኤርትራ ጽቡቅ ዝሓስብ ስለ ዘየለ ዕድል ክንህቦ የብልናን።

  • @Daniel-dl1hk
    @Daniel-dl1hk 19 днів тому

    ጌቾ ዓርክይ ኣጆኻ ኣብ መትከልካ ጽናዕ እምበር ኣኽላባት ገዛውቲ ብዙሕ ኣይትሻቕለሎም ኢኻ ንስኽ ጥራይ ከምታ እትምቻኣካ ጌርካ ስራሕካ ቀጽል ኣብ ጎንኻ ኢን ዘለና ስኽፍ ኣይበልካ ብሊንከን ናይ ትግራይ እትብል ሽም ኣጠሚቐካ ኣለኹ ዓሽ ፡! ኩሉ ከማኻ እንተዝኸውን ከመይ ምሰለጠ ኔሩ! ጸጽቡቑ ንዓኻ ብርትዕ

    • @baqr4383
      @baqr4383 19 днів тому

      Wekarya Banda Raya

  • @michaelnegusse2652
    @michaelnegusse2652 19 днів тому +1

    ከምዚ ዓይነት ጠቐነ ብ ጻድቃንን ሰዓብቱን ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ብየማነ ገብረ መስቀል ዝዉሃቦም ግብረ መልሲ ፈኺሱዎም ብተደጋጋሚ አርትራ ምጽላም ብቐሊሉ ክረኤ የብሉን ፥ካብዚ ንላዕሊ ክተርርን፥ ክሳብ መጠንቀቕታ ክውሃቦም ይግባእ።

  • @WediMemher
    @WediMemher 19 днів тому

    ጀነራል ፃድቃንን ጌታቸውን ልኡኻት ብልፅግና እዮም። እታ ን800 ዓመታት ደም ትግራዋይ ሰትያ ዘይትፀግብ ኢትዮጵያ ሓዲጎም ምስ ኤርትራ ሰላም ከይፍጠር ዝሰርሑ ከም ገብሩ ጎጃሜ ኣብ ውሽጥና ኮይኖም ንኢትዮጵያ ዝሰርሑ እዮም። እንዳ ገብሩ ጎጃሜ ኢትዮጵያ ዝሰርሐቶ ሕማቕ ገበን ኩሉ ናብ ኤርትራ እዮም ዘጣብቑላ። ሎሚ ወርቂ ትግራይ ብኢትዮጵያ እናተጓሕጎሐ መዐደጊ ድሮን ይኾን ኣሎ። ኮይኑ ግን እንዳ ገብሩ ጎጃሜ ኣብ ዘይወዓለቶ ንኤርትራ የጣብቑላ። ተጋሩ ኤርትራን ኢትዮጵያን ብረብሓ ትግራይ ኢና ክንምዝኖ ዘለና። ኤርትራ ምስ ትግራይ ዘሎዋ ጎነፅ ዶባዊ እዩ። ዶብ ብውሳነ UN ክጠረር ጥራይ ይሓቱ። ከም ኢትዮጵያ ትግራይ መፂኦም ዕጥቅኹም ፍትሑ፣ ኢድኩም ሃቡ፣ ንሕና ኢና ገዛእትኹም፣ ባንክኹም ኤሌትሪክኹም ወርቅኹም ቴሌኹም ክንቆፃፀር ኢና ኣይብሉን፣ ኣይደልዩን። ኣይደልዩን ጥራይ እንተይ ኮነስ ኣይሓልሙዎን። ስለዙይ ብዓይኒ ረብሓ ትግራይ ካብ ግዝኣተ ኢትዮጵያ ናፃ ምውፃእ፣ ምስ ኤርትራ ሰላም ምፍጣር ወሳኒ ጉዳይ እዩ። ምስ ታሪኻዊት ቀንደኛ ፀላኢት ኢትዮጵያ ምስላፍ ግን ውድቀት ትግራይ እዩ።
    ሰላም ንህዝቢ ትግራይን ኤርትራን።

    • @tes.Twelde
      @tes.Twelde 18 днів тому

      Kabzom political leaders esika thaysh that's the solution

  • @Abubaker0099
    @Abubaker0099 19 днів тому

    አቀራርባካ ይዓጅበኒ

  • @Sky20844
    @Sky20844 19 днів тому

    ድሮን ዓርከይ ሳብስክራይብ ምድግጋም ዝፍቀድ እንተኾይኑ ንዩትዩብ ሕተተለይ 1000 ግዜ ሳብስክራይብ ክገብር'የ❤❤❤❤❤❤

  • @okubazgiherteferi-abai4591
    @okubazgiherteferi-abai4591 19 днів тому

    Profound + green guanti
    Kkkkkkkkkkkkkkkkkkk

  • @hurruyasfaha3912
    @hurruyasfaha3912 19 днів тому

    I don’t think Abe, Xadkan or Debretion have ability to understand Yemane G’s English without consulting dictionary.

  • @FekreWeldeslasie-cf1ig
    @FekreWeldeslasie-cf1ig 19 днів тому

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @Zemen-w7i
    @Zemen-w7i 19 днів тому

    ❤❤❤

  • @habtemariamghile527
    @habtemariamghile527 19 днів тому

    ❤❤❤❤

  • @misghinaabrehezerehanns521
    @misghinaabrehezerehanns521 19 днів тому

    ❤❤❤

  • @baqr4383
    @baqr4383 19 днів тому

    ❤❤❤❤