Tigray Media Network ኤርትራን ነፃነታን // 60 ቢልዮን ብር ዋጋ ወርቂ Dec 25, 2024

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 25 гру 2024

КОМЕНТАРІ • 108

  • @herculeseri9141
    @herculeseri9141 9 годин тому +14

    ከምታ ሂወትካ ሙሉእ ሰላም ትደልያ ዘለኻ ኣብ መሬትን ሰማይን ሰላም ይሃብካ ፈጣሪ።ርሑስ ሓዲሽ ዓመት ይግበረልካ ምስ ኩሎም ደለይቲ ሰላም ፈተውትኻ።🇪🇷❤🇪🇷🌹

    • @emoneshilaentsytiblobelain7017
      @emoneshilaentsytiblobelain7017 6 годин тому +1

      አሜን ኣሜን ኣሜን ከም ናቱ ባዓል ቃልኪዳን የለን ነታ ዝዓበየላ አስመራ ከተማ ኤርትራ ዘይጠልም ናይ ባሐቂ❤❤❤❤❤❤❤❤ናቱ ጅግና

  • @georgioskomenis5160
    @georgioskomenis5160 7 годин тому +4

    Ajoka Natnael hawena edme yehabka des zebel Programm Welcome 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤

  • @mebrahtumehari9107
    @mebrahtumehari9107 6 хвилин тому +1

    ናትናኤል በቲ ሓቀኛ ታሪኽ ንህዝብታት ትራይን ኤርትራን ብትገብሮ ዘለካ ጻዕሪ ( እቲ ሓቂን ቅኑዑ መብርህን ኣብነትን እንዳምጻእ ) ምስጋና ይብጻሕካ : 👍👍👍👍👍♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🙏🙏🙏🙏💪💪🦁🦁🦁

  • @betelhemsolomon7624
    @betelhemsolomon7624 10 годин тому +7

    መልካም አዲስ ዓመት ❤ናቴዬ ለመላዉ ዓለም ሰላምና ሩፍታ ይኩነልና 🙏🤲🙏🤲🙏🤲🙏🤲

  • @Nath25727
    @Nath25727 9 годин тому +4

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷Merhaba Natu Anbessa Abo Selam belom nezom khedemti tsere Selam 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ERITREA FOR EVER 🇪🇷 ERITREA NEVER KNEEL DOWN 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷

  • @hghebreyesus421
    @hghebreyesus421 7 годин тому +1

    ናቲ ጎበዝ ንስለ ትግራይ ተካይዶ ዘለኻ ጻዕሪ ክትዕወት ኢኻ ኩሉ ሰላም ክኸውን እዞም ሰላም ዝኸኡ ደለው ብወረጦ ምስ ኣልገሱ❤❤❤

  • @andiesteweldeberhan1299
    @andiesteweldeberhan1299 10 годин тому +15

    ወያነ ንሽረ ኡኳ ነጻ ከውጽእ ዘይክአለ ንምልእቲ ኢትዮጵያ ነጻ ከውጽእ አይክእልን እዩ ነይሩ!!ህዝባዊ ግምባር እዩ ታንክታቱ አዔጅቡ 4 ኪሎ ዘእተዎ!! እዚ ደንቆሮ ዶክቶር ግን ነዚ ታሪኽ እዚ ከልዕሎ አይደለየን!!!!!!!

    • @TesfayHabtemariam-b8l
      @TesfayHabtemariam-b8l 6 годин тому

      Gidefwo indo izi tirgum zeybilu jahra . Itom ab 6 werar ab sahil zitesewiu tegaru ke ?

    • @emoneshilaentsytiblobelain7017
      @emoneshilaentsytiblobelain7017 6 годин тому

      ​@@TesfayHabtemariam-b8lጡሉቁይ ብዘይ ጃህራ ሻዕብያ ባዓል 10 ፍርንጭት ጅግና ሙኳኑ እንተዘይወረደልካ ታሐነቀ ቦጃል ስረ

  • @efremteklemariam7974
    @efremteklemariam7974 6 годин тому +2

    አብርሃ ተክሉ ጅግና ትግርዋይ ሀኪ ተዘራባይ ❤❤❤

  • @danieluk3151
    @danieluk3151 6 годин тому +4

    ሕጂስ ነዚኦም ዓይነት ተጋሩ አንተጸረፍናዮምሲ ትሕዙልና ዶ?
    በሉ ነዚኦም ኢና ንጸልአ
    ናይ ሙሁር ደናቁር
    ንሕና ነቶም ለባማት ተጋሩ ከም በዓል ኣብራሃ ተኽሉ ዓይነት ኢና ነኽብር ካብ ቀደምናውን ከሙ ኢና ኔርና
    ብዝኾነ ናይ ሎሚ ትምህርቲ ናይ ትግራይ ካብ ጎደናታት አዩ ዝግዛአ
    አዚ ስለዝኾነ ኸኣ ን ትግራይ ኣብ ዓቢ ሽግርን ጸበባን የትዮማ
    ናቱ ኩላ አታ ትብላ ዝነበርካ አያ ኮይና ምኽንያቱ ጹቡቕ ጌርካ ስለትፈልጦም
    Anyway በዚ ኣጋጣሚ ኸኣ ርሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልካ ናቱ ጽቡቕ መደብ ከኣ 🇪🇷

  • @gomadgodam9421
    @gomadgodam9421 Годину тому +2

    👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹👍

  • @fretamaher7215
    @fretamaher7215 5 годин тому +1

    True Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪❤️

  • @hanamasho3158
    @hanamasho3158 6 годин тому +1

    Edmen tenann yebzahlka natu hawena 🙏🏾❤️🇪🇷🙏🏾❤️🇪🇷🙏🏾❤️🇪🇷

  • @HabeshaStories
    @HabeshaStories 4 години тому

    Thank you, Natnael. I liked this: "What benefit is it for the people of Tigray [and the people of Eritrea] if our educated people talk about foreign countries such as Vietnam, Russia, China etc. Well said!

  • @fretamaher7215
    @fretamaher7215 5 годин тому

    Mena eyoum yehwetn shobye Aedids abab aetne nea weyen kefa Aeblnyou 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪❤️❤️❤️

  • @TsigeAdal
    @TsigeAdal 8 годин тому +1

    Merry christimas and happy new year 2025 to Natu and your family

  • @redaghebrezghi149
    @redaghebrezghi149 2 години тому

    Natuye selam selam merhaba 🔥🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎄

  • @genifishe2118
    @genifishe2118 2 години тому

    Natu Happy Christmas and New Year

  • @zehatefer6860
    @zehatefer6860 5 годин тому +1

    ቻው ናትናአል፡ አዞም ሓሰውቲ ምግላጽ ብሓቂ ዓቢ ስራሕ'ዩ። ኣቢይ ኣህመድ'ውን ምስ ዞም ትጠቅሶም ዘለኻ ዲግሪ ዝተመረቐ ኢዩ። ጂግና ሓው ኢኻ፡ ኣምላኽ ይሓግዝካ።

  • @Redseafish-x4u
    @Redseafish-x4u 7 годин тому

    Welcome back Natu jegna 👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽

  • @eseyaswerede6052
    @eseyaswerede6052 6 годин тому +1

    Welcome Natu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @tensahaile4774
    @tensahaile4774 10 годин тому +1

    Merry christmas Natu🙏

  • @SabaMassawa
    @SabaMassawa 6 годин тому +1

    Natu. Hawey. Delay. Selam. Tebarek❤❤❤❤❤

  • @akhberetkibreab6571
    @akhberetkibreab6571 7 годин тому +1

    from🇪🇷❤️🇪🇷 ✌️✌️✌️✌️✌️✌️✌️🕊️🕊️🕊️

  • @danielzerom4780
    @danielzerom4780 4 години тому

    MERRY Christmas 🎉

  • @semaiabraham4972
    @semaiabraham4972 7 годин тому +1

    Natu Rhus Lidet 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🎉❤

  • @IyassuAraia
    @IyassuAraia 7 годин тому

    ናትናኤል ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ፡ ንስኻን ከማኻ ዝሓስቡ ደለይቲ ሰላም ሰላም ኣብ ምውሓስ ዓቢ እጃም ስለዘለዎ ከይትሓለልካ ቀጽል።

  • @ablelabraham8066
    @ablelabraham8066 8 годин тому

    Selam Natu Abi seb Merry christmas,,, atum Elitat tegaru gdefu nezi selemawi hizbkum selam habwo, denaqur mhurat ena bhalti foooooo

  • @AmanuelRussom
    @AmanuelRussom 3 години тому

    እዋይ መርገም ህዝቢ ትግራይ ዝረኽቦ

  • @geni8007
    @geni8007 2 години тому

    Natu hawena kulu tegebro ni hewenet selam selezekone qexelo🙏🏼🙏🏼ruhus beal ledet hadish amet🙏🏼🙏🏼🎄🎄🎉🎉🎉

  • @mielaabtsegai5878
    @mielaabtsegai5878 10 годин тому +1

    Natu እዛ ሊንክ ክፈትዋ በሎም ናጽነት ከመይ ጌሮም ከምዘምጽእዋን ዝተኾበልና የለን ክብሎዋ ከለዉ ንወያነ ተርኢ እያ። ኣስመዓዮ ነዚ ዝዛረብ ዘሎ መሃይም ፊደል ዘይቆጸረ ፡ ዓዲጉ በዓል ባጂላ ዝኾነ ሰብ።

  • @elyastekleabmesgena6806
    @elyastekleabmesgena6806 6 годин тому

    Nato shoker Adema tinan yehabku ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @NebiRezene-g9b
    @NebiRezene-g9b 10 годин тому +1

    እቲ ዘገርም ታሪኽ ህዝቢ ትግራይ እንዳተጓዕጸጸን እንዳ ተፋሕቆን ዙምቡዕ ዛንታ ንወለዶታት ከሳግሩ እሞድማ ምሁራት ኢና በሃልቲ ብዕድመዉን ዘይነኣሱ ::እዚኦምን ከምዚኦምን ንህዝቢ ትግራይ ኣብ ዘይወጽእ ዓዘቅቲ ሽኺሎም ንኽነብዕ ይፈርድዎ ኣለዉ ::ህዝቢ ትግራይ ግን ነዞም ዉሱናት ሊሂቃን ፎእ ከይበሎም ንብዓትካ ይነቅጽ ዘበት.... ዘበት...ዘበት

  • @BeyeneTekie-f4j
    @BeyeneTekie-f4j 4 години тому

    ሰላም ናቱ ሐውና ሜሪ ክሪስመስምስ ሙሉአት ስድራቤትካ

  • @zufanmicael6070
    @zufanmicael6070 8 годин тому

    Mery Christmas peace peace here on earth an the highest.

  • @filmonyakob2089
    @filmonyakob2089 4 години тому

    Natu abasader selam ❤❤❤❤ ajoka

  • @AmanelBekuretsen
    @AmanelBekuretsen 10 годин тому +1

    ሰላም ናቱ

  • @yassim9143
    @yassim9143 5 годин тому

    ናቱ ኣንበሳ ዕባይ ኣስመራ ሓቀኛ ትግራዋይ

  • @FreweiniRussom
    @FreweiniRussom 2 години тому

    🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤🎉

  • @MikeleAndat-zx2se
    @MikeleAndat-zx2se 2 години тому

    ❤❤❤❤❤❤🎉

  • @teklabbeyene8459
    @teklabbeyene8459 8 годин тому

    Abel haweyyy neska betam jegena Abi haqeee tineber seb ika... Anbesa ketsele

  • @foziyamohammed5277
    @foziyamohammed5277 6 годин тому +2

    ብጂ ወዲ አፎም ጋሕ በል

  • @aeqlitiray
    @aeqlitiray 4 години тому

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🏽🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @SimonMokonen-f3p
    @SimonMokonen-f3p 7 годин тому +1

    ኣነ ግን ሕውሓትን መሰልቱን ኮሜዳን ዘይጅምሩ ኣብ ውሽጢ5 ወርሒ 41ኩንታል ወርቂ መስተን መካይን ድዩ ዝምዘን ብምንታይ ድዮም ዝፍሕርዎ ያ ማዕጉላ ቀስ ጌርኩም ነኩቱና😂😂😂😂😂

  • @danielwelday9622
    @danielwelday9622 5 годин тому

    ናትናኤል ኣምበሳ ኣቦ ሐቂ ካላይካ ሐቀና መምህር ኣብራሃም ተክሉ ሐቀና ትግራዋይ ተረኪቡ ኣጀካትኩም ብ አግዛብሄ ታሐጎሱ

  • @berhaneabreham618
    @berhaneabreham618 9 годин тому +3

    ትግራዋይ ክሕደት ጥልመት ክድዓት ናይ አቦታቶምዩ

    • @TesfayHabtemariam-b8l
      @TesfayHabtemariam-b8l 6 годин тому

      Anta ageb zeytigebru ? Abzi nay tigraway Media mexika ni hizbi txaref ? Wey dinkurina

  • @gerigeriyo7799
    @gerigeriyo7799 10 годин тому +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @WeerWwer-pc5ix
    @WeerWwer-pc5ix 7 годин тому

    ናቱ 👍🙏❤️❤️❤️

  • @freweyniyhdego7141
    @freweyniyhdego7141 6 годин тому +1

    🌲🌲🌲🌲🌲🌲🇪🇷🇪🇷♥️♥️

  • @XegaAfe
    @XegaAfe 9 годин тому

    🙏♥️🎄ናትናኤል ርሑስ በዓል ልደት🎄♥️🙏
    😂😂😂😂 ኤሊታት ወያነ መሳኪን ብሓሶትን ስርቅን ታሪኽን ጅግንነትን ዝስራሕ መሲልዎም

  • @AbrahamAraya-i1n
    @AbrahamAraya-i1n 7 годин тому

    ኣነ ናቲ ሃወይ አዚ ሰብ ኢዚ ንትግራይ ክመርሃ ነርዎ ከርኒ ኣፍሪካ ሰላም ምረከበ

  • @geni8007
    @geni8007 2 години тому

    Alula ezi kulu menesey hawi yetika hefer😮

  • @mebrathualazar4595
    @mebrathualazar4595 8 годин тому

    Nati the great

  • @geni8007
    @geni8007 2 години тому

    Debrexion president Isayas Afewerki mekereka aysemakumon million hizbi atefeka higi mefekar yeakleka😮😮😮😮😮😮😮😮

  • @trussom647
    @trussom647 10 годин тому +2

    ናቱ ርሑስ ሓድሽ ዓመት እግዚኣብሔርር ይሃብካ ዝገርም ነገር እኮ እዞም ሙሁራት ኢና ባሃልታ ደናቁር ሰባት ዉሑዳት ከይኮኑ ቡዙሓት ኢዬም ስለዝኾኑ ኢዩ ድማ ዝዳጋገም ዘሎ እዚ ኻኣ ዓቢ ሽግር ንህዝቢ ትግራይ ኢዬም ስለዚ ንስኻ ገለ ሰማዕቲ ተረኸብካ ተጋደል ምእንቲ ሽግር ህዝቢ ትግራይ ክፍታሕ ።

  • @alemsemere5056
    @alemsemere5056 5 годин тому

    ብዓል መንዮም እቶም ወረርቲ ቅድም ይውጽኡ ዝብል ዘሎ?

  • @yonasdebesai9286
    @yonasdebesai9286 8 годин тому

    ኣነስ ናቱ እዚ ሰብኣይ ደክተር ድብልዋ ምሁር ኮይኑ ስለ ዝመጸ ኢዩ እንበር ንመን ኣዘኪርኒ እቶም ምስ ደርጊ ወጊኖም ንህዝቢ ትግራይ ህዝቢ ኤርትራን እንዳሓሰዉ የሕሊፎም ዝህቡ ዝነበሩ ተጋሩ ብሽም ኢትዮጵያ።

  • @BerhaneSium-ox1so
    @BerhaneSium-ox1so 4 години тому +1

    Muhur deqoro

  • @BereketAtaklti
    @BereketAtaklti 9 годин тому

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤

  • @GnJ-m8r
    @GnJ-m8r 8 годин тому

    ናቱ ብጣዐሚ እየ ዘደነቀካ ህዝብ ትግርይ ልብ ክገበር አለዎ እቲ ንእሽተይ ወሎድ ክነቀሕ አለዎ ደቅታቶም አብ ወጻኢ አቀመጦም ደቂ ደኻታት ከጠፎ አይኮኑን ኤርትሪ በቅጽማይ እያ ወሰደቶ ናጸነተይ።

  • @michaelmarikos8813
    @michaelmarikos8813 Годину тому

    ኣብርሃ ሓቂ ስለዝተዛረባ ሕጂ ኣብ ትግራይ ውሕስነት የብሉን። ክቀትልዎም ክንጽልዎን ክፍትኑ እዮም። እንተተኻኢሉ ናብ ኤርትራ ክሰግር ኣለዎ። ውሕስነቱ ክረጋገጽ መታን።

  • @gebrebrhansium5047
    @gebrebrhansium5047 7 годин тому

    🎉🎉🎉🎉❤

  • @salihomer2465
    @salihomer2465 8 годин тому

    Selam natu izi ab mongo hizbi Eritrean tigrayin tigebro bitami ye zedniqeka. Gin abza ab Aksum lomqene ab deqi anistiyo Aslam zi tewhabe wisane kea zeymitinkafka qir iluni.

  • @21cent.ERITREA
    @21cent.ERITREA 6 хвилин тому

    26:49 Xadkan zileakom eyom eziom.

  • @josephhaile7652
    @josephhaile7652 9 годин тому

    40 Kuntal Werki ab Juba wedi Beshasha Atyu lo ageb were Tigray bi Ma idin Habtam mukana Ayfeletkun nere ko Thank you

  • @Erilovr4311
    @Erilovr4311 6 годин тому

    Natu way eyom eziom mehurat ena bahalti selam zey dalyu mes hezbi Eritrea anes mara eyu zegarmni I don’t get it bro

  • @bahabelomfissehaye6223
    @bahabelomfissehaye6223 9 годин тому

    ❤️❤️❤️❤️

  • @Kulu-dehri-hager61
    @Kulu-dehri-hager61 6 годин тому

    Hezbi tegray ne memher giziawi memhdar geru zeimersto wedey

  • @mebrahtumehari9107
    @mebrahtumehari9107 25 хвилин тому

    👍👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹♥️🙏♥️♥️🙏🙏💪💪

  • @EmbayeGrebrat
    @EmbayeGrebrat 8 годин тому

    ብልሽውና!
    ፖለቲከኛ በቀለ ቤትመግቢ ክከፍት ዝበቅዐ፡ ሕጂ ተራ ዘመነ ኦሮሞ ዝለዝኮነ ማለትድዩ ይሕዋት😃
    🤝❤🕊

  • @medhingerezgiher2463
    @medhingerezgiher2463 8 годин тому

    💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪🖐🖐🖐🖐

  • @fidelweldekiel7131
    @fidelweldekiel7131 9 годин тому

    በቀለ ገርባ

  • @peaceforall1583
    @peaceforall1583 3 години тому +1

    ኤርትራ ትብሃል ሃገር ናጽነታ ብቅልጽማ ብርሃጻ ብደም ደቃ መስዋእቲ ከፊላ መራሕቲ ኢትዮጵያ ኣፍንጭኦም ሰይራቶም።

  • @goitomfekadu7950
    @goitomfekadu7950 4 години тому

    ሰላም ናትናኤል ርሑስ በዓል ልደትን ሓድሽ ዓመት ይግበረልና ። ሕቶታት ኣሎዋኒ እዚ ንስኻ ተመሓላልፎ መደብሲ ተጋሩ ይርእይዎድ? ኣብዚ ኮመንት ክርእዮ ከሎኹስ ናይ ኤርትራውያን ጥራሕ እዩ። እዞም ዶኳትር እቲ ሓቂ ጠፊእዎም ኣይኮነን ፡ ግን ዝተጀመረ ናይ ጽልኢ ጎስጓስ ክቅጽል ኣሎዎ ስለዝተባህለ እዩ ። እምበር ኣሽንኳይዶ ቅድሚ 20 -30 ዓመት ዘጋጠመ ታሪኽ ምትሕግጋዝ ፡ ናይ ክንደይ ኣሽሓት ኣማኢት ዓመታትኳ ክትሕዶ ኣይከኣልን። ወያነን ሻዕብያን ኣብ ኲናት እንተዘያቱ ፡ ሎሚ ኣበይ ምሃለና ፡ ናይ ኣፍሪቃ ዝበለጻ ሃገራት ምኾና ፡ ተጋሩ ሎሚ ኣብ ኤርትራ እቶም ዝበዝሑን ዝዓበዩን ሰብትካል ኮይኖም ምሃለው ፡ ኮይኑ ግን ኲናት ኣጋጢሙ ኣብዚ ደረጃ ኣሎና ፡ ኩልና ፋሕፋሕ ኢልና ። ብዓቅምኻ ዝከኣሎካ ትገብር ኣሎኻ ፡ ግን ብኽልቲኡ ወገን ማለት ብዓቢኡ ብተጋሩ ወገን ከምኡውን ኤርትራውያን ሕድገታት ገርካ ናብ ሰላም ክመጽእ ድልየት ስጋብ ዘዮሎ ፡ ኲናት ኣብ ሞንጎ እዞም ውጹዓት ህዝብታት ዘይተርፍ እዩ ፡ ግን ብዝከኣሎካ ጽዓር እየ ዝብለካ ።

  • @melaketekie4602
    @melaketekie4602 10 годин тому

    Halo adi halo 😂😂😂😂😂😂

  • @frezghitsegay9930
    @frezghitsegay9930 Годину тому

    Emini diu werki emo tigray haftam eya

  • @yemanemirach3639
    @yemanemirach3639 8 годин тому

    ናቱ ኢዚ ኩቡር ሐው ጻዕዳ ቆቢዕ ዝለበሰ ብዛዕባ ኢቲ ሁሉው ኩነታት መሬት ትግራይ ሕረስታይ ትጋርይ ብታንኪ መራገጺ ኮይና እንተድኣ ብሂወት እንተኣሊዩ ክምስገን ዝግቦኦ ሰብ ኢዩ

  • @Mike-eritrea291
    @Mike-eritrea291 4 години тому

    ካብ ሎሚ ዕሽነት የለን ናቲ፡ሽዋውያን ናብ ትግራይ ገጾም ተመጽዮም 0 ተጻዋርነት።ረብሓ መራሕቲ ን ትካላቶም ኣብ ኣዲስ ክብሉ ኢትዮጵያ ክብሉ ኢዮም፡ ህዝቢ ትግራይ ግን ዘድልዮ ሰላም ምስ ህዝቢ ኤርትራ ኢዩ። ህዝቢ ትግራይ ንሽዋ ዘይኮነ ናብ ወደባትና ከም ድላዩ ዝሽቅጠሉ ግዜ ክመጽእ ኢዩ።

  • @hermonogbamichael8599
    @hermonogbamichael8599 5 годин тому

    Aye Alula. Hiji nihiwehat kitserif izi kulu seb awagiue. Kulu nimiray miqinay

  • @CAMBRIDGETRUCKING-qt1no
    @CAMBRIDGETRUCKING-qt1no Годину тому

    Tsadqan is the most wanted criminal in the list of EDF (ሻዕቢያ)

  • @alganshmehar3892
    @alganshmehar3892 6 годин тому

    Entay eyom ezom nay Tgray mhurat si dbluwo do yfeltu eyom

  • @CAMBRIDGETRUCKING-qt1no
    @CAMBRIDGETRUCKING-qt1no 2 години тому +1

    ሻዕቢያ ካልእ ይትረፍ ን5 ዓመት ኢትዮጵያ ሓሊዋን ኣረጋጊኡን እዩ ኣረኪብዎም።ደቂ ማይ ጠላሚት ግን ተሰልቢጦሞ።

  • @dawiteliffe9027
    @dawiteliffe9027 10 годин тому

    ዓለቕቲ ማለሊት ህውሓት ወያነን ፍንጫል መሰንገል ህውሓት ግዝያዊ ምምሕዳር መንግስቲ ትግራይ መራሕትን ደገፍቶምን ደመኛ ጸላኢ ህዝቢ ትግራይ ምዃኑ ህዝቢ ትግራይ ዛጊት ኣብዚ ሰዓት ነቲ ኣብ ልዕሊኡ ወሪድዎ ዘሎ ሕሰምን መከራን ጠንቂ መን ምዃኑ ዘይፈልጥ እንተ ድኣ ኮይኑ ፡እዚ ኣብ እዕሊኡ ወሪዱዎ ዘሎ ሕሰም ዘይቕንጠጥ ጾር ኮይኑ ክቕጽል ባዕሉ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ልዕሊኡ ነዚ ሕሰም ንክቕጽል ከምፍቃድ ይቑጸር።

  • @azebweldu7852
    @azebweldu7852 9 годин тому

    ኣይ ጋል ወዲ ኣይ ሃገር ክልል 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @mehariafowerki2528
    @mehariafowerki2528 6 годин тому

    Bekele gerba

  • @MerhawiGhebrezgiabher
    @MerhawiGhebrezgiabher 3 години тому

    ናቱ ኣምበሳው ሐደ በይንኻ ሁጡሩን ንፉዑን ትግራዋይ ተረኺብካ የለዉን እንዲዮም ካኦት ብድ ድ ወይከኣ ዘይትንኡ
    ስለዚ ሽግር ጎረበታችን ሓዝቂ ስለ ዘይተውጹ እዩ ውርደተኝታት ትግራይ ኢናንሕና መን ይኽለና መንግስቲ የብልኩም ገንዘብ የብልኩም ባሕሪ የብልኩም 27 ዓመት መንግስትነት ሒዝኩም ንድሕሪት ከም ሽንቲ ገመል ተመሊሽኩም ን ኤረትራ ኣይትሃውኹዋ
    ለኽበጥበት ኣይትብሉ ለኽባጣት

  • @AmanuelRussom
    @AmanuelRussom 3 години тому

    እዚ ናይ ትግራይ ነገር መትሐዚ ተሳኢንዎ አረ መጨረስታ እንታይ እዩ ኽኸዉን

  • @geni8007
    @geni8007 2 години тому

    Etqi fetihikum ayfetakumn kulu hade eyu 😅😅😅

  • @tsegezeabsshle4341
    @tsegezeabsshle4341 10 годин тому

    Ab 4kilo mediyu neru eba beleley bejaka

  • @michaelTesfai4
    @michaelTesfai4 4 години тому

    ሰላም ናትናኤል ርሑስ በዓል ልደትን ሰላምን ፍቅርን ዝሰፈኖ ሓድሽ ዓመት 2025። ናይዚ ዶክተር ትንታነን ኣታሓሳስባን ዘገርም'ዩ። ምክንያቱ ታሪኻዊ ድሕረ ባይታ መግዛእትታት ቱርኪ፡ ግብጺን ድሕሩ ድማ መግዛእቲ ጥልያንን ምምሕዳር እንግሊዝን ከመይ ይርሰዖ ወይ ይዝንገዖ። ኣፍሪቃዊ ሕብረትን ሕቡራት ሃገራትን ካበይ ተበጊሶም ናጽነት ኤርትራ ኣሚኖም/ ተወቢሎሞ። ውድብ ሃገር ወይ ድማ ውልቀሰብ ፈትዩ ዝኣምን፡ ጸሊኡ ዘሐድግ የለን እንታይ ደኣ ብቃልሲን ሕጋውነትን ጥራይ'ዩ ወሳኒ።

  • @nimrodgabriel2266
    @nimrodgabriel2266 6 годин тому

    ኤረትራ ደቃ ኣብ #ኣራት_ክሎ እንተ ዳኣ ኮፍ ኣቢላ ካብዝ ዝዓብ ክድነቅ ዝግብኦ ታርክን ጀግንነት ኣሎ ድዮ ፣ ቻርተር ውውድብ ሓድነት ኣፍርቃ #መግዛእታው ዶባት ከምዘለወ ዝቅበል ቻርተር ውድብ ሓድነት ኣፍርቃ ሃገራት ኣፍርቃ ብመግዛእታው ውዕል ዝተመሰረታ ዶ ኣይኮነን ዝብል ፣ ሰልዝ ኤረትራ ከም ኩለን ሃገራት ኣፍርቃ ብመግዛእት ዝተመሰረተት ሃገር ያ ፣

  • @Tekle-hz8oh
    @Tekle-hz8oh 5 годин тому

    ኢሰያስ ሓቢርና ንንበር ኢሉ :: መለስ ግን ብምራባውያን ንቀይሕ ባሕሪ ኣብ ትሕቲ ኢትዮጵያ ክትኮውን ዉግእ ምስ ኤርትራ ከፊቱ ኤርትራ ኣካል አትዮጵያ ክትኮውን' ሞ ቀይሕ ባሕሪ እስራኤል መሕለፊ ክትረክብ ካብ 40 ታት ዝእለም ዝነበረ ቶንክል ናብ ክልተ. መ ቕሎም ካብ ናይ ዓለም ካርታ ጀትፉኡና / ቅድምሱሱና ሓሲቦም ነይሮም :: እግዚኣብሄር ኣድሒኑና :: ትንቢት ተፈጺሙ :: ተመስገን : ተመስገን : ኣሜን :: ሞት ከም ኣዳም :: ተጋሩ ኣይበደሉን : እንታይ ድኣ ዝበልናኩም ግበሩ ስለዝበልዎም ግን ትብዓት / ዓቕሚ ስኢኖም / ድያብሎስ ኣስሕትዎም :: ዉድቀት መሪጾም ::መለስ አባል ቁጽሪ (666) ስለዝነረ : ሕዝቢ ትግራይ ሓሲምዎ / ወድቑ :: ትግራይ ኣብ ክልተ ተመቕላ :: ሕማቕ ዕድል ::

  • @OneUnitedRayaMedia-arm933
    @OneUnitedRayaMedia-arm933 8 годин тому +5

    አንተ ግን ትናንት ከአብይ ጎን ቆመህ አልነበረም በጦርነቱ የተሳተፍከው?

    • @menemoyfelto1510
      @menemoyfelto1510 7 годин тому

      ዝም በል ኣንተ ባንዳ። ታዲያ ገታቸው ምን ተገኘ ትላንትና ጠላአት ኣቢ ኣልነበረን ለምን ኣልጠየቅን

  • @EfremHans
    @EfremHans Годину тому

    𝑁𝑎𝑡𝑢 ℎ𝑎𝑤𝑛𝑎 𝑟ℎ𝑢𝑠 ℎ𝑎𝑑𝑠ℎ 𝑎𝑚𝑒𝑡 𝑚𝑠 𝑠𝑑𝑟𝑎𝑘𝑎𝑛 𝑓𝑒𝑡𝑒𝑤𝑡𝑘𝑎𝑛 𝑎𝑏𝑜 ℎ𝑎𝑘𝑖 ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @yoditzerom1267
    @yoditzerom1267 3 години тому

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤

  • @fiorimengestab4252
    @fiorimengestab4252 8 годин тому

    ❤❤❤

  • @hirtiwold1838
    @hirtiwold1838 4 години тому

    ❤❤❤

  • @gergeshkeleta907
    @gergeshkeleta907 9 хвилин тому

    ❤❤❤❤❤❤❤