Mestyat Betna | ካብ ምህሮ ኣእምሮ ዝነበሮም ኣበዋት እንታይ ቢሎም ነበሩ፧
Вставка
- Опубліковано 6 лис 2024
- Mestyat Betna is one of the most well known Eritrean UA-cam channels with an ever increasing number of followers and subscribers. It broadcasts a number of interesting topics and issues with a particular focus on Eritrean politics, culture and art. It is a favorite media channel to hundreds of thousands of Eritreans and is known for its undying, relatable and timely content. Mestyat Betna also provides a platform for motivating and encouraging Eritrean rising stars in music, drama and poetry.
ክቡራት ተኸታተልትና፣ ነዛ መጽሓፍ ኣብ'ዚ ሊንክ ኣቲኹም ክትእዝዝዋ ት ኽእሉ ኢኹም semayat.com/product/ያታውን-ዘመናውን-ምስላታት-ትግርኛ/
ጽቡቅ ጌርካ፡ ክገዝ እየ።
እሺ ክቡር ሓዉና
መንፈሳዊ መዝሙር እዉን ኣብዚ ኣለና ኣቲኹም ክትሰምዑ ትክእሉ ኢኩም ክቡራተይ 👏👏ua-cam.com/video/Y5IVUBQ0t1I/v-deo.html
ብጣዕሚ ጽብቅ ዛኪ ሓወይ
Pls I pay 24 pound on the 7 of January but still I didn’t get it can same explanation what happened?
Bravo zaki ናይ በሓቂ ኑፉዕ
ደስ ዘብል መደብ ዛኪ ሓወይ ከም ወትሩ ቡሉጽ ብልሂ ሓወይ ወደቦታቱ ጽንዓደግለታይ እወ ንሕና ድማ ሓውና ሙኻንኻ ኣዚና ንሑጎስ
This is an excellent news. Congratulations to Brothers Ermias and Zekarias for keeping your father's legacy alive.
ኣምላክ ይባርካ
ተስፋ ከይቆርጸና ማዕረ ሕዝብታት ዓለም ክንከዉን ኢና
ኣየወ! ቃንቃን ባህልን ብቀሊሉ ዘይርከቡ ኣዋርቅ እዮም፡
ኢደ ኢድካ ንበል ደቂ ዓደይ ጽቡቓት
ኣብዚኣ ክእርመካ ዝሓወይ ቃንቃ ኣይኮነን ፡ቋንቋ ዩ ዝጽሓፍ
@@howtotieatie5845 ya bro but Aten qalat mxhaf abienani Anber ab 2y kfli keleku kema temahire niere.
Aten qlat gn mmxaA abienani abti mexhafi natey hahahahhaha qaqaq gereyo msh
ኣምላክ ቁዱሳን የብረሃልኩም .ጽቡቅ ሓሳብ ኢዩ.ዘካርያስ ሓወይ!
Congratulations ma dear bro u give us precious gift and ur beloved dad left statue......congratulations again am proud of u all.
Wow great information thank you brother Zacarias 🙏
Wow Zaki hawna
Meseret blhka lomi berihlna....Anabesa Eritrawi hawey. Proud of you and your family.Egzabher Edmen Tienan yhabkum🤩🤩
ናይ ብሓቂ ዛኪ ሓወይ ጽቡቅ ሓሳብ ዉን ።
Thank you, Zaca! CONGRATULATIONS to the authors!
ዋው ብጣዕሚ ጽቡክ 🇪🇷
ኣበዋትና ደኣ ኣዝዮም በላሕቲ እንድዮም ምዕቡላት፡ ኣየርእየለይ ከኣ ንሕና ደናቁር ከኣ ንእሽቶ ኢንግሊሽ ጥራይ ስለዝከኣልና ንኣቦታትና ድሑራት ክንገብሮም ንፍትን፡ ውጽኢቱ ከኣ ንርእዮ ኣለና።
ግን እዚ መንእሰይና ናይ ምንባብ ልምዲ ከሕድር ንግበር፡ እዞም ናይ ሜድያታት ሰባት ከኣ ንሓደ 20 መጻሕፍቲ ዝጸሓፈ ሓያል ጸሓፊ ደራሲ ገዲፍኩም ንሓደ ባዕሉ ዘይገጠማ ሓንቲ ደርፊ ዝደረፈ ቆልዓ ኣምጺእኩም እናላለኩምና ከመይ ጌርና ናብ መጽሓፍ ክንከይድ፡ ናብታ ዘላለኩምና ግጥሚ ዘይብላ ደርፊ ኬድና ለለይ ንብል ሞ ሓንጎል መንእሰይ ከኣ ለለይ ኮይኑ ይተርፍ ከምዚ ንርእዮ ዘለና።
ኣማን ብኣማን ሓወይ::
ንገዛእ ርእሱ ዝኸውን ንሕብረተሰብ ይኸውን!!!
Congratulations zaki hawey azikum buluxat sedra ekum edmen tenan yhabkum
ኣቦታትና❤❤❤
Thank you brother for your advice!!
Btaemi na nemesgneka zaki kemzi bbzhi yedlena lo ❤️❤️🙏
ሎሚ ናይ ልበይ ረኺበ፡ ደስ ከኣ ኢሉኒ። እዚ ኣዚዩ ክጉስጎሰሉ ዝግብኦ ጽቡቕ ሓሳብ እዩ።
ዘካርያስ ሓወይ ኣዚና ነመስግን! ብደሓን ምጹ።
Thank you, Zack. God bless
ሰላማት ዛኪ አንቃዕ ብሰላም መጻኻና
Very good and say thank you to the writers
Zehigusn Zineadin Aberkito ni Quanikuaka TIGRNYA ! YEKENYLNA KUBRAT SEDRA...
Danke Zaki hawena
ስድራኻ ድዮም ሓቅካ ኢኻ ንስካ ውን ንፋዕ ክትከውን ኣጆካ በርትዕ በል ነቦካ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ።
Wawo amazing zaki hawey bkezakum ekum muhurat 🥰🥰🥰🥰
ዛኪ ሓውና ኣቦ ሓቂ !
Bravo 🏅🏅🏅🧑🎓🧑🎓🧑🎓🧑🎓🧑🎓🧑🎓🧑🎓🧑🎓 thanks more 👍👍
Wonderful Job!
Thank you so much 👍👍👍❤
ዋውው ብጣዕሚ ጽቡቅ ዛኪ ወዲ ህዝቢ
ዋውውው ዛኪ 😊
ከም ንቛንቛኻ ምጥቃምን፣ ምኽባርን ዝአመሰልዎ የለን። ንምምዕባሉ ዋላ ንኺኢላታትን፣ ሰብ ተውህቦን እንተተገደፈ።
እዚ ከምዚታት ክለዓል ከሎ፤ ናይ ርእሶም ሃይለ ኩል ጊዜ እዩ ዝገርመኒ። ዘካርያስ ነዚ ኸምዚታት አለልዩ ምፍናዉ ዝለዓለ ምስጋናይ።
Great
Hey zaki happy new year and I would like to buy this book 📖 so how can I get pls?thanks
Willkommen zaki jegna
እንካዕ በሰላም መጻኩም ዛኪ ኩቡሩ ሰብ ቆንቃካ ክከብር ኣለዎ
intelligent familiy
Good job Zaki
you are the best star ermle
Btami xbuq
Super
Well done
Well done❤️
Yess hji grm gerkum Zaki hawey
Wawaw nice wellcome
ሓቅካ ጂግና ጽቡቅ መደብ አዩ ጀምሮ
ኣቦን ወድን እንቋዕ ናይና ኮንኩም
*Welcome zakawi*
💥💥
Zaki wedi kburat kbur❤️🙏👍
Thank u Zaki
Waww des zbl zena eyu
ትግርኛ ዕበ ትግራዋይነት ይዓንብብ። ዓጋመ ክብሉኻ እዮም ግዳ ቶም ተጋሩ ኣይኮናን ዝብሉ ህጂ
ዋእ ትግርኛ ንዓና እንዶ ይቀርበና መዋእልኩም ብኣምሓረኛ ትዛረቡ ዝነበርኩም ሕብረተሰብ እኩም ኮ ተጋሩ ሓቂ እንዶ ኣዛርቡና እዛ ትግርኛ ዝዓቃባ ኤርትራዊ ትግርኛ ጥራይ እዩ ኣየነይቲ መጽሓፍ እያ እስከ ኣብ ትግራይ ብትግርኛ ተጻሕፋ ኣየነይቲ ፍልም እያ እስከ ኣብ ትግራይ ብትግርኛ ተጻሕፋ እንትርፎ ደርፊ ኣብ ትግራይ ብትግርኛ ዝፈረየ ነገር የለን ቅሩብ ከማን ኣብዚ ክልተ ሰለስተ ዓመት ሳላ ሓያል ጻዕሪ ኤርትራዉያን ትግርኛ ትግርኛ ክትጨንዉ ጀምርኩም ኣለኩም ሓደራካ ግን ህግደፍ ኣይትበለኒ ከምቲ ንዛኪ ዓጋመ ካይቡልዎ ዝፈራሕካ የ
@@robi7719 ሓወይ ንዓባ ቀንዲ ጠፊእና ዘለና ብሥነ-ልቦና ይኹን ብኽሕደት መንነት ኣንሕና እዞም ኣብ ኤርትራ ዘለና ተጋሩ ኢና እቲ ኣብ ኤርትራ ዝፈሪ ሥነ-ጥበብ ኣንጻር መንነትና እዩ ኣንሕና ዓረበንያ ጥልያነንያ ንሕውስ ነቲ ሃገረ-ሰብ ነናሹ ነቲ ርቱዕ ትግርንያ ዝዛረብ ፋራ ንብሎ እሶም ከኣ ኣምሓረንያ ይሕውሱ ኣምሓረንያ ዘይዛረብ ውን ፋራ ይብልዎ እንታይ እዩ እቲ ፍልልይ ከምዚ ምጽብጻብ ገዲፍና ግን ብሓባር ቋንቋና ነዕቢ ኩልና ወዲቕና ኢና ጸኒሕና ሕጂ ንሓይሽ ኩልና ነቲ ሓቂ ንረኽበሉ እዋን መጺና ኣሎ እሞ ባህልና ቋንቋና ብዓብይኡ መንነትና ኣብ ዓለም ብልጫ ንኽህልዎ ከኣ ንስራሕ። ብሩኽ ምሸት ዝሓወይ
@@Sportcars734 ዓርኩ ንቲ ሓቂ እንዶ ኣይንሕባኣዮ ኣብ ኤርትራ ትግርኛ ዓቢ ቦታ እዩ ተዋህቡዎ ኣብ ትግራይ እኮ ትግርኛ ከም ሳቡጄክት ዉን ኣብ ትምህርቲ ኣይማሃሩሉን እዮም ኣብ ኤርትራ ግን ክሳብ 5 ክፍሊ ትግርኛ እካ ትማሃር ኣብቲ ፍልምታት ዝበልካዮ ገለ ገለ ኣሎ ምስ ባህልና ዘይከይድ እንታይ ይሰርሑ ኣለዉ ክሳብ ትቡል እካ ትከዉን ግን ንሱ ግድፍካ ኣብ ባህላዊ ፍልምታት ጽሑፋት ግን ቡ10 ዕጽፍ ኣብ ኤርትራ ይሓይሽ እተን ዓበይቲ ስነ ጥበባዉያን ትግራይ እኮ ባዓል ሰላም እየን መዋእለን ቡኣምሓረኛ ዝዋሳኣ ዝነበራ እየን ሓፈሻዊ ኣነ ንዕኡ ከስሚዕ እለ እየ ጽሕፈሉ እምበር ትግርኛ ናይ ኩላትና እዩ ካይድቅሰና ክነዕቡዮን ክንዕቅቦን ኪኣ ሓላፍነትና እዩ
@@robi7719 ዝሓወይ ስለ ትግራይ ተፈልጦ የብልካን ትምህርቲ ትግርኛ ክሳብ 8ይ ክፍሊ ቀደማይ ደረጃ ይስራዕ ሰበይ ኣብ ትግራይ ክሳብ 8ይ ክፍሊ እንግሊዘኛ ና ኣምሓርኛ ጥራሕ እዩ ዝተፈለየ ቋንቋ ንማሃረን እምበር እቲ ከሊእ ኩሉ ብትግርኛ እዩ መፃሓፍቲ ደረስቲ ገጠምቲ ኣለዉና ንኣብነት ክወስደልካ ውቅያኖስ ጉዕሽ ኢልካ ኣብ ዮቱዮብ ድለዮ ክትረክቦ ኢካ ከይፈለጥካ ኣይዝረብን ክቡር ሰብ
@@salaamtesfay9009 እዚ ናይ ትማሊ ቆልዓ ድዩ ዉቅያኖስ ትቡልዮ ዘለኪ ኣብ ትግራይ ኔርና እንዲና ኣብ ቤት መግቢ ወይ ዝኮነ ዝጻሓፍ ዝርዝር ዝቡላዕ ቡዓቡዩ ዉን ኣብቲ መእተዊ ታቤላ ዝጻሓፍ ቡኣምሓረኛ እዩ. እስከ ሓንቲ ባህላዊት ትግርኛ ነዋሕ ፍልም ኣብ ትግራይ ዝተሰረሐት ንገርኒ እዘን ኩለን ተዋሳእቲ ተጋሩ ቡኣምሓረኛ ኣብ ኣዲስ ኮፍ እለን ደይኮነናን ዝሰርሓ ዝነበራ ንዒ ዲኣ ትግርኛስ ሳላ ኤርትራዉያን እያ ደልድላ እምበር ተጋሩስ ኣጥፊእኩማ እኩም ኔርኩም ጽቡቅ ነገሩ ግን ሕጂ ኩሉ ትግራዋይ ነቅሑ ብትግርኛ ክዛረብ ብትግርኛ እንተርቬዉ ክገቡር ምብቁዑ ደስ ዘቡል እዩ
Welkom zaki hawey 🥰🥰🥰🥰🥰
ብጣዕሚ ንፉዕ ዘካርያስ ቀጽሎ!
Nice
💯💯💯🙏🙏🙏🙏🙏
❤❤❤
ቡዛዕባ ቓንቓ እንዳተዛረቡካ ኣቡዚ ርእቶ ቡእንግልሽ ኮሜንት ዝጽሕፉ ክሪእ ከሎኩስ ይገርመኒ ቅቅቅቅቅ ኦ my god
ኣበይ ኣላ ዳኣ ዛኪ እታ ሊንክ ኣይሰደድካይቅን ዲካ
ሰዲድዋ ኣብ ላዕሊ
Admen tianan yhabo and neaka zaki
💖💞
Zaki bruh 😍
👏🏾👏🏾👏🏾🇪🇷
Zakiye able habo abo hezibe belhe
ዛኪ ሓወይይይ ጂግና ኣጆካ ንዓካን ንፕሮፈሰር ኤርምያስን ምልእ ስዲራን ዕዲመን ጥዕናን የሃብኩም ። ንሓዉቦይይይ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ።
ወዱ ን ዶክተር ክብረኣብ ኢካ ማላት እዩ ዝከውን ዘሎ ኣሰሰይ ዛኪ ሙሁር ወዲ ሙሁራት ።
ዛኪ ብሮ ማክ ሶ ቫይተር
ዘጉድ
🙏👍
Kibret yehabkum kuburat sdira eiti natu zekbir kebiru ynebir
Abokan hawkan dyom zaki smart
Nay bhaki qanka Tigrigna mqab yedlyo alo
Zaki bale sere wedi halal meriet Ajuka
የሕዌት ሳብስክራይብ ግበሩለይ
Bteami tibuk hasab eyu, kbrab hawey tegediska ktayelu ytsfo
ብጣዕሚ ደስ ዘብል ባሕልና ክሕደስ ኩልና ሓቢርና ንገስግስ: ሕቶ ግን ኔራትኒ? ዓዲ ቑንጺ ኣበይ ኢዩ ዓድታት ሃገርና ብዙሕ ስለዘይፈልጠን
ወረዳ ጽንዓደግለ ኢዩ።
ዓዲ ቁንጺ ሓደ ከኣ ኣብ ሓማሴን ጥቃ ዓድያቆብ ኣሎ።
Wereda segeneyti eyu
Wwww
ትግርኛ መጥፍኢትን ረማሲትን ኤረትራ ካብ ምኳን ዝሓልፍ ቁምነገር ርኢናላ ኣይንፈልጥን ።
ጽሊም ዓረብ ሓወይ ዓረብ ኪኣ ንሶርያ ጽቡቅ የዕቡያ ኣሎ ቃንቃ እዲን እግርን ሃሊዎስ ንኤርትራ ረምሲዎ ይናዓል ሽክለክ