Muza TV- "ሃይማኖት ሓሶት እዩ" ኣዘራራቢ ዕላል ምስ ፍላስፋ ኣማኑኤል ሳህለ(ሓንቲ ዓለም)

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 9 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 743

  • @Habrom-f1v
    @Habrom-f1v Місяць тому +38

    ዓሻ ብልቡ ኣምላኽ የለን ይብል።

    • @tomorrowisgift7723
      @tomorrowisgift7723 Місяць тому +1

      ኣምላክ የለን ኣይበለን።

    • @TesfalemGhirmay-eb5jw
      @TesfalemGhirmay-eb5jw Місяць тому +2

      ​@@tomorrowisgift7723እንታይ ደኣ ኢሉ ከሚኡ ሃይማኖት ዘይብልካ ዲካ ኮይንካ።ምሁር ደንቆሮ ከምዘሎ ኣጸቢቁ ተረዲእና

    • @tomorrowisgift7723
      @tomorrowisgift7723 Місяць тому +2

      @@TesfalemGhirmay-eb5jw እምነት እምበር ሃይማኖት ኣይኮነን ዘጽደቅ፡ሃይማኖት ማሕበር እዩ ወልሓንቲ ትርጉም የብሉን ።ካልኣይ ነገር ሃይማኖት ነቲ ካልእ ሃይማኖት ከምትጸልእ እዩ ዘገብረካብ ፡ከምዚ ከማካ ሃይማኖት የብልኩምን ኢልካ ትጻረፍ ዘለካ።

    • @TesfalemGhirmay-eb5jw
      @TesfalemGhirmay-eb5jw Місяць тому +1

      @@tomorrowisgift7723 ሓወይ ዕሽነትካ ሒዝካ ስቅ ምባል ምሓሸካ።ካብዞም ናይ ለብዘበን ምትእክካብ ኢካ መስለኒ ብስም ክርስቶስ ዝሽቅጡ ነጋዶ

    • @fthawitnuwaye1293
      @fthawitnuwaye1293 Місяць тому +1

      ​@@tomorrowisgift7723aye athsasba amlak zxelalow egzio😢😢😢

  • @Eagle1503
    @Eagle1503 Місяць тому +16

    ካብ መጽሓፍ ቅዱስ ዝኣምኑን ዝፈልጡን ስድራ መጺካ ሃይማኖት የለን 🙈 ብዙሕ ፍልስፍና ናብ ክህደት እዩ ዘድህብ ማለት እዩ😢 ሃይማኖት (እምነት) ድኣ ኣሎምበረይ እቲ ህቶ ኣየናይ እዩ ከም ቃል አምለክ ሓቂ ዝኮነ እምነት፣ እምነት ኢየሱስ ክርስቶስ ( መገዲ፣ሓቂን ፣ህይወትን) ዝኮነ እምነት ❤።

    • @AfeworkiGebremariam-vv9bv
      @AfeworkiGebremariam-vv9bv Місяць тому +4

      @@Eagle1503 መፅሓፍ ቅዱስ እሞ ናይ መን ድዩ??ካብ ኢብራይስጥ ቋንቋ ተተርጉሙ ናብ ግእዝ፡ትግርኛን ኣምሓርኛን ዝተፃሓፈ ናይ እስራኤላዉያን እኮ እዩ፡፡እኒ ነብዩ ሙሴ ዝመሰሉ ሰባት እኮ እዮም ፅሒፈሞ፡፡እሺ፡፡እስራኤላዉያን ግን ዳርጋ98% እዚ ናይ ሓዱሽ ኪዳን ኣይቅበልዎን፡፡ምክንያቱ ብ እየሱስ ክርስቶስ ስለዘይኣምኑ፡፡ስለዚ መፅሓፍ ቅዱስ ኣብ ትግራይን ኤርትራን ፈጣሪ ፅሒፍ ዝተኸሎ ቃል እዩ ትብል ተኮይንካ የዋህ ኢኻ፡፡Never!!! ፈጣሪ ሓደ ሙኳኑ ጥራሕ እመን!!!!Be rational!!or be positive thinker!! ካብኡ እኩል እዩ፡፡እንተዘየሎ ኣኪቶ ኣኪቶ ዝበሃል ኣብ ቤተክርስትያን ዘሎ ሚእቲን ሽሕን ኮተት መስምዒ የብልናን፡፡ቅዱስ ያሬድ ዝበሃል ሰብ ስርዓተ ቅዳሴ ፈጢሩ ፡፡በቃ ምቅባል፡፡እሺ፡፡ዉይይ...ምስ ቤተሰብና ኣይንበኣስን፡፡ሱቅ ምባል ይሕሽ፡፡

    • @merkebhadish6113
      @merkebhadish6113 Місяць тому +1

      Amlak yelon aybelon gn bzuhat eyom n haymanot mesheketi ztqmlu ezi aykbelon eye zbele.

    • @semharkahsay1946
      @semharkahsay1946 Місяць тому

      ኣቤት ርእሲ 😅😅 ሃይማኖትን ፈጣሪ ምእማንን በበይኑ ኢዩ ።

    • @merkebhadish6113
      @merkebhadish6113 Місяць тому +1

      @@semharkahsay1946 anti haftey reski mermri , ski rlki negative mind hizki kolel aytbeli.

    • @AfeworkiGebremariam-vv9bv
      @AfeworkiGebremariam-vv9bv Місяць тому

      @@semharkahsay1946 እወ ሃይማኖትን ፈጣሪን በበይኑ እዩ ፡፡ቅድሚ ምስሓቅኪ ግን ሕቶ ሓቲትኪ ፍለጢ እሺ እዛ ጓለይ፡፡ሃይማኖትን ፈጣሪን ዝተፈላለዩ ከም ዝኮኑ ከመይ ጌርና ኢና እሞ ክነረድኣኪ፡፡like በቃ ሃይማኖት ማለት ምስ ፈጣሪ ክራክበና እዩ ተባሂሉ ከም መንገዲ እንጥቀመሉ ሰብ ዝፈጠሮ እዩ፡፡ከም ድልድል የገልግል፡፡ኣብ ዓለም ዝተፈላለዩ ሃይማኖታት ኣለዉ::ፈጣሪ ወይ ኣምላክ ግን ሓደ ጥራሕ እዩ፡፡ፈጣሪ ማለት ንኩሉ ኣብ ዓለም ዘሎ ይኩንኣብ ዩኒቨርስ ዘሎ ጠቅላላ ትሕዝቶ ዝፈጠረ ማለት እዩ፡፡

  • @ibrahimsaid-saleh1601
    @ibrahimsaid-saleh1601 Місяць тому +3

    ኤርትራ እኮ ናይ ትግርኛ ጥራይ አይኰነትን. ኤርትራውያን ተጋሩ አይኰነን.

  • @Yokitgi
    @Yokitgi Місяць тому +34

    [ሰነፍ ብልቡ “እግዚኣብሄር የለን” ይብል።ዳዊት 53:1

    • @AshenafiAyalew-l9x
      @AshenafiAyalew-l9x Місяць тому

      😂😂😂😂😂 አንብብ መጀመርያ

    • @ሁሉበርሱሆነፀኑቃልየድንግ
      @ሁሉበርሱሆነፀኑቃልየድንግ Місяць тому +1

      በትክክልል

    • @efremtesfai1743
      @efremtesfai1743 Місяць тому +2

      Where in the interview did you hear him saying there is no God? I think you have missed the point .

    • @millionjohn5534
      @millionjohn5534 Місяць тому +1

      @@efremtesfai1743 He said he was protestant(kenisha) and changed his belief to Bahay ( Bahay dont belive that God exists)

    • @adiampawlos6448
      @adiampawlos6448 Місяць тому

      ​@@millionjohn5534 ኣይትፍረድ ከይ ትፍረድ ታይ ደኣ ይኣምኖ

  • @tesfiemichael9123
    @tesfiemichael9123 Місяць тому +15

    ንዓይ ኻብ ድቃስ ምስኣን anxiety ዝድሓነን..ክርስትና እዩ..እቲ ቃል ተርድኡን ብፍቅሪ ምኻድ ምስ ጀምርኩ እዩ..ፍጹም ብኻልእ ኣይምሓወኩን
    ክርስትና ሂወት ኻብ ድቃስ ምስኣንን anxiety ጥራሕ ምሓዋዩ ዓቢ ኢዩ..ጽቡቅ ሂወት ረኺበ
    ግን ካብኡ ዝዓቢ ዘለኣለም ሂወት ኣሎ...እዚ ብ እምነት ዝነብሮ..እዩ. ሞት ኣይፈርሕን..ድሕሪ ሞት ገነት ስለዝኣቱ..ኢለ ስለ ዝኣምን
    ግን.ገነት ክኣቱ ኢሉ ዘይኣምን. ኣብ ቅድሚኡ ሞት ጥራሕ ኢያ ዘላ ድሕሪ ሞት ሂወተይ ትወድኣ ኢሉ ስለዝኣምን. ተስፋ የብሉን...
    ድኹዕ fertilzer ኮይኑ እዩ ክተርፍ..እዚ እንዳሕሰብካ ምንባር..ስቃይ እዩ..ሞት ክፈርሓ ሰብ ግድን እዩ
    ኣመንቲ ክርስትና ሞት ኣይንፈርሕን ኢና. ገነት ክንኣቱ ኢልና ስለ ንኣምን

    • @cruushidaar2616
      @cruushidaar2616 Місяць тому

      ምስ ሞትካ ክትትስአ ምሕሳብ ናይ ቖልዓ ሓሳባት ኢዩ። ዘይትፈልጥ ኣነ ነዚ ኣይፈልጦን ኢየ ኢዩ ዝብሃል።

    • @melodyentertainment77
      @melodyentertainment77 Місяць тому

      @@cruushidaar2616 eti tfelto eske ngerena

    • @mikael3245
      @mikael3245 Місяць тому +1

      @@cruushidaar2616 ስማዕ እንዶ እሞ ኩሉ ሰብሲ ከም ኩሉ እንስሳ አብ ዓለም ነቢሩ ወሊዱ በሊዑ ሰትዩ ይመውት ኢልካ ትአምን ማለትዩ፣ አይትጋገ ወድ ሰብ ብምስሊ አምላኽ ዝተፈጥረ ስለዝኾነ ዘይከም እንስሳ ሓንሳብ ሞት ብድሕሪኡ ተንሲኡ ፍርዲ ይጽበዮ ኢዩ፣ ከምቲ ክርስቶስ ሞይቱ ዘይተረፈ እቲ ብኡኡ ዝአምን ዘበለ ኩሉ ንስኻ ውን ሕጂ እንተአሚንካ ናይ ዘልአለም ህይወት አለዎ፣ እቲ ዘይአምን ግን ዘይአምን ግን ድሮ ተፈሪድዎሎ ኢዩ ዝብል እቲ ጽሑፍ፣ ስለዚ አይዓሹ ልዕሊ ዓቅምኻ ዝኽነ ነገር አይትዛረብ ሓደራኻ ድሓር ካይትጠዓስ፣

    • @MengistabGubsa
      @MengistabGubsa Місяць тому

      ሓሳዊ ናይ ሎሚ ( ክርስትያን ) ፈራሕ ኢዩ ። አይትሓሱ * ሓቂ ፍለጡ * ሓቂ ነፃ ከትውፅአኩም ኢያ ።( ኢየሱስ ) ። ፈጣሪ አብ ነፍስካ ( አብ ህወትካ ) አሎ ። ሞት አይትፍራሕ " ክልአይ ግዜ ፈጣሪ ክፈጥረካ " ኢዩ ። አነ ሞት አይፈርሕን ! ምክንያቱ 10/ ትእዛዝ ፈጣሪ እንተ ፈፅመ ! ክልአይ ክፍጠር ኢየ ። ክርስትና ቅድሚ ( ኢሰያስ- አፈወርቂ ) ዝነበረ ።

    • @fthawitnuwaye1293
      @fthawitnuwaye1293 Місяць тому

      Nay bhaqi hawey natey kabzi hmaq gzie mray khdet ab zbezho mot kbretna yu nana ms amlakna Orthodoxawian nxnai ab emnetna hmaq yu gziu😢😢😢❤❤❤✝️✝️✝️ xelo kuudsan ayflyena enebr khadti bdewom zmetu bezhiom alewu ab gzie zi😢😢😢

  • @Massawa2002
    @Massawa2002 Місяць тому +3

    Mr. Aman Sahele , you are brilliant man I thank you so much for sharing your knowledge with us. 🙏🙏🙏

  • @dahab8993
    @dahab8993 Місяць тому +5

    መጀመርታ ክቡር ኣቦና ኣማኒኤል ብምቅጻል ጌታቸው ሓውና ድማ ኣብታ ቃለመሕትት ኣየስፋሕካዮን ሓሳቡ ትኾልፎ ኔርካ ሕጅውን በዓል ዕድመ ጸጋ ስለ ዝኾኑ ኣቦና ኣማኒኤል ደጊምካ ብዝሰፈሐ ቃለ መሕትት ግበረሉ የቀንየለይ ❤❤❤❤❤❤❤

  • @alexanderbirhane4611
    @alexanderbirhane4611 Місяць тому +34

    aye gazetegna.. qurub aqli zeyblka. kemey zmesele seb aqribkas tukub tukub zkone htotat thatit !? 😔 Good to see you Honorable Amanuel Sahle

  • @robsnet7976
    @robsnet7976 Місяць тому +6

    The Old-age crisis ? This man is going so crazy ! I am a Baha'i as he is, and he's totally talking against the Baha'i faith and principle . I feel sorry to see Amanuel Sahle in such a state. I feel something is wrong, he is either out of his mind or he is trying to revenge against some Eritrean scholars as per his recent word, " Eritreans had provoked me and I had to respond like wise" . Anyhow, this man has cheapened himself so much; he attacks religions, and he attacks Eritrean nationals and nationalism . We shall see what his next hallucinations are.

    • @lahmet5360
      @lahmet5360 Місяць тому

      Mr. Robsnet: Your comment is just ad hominem, nothing else. He spoke the science. Why did you relate it to Eritrea? Eh, this malicious PFDJ destroyed the mentality of many Eritreans, It is very sad. What a shame. I know Memhir Amanuel. Please leave the cheap PFDJ backward mentality.

    • @deluchan8225
      @deluchan8225 Місяць тому +2

      Thank you my dear for saying everything what was in my mind.

    • @holbrook-ul9cf
      @holbrook-ul9cf Місяць тому

      Bravo

  • @Apollo-vq3no
    @Apollo-vq3no Місяць тому

    ጠላም አምሰሉ ኸማኻ ዝአመሰሉ ኢዮም ነዚ ኽልተ ህዝቢ ሰላም ጌሩ ኸይነብር ኸፊኦሞ ዘለዉ

  • @riseNOWshine
    @riseNOWshine Місяць тому +8

    የሱስ ጎይታ እዪ:: JESUS is LORD.

    • @lahmet5360
      @lahmet5360 Місяць тому +2

      Go to school to know the reality. Please avoid hollow language.

    • @fthawitnuwaye1293
      @fthawitnuwaye1293 Місяць тому

      Anat amlak enaty aynet gzi yu wedey eti kbur sim goytana bejakum ab zkone aytxewu😢😢😢

  • @habtezekarias6109
    @habtezekarias6109 Місяць тому +6

    ጋዜጠኛ ትህወኽ ኣለኻ፡ህድእ ኢልካ ሕተት ፡መምህር ኣማንኤል ላይብረሪ ፡ኢዩ ነዚ ዕድል ጹቡቕ ጌርካ ተጠቐመሉ ፡ንኣያና መምህር ኣማንኤል ዕድመን ጢዕናን ይምንየሉ።🎉🎉🎉

  • @admas-d7e
    @admas-d7e Місяць тому +20

    ድገሞ ካልኣይ ግዜ ቃላ ምሕተት ግበረሉ።፡
    ዕምቆት ዘለዎ ዕልል

    • @dawitdebena8513
      @dawitdebena8513 Місяць тому

      You should have chosen a better way.mikinay.
      Something like
      I wish we can hear more of you.
      Mr. AMAN we have a lot to learn from you.
      Mr Aman we can’t have enough of you.
      Admas, Digemo. Mah Bzuhat Mahayman alewa Eritrea (the SAWA generation. Bis,bis belo

  • @jonethebreain2031
    @jonethebreain2031 Місяць тому +5

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣጋላልጻን ኣራዳድኣን ኣቦና ኣማንኤል ሳህለ

  • @dan_tv
    @dan_tv Місяць тому +3

    Teacher, good to see you. It has been long time. GBU

  • @genetgebretsadik
    @genetgebretsadik 21 день тому

    ❤❤

  • @ftatekeste134
    @ftatekeste134 Місяць тому

    Wow good man

  • @hiayabyesus2011
    @hiayabyesus2011 Місяць тому +3

    ቃል ኣምላኽ ከምዚ ይብለና፡ ቃል ፍልጠት የጥፍእ፡ ብዙህ ምርምርኩም ጨሪሽኩም ቤተሰብኩም ሒዝኹም፡ ህልም ኢልኩም ጠፊእኩም እንዲኹም ኣምላኽ ምሕረት ይግበረልኩም፡ ኣንቱም ኣቶ ኣማኒኤል ካብ ንግሁኡ እንድዩ ተባላሽዩኮ

    • @fthawitnuwaye1293
      @fthawitnuwaye1293 Місяць тому +1

      Egziabher mstwal yhabo nay mdrie flsfna kem zeytqim kabziom temagire😢❤😢

  • @emanuelgebrehiwet1872
    @emanuelgebrehiwet1872 Місяць тому +13

    ፈላስፋ ኣቦና ኣቶ ኣማን ሳህለ ዕላሉ ዘይምኖ

  • @ghidenahabtegerghish2940
    @ghidenahabtegerghish2940 Місяць тому +1

    Amlak beayinu mihireu ytmitina ember tay ybehal. Bezeuh miflisaf nab tfeate eu mio fyary libonakume ybareke 🙏

  • @desnetkbrom
    @desnetkbrom Місяць тому +16

    ሓደ እግሮም ጉድጓድ ሰዲዶምስ ሃይማኖት ዘይብሎም🤔ኣማስያይ ኣፀብቀለይ ጎይታይ

    • @AfeworkiGebremariam-vv9bv
      @AfeworkiGebremariam-vv9bv Місяць тому +2

      ሃይማኖት ኣይኣምነሉን እዩ ዝበለ እምበር ብ ፈጣሪ ኣይኣምንን ዶ ኢሉ እዩ?ሃይማኖትን ኣምላክን እባ ፈሊካ ፍለጥ፡፡

    • @dawitdebena8513
      @dawitdebena8513 Місяць тому

      Work on your own haven.Religion is a jock.that is why Isays killed the top papas of Eritrea & all Higdefawian don’t care.

    • @einhornwelt6571
      @einhornwelt6571 Місяць тому +1

      Anes kabzomi betekisian xelote kigibiru wielom tiwey ilom kalie zigebru haymanot zeybilom sebat bahe yebluni.

    • @fthawitnuwaye1293
      @fthawitnuwaye1293 Місяць тому +1

      Anta men eyu bzey haymanot nab fetari zebxhakum abiet risie krub ba hsebu wala kem seb 😢😢😢​@@AfeworkiGebremariam-vv9bv

    • @fthawitnuwaye1293
      @fthawitnuwaye1293 Місяць тому

      ​​@@einhornwelt6571nsu natka mrchaka yu bfqadka win ghanm mitaw alo yu zhawey😢😢😢

  • @amanuelokbu506
    @amanuelokbu506 Місяць тому

    Today is the day of salvation! Jesus christ is lord.

  • @Huruy-oq5pb
    @Huruy-oq5pb Місяць тому +7

    ዋውውውውው ኣማኒኤል ሳህለ ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ ዘኪረ ክንደይ ስሒቕናን ተማሂርናን ካብ ጽሑፋት ኣማኒኤል ሳህለ

    • @rehan222-l1h
      @rehan222-l1h Місяць тому

      ኤርትራዊ ድየም❤

    • @sami4ff
      @sami4ff Місяць тому

      Kndey ewe neaa knenbb gazieta ngezee nierna kkk

  • @KewaniSium-fn2iv
    @KewaniSium-fn2iv Місяць тому +21

    ዕድመኻ የንዋሓዮ ኩቡርን ፈላጥን ተመራማርን ኣቦና ኣማኑኤል። ካብ ጽሑፋትካ ቡዙሕ ተማሂረየ። የቐንየለይ ኣቦ።❤

    • @AshenafiAyalew-l9x
      @AshenafiAyalew-l9x Місяць тому +1

      መፅሓፍ አለዎ ዶ

    • @UseurtimeNow
      @UseurtimeNow Місяць тому

      ኣይተ ከዋኒ ስዩም ዕምሩ የሕጽሮ እዚ ርጉም ጠላም ትግራዋይ ከዳዕ ትግራዋይ ትግራዋይ እንተ ዘይከውን ዓሰርተ ሳዕ ንክልል ዓጸቦ ትግራይ ኣይምተመላለሰ እዚ ርጉም ግኒ ወዲ መስተር ግኒ ከይሓፈረ ድማ ኤርትራዊ ኢየ ይብል እዚ ጨናዊ ትግራዋይ ኣማንኤል ሳህሌ ኣፍቓሪ ጁንታ !!!!"

    • @bltblt2473
      @bltblt2473 Місяць тому

      @@UseurtimeNow
      ኣማኑኤል ሳህለ ኤርትራዊ እንተዘይኮይኑ ኤርትራ ትብሃል ሃገር የላን.

  • @menghisa
    @menghisa Місяць тому +1

    ኣንቱም ሰባት ካበይ ዝተፈጥረ ደንቆሮ ሰብ እዩ። ከምዚ ዓይነት ደንቆሮ ናይ ደንቆሮ ሰብ ኣብ'ዚ ዓለምና ምህላዉ ኣግሪሙለይ።

    • @fthawitnuwaye1293
      @fthawitnuwaye1293 Місяць тому +1

      ናይ ብሓቂ ኣምልክ ሲ ክጸንዕ😢😢😢እግዚኦ ምሃረነ ክርስቶስ😢😢😢😢😢😢

  • @abrahamrussom8960
    @abrahamrussom8960 Місяць тому +1

    You could agree or disagree with him but that is his opinion and some of his ideas are valid

  • @yosiefokbamichael9209
    @yosiefokbamichael9209 Місяць тому +5

    ትግሪኛ ሃብታም ስለዘይኮነ ዘይኮነስ ናይ ተክኖሎጂ ይኩን ናይ ሕክምና ኣስማት ንሳቶም ስለዘፍርይዎ ዘለዉ'ዩ ብትግሪኛ ቃላት ዘይብሉ

    • @KT-tm8yu
      @KT-tm8yu Місяць тому

      አዚ ፈላጥ ዘይኮነስ ጭው ዝበለ ዶንቖሮ አዩ። ንምሳሌ ንስኻ ንስኺ ንስኹም ንስኻትኩም ንስኻትክን ንሰን ንሳቶም ወዘተ ፍሉይ ቓላት ኣብ አንግሉዝ የለን ኢልኩም ሓብርዎ። ብምድጋም አዚ ደንቑርና ይበሃል

  • @MMT1858
    @MMT1858 Місяць тому +1

    Well done Muza kabtom xhufatu badnqot nametat zenbbo and zednqo Kubur Amaniel Sahle zeqrebka,Thank you!

  • @Yohannesboy
    @Yohannesboy Місяць тому

    The topic is really provocative but I know for a fact that a philosopher without God is "someone who looks for a black cat in a dark room that does not exist". At the end of the day, if the definition of philosophy - love of wisdom to have any meaning, it has to embrace the source of wisdom - God.

  • @eritreansportsfocustigrign9161
    @eritreansportsfocustigrign9161 Місяць тому +21

    ሰይጣን ከኣ ኣሎ ሒማቕ ዝገብር። ስለዚ ሃይማኖት የለን ክትብል ኣይትክእልን ኢኻ። ምኽንያቱ በቲ ሓደ ሃይማኖት የለን ዳበልካስ መሊስካ ከኣ ስራሕ ሰይጣን ኢዩ ኢልካዮ፡ መሊስካ ከኣ ንጽጉማት ሰባት ዘይሕግዝ ተኮይኑስ ሃይማኖት ክበሃል ኣይክእልን ኢዩ ኢልካዮ። ስለዚ ሃይማኖት ከም ዘሎ ትኣምን ኢካ።

    • @semharkahsay1946
      @semharkahsay1946 Місяць тому +4

      ሃይማኖትን ፈጣርን በበይኑ ኢዩ ።ስለዚ ኢዩ እዚ ሰብኣይ ሃይማኖት የለን ዝብል ዘሎ ።ሃይማኖት የለን ስለዝበለካ ፈጣሪ የለን ማለት ኣይኮነን።

    • @brookberihun326
      @brookberihun326 Місяць тому

      ወዲ ገዛ ከኒሻ ከምዝኾነን፣ ተኸታሊ ከኒሻ ከምዝነበረን ፣ ዳሓር ናብ ሃይማኖት ባሃይ ከምዝቐየረን ክዛረብ እንከሎስ ተደናጊረ። ሕጅ ካብ ባሃይ ርሒቑ ድዩ ዋላ እንታይ ክርዳ ኣኒ ኣይካኣለን። ክጅምር ከሎውን ሃይማኖት ከምዘይብሉ ተዛሪቡ ነይሩ መስለኒ። ብዝኾነ ዓሚቕ ፍልጠት ስለዘለዎ ጽቡቕ ናይ ሓሳብ ፍሎው ስለዘለዎ፣ ንክትሰምዖ ሳሓባይ ሰብ ከምዝኾነን ዝሰምዖ ዝዕዘቦ'ዩ።

    • @Brave-Is_Mine1
      @Brave-Is_Mine1 Місяць тому

      Try to separate the difference between there’s no religion and there is no Gods.

    • @brookberihun326
      @brookberihun326 Місяць тому

      @@semharkahsay1946 እቲ ዘደናገረኒ "ባሃይ" ሃይማኖት ድዩ wala ኣይኮነን ዝብል ሕቶ'ዩ፡ ኣፍልጦ እንተሃልዩኪ ነገረኒ። ሃይማኖት እንተዘይኮይኑ እቲ ትብልዮ ዘለኺ ቅኑዕ'ዩ።

    • @mussiemehari5482
      @mussiemehari5482 Місяць тому

      ኣምላኽ የለን ኣይበለን።ሃይማኖት የለን እዩ ዝበለ።ሃይማኖትን ኣምላኽን ዘራኽብ የብሉን

  • @weynits571
    @weynits571 Місяць тому +1

    ❤❤❤muza genzeb halfiyu ngenzeb kitetu AMLAK zeyamnu emo buda ziamnu nimegmrta gizey silzkon asenbiduni niesnetka (Gubznaka)AMLAK ykberlu❤🎉❤

  • @fuhgfhtf9637
    @fuhgfhtf9637 Місяць тому +14

    ኣዝዩ ሞያውነት ዝጎዶሎ ቃለ መሕትት! ኣብ ሞንጎ ዕላሉ እናቖረጽካ ዋሕዙ ከም ዝብተኽ ትገብር ኔርካ፡፡ ሓንቲ ዝሓተትካዮ ክምልስ ምስ ጀመረ ናብ ካልእ ትጠውዪ ኔርካ፡፡ ብዑምቀት ንኸየዕልል ጌርካዮ፡፡

    • @numberone6038
      @numberone6038 Місяць тому

      Agree

    • @semharkahsay1946
      @semharkahsay1946 Місяць тому +2

      @@fuhgfhtf9637 እቲ ጋዘጠኛ ስሕው ኢሉ ኢዩ ዝመስል።ምስ ኣወልድ ከመይ ኔርካ ኢሉ ከኣ ሓቲትዎ የዋርዶ።ግዜ ንእስነትካ ከመይ ኔሩ ወይ ፍቅራዊ ዝምደናኻ ከመይ ኔሩ ክብሉ ይግባእ።

    • @Abite-wc6jb
      @Abite-wc6jb Місяць тому

      ​@@semharkahsay1946Haqki eki flasfa adimmu nay tiktokerat htotat eyu aqriblu..bzuh khtet zgbeoo htotat enda halewe nmntay eyu nenetiru kolel keblo wielu ayteredeann..

    • @fthawitnuwaye1293
      @fthawitnuwaye1293 Місяць тому

      ​@@semharkahsay1946kulom hade klte ayashu😢😢😢

  • @weynits571
    @weynits571 Місяць тому +1

    ❤🎉❤Romans 10 ትግ - ሮሜ
    9-11: እቲ ጽሑፍ፡ ብእኡ ዚኣምን ዘበለ ኣይሐፍርን፡ ይብል እዩ እሞ፡ ሰብ ብልቡ ኣሚኑ ይጸድቕ፡ ብኣፉ ተኣሚኑውን ይድሕን እዩ፡ ስለዚ ብኣፍካ የሱስ ጐይታ ምዃኑ እንተ ነገርካ፡ ብልብኻውን ኣምላኽ ካብ ምዉታት ከም ዘተንስኦ እንተ ኣመንካ፡ ክትድሕን ኢኻ።❤🎉❤

  • @Tomorrowwillbebetter-d3w
    @Tomorrowwillbebetter-d3w Місяць тому +2

    Amanuel Sahle the great, we don’t have many left in this world like Amanuel Sahle we need to learn from them before they died

  • @berhanemedhanie9583
    @berhanemedhanie9583 Місяць тому +3

    የቐንየልና ጽቡቕ ትሕዝቶ !! ኩቡር ኣያና መደብ ሓንቲ ዓለም ተኸታታሊት ጋዜጣ ካብቲ ዘይምኖ ተማሂረ ግዜ ኣይጠዓመን 🎉

  • @ሳሚሳሚ-ዀ9ተ
    @ሳሚሳሚ-ዀ9ተ Місяць тому +3

    ሓቁ ኣሎ ሃይማኖት ዝበሃል የለን
    ሃይማኖት ቢዝነዝ
    ኣነ መጻወቲ እልፊ ሎቃምጽን ሸቀጥን
    ክከውን ኣይፈቅድን የ
    ዕድመ ይሃብካ ኣቦና

    • @fthawitnuwaye1293
      @fthawitnuwaye1293 Місяць тому +1

      ብዘይ ሓይማኖት ካኣ ናብ እምላክ መብጽሒ የሎን ማዕረይ ናይ ዘበንና መናፍቃን ዮም ዝሽቅጥሉ ዘልዉ😢😢😢 ኣምላክ ይቅረ ይብለልና እንበር

  • @kunamaculture8681
    @kunamaculture8681 Місяць тому

    This man is very close to be a Kunama.

  • @niatmichael
    @niatmichael Місяць тому +4

    ብመምህር : ፍላስፉ : ጋዜጠኛ : ደራሲ : ተርጓሚ ዝተፈላለየ ቋንቋታት ኣማኑኤል ሳህለ ዝተጻሕፈት ሓንቲ ዓለም ንምስማዕ ኣብዚ ኣለኩም ua-cam.com/play/PLmm9l5wFCm0bU-TOuehev1yDMfZO5HxHB.html&si=i7JKNqZ44U2rgzI8

  • @EriMoralMedia
    @EriMoralMedia Місяць тому +2

    ተውለ! ቀጽሎ ሓወይ ናተይ።
    ንመምህር ኣማንኤል ሳህለ ድማ ክብረት ይግባእ።

  • @tigezana3605
    @tigezana3605 Місяць тому

    ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል ቓለምልልስ፣ ንክልቴዂም ክብረት ይሃበልና። እዛ ቓለምልልስ ግን ሓጺራ፣ ካልእ ግዜ ውን ንመምህር ግዜ ስረቆ ደኣ፣ ሓንቲ ሰዓት ጥራይሲ ውሒዳ

  • @Merike-ts5eo2nl4b
    @Merike-ts5eo2nl4b Місяць тому +1

    ሓወይ ጠቅላላ ናይ journalist ብቅዓት የብልካን

  • @kasiasMAR
    @kasiasMAR Місяць тому +25

    ናይ ልበይ ዝኾኑ ዓብዪ ወላዲ! እወ ሃይማኖት መሸቅጢ ውሑዳት በለፀኛታት እምበር ሰማይ ምስ ምድሪ ዘራኽብ ፈትሊ ፈፂሙ ኣይኮነን። ክብረት ይሃበለይ ኣይተ ኣማኑኤል ሳህለ።

    • @kante5318
      @kante5318 Місяць тому +4

      የለን ኢለ ዳሕራይ ኣቦተኡ ምስፀናሓኒ ርእሰይ ካብዘድንን ወይ ተሓታታይ ካብ ዝኸውን ኣሎ ኢለ ኣቦትኡ ምስ ዝስእኖ ይሓሸኒ

    • @wedihaile4532
      @wedihaile4532 Місяць тому +4

      የለን ኢልካ ምውዕዋዕ ከማን ሸቐጥ ኢዩ ። እንታይ ትገዝእ እዩ ኣገዳሲ ይስርሓልካ ድዩ ከአ ኣገዳሲ እዩ ፡ ከም ኣቦና ኣቶ አማኑኤል Protestant and በሃኢ ሸይጦምልካ እንተዘይሰሪሑ የለን ምባል ይሓይሽ ሕጂ ዶ ደኣ 2 ሸውዓተ ተረኺቡ :: ትግርኛ ተመራማሪ ሰብሪና ገለ ምባል ባሃኢ እየ ኢልካ ዘይናትካ ምሰዓብ ሽግር እዩ:: ንፋዕ ሰብ እዩ ኣብ ገለ ነገራት : ውዱእ ሰብ ግን የለን ። እቲ ሓንቲ ዓለም ዝጸሓፎ ዘንበብናዬ እኩል እዩ ።

    • @brged885
      @brged885 Місяць тому +4

      ​@@wedihaile4532ዓለም ብእምነት ኢያ ትድሕን ሃይማኖት ማሕበራት ኢየን።

    • @AfeworkiGebremariam-vv9bv
      @AfeworkiGebremariam-vv9bv Місяць тому

      @@brged885 yeah!Religions are not mathematical equations which couldn't proven.just religions are man made institutions like Foot ball clubs,Civic organizations,Rotary games and so on.hahaha.....

    • @dawitgebrat1878
      @dawitgebrat1878 Місяць тому +2

      ፍቅሪ!
      ፕሮፌሰ ሳህለ ከምቲ ኣብ ሓድስ ኤርትራ ሓንቲ ዓለም ዝጽሕፎ ዝነበረ፡ ኣብዚ ዕራርቦ ዕድሚኡ፡ ዝያዳ ህዝቢ ኣተሓቃቂፉ ነዛ ጉሒላ ከዳዕ ዓለም ክሰናበታ ምሓሸ🙏
      🤝❤🕊

  • @HN-pr2kj
    @HN-pr2kj Місяць тому +1

    Spanish/Spanish, Portugues/Portugues.....etc.

  • @MussieTesfai-j5j
    @MussieTesfai-j5j Місяць тому

    This person who is born and brought up
    from a great family. It is pity to hear him
    say nonsend all from start to the end.
    Ofcourse he has the right to think,say &
    write what he want,but it is something
    you don't expect from his age. There is
    a saying in Ethiopia "Beidmiyew yekeledal" and why all the titels & adject-
    ives in front of his name.Even the inter-
    viewer was not serious.This shows that
    it was a failure. There are billions who
    have a religion which they believe and
    respect, who is he to say that religion
    does'nt exist ,he forget that he is a sim-
    ple individuall who can't influence even
    another person.

  • @habeshaentertainment2740
    @habeshaentertainment2740 Місяць тому +3

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ አቦና🎉🎉🎉ክብሪ ይሃብካ ብትብዓት ነዚ ክልተ ህዝቢ አሕዋት ኢዩ ኢልካ ክትምስክር ዝክአልካ: ነዚ ክብሉ'ውን ትብዓት ዘይብሎም ስለዘለው ኢየ

  • @misghinaghebremariamtedla5263
    @misghinaghebremariamtedla5263 Місяць тому

    Hasawi eye ezi ,muhur denkoro

  • @abrhaleyrussom1718
    @abrhaleyrussom1718 Місяць тому +5

    Tegaru brukat fetewti fkri selamkum yibzah brukat hzbi

  • @EmbayeGhirmay
    @EmbayeGhirmay Місяць тому

    Memeher amanuel sahela ab 1980 ksab 1985 ethiopia calande ab asmera hafeshawi secondery school libererian nero tmharay nera 12

  • @th-ef6me
    @th-ef6me Місяць тому +8

    የቀንየልና ንክቡር አቦና ፈላስፋ አማኑኤል ሳህለ ዘቅረብካልና ፀባ ስተ ብጣዕሚ ፅቡቅ መደብ

  • @Hech-vq2tx
    @Hech-vq2tx Місяць тому +4

    Nesnet si b awaled iyu zmzen eway hatatay 😂😅😅😅

    • @semharkahsay1946
      @semharkahsay1946 Місяць тому

      ውሕሉል ትግርኛ ይሓጽሮ ኢዩ ሓታታይ ኣብ ኣምሓርኛ ዝነበሩ ብጣዕሚ ኢዩ ትግርኛ ዝኸብዶም።

  • @freweinighebresadick8260
    @freweinighebresadick8260 Місяць тому +2

    ትግርኛ ዝብሃል ህዝቢ ፍጹም የለን - ሓበሻ እዩ ዘብሃል!

  • @mahmudhassen-v1o
    @mahmudhassen-v1o Місяць тому +3

    English English Dutch Dutch polish polish Arab Arab Persia Persia actually it's very rare people and language be different.

  • @KT-tm8yu
    @KT-tm8yu Місяць тому +8

    አዚኣ ናይ ዕባይ ትግራይ ፕሮጀክት አያ።ንቛንቛ ትግርኛሲ " ትግራዋይ" አዩ ዝበሃል ነይሩ ይብለና ኣሎ ኢዚ ፈላስፋ! ትግራይ ትበሃል ሃገር ኣይነበረትን ትግራዋይ ዝበሃል ቛንቛውን ተሰሚዑ ኣይፈልጥን።

    • @uosefabdulla9943
      @uosefabdulla9943 Місяць тому +4

      😂 ኤርትራ ትበሃል ሃገር 'ምበር ነይራ ድያ? ሓዱሽ መጻኢ ስለ ዝኾንካ ኢኻ. ትግራይ ትበሃል ሃገር ከኣ እታ ሕጂ ውን ንከይትህሉ ትፈርሓ ዘለኻ ኤርትራ + ትግራይ እያ.

    • @merkebhadish6113
      @merkebhadish6113 Місяць тому

      Tigray tbehal hager neyra aybelen tgraway zbehal gn neyru n alon . Ezi ajewjew gdef , eritrea 🇪🇷 italy keyfetera entay ybrhal neyru eti seb

    • @Hopeisvisson
      @Hopeisvisson Місяць тому +1

      Zgermi eyu Italy eritrea aykonetn fetirata. Ethiopia tbhal gin dihri eritrea zbel sim kemzmetse zeyfelit Ethiopia kibl kitsemeis maere kindey dinkurina zegatemo hizbi kemtwinin eza Ethiopia yerdaka. Wala etom profserat elom zmikhilom minim aflito zeyblom delusional zegatemom eyom ahwatey kab tselmatn hasotn tarik wistu.

    • @cruushidaar2616
      @cruushidaar2616 Місяць тому

      መርትዖ ናትካ ኣብ ታርክ ዝተሞርከሰ ንገረና አንተዘይኮይኑ ብስሚዒት ኣይትዛረብ። ኛ ኣምሓርኛ ኢዩ።

    • @cruushidaar2616
      @cruushidaar2616 Місяць тому +2

      ኢቲ ዘሕን ኣብ አርትራ ዝመራመር ሓይሊ ዘይኮነ ኮምፓሱ ዝጠፍኦ ዝጻረፍ ትውልዲ ብምፍጣሪ ኢሳያስ ዓቢ ዓወት ኣምዝጊቡ።

  • @TenseaBerhe
    @TenseaBerhe Місяць тому +1

    Very interesting and important ,informative interview. thank you.

  • @weynits571
    @weynits571 Місяць тому

    ❤❤haki Hiyab YESUS haftey KAL yqetil menfes gin HIyaw ygebir😂wo AMLAKY Nezy Abona mihret giberelu mehary ekamo❤❤❤ ni Libu hasabun teqoxasr we Love you baba❤🎉❤

  • @lukatesfay7158
    @lukatesfay7158 Місяць тому

    Arigika si haymonot yelen tbil nab egzabher kerbika tenisah o amilak zigbrwo ayfltin emo ykire belelom

  • @kaliebseium1049
    @kaliebseium1049 Місяць тому +1

    Religion is an institution with its own rule of law and dogma. Spiritual belief is different from religion and upon individual. Everyone has his or her own belief.

  • @eriblood803
    @eriblood803 Місяць тому +1

    Mahber tewelige cenewuti komalat ghembi funfunat fitret...wala enda motkum tihisuwu 😅😅😅

  • @berhaneftwi468
    @berhaneftwi468 Місяць тому +1

    ዝሕዝን አዩ አዙ ትምህርቲ አዚ አኳ መጽሕፍ ቅድስ ዓሻ ስብ ብልቡ አምላኽ የለን አብል

    • @fthawitnuwaye1293
      @fthawitnuwaye1293 Місяць тому +1

      ናይ ብሓቂ ብደዉ ዝሞተ😢😢😢

  • @eseyasghebrhiwet
    @eseyasghebrhiwet Місяць тому +4

    ዋውውው ነዊሕ ዕድመ ይሃብኩም ኣቦና 🙏🏻👏🏻👍🏻👍🏻👍🏻👌🏻ካባኹም ብዙሕ ኢና ንጽበ 👏🏻👌🏻🎇🎇🌐👍🏻👌🏻..

  • @weynits571
    @weynits571 Місяць тому

    bruk hawey genzeb selam❤❤❤ AYHBNYU

  • @alaminyahya1949
    @alaminyahya1949 Місяць тому +1

    ቀደም አብ ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ ሐንቲ ዓለም ተ
    ዝብል ዓምድኻ አይተሐለፈንን እያ ነይራ

  • @weynits571
    @weynits571 Місяць тому +3

    ❤🎉❤John 3 ትግ - ዮሃንስ
    16: ኣምላኽ፡ በቲ ሓደ ወዱ ዝኣመነ ዅሉ ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኺረክብ እምበር፡ ከይጠፍእሲ፡ ንወዱ በጃ ኽሳዕ ዚህብ፡ ክሳዕ ክንድዚ ንዓለም ኣፍቀራ።❤❤❤

    • @fthawitnuwaye1293
      @fthawitnuwaye1293 Місяць тому +1

      ቃል ሂወት የስምዓልና። ማዕረይ ምስ መን ዩ ሞ ምዞም ብሂወቶም ከለዉ ዝመቱ እንዶሞ ኮይኑ😢😢😢

  • @kesetezerom1973
    @kesetezerom1973 Місяць тому

    Yes, English is a language and people from England are called English. So eritreans can be called by their language and ethnicity.

  • @habtom325
    @habtom325 Місяць тому

    እዚ ወድስ ሓቲቱ ኣይክእልን እዩ, ንሰብ ትሓቶ ግዜ ኽኣ ትህቦ ክምልስ, ባዕልኻ ሓቲትካ ባዕልኻ ክትምልሶ እንዳደለካ, ኣብሞንጎ ቐጻሊ ትቖርጾ ኣለኻ እዚ ከምዚ ኽኣ ከም ሰማዒ ብጣዕሚ እዩ መንፈስካ ዝርብሽ, ብቶሞኩሮን ስልጠናን ግን ዝበለጽካ ጋዜጠኛ ክትከውን ትኽእል ኢኻ 👍

  • @kibreabesey9582
    @kibreabesey9582 Місяць тому +7

    ❤❤❤እዋእ ጋዜጠኛ አማኑኤል አነ ካብ ሰራየ እየ አሽንድ አብ ከባቢና ልሙድዩ ኔሩ እታ እዞም ንቁጻት አእጋር ምስመጹ ግዲፈሙና እታ ደርጊ ወጸላ ጉንበት ድሕሪ 2 ወርሒ አቢሉ ናይ መጨረሻ አሸንዳ ርእየን ጥዑም ምሳሕ አዳልየን እተን አሓት አዳልየን አነውን በሊዔየሞ ምስክርየ❤❤❤

    • @jhon.n.paulos
      @jhon.n.paulos Місяць тому

      Wed wodogeba shud up

    • @kibreabesey9582
      @kibreabesey9582 Місяць тому

      @@jhon.n.paulos አብ ኤርትራ ትም በል(Shut up) ዝተብሃልናዮ መዓስ ውሒዱ!! ሓቀኛ እንተትኸውን ብትክክለኛ ሽምካ አይምሓባእካን! አሽንዳ ኔሩ ስለዝበልኩ ዲኻshut up ኢልካኒ?? ወዶ ገባ ማለት ፈትዩ ዝአተወ ማለትዩ! ተግዲዱ ዝአተወ ክትብሃል እዩ ዘሕፍር look ናይ ሰራዊትና ነገር ተገዲዱ ዝተሰለፈ ተገዲዱ ንብ ሳዋ ዝኸደ ህዝብና ተገዲዱ ብዘይ መረጾ መንግስቲ ክመሓደር ተገዲዱ ዝወለዶም ዝፈትዎም ደቁ ንባርነት ዝህብ ህዝብና! ትአብ ደገ ተገዲዱ 2% ክልተ ሚእታዊ ዝኸፍል! ህዝበይ ብፍታው አብ ዝፈትዎ ዓዲን ቦታን ዝነብረሉ ዕድል ክሳብ ዝፍጠረሉ ዝቃለስ ሰብ እየ ግን ድማ ፈትየን ፈቂደን እየ ዝገብሮ!!

    • @danielbarnabas2206
      @danielbarnabas2206 Місяць тому

      አማኑኤል ንኤርትራ እንተንቋሸሸ ኣይትገረም በኣል ዕላማ ዓባይ ትግራይ እዩ ብዙህ ኣይትድከም:: ኣማኑኤል ኣረቂ እንተገዚካሉ ዋላ ንኣዲኡውን ይክሕድ እዩ

    • @TesfalemGhirmay-eb5jw
      @TesfalemGhirmay-eb5jw Місяць тому

      @@kibreabesey9582 ኣታ ደንቆሮ ክሳብ ሕጂ ኣብ ኣውራጃ ኣለካ።ኣሸንዳኩም ሒዝኩም ኣብታ ቆማል ክልልኩም።እንድሕር ከምኡ ኮይኑ ደኣ እተን ትነብረለን ኣታ ኒግሮ ዘይብላካ።ጸቢብ ሓንጎ ከሙ ኢዩ ኣብ ዓሌት ወዲ ዓሌት ኢዩ ዝሕባእ

  • @peacelove7861
    @peacelove7861 Місяць тому +3

    Dear bro,his father name,mather name ,his original village or his village is Geza kensha? You didn't ask him. Why?

    • @Yenhal7
      @Yenhal7 Місяць тому

      Not necessarily you can feel who he is 😂

  • @hagosdebesay8000
    @hagosdebesay8000 Місяць тому

    BabaAmanuel Abey alo? Address xehafelna

  • @tokilokb3497
    @tokilokb3497 Місяць тому

    ሓንቲ ዓለም ብጽምኢ ዝጽበያ ዝነበርኩ ዓምድያ :

  • @RasTeferian-m6s
    @RasTeferian-m6s Місяць тому +2

    ኣብርሃም ሳህለ....ዓርኩ ኔሩ

  • @weynits571
    @weynits571 Місяць тому

    AMLAK mihret ygberlku😢

  • @Seeker_1970
    @Seeker_1970 Місяць тому +1

    😎 እምነት ናይኩሎም ሀይማኖታት ብኸምዚ ኸማና ሰባት ዝተመሃዘ ምህዞ እዩ ከምበዓል ባህሊ ሕጊ ክብሪ LANGUAGE ሜላ አገባብ ወዘተን ካልኦትን እዩ ምህዞ ናይሃይማኖት ሐፈሻዊ ንተፈጥሮ ንፍጡራትን ንሱሩሐትን መንእዩ ሰሪሕዎም ፈጢርዎም መዓስ ብመን ብኸመይ ነዚ ዝፈልጥ ዝኾነ ፍጡር የለን ስለዝኾነ እውን ሰብ ደላያይ እዩ እምበር 👍 አማናይ አይኮነን ብተፈጥሮ እውን አማናይ ክኸውን አይክእልን እዩ እምነት ማለት ብሐፈሻ እንታይ ማለት እዩ ?? እምነት እንታይሙኻኑ ዘይፍለጥ ነገርን ሐሳብን እዩ ስለዝኾነ ኸአ ሐቂ ወይ ክውን ክኸውን NEVER አይክእልን እዩ ብዝተረፈ ሰብ አማናይ አይኮነን ደላያይ እዩ ክብል እንከለኹ እንዳደለየ እንዳተማራመረ እንዳፈተሸ እንዳበሃገ እንዳሐለም ብዝውሐደ ስጋዕ መዓስሙኻኑ ዘይፍለጥ ሂወታት ወይ እዋናት ከአ ይነብር ኩሎም እምነታት ግን ነዞም ዝገልጾም ንኸይእተትግብሮም ንኸይእትፈልጦም ንኸይትኾኖም ስለዝኽልክሉ ብተፈጥሮ ሀይማኖት አንፃር ተፈጥሮ ይኸውን አሎ ማለት እዩ 👍👍 ብዙሕ ክብሪ ነያና ነቦና መምህር አማኒኤል ሳህለ ከምኡዉን ንኹሎም ፍጡራት ክብሪ ንባህልን ክብርታትን ንናይ ትግርኛ

    • @truthonly2023.
      @truthonly2023. Місяць тому

      ደስ ዝብል ኣገላልጻ፡ ምናልባት ኮይኑ ዝስምዓኒ እቶም ብሰባት ከም መስረትቲ ናይተን ሃይማኖታት ዝእመነሎም. . . ኢየሱስ፡ ይኹን ክሪሽና፡ ቡድሃ፡ ላኦጸ... ንባዕሎም ደለይቲ ሓቂ ( Seekers)'ዮም ኔሮም። እቶም ተራ ናይቲ ግዜ ሰባት ይኹኑ ብድሕርኦም ዝሰዓቡ'ዮም ናብ ኣምልኾ ቀይሮሞን ንቓላቶም ኣዘንቢዖም ብኸምቲ ዝመስሎም ተርጒሞሞን ይመስለኒ።
      ተዘይኮይኑ ነቲ ዝመሃር ኣብ ኩሉ እቲ ሃይማኖታዊ ጽሑፍት ክንዮ'ቲ ዘይጭበት ዶግማታቱ ፡ ናብ ሓቂ ዝእንፍት ቃላት ኣለዎ። እቲ ጸገም ኣብ ርድኢት ይመስለኒ

    • @fthawitnuwaye1293
      @fthawitnuwaye1293 Місяць тому +1

      በል ሓዝ ክንግረካ ብዘይ ሃይማኖት ካ ድሕነት የሎን 😢😢😢

  • @zekariasbahlibi2890
    @zekariasbahlibi2890 Місяць тому +3

    መጀመርያ የቐንየልና መምህር ኣማንኤል ብውልቀይ ዘቅርበልካ ምስጋና ነቲ ኣብ ሓንቲ ዓለም ትጽሕፎ ዝነበርካ ፍልስፋንዊ ሓዘል ጽሑፍቶኻ ብጉቡእ የምብቦ ጥራይ ዘይኮንኩ ብዝግባእ ክርድኦ ይፍትን ስለ ዝነበርኩ ነቲ ኣብ ኣምላኽ ዝነበረኒ ኣመለኻኽታ ፍጹም ይዓግበሉ ስለ ዘይነበርኩ ንኽጠራጠር ጌርካኒ ኢኻ።ካብኡ ብምብጋስ ብዙሓት ፍልስፍናዊ ሕቶታት ብቕልል ዝበለ ክርድኦም ሓጊዝካኒ የቐንየለይ።
    ኣብ ርኢቶይ ክኣቱ፥ ኣነ ኣፈጣጥራ ሂወት ኩሉ ደፋእታዊ ሓይሊ ፍልቀት ዝፈጠሮ ሓያል ናይ ውድድር ኣብቲ ደረት ኣልቦ ደርማስ ኣድማስ ዝማዕበለ ሂወት እምበር እግዝኣብሄር ኣብ ምፍጣር ሂወትና ዝኾነ ኣስተዋጽኦ የብሉን ኢለ እየ ዝግምት። ከምኡ ርድኢት ውን ኣለኒ።ኩሉ ሂወት ዘለዎ ፍጡር ኣትክልቲ ይኹኑ እንስሳታት ምስ ሂወት ዘይብሎም ሓመድ፡ማይ፡ጽሓይ ብርሃን፡ንፋስ(ኣየር) ዘለዎም ኣዝዩ ጥቡቕ ዝምድና ብምርኣይ ሂወታውያን ካብ ሂወት ዘይብሎም ዝተፈጥሩ እዮም ናብ ዝብል ዝምባለ እየ ዝያዳ ዝሰማማዕ።ስነ ሞጎታዊ ጭብጢ ርትዓውነት ዝያዳ ክመርሓና ኣለዎ ብሃላይ እየ።ኣብቲ ናትካ ስነ መጎት ክርእዮ ከለኹ ኣብ ትግርኛ፡ሓበሻ፡ትግራዋይ፡ዶብ፡ባህሊ ጂኦግራፍ፡ስልጣነ፡ኦሪታዊ እምነትና፡ሕርሻዎዊ ፍልስፍናና ብዙሕ ዕምቆት ዘለዎ ፍልስፍናዊ መጽናዕቲ ኣይገበርካን ኢለ ይግምት ዝያዳ ኣብ ባዕዳዊ እምነት ባዕዳዊ ቛንቛ መጽናዕቲ ከም ዝገብርካ ይግምት። ኣስማት ደቕኻ ውን ዓረባዊ ስም ምምራጽካ ንፍልስፍና ዓድኻ ብዙሕ ፍቕሪ ከምዘይብልካ እዩ ዘረድእ። ከም መምህር ፍልስፍና ካብ ከንሻ፡ፕሮተስታን፡ብሃይ ዝብሃሉ እምነታት ምምርሳሕ ንትብዓት ፍልስፍናዊ ትብዓትካ ዝበድሆ ኮይኑ ይስምዓኒ።ካልእ ትግርኛ ሃብታም ኣይኮነን ንዝብል ኣነ ውን ይሰማማዕ እወ ናይ ሕራሻ፡መጓሰ እዩ ንዝብል ሓቂ እዩ ንኽምዕብል እንታይ ክግበር ኣለዎ መፍትሒ ኣሎ ድዩ፧ ኣብ መወዳእታ ክብሎ ዝደሊ ብዙሕ ንትግርኛ ሕብረተ ሰብ ዝጥርንፍ ሓቅታት እኳ እንተ ሃለወካ ኣብቲ መሰረታዊ ኣዝዩ ስልጡን ንናይ ትግርኛ ቑጠባ፡ባህሊ፡መንነት፡ፍልስፋና ጥቕሚ ከውሕስ ዝኽእል ግን ስነ ሓሳብ ናይ መምህር ተስፋጽዮን በርሀ(ኣግኣዝያን) ኮይኑ ይስምዓኒ ብዙሕ ትግርኛ ወይ ትግራዋይ ንተስፋጽዮን ብጉቡእ ዝተረድኦ ኣይመስለንን።

    • @fthawitnuwaye1293
      @fthawitnuwaye1293 Місяць тому +1

      እግዚኣብሔር ጸሊኢልካ ማዕረይ እንታይ ነብርቲ ትመስሉ ኢኩም ከ ክንድዚ ንጥፋኣት ትምራመሩ እግዚኣብሔር ሲ ንጠቢብ ብጥበቡ ሓዞ ዝብል ቃል ኣምላክ ኣሎ ጽባሕ ኣብ ፍርዲ ክትሕተትሉ ኢኩም ሞትን ትንሳኤን ከም ዘሎ ንዘክር ቅድሚ ኣፍና ምክፋትና እዚ ሰብኣይ ካኣ ከምዚ ትብሎ ዘለካ ቀቲልካ ዩ እንበር ጠቂምካ ኣይኮነነ😢😢😢

  • @AsmeraEritrea-qi8kg
    @AsmeraEritrea-qi8kg Місяць тому

    Gazietena moyaka aleli

  • @KewaniSium-fn2iv
    @KewaniSium-fn2iv Місяць тому +6

    ኣብዚ ዕድመዚ ከምዚ ጥዑም ዕላል መኣዛ ኢዩ።❤

  • @Brave-Is_Mine1
    @Brave-Is_Mine1 Місяць тому +9

    Immensely grateful for this opportunity to listen Mr Amanuel Sahle.
    Thank you Haweni✌🏽

  • @Bagne1230
    @Bagne1230 Місяць тому +7

    ዋው ፍላስፋ ኣቦና ኢማኑኤል ሳህለ ነውሕ ዕድመን ጥዕናን

  • @cruushidaar2616
    @cruushidaar2616 Місяць тому +1

    ትግርኛ ቓንቓ ኮይኑ መጸዊዕና ግን ሓማሰናይ ሰረወታይ ኣከለጉዘታይ ኢዩ።

  • @weynits571
    @weynits571 Місяць тому +1

    John 10 ትግ - ዮሃንስ
    10: ሰራቒ፡ ብጀካ ኺሰርቕን ኪሐርድን ኬጥፍእን ኢሉ ኣይመጽእን እዩ። ኣነ ግና ህይወት ምስ ተረፉ ምእንቲ ኺረክባ እየ ዝመጻእኩ።

  • @lasksegid8926
    @lasksegid8926 Місяць тому

    Turku 300amet nizi lomi zelo eritrea tegezha
    English 11amet
    Itala 51 amet
    Ethiopia 37 amet
    Eri ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @asmarah3174
    @asmarah3174 Місяць тому +17

    ኣማንኤል ! ኦስትርያን ጀርመንን ሓደ እዮም በልካ ፍሉጥ እንድዩ እንግሊዝን ኣውስትራልያን ዉን ሓድ እንድዮም ግን ነናቶም
    ሃገር ሓደ ባህሊ ኣሎና ኢሎም ብሓደ ኣይተሓዋወሱን። ስለዚ በብያትና።

    • @redbag3453
      @redbag3453 Місяць тому

      ወዲ ሓሳድ ተሓንቅ

    • @HagereyMedia-q4o
      @HagereyMedia-q4o Місяць тому

      @@redbag3453 senef dhur kid nab Ethiopia'ka

    • @yaredokbe4377
      @yaredokbe4377 Місяць тому

      ኣብኡ ርገጽ ወዲ ዓበይቲ

    • @mowdave9578
      @mowdave9578 Місяць тому +2

      @@redbag3453 agame wahid kid rehak kem kedem yimeslkin eritrawi ab riesikin eyu zelo gena

    • @temesgenamlak4301
      @temesgenamlak4301 Місяць тому

      Yess

  • @efremmogos3372
    @efremmogos3372 Місяць тому +1

    Thank you Amanuel mehari medeb.
    Mesahefti hanti alem ab on-line abey yerekeb ba habereta habuni please

  • @hiayabyesus2011
    @hiayabyesus2011 Місяць тому +1

    እግዚኣብሄር ምሕረት ይግበረልኩም ካብ ንእግዚኣብሄር፡ ዓብይ ኣምላኽ ካብቲ ደምቤኡ ብብዝሒ ምርምር ካብቲ ብርሃን ናብ ህልም ዝበለ ናይ ባሃይ መንፍስ ናብ ገሃነም ኣቲኹም ኣሎኹም እሞ፡ ኣምላኽ ናብ ልብኹም ይመለስኩም። እግዚኣብሄር ናይ ንስሓ ዕድመ ሂብኩም ኣሎሞ፡ በጃኹም ካብ ገሃነምሲ ህይወት ምስ እግዚኣብሄር ይሕሸኩም እብለኩም ኣሎኹ። ንርእስኹም ጠፊእኩም ዘሎኹምሲ ብዛዕባ ኤርትራ ታሪክ ክትዛረቡስ ብቕዓትን ፍልጠትን የብልኩምን እሞ፡ ስቕ ምባል ይሕሸኩም። ጽልኣት፡ ኤርትራን ኤርትራዊ ዜጋን እንድዩ ዘሎኩም፡ ምጀመርያ ብንስሓ ናብ ፈጣሪኹም እግዚኣብሄር ተመለሱ። ብሃይ እኮ ኣብቲ መዋቲ ሰብ ኢኹም እተምልኹ፡ ብሃይ ካብ ናይ ሂንዱይዚም ቡድሂዝም ዝመጸ መንፈስ እዩ፡ እግዚኣብሄር ምሕረት ይግበረልኩም።

  • @slm1341
    @slm1341 Місяць тому

    It is sad to see Mr Amaniel Sahle, a man of hgh caliber who has made some great literary contribution in Eritrea, has become so bitter and vengeful.

  • @weynits571
    @weynits571 Місяць тому

    selam AMLAK ety kab kilu ziblix niaka yiku bruk awna❤🎉❤habesha nimegmerta gize kemzy aynet emo kab abona😂GOITA YESUS yfetwekumyu ety BiMENFES AMLAK temrihom❤kidusan Abotatna zixehafwo ❤🎉❤nab Libkum temlesu 😢entmetkum nabey kemtkedu tifeltu do???

  • @GideonMalet
    @GideonMalet Місяць тому +1

    Eze sebay wola ko b edma abona ayana entakona. kabze seb eze wolhade wxetawe zkona tmrte ketmhar aytkeln eka. B anxarui ka da ab zaydlwka flsfna u zmrhaka .
    Please tatnkakui!

  • @medhaniekelati7790
    @medhaniekelati7790 Місяць тому

    አማንኤል ስጊንጥር እግዚአብሔር የለን ዳበልካ ንጹልን ፈራሕን ሓሳውን ኢካ ወላ አሪግካ ዘይ በሊ ብስም ፍልፍስና ዳሓሰኻ ዳጣቆስካ ድርባይ

  • @efremtesfai1743
    @efremtesfai1743 Місяць тому

    Very articulate and intelectual.I dont believe in religion at all

  • @tesfaykinfe1840
    @tesfaykinfe1840 Місяць тому

    እዛ ኣመሲልካ ምዝራብ (impersonation) ጎበዝ ኢኻ። ኣብቲ ምሕታት ግን ህፀፅ ኣሎ። ናይ ምሕታትን ምድማፅን ክእለት ይውሕድ። ኣብ ዘየስሕቕ ነገራት ምስሓቕ... ወዘተ ይርኢ ኣለኹ። ተሓታቲ ጋሻ ሂወት ብብዙሕ ኣንፈት ዝረኣየ በዓል ዓሚቕ ተሞክሮ እዩ።

  • @Biemnet-e8t
    @Biemnet-e8t Місяць тому

    ኣነ ቀደም ንሓነቲ ዓለም ከንብብ እለ እለ ቀጻሊ ቀዳም ጋዜጣ ይገዝእ ነይረ ብጣዕሚ ሰሓቢዩ ነይሩ ኣማንኤል ከምዚ ምስ ኣምላኽ ዝተባእሰ ሰብዩ እለ ሓሲበ ውን ኣይፈልጥንየ ኣየ ሰብ ሰብ ጎዶሎ

  • @AbeselomHabtegebriel
    @AbeselomHabtegebriel Місяць тому +1

    ይቅሬታ ግበረለይ እምበር ኣተሓታትታኻ ሓገዝ የድሊዮ ኣሎ ተተማሓይሾ ጽቡቅ ነይሩ።

  • @user-dy5kf3dr4h
    @user-dy5kf3dr4h Місяць тому

    Kambana

  • @NatanSolomun
    @NatanSolomun Місяць тому

    Kemey zbele seb dalu haymanot bahli elwo flsfna ezi

  • @Tigraynamedia
    @Tigraynamedia Місяць тому +1

    ስለ ሃይማኖትን ባህልን ብዝግባእ ክትፈልጡ እንተደሊኹም ነዓይ ርኸቡኒ

    • @danielkidane3958
      @danielkidane3958 Місяць тому

      ፅቡቅ ግን ብምንታይ ክረክበካ?

  • @brged885
    @brged885 Місяць тому +1

    ኮመንት ግን ጋዜጠኛ ኣዝማሪኖ፡ትህወኽ ኮንካ ዓርኩ ርግእ ኢልካ ኣወድኣዮም ዘረብኦም ከይሰምዕናዮ ትኣትወና ኣለኻ።ብዝኾነ ጽቡቕ መደብ ቀጽሎ።

  • @fthawitnuwaye1293
    @fthawitnuwaye1293 Місяць тому

    እግዚኦ ምሓረነ ክርስቶስ 😭😭😭
    እግዚኦ ምሓረነ ክርስቶስ✝️✝️✝️
    እግዚኦ ምሓረነ ክርስቶስ🙏🙏🙏
    ብደዉ ዝሞተ ኢካ ንስካ ንዓይ ከመይ ከ ከምዚ ክትብል ደፈርካ በስምኣብ ንስካ ፍልጠት ጥበብ ዝብሃል የብልካን ከመይሲ ናይ መጀምርታ ጥበብ ፍርሓት እግዚኣብሔር ዩ ዝብል ጥበበኛ ሰለሞን ከመይሲ ኩሉ ጥበብ ብልሓት ኣብ ትሕቲ ፍርሓት ኣምላክ ዩ ዘሎ ርግጸኛ የ ንስካ ምኳን ምስ ኣበየካ ኢካ ናብ ምፍልሳፍ ኣቲካ እንበር ስቡር መንፈስ እንተዝህልወካስ እግዚኣብሔር ምተመለሰካ ንስካ ግን ኣብ ዘይትፈልጦ ክትምርምር እንሆ ናብ ሃው ዝበለ ገደል ጠሊቅካ ጎቦዝ ንመንገዱ ብምንታይ የንጽሃ ብትእዛዝ እግዚኣብሔር ዩ ዝብል ቲ ቃሉ ንሙካኑ ሃይማኖት ኣያኣምንን የ ክትብሉ ጸንሂኩም ግና ኣብ መናፊቅ ዶ ገለ ዶ ካኣ ኔርኩም ናይዚ መዕንይናይ ካኣ ካብታ ኣቦታትካ ኣቦሓጎታትካን ዘጽንሑልካ ሓቀኛ እምነት ( ኦርቶዶክስ ተዋሃዶ )ስለ ዝወጻካ ዩ ዓሳ መቸም ካብ ማይ ወጹ ከምዘይነብር ማለት ዩ። ኣቦታትካ ዘቆምዎ ደረት ኣይተዝብል ጽሑፍ ዩ መስለኒ ። ከም ጓልኩም ክብለኩም ዝደሊ ግና ፍልጠት እካ ጽቡቅ እንተኮነ ንሕና ግና ተፍጠርቲ እንበር ፍጠርቲ ካብ ዘይኮንና ዓቅምና ንመርምር እቲ ዘይካል በቃ ንፍጣሪ ንግደፈሉ ኹሉ ኣብ ትሕቲ ዩ ከምቲ ካባካትኩ ከ መን ዩ ተጨኒቁ ሓንቲ እመት ቁመት ኽውስክ ዝክእል ዝበሎ ቃል ኣምላክና ዩ
    ስለዚ ኣፍና ውን ሲኦል ወይ ገነት ናይ ምእታው ስልጣን ኣለዋ ሞ ንጠንቀቅ ወለድና ካ ኣብ ምስሎኦም ኢድካ ናብ ብሓሪ የእትዋ ሞ ዓሳ ወይ ታሓጺብካ ትወጽእ ዝብሉ ስለዚ እንተ ኣመንካ ናኣካ ክጥዕመካ እንበር ንፈጣሪ ንምላኣሉ የልቦን
    መጽሓፍ ቅዱስ ምንባብ ናብ ዘይተድልየ ዘይኮነስ ናብ ሂወት ዩ ዝወስደካ ከመይሲ ናይ ድሕነት ቃላት እንበር ናይ ፍልስፋና ቃል ስለ ዘይኮነ እዚ ትዛርብዎ ዘለኩም ቃላት ግና ንብዓልኩም ውሽጥኩም ዝቅበሎ ኣይምስለንን ከምይሲ ሰብ ብባሃሪኡ ናይ ምእማን ተፍጥራዊ ብሃሪ ኣለዎ ኣምላክ ኮሙኡ ገሩ ዩ ፍጢርና በቃ ሓደ ሰብ ኣነ ኣያኣምንን ኣንተበለ ኻ ህልኑኡ ገለ ነገር ይብሎ ዩ ብዘይ እምነትን ሓይማኖትን ካኣ ናብ ፈጣሪ ምብጻሕ የሎን እዚ ዝሕፈት ዚ ነዞም መንፍቃን ኣህዋትና ኣንኮላይ ዩ ዝምልከት ኣቦና ብንስሓ ታሓጺብኩም የርእይና ፈጣሪ
    ንንቃሕ ደቂ ተውሃዶ ዚ ጉዳይ ንዓና ዝምልከተና ኣይኮነነ ምጾት ዓለም ዝቅረበ ዩ ዝመሲል🙏🙏🙏😢😢😢✝️✝️✝️ orthodox tewahedo haymanotey ksab elete motey ❤😢❤ 11:43🎉

  • @atakltibeletse
    @atakltibeletse Місяць тому +3

    Nmuza tv zfetu like

  • @biniamtsehaye3747
    @biniamtsehaye3747 Місяць тому +2

    ኣየ ኣማንኤል ሳህለ ስምካ ንባዕኩ (ኣምላኽ ምሳና እዩ ማለት እኾዩ ) ኣንታ አያና ከምቲ ዝበልካዮ ድማ ንቶም ከተክፍምኦ ም ዝደለኻ ሓደ ሓደ ግዜ ሃይማኖታዊ ጥራይ ዘይኮነ ሰይጣናዊ እየ ዝብሎ ትብል ኣለካ እቲ ሰይጣን ደኣ ከመይ ፈሊጥካዮ ??

    • @fireart3077
      @fireart3077 Місяць тому +1

      Kula haqi 😅

    • @fthawitnuwaye1293
      @fthawitnuwaye1293 Місяць тому +1

      ናይ ብሓቂ ሙዉት ወሎዶ ዝዝረብዎ ኣይፍልጡን ዮም በጃካ 😢😢😢

  • @danielmehari227
    @danielmehari227 Місяць тому

    አማኒአ ሳህለ ነቲ ዘዕበይካ ዘምሃረካን ህዝቢ ኤርትራ ታሪኹን ክብሩን “ ትግርኛ ናይ ትግራይ “
    ብሄር ትግርኛ ዝባሃል ከምዘይለ ሃተፈተፈ ምባልካ አይገርመናን ናይ መን ድአ ክትወርሰ ; ክድዓት/ ጥልመት/ ሓሶት ናይ አቦታትካ ሰለዝኾነ

  • @ammek-iy1cl
    @ammek-iy1cl Місяць тому +6

    What is he doing in Tigray

    • @metkelawittsenat4157
      @metkelawittsenat4157 Місяць тому +1

      He is from Tigray

    • @ammek-iy1cl
      @ammek-iy1cl Місяць тому

      @@metkelawittsenat4157 great 👍

    • @nimrodgabriel2266
      @nimrodgabriel2266 Місяць тому

      ክርኩር ወያነ ኢዮ ፣ እዝ ኣረግት ሻይጣን

    • @amanuelhailu9378
      @amanuelhailu9378 Місяць тому +1

      @@ammek-iy1cl አብ ትግራይ ክቕመጥ ይኽእል ክዛወር ይኽእል ስለምንታይ ትሓትት ከምዘሎኻ ትፈልጥ ዲኻ

    • @ammek-iy1cl
      @ammek-iy1cl Місяць тому +1

      @@amanuelhailu9378 I apologize for asking brother