ንቑሕ ወለዶ፡ብዓላትና መቦቆሎም ሃይማኖት ዶስ ኣምልኾ ጣኦት?|| ፈላስፋ ኣማኒኤል ሳሃለ 5/11/2024

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 5 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 20

  • @berhangebremeskel
    @berhangebremeskel 3 години тому

    What amazing jornalist.....you are so good Bro plz keep it up.

  • @gabrieltekie9164
    @gabrieltekie9164 4 години тому

    Amanuel is an irreplaceable man! He is so practical, and his sense of humor makes me laugh so much. I also credit the young man for his courage to ask him freely. I'm sure he is going to learn a lot. Keep it up!!❤

  • @samsontesete5119
    @samsontesete5119 Годину тому

    ሓያታይ ግን ፊሒራ ኢለካ ኣለኹ❤❤❤

  • @matthewshaile5072
    @matthewshaile5072 4 години тому

    Thanks very much you so brilliant man and good program ❤

  • @ትህነግውስጤነውደብሪፀይወ

    ንቁም በብህላወነ ❤

  • @tigrignaculture1555
    @tigrignaculture1555 5 годин тому +1

    Kndey ybelh gazetegna'u kexlo zearkey

  • @d.republicofgreattigray6256
    @d.republicofgreattigray6256 Годину тому

    ዙ ስብኣይ በሊሕ መሲሉኒ ነይሩ ብዕሉግ እዩ ::ንግብረሰዳማዊነት ክጣበቕ ጀሚሩ;;

  • @haileyohannes404
    @haileyohannes404 3 години тому

    ኣነስ እባ፡ ኣብ ትግራይ ዘሎ ደርፍታት ይበልጽ ኣብል ኣብዚ ጊዜ ዚ

  • @gabrieltekie9164
    @gabrieltekie9164 4 години тому

    If you bring Amanuel purely for philosophical discussion, many would learn a lot. I also believe free will is an illusion; everything is predestined…

  • @haileyohannes404
    @haileyohannes404 4 години тому

    ዝኸበርካ ኣቶ ኣማኒኤል ሳህለ። ኣነ ክርስትያን እየ። ብዙሕ ጊዜ ንኣብ ኣምላኽ ጸሎት እገብር እሞ፡ ዝደለኽዎ መልሲ ድማ ዝረኸብኩሉ ጊዜ ኣሎ። ስለዝስ፡ እዚ ኣምላኽ ተኣምራት ጌሩለይ ክብል እኽእል ዶ፡ ወይስ ናይ ኣጋጣሚ ነገር እዩ። ወይ ከኣ ዩኒቨርሰም ድያ መልሲ ጸሎተይ ሂባትኒ?

  • @jonethebreain2031
    @jonethebreain2031 5 годин тому +1

    ክብሪ ንኣያና ኣማኒኤል ሳህለ ከማኻ ተዝበዝሑ ኣብዚ ቀርኒ ኣፍሪቃ ልዕሊ ኤሮፓውያን ብርግጽ ሙኾና:: ቀጽሎ ሓታታይ ካኣ

  • @samsontesete5119
    @samsontesete5119 2 години тому

    በሊሕ ሰብኣይ በሊሕ ጋዜጤኛኣድናቖትን ኣኽብሮትን ኣለኒ።

  • @s.b5073
    @s.b5073 3 години тому

    59:03 ክልተ ጾታ ሒዞም ዝፍጠሩ hermaphrodite ኢዮም ። ትራንስጀንደር ዝበሃሉ ብፍታዎም ክውለዱ ከለዉ ዝተዋህቦም ጾታ ዘቐይሩ ኢዮም። ናይ ቃላት ጌጋ ድዩ፡ ወይስ ሓፈሻዊ ጌጋ ኣብርሁልና መም. ኣማኑኤል

  • @halezgigebremedhin4781
    @halezgigebremedhin4781 5 годин тому

    🌺🌼🌼🌺🌺🌺🌺🌺🌼

  • @wedigaim7158
    @wedigaim7158 5 годин тому

    Please coming again and again

  • @kidusmichael1741
    @kidusmichael1741 4 години тому

    ኣማኑኤል ቅሩብ ትዋቐዖ እያ ብፍላይ እዚ ናይ ጉብረሰዶምነት ዝሃቦ ጸቢብ ኣታሓሳስባ እዩ።
    እዞም ኩሎም ደቂተባዕትዮ ብዘይድሌቶም እንተስ ብዓመጽ እንተስ ብስእነት ዶ ኣይኮኑን መጻወቲ ውሑዳት ሃብታማት ዝኾኑ ዘሎዉ።
    ዳሓር ካኣ ኣብ እስልምና ክበጽሕ ኮሎ ይፈርሕ ኣስላማይ ድዩ?

    • @Peaceful8181
      @Peaceful8181 3 години тому

      እዋእ ክብረት ይሃልኻ:: ሓሳብካ ብእሩም ቃላት ግለጽ::

    • @admas-d7e
      @admas-d7e 2 години тому

      ኣብ እስልምና ክበጽሕ ከሎ" ይፈርሕ ኣሎ።