Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
Thanks azmarino ቃለ ሂወት የስማዓልና መጋቤ ምስጢር
❤❤❤❤ ብጣዕም ጽቡቅ ትምህርት ቃል ህወት የስማዓልና🎉🎉 ገዛጠኛ ሓውና እኮ ዋላ እት ገጽካ እኮ ፍትሕ ኣይተብሎን ጸላእካ ድዩ ተጸውካ ኣመና😮😮😮
ሙዛ ቲቪ ሓሓሊፈ እከታተላ እየ። ብጣዕሚ ጠቓሚት ኰይና ረኺበያ። ኣዳላዊ መደብ ኣዝማሪኖ- እተቕርቦም ኮመዲታት (ዳዕላ) መገረምቲ እዮም።እዛ ምስ መጋቤ ምስጢር ዝተኻየደት ቃለ መሕትት ፈቲወያ። እቲ ዛዕባታት ገፊሕ ስለ ዝኾነ ኣብ ዝተመረፁ ኣርእስቲታት ጥንክርን ጥብቕን ዝበለ ሕቶታት ብምቕራብ (ብምውጣር) ዳግመይ መደብ እንተትሰርሕ ፅቡቕ ነይሩ።ኣነ ምኩር ፀሓፊ ኣይኰንኩን፣ ግን "ኣለሻ መንነት" ዝተሰመየት መፅሓፍ ኣላትኒ። ኣብኣ ብዛዕባ ስራሕቲ ጥበብ ኣኽሱማውንን ስራሕቲ ያሬድ ኣሕፂረ ፂሒፈ ኣለኹ። ከምኡ እውን ብዛዕባ ስያመ ኢትዮጵያን ቋንቋ ግእዝን ሓበሬታታት ጠቒሰ ኣሎኹሞ እዞም መጋቤ ምስጥር ሓንቲት ክህቦም እሞ ርእዮም ኣራሚ ርእይቶ ንኽህቡኒ ተሓጋገዘኒ።ኣድራሻይ ቴክስት ክገብረልካ እየ። በርትዕ። ተዓወት።
ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ። ጥራሕ ሓጺራ እታ መደብ።
ብጣሚ ፅቡቅ መደብ ኣቦና ቃሌ ሕወት የስመኣልና
የኔታ መጋቤ ምስጢር ዘኣማኑኤል ቃል ሂወት ያስመዓልና
❤❤❤መብርሂ ክውሃቦ ብተዛራቢኡ ጽቡቕ ኢዩ፡ እቲ ብካልኦት ሰብ ከምደስ ዝበሎ፡ ዝትርጉሞ ናይ ባዕሉ ኢዩ።
Very brilliant program and an amazing guest. GOD BLESS YOU.
ጸጉኡ የብዝሃልኩም ኣቦና ቃል ሂወት የስምዓልና ንኩሉኩም ነዚ መደብ ከተዳልዉ ዘካልኩም ኣሕዋት ወን ዘመን ኣገልግለትኩም ይባርክ ጌታ❤🎉❤ ተዋህዶ ንዘልኣለም ትንበር
ካልኣይ ክፋል ክህልዋ ኔርዎ! ጽቡቅ መደብ❤
ደስ ዘቢል ሃዊ የከንየሊና ኪደጋጊሞ ይሚነ
Tegaru gn tay konkum ikum terebishkum zelekum😢😢
Amen amen amen amen
ሓታታይ ኣብ ካልኣይ እግርኻ ንሰብ ጸጋ ብፍላይ ናይ በተክርስትያን ኣቦታት ከመይ ኢልካ ከምዝሕተት ተዳሊኻ ክትመጽእ እምሕጸነካ❤
@@awetawita4115 እንታይ እዩ ኣጒዲሉ፡ ጽቡቕ እዩ ሓቲትዎ።
ብጣዕሚ እምበር ንፉዕ ሓታቲ ኩሉ ሰብ ንክርዶኦ ይፍትን ኔሩ ሕቶኡ ውን ክሳብ ብልክዕ ዝምለስ ይሓትት ኔሩ ቀጽሎ
@@God-db9vpxbuq endyu hatitu bquanqua betekrstiyan gn nmemhran atum eka tbl Ata aybhaln bkemue eu
እዛ ናይ ፈሪሳዊያንን ናይ ኮንቱ ውዳሴን ሂወት ዝለመደት ሂወት መምሃራን ናይ ሎሚ ብጣዕሚ ኢያ እትገርም። ኢየሱስ ክርስቶስን ሃዋሪያትን ኣቱም በሉና ዘይበሉስ እዞም ናይ ሎሚ መምሃራን ድኣ እዚ ኣቱም ምባል ካበይ ኣምጼኦሞ ወደይ? ጴጥሮስ እካ ን ጎይታ ክምልሰሉ ከሎ የፍቅረካ ኢየ ድኣ በሎ እምበር የፍቅረኩም ጎይታይ ኣይበሎን ምኽኒያቱ ጎይታ ክሳብ ኮምኡ ኢሎም ክጽውዕዎ ብትሕትና ይመላለስ ነበረ: ንሃዋሪያት ውን ኮምኡ ምሃሮም።@@Naval-force-h3f
Ata kbehahalu tesamamiom ente konu kea hawey
መአረምታ1.ኣብቋሉ ብዝኾን ናይ ግእዝ ሰዋስው ኣብ ዝሰመሮ ንቃሉ ተባሂሉ ኣይትርጎምን።2. ቅድስቲ ቤተ ክርስቲያን እትግልገለሉ መልክዐ ኢየሱስ 64 መልክዓት የብሉን።3. ለሐፍረተ ሥጋኪ ዝብል ኣብ ዝኾነ ናይ ቅድስቲ ቤተ ክርስቲያን መልክዕ የለን።4.ድሕሪ ሰላም ለርእስከ ሰላም ለቀራንብቲከ ኣይኮነን። ድሕሪ ሰላም ለአእዛኒከ ምስበልካ ዘሎ መስርዕ እውን ከማኡ። እዚ ናይ ቁፅሪ ተማሃሪ(ጀማሪ) ክፈልጦ ዝግባእ መስርዕ እዩ።5. ናይ ኣካል፣ ገፅን መልክዕን ኣስተምህሮ እውን ተዛቢዑ እዩ ወይ'ውን መሰረታዊ ዕውቀት ዝጎደሎ እዩ።6.ብርግፅ ኣብ ገለገለ ጉባኤታት ከማኡ ይትርጎም እዩ ግን ብስሩዕ ኣተረጓጉማ ኣግኣዚ=ነፃ መውፅኢ ወይ ከኣ ነፃ ዘውፅአ ተባሂሉ እዩ ዝትርጎም። ነፃ ዝወፀ ተባሂሉ ኣይትርጎምን።7.ያግእዝ (ከመን ትእዛዝን ዓንቀፅ እንትኾን) ኣናብባኡ ከምቲ ዝተነበበ ኣይኮነን። ግእዝት ዝብል እውን ኣናብባኡ ከማኡ ኣይኮነን። ንባብ ግእዝ ጥንቃቐ የድልዮ እዩ።8.ናይ እግዚእን ኣግኣዚን እውን ኪ.ወ.ክ ከምዝገለፅዎ ትርጉሙ ተሓዋዊሱ እዩ።9. ጳውሎስ፣ ጴጥሮስ፣ ዮሐንስ ዝብሉ ቃላት ኣናብበኦም ሰያፍ እምበር ተንሣኢ(ተነሽ) ኣይኮነን።10.ተተርጐመ እምብሔረ ዓረቢ ለብሔረ ግእዝ ዝብል እውን "ተተርጐመት እም ነገረ ዓረቢ ለግእዝ" እዩ ዝብል ትርጉሙ ምሉእ ስለ ዝስሕት እዩ።...
Ata qedamay kfli dika wala zeytemeharka mrda abina walas jro Tegeb dma tmesl😂
ልቀ ልቅ ምጽዋት እሞ ከመይ። ሰብ ዓቅሙ እንተ ገሩ ኣራሪካ ርእስካ ከም ፈላጥ ምቁጻር እንታይ እዩ ጥቅሙ
መብዛሕትአን ሒዘየን ዝነበርኩ ረኺብካየን። ኣብ ልሳነ ዓረብ ውን ስዋድ ዝበሃል ፊደል የልቦን። ሲን ሳድን ኣለዉ ብድምጺ ይፈላለዩ እምበር
Part 2 zdeli ❤ ybel
ኣዝዩ ጽቡቕ ምርድዳእ እዩ። ብፍላይ ናይ ግእዝ ፊደላት ናይ ክርስትና ጥራሕ መሲሉ ስለ ዝርአ ምስ ቋንቋ ትግረይት ክተሓሓዝ ስምዒት ዝፈጥር ይመስል። ሰለ ምንታይ እዩ ነቲ ቅድመ ልደተ-ክርስቶስ ዝመጽአ ታቦት ማርያም ጽዮን ዝብሃል፧
Lekbat .Shabiya beziomn kemziomn sililom eyom nxuhat weledn qoluun haridomn qetilomun.Hmaq gize mteaazazabi.Tazibnaka.
bezaeba mentay tezareb aleka nesom bezaeba haymanot yezarebu alewu abzi zezarebwo zelewu nekefeta heto reto enteleka hasabka hab esekagen kabzi mesmer wetsieka aleka
@@xaka5505 Engule beabiu do gida doctor abrham minster miklkal koynu kitchifchef hamed ygebreka ay neberen dongola getachewu kea suqu elkumu jonesayt ay tbelu ay tefexemen elka estalin kea timali tay dina gerna ab barentu teseney shambqo men diu kebti nay Eritrea amxu zsheten eko elka kemaka dongola resomu kea kxaref ktnebru ekumu sheabya tay koynu eiu keshi sleya zilekelka kabaka asibu haberete mimxae ykelo ezi mogumagu saqtan jeneral sleya sheabya ashegiromu zbelo ay semakayonu dika sheabya hamed kigebreka tedeliu hiji keman ay gedfekan eiu 1.5 million kwuskelka dika ?
ኣዝማሪኖ ዲያቆን ኔርካ ክትከውን ኣለካ።ዜማ ተንስኡ ለጸሎት ይበል ብሓቂ ።
ኩሉ ሃጠውቀጠው እዩ there is only one GOD for the people of the World. So all people must pray to the one and the only God.
💙💙🌺🌺🌺🌺💙💙💙💙💙
Tegaru higy dikum tigrina temeharu zelekum
@@Birhanedawa ትግርኛ እንተ ኢልካ ኤርትርኛ እዩ ኸይትብለና ብመግዛእቲ ዝተምሃርክሞ ልሳና ። ምሰ ዓረብን ጣሊይን ሓዊሰኩም ናትና እዩ ኸይትብሉና ትግርኛ እንተአኢልካ ካብ ትግራይ እዩሰፖኒሸ ናይ ሰፔን አምበር ናይ Mexico coast Rica ኸመዘይኮነ ፈረንሳይኛ ናይ ፈረንሳይ እምበር ናይ Mali አይኮነን ሰረቀቲ ጀሪካን ደፈርቲ አባጊዕ ፣
ዓውደ ኣዋርሕ ቁጽርታት ግእዝ ንምንታይ ካብ ኤርትራ ክሃሥ ተጌሩ ክምለስ ኣለዎ❤
ዓውደ ኣዋርሕን ናይ ግእዝ ኣቆጻጽራ ዝበሃልን ግእዝ ኣይኮነን ናይ ግብጺ ኢዩ። ኣቆጻጽራ ቤት ክርስቲያንን ናይ ምድረ ኣጋእዝ ኣቆጻጽራ ብሓፈሻ እቲ ካላንደር ናይ Coptic ግብጺ ኢዩ። ቁዱስ ዲሜጥሮስ ሊቀ ጳጳስ ናይ ሃገረ ግብጺ ዝነበረ ኢዮም ንባህረ ሃሳብ ደሪሶሞ። ሽዑ ናብ ከባቢና ምስ እምነት ክርስትና ብ ቁዱስ ኣባ ኣቡነ ከሳቴ ብርሃን ካብ ግብጺ ብደብረሲና ጌሩ መጺዩ።
Muza tv betami nmesghneka orthodoksawi memharan selzemsakaKab Eritrean sabika and next you can bring next Dr dyacon binyam tegraway ,he is really orthodox preacher ,,,,,,
ንሱ እኮ እንጀራ ኤርትራ በሊዑ ዝዓበየ ኢዩ ኣድኺ እተዊ ክትሕረዲ ትኾኒ መን ይፈልጥ 😂😂😂😂😂
ሽሬ አይበሀልን ሽረእዩ ዝበሀል አስመራ ተወሊደ እንዳበልካስ የዕርዮ ንመጻኢ መህረይ😢
ዝበሀል ዘይኮነስ ዝብሃል እዩ ዝብሃል 😂
@@sonofelamidaንሓያል ሓያል ኣልዎ ዝብሃል ሲ.......😅😅😅😅
እቲ ሓያል ትብልዮ ዘለኺ እዩ ተጋግዩ ዘሎ ኣብ ኢትቶጵያ ሀ ሃ ሓደ እዩ ዝንበብ።
Akshinawi Tebekn mezkerta zetrefe Faran mot dongiyatom hatiyat yekubu alewu genzeb mesluwom
ጽቡቅ መደብ: ግን ተሓታቲ ዲካ ሓታቲ ምፍላይ ኣቢዩና ምክንያቱ እቲ ሕቶ ብጣዕሚ ነዊሕ እዩ ትምልሶ ዲካ ዘለኻ ትሓትት ቁሩብ ተወጃቢሩና: ኩሉ ግዜ ሕቶ እንተነዊሓ 1 ደቂቅ ክወስድ ኣለዎ።
Men yu wedi men yu hiteto plz ? Thanx
እዚ ጠልቓዕ ሓሳዊ ከምዚኦም ዝበሉ ፈጣሪ ብኣፍ'ምበር ብተግባር ዘይፈልጡ ከሓድቲ ህዝብና ይፃወትሉ ኣለው💔💔
እዝጊ ኣፍለጠካ ወደይ፡ኣዚ ዳኣ ንዓና ነቶም ኤርትራውያን ከማን ንኢሰያስ ከሐጉስ ፈላልዩ ሕምስምስ ኣቢሉና!
@@gezadkatat1465 ን ማርቆስ ደባስ ከሙ በሎ
@@abadittadesse5892 ❤️
😂😂😂😂😂ሐቂ መራር እንዳ ክለል ሓቂ መባለዕትኹም ኣይኩነትን ውሓጡዋ ዒረ እንዳ ጣዓመኩም።
Good Jobs ❤
powerful Priest
ጠንቋሊ፣ ፀጋ ናይ ክህነት ዘይብሉ ቀጣፊ ሓሳዊ ካህን ናይ ናቕፋ
እግዚኣቢሄር ይግናሕካ/ኪ
መንግስት ቢኖር ይሄ ዱርዬ መታሰር ነበረበት።
@@tigray460የሕዋት ነገራት ሃይማኖት ምስ ፖለቲካ ኣይንሓውሶ፡ ኣይንፍረድ
❤❤❤❤
እግዚኣብሄር ኽሓተኻ እዩጌጋ ትምህርቲ ንሰባት እንዳማሃሪካክርስቶስ ዘይማሃሮ ትምህርቲ ትምህርት ኣለካኦርቶደክስ ከምዚ በዓል ንስካ እዮም ናብ ጽጽዋይን ስሕተትን ኣእትዮማ።ክርስቶስ ዘይብሉ ትህምርቲ ይኩን ምጽሓፍ ስሕተትን ኣጋንንታዊን እዩ።ተንሳሕ ተመለስ ናብ እየሱስ ክርስቶስ።በቲ ጌጋ ትምህሮ ትምህርቲ ካብ ፍርዲ ኣምላኽ ኣይተምልጥን ኢካ።ግብ 4፥12ዮው 3፥17ዮው 6፥14ኣንብብ።ጽዋይን
እስከ ክንእረም እንታይ ገጋ ትምህርቲ እዩ ሚሂሩ?
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
🎉
NITI TIGEBRO ZELEKA MITIBIBAA QANQANAN HAYMANOTAN KETSILELU AMLAK ABSIRAHKA ETAHAWESO. AMEN
እቲ ቀዳምን ሰንበትን ዘኽብርን ዘየኽብርን ሰብ ኣብ ሲኦልን መንግተ ሰማያትን ክመላለስ ወይ ክኣቱን ክወጽእን ኢዩ ዝበልካዮ ድዩ ሃዋርያዊ ስብከት ማለት?
ሙዛ ቲቪ ሰላምካ ይብዛሕ ገሊኡ ግን ሸለል ኢልካዮ ኢኻ ፡ ልዕሊ 800 መልክኣ ኣለዉ ክብል ከሎስ ዋላሓንቲ ዘንሂ መልሲ ኣይሃበላን
❤️❤️❤️❤️
ክንደይ ድዩ ዕድመኻ ኩለን ዕድመኻ ወዚዕካ ወዲእካየን ብዝኾነ ጽቡቕ መደብ😂😂😂
Seliya Temahire bel Hasawi
ካብ መጋቤ ሐዲስ ናብ መጋቤ ምስጢር ደኣ መዓስ ቀይሩ?
Kkkkk….😂😂😂😂😂😂
ፍደላት ናብ 7 አናብባ ተማሓይሹ ዝተቀየርሉ አብ ገዳም አውነ አብሳዲ ደብረመሰርያም ተባህሉ ዝፅዋዕ ቛሓይን ኢዩ
Gega interview abona eintetibl ay mhashen slemntay kndzi mzntal bteami gega gega
@@MTO2024 ኣቦና ዝበሃል ንቀሺ እንበር ንቅሽነት ዘይብሉ መርጌታ ኣቦና ኣይበሃልን እዩ።
@@God-db9vp Eti abo teterefe ok memhr mbal ke ay mhashen do
@@MTO2024 መምህር ምኳኑ ኣሚኑ እዩ ኮ ዓዲምዎ ዘሎ፡ ዓሰርተ ግዜ መምህር እናበልካ ምጽዋዕ ግን ኣይጥዕምን እዩ፡ እዚ ሸቖጥቆጥ እናበልካ ምሕታት ጽቡቕ ኣይኮነን።.
Memhr kbehal ykel yu gn Abona zbehalu nqomosat wey Aba zkonu monokosat yom Abona nbl..nqeshi kea aboy keshi elna nxwwo ❤@@MTO2024
እቲ ሰናይ ነገር ኣማን ማለት ደፋርን ንፉዕን ካብ ፍልጠት ንጹህ ዝኾነ ጭዋ እዩ ። እዚ ማለት ብቋንቋ ፈለገ ሕይወት "ተልሚድ "ይበሃል እንተ ኽኢልካ ከይትነቅጽ መግበ ኣእምሮ ብላዕ በሎ።
ሓደ ሓደ ሰባት ኣብ ሜድያ ክቐርቡ ከለዉ እንታይ የቕርቡ እንታይ ይብሉስ ይፈልጡ ዶ መጋቢ ሚስጢር ኢሉ እንዳ ኣላለዮኡስ ከም ሓደ ኣብ ጎደና ዝረኽቦ ለማኒ ድማ ኣታ እንዳ በለ ድማ ይሓቶ እንታይ ማለት
@@Abrhamkidane-x4d እቲ ትኽክል ንሓደ ሰብ ኣታ ክትብሎ እዩ ግቡእ፡ ኣቱም ንብዙሓት እንበር ንሓደ ጌጋ እዩ፡ ንኽብረት ተባሂሉ ምሕሳቡ ውን ጌጋ እዩ፡ መጋቤ ምስጢር ስለዝኾነ ኣታ ኣይትበሎ ትብል ኣለኻ፡ ግን ንኣምላኽ ኣታ እንበር ኣቱም ኣይንብሎን ኢና እሞ ንኣምላኽ ንዝንጥሎ ኣለና ማለት ድዩ፧
ዘርእ እኩይ ሓሳዊ እቲ ቪድዮ ኣብ ኢድና ኣሎ።
እዚ እኮ ሰላሊ እዩ ነይሩአብ ዋልዲባ ዚነብሩ መጽሐፊትንኪሲረቀኑ ገዳማት አቦታታና ንኪረሸኑ ዚሰረሕ ዚነበረ ማሕብረ ቅዱሳን እዩ ።
እግዚኣብሔር ይግናሕኪ/ካ😢
ናትካ ድያ ክቡር ሓው
እንታይ ኮይኑ ዩ ፈጥፈጥ እናበለ ዝዛረብ፧ ናይ ኮንፌ ጉዳይ ድዩ፧
Men eti zhatt dyu eti zhtet zelo
@nardosphilipos1278 እቲ ዝሕተት ዘሎ!
ኑፉዓት ዚምዚኦም ዛኣመሰሉ ለባማት ን ህዝቢ መሪሕ ዝኸንወ የድልየና እዩ ቀጽሎ
እዞም ኣቦና ካብ ማዕዶ ማይ ድዮም???
Sileya nay shabiya eyu gexkum tirhak tegaru
ኣላባብሳ ጋዜጠኛ ብጣዕም ጽብቅ 🙏
Dhrit dmelesuna fetewti nebsom crups gedifka ke philosopher Amanuel Sahle dgemena
ንስኻ እንዳ በልካ ኣይትሕተቶ
ኪድ የኣኽ ጥስጡስ
Hi
እዚ እቲ ኩቡር መንግስትና ዝብል ዲዩ
ንልዕሊ 300 ዓመታት ደብተራ አምሓራ ዝነገሩና ሓሶት ፣ብዕሱብ ኤርትራዊ ( ትግርኛ ተዛራቢ ቡዃሪያ ) ብልሳና ይድገመልና አሎ ።
ኣስላማይ ክትከውን ኣለካ ለኽባጥ
@@MoabHopemarry ደዉለለይ ኸሰራሰረካ ንሰኻ እኳ ኽርሰቲያን ኹይንኩም ባሪያ ጣልይን
@@syakkesanናይ ጸርፍኻስ ደሓን ጸገም የብሉን ናብዚኣ እሞ ቁጽርኻ ስደደለይ ጽቡቕ ጌረ ከረድኣካ እየ ብዘረኝነት እንዲኻ ዓዊርካ ዘለኻ
@@syakkesan ኣታ ድንዙዝ ቁጽርኻ እባ ጽሓፍ ዓኳር ከሰራስረካ ጽቡቕ ጌረ ዘረኛ
Hasawi
አነ እቱ ጋዜጠኛ ዘስተውዕል እቶም ኣቦ ግና theology ኣምሓራ ብትግርኛ እያ
ኣዝማሪኖ የቐንየልና✅ሕቶ ግን ነይሩኒ፦➢መጋቤ ሚስጢር ኣማኒኤል ስለ ፊደላት ከብርህ እንከሎስለ እቶም ናይ ኣምሓርኛ ንፊደላት ግእዝ ዝሃብዎም ብይን ዩ ነጊሩና።ብተመሳሳሊ ስለ ዜማ ቅዱስ ያሬድ-እቲ ተፅዕኖ ቋንቋ ኣምሓርኛ ኣብ ፍልጠት ሊቃውንቲ ቤተ ክርስቲያን ውን ኣይግድቦን ዶ?➢እንታይነት ፊደላትን ድምፅታትን ፊደላት ግእዝ ንምፍላጥ ኣብ ክንዲ ድሕሪ 13 ክ/ዘ ድሕሪ ልደተ ክርስቶስ ምርኣይ ቅድሚኡ ዝነበሩ ብራናታትን ካልኦት መወከሲታትን መርኣይ ዶ ኣይመሓሸን?
ጽቡቕ ኣለኻ።
ሸይጣን ኣባኩም ሓዲሩ እንድዩ ሰላም ከሊእኩምና ኣርዎስ
ሃታቲ ንጹር መላሲ ግን!!! ብፍላይ ናይ ኣባ ዘወንጀል ሲ ኣይነጸረትን
ኣቤት ሃተፍተፍ ብ ኣፍካ ጨለ ምዃን ክጥዕም።
Azi wedi gn nay debrxion dmxi alewo
This guy says that dying on a weekend is more rewarding than dying on weekdays. 😁 He also babbled about the shape of Eritrean map resembling a key. 🔑
Tha later ain''t him, the previous tho.
ኣይትሓሱ ካብ ማይ ሊሓም ግፋ ምስ ኮነ ገሊኦም ተታሒዞም ሳዋ ከይዶም ንስኻ ሃዲምካ
ኣይትሓሱ ኣታ ኣብ መይልሓም ተገፈፈ ዝከደ የለን
ጋል እተኮይንኪ ካኣ ተጋጊኪ
ዋይ ኣንታ ነዚ ምሁር ኢልካስ ተምጽኦ ተጋጊኻ😂
በለው ከለው ሃለው ለው ፣ ግእዝ ናብ ትግረ ግን ካብ ሰባዊይን መፂኡ ይብለካ ? ቅቅቅ ሀ ካብ ሰማይት ሰማይት ወሪዱ ናይ ደብተራ ጎንደር ፣ ፍልሰፍና ብትግርኛ
ሀ ፤ He ሁ፤ ሂ፤ ሃ፤ Haለ ፤ Le
ጸ ጸጸጸ ናይ እዚኣ ትርግም እባ ንግርን??? 😢😢😢
እሞ ቓንቓ ግእዝ እንት ትምህርና ጽቡቅ ኔሪ ብኣማሓሪኛ ጥራይ እዩ ዘሎ ምሪጌታ ኣማኒኢል ።
This interview shouldn't be streamed.The interviewer wasn't really good, he is arrogant.
@@Negarit-j4r እንታይ ጌሩ።
@God-db9vp .The way he is acting, talking about faith is not something funny.
Natka timhritesi waga yeblon😊
ዱሁል😢
አታ አዚ ወዲ ብኩሉ አዩ ዝገጥም ብሕቂ ንፍዒ
ኤርትራዊ ድዩ
ኢሰያስ ድዩ ምባል ይሓይሽ ንኢሰያስ ሂወቱ ክከፍል ድሕር ዘይብል ካድረ ህግደፍ"ዩ!
@@gezadkatat1465እግዚኣብሔር ይግናሕኪ/ካ😢
እወ❤
@@awetawita4115 ኢሂ ትፈልጦ ዲካ፧
እዚ ኩብኩብታ ዝብሎ ዘሎ 70% ካብ ሓቂ ዝረጃቐ እዩ
Mechem tigrign tgrign tebelkum txedquyu zmeslekum waaa🤔🤔
Kelte haswti
Vacation
Defar seb ika gn subscribey alile aleku kabaka🤨🤨😏😏
Kahn shaebya papasat tigray kketl zmese wetader shaebya eyu bay gondern Gojamn tenkoli eyu
ኣማኑኤል ጠንቋሊ: ኣወሻከር ማለት እንታይ ማለትዩ?
🤐😒
Tigre iko nai Eritrea iu iwai
እወ ግን ዋንኡ ግእዝ ዩ ካብ ግእዝ ዝመጸ እምበር እዚ ኤርትራ ዝሰርሓቶ ወይ ዝመሃዘቶ ኣይኮነን።።።።
Hasawi gay minbark kea nigerom
emo nska dia debtera eka
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Eritŕawi du
1/2
እወ😊
Halewlew eyu
Zeyzirebelu intekoynu nimintay yinibeyu?Ab kebdom hizomo zeykedu?Himamin mekeran kemzimexi zifeltu intenerom kem amani ni Hizbom zeynegeriwo?Hiji nisika tray silezifeletkayo men yiamneka?Eza kizareb aydelin tidegagima aleka, nimintay?
Ewayyy nbaba eseyas tray aykonkan ba tzntlo wela nezom merahti haymanot besmeab 🤔🤔🤔
Ezyseb selay nayhgdef eu tegaru leben geberu
ይበል ጽጽዋይ?
Ezi Ortodox b Geez silezisebik eu aflito godiliwo fah fah zibil zelo.
*ኤርትራ ሃግረ ትግርኛ እያ ፡ ነዞም ደቂ መሓመድ ከነቃብጾም፡ኣለና* ደቂ ገይ ማሕማሕ😂😂
ንኣስላም ኣሕዋትና ከቃብጽ ዝመጽእ መጀመርያ ንዓና ክርስትያን ቀቲሉ ክሓልፍ ኣለዎ፡ ንዓና ስዒሩ እንተሓሊፉ ግን ከቃብጾም ይፍቀድ እዩ።
ወዲ ዓጣሪት ክሳድካ ትብተኽ ከም ኣቦኻ ዮውሃኒስ ንድሕሪት ተመልስካ ታሪኽ ኣቦታትካ ኣንቢብ በካዕ ዋሒድ
ab bayta yerakbena
ርእስካ ወኪልካ ተዛረብ ኣብ ኤዉሮጳ ወን ናይ ጸዓዱ ዓዲ እዩ እኾ
ባዕልና ደቂ ትግርኛ ነዓኻ ከነጥፋ ካ ኢና ። ተበገስ ሞ ምስ ኦም ኮይና ከነጥፍንካ ኢና። ምክንያቱ ከጥፍእ እየ ዝበለ ክጠፍእ ኣለዎ ።
መደብካ ብሉጽ ኔሩ ። ጋሻኻ ግን ብዙሕ ኣፍልጦ ዝወሓዶ ይመስል ። ኣብ ቀጻሊ ብስል ዝበለ መምህር ኣምጻልና ።
ዋእ ...... !ኣብ ትግራይሲ ግዕዝ ይውሕድ እዩ ዲኻ ዝበልኻ ?ግዕዝ ኮ ዘላ ኣብ ትግራይ እያ ። በዚሑ ፈሲሱ ....... ብምንታይ መፅናዕቲ ኢኻ ከምኡ ኢልካ ?እንክጅምር ሒዝካዮ መፂእኻ ዘለኻ ሰብ ሓሳውን ንኸብዱ ዝነብር ከዳዕን እዩ ። "የናት ጡት ነካሽ "።ኣፅፊፉ ምዝራብ ኳ ዘይኸኣለስ ኮልታፍ ።
Thanks azmarino ቃለ ሂወት የስማዓልና መጋቤ ምስጢር
❤❤❤❤ ብጣዕም ጽቡቅ ትምህርት ቃል ህወት የስማዓልና🎉🎉 ገዛጠኛ ሓውና እኮ ዋላ እት ገጽካ እኮ ፍትሕ ኣይተብሎን ጸላእካ ድዩ ተጸውካ ኣመና😮😮😮
ሙዛ ቲቪ ሓሓሊፈ እከታተላ እየ። ብጣዕሚ ጠቓሚት ኰይና ረኺበያ።
ኣዳላዊ መደብ ኣዝማሪኖ- እተቕርቦም ኮመዲታት (ዳዕላ) መገረምቲ እዮም።
እዛ ምስ መጋቤ ምስጢር ዝተኻየደት ቃለ መሕትት ፈቲወያ። እቲ ዛዕባታት ገፊሕ ስለ ዝኾነ ኣብ ዝተመረፁ ኣርእስቲታት ጥንክርን ጥብቕን ዝበለ ሕቶታት ብምቕራብ (ብምውጣር) ዳግመይ መደብ እንተትሰርሕ ፅቡቕ ነይሩ።
ኣነ ምኩር ፀሓፊ ኣይኰንኩን፣ ግን "ኣለሻ መንነት" ዝተሰመየት መፅሓፍ ኣላትኒ። ኣብኣ ብዛዕባ ስራሕቲ ጥበብ ኣኽሱማውንን ስራሕቲ ያሬድ ኣሕፂረ ፂሒፈ ኣለኹ። ከምኡ እውን ብዛዕባ ስያመ ኢትዮጵያን ቋንቋ ግእዝን ሓበሬታታት ጠቒሰ ኣሎኹሞ እዞም መጋቤ ምስጥር ሓንቲት ክህቦም እሞ ርእዮም ኣራሚ ርእይቶ ንኽህቡኒ ተሓጋገዘኒ።
ኣድራሻይ ቴክስት ክገብረልካ እየ። በርትዕ። ተዓወት።
ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ። ጥራሕ ሓጺራ እታ መደብ።
ብጣሚ ፅቡቅ መደብ ኣቦና ቃሌ ሕወት የስመኣልና
የኔታ መጋቤ ምስጢር ዘኣማኑኤል ቃል ሂወት ያስመዓልና
❤❤❤መብርሂ ክውሃቦ ብተዛራቢኡ ጽቡቕ ኢዩ፡ እቲ ብካልኦት ሰብ ከምደስ ዝበሎ፡ ዝትርጉሞ ናይ ባዕሉ ኢዩ።
Very brilliant program and an amazing guest. GOD BLESS YOU.
ጸጉኡ የብዝሃልኩም ኣቦና ቃል ሂወት የስምዓልና ንኩሉኩም ነዚ መደብ ከተዳልዉ ዘካልኩም ኣሕዋት ወን ዘመን ኣገልግለትኩም ይባርክ ጌታ❤🎉❤ ተዋህዶ ንዘልኣለም ትንበር
ካልኣይ ክፋል ክህልዋ ኔርዎ! ጽቡቅ መደብ❤
ደስ ዘቢል ሃዊ የከንየሊና ኪደጋጊሞ ይሚነ
Tegaru gn tay konkum ikum terebishkum zelekum😢😢
Amen amen amen amen
ሓታታይ ኣብ ካልኣይ እግርኻ ንሰብ ጸጋ ብፍላይ ናይ በተክርስትያን ኣቦታት ከመይ ኢልካ ከምዝሕተት ተዳሊኻ ክትመጽእ እምሕጸነካ❤
@@awetawita4115 እንታይ እዩ ኣጒዲሉ፡ ጽቡቕ እዩ ሓቲትዎ።
ብጣዕሚ እምበር ንፉዕ ሓታቲ ኩሉ ሰብ ንክርዶኦ ይፍትን ኔሩ ሕቶኡ ውን ክሳብ ብልክዕ ዝምለስ ይሓትት ኔሩ ቀጽሎ
@@God-db9vpxbuq endyu hatitu bquanqua betekrstiyan gn nmemhran atum eka tbl Ata aybhaln bkemue eu
እዛ ናይ ፈሪሳዊያንን ናይ ኮንቱ ውዳሴን ሂወት ዝለመደት ሂወት መምሃራን ናይ ሎሚ ብጣዕሚ ኢያ እትገርም። ኢየሱስ ክርስቶስን ሃዋሪያትን ኣቱም በሉና ዘይበሉስ እዞም ናይ ሎሚ መምሃራን ድኣ እዚ ኣቱም ምባል ካበይ ኣምጼኦሞ ወደይ? ጴጥሮስ እካ ን ጎይታ ክምልሰሉ ከሎ የፍቅረካ ኢየ ድኣ በሎ እምበር የፍቅረኩም ጎይታይ ኣይበሎን ምኽኒያቱ ጎይታ ክሳብ ኮምኡ ኢሎም ክጽውዕዎ ብትሕትና ይመላለስ ነበረ: ንሃዋሪያት ውን ኮምኡ ምሃሮም።@@Naval-force-h3f
Ata kbehahalu tesamamiom ente konu kea hawey
መአረምታ
1.ኣብቋሉ ብዝኾን ናይ ግእዝ ሰዋስው ኣብ ዝሰመሮ ንቃሉ ተባሂሉ ኣይትርጎምን።
2. ቅድስቲ ቤተ ክርስቲያን እትግልገለሉ መልክዐ ኢየሱስ 64 መልክዓት የብሉን።
3. ለሐፍረተ ሥጋኪ ዝብል ኣብ ዝኾነ ናይ ቅድስቲ ቤተ ክርስቲያን መልክዕ የለን።
4.ድሕሪ ሰላም ለርእስከ ሰላም ለቀራንብቲከ ኣይኮነን። ድሕሪ ሰላም ለአእዛኒከ ምስበልካ ዘሎ መስርዕ እውን ከማኡ። እዚ ናይ ቁፅሪ ተማሃሪ(ጀማሪ) ክፈልጦ ዝግባእ መስርዕ እዩ።
5. ናይ ኣካል፣ ገፅን መልክዕን ኣስተምህሮ እውን ተዛቢዑ እዩ ወይ'ውን መሰረታዊ ዕውቀት ዝጎደሎ እዩ።
6.ብርግፅ ኣብ ገለገለ ጉባኤታት ከማኡ ይትርጎም እዩ ግን ብስሩዕ ኣተረጓጉማ ኣግኣዚ=ነፃ መውፅኢ ወይ ከኣ ነፃ ዘውፅአ ተባሂሉ እዩ ዝትርጎም። ነፃ ዝወፀ ተባሂሉ ኣይትርጎምን።
7.ያግእዝ (ከመን ትእዛዝን ዓንቀፅ እንትኾን) ኣናብባኡ ከምቲ ዝተነበበ ኣይኮነን። ግእዝት ዝብል እውን ኣናብባኡ ከማኡ ኣይኮነን። ንባብ ግእዝ ጥንቃቐ የድልዮ እዩ።
8.ናይ እግዚእን ኣግኣዚን እውን ኪ.ወ.ክ ከምዝገለፅዎ ትርጉሙ ተሓዋዊሱ እዩ።
9. ጳውሎስ፣ ጴጥሮስ፣ ዮሐንስ ዝብሉ ቃላት ኣናብበኦም ሰያፍ እምበር ተንሣኢ(ተነሽ) ኣይኮነን።
10.ተተርጐመ እምብሔረ ዓረቢ ለብሔረ ግእዝ ዝብል እውን "ተተርጐመት እም ነገረ ዓረቢ ለግእዝ" እዩ ዝብል ትርጉሙ ምሉእ ስለ ዝስሕት እዩ።
...
Ata qedamay kfli dika wala zeytemeharka mrda abina walas jro Tegeb dma tmesl😂
ልቀ ልቅ ምጽዋት እሞ ከመይ።
ሰብ ዓቅሙ እንተ ገሩ ኣራሪካ ርእስካ ከም ፈላጥ ምቁጻር እንታይ እዩ ጥቅሙ
መብዛሕትአን ሒዘየን ዝነበርኩ ረኺብካየን። ኣብ ልሳነ ዓረብ ውን ስዋድ ዝበሃል ፊደል የልቦን። ሲን ሳድን ኣለዉ ብድምጺ ይፈላለዩ እምበር
Part 2 zdeli ❤ ybel
ኣዝዩ ጽቡቕ ምርድዳእ እዩ። ብፍላይ ናይ ግእዝ ፊደላት ናይ ክርስትና ጥራሕ መሲሉ ስለ ዝርአ ምስ ቋንቋ ትግረይት ክተሓሓዝ ስምዒት ዝፈጥር ይመስል።
ሰለ ምንታይ እዩ ነቲ ቅድመ ልደተ-ክርስቶስ ዝመጽአ ታቦት ማርያም ጽዮን ዝብሃል፧
Lekbat .
Shabiya beziomn kemziomn sililom eyom nxuhat weledn qoluun haridomn qetilomun.
Hmaq gize mteaazazabi.
Tazibnaka.
bezaeba mentay tezareb aleka nesom bezaeba haymanot yezarebu alewu abzi zezarebwo zelewu nekefeta heto reto enteleka hasabka hab esekagen kabzi mesmer wetsieka aleka
@@xaka5505 Engule beabiu do gida doctor abrham minster miklkal koynu kitchifchef hamed ygebreka ay neberen dongola getachewu kea suqu elkumu jonesayt ay tbelu ay tefexemen elka estalin kea timali tay dina gerna ab barentu teseney shambqo men diu kebti nay Eritrea amxu zsheten eko elka kemaka dongola resomu kea kxaref ktnebru ekumu sheabya tay koynu eiu keshi sleya zilekelka kabaka asibu haberete mimxae ykelo ezi mogumagu saqtan jeneral sleya sheabya ashegiromu zbelo ay semakayonu dika sheabya hamed kigebreka tedeliu hiji keman ay gedfekan eiu 1.5 million kwuskelka dika ?
ኣዝማሪኖ ዲያቆን ኔርካ ክትከውን ኣለካ።ዜማ ተንስኡ ለጸሎት ይበል ብሓቂ ።
ኩሉ ሃጠውቀጠው እዩ there is only one GOD for the people of the World. So all people must pray to the one and the only God.
💙💙🌺🌺🌺🌺💙💙💙💙💙
Tegaru higy dikum tigrina temeharu zelekum
@@Birhanedawa ትግርኛ እንተ ኢልካ ኤርትርኛ እዩ ኸይትብለና ብመግዛእቲ ዝተምሃርክሞ ልሳና ። ምሰ ዓረብን ጣሊይን ሓዊሰኩም ናትና እዩ ኸይትብሉና ትግርኛ እንተአኢልካ ካብ ትግራይ እዩሰፖኒሸ ናይ ሰፔን አምበር ናይ Mexico coast Rica ኸመዘይኮነ ፈረንሳይኛ ናይ ፈረንሳይ እምበር ናይ Mali አይኮነን ሰረቀቲ ጀሪካን ደፈርቲ አባጊዕ ፣
ዓውደ ኣዋርሕ ቁጽርታት ግእዝ ንምንታይ ካብ ኤርትራ ክሃሥ ተጌሩ ክምለስ ኣለዎ❤
ዓውደ ኣዋርሕን ናይ ግእዝ ኣቆጻጽራ ዝበሃልን ግእዝ ኣይኮነን ናይ ግብጺ ኢዩ። ኣቆጻጽራ ቤት ክርስቲያንን ናይ ምድረ ኣጋእዝ ኣቆጻጽራ ብሓፈሻ እቲ ካላንደር ናይ Coptic ግብጺ ኢዩ። ቁዱስ ዲሜጥሮስ ሊቀ ጳጳስ ናይ ሃገረ ግብጺ ዝነበረ ኢዮም ንባህረ ሃሳብ ደሪሶሞ። ሽዑ ናብ ከባቢና ምስ እምነት ክርስትና ብ ቁዱስ ኣባ ኣቡነ ከሳቴ ብርሃን ካብ ግብጺ ብደብረሲና ጌሩ መጺዩ።
Muza tv betami nmesghneka orthodoksawi memharan selzemsaka
Kab Eritrean sabika and next you can bring next Dr dyacon binyam tegraway ,he is really orthodox preacher ,,,,,,
ንሱ እኮ እንጀራ ኤርትራ በሊዑ ዝዓበየ ኢዩ ኣድኺ እተዊ ክትሕረዲ ትኾኒ መን ይፈልጥ 😂😂😂😂😂
ሽሬ አይበሀልን ሽረእዩ ዝበሀል አስመራ ተወሊደ እንዳበልካስ የዕርዮ ንመጻኢ መህረይ😢
ዝበሀል ዘይኮነስ ዝብሃል እዩ ዝብሃል 😂
@@sonofelamidaንሓያል ሓያል ኣልዎ ዝብሃል ሲ.......😅😅😅😅
እቲ ሓያል ትብልዮ ዘለኺ እዩ ተጋግዩ ዘሎ ኣብ ኢትቶጵያ ሀ ሃ ሓደ እዩ ዝንበብ።
Akshinawi Tebekn mezkerta zetrefe Faran mot dongiyatom hatiyat yekubu alewu genzeb mesluwom
ጽቡቅ መደብ: ግን ተሓታቲ ዲካ ሓታቲ ምፍላይ ኣቢዩና ምክንያቱ እቲ ሕቶ ብጣዕሚ ነዊሕ እዩ ትምልሶ ዲካ ዘለኻ ትሓትት ቁሩብ ተወጃቢሩና: ኩሉ ግዜ ሕቶ እንተነዊሓ 1 ደቂቅ ክወስድ ኣለዎ።
Men yu wedi men yu hiteto plz ? Thanx
እዚ ጠልቓዕ ሓሳዊ ከምዚኦም ዝበሉ ፈጣሪ ብኣፍ'ምበር ብተግባር ዘይፈልጡ ከሓድቲ ህዝብና ይፃወትሉ ኣለው💔💔
እዝጊ ኣፍለጠካ ወደይ፡ኣዚ ዳኣ ንዓና ነቶም ኤርትራውያን ከማን ንኢሰያስ ከሐጉስ ፈላልዩ ሕምስምስ ኣቢሉና!
@@gezadkatat1465 ን ማርቆስ ደባስ ከሙ በሎ
@@abadittadesse5892 ❤️
😂😂😂😂😂
ሐቂ መራር
እንዳ ክለል ሓቂ መባለዕትኹም ኣይኩነትን
ውሓጡዋ ዒረ እንዳ ጣዓመኩም።
Good Jobs ❤
powerful Priest
ጠንቋሊ፣ ፀጋ ናይ ክህነት ዘይብሉ ቀጣፊ ሓሳዊ ካህን ናይ ናቕፋ
እግዚኣቢሄር ይግናሕካ/ኪ
መንግስት ቢኖር ይሄ ዱርዬ መታሰር ነበረበት።
@@tigray460የሕዋት ነገራት ሃይማኖት ምስ ፖለቲካ ኣይንሓውሶ፡ ኣይንፍረድ
❤❤❤❤
እግዚኣብሄር ኽሓተኻ እዩ
ጌጋ ትምህርቲ ንሰባት እንዳማሃሪካ
ክርስቶስ ዘይማሃሮ ትምህርቲ ትምህርት ኣለካ
ኦርቶደክስ ከምዚ በዓል ንስካ እዮም ናብ
ጽጽዋይን ስሕተትን ኣእትዮማ።
ክርስቶስ ዘይብሉ ትህምርቲ ይኩን ምጽሓፍ ስሕተትን ኣጋንንታዊን እዩ።
ተንሳሕ ተመለስ ናብ እየሱስ ክርስቶስ።
በቲ ጌጋ ትምህሮ ትምህርቲ ካብ ፍርዲ ኣምላኽ ኣይተምልጥን ኢካ።
ግብ 4፥12
ዮው 3፥17
ዮው 6፥14
ኣንብብ።
ጽዋይን
እስከ ክንእረም እንታይ ገጋ ትምህርቲ እዩ ሚሂሩ?
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
🎉
NITI TIGEBRO ZELEKA MITIBIBAA QANQANAN HAYMANOTAN KETSILELU AMLAK ABSIRAHKA ETAHAWESO. AMEN
እቲ ቀዳምን ሰንበትን ዘኽብርን ዘየኽብርን ሰብ ኣብ ሲኦልን መንግተ ሰማያትን ክመላለስ ወይ ክኣቱን ክወጽእን ኢዩ ዝበልካዮ ድዩ ሃዋርያዊ ስብከት ማለት?
ሙዛ ቲቪ ሰላምካ ይብዛሕ ገሊኡ ግን ሸለል ኢልካዮ ኢኻ ፡ ልዕሊ 800 መልክኣ ኣለዉ ክብል ከሎስ ዋላሓንቲ ዘንሂ መልሲ ኣይሃበላን
❤️❤️❤️❤️
ክንደይ ድዩ ዕድመኻ ኩለን ዕድመኻ ወዚዕካ ወዲእካየን ብዝኾነ ጽቡቕ መደብ😂😂😂
Seliya Temahire bel Hasawi
ካብ መጋቤ ሐዲስ ናብ መጋቤ ምስጢር ደኣ መዓስ ቀይሩ?
Kkkkk….😂😂😂😂😂😂
ፍደላት ናብ 7 አናብባ ተማሓይሹ ዝተቀየርሉ አብ ገዳም አውነ አብሳዲ ደብረመሰርያም ተባህሉ ዝፅዋዕ ቛሓይን ኢዩ
Gega interview abona eintetibl ay mhashen slemntay kndzi mzntal bteami gega gega
@@MTO2024 ኣቦና ዝበሃል ንቀሺ እንበር ንቅሽነት ዘይብሉ መርጌታ ኣቦና ኣይበሃልን እዩ።
@@God-db9vp Eti abo teterefe ok memhr mbal ke ay mhashen do
@@MTO2024 መምህር ምኳኑ ኣሚኑ እዩ ኮ ዓዲምዎ ዘሎ፡ ዓሰርተ ግዜ መምህር እናበልካ ምጽዋዕ ግን ኣይጥዕምን እዩ፡ እዚ ሸቖጥቆጥ እናበልካ ምሕታት ጽቡቕ ኣይኮነን።.
Memhr kbehal ykel yu gn Abona zbehalu nqomosat wey Aba zkonu monokosat yom Abona nbl..nqeshi kea aboy keshi elna nxwwo ❤@@MTO2024
እቲ ሰናይ ነገር ኣማን ማለት ደፋርን ንፉዕን ካብ ፍልጠት ንጹህ ዝኾነ ጭዋ እዩ ። እዚ ማለት ብቋንቋ ፈለገ ሕይወት "ተልሚድ "ይበሃል እንተ ኽኢልካ ከይትነቅጽ መግበ ኣእምሮ ብላዕ በሎ።
ሓደ ሓደ ሰባት ኣብ ሜድያ ክቐርቡ ከለዉ እንታይ የቕርቡ እንታይ ይብሉስ ይፈልጡ ዶ መጋቢ ሚስጢር ኢሉ እንዳ ኣላለዮኡስ ከም ሓደ ኣብ ጎደና ዝረኽቦ ለማኒ ድማ ኣታ እንዳ በለ ድማ ይሓቶ እንታይ ማለት
@@Abrhamkidane-x4d እቲ ትኽክል ንሓደ ሰብ ኣታ ክትብሎ እዩ ግቡእ፡ ኣቱም ንብዙሓት እንበር ንሓደ ጌጋ እዩ፡ ንኽብረት ተባሂሉ ምሕሳቡ ውን ጌጋ እዩ፡ መጋቤ ምስጢር ስለዝኾነ ኣታ ኣይትበሎ ትብል ኣለኻ፡ ግን ንኣምላኽ ኣታ እንበር ኣቱም ኣይንብሎን ኢና እሞ ንኣምላኽ ንዝንጥሎ ኣለና ማለት ድዩ፧
ዘርእ እኩይ ሓሳዊ እቲ ቪድዮ ኣብ ኢድና ኣሎ።
እዚ እኮ ሰላሊ እዩ ነይሩአብ ዋልዲባ ዚነብሩ መጽሐፊትንኪሲረቀኑ ገዳማት አቦታታና ንኪረሸኑ ዚሰረሕ ዚነበረ ማሕብረ ቅዱሳን እዩ ።
እግዚኣብሔር ይግናሕኪ/ካ😢
ናትካ ድያ ክቡር ሓው
እንታይ ኮይኑ ዩ ፈጥፈጥ እናበለ ዝዛረብ፧ ናይ ኮንፌ ጉዳይ ድዩ፧
Men eti zhatt dyu eti zhtet zelo
@nardosphilipos1278 እቲ ዝሕተት ዘሎ!
ኑፉዓት ዚምዚኦም ዛኣመሰሉ ለባማት ን ህዝቢ መሪሕ ዝኸንወ የድልየና እዩ ቀጽሎ
እዞም ኣቦና ካብ ማዕዶ ማይ ድዮም???
Sileya nay shabiya eyu gexkum tirhak tegaru
ኣላባብሳ ጋዜጠኛ ብጣዕም ጽብቅ 🙏
Dhrit dmelesuna fetewti nebsom crups gedifka ke philosopher Amanuel Sahle dgemena
ንስኻ እንዳ በልካ ኣይትሕተቶ
ኪድ የኣኽ ጥስጡስ
Hi
እዚ እቲ ኩቡር መንግስትና ዝብል ዲዩ
ንልዕሊ 300 ዓመታት ደብተራ አምሓራ ዝነገሩና ሓሶት ፣ብዕሱብ ኤርትራዊ ( ትግርኛ ተዛራቢ ቡዃሪያ ) ብልሳና ይድገመልና አሎ ።
ኣስላማይ ክትከውን ኣለካ ለኽባጥ
@@MoabHopemarry ደዉለለይ ኸሰራሰረካ ንሰኻ እኳ ኽርሰቲያን ኹይንኩም ባሪያ ጣልይን
@@syakkesanናይ ጸርፍኻስ ደሓን ጸገም የብሉን ናብዚኣ እሞ ቁጽርኻ ስደደለይ ጽቡቕ ጌረ ከረድኣካ እየ ብዘረኝነት እንዲኻ ዓዊርካ ዘለኻ
@@syakkesan ኣታ ድንዙዝ ቁጽርኻ እባ ጽሓፍ ዓኳር ከሰራስረካ ጽቡቕ ጌረ ዘረኛ
Hasawi
አነ እቱ ጋዜጠኛ ዘስተውዕል እቶም ኣቦ ግና theology ኣምሓራ ብትግርኛ እያ
ኣዝማሪኖ የቐንየልና✅
ሕቶ ግን ነይሩኒ፦
➢መጋቤ ሚስጢር ኣማኒኤል ስለ ፊደላት ከብርህ እንከሎ
ስለ እቶም ናይ ኣምሓርኛ ንፊደላት ግእዝ ዝሃብዎም ብይን ዩ ነጊሩና።ብተመሳሳሊ ስለ ዜማ ቅዱስ ያሬድ-እቲ ተፅዕኖ ቋንቋ ኣምሓርኛ ኣብ ፍልጠት ሊቃውንቲ ቤተ ክርስቲያን ውን ኣይግድቦን ዶ?
➢እንታይነት ፊደላትን ድምፅታትን ፊደላት ግእዝ ንምፍላጥ ኣብ ክንዲ ድሕሪ 13 ክ/ዘ ድሕሪ ልደተ ክርስቶስ ምርኣይ ቅድሚኡ ዝነበሩ ብራናታትን ካልኦት መወከሲታትን መርኣይ ዶ ኣይመሓሸን?
ጽቡቕ ኣለኻ።
ሸይጣን ኣባኩም ሓዲሩ እንድዩ ሰላም ከሊእኩምና ኣርዎስ
ሃታቲ ንጹር መላሲ ግን!!! ብፍላይ ናይ ኣባ ዘወንጀል ሲ ኣይነጸረትን
ኣቤት ሃተፍተፍ ብ ኣፍካ ጨለ ምዃን ክጥዕም።
Azi wedi gn nay debrxion dmxi alewo
This guy says that dying on a weekend is more rewarding than dying on weekdays. 😁 He also babbled about the shape of Eritrean map resembling a key. 🔑
Tha later ain''t him, the previous tho.
ኣይትሓሱ ካብ ማይ ሊሓም ግፋ ምስ ኮነ ገሊኦም ተታሒዞም ሳዋ ከይዶም ንስኻ ሃዲምካ
ኣይትሓሱ ኣታ ኣብ መይልሓም ተገፈፈ ዝከደ የለን
ጋል እተኮይንኪ ካኣ ተጋጊኪ
ዋይ ኣንታ ነዚ ምሁር ኢልካስ ተምጽኦ ተጋጊኻ😂
በለው ከለው ሃለው ለው ፣ ግእዝ ናብ ትግረ ግን ካብ ሰባዊይን መፂኡ ይብለካ ? ቅቅቅ ሀ ካብ ሰማይት ሰማይት ወሪዱ ናይ ደብተራ ጎንደር ፣ ፍልሰፍና ብትግርኛ
ሀ ፤ He ሁ፤ ሂ፤ ሃ፤ Ha
ለ ፤ Le
ጸ ጸጸጸ ናይ እዚኣ ትርግም እባ ንግርን??? 😢😢😢
እሞ ቓንቓ ግእዝ እንት ትምህርና ጽቡቅ ኔሪ ብኣማሓሪኛ ጥራይ እዩ ዘሎ ምሪጌታ ኣማኒኢል ።
This interview shouldn't be streamed.
The interviewer wasn't really good, he is arrogant.
@@Negarit-j4r እንታይ ጌሩ።
@God-db9vp .
The way he is acting, talking about faith is not something funny.
Natka timhritesi waga yeblon😊
ዱሁል😢
አታ አዚ ወዲ ብኩሉ አዩ ዝገጥም ብሕቂ ንፍዒ
ኤርትራዊ ድዩ
ኢሰያስ ድዩ ምባል ይሓይሽ ንኢሰያስ ሂወቱ ክከፍል ድሕር ዘይብል ካድረ ህግደፍ"ዩ!
@@gezadkatat1465እግዚኣብሔር ይግናሕኪ/ካ😢
እወ❤
@@awetawita4115 ኢሂ ትፈልጦ ዲካ፧
እዚ ኩብኩብታ ዝብሎ ዘሎ 70% ካብ ሓቂ ዝረጃቐ እዩ
Mechem tigrign tgrign tebelkum txedquyu zmeslekum waaa🤔🤔
Kelte haswti
Vacation
Defar seb ika gn subscribey alile aleku kabaka🤨🤨😏😏
Kahn shaebya papasat tigray kketl zmese wetader shaebya eyu bay gondern Gojamn tenkoli eyu
ኣማኑኤል ጠንቋሊ: ኣወሻከር ማለት እንታይ ማለትዩ?
🤐😒
Tigre iko nai Eritrea iu iwai
እወ ግን ዋንኡ ግእዝ ዩ ካብ ግእዝ ዝመጸ እምበር እዚ ኤርትራ ዝሰርሓቶ ወይ ዝመሃዘቶ ኣይኮነን።።።።
Hasawi gay minbark kea nigerom
emo nska dia debtera eka
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Eritŕawi du
1/2
እወ😊
Halewlew eyu
Zeyzirebelu intekoynu nimintay yinibeyu?
Ab kebdom hizomo zeykedu?
Himamin mekeran kemzimexi zifeltu intenerom kem amani ni Hizbom zeynegeriwo?
Hiji nisika tray silezifeletkayo men yiamneka?
Eza kizareb aydelin tidegagima aleka, nimintay?
Ewayyy nbaba eseyas tray aykonkan ba tzntlo wela nezom merahti haymanot besmeab 🤔🤔🤔
Ezyseb selay nayhgdef eu tegaru leben geberu
ይበል ጽጽዋይ?
Ezi Ortodox b Geez silezisebik eu aflito godiliwo fah fah zibil zelo.
*ኤርትራ ሃግረ ትግርኛ እያ ፡ ነዞም ደቂ መሓመድ ከነቃብጾም፡ኣለና* ደቂ ገይ ማሕማሕ😂😂
ንኣስላም ኣሕዋትና ከቃብጽ ዝመጽእ መጀመርያ ንዓና ክርስትያን ቀቲሉ ክሓልፍ ኣለዎ፡ ንዓና ስዒሩ እንተሓሊፉ ግን ከቃብጾም ይፍቀድ እዩ።
ወዲ ዓጣሪት ክሳድካ ትብተኽ ከም ኣቦኻ ዮውሃኒስ ንድሕሪት ተመልስካ ታሪኽ ኣቦታትካ ኣንቢብ በካዕ ዋሒድ
ab bayta yerakbena
ርእስካ ወኪልካ ተዛረብ ኣብ ኤዉሮጳ ወን ናይ ጸዓዱ ዓዲ እዩ እኾ
ባዕልና ደቂ ትግርኛ ነዓኻ ከነጥፋ ካ ኢና ። ተበገስ ሞ ምስ ኦም ኮይና ከነጥፍንካ ኢና። ምክንያቱ ከጥፍእ እየ ዝበለ ክጠፍእ ኣለዎ ።
መደብካ ብሉጽ ኔሩ ። ጋሻኻ ግን ብዙሕ ኣፍልጦ ዝወሓዶ ይመስል ። ኣብ ቀጻሊ ብስል ዝበለ መምህር ኣምጻልና ።
ዋእ ...... !
ኣብ ትግራይሲ ግዕዝ ይውሕድ እዩ ዲኻ ዝበልኻ ?
ግዕዝ ኮ ዘላ ኣብ ትግራይ እያ ። በዚሑ ፈሲሱ ....... ብምንታይ መፅናዕቲ ኢኻ ከምኡ ኢልካ ?
እንክጅምር ሒዝካዮ መፂእኻ ዘለኻ ሰብ ሓሳውን ንኸብዱ ዝነብር ከዳዕን እዩ ። "የናት ጡት ነካሽ "።
ኣፅፊፉ ምዝራብ ኳ ዘይኸኣለስ ኮልታፍ ።