ንብዙሓት ኤርትራውያን ክጸሉ ዝኽእል ጉዳይ!

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 24 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 184

  • @BiniBini-j2c
    @BiniBini-j2c 3 дні тому +10

    ጸጋብ ዘይክእልዋ ጎሮቤታችን ❤❤❤❤ ዓቢ ሰብ የቀንየልና ስለ እቲ ትህበና ሓበሬታ

  • @dians1273
    @dians1273 2 дні тому

    Best advice thankyou❤👌🙏🇪🇷🇺🇸

  • @ahmedabdelkader7187
    @ahmedabdelkader7187 3 дні тому +6

    ኩሉ ብሰላም ክነብር፡ ሃገርናን ጎረባብቲ ሃገርና ሰላም የውርደለን።

  • @Rosemary-c2i
    @Rosemary-c2i 3 дні тому +9

    ቡዝሓት ተጋሩ ብሽም ኤርትራ እዮም ኢዶም ሂቦም ካብ 2014 - 2018. ክፍኣቶም እግዚኣብሔር ባዕሉ ይፍደዮም.

  • @mebrhatueyob9169
    @mebrhatueyob9169 3 дні тому +11

    እታ ፍታሕ ካብ ኤርትራ ናይ ስድራኻ ታሴራ ምምጻእ ኢዩ ካልእ ፍታሕ የለን።

  • @mbrakgebresilasie
    @mbrakgebresilasie 3 дні тому +2

    ጽጋብካ ዘይምኽኣል. Thank you Akile hawna

  • @fisehayegeorgis271
    @fisehayegeorgis271 2 дні тому

    Thanks, it is a clear information.

  • @Selamtesfazghi234
    @Selamtesfazghi234 3 дні тому +3

    ሕጂ ግሩም ወዲ ኤረይ❤️❤️❤️

  • @haileweldesilassie313
    @haileweldesilassie313 2 дні тому

    ብጣዕሚ ውርዙይ ሓበሬታ

  • @fanuskesh4838
    @fanuskesh4838 2 дні тому +3

    ካብ ቀደም ኣእላፍ ኤርትራውያን ኣብ ዶባት ኣመሪካ ብካልእ ስም ዝጽውዑ ሃይማኖት ዝቅይሩ መሊኦም። ኩሉ ኤርትራዊ ሓስዩ መንግስቲ ህዝቢ ኣጸሊሙ ዑቅባ ይሓትት

  • @yohannesnebi-st7mm
    @yohannesnebi-st7mm 3 дні тому

    Good Job Akile

  • @Teameteklu-ci7sx
    @Teameteklu-ci7sx 3 дні тому +11

    Welcome akile wela kab camp tgray eko lieli 75 % tegaru eyom bshim eritrawyan zkedu nerom

  • @banoarefayne3910
    @banoarefayne3910 3 дні тому +1

    ጽቡቅ ሓሳብ ❤❤❤

  • @genetmenghis7586
    @genetmenghis7586 3 дні тому +4

    ኣኪሊሉ ዝስምዓና ስለ ዝስኣና እምበር ኣስማት ቢዲዩ ኣለና ሕጂ ግርም 🎉🎉🎉

  • @kishinemama7387
    @kishinemama7387 3 дні тому

    ኣክልሉ ሓወይ ጹቡቅ ሓቤረታ 👍🏾✅🙏🏾✅🙏🏾✅ ዓወት ይምነየልካ ኣምላኽ ምሳኻአ ይኩን 🙏🏾l

  • @YoniYoni-pp7hu
    @YoniYoni-pp7hu 3 дні тому

    አኬ በጣም ነው የሚያሳዝነው በርታ ወንድማችን

  • @shamfesha4974
    @shamfesha4974 3 дні тому +10

    ኩቡር ኣክለ ሓውና መጀመርታ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ፡ ብምቅጻል ሕጂ ዳኣ ልዕሊ ዓቅሞም ስደተኛታት ኮይኖሞም እምበር እዚ ጉዳይ እዚ ጽቡቅ ገይሮም ይፈልጥዎን ይሰርሑሉን ዝነበሩ እዮም

    • @h.klearnchannel8490
      @h.klearnchannel8490 3 дні тому +1

      እንታይ እሞ ኤርትራዊ ኢልካ ዕቁባ ምቅባል ዘሕጉስ ኮይኑ ዲኻ ኣብዚ ትግዕር ዘለኻ 😂😂 ውርደተኛ

    • @aklilu.Hmichael
      @aklilu.Hmichael  3 дні тому +3

      Thank you. Kem hzbi kntnkek ygbae eyu

    • @Warsay1tsegay
      @Warsay1tsegay День тому

      @@aklilu.Hmichaelzekeberka memher aklilu ezom kulom Eritreaweyan ena elom werket zewesdu Ethiopiaweyan zebezhu abey eyou adukum mestebahlu asseb kemzeblu ke tefelt do nementay elama eyom kulom asseb zeblu politicawi wudit zelowo you zemesel

  • @JohniJohniTsegay
    @JohniJohniTsegay 3 дні тому

    Thank you Akile dear bro for taking about this message ❤❤❤

  • @sabatecle978
    @sabatecle978 3 дні тому

    Good msg.

  • @omarkhalil9259
    @omarkhalil9259 3 дні тому

    شكرآ لك على هذا التنبيه ارتريا فوق رؤسنا نحميها من كل الشرور والازى وهي مسؤلية جميع المواطنين .....❤

  • @tesfetekle9067
    @tesfetekle9067 3 дні тому

    Yes

  • @naomiweldezghi5617
    @naomiweldezghi5617 3 дні тому

    ናይ ብሓቂ

  • @gechnegasi4635
    @gechnegasi4635 3 дні тому

    Nay bhaki des zbl info ketsilelu Akil.

  • @haniyaismael5077
    @haniyaismael5077 3 дні тому

    Thank you

  • @asmeretgurja9696
    @asmeretgurja9696 3 дні тому +4

    ነመስግነካ ክቡር ሐው ኤርትራዊ 🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤

    • @aklilu.Hmichael
      @aklilu.Hmichael  3 дні тому

      Thank you

    • @kuflomangsom3880
      @kuflomangsom3880 3 дні тому

      ​@@aklilu.Hmichaelስማዕንዶ ኣቶ ኣክሊሉ እዚ ጉዳይ ካብ ባዓሊኻ ጀሚሩ እንኻዓሰይ ዝብል ዘረባ ይረአ ኣሎ ንስኻትኩም ካብ አርትራ ክትመጺኡ ከለኩም ብ መነንነትኩም ዘጓሳቀለኩም ኣሎ ድዩ ኣብ ኢ/ያ ክሳብ ገዛዊቲ እንዲኩም ትሰሪሑ ንስኩም ግን ብሽምና ወረቀት ይወስዱ ኣለዉ እልኩም ተጉሪዑ በል እቶም ኣዲስ ኣበባ ትግራይ ዘለዉ ኣሕዋቲኻ ሓስብካሎምዶ እንታይ ከም ዝገብሮዎም በል ተጸበ

    • @AlphaAZ-h5c
      @AlphaAZ-h5c 3 дні тому

      ​@@kuflomangsom3880Aytfekr eba...baelu iyu eko eti wedi ab zeyedlyo srah atyu...axaryulna endhr ilom men iyu kihtet? Mengsti Eritrea ezin ezin natey iyom ezin etin aykonun endhr ilom hne ab meskinay seb ktfedi malet dyu?

  • @kiroswoldeselassie9334
    @kiroswoldeselassie9334 2 дні тому

    ሰላም አክሊሉ ሃብተሚካኤል ነቲ ብተኸታተሊ ነቲ ተቅርቦ መደብ ዮሃና ክቡር ሓው ግዱስ ዜጋ በርትዕ ❤❤❤።

  • @abhiweteyeyezeneber
    @abhiweteyeyezeneber 3 дні тому +3

    Gedefom dea esom eyom emni ena derbeyu tok zebeluna zelewu neunay dea❤❤❤

  • @ngstitsegay1647
    @ngstitsegay1647 2 дні тому

    Selam

  • @semirasli2728
    @semirasli2728 3 дні тому +4

    ጎሮቤትና ወላ ኣብ ሊብያ ኢየን ኤርትራውያን ኢለን ዝምዝገባ

    • @kuflomangsom3880
      @kuflomangsom3880 3 дні тому

      ሓደ ጓሓፍ ኾይንኻ እምበር ኢ/ያ ክትመጺእ ከለኻ አርትራዊ እሉ ዝተዛረበኻ ኢ/ያዊ ኣሎ ድዩ ሩኩሳት እቶም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘለዉ ኣሕዋቲኻ ሕሰበሎም

  • @LucchiGebreamantekelu
    @LucchiGebreamantekelu 3 дні тому

    Good job 🇪🇷🇪🇷❤️❤️🙏🙏

  • @rigatteklezghi6743
    @rigatteklezghi6743 3 дні тому

    Yes behaki we have to k own 1stidentty God bless you

  • @keletaberhe7593
    @keletaberhe7593 3 дні тому +1

    Ambesa aklilu tebarek

  • @HaniGile-lf8uw
    @HaniGile-lf8uw 3 дні тому +1

    በርትዕ ወዲ ኤረይ ደቂ ኤረይ ኛነልኩም ዓብዩ ክርኤኩም እዩ በህገይ ደቂ ሪመይ ደቂ ሃገረይ 🎉🎉👑🔥💎

    • @aklilu.Hmichael
      @aklilu.Hmichael  3 дні тому

      Thank you!

    • @HaniGile-lf8uw
      @HaniGile-lf8uw 3 дні тому +1

      @aklilu.Hmichael you are wellcome muhratna ketabyou delaty you memhr 🙏🙏🙏👑♥️♥️

  • @NRYYonas
    @NRYYonas 3 дні тому +27

    ጠፋእክን ኢትዮጵያውያን ብፍላይ ተጋሩ ብስም ኤርትራዊ ወረቐት ሒዝኩም ተመሊስኩም ኣብ ልዕሊ ኤርትራዊ ትገብርዎ ንዕቀት ሕጂ ስሓንዋ።

    • @Eri2626eritra
      @Eri2626eritra 3 дні тому +1

      👍👍❤️

    • @nohimini750
      @nohimini750 3 дні тому +1

      ❤🇪🇷🤏🤟

    • @mulehaile1611
      @mulehaile1611 3 дні тому

      @@NRYYonas ስማዕ ኣታ ህውታትያ ክትጎሓፍ እንተኾንካ ብዘለኩም ባራዩ ክትጎሓፉ ኢኹም ወድዛ ጨናዊ ሓሰማ 🤣🤣🤣

  • @T.T.R-m9r
    @T.T.R-m9r 3 дні тому

    Buzuhat Tegaru alowu ...Bi Sim Eritrewain Ziwesedu.Yifeltu eyom keman

  • @ShabiShabi-p1n
    @ShabiShabi-p1n 3 дні тому +5

    ከይጸገቡ... ነይዘሉ!..... ከይዘለሉ... ነይስበሩ! 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣 ሕጂ... ግርም... ኩላ ክትጻረ... እያ.

  • @samsomfissahaye5286
    @samsomfissahaye5286 3 дні тому +3

    ጽቡቅ ጌሮሞ ኢዚ ጉዳይ ኪቅጽል አሎዎ 💙💙💙💯✅

  • @eritreafirst7329
    @eritreafirst7329 3 дні тому +7

    Lagxi b hzbi eritrea yu, kindey ametat kab kamptatt tigray athizom bshim eritrawian nab wexay enda mexu n ahwatna ab africa gihfom ,temelisom xgabom keyxeru kea kifkru yrayu,dhri degim sheket bshim hzbi eritrea dew kibl yu,nay edom kea kiwesdu eyom ,nhna wn kintahagagez ena mstom mengstatt 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷

  • @NahomBerhi
    @NahomBerhi 3 дні тому

    Nice job bro

  • @AdamBelay-q1y
    @AdamBelay-q1y 3 дні тому

    እዛ ብቛንቋኻ ጌርካ ምዝራብ ጌርዋ ዘሎ ዓባይ ጌጋ ንኩሉ ሰብ ዓባይ ትምህርቲ እያ።

  • @mebrhatueyob9169
    @mebrhatueyob9169 3 дні тому +4

    እዳፈለጡ ኢዮም ሕጂ ስደተኛታት ዒቅ ሰለ ዝበሎም ኢዩ እቲ ዝሕዝነካ ብስም ኤርትራ ዑቁባ ሓቲቶም ኣንጻር ኤርትራ ክጻረፉ ዝውዕሉ ኢዮም ከም ተቃወምቲ መሲሎም ብደንጎላ የሕዋትና ዝሃርሙ ዘለዉ ሕጂ እውን ኣብ ኢጋንዳ መሊኦም ኢዮም ብፍላይ ትምህርቲ ክትምህር ከለኻ ፈሊጥካ ክትምህር ኣለካ።

  • @genetmenghis7586
    @genetmenghis7586 3 дні тому

    🙏🙏🙏

  • @ywarsay2357
    @ywarsay2357 3 дні тому +2

    እዚ ነገር ንነዊ ዓመታት ከም ኢርትራውያን መሲሎም ዑቁባ ይሓቱ ከም ዘለዉ ብእንባሲ ERI የጠንቁቁ ከምዝነበሩ ይዝከረኒ::

  • @marthatuccu4907
    @marthatuccu4907 3 дні тому

    🙏

  • @kidanetsegay6641
    @kidanetsegay6641 3 дні тому

    ንኩሉ ኣብ ዓለም ዕቅባ ዝሕተተሉ ሃገራት ከሙኡ ምድንጋራት ከምዘሎ ዘእምን ምስክር ኢዩ።

  • @ፍናን-ኣፕ-ዛሩንጣ
    @ፍናን-ኣፕ-ዛሩንጣ 3 дні тому +7

    ይገርም እዩ ኣነ ኣብ uk 12 ዓመታት ወረቀት ኣብየሙኒ ድሕሪ ኣዚ ኩሉ ካብታ ሃገር ብናይ ሰብ ፓስፖርት ገይረ ካናዳ ኣትየ
    ባዓል እዚ ኦም ድማ

    • @dawittesfu8210
      @dawittesfu8210 3 дні тому

      Canada emo tekebilomuka do

    • @ፍናን-ኣፕ-ዛሩንጣ
      @ፍናን-ኣፕ-ዛሩንጣ 3 дні тому

      @dawittesfu8210 እንታይ እሞ ምቅባልስ ተቀቢሎምኒ ግን እቲ ናይ ኣጻብዕተይ ዓሸራ ስለዝረኸብዎ ድሕሪ 3 ዓመት እዮም ሂቦምኒ እሱ ከማን እንግሊዝ ኣይንደልዮን ኢና ስለዝበልዎም እዩ እምበር ምለስዎ እንተዝብልዎም ምመለሱኒ
      እንግሊዝ ኩሉ ጊዜ ኣሲድ እዩ

    • @dawittesfu8210
      @dawittesfu8210 3 дні тому +1

      @@ፍናን-ኣፕ-ዛሩንጣ enkae habuka emo kab engliz dea canada keman yehesheka

    • @ፍናን-ኣፕ-ዛሩንጣ
      @ፍናን-ኣፕ-ዛሩንጣ 3 дні тому

      @dawittesfu8210 እንግሊዝ ዳኣ እንግሊዝ እንድዩ ኩሉ ጊዜ ቅተሎ ጨፍጭፎ እስሮ ውግእን ናቶም ታርጋ እኮ እዪ ኣብ ሓንቲ ሃገር እንግሊዝ እንተ የእትዩላ ኣኺሉዋ

    • @dawittesfu8210
      @dawittesfu8210 3 дні тому

      @@ፍናን-ኣፕ-ዛሩንጣ ane nebaeley canada kemexie yebel aleku interview kemey eyo kebid do

  • @tesfaldetasfaha4511
    @tesfaldetasfaha4511 3 дні тому

    Thanks akililu kulu tigebro zeleka hagazay eyu Thanks

  • @asterzerezghi5094
    @asterzerezghi5094 3 дні тому

    💕💕💕🙏🏾

  • @ruthtesfagabir3595
    @ruthtesfagabir3595 3 дні тому

    GBU Aklilu

  • @Tedhab
    @Tedhab 3 дні тому +5

    ኣብ 2004 ካምፕ ሽመልባ ክምስረት እንከሎ፡ ልዕሊ 5 ሽሕ ስደተኛታት ክኾኑ ከም ዘለዎም ተባሂሉ፡ ካብ ከባቢ ሽረ ፡ ሽራሮ፡ማይ ኩሕሊ ጀሚርካ ኣብቲ ወረዳ ዝነብሩ ኩሎም ተጋሩ ካርዲ ናይ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኢሚግረሽን ኣራ ዓዲልዎም። በዚ መሰረት ድማ ኣብ 2008 ብዝተገብረ Group case ዳርጋ 80% ተጋሩ ብሽም ኤርትራውያን ን ኣሜሪካ፡ኣውስትራልያ ኖርወይ ኮታስ ስደተኛታት ናብ ዝቕበላ ሃገራት ኣብፍልጦ መንግስቲ ኢትዮጵያ ከይዶም። እዚ ኩሉ እቲ ኣብ ሽመልባ ዝነብር ዝነበረ ኤርትራዊ ዝፈልጦ ምስጢር ኢዩ። ስለምንታይ ሕጂ መንግስቲ ዓዲ እንግሊዝ ሕጂ ከምዘይፈለጠ ኮይኑ ዝቐርብ ዘሎ ገሪሙኒ ኣሎ።

  • @zeraytsige2633
    @zeraytsige2633 3 дні тому

    Nay germen wun kemzi agatimu neyru eiyu bkemu meknyat ka dhri 4 5 amet interviw gerna slezi kulka eritrawi tetenqeq yxelwena eiyu ❤🇪🇷🌹👍

  • @luwam6122
    @luwam6122 3 дні тому

    Akile vidotatka darga zey rakowo ybleyn mknyatu atehlfo melakti nsurun sfufun eyu Good job zhawey ❤🎉

  • @esayasweldemariam4363
    @esayasweldemariam4363 2 дні тому

    ንኹሉ ግዚኡ ኣለዎ ደጊም ኣኸለ ብ ኤርትራዊ ዜጋ ምሽቃጥ ተመስገንካ ኣምሌቼ????

  • @kubromghebrhanes2091
    @kubromghebrhanes2091 3 дні тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @LimitLess-Imagination-
    @LimitLess-Imagination- 3 дні тому +1

    ጽቡቕ መደብ ኣኪለ
    ግና እዚ ነገር ክሳዕ ክንድዚ ክበጽሕ ዝገብርናዮ ንሕና ኤርትራውያን ምበር ንሳቶም ኣይኮኑን። ንኣብነት ቅድሚ 2015 ኣብ ጀርመን ኢንተርቪው ብደብዳበ ከሎ ኢትዮጵያውያን ምስ ኤርትራውያን ኮይኖም ክሳዕ ዝመልኡ ኣነ ይፈልጥ፥ ባዕልና ኢና ናይዓድና ሓቤሬታ እንዳ ሃብና ደይ ንሶም ኢዮም ዘብልዕዎም እንዳተባህለ ንሕና ኣብ ጸገም ወዲቅና፥
    ግን ሓንቲ ነገር ኣላ ኩሉሳዕ ኣብ ሓንጎለይ ትመጸኒ፥ ብስሞም ዑቅባ ክንሓትት ንሳቶም ከምዚ ንግብሮ መፍቀዱልን ዶ መስለኩም?

  • @munatv3335
    @munatv3335 3 дні тому

    Wawu ❤❤❤❤

  • @AlemZeru-n2v
    @AlemZeru-n2v 3 дні тому

    ንስኻ ጎበዝ መምህር ኢኻ ኣነ ከዓ ፅፉፍ ሓቂ ስለእተምፅእ አኽተለካ ካብ ኢትዪጵያ

  • @frezghiokube3241
    @frezghiokube3241 2 дні тому

    ሰላም መምህር ኣክሊሉ ሓውና ፡ጽቡቕ መደብ ኢዩ እዚ ዝገበርካዮ ናይዚ ወዲ ።
    እንተኾነ ግን ፡ብኣማርኛን ብእንግዚኛን እተዝኸውን ብጣዕሚ ጽቡቕ ነይሩ ምክንያቱ ኤትዮጵያውያን እዚ ሰብእዚ ብምእሳሩ ሕማቕ ተሰሚዕዎም ኤርትራውያን ኣብ ሃገርና ዘለዉ ክወጹ ኣለዎም ነዚ ዘእሰርዎ ንሶም ኢዮም እናበሉ ነገር ይፍሕሱን ይቅስቅሱን ስለዘለዉ ፡እዚ ሰብ እዚ ባዕሉ ዘምጽኦ ጣጣ ምኻኑ ንምፍላጥ ዝኣክል እንከላይ በቲ ቃንቆኦም ወይ ድማ ብእንግሊዝኛ ተትዝርግሓ ነርካ ኣነስ ብጣዕሚ ጽቡቕ ኮይና ትስምዓኒ ፡ኣጀንዳ ኢዮም ገሮማ ዘለዉ ኣብዝሕጂ ሰዓት ኢትዮጵያውያን ብኡ መንጽር ድማ ፍርሓት ኣለና ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዉ ኣሕዋትና ኤርትራውያን ስቓይ መከራ ከየውርድሎም ።

  • @jossytm6814
    @jossytm6814 3 дні тому

    👍

  • @AbrhtAnde
    @AbrhtAnde 3 дні тому

    ሐወይመዐረይንሕነካዐሠላምንሥእንአብየመን

  • @AbrhtAnde
    @AbrhtAnde 3 дні тому +1

    አነኤሬትሬዎአላቅደሚዐሥራዐመትዝወሠደትአየጢያዊመወለድእያ

  • @Eri2626eritra
    @Eri2626eritra 3 дні тому

  • @HandyLaden-kp4tf
    @HandyLaden-kp4tf 3 дні тому

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @AmanuelAndeberhan
    @AmanuelAndeberhan 3 дні тому +1

    ይስሓንዋ ግደፎም ኢድ ሸናሒት ጸናሒት😂😂 yes, what goes around comes around 😂😂😂

  • @tsigewehisebhatu1766
    @tsigewehisebhatu1766 3 дні тому

    Yekenyelna❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @SAMdave183
    @SAMdave183 3 дні тому +3

    እዚ ሚኪኤል ኣብርሃ ሽሙ ዝቐየረ ኢትዮጵያዊ ኢዮ ምንም ጥርጥር የለን

  • @eritreanerena7332
    @eritreanerena7332 3 дні тому +1

    DV ሓላለይ ደው ትበለለይ❤🎉

  • @MikiHabtuHaile-ur5ep
    @MikiHabtuHaile-ur5ep 3 дні тому +1

    ወይ ዘንዱሮ ምቅናይ ኩሊ ንምራኣይ 🤔😲🤔

  • @aronbrhane374
    @aronbrhane374 3 дні тому +1

    ብሓሶት ኩልጊዜ አይትነብርን ሓንቲ ማዓልቲ ምቅላእኻ አይተርፍን አብ መጽሓፍ ቅዱስ ካብ 10 ትእዛዛት ሓደ አይትሓስው ይብል እዩ

  • @Selam-Selam-j7l
    @Selam-Selam-j7l 3 дні тому

    Kem wetru xbuk srah ajoka akile abi seb

  • @bokuretsnat3676
    @bokuretsnat3676 3 дні тому +3

    Wey bealika twmtso gude

  • @tesghazeremariam3887
    @tesghazeremariam3887 3 дні тому +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @berhanemekonnen5250
    @berhanemekonnen5250 3 дні тому

    Hi Akili, this will as well create a big problem for the new asylum seekers true Eritreans.

    • @aklilu.Hmichael
      @aklilu.Hmichael  3 дні тому

      ኤርትራውያን ናብ ኢንተርቪው ወይ ኣገዳሲ ቦታታት ክኸዱ ከለዉ እኹል ዶክዩመንታት ክማልኡ ኣለዎም

  • @eritrearussom29
    @eritrearussom29 3 дні тому +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏❤️🙏❤️👍❤️🇪🇷💯💯

  • @hawasuleman6889
    @hawasuleman6889 3 дні тому

    👍👍🥰🥰

  • @AmanTesf
    @AmanTesf День тому

    እቶም ሰበ ስልጣናትን መራኸቢ ብዙሓንን ኣብ መርበባቶም ዘሃብዎ መግለጺ ኢልካ ዝሓበርካና፡ ምስ መወከሲኡ (ብስክሪን ሹት) ተተቅርቦ ዝያዳ ዕቱብ ምኾነ እዚ ሓበሬታ። ብሓፈሻ ግን ጽቡቅ መደባት፡ ብልቢ ነመስግን ክቡር ሓው።

  • @SAMdave183
    @SAMdave183 3 дні тому +3

    Why don’t Britain hire Eritreans to identify who really Eritrean is. I can tell in 5 minutes without doubt who Eritrean is and who not😊

  • @hirityesak1229
    @hirityesak1229 3 дні тому

    ❤❤🎉🎉

  • @NurIsmael-oq6ll
    @NurIsmael-oq6ll 3 дні тому

    Bzuhat Ertrawyan Ab Ethiopia Meninetom keyrom yinebru sle zelewu

  • @MedhanieAbrha
    @MedhanieAbrha 3 дні тому

    ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷❤❤

  • @WadeIdrisWadeIdris
    @WadeIdrisWadeIdris 3 дні тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤💪💪💪

  • @tesfate8718
    @tesfate8718 3 дні тому

    Nmntay dea yeguhieka, yehguseka eber,
    Zterefu kemeu yemasilom

  • @Alexander-i7x2u
    @Alexander-i7x2u 3 дні тому

    10q bro

  • @sunshine-eb8xx
    @sunshine-eb8xx 3 дні тому

    I know people from Tigray and Ethiopians that attained residency, by saying they are of Eritrean decent. In Athens greece and Canada.

  • @samuelfierdos
    @samuelfierdos 3 дні тому

    Wow hji xbuq👍❤🎉

  • @lulaandemariam3642
    @lulaandemariam3642 3 дні тому

    👍🏼👍🏼💯🇪🇷

  • @dawittesfu8210
    @dawittesfu8210 3 дні тому

    Ezi sheger ab Germany xegem amxiolna eyo permanent resident wey zegienet kenhatet mes jemerna kab embassy Eritrea kedkum 2 ℅ kefilkum passport amxulna elomuna

  • @heywotsiyoum5016
    @heywotsiyoum5016 3 дні тому

    Wow🇪🇷👈💔💔💔💔

  • @AndyiNuguse-mg1zx
    @AndyiNuguse-mg1zx 3 дні тому

    👌👍👌👍👌👍💙💙💙👌👍👌👍💙💙

  • @adikeyh7770
    @adikeyh7770 3 дні тому

    ብርጣንያ ሓሳዊት ንዓና ክተጽንት ኢላ ኢያ ሸለል ትብሎም ጸኒሓ

  • @loveelroi4453
    @loveelroi4453 3 дні тому +1

    Ab Swiss 🇨🇭 ka መግለጺ አዉጺአ አላ

  • @saudibrahim3498
    @saudibrahim3498 3 дні тому

    👌👍👍🙏🏼🙏🏼🙏🏼

  • @rttr3992
    @rttr3992 3 дні тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍

  • @mikiketema4698
    @mikiketema4698 3 дні тому +1

    😂😂 እዞም ደገፍቲስ ዝበዝሑስ ኢትዮጳውያን እዮም ማለት እዩ።😂😂😂😂😂

  • @nohimini750
    @nohimini750 3 дні тому

    Eway gudammmm

  • @ዳህላክደሴት-ሠ3ዸ
    @ዳህላክደሴት-ሠ3ዸ 3 дні тому

    ሂንቦል ኣቕሪብኦ ኔሩ ሙሉእ ሓበሬታ ሓቕካ ዝገርም እዩ ንኤረትራውያን ናይሓደዓምት እንዳሃቡ ነቶም ዘዬረትራውያን ግን ናይሰለስተ ዓመትን ዜግነትን ክሳብምሃብ ይበጽሑ

  • @habtemariamdebesay2559
    @habtemariamdebesay2559 3 дні тому

    Beseme Eritrawi bezhate adengerome

  • @SunShine-xx5mq
    @SunShine-xx5mq 3 дні тому +1

    Tegab and esheent 😬

  • @pawlosgere088
    @pawlosgere088 3 дні тому

    ከም መርጋገጺ ከነምጻሎም፡ንክእል ናይ ስድራና ወረቀ ወይ ቲሎፎን ኢዩ እንበር ዝበዝሕና 90% ምስቲ ናይ ትምህርቲ ዕድሚና ኣይራክብን ኢዩ ገልና ወስክናሉ መንእቲ ምርዕው ኢየ ክንብል ግሊና ኣጉድልናሉ ትሕቲ ዕድመ ክንብል ስለዚ መራጋገጺ ክትምጻሎም ኣሽጋሪ ይገብሮ ዝኮነ ናትካ ወረቀት ናይ ትምህርቲ ድዩ መንነት ድዩ ኣጸጋሚ ኢዩ

  • @diborates1416
    @diborates1416 3 дні тому

    Azia tsbqti aya kula kthtet alewa