ጽጹይ ሓበሬታ/ መርዓ ጓል ጀነራል ፍሊፖስ / ንሓመዱ ኣስመራ ኮነ ኣዲስ ኣሻቒልዎም ዝሰርሕዎ ረኣዩ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 19 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 409

  • @ብሪጋልኢሮብ
    @ብሪጋልኢሮብ 8 місяців тому +18

    ያዒስ በርገድ ናሓመዱ ብርኪ ሊሎ ብርክካ ይፅናዕ ዓወት ንህዝቢ ትግራይን ህዝቢ ኤርትራን 💙💙💙💙💙💙💙💙💙❤️❤️❤️❤️❤️❤️💛💛💛💛💛❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @sleepless1.0
    @sleepless1.0 8 місяців тому +39

    ዘይፍታሕ ዕጥቂ ኣእምሮና፡ጥበብ ቃልስና
    ግሉጽ ሓሳብና ሓቀኛ መትከልና ፡ሞት ኣይሕዞን እዪ !
    *"ደቀንስትዮና ኣኽሊል ዓወትና"!!*
    *"ብርጌድ ንሓመዱ ኣብ መስመር ዕላማ ንቅድሚት፡ሰማያዊ ማዕበል ሬጂም ቼንጅ"!!*

  • @እጸ
    @እጸ 8 місяців тому +7

    እዚ መንእሰይ ዘይቃዕሙ ቡዙሕ ተጻዊሩ እዩ። ደጊም ኩሉ ከብቅዕ እዩ ኣጆኩም ወለዶይ💙💙💙🥰

  • @mussiemikiale7082
    @mussiemikiale7082 8 місяців тому +2

    እቲ ኣብ ታርኽ ንፍትሒ ኤርትራ ቀዳማይ ስውእ ወዲ ዎርቁ ጅግና 💙

  • @MaergHans
    @MaergHans 6 днів тому

    ዓወት ናዓካትኩም ሓቂ ዛሓዘ ይዕወት💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @henok12-v1w
    @henok12-v1w 8 місяців тому +4

    ንሓመዱ ኣስመራ ኮነ ኣዲስ ኣሻቒልዎም Let's keep going 💙💙💙💙

  • @Hagush_gal_kiki21
    @Hagush_gal_kiki21 8 місяців тому +15

    ሓሲቡ እወ ነይሩ እዚ ፉሹል ህግደፍ። ንሕና ካኣ ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ውዕል ሰለ ዝገብርና ብስነ-ስርዓት በቲ ሕጊ ላዕላዋይ ንሕና ገገዛና ናናብ ውራይና ከይድና። ሰለዚ እናቀጸልና ብርጌደይ.....💙💙💙💙💙Blue Revolution 2024💙💙💙💙✊✊✊✊

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  8 місяців тому +1

      💙💙💙

    • @sahleyonas7844
      @sahleyonas7844 8 місяців тому

      ❤❤

    • @semharkahsay1946
      @semharkahsay1946 8 місяців тому

      ጎራሓት ኩኑ ዝሓወይ መስ ሽፍታ ኢዩ ዘሎ እዚ ቃልሲ 🎉🎉🎉🎉

  • @Tesfaeusinkey
    @Tesfaeusinkey 8 місяців тому +9

    እህግደፍ እቲ ሓደገኛ ውድብ እዩ ኮነ ኢሉ ብዕላማ ኣብ ህጻንናት ዝሰርሖ ዘሎ ወፍሪ ኣቅሊልና ክንሪኦ የብልናን 💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @mebratbelay4618
    @mebratbelay4618 8 місяців тому

    አትምተኒ ሐወይ መአረይ ወቂ ኢሎምካ ❤❤❤❤❤❤❤

  • @ፅጌጋልትግራይ-ተ3ቐ
    @ፅጌጋልትግራይ-ተ3ቐ 8 місяців тому

    እግዚአብሔር ያሓግዝኩም ኣቱም ጀጋኑ ኣሕዋትና❤❤❤❤❤

  • @Danait-h4c
    @Danait-h4c 8 місяців тому

    ዓወት ንብርጌድ ንሓሙዱን ትግራይን💊💊💙💙💙💙💙 ጋል ፍልጶስ ካዓ ባይ ባይ

  • @mentakeremla7626
    @mentakeremla7626 8 місяців тому

    እዋይ ጉድ ዘገርም ኢዩ ህግደፍ ወዲቆም ዘሕፍር በቃ መጨረሽታ በጺሖም ዓወት ንደለይቲ ፍትሒ💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @sewitghabremichael3132
    @sewitghabremichael3132 8 місяців тому

    Waa zena sport n baal BEKRI🤴 MERON🤴 gedefelom neatatom yetsebekelom yu

  • @FiligeytiomTela
    @FiligeytiomTela 8 місяців тому

    ኣሕ ይሕዝን ዓቢቲ ኣሕዋትና ኣቦታትና ኣታህሊሎም ከይኣክል ሲ ሕጂ ካኣ ማዓንጣ ዘይቆጸሩ ቁሉዑ

  • @c5guj7yfvhyfh92
    @c5guj7yfvhyfh92 8 місяців тому +2

    ዓወት ንብርጌድ ናሓመዱ✊✊✊✊💙💙💙💙💙💙 ።ወድቀት ንህግደፍ

  • @firubiniam1099
    @firubiniam1099 8 місяців тому

    Gazetena neshu ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @Mickeyymiki
    @Mickeyymiki 8 місяців тому +1

    ያ ዘሕዝነኒ ዘሎ እኮ ን ኣብ ጥቃና ዘሎ ብኩሉ ሓደ ዝኮነ ትግራዋይ ከዋስቡና ዘይደሊዩ ዘይደልን ህግደፍ ዝድግፍንሲ ምስ ጫፍ ኣፍሪቃ ናይጀሪያ ምውሳብ ወግዓዊ ኮይኑ ኣብ ኤሪትራ😢😢😢😢 ኣሕ ዋይ ምስሉይነት

  • @Tomasmuhur2016
    @Tomasmuhur2016 8 місяців тому +3

    ንዝመተ መንግስተ ሰማይ
    ንዝቃለስ ዓወት 💪
    ንመርዓዉቲ ድማ ርሑስ ጋማ

  • @Lewhatey
    @Lewhatey 8 місяців тому

    ነሹ ሓወይ ኣርሰናል ጎድ ገይረምና ደገፍቲ ኣርሰናል ካማይ ዶ ተስፋ ገይርኩም ዶ ነይርኩም እስከ ላይክ ግጨዩ🤣🎉ሰላምታ ኣይረሳዕኩን ብሉፅ ሓወይ ነሹ💙❤

  • @Amiጓልትግራይ
    @Amiጓልትግራይ 8 місяців тому +3

    ዊልካም ነሹዋይ ፍቅሪ ሰላምን ፍቅርን ፍትሕን ንዉፅዕ ህዝብና ዓወት ንብርጌደይ ህግደፍ ካኣ ካብ ወያነ ወያነ ናብ ኣደጊ ንሓመዱ ተሰጋጊራ ዳሓን ሓደ መዓለቲ ስርዓትካ ዘብቀዐሉ ማዓልቲ ክትመፅእ እያ🙏💛❤💙🌿

    • @MatiasErena-sd4pq
      @MatiasErena-sd4pq 8 місяців тому

      Weyna wediom nab berged nhamidu keidu eti dkam yreayi alo hgdef 😂😂

  • @Haben-Love
    @Haben-Love 8 місяців тому +9

    ናይ ወዲ ወርቁ ሞት ባሓቂ ልብና ቆስሉ ኣነ ማራ እዩ ሕርርር ኢለ💔

  • @mediaadna-7499
    @mediaadna-7499 8 місяців тому +4

    ነሹ ጽጹይ ዜና ኣባካ ዩ ዘሎ ቐጽሎ ኣታ ኣንበሳ❤❤❤❤

  • @freweinigebreyesus6557
    @freweinigebreyesus6557 8 місяців тому +1

    Nseb beti azerarbaka (akerarbaka) keteshik endyu dmesleka delo niska gin nefetfet eka tbl deleka NESHNESH ok NEFAT
    ERITRAWNET KBUR MENINET
    BEAL HIWSWS SNAT YHABKUM
    EGZABHER KEA BKIBRU YRAKEBKUM

  • @ove6164
    @ove6164 8 місяців тому

    ነሹ ኣብ መወዳእታ ጠቅላላ ዘይተጸበክዎ ካብ ንዕልታ ምስ በልካ ሞይተ እየ ስሓቅ😂😂😂 እዚ ኩሉ ጭብጥታት ክትእልሽ ግን ንፈለማ ኣበይ ከም ዝተራከቡን ንስካከ ነታ ንዕልቲ ብከመይ ከም ዝረከብካያን ስለ ዘይገለጽካ ቂር ኢሉና እዩ😂
    ነቶም ሓሳዊ ኢሎም ዘጸልሙካ ብዘረባ ዘይኮነ ከምዚኣ ጌርካ ብተግባር ስለ ተረጋግጸሎም ኣድናቆተይ ኣብ ቦትኡ እዩ።🤩

  • @nest7680
    @nest7680 8 місяців тому

    ነሹዋይ ፁሩይ ኑዑሉቱ እያ 😂😂

  • @MedaEstifanos
    @MedaEstifanos 8 місяців тому +1

    Aseyyy deqey shkorinatat yebikn .telami weledu ewe.zeynfeltekum do konina sdrabetkum ymeskru.

  • @kindeyaberhe
    @kindeyaberhe 8 місяців тому

    ናይጀርያ እንታይ ኣምፅኦ? ብሥደት ምብትታን ከይኣክልሥ ብመብሥቦ ወሢኽክሙሉ?

  • @MuauzGerensea
    @MuauzGerensea 8 місяців тому

    ከልቢ ይነብሕ ትግራዋይ ዑላሙኡ ብጥንቃቀ ከሰርሕ ይግባእ ቤርጌድ ንሐመዱ ይስዕር

  • @medhanegoytom9055
    @medhanegoytom9055 8 місяців тому

    ነሽነሽ ኣበይ ከይድና ኢና ኡይ ኡይ ኡይ ዝብሎ? ትግራወይቲ ተመርዒኻ ግን ደገፍቲ ህግደፍ ደቂ መንደፍ እንታይ ከም ዝብሉ መልሲ ናቶም ኣይትደጕየና ነሹ ዘግሬድ❤❤❤❤❤!!!!!!!😂😂😂😂😂

  • @BatsebaBerr
    @BatsebaBerr 8 місяців тому +5

    ነሽነሽ እዞም፡ጅግደፍ ግና ምስ ደቆም፡ናብ ናይ ጀርያ እተዝከዱልና ሲ ክደይ ጹቡቅ ነይሩ ወላ መመርዓዊ ገዘብ ምሓገዝናዮም ሰላም፡ክንረክባ ንሕና ከኣ ምስ ተጋሩ ምስተመርዓውና ነርና ገለ ጸሎት ግበር እስከ ከምኡ ገይሮም ካብት ዓድና እተከዱልና እዞም፡ህግደፍ ምስ ደቆም፡፤፣

    • @MedaEstifanos
      @MedaEstifanos 8 місяців тому

      Hhhhhhhhhhh tdelyo emo yzngaka wedi mlsha srnay.

  • @Kfkftaznabfikri
    @Kfkftaznabfikri 8 місяців тому

    ተመስገን ካብ ወያነ ናብ በርገድ ንሓመዱ ማዕንጥኦም ዝዘረገትሉ
    ዓመት መጺኣ ነዓመት ትወድቀሉ ይኩን

  • @danielmekonen4426
    @danielmekonen4426 8 місяців тому +5

    ዓዲ ጃህራ መሊኣ ይሕዝን 💙🌿💙🌿💙

  • @medhin8187
    @medhin8187 8 місяців тому +2

    ❤ጋዜጠኛ ነሾ ❤
    #ልሓመዱ በሉ #ዓድኹም ክትከዱ ኣቱም ህዝቢ 💙💙💙✊

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  8 місяців тому +1

      💙💙💙

    • @medhin8187
      @medhin8187 8 місяців тому

      @@neshnesh_show ናይ ሕማመይ ነሹ ዓይነይ😍
      ኣጀኹም💙✊
      ሓፍትኹም ፃዕዳ ትግራወይቲ ካብ saudi😍💙✊

  • @NegasiWelday-hx3fp
    @NegasiWelday-hx3fp 8 місяців тому +1

    ኣብ ኤርትራ ዘሎ ህዝብዩ ተጠልሙ ቦዞም ካሕዳማት ባራዩ ህግደፍ ዱፉናት ልብ ብሓደ ረሳሕ ወድ ጎንደር ኢሰያስ ተላእኮም ንህዝቦም ክጥፉኡ ትዓጥቆም ይሰሩሁ

  • @rahiel8714
    @rahiel8714 8 місяців тому

    ብስሩ ክስካብ ሕዚ ንብዓታአይ ክቃርፅ ኣይክኣለን 😢😢😢😢

  • @fnanfnan9803
    @fnanfnan9803 8 місяців тому +3

    ኪሮስ ኪንጊ ሎሚ ጻባ ሰቲና ኣብ ጥቃ ሓመድና ኣኬባ ንፈሎማ ግዜ ተስፋ ሰኒቅና ድሕሪ 2 ዓመት ሪግጸና ኢየ ክንግምጥሎ ኢና ኑሱን ሓሳባቱን ክንሰርሕ ኣለና ደኪምና ከይበልና

  • @Rufta8970
    @Rufta8970 8 місяців тому

    ኣቱም ሰባት ንሕና ምስዚ ህዝቢ ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዘሎ ክንባተኽ ኣለና ። እዘን ቆልዑ'ኮ ሕጂ ሓወላ ይጽበያ ይኾና ወለደን ኣብ ገድሊ ክዳኖም ዘይቀየሩ ከዕብይወን ኣይክእሉን'ዮም።

  • @Hiwet-z6z
    @Hiwet-z6z 8 місяців тому +1

    Why deqey bêla tebahilkn do zeybahal tbla. Alekn 🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼

  • @yeshidinkenh1159
    @yeshidinkenh1159 8 місяців тому

    I love you neshnesh 😂u make me laugh all the time 😂😂😂

  • @AbrhaleyGeush
    @AbrhaleyGeush 8 місяців тому

    ናይ ብሓቂ

  • @DanielZewde-f2w
    @DanielZewde-f2w 8 місяців тому

    ክክክክክ ኣንታ ዞም ህግደፍ ይገርመኒ እዩ ኮ ሓሶቶም ደሞ ዘይኽእልዎ😂😂😂😂😂😂

  • @MleteGtsadik
    @MleteGtsadik 8 місяців тому

    ትምሕክቲ ህግደፍ መወዳእትኡ ናብ ናይጀርያ ዝገርምዩ

  • @efbv5178
    @efbv5178 8 місяців тому +1

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙ኣቱም ጀጋኑ

  • @burnlies
    @burnlies 8 місяців тому +1

    እውይ, ካብ ኣብ ኤርትራ ተቓወምቲ ፖለቲካዊ ውድባት የብልናንን ገለ ብስም ኤርትራ ዝቃወሙ ሒደት ሰባት ድማ ተጋሩ 'ዮም ዝብል ናብ "ኣድጊ ንሓመዱን" ጠላማት ገለ ደቂ ሃገርን ዝብል ተደጋጋሚ ኣብቲ ናይቲ ምልካዊ ስርዓት ምድያታትን ናቱ ስኑዓትን ምድያታት ምዝውታሩ እቲ ምልካዊ ስርዓት ባዕሉ ምእማኑን ዓብዪ ስግኣት ፈጢርሉ ምህላውን ዘመላኽት 'ዩ.

  • @GgFf-sl2to
    @GgFf-sl2to 8 місяців тому

    ኣለና ኣብጎንኩም ✊💙

  • @Solomon-bf6qc
    @Solomon-bf6qc 8 місяців тому

    ነሽነሽ ♥️♥️♥️

  • @GebrielTesfay
    @GebrielTesfay 8 місяців тому

    Weylka khadi Egziabhier amlak ykhadka Nay idka yhabka bdem ahwatna zmexet hager kemzi kemaka telam audlyan eu

  • @kulukemkulu5927
    @kulukemkulu5927 8 місяців тому

    ዋላ ኣባኣ ዘይምርዓዋ እዚሃለውሎው እዩ

  • @Rufta8970
    @Rufta8970 8 місяців тому

    Appreciate you Neshu.

  • @liyuhbt9443
    @liyuhbt9443 8 місяців тому

    Amlak nayedom yhabom denakur eyom bhaki hgdef zblwom shfatu☝️

  • @eritreansportsfocustigrign9161
    @eritreansportsfocustigrign9161 8 місяців тому

    ናይ ብሓቂ ድዮም ነቶም ኮፍ ኢሎም ዘለዉ በዚ ናይ ቖልዑ ዝኾነ ተዋስኦ ጌሮም ከደናግሩዎ ዝሓስቡ ዘለዉ? እዋይ ቴኖስ ኣማን ብኣማን ቴኖ😂

  • @abeabatesfay6609
    @abeabatesfay6609 8 місяців тому +1

    ነሹዋይ አነ ትግሪወቲ አየ ❤❤❤😊😊😊

  • @yoyo-ve3my
    @yoyo-ve3my 8 місяців тому

    Kkkkkkkkkkkkk aye shaebya nana weyane agame dabelu bxlie yaebamuna hji ka nezen nxuhat kolu nhamedu dabele kisebken ember nhamedus nsdrun nhagerun kedhin ykales alo 💪💪neshu ayney nkidmit trah 💙💙

  • @hfhf526
    @hfhf526 8 місяців тому +1

    ዊልካሞ ነሹዋደ ፍቅሪ 😍😍😍😍

  • @BisratGaulGezu
    @BisratGaulGezu 8 місяців тому +2

    ኣጆኩም ደለይቲ ሰላም💙💖💎

  • @amanlucky6416
    @amanlucky6416 8 місяців тому

    Neshu hawey please eba number nay kiros sdeley tegediska melsey

  • @Eritrean1995
    @Eritrean1995 8 місяців тому

    Ane hji neshnesh hawey b eritrean kmraweki eye enda bele gzey belielwy
    Hji gn Nigerian wedi wediuley nmera kmraweni wediuley alo so habesha yhwatna hadar kgebrulna aydelyoun eyom 😢 so aytzlayo yehwatka awald hadar wela kale zega ykun hadar kngebr ❤😊

  • @መርሂዋትጓልተዋህዶ
    @መርሂዋትጓልተዋህዶ 8 місяців тому +1

    ኣጆኩም ደለይቲ ስላም💦♥️

  • @MerimeriMerimeri-qv7zt
    @MerimeriMerimeri-qv7zt 8 місяців тому

    Shalom shalom 💙💙💙💙💙

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam12 8 місяців тому

    shalon ms berged n hamedu zelekum selam yitmniyelkum neshu qetxlelu ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @segen8531
    @segen8531 8 місяців тому +1

    ፖው ኣይሓቆም እንድዮም ድኣ መንእሰያት ኣብ ኤውሮጳ ክጭነቁ ፡ ኣዋልድና ኣመና ሕሱራት ኮይነን
    ናይጀርያ
    ኣፍጋኒስታን
    ሞሮኮ
    በቃ ኩሎም እንዳገዝእወን ።
    ኣነስ ቀደም ገለ ጸለምቲ የሕዋትና ኣዋልድ ኤርትራ ሸራሙጥ የን ገለ ክብሉ እንተሰሚዐ ክበልዖም የ ዝደሊ ኔረ ሕጂ ግን እቲ ቃላቶም ኣብ እዝነይ ይመላለስ ....... ኣዋልድና ኣመና ሓሲረን ዘርከበ ከም ጤል ዕዳጋ ወጢጡ ክወስደን ክትርኢ ከሎኻ ። ሕማቕ ዘመን ዩ 😢

  • @wedid.c6732
    @wedid.c6732 8 місяців тому

    ናይዞም ህግደፍ ዋዛ እኮ ኣይውዳእን ኢዩ ኣብዘን ቆልዑ ወዲቆም እዚ ንውድቀቶም ዘቀላጥፍ መንገዲ ኢዩ ምክንያቱ እቲ ውልቀ መላኪ ኣብ ከቢድ ራዕዲ ከምዘሎ ኢዩ ዘርእየካ ።Jro Neshu❤🎉

  • @Meng430
    @Meng430 8 місяців тому

    ኣቶም ዓበይቲ ኢና ዝብሉ ሰባት ተዋሳእቲ ኣብ ከምዚ ወዲቖም መንሰይ ካብ ሃገር ዘውጽኦ ዘሎስ ካብ ደገ ውጻእ ኢሎም እምብኣር ዘውጽእዎ ዘለዉ? ናይ ህግደፍ ነገር😂😂😂

  • @mulubeiene3583
    @mulubeiene3583 8 місяців тому +3

    ደም ስዉእ መንእሰይ ተቓላሳይ ተባዕ ይብራህ፣ ደሙ ብኸንቱ ኣይ ጠፍእን ኢዩ ኣብ ሰማይ ዓሪጉ ኢዩ።ስለምንታይ ንሓቂን ንፍትሕን ስለ ውጹዓት ሂወት ብጨካናት ሓሊፉ ኣሎ። ኣብ ልቢ ተቓለስቲ ካኣ ንዘለኣለም ክዝከር ክኑብር ኢዩ።
    ይብራህ ብርሃን ከም ሽሙ፣
    ኤርትራ ብደሙን ከምኡ ተቓለስቲ ዋጋ ዝኸፈሉን ብርሃን ክትለብስ ሙዃኑ ኣይጠራጠርን።

    • @yordanostewelde1799
      @yordanostewelde1799 8 місяців тому

      😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😢😢😢😮😮😮

  • @TesfalemOntura
    @TesfalemOntura 8 місяців тому +2

    Philipos mehdemiu yedalu alo

  • @genetsamuel8518
    @genetsamuel8518 8 місяців тому +1

    Absolutely 💯 💯 💯 💯 💯 💯.

  • @Yemanefisahatsion
    @Yemanefisahatsion 8 місяців тому

    Kalisi mis men?

  • @DanielZewde-f2w
    @DanielZewde-f2w 8 місяців тому

    i AM TGIRAY SO LONUG LIVE FOR IS N HAMEDU @ TGIRAY ❤❤❤❤❤❤❤❤❤💊💊💊💊💊💊💊💎💎💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @abigaltigray-x5w
    @abigaltigray-x5w 8 місяців тому +1

    ስሓቅ ሞይተ ናተን ቂልዑ ተመስገን ንበል ተጋሩ ህግደፍ ወያነ ምባል ገዲፎም ብርጌድ ንሓመዱ ጀሚሮም😂😂😂

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam12 8 місяців тому

    Tigray lhamdu ms berged lhamdu yseri akilu shalon ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd 8 місяців тому +6

    ዌልካም ነሹዋይ ♥️♥️♥️

  • @nebiathagos6837
    @nebiathagos6837 8 місяців тому

    Memhir Neshnesh tebae tekalasi ajoka

  • @simonabrhalem5448
    @simonabrhalem5448 8 місяців тому

    Neshu weyane mbal teresia brged nhamedu kona gize 😂😂

  • @AlmightyGOD812
    @AlmightyGOD812 8 місяців тому

    ነሹ ያኣኸ ኣብሽር።

  • @danielfrezghi3693
    @danielfrezghi3693 8 місяців тому

    Mslmna kino kalie zkeyd wxiet alewo.. Wedi haji kelil habereta aikonen zhbeka zelo. Nay libanos tarikn huluw kunetat tewekes.

  • @Tusfai
    @Tusfai 8 місяців тому

    ፈሪሖም ጥራይ በል ነሹ ተወር ይበሉ ክቅበሩ እዮም በለስ ድያስቦራ ኣሚኖም ዝነብሩ ሓሰውቲ እዮም እዚ ሓሰማ ነቡኡ ዝመስል እዩ kkkkkkkk💙🌍🌍💙💙💙💙💙

  • @teshagos9335
    @teshagos9335 8 місяців тому

    ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤ ነሹ ❤🎉❤

  • @HaimanotKeflemariam
    @HaimanotKeflemariam 8 місяців тому

    🕊🕊🕊🙏🏼🙏🏼🙏🏼💙💙💙🕊🕊🕊

  • @abrahamhayantu5910
    @abrahamhayantu5910 8 місяців тому

    ዉድቃት ስቅኢልካ ሃለዉለዉ ናይተጋሩ ተጋሩ ካብ ምሕሳዉ ሐሊፍኩም እንታይ ክትገብሩ ትኽእሉ ቀነአት።

  • @wizfili
    @wizfili 8 місяців тому

    Asena asenaye kemzia nalna mqnayna znbere kemzia nalnas nhagerna deqi meley edmen tenan abzelenayo

  • @kerysss-tt1ue
    @kerysss-tt1ue 8 місяців тому

    ነሹ❤

  • @filimonhawihani4786
    @filimonhawihani4786 8 місяців тому

    ነሹ ሓወይ ኣነ"ስ ሕቶ ኣለኒ እዞም ናይ ዓድና ኣርቲስቲ ንብሎም እንታይ ኮይኖም ብዛዕባ ወዲ ወርቑ ዓገብ ክብሉ ዘይክእሉ ብጣዕሚ ሓዚነ ኤርትራዊ ብምዃነይ

  • @Hiwet-z6z
    @Hiwet-z6z 8 місяців тому +1

    Ajokum deqey 🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼

  • @zemenkibrab9838
    @zemenkibrab9838 8 місяців тому +1

    Ayy haswi entay ketmxu wedey neskuummmm

  • @Simonkifle
    @Simonkifle 8 місяців тому

    Neshu ayney enka abxhna kab zemene weyane nab zebene Brged nhamedu

  • @redaegebremedhin
    @redaegebremedhin 8 місяців тому

    ኤርትራዊ ከይትሙርዖ ዝገበራ ፡ምኽንያት ኣቡኣ ዘይተኣደነ ደም ምስ ኤርትራውያን ስለ ዘለዎ ኢዩ።

  • @Dombobiet.wedi.sahl.
    @Dombobiet.wedi.sahl. 8 місяців тому

    kndey ametka aqebali were arkey ?

    • @bingo8314
      @bingo8314 8 місяців тому

      123,456,789 years
      Ehi entay koynka😂

    • @Dombobiet.wedi.sahl.
      @Dombobiet.wedi.sahl. 8 місяців тому

      @@bingo8314 emo haqi eyu z arege seb si tebayu nab qol a eyu zxeri kblu abotatna 🤔

    • @bingo8314
      @bingo8314 8 місяців тому

      @@Dombobiet.wedi.sahl.
      Be hiray 15 amet ke

    • @Dombobiet.wedi.sahl.
      @Dombobiet.wedi.sahl. 8 місяців тому

      @@bingo8314 aybeselen zelo

    • @bingo8314
      @bingo8314 8 місяців тому

      @@Dombobiet.wedi.sahl. zehreset hatatit arkey

  • @terhasberhane71
    @terhasberhane71 8 місяців тому

    ደሐን ነሹ ጀነራል ፊሊቆስ ዕቅባ ዘሐተላ ዕዲ ጋል ሒቡ መሬት ሒዛ ክትፀንሖ እያ

  • @barkanaentertainment8734
    @barkanaentertainment8734 8 місяців тому +1

    እዚኣ ናይ ኢምባሲ ጉዳይ ተጋሩ ኢዮም ዝበሉና ደጊመሞም ክዕጽዉዋ ዝሓብሰበ ተጋሩ እዮም ኢሎም የጸልሙና ከይ ዝነበሩ ንሰንዶ ብካልእ ላንጎጅ ብዝተፋላለየ ቋንቋታን ንግሮ ንዛረበሉ ነሹ

  • @Mama-ef2jw
    @Mama-ef2jw 8 місяців тому

    Hasawi lekbat

  • @ዘይከውንየለንጥዕናእንኩሎ

    ጋዜጠኛ ነሹ 💙🌿

  • @ኣቢነኝየራያዋ
    @ኣቢነኝየራያዋ 8 місяців тому

    7:30 😂😂😂😂😂ዋይ

  • @MebrahtomBidayMebrahtomBiday
    @MebrahtomBidayMebrahtomBiday 8 місяців тому

    thanks hawey❤❤❤❤❤

  • @teclitembaye5038
    @teclitembaye5038 8 місяців тому

    በሊዖም ዘይጸገቡ ሰነ ቀንጠብጠብ አስመራ ዘለኹም ረስሐት ነንሕና ምስ ወጻጨእና አስመራ ዝአተኩም ጡሙያት

  • @miletebahta7184
    @miletebahta7184 8 місяців тому

    🤣🤣🤣🤣🤣🤣እቃዕ ናብዚ ኣብቅዖም

  • @MedaEstifanos
    @MedaEstifanos 8 місяців тому

    Weyane dea emo qulfa fetiha tekerfisa endya deqiska aleka teberaber.

  • @tekletesfamaryam17
    @tekletesfamaryam17 8 місяців тому +1

    Ati hazilom eka kuloe eyom neshi hawey ❤❤❤❤❤

  • @mekonenhaile5551
    @mekonenhaile5551 8 місяців тому

    ነሹ ሰላም ወዲሐጂ ብጣዕሚጽቡቅ
    ዘረባ እዩ ተዛሪቡ ነስተውዕል

  • @eritreansportsfocustigrign9161
    @eritreansportsfocustigrign9161 8 місяців тому

    Ab next episode si nay arsema guday entay kkewn iyu ashaqilni alo 😂

  • @goitomkidane2376
    @goitomkidane2376 8 місяців тому

    😂😂😂😂😂😂😂😂 እዋይ እዚኦም ሲ