Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
_ኣብ መላእ ዓለም እትርኸቡ ህዝበ ክርስቲያን ተከተልቲ እምነት ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ሃይማኖት እንዃዕ ንብርሃነ ጥምቀት ጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብጸሐኹም/ክን ናይ ዓመት ሰባት ይበለና ህዝቢ ብፍቅሪ ብምሥትውዓል እንጓዓዘሉ ቅንያት ይግበረልና ኣሜን_
❤❤❤
❤❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤❤❤
🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤
ቃል ሂወት የስማዓልና ኤፍሬም ሓወይ❤ ንሓፍትና ናብ ልባ ይምለሳ ፈጣሪነሹ ሓወይይ በሊሕ ሰብ መስተዋዓሊ ኢካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤
ክቡር ሓውና ኤፍሬም ብጥዓሚ ኣድኒቀካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
❤️✝️🙏
ነሹ እዛ ናይ ኤፍሬም ጽቡቅ ኣምጺካያ ኣለካ ሑሕ ክብሉካ እዮም ግን ኣይትገደሰሎም ንሱ ጥራዪ ዘሎ ኣብዛ ሚድያ ተቆርቋሪ ነዛ ተዋህዶ😢😢😢 ኩሉ ግዜ ኣምጽኣልና
እንኳዕ ናብ ብዓለ ጥምቀጥ ብሰላም ኣብጽሓና❤
🙏🙏🙏
ብሓቂ ደስ ዝብል ኣገላልፃ ኤፍሬም ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉ኦርቶዶኩስ ንዘላኣለም ትንበር ❤
ንእፍሬም ክሪኢ እየ መፂኤ እፍሬም ዘይምኖ❤
God bless you and your family thanks Deacon Efrem ❤❤❤
ኣምላክ ናብ ልባ ይምለሳ ኣብ እምነትና ንገደስ ኣሕዋት።
ሰባት ኣሕሪቆምኒ ኢልካ ምስ ፈጣሪ እግዛብሄር ኣምላክ እሞ ድማ ብ መጽሓፍ ቅዱስን ቅዱስ ቃሉን ምልጋጽ ብጣዕሚ ዘሕዝን'ዩ😢😢 ከምቲ ኣብ ቃሉ ዝብሎ ከቢድ'ዩ ውን። ብዙሕ ክዛረብ ሓሲበ'ሞ ቃላት ኣቢኒ ።መጀመርያ ጥበብ ፍርሓት እግዛቢሄር'ዩ።
ዮሃንስ 3:16፤ ኣምላኽ፡ በቲ ሓደ ወዱ ዝኣመነ ዅሉ ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኺረክብ እምበር፡ ከይጠፍእሲ፡ ንወዱ በጃ ኽሳዕ ዚህብ፡ ክሳዕ ክንድዚ ንዓለም ኣፍቀራ።ዮሃንስ 3:17፤ ኣምላኽ ንወዱ፡ ዓለም ብእኡ ኽትድሕን እምበር፡ ንዓለም ኪፈርዳስ ኣይለኣኾን።ዮሃንስ 3:18፤ ብእኡ ንዚኣምን ኣይፍረዶን። ነቲ ዘይኣምን ግና፡ ብስም ሓደ ወዲ ኣምላኽ ስለ ዘይኣመነ፡ ድሮ ተፈሪድዎ አሎ።
ሰላም ሰላም ተካታተሊት ጋዜኛ ነሽነሽ አንቃዕ ንባዓል ጥንቀት ኣብፀሐኩም
❤❤
ነሹዋይ ኩሉ ከማካ እንተዝኮን 😢ኣብዛ ምድሪ ተሳኒና ምነበረና😢 ኣቱም ህዝቢ በጃኩም ካብ ጸርፊ ውጹ መልሓስኩም ንሰናይ ፈንውዎ😢ነሹ ሓወይ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይዓድልካ ወድነይ❤❤❤
ናይ መጀመርታ ጥበብ እግዚኣብሄር ምፍራሕ እዩ። ማንም የተሃላልኸና ማንም ሃይማኖትና ሂወትና እዩ ። ዳሕራይ ካኣ ንሕና ኣዋልድ ትግርኛ መፅሓፍ ቅዱስና ከምዝእዝዘና ንኸይድ ሰለዘየለና እዩ መጀመርታ ሰብ ከኽብረና ተደሊና ንነብስና ነኽብራ ። ኣቱም ኣሕዋትና ኣወዳት ካኣ ኣይትበድሉና ሓብሕቡና ተኣጥፊእና ካብ ጥፍኣትና ንኽንእረም ማዓዱና እምበር ኣይትፅረፉና ፀርፊ ሰለዘግድድ .ካብኡ ካዓ ኣስላም ኣይፃረፉን የኽብሩኻ እምበር ዝበለቶ ካብ ክርስትያን ክሒዳ ሰለዝኸደቶም እምበር ንሶም ይብእሱ ከማን ሓንቲ ሙስሊም ተተቃሊዓ ወይ ንኽርስትያን ተተመርዒዋ የኾነይ ፀርፊ ብእምኒ ተቀጥቂጠን እየን ዝቅተላ ብፍላይ ብሕጊ ሸሪዓ ዝመሓደራ ሃገራት። ሰለዚ ክርሰትያን ባዕልና ዳኣ ሰድታት ኮይና እምበር እምነትናሲ ቅንዕትን ሓቀኛን ማሓሪት ብደም ጎይታና ዝተዓደገት እምነት እያ ሰለዚ ዓበድበድ ገዲፍና እምነትና ንመርምር ነስተዉዕል🙏
አሜን 🙏🙏🙏ቃለሕይወት ያሰማልን አሜን 🙏🙏🙏
አሜን❤❤❤
ቃለ ሂወት የስመዕልና ጸጉኡ የብዘሐልካ ኤፍሬም ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ያሓብካ ♥️♥️♥️♥️♥️
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
እንኳዕ ናብ ብዓለ ጥምቀትን በሰላም ኣብጽሓና 🙏🙏🙏🙏🙏
ርሑስ ብዓል ጥምቀት ንኩሉ ህዝቢ ክርስትያን❤❤❤❤❤❤❤
❤️❤️❤️
ክርስትና ኢየሱስ ኣምላኽ ምዃኑ ኣብዞም ዝስዕቡ ቁልፊ ነጥብታት ተመርኲሱ ይምህርዮሃ 10፡30፡ ኢየሱስ ምስ እግዚኣብሔር ኣቦ ዘለዎ ሓድነት ዘረጋግጽ "ኣነን ኣቦን ሓደ ኢና" ይብል። እዚ ክፍሊ’ዚ ንጹር ኣዋጅ መለኮት የሱስ እዩ።1ይ ዮሃ 1፡1-14ኣብ መጀመርታ ቃል ነበረ፡ እቲ ቃል ድማ ምስ ኣምላኽ ነበረ፡ እቲ ቃል ድማ ኣምላኽ ነበረ። እቲ ቃል ስጋ ኰይኑ ኣብ ማእከልና ተቐመጠ።እዚ ክፍሊ እዚ "ቃል" (ሎጎስ) ከም ኣምላኽ የለልዮ ድሒሩ ድማ እቲ ቃል ሰብ ከም ዝኾነ ይገልጽ- ንኢየሱስ ብምምልካት።2. ራእይ ዮሃንስ 22፡13 ከምዚ ይብል።"ኣነ ኣልፋን ኦሜጋን፡ ቀዳማይን ዳሕረዋይን፡ መጀመርታን መወዳእታን እየ።"እዛ ጥቕሲ እዚኣ ብኢየሱስ ዝተዛረበት ኮይና ዘለኣለማዊ ባህርያቱን መለኮታዊ ስልጣኑን ዘጉልሕ እያ። ኣርእስታት "ኣልፋን ኦሜጋን" (ቀዳሞትን ናይ መወዳእታን ፊደላት ፊደላት ግሪኽ)3 ዮሃ 20፡28ቶማስ ድማ ጎይታይ ኣምላኸይ!ድሕሪ ትንሳኤ ቶማስ ብቐጥታ "ኣምላኽ" ኢሉ ይጽውዖ፡ ኢየሱስ ድማ ኣይእርሞን እዩ።4. ቆሎሴ 2፡9ከመይሲ ኣብ ክርስቶስ ኩሉ ምልኣት ኣምላኽ ብመልክዕ ስጋ እዩ ዝነብር።እዛ ጥቕሲ እዚኣ ምልኣት ባህርይ ኣምላኽ ብመልክዕ ሰብ ከም ዝውንን ብንጹር ትገልጽ።5. እብራውያን 1፡8ብዛዕባ ወልድ ግን “ኦ ኣምላኽ ዝፋንካ ንዘለኣለም ንዘለኣለም ክነብር እዩ” ይብል።ኣብዚ እግዚኣብሄር ኣቦ ንወልድ (ኢየሱስ) "ኣምላኽ" ኢሉ ይጽውዖ።6. ኢሳይያስ 9፡6 (ትንቢት ብዛዕባ መሲሕ)ውሉድ ተወሊዱልና፡ ወዲ ተዋሂቡና እዩ እሞ፡ ግሩም ኣማኻሪ፡ ሓያል ኣምላኽ፡ ዘለኣለማዊ ኣቦ፡ መስፍን ሰላም ኪበሃል እዩ።እዚ ናይ ብሉይ ኪዳን ትንቢት ንኢየሱስ "ሓያል ኣምላኽ" ኢሉ ይገልጾ።ማቴ 28፡18፡ ድሕሪ ትንሳኤ Eyesus "ኣብ ሰማይን ኣብ ምድርን ዘሎ ዅሉ ስልጣን ተዋሂቡኒ እዩ" ይብል። እዚ ኣዋጅ ኣድማሳዊ ስልጣን ከም ምልክት መለኮት እዩ ዝርዳእ.
ርሑስ ብዓል ጥምቐት ነሹ❤🎉❤🎉
ቃለ ሕይወት ያሰማልን ወንድማችን❤️ 🙏✝️
Neshu hawey edmen tanan yhabka fetari❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Rhus beal tmqet ,❤❤❤☦️☦️☦️🙏🙏🙏ygberelna,
ናይ ብሓቂ ጅግና መንእሰይ ኢኻ ነሹ ሓወይ ቡሉጽ ሰብ ኢኻ
ነሽዋይ ከመይ ኣምሲካ ክብር ጋዜጠኛ❤ድያቁ መንጪ ስሓቀይ😂😂😂ደምርኒ ደቂ ዓበዪቲ🎉
ኑሹ lion ከምኣ እንዳ ገበርካ ኣምፅኣየን እም ንሕና ካዓ ብዝግባእ ምክርን ማዕዳን ንህበን
እንካዓ ነብ ብርሃነ ጥምቀቱ ኣብፀሐና ነሹዋይ❤❤
ነሽነሽ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ቀጽሎ ሕብረተሰብና ዝጠቅሞ ከምዚ ኢዩ
ማሻላህ ይሚላአልክ❤❤❤
Jesus is the right way ❤❤❤
amen amen amen❤❤❤🎉🎉
Amen❤️🙏
ኣሕ ከምዚ ዝገብር ህዝቢ ወዲቑ እኮዩ፡ እምነት ምቕያርኮ ነብሰይ ኣያምንን ምባል ኢዩ።
ቲ ናይ ዘላኣላም ሂያው ቲ ናይ ዘልእላም ኑጉስ❤ቲ ናይ ዘልኣላም❤ኣምላክ ስም❤ካ ይባርካ❤ኣምላክይ❤ዕድላኞ ኢየ ክርስትያን ብምካናይ)
Selam neshu from America ❤❤❤.lebam
❤❤❤እዛ ደርፊ ኣበይ ክረኽባ ይኽእል ነታ ናይ ናሆም ዘይኮነት ነታ ሓንቲ ነሹ ካብ ንፋስ ዝቅልጥፍ 🎉🎉🎉
ዘይትፈልጡዎ ሃይማኖት ኣይትተንትኑ❤❤❤
✅✅✅
Exactly
Selam nesh from Sydney
ኣቤት ማእነ ግድዚ ድፍረት ክስማኣስ ኢዩ ከደና ኣምላክ ንስሓ ይብቅዓና
ይመችካ ይዓክ ኢፍሬም ሓወይ ብሴፍ ዝመፀካ ብሴፍገይርካ ክሳዱ ምባልዩ
ኣንትን የሕዋት ንስኽን ናጽነት ስለዘለክን ኣብት ሃይማኖትና ቀይርክን ዋላ ሓደ ዝብለክን የለን ካብ ምስልምና ናብ ክርስትያን ዝቀየረት ግን ኣይኮነን ከምዚ ንመጽሓፍና ትጸርፍዪ ዘለኺ ቁርኣን ክትጻረፊ ተቀይርኪ ጥራይ ትቁርጺ ምስገለ ተጻሊአ ኢልካስ ጽቡቅ ኣይኮነን
Nmntay eka amxiekaya za haymanot yebleyn tbil zela tay weridka ata neshu kalay gize bgega kemzi aytemxie zena tesienka gdefo aytmxae eyesus krstos beabiyue zertitatos abzi temxia wey aghidka aytsabuni belena kngedfeka mkttal seb ygage yu bkemzi aynet gin keytgage bro love & peace ✌🏽🙌🏽🤞🏼🤞🏼🤞🏼🤞🏼
Amen Amen Amen ❤️ ❤️
❤️❤️
ሰላም ነሹዋይ 👏🥰💙
Still now gen eko religion yebleyen eya ela so mekri yedliya alo hjo keman yehwaty tewahdo ❤❤❤
ደሞሩኒ ኣሓዋተይ❤❤❤❤❤
ኩላትኩም ደምሩኒ ክምልስ እየ❤❤🎉🎉🎉
neshu abyi seb❤❤❤❤❤
Selam nashu💙💙💙
እየሱስ ጌታ ነው አሜን 🙏🙏🙏❤️✝️
ከመይ ውዕልክም ህዝበ ክርስትና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Kkkkkkkk mesikin😢😢😢
ዘይተጠመቀ አይድሕን እዩ ክብሃል አየሰማዕትን ድያ
Neshu neshu 💙 💙💙
💙💙💙
nasch hawey i love so mach.bitte ab klu vidoka hant ney dicou ketetwaln nelabo
Neshey Fqrii 💙💙💙
Hanti tel tebarira😢
Yes yes oui 🙌🏿 oui 👏🏿 c’est bien 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤
Efar ❤.
ሰላም ኩቡር ጋዚጠኛ 🙏❤❤
Meskeneyti.xerfi bezihewa yeqereta hatita
መሓመድ ንሮሞዳን ዝቀተሎ ግን ከመይ ጌሩ ነቢ ኮይኑ ንጓል 9 ዓመት ቆልዓ ዝተመርዓወ ርኹስ።
ንሱ ተመርዕዩወ መን'ዩ ዘይተመርዓወ ዝወለደዶስ ወላ መንዩ ገአይ 😂😂😂
ዲቁ ሎሚ አሚሲሑኒይ ብነብሲይ ማርያምን❤❤ አፍጫኻ ሓመድ ክትሽትት እያ😂😂😂😂
Ruhus beal neshu hawey ms sdraka.
Only god Jesus Christ orthodox tewahdio ❤
Neshu❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
Mashallah mashallah mashallah
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ነሹ❤❤❤
NMEHAMED ABEY TEFELTOABEY REATO NAY MECHECHERESHTA NABY EYU TEBEL ASERETETAT ANSTI ZENEBEREO HEMUM BESEWBEYTI ZEKHONE S TEAMEN EWE BEZEY METEN GHRAHEN BELIHEN GHEN EYU NAIRU.
Kkkkkkkkkkk deqo mekeiaf ❤❤❤❤
እንኳዕ ኣብፀሐካ ነሽነሽ (ተ/ለም) ብሩኽ ሠብ።ሓቅኻ እዚ ምፅራፍሲ በዚሑ። ኣይትሓዘለይ እምበር ኣብ ተዛረብቲ ትግርኛ ምናዳ ምናዳ ደቂ ኤርትራ። እዞም ተፃረፍቲ ንኤርትራ መኽዘን ጸርፊ ኣምሲሎማ።
እስካ ክትሕግዝ😂😂😂
ሃይማኖት የብለይ ማለት ካዝ ማሓረና እዝ ሰብ በቃ ትፀልሉ ድዩ 😥
እዋይ በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ። መጽሓፍ ቅዱስ ኮ ሕማቅን ጽቡቅ እዩ ዘለዎ። ሕማቅ ኣብ ዝገበሩሉ እግዚኣብሄር ይሕጎሰሎም ኔሩ ድዩ? ኣይተሓጎሰሎምን ይቀጽዖም ድማ ኔሩ እዩ። እግዚኣብሄር መምሃሪ እዩ መጽሓፍ ቅዱስ ቃሉ እሙን ቃሉ ኣዳሊልና
❤❤❤❤❤
❤ክብረተይ ኣብዚኣ ፕሮፋይለይ ኣቲኪ ሳብስክራይብ ግበርለይ🎉❤🎉🎉🎉
ብራቮ ዲቁ ንሃይማኖትና ክሳብ ብሴፍ ድልዋት።
🙏🙏🙏❤❤❤❤❤
እዚ ኤፍሬም ሎሚ ፈትየዮ😂😂😂😂
😂❤️
እሺ ነሹ ሓዉና እዚ ናይ ዲቁ ዘረባ ትኣምነሉ ትመስል ስለዚ ንሱ ብትክክል ቁርኣን ኣንቢቡ ከምኡ ዝብል እንድሕር ኮይነ ማስረጃ ሒዙ ይቅረበኒ ኣነ ዉን ክልቲኡ ኣንቢበ እየ መድረክ ክፈተልና ሓቂ ካብ ተዓዘብትና ይፍረድ 🙏🙏🙏
ኣብ ናይ ኤፍሬም ቲክቶክ ወይ ፈይስ ቡክ ኣቲኻ ሕተቶ
Bzey goyta yesus krstos mdhan yelen nyesus krstos tetfeltwo kalu antenbbwo seb aymshaten!!😢😢 bjakum nab goyta yesus mexu
Libeki tedfinu eu zelo nab libeki yimleski fetari neblo yeblenane😢😢😢😢
ሊብያውያን ከማን ይጻወቱልክን ኣለዉ ኢሉ ኣብ ኦሮፓ ዝተቀበለኒ ሓዎበይ ክዕምጸኒ ሓሲቡ 😢 ካብኡ ኒኖው ቤተሰበይ ጸሊአዮም 😢 ትግርና ሑሙማት
😢 omg lebona yhabo 😢
ሰላም ዛሓፍተይ ከማኡ ኢልኪ አይትሕሰቢይ ሓውበኺ ፎትዩ ድዩ ዋላስ መንፈስዩ አሕሲብዎ አይትፍልጥን ኢኺ እስኪ ናይ ዝተፍላለየ ሂወት ሓበሻ ክትሪኢ እንተደሊኺ መምህር ተስፍይ አበራ ገጠመኝ ዝብል ትምህርቲ ራአይ
አብ youtb አቲኺ
@@Bana_mediashtara nay aslamay Hasawi tefieuki 😂😂 aslamay iyu 😂 smu wn yhbr:: men tshifwo keyfeltki nab dngaxe kedki. Aslamay Hasawi melakei iyu
@@ቤንሁርቦኽሪtsubk aleka bsm natna enda atewu yzarebu alewu
Yes yes Bravo 👏🏿 👏🏿👏🏿👏🏿👏🏿👏🏿👏🏿👏🏿👏🏿👏🏿👏🏿👏🏿👏🏿👏🏿👏🏿👏🏿👏🏿👏🏿👏🏿
ሰላም ነሹ ❤❤❤
ክብረተይ ኣብዚኣ ፕሮፋይለይ ኣቲካ ሳብስክራይብ ግበረለይ🎉❤🎉❤
Anta zemed yeblun deu eze wedi asha eze zezarebo zelo marekendey waga kemzekflo yfelt deu denkoro
Nska eka zemed zeyblka haki mfrad aytfetwun eti zgeberwo bal ozil shek idris xbuk du neru emnet ab media mexika dika emnet nay seb eda akalelka zemen koynu tezey ttkfeni men mnewnewni zbahal semieka dika
Temaharu skilkum
ግን ባዓል አፍራም ናይ ካልኦት እምነት እንድ ትክፍካ እምነትና ኣይ ትክፈና ተብሎ መክብባር ኩላትና ነጎብሮ ኤይጎቦ
Efar hbaba yeblun kula mnkaf ya😂😂😂
❤️❤️❤️❤️💙
ኣብመወዳእታ ኩላ ከተሰሊምያ❤❤❤
Mengedn hakin hiwetin only Jesus Christ kale amlak yelen
Dehay do yeblkan iyu nay Iran 🇮🇷 kula aqo nay Christian tkyer ala iya mahikinay fazaz
Hawey marey kula ko gedifatka christen koyna arkb
ውጹእ ሓሳዊ ክረሰትያን እዚ ሰብ የጥፈአኩም አሎ እዚ መደናገረ ሓሳዊ❤❤❤
Ayyy
Temaharu trah
Etom menseyat moshamush ms amenzratat tay alekum zezarb.
ኤፈሬም ትህዉቲት አለካ ንህወትካ ሕሰበላ❤❤❤
ወይ ጉድ አንታ ናይ መን ሑሙማት ዮም እዞም
Neshnesh ezi seb zi ab chanelka ketamso ay neberekan ezi deyakon wala jena efrit
Wade kafer najes efram tebahal wade Amnzera Adaka sewa nasatae eya teomxe
ሰብ ዝዘርኦ እዩ ዝዓጽድ ዝሓፍተይ ሰብ ምስ ሰብ ተተባኣሰ ስብ ይዓርቆ ምስ ኣምላኽ ተተባኣሰ ግን መን ይዓርቆ ስለዚ ንኣምላኽ ይቕረታ ሕተቲ ምናልባት ምሕረት እንተገበረልኪ 😭 ይገርም ክሳብ ክንድዚ ድፍረት ንኣምላኽ ዘይምፍላጥ ጥፍኣት አዩ ዝውጅ 🤔
ኣብ ቲከቶክ ሕማቅ ንሰምዖ 24 ሰዓት ከይኣከል ኣብዚ ኣምጺኹሞ ነዚ ባዕልግና ዝምልኦ ቃላት ዝዛረብ ሰብኣይ ድም ሰትዩ ዩ ዝብሎም ዝብል ድኣ መን ድዩ ሓዉ ሰበይቱ ውዲ ሃገሩ ከቀትል ዘዉዕል ዘሎ ከም ኣሰላም ኤርትራ ዝምሰከን የለን ንሰኹም ብጣዕሚ ንግራማት ኢኹም በዚ ንሰኹም ሙሉእ ለይቲ ኣሰላም ከትጽርፍ ትሓድርዎ ኣብ ቲከቶክ ድቂ ከልእ ሃገር ኣሰላም ነሮም እንተዝኾኑ ከልእ ዩ ነሩ ብዝኾነ ምከብባር ዩ ጽቡቅ ሃይማኖት እሰልምናን ክርሰትናን ሕጂ ኣይኮነን መጸኡ ምላይን ህዝብታት ዝኣምነሉ እምነት ዩ ባኣኹም ከጠፍእ ኣይከልን ዩ ህዝቢ ከተናቁቱ እንተዘይኮይኑ::
KAB KEDEMAHAIMANOT AYNEBERAN HIJI NSEBAY N MESARHI SEBAY ELA EYA TEATWO ZELA , KEMZIEN DEREBY ENTEKHEDA ZEBELEXE EYU,
Mebelet kelbi
ተዋሕዶ ሀይማኖቴ🙏 ❤️🙏✝️❤️✝️🙏
ነብሳ እያ ትሃሲ ዘላ ዘይተጠመቀ አይድሕን እዩ በልዋ ጽባሕ ጋነብ አሎ በልዋ ሕጂ ደላይካ ግበር መጨረሻ ግን ፍርዲ አሎ
_ኣብ መላእ ዓለም እትርኸቡ ህዝበ ክርስቲያን ተከተልቲ እምነት ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ሃይማኖት እንዃዕ ንብርሃነ ጥምቀት ጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብጸሐኹም/ክን ናይ ዓመት ሰባት ይበለና ህዝቢ ብፍቅሪ ብምሥትውዓል እንጓዓዘሉ ቅንያት ይግበረልና ኣሜን_
❤❤❤
❤❤❤❤
❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤❤❤
🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤
ቃል ሂወት የስማዓልና ኤፍሬም ሓወይ❤ ንሓፍትና ናብ ልባ ይምለሳ ፈጣሪ
ነሹ ሓወይይ በሊሕ ሰብ መስተዋዓሊ ኢካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤
ክቡር ሓውና ኤፍሬም ብጥዓሚ ኣድኒቀካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
❤️✝️🙏
ነሹ እዛ ናይ ኤፍሬም ጽቡቅ ኣምጺካያ ኣለካ ሑሕ ክብሉካ እዮም ግን ኣይትገደሰሎም ንሱ ጥራዪ ዘሎ ኣብዛ ሚድያ ተቆርቋሪ ነዛ ተዋህዶ😢😢😢 ኩሉ ግዜ ኣምጽኣልና
እንኳዕ ናብ ብዓለ ጥምቀጥ ብሰላም ኣብጽሓና❤
🙏🙏🙏
ብሓቂ ደስ ዝብል ኣገላልፃ ኤፍሬም ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉ኦርቶዶኩስ ንዘላኣለም ትንበር ❤
ንእፍሬም ክሪኢ እየ መፂኤ እፍሬም ዘይምኖ❤
God bless you and your family thanks Deacon Efrem ❤❤❤
🙏🙏🙏
ኣምላክ ናብ ልባ ይምለሳ ኣብ እምነትና ንገደስ ኣሕዋት።
🙏🙏🙏
ሰባት ኣሕሪቆምኒ ኢልካ ምስ ፈጣሪ እግዛብሄር ኣምላክ እሞ ድማ ብ መጽሓፍ ቅዱስን ቅዱስ ቃሉን ምልጋጽ ብጣዕሚ ዘሕዝን'ዩ😢😢 ከምቲ ኣብ ቃሉ ዝብሎ ከቢድ'ዩ ውን። ብዙሕ ክዛረብ ሓሲበ'ሞ ቃላት ኣቢኒ ።
መጀመርያ ጥበብ ፍርሓት እግዛቢሄር'ዩ።
ዮሃንስ 3:16፤ ኣምላኽ፡ በቲ ሓደ ወዱ ዝኣመነ ዅሉ ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኺረክብ እምበር፡ ከይጠፍእሲ፡ ንወዱ በጃ ኽሳዕ ዚህብ፡ ክሳዕ ክንድዚ ንዓለም ኣፍቀራ።
ዮሃንስ 3:17፤ ኣምላኽ ንወዱ፡ ዓለም ብእኡ ኽትድሕን እምበር፡ ንዓለም ኪፈርዳስ ኣይለኣኾን።
ዮሃንስ 3:18፤ ብእኡ ንዚኣምን ኣይፍረዶን። ነቲ ዘይኣምን ግና፡ ብስም ሓደ ወዲ ኣምላኽ ስለ ዘይኣመነ፡ ድሮ ተፈሪድዎ አሎ።
🙏🙏🙏
❤❤❤
ሰላም ሰላም ተካታተሊት ጋዜኛ ነሽነሽ አንቃዕ ንባዓል ጥንቀት ኣብፀሐኩም
❤❤
❤❤❤
ነሹዋይ ኩሉ ከማካ እንተዝኮን 😢ኣብዛ ምድሪ ተሳኒና ምነበረና😢 ኣቱም ህዝቢ በጃኩም ካብ ጸርፊ ውጹ መልሓስኩም ንሰናይ ፈንውዎ😢ነሹ ሓወይ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይዓድልካ ወድነይ❤❤❤
🙏🙏🙏
ናይ መጀመርታ ጥበብ እግዚኣብሄር ምፍራሕ እዩ። ማንም የተሃላልኸና ማንም ሃይማኖትና ሂወትና እዩ ። ዳሕራይ ካኣ ንሕና ኣዋልድ ትግርኛ መፅሓፍ ቅዱስና ከምዝእዝዘና ንኸይድ ሰለዘየለና እዩ መጀመርታ ሰብ ከኽብረና ተደሊና ንነብስና ነኽብራ ። ኣቱም ኣሕዋትና ኣወዳት ካኣ ኣይትበድሉና ሓብሕቡና ተኣጥፊእና ካብ ጥፍኣትና ንኽንእረም ማዓዱና እምበር ኣይትፅረፉና ፀርፊ ሰለዘግድድ .ካብኡ ካዓ ኣስላም ኣይፃረፉን የኽብሩኻ እምበር ዝበለቶ ካብ ክርስትያን ክሒዳ ሰለዝኸደቶም እምበር ንሶም ይብእሱ ከማን ሓንቲ ሙስሊም ተተቃሊዓ ወይ ንኽርስትያን ተተመርዒዋ የኾነይ ፀርፊ ብእምኒ ተቀጥቂጠን እየን ዝቅተላ ብፍላይ ብሕጊ ሸሪዓ ዝመሓደራ ሃገራት። ሰለዚ ክርሰትያን ባዕልና ዳኣ ሰድታት ኮይና እምበር እምነትናሲ ቅንዕትን ሓቀኛን ማሓሪት ብደም ጎይታና ዝተዓደገት እምነት እያ ሰለዚ ዓበድበድ ገዲፍና እምነትና ንመርምር ነስተዉዕል🙏
አሜን 🙏🙏🙏ቃለሕይወት ያሰማልን አሜን 🙏🙏🙏
አሜን❤❤❤
ቃለ ሂወት የስመዕልና ጸጉኡ የብዘሐልካ ኤፍሬም ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ያሓብካ ♥️♥️♥️♥️♥️
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
እንኳዕ ናብ ብዓለ ጥምቀትን በሰላም ኣብጽሓና 🙏🙏🙏🙏🙏
🙏🙏🙏
ርሑስ ብዓል ጥምቀት ንኩሉ ህዝቢ ክርስትያን❤❤❤❤❤❤❤
❤️❤️❤️
ክርስትና ኢየሱስ ኣምላኽ ምዃኑ ኣብዞም ዝስዕቡ ቁልፊ ነጥብታት ተመርኲሱ ይምህር
ዮሃ 10፡30፡ ኢየሱስ ምስ እግዚኣብሔር ኣቦ ዘለዎ ሓድነት ዘረጋግጽ "ኣነን ኣቦን ሓደ ኢና" ይብል። እዚ ክፍሊ’ዚ ንጹር ኣዋጅ መለኮት የሱስ እዩ።
1ይ ዮሃ 1፡1-14
ኣብ መጀመርታ ቃል ነበረ፡ እቲ ቃል ድማ ምስ ኣምላኽ ነበረ፡ እቲ ቃል ድማ ኣምላኽ ነበረ። እቲ ቃል ስጋ ኰይኑ ኣብ ማእከልና ተቐመጠ።
እዚ ክፍሊ እዚ "ቃል" (ሎጎስ) ከም ኣምላኽ የለልዮ ድሒሩ ድማ እቲ ቃል ሰብ ከም ዝኾነ ይገልጽ- ንኢየሱስ ብምምልካት።
2. ራእይ ዮሃንስ 22፡13 ከምዚ ይብል።
"ኣነ ኣልፋን ኦሜጋን፡ ቀዳማይን ዳሕረዋይን፡ መጀመርታን መወዳእታን እየ።"
እዛ ጥቕሲ እዚኣ ብኢየሱስ ዝተዛረበት ኮይና ዘለኣለማዊ ባህርያቱን መለኮታዊ ስልጣኑን ዘጉልሕ እያ። ኣርእስታት "ኣልፋን ኦሜጋን" (ቀዳሞትን ናይ መወዳእታን ፊደላት ፊደላት ግሪኽ)
3 ዮሃ 20፡28
ቶማስ ድማ ጎይታይ ኣምላኸይ!
ድሕሪ ትንሳኤ ቶማስ ብቐጥታ "ኣምላኽ" ኢሉ ይጽውዖ፡ ኢየሱስ ድማ ኣይእርሞን እዩ።
4. ቆሎሴ 2፡9
ከመይሲ ኣብ ክርስቶስ ኩሉ ምልኣት ኣምላኽ ብመልክዕ ስጋ እዩ ዝነብር።
እዛ ጥቕሲ እዚኣ ምልኣት ባህርይ ኣምላኽ ብመልክዕ ሰብ ከም ዝውንን ብንጹር ትገልጽ።
5. እብራውያን 1፡8
ብዛዕባ ወልድ ግን “ኦ ኣምላኽ ዝፋንካ ንዘለኣለም ንዘለኣለም ክነብር እዩ” ይብል።
ኣብዚ እግዚኣብሄር ኣቦ ንወልድ (ኢየሱስ) "ኣምላኽ" ኢሉ ይጽውዖ።
6. ኢሳይያስ 9፡6 (ትንቢት ብዛዕባ መሲሕ)
ውሉድ ተወሊዱልና፡ ወዲ ተዋሂቡና እዩ እሞ፡ ግሩም ኣማኻሪ፡ ሓያል ኣምላኽ፡ ዘለኣለማዊ ኣቦ፡ መስፍን ሰላም ኪበሃል እዩ።
እዚ ናይ ብሉይ ኪዳን ትንቢት ንኢየሱስ "ሓያል ኣምላኽ" ኢሉ ይገልጾ።
ማቴ 28፡18፡ ድሕሪ ትንሳኤ Eyesus "ኣብ ሰማይን ኣብ ምድርን ዘሎ ዅሉ ስልጣን ተዋሂቡኒ እዩ" ይብል። እዚ ኣዋጅ ኣድማሳዊ ስልጣን ከም ምልክት መለኮት እዩ ዝርዳእ.
ርሑስ ብዓል ጥምቐት ነሹ❤🎉❤🎉
🙏🙏🙏
ቃለ ሕይወት ያሰማልን ወንድማችን❤️ 🙏✝️
Neshu hawey edmen tanan yhabka fetari❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Rhus beal tmqet ,❤❤❤☦️☦️☦️🙏🙏🙏ygberelna,
ናይ ብሓቂ ጅግና መንእሰይ ኢኻ ነሹ ሓወይ ቡሉጽ ሰብ ኢኻ
🙏🙏🙏
ነሽዋይ ከመይ ኣምሲካ ክብር ጋዜጠኛ❤ድያቁ መንጪ ስሓቀይ😂😂😂ደምርኒ ደቂ ዓበዪቲ🎉
❤️❤️❤️
ኑሹ lion ከምኣ እንዳ ገበርካ ኣምፅኣየን እም ንሕና ካዓ ብዝግባእ ምክርን ማዕዳን ንህበን
🙏🙏🙏
እንካዓ ነብ ብርሃነ ጥምቀቱ ኣብፀሐና ነሹዋይ❤❤
ነሽነሽ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ቀጽሎ ሕብረተሰብና ዝጠቅሞ ከምዚ ኢዩ
🙏🙏🙏
ማሻላህ ይሚላአልክ❤❤❤
Jesus is the right way ❤❤❤
amen amen amen❤❤❤🎉🎉
Amen❤️🙏
ኣሕ ከምዚ ዝገብር ህዝቢ ወዲቑ እኮዩ፡ እምነት ምቕያርኮ ነብሰይ ኣያምንን ምባል ኢዩ።
ቲ ናይ ዘላኣላም ሂያው ቲ ናይ ዘልእላም ኑጉስ❤ቲ ናይ ዘልኣላም❤ኣምላክ ስም❤ካ ይባርካ❤ኣምላክይ❤ዕድላኞ ኢየ ክርስትያን ብምካናይ)
Selam neshu from America ❤❤❤.lebam
❤❤❤እዛ ደርፊ ኣበይ ክረኽባ ይኽእል ነታ ናይ ናሆም ዘይኮነት ነታ ሓንቲ ነሹ ካብ ንፋስ ዝቅልጥፍ 🎉🎉🎉
ዘይትፈልጡዎ ሃይማኖት ኣይትተንትኑ❤❤❤
✅✅✅
Exactly
Selam nesh from Sydney
ኣቤት ማእነ ግድዚ ድፍረት ክስማኣስ ኢዩ ከደና ኣምላክ ንስሓ ይብቅዓና
ይመችካ ይዓክ ኢፍሬም ሓወይ ብሴፍ ዝመፀካ ብሴፍገይርካ ክሳዱ ምባልዩ
ኣንትን የሕዋት ንስኽን ናጽነት ስለዘለክን ኣብት ሃይማኖትና ቀይርክን ዋላ ሓደ ዝብለክን የለን ካብ ምስልምና ናብ ክርስትያን ዝቀየረት ግን ኣይኮነን ከምዚ ንመጽሓፍና ትጸርፍዪ ዘለኺ ቁርኣን ክትጻረፊ ተቀይርኪ ጥራይ ትቁርጺ ምስገለ ተጻሊአ ኢልካስ ጽቡቅ ኣይኮነን
Nmntay eka amxiekaya za haymanot yebleyn tbil zela tay weridka ata neshu kalay gize bgega kemzi aytemxie zena tesienka gdefo aytmxae eyesus krstos beabiyue zertitatos abzi temxia wey aghidka aytsabuni belena kngedfeka mkttal seb ygage yu bkemzi aynet gin keytgage bro love & peace ✌🏽🙌🏽🤞🏼🤞🏼🤞🏼🤞🏼
Amen Amen Amen ❤️ ❤️
❤️❤️
ሰላም ነሹዋይ 👏🥰💙
Still now gen eko religion yebleyen eya ela so mekri yedliya alo hjo keman yehwaty tewahdo ❤❤❤
ደሞሩኒ ኣሓዋተይ❤❤❤❤❤
ኩላትኩም ደምሩኒ ክምልስ እየ❤❤🎉🎉🎉
neshu abyi seb❤❤❤❤❤
Selam nashu💙💙💙
እየሱስ ጌታ ነው አሜን 🙏🙏🙏❤️✝️
ከመይ ውዕልክም ህዝበ ክርስትና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Kkkkkkkk mesikin😢😢😢
ዘይተጠመቀ አይድሕን እዩ ክብሃል አየሰማዕትን ድያ
Neshu neshu 💙 💙💙
💙💙💙
nasch hawey i love so mach.bitte ab klu vidoka hant ney dicou ketetwaln nelabo
Neshey Fqrii 💙💙💙
Hanti tel tebarira😢
Yes yes oui 🙌🏿 oui 👏🏿 c’est bien 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤
Efar ❤.
❤️❤️❤️
ሰላም ኩቡር ጋዚጠኛ 🙏❤❤
❤❤❤
Meskeneyti.xerfi bezihewa yeqereta hatita
መሓመድ ንሮሞዳን ዝቀተሎ ግን ከመይ ጌሩ ነቢ ኮይኑ ንጓል 9 ዓመት ቆልዓ ዝተመርዓወ ርኹስ።
ንሱ ተመርዕዩወ መን'ዩ ዘይተመርዓወ ዝወለደዶስ ወላ መንዩ ገአይ 😂😂😂
ዲቁ ሎሚ አሚሲሑኒይ ብነብሲይ ማርያምን❤❤ አፍጫኻ ሓመድ ክትሽትት እያ😂😂😂😂
Ruhus beal neshu hawey ms sdraka.
Only god Jesus Christ orthodox tewahdio ❤
Neshu❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
Mashallah mashallah mashallah
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ነሹ❤❤❤
NMEHAMED ABEY TEFELTOABEY REATO NAY MECHECHERESHTA NABY EYU TEBEL ASERETETAT ANSTI ZENEBEREO HEMUM BESEWBEYTI ZEKHONE S TEAMEN EWE BEZEY METEN GHRAHEN BELIHEN GHEN EYU NAIRU.
Kkkkkkkkkkk deqo mekeiaf ❤❤❤❤
እንኳዕ ኣብፀሐካ ነሽነሽ (ተ/ለም) ብሩኽ ሠብ።
ሓቅኻ እዚ ምፅራፍሲ በዚሑ። ኣይትሓዘለይ እምበር ኣብ ተዛረብቲ ትግርኛ ምናዳ ምናዳ ደቂ ኤርትራ። እዞም ተፃረፍቲ ንኤርትራ መኽዘን ጸርፊ ኣምሲሎማ።