Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
በዚ በለ በቲ ትግራይ መሊሳ ናብ ዂናት ከይትምለስ ሰራዊት ኢትዮዽያ ናብ ትግራይ ክኣትው የብሉን!!!
ነዞም ህዝቢ ትግራይ ዝጠለሙ ከዳዓት ጊዜ ኣይንሃቦም! ፃድቃን ገብረትንሳኤ ዝበሃል ከዳዕ ውዕል ፕሪቶርያ ብግቡእ ይተግበር ኢልካ ምጥያቕ ከምወንጀልን ምፅሕታር ውግን እዩ ብዝብል መፈራርሒ ህዝቢ ትግራይ ርእሱ ኣድኒኑ ተሰኩኑን ሓድነቱ ተዘሪጉ ንኽነብር ምስ ፀላእቲ ህዝቢ ትግራይ ኮይኑ ይሰርሕ ኣሎ። ብኻልእ ወገን ድማ ሓይሊ ምክልኻል ትግራይ ፈሪሱ ምስ ምክልኻል ሰራዊት ኢትዩጵያ ተሓዊሱ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ወራር ንኽፍፀም ምስ ኣብይ ኣሕመድ ብምምሽጣር ህዝቢ ትግራይ መወዳእታ ናብዘይብሉ ውግእ ከእቱ ይፅዕር ኣሎ። ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ተጋሩ ወታደራዊ ክኢላታት ብኣብይ ኣሕመድ ዝተረሸኑን መብዛሕትኦም ሃለዋቶም ምጥፍኡን ንዘለአኣለም ዘይርሳዕ ሓዘን ተሸኪምና እናሃለና ንቶም ዝተረፉ ጀጋኑ ተጋደልቲ TDF መሊስና ንኣብይ ኣሕመድ ነረክቦም ምባል ብጣዕሚ ዘሕዝንን ዘደንግፅን እዩ። ፃድቃንን ኣብይን ናይ መወዳእታ ዕላምኦም ህዝቢ ትግራይን ኤርትራን ኣድኪምካን ኣድኪኻን ኣብይ ኣሕመድን ዒሚራት ዓረብን ብሓይሊ ጨፍሊቖም ዝገዝእዋ ኢትዩጵያ ምፍጣር እዩ። ከዳእ ፃድቃን ገንዘብ እንተረኺቡ ዋላ ደቁ ካብምሻጥ ንድሕሪት ዘይብል ስሱዕ ሓሰማ 🐖 እዩ።
ብጌታቸው ዝምራሕ ብልፅግና ትግራይ ሰላም ኢና ንደሊ ይብሉ። ብተግባር ግን ምስ ኤርትራ ኩይናት ይፅሕትሩ ኣለው። ስለዙይ ብልፅግና ትግራይ ሰላም ኣይደልዩን። ምስ ኢትዮጵያ መግዛእቲ ይደልዩ፣ ምስ ኤርትራ ድማ ኩይናት ይደልዩ።
We're very very proud of you, TOL!!! We love and support you!!! You're our hope to direct us through the tunnel!!! VIVA VIVA TOL!!!😘🥰💪💪💪💪💪
ጀነራል ፃድቃንን ጌታቸውን ልኡኻት ብልፅግና እዮም። እታ ን800 ዓመታት ደም ትግራዋይ ሰትያ ዘይትፀግብ ኢትዮጵያ ሓዲጎም ምስ ኤርትራ ሰላም ከይፍጠር ዝሰርሑ ከም ገብሩ ጎጃሜ ኣብ ውሽጥና ኮይኖም ንኢትዮጵያ ዝሰርሑ እዮም። እንዳ ገብሩ ጎጃሜ ኢትዮጵያ ዝሰርሐቶ ሕማቕ ገበን ኩሉ ናብ ኤርትራ እዮም ዘጣብቑላ። ሎሚ ወርቂ ትግራይ ብኢትዮጵያ እናተጓሕጎሐ መዐደጊ ድሮን ይኾን ኣሎ። ኮይኑ ግን እንዳ ገብሩ ጎጃሜ ኣብ ዘይወዓለቶ ንኤርትራ የጣብቑላ። ተጋሩ ኤርትራን ኢትዮጵያን ብረብሓ ትግራይ ኢና ክንምዝኖ ዘለና። ኤርትራ ምስ ትግራይ ዘሎዋ ጎነፅ ዶባዊ እዩ። ዶብ ብውሳነ UN ክጠረር ጥራይ ይሓቱ። ከም ኢትዮጵያ ትግራይ መፂኦም ዕጥቅኹም ፍትሑ፣ ኢድኩም ሃቡ፣ ንሕና ኢና ገዛእትኹም፣ ባንክኹም ኤሌትሪክኹም ወርቅኹም ቴሌኹም ክንቆፃፀር ኢና ኣይብሉን፣ ኣይደልዩን። ኣይደልዩን ጥራይ እንተይ ኮነስ ኣይሓልሙዎን። ስለዙይ ብዓይኒ ረብሓ ትግራይ ካብ ግዝኣተ ኢትዮጵያ ናፃ ምውፃእ፣ ምስ ኤርትራ ሰላም ምፍጣር ወሳኒ ጉዳይ እዩ። ምስ ታሪኻዊት ቀንደኛ ፀላኢት ኢትዮጵያ ምስላፍ ግን ውድቀት ትግራይ እዩ።ረብሓና ንፍለጥ
Wel come Tigrar online hawna Egziabher Amlak edmen tienan yebzhalka 🙏🙏🙏💙💐🌷🎄🌹❤️👏👏👏💪💪💪💪💪💪
Merry Christmas to you all
As usual, I like your analysis. Keep up the good work.
Thanks for your service
Game over tsadkan
ጉጂለ ጥፋአት ናብ በረዱ ክአቱ እዩ።
ኣዶ ትግራይ ብደቃ ተኻሒዳ ውርደት ተራኣዮ ተስሚዑ ኣይፈልጥን ውርደት ።
ሰላም ትግራይ ኦን ላይን ሚድያ ኩልኹም ደቂ ዓደይ ምዓረይ አጆኹም በርቲዕና ንቃለስ ቡጅለ ክሕዱት ከም ደመና ክበንን እዩ ናይ ስውአትና ቃል ክወቕሶም እዩ ናይ ፅሩይ ህዝብና ዝፈሰሰ ደም ክፈርዶም እዩ አጆና
Merry Christmas to Tigrai online and all Tigeru who are watching.
Marry Christmas,🎉thank you for your service Mr TOL 💛🙋🏽♀️♥️👍🏽☮️🫶🏾
TIGRAY TSIER ❤️💛
👌👌💪💪👍👍💯💯✅️✅️💙💙💙💙💙💙 well done dear brother Haile you doing great jobs.
ጀነራል ተኽላይ (ወዲ ኣሸብር) ዓበይቲ/ወለዲ ንህወሓት ይፈትውዋ ደቆም ወይ ድማ መናእሰይ ከዓ ንህወሓት ይፀልእዋ ኢሉ ተዛሪቡ ምስሰማዕኩስ ገሪሙኒ። ከምኡ ተዝኸውን ነይሩ እኒ ፃድቃን፣ ኣረጋዊ በርሀ፣ ሃለቃ ፀጋይ፣ ተኽለወይኒ፣ ቴድሮስ ሓጎስ፣ ገብሩ ኣስራትን ካልኦት ኣዕርኽቶምን ንህወሓት ኣይምፀልእዋን ነይሮም። ኣባዲ ዘሙ እኳ ምስ ወዱ መዘክር ክልቲኦም ፀላእቲ ህወሓት እዩም። ብዕድመ እንተኾይኑ ሕዚ ኣብ ላዕለዋይ መሪሕነት ህወሓት እኒ ኣማኑኤል፣ ሊያ ካሳ፣ ዶ/ራት ፍስሃን ሰለሞንን ካልኦት መናእሰያትን ምስ ዓበይቶም ኮይኖም እዮም ንህወሓት ዝመርሕዋ ዘለዉ። ልዕሊ ኩሉ ፖለቲካዊ ኣረአእያ ኣብ ደረጃ ፅርየትን ብልሒ ኣተሓሳስባን ዝተመርኮዘ እምበር ኣብ ኣፈላላይ ዕድመ ኣይኮነን ። ወዲ ኣሸብር ማሕበራዊን ፖለቲካውን ፍልጠትን ብልሒን ዘለዎ ወታደራዊ ክኢላ ይመስለኒ ነይሩ። ሕዚ እንትሪኦ ግና ወዲ ኣሸብር ተኹሲን ንግድን እምበር ካሊእ ፍልጠቱ ክንዲ እቲ ኣዕቢና እንሓስቦ ኣይኮነን። መቸም ክዳንን ገንዘብን ዘይሽፍኖ ነገር የለን! ዓለም ትሸዓተ!
Happy holidays for you and your family😘🥰❤️🥳
Thank you for your tireless fight for justice for all victims of the Tigray Genocide ❤❤❤❤
🖐🖐🖐🖐
🤲🤲🤲👏👏👏👏
60 ቢልዮን እዋይ ዓሕ
❤❤❤❤❤❤❤🎉
👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏
❤❤❤❤❤
❤❤
Merry X-MAs to you too brother TOL🎉
ከዳዓት ጌታቸው ረዳን ፃድቃንን ሰዓብቶምን ከምኡውን ፈላሻ/ካይላ በየነ ምክሩን ከዳዕ ወዲ ኣሸብርን ተጋሩ እዮም እንብሎም ተጋሩ ኢና ስለዝብሉ ወይድማ ትግርኛ ስለዝዛረቡ እዩ። ብመሰረቱ ዝኾነ ሰብ ብስነ ልቦናዊ እምነቱን ዕላምኡን እምበር ብዝዛረቦ ቋንቋ ወይድማ ዓፅመ-ስግኡ ወይ ደሙ መርሚርካ ኣይኮንን መንነቱ ዝፍለጥ። ብመንፅር እዚን ሕዚ ብንሪኦ ዘለና ግብረ ክፍኣቶምን ጥልመትን ግና እኒ በዓል ጌታቸው ረዳ ፃድቃንን በየነ ምክሩን ከዳዕ ወዲ ኣሸብርን ሰዓብቶምን ንኸብዶም ዝሓድሩ ዓዋናት ዔዋሉ እምበር ተጋሩ ኣይኮኑን። ወጊድ ቅልውላው መንነትን ባህሬት ነፋሒቶን!
Good job
❤️❤️❤️❤️❤️💛❤️❤️❤️❤️❤️🌲🌲🌲🌹🌹🌹🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💊💊💊💊✊💪
ኩሉ ክፍልጦ ክርሳዓን ዘይቡሉ ፃድቃን ንተጋድልቲ ምብዳልን ምብታንን ንሳልሳይ ግዜ ብሹም ድሞብላዘሸንን ብሄራዊ ምምጥጣን ሽፋን ሕዝ ከዓ DDAR ወዘተ ዝብል ትግራይ ምድቃቅ ወይ ምጥፋእ እዩ ዕላሙኡ ንሱ ግን ምስታ ኣብ ጥፍኣት ትግራይ ትዕምብ ኢ/ያ ስልጣን ሕዙ ምንባር ኩሉ ዓይነት ቅልውላውን ትግራይ ማኣኽል ውግእ ንምግባር ይስርሐ ኣሎ
ፃድቃን ብኣምሓሩን ፈደራል ኣብልዕሊ ትግራይ ኩሉ ዓይነት ከበባ ሓይሎም አጣናኽሮም ፀገዴ ወልቃይቲ ራያ ዝፍፀም ዞሎ ግፍዕን ዝግበር ዞሎ ምዕጣቂን ፃድቃንን ጉጅልኡን ብሕም ኣይቡሉን ብኣንፃሩ ይሕስው የጭብርብሩን ኣሎው ካሓዳማትእዮም
ንዞም ክዳዒት ባንዳታት ግዜ ክዋሐቡ የብለሙን ንምንታይ ትግራይ የፍርስዋ አለው ብቕልጥፍ ህዝብ ክውግዶም አለዎ
Please Dihnet not Dihninet I love Tigrinya mother language. Thankyou.
አብ ዝ ምስራቅ አፍሪካ ዘለው መራሓቲ ዝእመኑ አይኳኑን።
እዚ ንኤርትራ ብወርቂ አምሲልካ ዝግበር ዘሎ ብካሊዒ መንገዲ ትግራይ ናይ ጦርነት ዓውዲ ንምግባር ዝትለም ዘሎ ኢዩ እሞ ብጊዜና ንቃለስ፡፡
እነዚ ከሀዲዎችን አታሳየን
ኤርትራ ንትግራይ ክትሃርም ድሌት ይኹን ሓሳብ የብላን በርከ ዘስግአ ዝነበረ ወያነዩ ኔሩ እሱ ደማ ኣብቕዑዩ ሕጂ ን ኤርትራ ዘስግአ የለን ዋላ ኣብይ ጋላ መዓንጣ የብሉን ንኤርትራ ተተንኪፉ ድማ መዘዙ ቅድም ንትግራይ ብምቕፃል ንአዲስ አበባ ከምዝኸውን ኣርጊፀ ክነግረካ ይፈቱ ስለዚ ዝሓሸ መንገዲ ህዝቢ ትግራይን ኤርትራን ጉርብትና ፖለቲካውን ኤኮኖምያውን ክምዕብል ካብ Tgrayonline ዝመስሉን መድያ ትግራይን ምጉስጋስ የድል የቐንየለይ
ዘረባ አይተዘብእ። ሰባት ዝተዘረብዎ በትክክል አቀራርቦ ። ሚዲያ ኢካ ሒዝካ ዘለካ።
ሻዕቢያ ምዕራብ ትግራይ እንተ ተመሊሱ ናብ ትግራይ ሐንቲ ሰዓት መሬት ትግራይ ሒዙ ኮፍ አይብልን እዮ ።ክሳብ ሽዑ ግን መደራደሪ ክኮኖ አብ ዘለዋ ክጸንሕ ዝደለየ ይመስል ።
5 ghizye iyu temelalisu
ስማዕ ትግራይ ኦንላይን ዝብል ኣጥፊእካ ዓድዋ ኦንላይን ኢልካ ሰይሞ ንትግራይ ተይኮነስ ንናይሓደ ከባቢ ጉጅለ ኣቦይ ስብሓት ንዝኾነ ናይሻዕቢያ ከዳሚ ሓይሊ ትሰርሕ ስለዘለኻ ሽምካ ቀይር ሓወኒ ።
Moduu zihalefe zereba hizka zisemaaka SEB ybilkan.TOL the one and only .OK ♥️🙋🏽♀️💛☮️
በዚ በለ በቲ ትግራይ መሊሳ ናብ ዂናት ከይትምለስ ሰራዊት ኢትዮዽያ ናብ ትግራይ ክኣትው የብሉን!!!
ነዞም ህዝቢ ትግራይ ዝጠለሙ ከዳዓት ጊዜ ኣይንሃቦም!
ፃድቃን ገብረትንሳኤ ዝበሃል ከዳዕ ውዕል ፕሪቶርያ ብግቡእ ይተግበር ኢልካ ምጥያቕ ከምወንጀልን ምፅሕታር ውግን እዩ ብዝብል መፈራርሒ ህዝቢ ትግራይ ርእሱ ኣድኒኑ ተሰኩኑን ሓድነቱ ተዘሪጉ ንኽነብር ምስ ፀላእቲ ህዝቢ ትግራይ ኮይኑ ይሰርሕ ኣሎ። ብኻልእ ወገን ድማ ሓይሊ ምክልኻል ትግራይ ፈሪሱ ምስ ምክልኻል ሰራዊት ኢትዩጵያ ተሓዊሱ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ወራር ንኽፍፀም ምስ ኣብይ ኣሕመድ ብምምሽጣር ህዝቢ ትግራይ መወዳእታ ናብዘይብሉ ውግእ ከእቱ ይፅዕር ኣሎ። ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ተጋሩ ወታደራዊ ክኢላታት ብኣብይ ኣሕመድ ዝተረሸኑን መብዛሕትኦም ሃለዋቶም ምጥፍኡን ንዘለአኣለም ዘይርሳዕ ሓዘን ተሸኪምና እናሃለና ንቶም ዝተረፉ ጀጋኑ ተጋደልቲ TDF መሊስና ንኣብይ ኣሕመድ ነረክቦም ምባል ብጣዕሚ ዘሕዝንን ዘደንግፅን እዩ። ፃድቃንን ኣብይን ናይ መወዳእታ ዕላምኦም ህዝቢ ትግራይን ኤርትራን ኣድኪምካን ኣድኪኻን ኣብይ ኣሕመድን ዒሚራት ዓረብን ብሓይሊ ጨፍሊቖም ዝገዝእዋ ኢትዩጵያ ምፍጣር እዩ። ከዳእ ፃድቃን ገንዘብ እንተረኺቡ ዋላ ደቁ ካብምሻጥ ንድሕሪት ዘይብል ስሱዕ ሓሰማ 🐖 እዩ።
ብጌታቸው ዝምራሕ ብልፅግና ትግራይ ሰላም ኢና ንደሊ ይብሉ። ብተግባር ግን ምስ ኤርትራ ኩይናት ይፅሕትሩ ኣለው። ስለዙይ ብልፅግና ትግራይ ሰላም ኣይደልዩን። ምስ ኢትዮጵያ መግዛእቲ ይደልዩ፣ ምስ ኤርትራ ድማ ኩይናት ይደልዩ።
We're very very proud of you, TOL!!! We love and support you!!! You're our hope to direct us through the tunnel!!! VIVA VIVA TOL!!!😘🥰💪💪💪💪💪
ጀነራል ፃድቃንን ጌታቸውን ልኡኻት ብልፅግና እዮም። እታ ን800 ዓመታት ደም ትግራዋይ ሰትያ ዘይትፀግብ ኢትዮጵያ ሓዲጎም ምስ ኤርትራ ሰላም ከይፍጠር ዝሰርሑ ከም ገብሩ ጎጃሜ ኣብ ውሽጥና ኮይኖም ንኢትዮጵያ ዝሰርሑ እዮም። እንዳ ገብሩ ጎጃሜ ኢትዮጵያ ዝሰርሐቶ ሕማቕ ገበን ኩሉ ናብ ኤርትራ እዮም ዘጣብቑላ። ሎሚ ወርቂ ትግራይ ብኢትዮጵያ እናተጓሕጎሐ መዐደጊ ድሮን ይኾን ኣሎ። ኮይኑ ግን እንዳ ገብሩ ጎጃሜ ኣብ ዘይወዓለቶ ንኤርትራ የጣብቑላ። ተጋሩ ኤርትራን ኢትዮጵያን ብረብሓ ትግራይ ኢና ክንምዝኖ ዘለና። ኤርትራ ምስ ትግራይ ዘሎዋ ጎነፅ ዶባዊ እዩ። ዶብ ብውሳነ UN ክጠረር ጥራይ ይሓቱ። ከም ኢትዮጵያ ትግራይ መፂኦም ዕጥቅኹም ፍትሑ፣ ኢድኩም ሃቡ፣ ንሕና ኢና ገዛእትኹም፣ ባንክኹም ኤሌትሪክኹም ወርቅኹም ቴሌኹም ክንቆፃፀር ኢና ኣይብሉን፣ ኣይደልዩን። ኣይደልዩን ጥራይ እንተይ ኮነስ ኣይሓልሙዎን። ስለዙይ ብዓይኒ ረብሓ ትግራይ ካብ ግዝኣተ ኢትዮጵያ ናፃ ምውፃእ፣ ምስ ኤርትራ ሰላም ምፍጣር ወሳኒ ጉዳይ እዩ። ምስ ታሪኻዊት ቀንደኛ ፀላኢት ኢትዮጵያ ምስላፍ ግን ውድቀት ትግራይ እዩ።
ረብሓና ንፍለጥ