Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ጥዑመ ከናፍር ክርስቶስ እንተ ትነብር ሰደየ በሞት ወበሕይወት አማኀፀንኩ ነፍስየ ውስተ እዴከ ዘገብሪ ሰማየ
Bless you
ሰላም ብሩኻት ናይ comment section ብዘይፍላጥ ዓዚናዮ ኔርና ምስናይ ይቅሬታ፡subscribe,like,share,comment ብምግባር ኩልና ብሓባር ናብ ክርስቶስ ንምዕባይ ንደጋገፍ we love you GBU all❤
God bless you my sister 🙏❤⚘️🍇👍💯
Stay blessed fthey keep going!
God bless you sis❤
Ma blessed fteyyyy❤❤❤
🙏❤️🙏❤️🙏❤️🙏❤️🙏❤️🙏❤️🙏❤️
Amlak yibraki haftey Kale hiwet yisemalna
❤ God bless you fithawit 🙏❤🎉
Tebareki☦️
God bless you my sis
ጋሻ እየ አብ ጀነልኪ ብጣሚ ፅብቅ ትምህርቲ እዩ ግን የቀረታ ድአበር መፅሓፈ ደቂ አንስትዮ ክነንብ እንከለና ፅግርና ተሸፈና ከነየብብ ወይ ክንፅሊ እንተለና እና የቀረታ ድአበር ዝሓፈተይ ነፅላ ተትሽፈኒ ፅግርኪ ፅብቅ ነይሩ ማዓረይ አምላክና ጋል ተቀልዓ መፅሓፈ ክትንብብ አይበለናን
God bless u ftyeee❤
ዓቢ ትምህርቲ ክርስቶስ: ነህምያ revivalist ወይ ከአ መንፈሳዊ ምንቅስቃስ ዝገብር ዝነበረ እስራኤላዊ እዩ ስዒቡ እውን እዝራ መጽዩ። አብዚ ጊዜ እዚ እስራኤል ካብ ናይ ምርኮ ሶርያ ወይ ባርነት አምላኽ ነፃ አውፂእዎም እዚ ዘለናዬ ዘመን እውን ንዐና revival ዘድልዬ እዪ ሰብ አብ ስደት ውግእ ዓመጽ ጥፍአት ጭንቂ ስእነት ክሕደት ብዕልግና ምንዕዓቅ ፍትሕ ዝበዝሖ ስለዝኾነ ዘጨንቅ እዩ። ከምቲ እስራኤላውያን ንአምላኽ ብጾም ብፀሎት በምሀብን ነስሐን ዘመስግኑ ዝነበሩ ሽግሮም እውን ይፈትሐሎም ኔሩ። ቀጽሪ የሩሳሌም እውን ሰሪሖም። ምክንያቱ ሽግርና ብአምላኽ ጣልቃን ፀሎትን ተዘይኮይኑ ብኻልእ አይፍታሕን እዩ።
❤❤❤❤❤❤
GBU ❤
ዐቢ ትምህርቲ ፍትሐዊት: ነሀምያ አብ 500 ክፍለዘመን ዝነበረ ናይ ብሉይ ኪዳን ካብ ምርኮ ፍርስ ዝወጹሉ እዚ ሕጂ ኢራን ማለት ዝተመልሱሉ ጊዜ ኔሩ።