ዓልለሉ መጽዩኒ | ኣምልኾ | Worship Tesfay by MAHBER TENSAI HIYAW AMLAK ZÜRICH

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 25 гру 2024

КОМЕНТАРІ • 410

  • @Zebib.Goitom
    @Zebib.Goitom 9 місяців тому +87

    ብጣዕሚ ዝባርኽ ኣምልኾ! ኩሉ እቲ ህዝቢ ብከናፍሩ ንጎይታ ክባርኽ ክትመርሖም ከለኻ ምስ ረኣኹ ብጣሚ ደስ ኢሉኒ። ተስፋይ ሓወይ መመሊስካ ንበረኸት ኩን! ጎይታ ስለቲ ኣባኻ ዘቐመጦ ጸጋ ክብሪ ይውሰድ።
    ኩሉኹም መዘምራን ከምኡ ውን ኩሉኹም ኣብ ተክኒክ ተጊህኩም ትሰርሑ ኣሕዋት ጎይታ ኣዕዚዙ ይባርኽኩም! ዓስብኹም ካብ ላዕሊ ምሉእ ዩ!

    • @bisiratmihreteab37
      @bisiratmihreteab37 8 місяців тому +3

      ❤❤❤❤❤

    • @ees988
      @ees988 8 місяців тому +2

      Abey church iyu hawuna Tesfay zemilik

    • @BetielMogos
      @BetielMogos 8 місяців тому +2

      @@ees988 Zürich

    • @joelbrhane2570
      @joelbrhane2570 8 місяців тому +1

      ❤❤❤

    • @esayasmisgina9212
      @esayasmisgina9212 7 місяців тому

      Amennnnnnnnnnnnnn!! Gloryyyyy!! To be Jesusssssss!! Wonderful worship. Tebareku.

  • @yeshimehari3681
    @yeshimehari3681 8 місяців тому +52

    ባሕቲ መስከረም የራክበና

    • @peaceloveunity3079
      @peaceloveunity3079 7 місяців тому

      Amen 🙏

    • @senaytmulu9306
      @senaytmulu9306 7 місяців тому

      Yessss amennnnn❤❤❤❤

    • @jesussaves8022
      @jesussaves8022 6 місяців тому

      Amennn halleijhah

    • @roziroza3655
      @roziroza3655 5 місяців тому +1

      አሜንንንን ሃሌሉያያያ እልልልልል እግዚአብሔር ይችላል ኤርትራና ትባረክ ወነጌል ንኤርትራ እልልልልል 🙏❤🙏❤🙏❤🙏

    • @asab9872
      @asab9872 2 місяці тому

      Amennnn!!! brgx Amlakhna bmhretu kbexhana yu

  • @dg4147
    @dg4147 8 місяців тому +64

    ዝሰኣነካ የለን ዝሰኣነካ
    ዘይትኽእሎ የለን ዝኸብደካ
    ክትባርኸና ስለ ዝፈተኻ
    ኲሉ ኸኣሊ ሓያል ኣምላኽ ኢኻ
    ጸልማት ለይቲ ኣብሪህካ ተውግሖ
    ማዕጾ ሓጺን ብስምካ ይርሖ
    ሒደት ትሕዝቶ ባሪኽካ ተብዝሖ
    ዕቤት ስልጣንካ መን`ሞ ይበጽሖ
    ኣብ ክንዲ ኢድ ትኸውን ደበና
    ብርቱዕ ዝናብ ኣዝኒብካ ርኢና
    ሎሚ ውን ንስኻ ከም ቀደም ኢኻ
    ምስቲ ግሩም ዘይልወጥ ግርማኻ
    ሓደ ጊዜ ንዃዃት ኣዚዝካ
    ካልእ ጊዜ ንሒደት ኣብዚሕካ
    እዋን ጸገማት ብዓወት ክስገር
    ትረድእ ኢኻ ልዑል እግዚኣብሔር
    የሱስ(8)
    ንስኻ በይንኽ ሰዓሪ ምዃንካ
    ሓያል ተዋጋኢ ንስኻ በይንኻ
    ኣሎኒ ኣነ ዝብቦ፡
    በብጊዚኡ ዘቕርቦ
    ዘምረሉ መጺኡኒ ዘምረሉ
    ዓልለሉ መጺኡኒ ዓልለሉ
    ነዚ ጐይታ ኽብሪ እስዕስዓሉ
    ከበሮን በገናን ሒዘ እዘለሉ
    ኣዋጅ የሱስ ከኽብሮ ንዝደለዮ ሰብሲ
    ይግበረሉ ከምዚ ናተይ ከምዚ ከምዚ

    • @senaikebedom1072
      @senaikebedom1072 8 місяців тому +1

      ❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @selamtewelde6364
      @selamtewelde6364 8 місяців тому

      ❤❤❤❤❤❤

    • @meletearaya1772
      @meletearaya1772 8 місяців тому

      🎉🎉🎉🎉

    • @merrygt1956
      @merrygt1956 7 місяців тому

      ❤❤❤❤❤❤❤ Bless u Brother Zeymuno Dmuluko❤❤❤

    • @amenrahel962
      @amenrahel962 7 місяців тому +1

      Thank ❤❤ nezia mezmur zisehafka, nzemaray dima goyta memelisu bmezmur yibarko❤

  • @tsegabrhane1883
    @tsegabrhane1883 9 місяців тому +17

    ቀደም ዝነበርካ ሕጂውን ዘሎኻ ንዘልኣለም ድማ ህያው ዝኾንካ ጎይታ ኤልሻዳይ ኢኻ ሃሌሉያያያያያያያ❤❤❤❤❤❤❤

  • @saronteame773
    @saronteame773 9 місяців тому +16

    ኣሜን።
    ዝስኣነካ የለን ዝሰኣነካ
    ዘይትክእሎ የልን ዝከብደካ
    ክትባርከና ሰለዝፈተካ
    ኩሉ ካኣሊ ሓያል ኣምላክ ኢካ❤❤

  • @freeberhe5374
    @freeberhe5374 7 місяців тому +19

    ጸልማት ለይቲ ኣውጊሕካ ተብርሆ
    ማዕጾ ሓጺን ብስምካ ይርሖ
    ሒደት ትሕዝቶ ባሪኽኻ ተብዝሖ
    ዕብየት ስልጣንከ መን እሞ ይበጽሖ
    ዝሰኣነካ የለን ዝሰኣነካ
    ዘይትኽእሎ የለን ዝኸብደካ
    ክትባርኸና እንተድ'ኣ ፈቲኻ
    ኩሉ ኸኣሊ ሓያል ኣምላኽ ኢኻ
    ፈትየለኹ ንጻህ እናበልካ
    ሕያወይቲ ኢድካ እንተዘርጊሕካ
    ዝጻዕደወ ብደም፡ ዕዳ ሓጥያት
    ይነጽሕ ኢዩ ፡ ይረክብ ምሕረት
    ዝሰኣነካ የለን ዝሰኣነካ
    ዘይትኽእሎ የለን ዝኸብደካ
    ክትባርኸና እንተድ'ኣ ፈቲኻ
    ኩሉ ኸኣሊ ሓያል ኣምላኽ ኢኻ
    ካብ ክንዲ ኢድ ትኸውን ደበና
    ብርቱዕ ዝናብ ኣዝኒብካ ርኢና
    ሎሚ ውን ንስኻስ ከምቀደምካ ኢኻ
    ምስቲ ግሩም ዘይትወጥ ግርማኻ
    ዝሰኣነካ የለን ዝሰኣነካ
    ዘይትኽእሎ የለን ዝኸብደካ
    ክትባርኸና እንተድ'ኣ ፈቲኻ
    ኩሉ ኸኣሊ ሓያል ኣምላኽ ኢኻ
    ምድሪ ደቡብ ርስቲ ዝሃብካኒ
    ዓይኒ ማያት ድማ ወስኸኒ
    ዖትኒኤል ለሚኑ ከምዝተቐበለ
    በረኸትካ እልምን ዙፋንካ ቀሪበ
    ዝሰኣነካ የለን ዝሰኣነካ
    ዘይትኽእሎ የለን ዝኸብደካ
    ክትባርኸና እንተድ'ኣ ፈቲኻ
    ኩሉ ኸኣሊ ሓያል ኣምላኽ ኢኻ
    ሓደ ግዜ ንዃዃት ኣዚዝካ
    ካልእ ግዜ ንሒደት ኣብዚሕካ
    እዋን ጸገማ ብዓወት ክሰግሮ
    ኣኽኢልካኒ'ኻ እሞ ንስምካ አኽብሮ
    ዝሰኣነካ የለን ዝሰኣነካ
    ዘይትኽእሎ የለን ዝኸብደካ
    ክትባርኸና እንተድ'ኣ ፈቲኻ
    ኩሉ ኸኣሊ ሓያል ኣምላኽ ኢኻ
    እዋን ጸገም ብደሓን ክሰግሮ
    ሸልገት ሓርጭ ባሪኽኻ ኣብ ዕትሮ
    ጎይብታት መሊእካ ካብ መቐርሰሚቶ
    ክትባርኽ ቤትና፡ ንስኻ ብሓቶ
    ዝሰኣነካ የለን ዝሰኣነካ
    ዘይትኽእሎ የለን ዝኸብደካ
    ክትባርኸና እንተድ'ኣ ፈቲኻ
    ኩሉ ኸኣሊ ሓያል ኣምላኽ ኢኻ Amen Amen Amen ❤❤❤ 🎉....!

  • @SamiYemane-nl3cl
    @SamiYemane-nl3cl 9 місяців тому +8

    ህይወት ዘለዎ፡ ብሓቂ ኣምላኽ ብርኽ የብልኩም።

  • @yirgalemoqbe9115
    @yirgalemoqbe9115 8 місяців тому +22

    I can’t stop listening to this beautiful worship!!!!! You’re blessed brother!!! May God continue to bless you and anoint you with his fresh oil!!!!!!! ❤

  • @MAADITV
    @MAADITV 6 місяців тому +12

    ኣንታ ኣሜን እግዚኣብሄር እንታይ ይሰኣኖ ብልቢ፡ ክብሪ ንስሙ፡ ሓያል ኣቦ እንድዩ ዘሎና፡ ኣሰይ ልቢ ዝመልስ፡ ሓይልኻ ዘሐድስ ንቕድሚት ዘሳጉም፡ ቅበኣት ናይቲ ቅዱስ ዝተኸለለ መዝሙር፡ ንብዙሓት ንምድሓን ዘኽእል፡ ኣንታ ክብሪ ሃቡ፡ ሃየ፡ ሰላምኩም ይብዛሕ፡ ኣሰይ ኣሰይ፡ ባህ ኢሉኒ ይሰምዓ፡ ኣለኹ፡ ዕልልልልል-ዕልልልልልል ኣሰይ ኣሰይ ክብሪ ክብሪ ንስምቲ ኩሉ ዝኽእል ኣምላኽ ኣማልኽቲ ንጉስ ነገስታት ዝኾነ ብደሙ በጃ ዝኾነልካ፡ ጸጋ ኮይኑ፡ ዘመላልሰና ዘሎ፡ መድሓኒንኣ ኣምላኽናን ክርስቶስ የሱስ ይኹን። መመሊስኩም ኣንጀርብቡ፡ መመሊስኩም ተገለጹ ብዝሑ ነዛ ምድሪ ምልእዋ።

    • @MerhawitBrhane-c1w
      @MerhawitBrhane-c1w 2 місяці тому

      Wawww amazing brukkkkkkk aemro!!!🎉🎉🎉❤❤❤❤❤

  • @SabrinaBeyeneEstifanos
    @SabrinaBeyeneEstifanos 8 місяців тому +8

    In love with this Mezmur...ተባረኽ ሓወይ keep doing what you are doing …God bless you sister… I love the ምቅባል ❤❤❤ listings over and over ❤❤

  • @mesghenetseyoum526
    @mesghenetseyoum526 26 днів тому +1

    ተባረክ ሐወይ መመሊሱ ጸግኡ የብዝሐልካ ብጣዐሚ ደሰ ዝብል አምልኮ።

  • @menaf77
    @menaf77 8 місяців тому +8

    Connecting with worship in sprit. What a blessed voice anf full of sprit. አብዚ ቦታ ትግልገለሉ ቅድሳን ተዐዲልኩም

  • @segenlove4142
    @segenlove4142 7 місяців тому +7

    እቲ ኩሉ ዘይሰአኖ ዓቢ አምላኽና ይመስገን 🙌🙌🙌🙌 እዋይ ድምጺ!!! ጎይታ ይባርኽካ 💕ብጣዕሚ ተባሪኸ ክብሪ ንጎይታ 🙏🏽🙏🏽🙏🏽

  • @aziebhagos2635
    @aziebhagos2635 9 місяців тому +4

    የለን የለን የለን ዝሰአነካ ርኤካ የሱሰይ ጥዑም ጸግኦ የብዝሐልካ ብሩከይ

  • @childoflight506
    @childoflight506 8 місяців тому +6

    Woooow I can't get enough of this worship. Thank u for sharing this special message with us . I was worrying about something and this worship popped up at top when I opened youtube to hear mezmur. I am thanking Jesus the Son Of the Most High God for the message He gave me through this beautiful message and for this fire church.

  • @Bini-e8v
    @Bini-e8v 5 місяців тому +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏 እልልልልል እሰይይይይ ፡ብርድኢት ሓገዝ መንፈሱ ክኸውን ከሎ ኣቤት ክጥዕም ፡ መሰረት እምነትካ እዩ ዘትርሮ ውጽኢቱ ብገለ ነውጺ ዘይትግፉዕ ገይሩ እዩ ነምልኮ ደው ዘብል ፡❤🎉🎉🎉🎉

  • @lulsebhat7248
    @lulsebhat7248 2 місяці тому +1

    ዝሰኣነካ የሎን ዝሰኣነካ!
    ዘይትኽሎ የሎን ዝኸብደካ!
    ክትባርኸና ስለ ዝፈቶኻ!
    ኩሉ ኸኣሊ ሓያል ኣምላኽ ኢኻ💪💪💪

  • @semienmengsteabofficial5460
    @semienmengsteabofficial5460 8 місяців тому +5

    Wowwwww praise the Lord Jesus zegerme eyu Yemelek yezemerelu.........

  • @wawetgebrmeskel4849
    @wawetgebrmeskel4849 3 місяці тому +1

    ኣምላኽና ሰናይ እዩ ናይ ብሓቒ ደስ ትብል መዝሙር ተስፋይ ሓዉና ኣምላኽ ጸጋ የብዝሓልካ ናይ በረኸት ኩን ብሩኽ ሓዉና ኣሜን 🙏🙏🙏 ኣሜን

  • @HanaTeklay-y7w
    @HanaTeklay-y7w 7 місяців тому +4

    ዮርዲ ሓፍተይ❤❤❤ ክብርቲ ህያብና ኣብገዚኡ ንኩሉ ጽቡቅ ገበሮ ክብሪ ንኣምላክ ይኩን ዘይጽገብ መዝሙር፡ ረዚን ፡ኣሜን ኣናበልኩ ድጋጊመ ሰሚዓ ምጽጋቡ ስኢነ ፡ኩሉ ከኣ ኣዘኪሩኒ ኢታ ዘዕበየትና ቤትና ፡ንኩሉም ብሉጻት ኣገልገልትና ።ዮርዲ ብልጽቲ ሓፍተይ ንጽበ መሊስና ኩሉ መዛሙርኪ ሰሚና ክንባረከሉ። ዮርዲ ሓፍታይ❤ ክብርቲ ዕንቁና አኪ ኣምላክ ብዘይምክልካል የውጽኪ።

    • @menaf77
      @menaf77 7 місяців тому

      ናይ መን ድያ እዛ መዝሙር?

    • @helaftwi368
      @helaftwi368 4 місяці тому

      ​@@menaf77 Nay Okbasilasie iya.

  • @LovezTruth
    @LovezTruth 9 місяців тому +3

    ኣሜን ዝሰኣኖ ዘይብሉ ኣምላክና፡ ምንጪ ኩሉ በረከትና፡ ጸጋ ይብዛሓልኩም ብሩካት የሕዋት

  • @Yohannesboy
    @Yohannesboy 7 місяців тому +5

    Such an anointed voice should only be used to glorify the one who created everything. May God use you for His glory for the rest of your life!

  • @Makonibedelu
    @Makonibedelu 5 місяців тому +3

    Amen Amen hallelujah Glory to God zey siggeb mazmur tebareku brukat ❤❤❤

  • @menaf77
    @menaf77 8 місяців тому +1

    Hallelujah Hallelujah Hallelujah ellllllllllllll ክብሪ ነቲ ገንሸል ፉሲጋና

  • @senaitamaniel4431
    @senaitamaniel4431 7 місяців тому +9

    What a blessing you are.keep it up❤.ዋላ 'ታ 'ሰብ ዙሪኽ' ትብሎም እየ አጽኒዐያ፡😅

  • @semhartekle3642
    @semhartekle3642 8 місяців тому +3

    ደስ ዝብል ኣምልኾ ደስ ትብሉ ሰባት ስለ ኩልኹም ኣምልኽ ይባረክ ❤️❤️❤️

  • @dawitghebrat3956
    @dawitghebrat3956 7 місяців тому +4

    ክንድሕን ዘይኮነ ነቶም ብጎይታ ዝኾና ዲሒና ኢና፡ ሃለሉያ🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @MisganaWeldu
    @MisganaWeldu 9 місяців тому +2

    መመሊስካ ተባረኽ❤❤❤❤❤ቅቡእ ናይ አምላክ ሰብ

  • @danielteclehaimanot2538
    @danielteclehaimanot2538 Місяць тому +2

    God bless you HALELUYA ...❤

  • @elsaisaac3586
    @elsaisaac3586 8 місяців тому +2

    ክብሪ ንኣምላኽ እልልልልልልል ኣምላኽና እወ ሓያል እዩ፡፡ ኣምላኽ ይባርኽኩም!

  • @zebibteklay3565
    @zebibteklay3565 8 місяців тому +5

    ሎሚ ውን እግዛብሄር ከም ቀደሙ እዩ እወ❤❤❤❤❤

  • @roziroza3655
    @roziroza3655 5 місяців тому +1

    ኦ ሃሌሉያያያ ክብሪ ንአምላክ ይኩን እግዚአብሔር ትልቅ ነው ሃሌሉያያያ እልልልልልል ❤🙏❤🙏❤🙏

  • @ZafuFessha
    @ZafuFessha 23 дні тому

    Zyetsgeb amelko hawey tebarek kebrinemenfskudus barkuka zerka welodok weresom tsguyebzahalka tebaruke bezi amluko❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉 kabzi amloko mewetse abini

  • @elsatecle5822
    @elsatecle5822 9 місяців тому +3

    Goyta JESUS Brk Yeblka.
    Tum Dmxi.
    Zebnka Hiwetka Ybarek.

  • @selammichael2548
    @selammichael2548 6 днів тому

    Amennnnn kbri nAmlak ykun. 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐

  • @natsnetyohannes5556
    @natsnetyohannes5556 8 місяців тому +2

    Amlkay memlsu mhretun xegun yebzhalkum kenafrukm kulu gize Namlkana kitzmeru yenber ❤

  • @aziebhagos2635
    @aziebhagos2635 9 місяців тому +2

    አለኒ እወ ምሰጋና አለኒ እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልታ

  • @menaf77
    @menaf77 7 місяців тому +4

    Pls share more worship songs of this worshiper .he has the grace and wonderful voice

    • @SelamEyob-he3bz
      @SelamEyob-he3bz 6 місяців тому +2

      nayzi hawuna mezmur ab Mahber Hiyaw Amlak Aarau alo

  • @selamwoldegergish4015
    @selamwoldegergish4015 3 місяці тому +1

    ❤❤❤❤❤aseyyyyy eruye odey kolo zerekeba ❤❤❤❤❤god bless you eritera ❤❤❤❤

  • @wegahtaweldu6714
    @wegahtaweldu6714 8 місяців тому +1

    ዋውውውው አልልል ሃሌሉያ ዝስአኖ ዘየለ አምላክ ክብሪ ይውሰድ ጸግኡ ይብዘሓልኩም

  • @natsineteyob2262
    @natsineteyob2262 Місяць тому +1

    Amen ,Jesus Christ is lord

  • @zemhrethagos2575
    @zemhrethagos2575 3 місяці тому +4

    Wow anta zemari kemey birieka tebarek. Amenn Amennnnn Eti Emun. Albo zeysiano Hiyaway gosa yesus . Tebareku. Des zebil mezmut.

  • @astertesfamichael5115
    @astertesfamichael5115 9 місяців тому +1

    ዋው እግዚአብሄር ይባርኽኩም! እናዘመርኩም ንበሩ💕

  • @HaniEmbaye-mb6kg
    @HaniEmbaye-mb6kg 7 місяців тому

    ዋው ዘገርም ህልውና ዝዓብለሎ ኣምልኾ🎉🎉🎉🎉ጎይታ የሱስ ኣዕዚዙ ይባርኽካ መራሒ ኣምልኾ,,,መመሊሱ ይብዝሓልካ❤❤❤❤

  • @YOHANNESMOLLA
    @YOHANNESMOLLA 3 місяці тому

    ክብሪ ሽም ጎይታ ኢየሱስ ይባረኽ ! ዕልል ! ዕልል ! ዕልል !

  • @tsegahailu4320
    @tsegahailu4320 7 місяців тому

    አሜን አሜን አሜን
    ሐቂ እግዚአብሔር አቦ ንዓኻ ዘይከአለካ ነገር የለን ክብሪ ንዘልአለም ንስምካ ይኹን። ዘመንኩም ይባረኽ።

  • @freweiniteclu2818
    @freweiniteclu2818 7 місяців тому +4

    ዝሳአኖ የለን ንአምላኽና አሜን

  • @samisamirronae5116
    @samisamirronae5116 5 місяців тому +1

    Wow ኣምላኽ ይባርኽኩም ኣዝዩ ደስ ዘብል ኣምልኾ!!!

  • @godsgrace2066
    @godsgrace2066 9 місяців тому +1

    Wowwww azyuuuuu zbarik mezmur bahaki amlak ybarka bruk , I can’t have enough of this song such a blessing ❤❤❤❤❤❤

  • @Senait-t6p
    @Senait-t6p Місяць тому +1

    Amen amen thank you 🙏🙏🙏

  • @SelihomKibreab
    @SelihomKibreab 9 місяців тому +1

    Amen brukat xega Kim ybzah

  • @elilhagos9952
    @elilhagos9952 8 місяців тому +1

    Amen amen I can’t have enough of this song. May you subdue all your enemies and trump on your feet their strongholds by your songs.

  • @SimretZemalu
    @SimretZemalu 9 місяців тому +1

    ኣምላኽ ኣብዚሑ ይባርኽኩም መመሊሱ ጽቡቕኩም ይገለጽ

  • @selamtewolde8044
    @selamtewolde8044 8 місяців тому +1

    Amen Amen Amen Kibri ne goyta yesus ...gurum Ameliko ...ygbio ri ne goyta. Hawina kea goyta tsega memelisu ybzhalka . You are our blessing 🙌 🙏

  • @hananabdelrahman3366
    @hananabdelrahman3366 9 місяців тому +1

    Yes, Amen and amen thank you my Lord Jesus for everything Hallelujah. God bless you brother blessed more to you ❤❤❤❤

  • @yorda46
    @yorda46 9 місяців тому +1

    እልልልልልልልልል አሜን ስሙ ቡሩኽ ዩ፡፡

  • @noahshikor8923
    @noahshikor8923 9 місяців тому +1

    Goyta memelisu tsegau yebzhalka hawey bruk very blessing mezmur

  • @letebrhanalemayo7500
    @letebrhanalemayo7500 9 місяців тому +1

    Wawwww
    Elelelelelelelel
    Amen Amen 🙏
    Amen Amen 🙏

  • @medablessed2268
    @medablessed2268 7 місяців тому +2

    ❤❤❤🎉🎉elllllllllllll zsaneka yelen goyto goyta abzihu ybarekum mezemran tefish hawey nska bereketna eka

  • @kukukuku5502
    @kukukuku5502 3 місяці тому +2

    Elelelelelelelel ❤❤❤❤❤

  • @tsegaytea
    @tsegaytea 7 місяців тому +1

    ተባረኹ ባሪኽኩምና ግሩም ኣምልኾ ጎይታ መመሊሱ ይባርኽኩም

  • @rahwaneamen308
    @rahwaneamen308 8 місяців тому +1

    Hallelujah memelisu tsegiu yebzehalkum Goyta Yesus brukat yehwatey ❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤

  • @ZafuFessha
    @ZafuFessha 27 днів тому

    Amen Halleluja essssy elllllllllllllelllllllll 👏👏👏👏👏👏👏👏👏♥️♥️♥️♥️🤲🔥🔥🔥🔥🔥🔥🔥 tebarek hawy

  • @helenabera728
    @helenabera728 8 місяців тому +1

    Amlak ybarkum brukat behaki tebarikna zemenkum ybarek kab wshitkum memelisu mezmur msgana ywhaz ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @YrgalemBelay-bt4ue
    @YrgalemBelay-bt4ue 2 місяці тому

    Kibri nAmlak!! Zemen hiwetka ybarek bruk hawey!!

  • @akberetghebremariam9105
    @akberetghebremariam9105 8 місяців тому +1

    እግዝአብሄር ይባርኩም 🙏🙌❤

  • @shewityemane3368
    @shewityemane3368 7 місяців тому

    ኣሜንንን ዝሰኣኖ የለን መልእክቲ፡እያ ንዓይ እዛ መዝሙር ሃሌሉያ እልልልልል ጎኢያ የሱስ ይባርክኩም መዘምራን ብሩካት

  • @TirhasGhideyTirhasGhidey
    @TirhasGhideyTirhasGhidey 2 місяці тому +1

    Amen Amen Amen

  • @Simon-li4hc
    @Simon-li4hc 7 місяців тому +2

    Waw an amazing voice and harmony full graced worshiping with pure hearts

  • @feventekeste6062
    @feventekeste6062 3 місяці тому +1

    Hallelujah 🙌 ellllllllllll nhidet abzka❤

  • @KudusanTeklehaymanot
    @KudusanTeklehaymanot 2 місяці тому +1

    amennnnnnn amennnnnnn zemenkum ybarek edawesekm kidu

  • @zebibteklay3565
    @zebibteklay3565 8 місяців тому

    እልልልልልል ሃሌሉያ ስም እግዛብሄር ይባረኽ።ዘመንኩም ይባረኽ ፍቁራት ኣገልገልቲ ህያው ኣምላኽ❤❤❤❤

  • @TrhasFili
    @TrhasFili 5 місяців тому +1

    አሜን አሜን አሜንንንን ❤❤እልልልልልልልልልልልል🙏🙏🙏

  • @hallelujah495
    @hallelujah495 9 місяців тому +1

    Wowwww እልልልልልልልልል 🙌🏽🙌🏽🙌🏽🙌🏽

  • @selamwoldegergish4015
    @selamwoldegergish4015 5 місяців тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤seyyyyyy kiberi ne amelaki yekone teome amelako god bless you oll ❤❤❤❤❤❤

  • @Elsa_Jesus
    @Elsa_Jesus Місяць тому +1

    እልልልልልልልልል

  • @elilhagos9952
    @elilhagos9952 9 місяців тому +1

    May your songs be spirit filled ever, God bless you the choir

  • @senaitgebremedhin4533
    @senaitgebremedhin4533 6 місяців тому +1

    Amen 🙏 Amen 🙏 🙌 ❤❤❤❤God bless you more, brother and sister

  • @jesussaves8022
    @jesussaves8022 6 місяців тому +1

    Btaemi zbarkkk amlko memeliskum bxega amlak tdemku kdusan ahwaty❤❤❤

  • @EliltaKiflay-hm5qs
    @EliltaKiflay-hm5qs 9 місяців тому +1

    ❤❤❤❤❤❤ elelelel Nay bhaqi kbri ngoyta ykun amennnn

  • @raheltekle4302
    @raheltekle4302 5 місяців тому

    አሰይይይይይይይይይይይይይይይ
    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Salamnechtadessee
    @Salamnechtadessee 8 місяців тому +5

    Amen be eysuse geta yibaareki abizito geta tabaraki WOW waaaaaaaaw tabaraki hallelujah hallelujah ❤️❤️🙋🎸🎵🎹🎸🎵🎧🎤💐🌹🌾🪴💕💝💝

  • @tsegaamanuel8463
    @tsegaamanuel8463 2 місяці тому

    Amen and Amen 🙏 Tebarekeley

  • @LetinaWeldekiros
    @LetinaWeldekiros 8 місяців тому +1

    Wauw kbri namlki trbrki eseyyy gully amlko❤

  • @ghenetmeresa8029
    @ghenetmeresa8029 8 місяців тому +1

    What a blessed song.
    Praise God
    Glory to be our Lord Jesus Christ
    God bless you ❤️

  • @jesussaves8022
    @jesussaves8022 6 місяців тому +1

    Seyyy amen goyta ybarekum brukat, xbah ngho ab mdrna ngoyta beabi kbri kenemlko ena kbri ngoyta ykun❤❤❤❤

  • @Moa-ez-fgt12645
    @Moa-ez-fgt12645 6 місяців тому +1

    ደስዝብል❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤wawwww

  • @ees988
    @ees988 8 місяців тому

    What a blessing! Perfect voice, perfect music🎉🎉🎉 Praise the Lord

  • @tsegezeababraha8244
    @tsegezeababraha8244 Місяць тому

    Amen 🙏 🙏 ❤ praise God 👏

  • @amenred5124
    @amenred5124 8 місяців тому +1

    Wonderful worship… you are gifted. Keep singing always

  • @gideygebrat7382
    @gideygebrat7382 6 місяців тому +2

    Amen 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏

  • @Genet-tw8js
    @Genet-tw8js 7 місяців тому

    Yes yebzho ewe riato ya ayeney sumu yekber goyta EYESUSEy❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @SamuelOkbeab
    @SamuelOkbeab 4 місяці тому +2

    Zsaneka yelen eyesus hallelujah ❤❤❤❤❤❤

  • @meazagyonas310
    @meazagyonas310 8 місяців тому +1

    Thank you lord for your faithfulness, love and mercy for me. Very anointed worship. May God use you more and more for his glory Brother.🤍🤍🤍

  • @Sel_Sel1763
    @Sel_Sel1763 3 місяці тому +1

    ❤❤❤ I love this music

  • @MihretAmlak3043
    @MihretAmlak3043 8 місяців тому

    ከመይ ዝበለ መዝሙር እዩ ሃሌሉያያ Glory to GOD ❤❤❤

  • @selemunhaddas161
    @selemunhaddas161 8 місяців тому +1

    ❤❤❤❤አሜን አሜን አሜን 🎉🎉🎉🎉

  • @amanweldetsion3347
    @amanweldetsion3347 2 місяці тому

    Amen
    Nska beynka abi mkanka❤❤❤❤

  • @riseNOWshine
    @riseNOWshine 9 місяців тому +1

    Praise God, amazing worship God bless you.

  • @edenteklit7842
    @edenteklit7842 8 місяців тому

    WAwwwww kbri Ngooyta zegerm Amlko.
    Gbu, Brother og Hzbi Amlak.❤❤❤.