🛑ንፍቅረይ ድሌታ ብዘይምምላአይ😱ብድክነተይ ምስ ፍቅረይ ተፈላሊና 😭

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 30 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 620

  • @musse_shakur
    @musse_shakur  12 днів тому +144

    እንካዕ ንበዓል ጥምቀት ኣብፀሐኩም ሓደሽቲ ሳብስክራይብ ላይክ ሼር 🛑90,000😱🏃‍♂️🏃‍♀️🏃‍♀️ ሼር ንምላኣያ ንቅድሚት ኣሕዋተይ የክብረለይ🥰🥰🙏🙏

    • @GmhlHpyu
      @GmhlHpyu 12 днів тому +2

      ሙሴ ሻኮር ተረኪብካ ክሳብ ትበኪ😂😂😂😂ለለ. ኣሕዚኑኒ😂😂
      ካቡኡለ ትክክል ፍቅራት ተኮይንኩም ❤ፍቅርይ ❤ፍቅርይ ❤ተበሃህሉ❤ ሄቡለ ሙሴ ሻኮር ኣይትበልዮ😂 ፍቅርይ ኢልኩም ተፀዋዉዑ ፍቅርኩም የብዘሐዮ❤
      ተከታቲልትኩም ካብ ስዑዲ ዓርብ🎉🎉🎉🎉
      ሻኮር ሓደራኩም ፍቅርኩም ንፍስ ኣይተእትዉ. ዞም ኣሓተይ😮
      ሄቡ ለዋህ ሽኮሪና ፍቃር እያ ሞ❤ ተንካብከባ ❤ሙሴ❤🎉

    • @GmhlHpyu
      @GmhlHpyu 12 днів тому

      ኮላይ ልሄቡዋይ ሕቅፍቅፍ ኣብልካ ዜትስዕማ❤❤❤ዛሽኮሪና

    • @mashoBrhane-k5w
      @mashoBrhane-k5w 12 днів тому +2

      ሙሴ ሻኩር ተረክብካ ዶ ሄቡ ሸኮር ሰሪሓትልካ😂😂😂😂😂😂😂😂ክሳብ ዝበኪ ግን ኣሕዚንኒ ኣነሰ ሰጦታ ሃብዎ ብዝተረፈ ፍቅርኩም ብዚሕ ትሪፍ ይበለልኩም ሙቁራት❤❤❤❤❤❤

    • @Salm-y6b
      @Salm-y6b 11 днів тому

      ሙሳ ሸኩሪ እሕዚኑኒ ማዓሪይ😢😢❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ትግራውይቲ
    @ትግራውይቲ 12 днів тому +108

    ንሄቡ ትፈትዉ ጠውቅኒ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉ኣሕዋተይጨ🎉🎉🎉🎉

  • @Frey8089
    @Frey8089 12 днів тому +42

    ሻኩር ቃል ኪዳን እስረላ ሕጂ ንግንቦት መርዓኽም 🎉❤❤❤ይፍትወኩም እየ

  • @ሊሊይቱብሊሊይቱብ
    @ሊሊይቱብሊሊይቱብ 12 днів тому +81

    ሻኩር ከማይ ኣሕዝን ለበለኩም👍😢

  • @gedu8644
    @gedu8644 12 днів тому +103

    መእተዊ ሪኡ ዝደንገፀ ናይ ኢማ ማሽቃበጥ👍😂ነዛ ኮሞንቲ ተንብቡ ሩሑስ ባዓል ጥምቀት ይግበረልኩም❤

  • @Salamh-b5w
    @Salamh-b5w 12 днів тому +25

    ንኢማ ከምዝአ እያ ትስምዖ ሻኹር ንአማን ግን ዕረቆ በጃኻ ማራ ተሻቂልና ሓደጋ ከየብፅሑሉ ዛሓወይ❤🙏🙏🙏

  • @AgfshgXggffh
    @AgfshgXggffh 12 днів тому +70

    ሄቡዋይ በጣዕም አየ ዝፈተወኪ ግን ምሰጀርኪ ሰደደላይ ምሰ ሻኮር ፈቅርኩም ይበዝሓዮ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @gallwejerat147
    @gallwejerat147 12 днів тому +14

    ኣብ መላእ ዓለም ዘለኹም ህዝበ ክርስትያን እንኳዕ ንበዓል ጥምቀት ኣብፀሐኩም/ና
    እሰይ ደስ በሃሊ ፕራንክ😂 so ፍቕርኹም ይብዛሕ ተጋሩዋ🥰🥰

  • @LemlemTeklmchale
    @LemlemTeklmchale 12 днів тому +10

    ሻኩር አይትኾሪ ተእግስቲ ግን ዋው ሄቡዋይ ቀጵልሉ ትብሉ ብላይክ ግጨዩኒ😂😂😂

  • @AsAs-r5t8f
    @AsAs-r5t8f 12 днів тому +24

    አረ ሄቡ ኣይትድገምይ😅😅😅❤❤❤❤❤❤❤

  • @DhFj-g3q
    @DhFj-g3q 12 днів тому +27

    እንካዕ ንበዓል ጥምቀት ኣብፀሐኩም ብምቅፃል ዶሞ ሄቡየይ ይመቸኪ ወዲ ክቀንእ ከሎ ከመይ ድዩ ደስ ዝብለኒ
    ትህልዋ ዶ ከምዚ ከማይ ❤️

  • @amantube28
    @amantube28 12 днів тому +74

    ሄቡ ይሞቸይኪ ❤

    • @musse_shakur
      @musse_shakur  12 днів тому +14

      ኤማ ምዓልትኻ ሓሉ 😡

    • @BanaTSEGAY
      @BanaTSEGAY 12 днів тому

      😂❤❤

    • @Salam-q6j
      @Salam-q6j 12 днів тому

      😂😂​@@musse_shakur

    • @Reham-m8u
      @Reham-m8u 12 днів тому

      😂😂😂😂​@@musse_shakur

    • @Salamh-b5w
      @Salamh-b5w 12 днів тому

      ከምዚአ ለ እያ ትሰምዖ ንኢማ ክክክ😁​@@musse_shakur

  • @TesfayWek
    @TesfayWek 12 днів тому +11

    አረ ይሞቸኹም ብሓቂ ኢማ ሮሚ ቻኩር ሄቡ ፍቅሩኹም ኪጥዕም ብጣዕሚ እየ ድፎቱወኩም ግን ቻኩር ብጣዕሚ ካብደይ ቦሉዕኒ ምስኪናይ ዝሮ ይሞቸኹም❤❤❤

  • @AaBb-kc9jh
    @AaBb-kc9jh 12 днів тому +9

    አሜን እንኳዕ ሓብሩ አብፀሐና ዋይ ሻኩር ዓቅል ብሰበትኻ ድመፀኤካ ማ ዋአ👈👈👈👌

  • @Llll-v5v
    @Llll-v5v 12 днів тому +21

    እንካዕ ንባዓል ጥንቀት ኣብፀሐኩም
    💖😘ሩሑሱ ባዓል ጥምቅት ይግበረልና💖🙏🙏🙏

  • @BahramGrmay
    @BahramGrmay 12 днів тому +7

    ክክክክክክ ሻኩር ሓወይ ናይ ኢዲካ ረኪብካ።ከንደይጊዜ ደኣ ሰብ ኪትሰንብት🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤🫶🫶🫶🫶🫶❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷✅️

  • @Asgjh2
    @Asgjh2 12 днів тому +9

    አረ ይሞችኪ ሄቡዋይ ኣነስ ክፎተኪ ማዓት ቀፅልሉ ፍቅሩኩም ዮብዞሓዮ ፅቡቃተይ❤❤❤❤❤❤❤

  • @SihDiv
    @SihDiv 12 днів тому +11

    እንካዕ ኣብፅሐኩም ንብዓል ጥምቀት ሙቁራተይ ❤❤❤❤❤
    ሄቡዋይ ይሞችኪ😂😂😂❤❤❤❤❤

  • @medihenTube
    @medihenTube 12 днів тому +7

    ሻኩር ብጣዕሚ አሐዝንኒ ናይ ብሓቂ መስልኒ ነይሩ ብዝከነ እንካዕ ንብራሃን ጥምቀት ብሰላም ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና ደቂ ተዋህዶ ❤❤❤ደምሪኒ ጀማርት እየ ዋ ❤

  • @AliphvvFhjighhv
    @AliphvvFhjighhv 12 днів тому +11

    ኣየ ሻኩርይ ምስክን ከሕዝነካ😢😢😢❤😂❤❤❤❤

  • @SalikFdff
    @SalikFdff 12 днів тому +14

    ይመችኺ ሄቤ ቆንጆ እንካን ለበኣል ጥምቀት ኣደርሳቹ🎉🎉🎉🎉🎉😂😂😂

    • @Shewit-dw9wv
      @Shewit-dw9wv 12 днів тому

      ብትግርኛ ግበርያ ወለላይ

  • @mamaayaalemey1112
    @mamaayaalemey1112 12 днів тому +31

    ቀደመይቲ እንኮዕ ኣብፅሐኩምንቡርሃኑ ጥምቀት ኣሕዋተይ ኣብ ስደት ዘለናለ ንዓመታ ከምዚ ምስቶም ንፎትወም ስድራና የውዕለና🙏💖💞💖🙏🙏

  • @Abdollh-z1v
    @Abdollh-z1v 11 днів тому +2

    ሄቡ ክትናገር ከላ ደስክትብል ሻኩር ከሕድገካ እየ😂😂😂 ዋላ ሱቅ ኢላ ላደረፈት ኣምፀአልና ምስ ማማ❤❤❤❤

  • @nebiathagos9518
    @nebiathagos9518 12 днів тому +7

    ሄቡ ዝብሉኪ ፕራንኪ ተባሂሉስ ልቢ ዓጽሚ ዝሰብር ዘረባ ትዛረቢ

  • @Gfd432-n8q
    @Gfd432-n8q 12 днів тому +6

    ኣይ ዓፉታት ግደፉና እንዶይ ሃለዉለዉ ምባል ፈሊጠም እየም ኮ ዝኮኑ ሀዚ😂😂😂😮

    • @SsdSds-f3q
      @SsdSds-f3q 12 днів тому +1

      😂😂😂😂😂

  • @bahta-rebae2124
    @bahta-rebae2124 12 днів тому +8

    ንምንታይ ግን ፍቅርኩም ንፋስ ተእትውሉ ዘጠናክር ዘይትሰርሑ እምነት❤ ዝብሃል ዓብይ ህንፃ አብ መንጎኩም ❤ ህነፁ ለማንኛው እንዃዕ አብፀሐ🎉🎉🎉

  • @Yahya-j5b
    @Yahya-j5b 12 днів тому +12

    ዝገርም ህንዳዊ ፊልሚ😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @Shewit-dw9wv
    @Shewit-dw9wv 12 днів тому +4

    ሻኩር ቅናእ😂😂ቐናእ ሰብኣይ ትደልያስኪ 👍ግጨያ

  • @BerakiKidane
    @BerakiKidane 11 днів тому +4

    ሓውኹም ካብ ኤርትራ የ ቻኩር ከምዚ ዓይነት ፍኹስ ዝበለ ፕራንክ ደስ ዘብል ዩ እዚ እናተሓነነቅካ ወይ እናተጋናጽካ ሆ ሆ እናተባህልካ ፕራንክ ግን ጽቡቅ ኣይኮነንን ክስሕበካ ውን ኣይክእልን ዩ ስለዚ ከምዚእታት ፕራንክ ስሩሑ

  • @AbhaAbha-pq1vi
    @AbhaAbha-pq1vi 12 днів тому +2

    ናይ ብሓቂ ድዮም ፍቅራት ቻክር ኣሕዝንኒ😢

  • @ዩትቡር
    @ዩትቡር 11 днів тому +2

    ኣረ ሄቡዋይ ሹኾሪና ፍትዩ ክመውት ደልዩ ሙሴ @ሄቡ በይዛኹም ተመርዓው ቀልጥፍኹም ደቅነይ ❤

  • @SosoSososo-t2d
    @SosoSososo-t2d 12 днів тому +23

    ብጣዕሚ ደንጊፀ ናይ ብሓቂ መሲሊኒ ተፈላሊኩም ሄቡ ግርም ፕራክ

    • @AgfshgXggffh
      @AgfshgXggffh 12 днів тому +1

      አረ አይተደገማን

    • @SosoSososo-t2d
      @SosoSososo-t2d 12 днів тому +1

      ብጣዕሚ ፕራክ ማለት ከምዚ እዩ

  • @ተኪኤንጓልጽዮንማርያም

    እንኳዕ ኣብፀሐኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ፍቁሩኩም ይብዘሐዮ ዘሞ አሕዋተይ❤❤❤

  • @atakltitsegaywelday
    @atakltitsegaywelday 12 днів тому +2

    shakur shikor terkibka febu gn kemu atgberi

  • @azebhaile4110
    @azebhaile4110 12 днів тому +2

    Way schkurey meskin yahzenkani 🎉🎉🎉🎉🎉🎉 anwey rhus beal temkat

  • @afgcg5271
    @afgcg5271 12 днів тому +3

    ኣረ ሂብ ክትክእለሉ😂ምቅርተይ ኩሉ ዝዓደላ ፈጣሪ❤

  • @AmanialGere
    @AmanialGere 4 дні тому

    አዮካ ቻኩረይ ❤️❤️

  • @عبدعلي-م3خ
    @عبدعلي-م3خ 12 днів тому +6

    ሄብዋይ ሽኮር ይሞችኪ❤❤

  • @Melawitchanel
    @Melawitchanel 12 днів тому +1

    ሕጂ እየ ናየይብሓቂ ፍቑራት ምዃንኩም ኣሚነ🥰

  • @ghenetmengstab7635
    @ghenetmengstab7635 12 днів тому +5

    ሰላም ሰላም ሙሴ ሽኮር ምስ ሄቦ ከመያ አለኮም አነ ሐንቲ ካብ ተካታትኮም እየ ካብ አሜሪካ ኤርትራዊት መደብኮም ብጣዕሚ እየ ዝፈትዉ ኔር ሕጀ ግን ካብታ ናያ ወዲ ሶዳን ንድሓር ግን ብዞሕ ዘጽልእ ኢኮም ትሰርሖ ዘለኮም ከተዕርያዉ እምሕፀነኮም :ከምእዉን እዚ prank ዝብሃል እንተ ትገድፈዉ :: sorry about my writing, but this is my opinion don’t take serious. Thank you so much.❤

    • @Shewit-dw9wv
      @Shewit-dw9wv 12 днів тому

      ፕራንክ ገዲፈም ድኣ እንታይ ክሰርሑ

  • @ShahKhan-l8e
    @ShahKhan-l8e 12 днів тому +3

    ወይ ሻኩረይ ምስኪን ልቃሕካ መልስ❤❤ሄቡ❤😂

  • @afgcg5271
    @afgcg5271 12 днів тому +2

    ደስ ክትበል እዛ ሂብ ዕድለኛ እኻ ሻኩር❤

  • @ሁሉምከፉቃደካየኹንአምላኬ

    ምሰ ቻኩር ሓፉከፊ ያ😂😂😂😂😂❤❤

  • @tdfdemey
    @tdfdemey 10 днів тому

    ሄቡየይ ሽኮር❤❤❤😂😂😂ሻኩረይ ምስኪን እህ ተሸርሺሩኮ😢😂😂😂😂😂❤❤

  • @EeeEe-w6v
    @EeeEe-w6v 11 днів тому +1

    ሙስየ ኣደጊፅኒ ነሩ🎉🎉🎉🎉😂😂😂

  • @HaiahTo
    @HaiahTo 10 днів тому

    ይመችዃ ሄቤ ቆንጆ👍👍👍

  • @RaSs-yt9me
    @RaSs-yt9me 12 днів тому +4

    ይመችውኺ ሄቡ ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @Temeseganamelak
    @Temeseganamelak 12 днів тому

    ሄቡዋይ ብጣዕሚ እየ ዝፍተወኪ ምስ ሻኮር ፈቅርኩም ይበዝሓዮ ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ፍዮሪ
    @ፍዮሪ 12 днів тому +2

    ይመቸኪ ሄቡ ዓይነይ❤❤❤😂

  • @KiflomBerhe-z9h
    @KiflomBerhe-z9h 11 днів тому +1

    ሻኩር ተጠንቀቅ ዋላ ፕራንክ ይኹን ብገንዘብ ታአምን ጓል ንባዕላውን አይቀንዓን ተፍቅረካ እንበር ተፍቅራ ጓል አይትቅረብ ደወል ተማሓረሉ 👌👌👌

  • @tsegaWlal
    @tsegaWlal 12 днів тому

    ሄቡየይ ፅቡቅ ገበርኪዮ ክንደይ ግዜ ደኣ ብራንክ ክገብረኪይ ዋ ግን መዓልትኪ ተፀበይ ብራንክ ከምትግበሪይ ፍለጢይ

  • @merhawithaile7390
    @merhawithaile7390 12 днів тому +2

    ግርም ገበርክዮ ንፍዕቲ ሙስየ ኣሕዚንካኒ

  • @moremore-p1w
    @moremore-p1w 12 днів тому

    ሃምዚአ የላይ አረ ይመችኺ ሄቡየ😂😂😂ሻኩረይ ከአሎ😊❤❤❤🎉🎉

  • @مريممريم-ظ8ش7ب
    @مريممريم-ظ8ش7ب 12 днів тому +1

    ኣየ ሻኩርይ ምስክን ከሕዝነካ❤❤❤❤

  • @diborates1416
    @diborates1416 12 днів тому +1

    Aqli zwlewo shakur fqrkum ybarek

  • @ጋልማርያምኪሓ-ሠ3ሠ
    @ጋልማርያምኪሓ-ሠ3ሠ 12 днів тому

    ውይ ታይ ገበረኩም ብጣዕሚ ኣሕዚንኒ ካብ ናታስ ናይ ኤማ ኣስሒቅኒ😂😂😂😂😂❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @hdisw7325
    @hdisw7325 12 днів тому +1

    ሄብዋይ ይመችክ ቻኩሩ ክንደይ ማዓልቲ❤❤❤❤❤❤❤😂😂😂😂😂😂😂😂🎉🎉🎉

  • @Hayim8970
    @Hayim8970 12 днів тому +3

    ሄቡየይ የኔ ቆንጆ ፍንድሻ ❤❤❤❤

  • @MuezTadesse
    @MuezTadesse День тому

    Please ናይ ሄቡ ስልኪ ቁፅሪ ሃቡኒ
    ወይ ከዓ ናይ ሻኩር ዘይፈለጠቶ ነገር ኣሎ

  • @DuYs-c1m
    @DuYs-c1m 12 днів тому +4

    ውይይይ ሻኮረይ ኣሕዝንኒ😢😢❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ميلانميلان-ه1ض
    @ميلانميلان-ه1ض 12 днів тому +1

    ኤማ ግን ትዓብር ኣለካ ዝያዳይ❤ሻኹር ዘሕዘነኩም😢

  • @Smert-g6f
    @Smert-g6f 12 днів тому

    ይመችኪ ሄቤዋይ ❤❤❤❤❤❤

  • @DanaytGelila
    @DanaytGelila 12 днів тому

    Chakurey ehhhh shinkaya na hebuway tsriti btaemi eikum des tblu fkrkum yebzhayo

  • @lailalaila3509
    @lailalaila3509 9 днів тому

    ክክክክክክክ ቻኩር ሸይኑ ክኾንዩ🤣🤣🤣🤣🤣😭😭😭😭😭😭🤣🤣🤣🤣🤣🤣♥️♥️♥️♥️

  • @AmitYouTubeChanelአሚትዩቲብ

    እሰይይ ገበርኪዮ ሄቡየይ ክንደይ ማዓልቲ ዳኣ❤😅

  • @TirhasTirhas-x6f
    @TirhasTirhas-x6f 12 днів тому

    እንኮዕ ብሰላም መፃኩም ፍቅራት ኣሕዋትይ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም

  • @rimeyaron
    @rimeyaron 12 днів тому +4

    ኤማ መሕረር😂😂😂

  • @Shewit-f6p
    @Shewit-f6p 12 днів тому +3

    የለይ ፈሊጥኩም ኢኩም😅😅

  • @HdtGry
    @HdtGry 10 днів тому

    sakiray gameskin eka❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @HfhGdh-e2f
    @HfhGdh-e2f 12 днів тому

    Ymechki hiebu shkor❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @AdemZain-gc3rj
    @AdemZain-gc3rj 3 дні тому

    Ymechkum🎉🎉🎉

  • @FfRr-xk9hk
    @FfRr-xk9hk 12 днів тому +1

    እንኳዕ ኣብፅሐኩም ንብዓል ጥምቀት ሙቁራተይ ❤❤❤❤

  • @MulienHailemariam-d6j
    @MulienHailemariam-d6j 12 днів тому +2

    ዓቅሊ ዘለዎ ቫኩኡር በስምአም ጥምቀት ምድሪ አኮሪክዬ ሩሑስ አዉዳአመት 🙏🙏🙏❤❤

  • @HfUg-l6k
    @HfUg-l6k 12 днів тому +4

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @ساره-س4ض
    @ساره-س4ض 12 днів тому

    ኣሻኩረይ ብጣዕሚ ኣሕዝኑኒ ማዓረይ😂😂😂

  • @SgSh-u4o
    @SgSh-u4o 12 днів тому +1

    ደገይ ዶምይ ተጫወቱይያ😂😂

  • @Halifley
    @Halifley 12 днів тому +1

    Behaki mae adngxni 100 kab 100 hibiki aleka mkrti ftret 🇪🇷🇪🇷

  • @ጓልተምቤንንግስቲሳባ
    @ጓልተምቤንንግስቲሳባ 12 днів тому +2

    ማኣዘ ከ ፍቁራት ነይርኹም ዶ?😂😂😂

  • @FthawiYemane-s8m
    @FthawiYemane-s8m 10 днів тому

    😂😂😂😂😂😂😂 Eway Ama gn rugum

  • @AgfshgXggffh
    @AgfshgXggffh 12 днів тому +2

    ሻኩር ለባም ሰበ ኢይይይ🎉🎉🎉🎉😂😂❤❤❤

  • @AlbbBaad-y1q
    @AlbbBaad-y1q 12 днів тому +1

    ቆልዑ እዮሞ ያ😂😂😂😂

  • @ShafanHafet
    @ShafanHafet 12 днів тому +2

    አረ ይምቸኪ ሄቡ😂😂

  • @Hermela-z7e
    @Hermela-z7e 12 днів тому +1

    ሻኩር ክናደድ ተሎ ደስ ክብለካ😂😂

  • @SgSh-u4o
    @SgSh-u4o 12 днів тому +1

    ናኣሜ ኣናጋግራ እዩ ኣሰሒቁኒ መራሰኒ😂❤

  • @yohanam1572
    @yohanam1572 12 днів тому +1

    ትዕግስቱ 👌ሄቡዋይ ቆንጆ❤

  • @JonasMehari-f5z
    @JonasMehari-f5z 11 днів тому

    I.m from eritrea ግን ከመይ ድዩ እዚ ፕራንክ ኩሉ መዓልቲ ድያ ትግራሕ ወይሲ ፊልም እዩ ትሰርሑ ዘለኩም ምስ ሓደ መዓልቲ ከ ሓወይ እየ ዝርእየካ ኢላትካ ኔራ

  • @SolsolFessah
    @SolsolFessah 10 днів тому

    ቻኩር ክበክይ ደልዩ ❤❤❤❤ 😂😂😂😂

  • @Wadhagashagas
    @Wadhagashagas 12 днів тому +3

    እዋይ ቾክር ቅርብ ምግማት ይአብየካ እማ እዳራሰነካ ቅርብ ዘትጣራጠር ጉድ ገረምካ

  • @Wgwfwwfw5Jyewtjwth52h
    @Wgwfwwfw5Jyewtjwth52h 12 днів тому +2

    ሄብ ፍቅርርርርርር❤❤

  • @nasirAli-lv5ku
    @nasirAli-lv5ku 11 днів тому

    ሄቡዋ ኣምበሰት❤❤❤💪💪💪ተረክብኻ ዶ ሻኩርዋ😂😂😂😂😂ክክክክ

  • @Medhinabadi6004-j4b
    @Medhinabadi6004-j4b 12 днів тому +1

    ሄቡ ረኺብክዮ ሎማዓንቲ 😂❤

  • @Uwjehdide
    @Uwjehdide 12 днів тому +1

    ሻኩረይ የኔ ቆንጀ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @AgfshgXggffh
    @AgfshgXggffh 12 днів тому +2

    አሚ ፀበሕ ሰቅ ኢላካ ረኣ😂😂😂

  • @EeSs-k1s
    @EeSs-k1s 12 днів тому

    እረ ንስኪ የትድገሚ😂❤❤❤❤❤❤❤❤ሄቢዋኒ❤❤❤❤❤

  • @NguseBerhe-k3c
    @NguseBerhe-k3c День тому

    እንድያም ክኸድ እየ ከግንዮ😅

  • @MeriMeri-x4q
    @MeriMeri-x4q 12 днів тому +1

    ሰሪሕክሉ ሂቡ😂😂😂

  • @AsAs-e7g7t
    @AsAs-e7g7t 12 днів тому

    ሄቡዋይ. ይመቸኪ❤❤❤❤❤❤❤

  • @KidanWoldu-n5e
    @KidanWoldu-n5e 12 днів тому +3

    እንኮዕ ንባዓል ጥምቀት❤❤❤🎉
    ደሙሩኒ🙏

  • @አብወጀራትአብወጀራት

    አረ ሄቡ ኣይትድገምይ😂😂😂😂

  • @teklomgobozay5160
    @teklomgobozay5160 10 днів тому

    ናይ ሄቡ ስደሊ ስልኪ ሃይ ይበለኒ🎉🎉🎉❤❤❤