Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
Like and subscribe ✌✌✌
❤😮😢😮😮🎉😢😮😢hü⁰ 52:08 52:08 52:09 52:09 52:10 52:10 52:10 52:10 52:11 52:11 52:12 52:12 52:13 52:14 52:14 52:15 52:15 52:16 52:19 52:21 🎉ö 52: 52:25 52:25 52:27 24
L😮
እንቛዕ ብህይወትካ ብሰላም ካብ ሞት አወጽአካ ሐው "ሰለሙን መስመር"። ሰላምን ቅሳነትን ይምነየልካ። 🙏🏿
ተስፋላሰ 😂 ያሆ ዋላ ንዓና ኣዘናጊዕካና ክቡር ሓው ❤ መሳጢ ዛንታ እቲ ዘገርም ግን ናቶም ዘይሕለል 😏 ክፋእን ተንኮልን 😊 ናትካ ብልሓት / ትብዓት / ልዕሊ ኩሉ ቅንዕና ኣለካ ናይ ብሓቂ ቅንዕናኻ ኣውጺኣትካ ጅግና ✌️🤴💙🦁✊
በዚኦም ኽትምራሕሲ መርገምዩ :: ኻብታ ዓባይ መዓልቲ ፍርዲ ኣምላኽ ግና ኣኸምልጡን ዮም ::
እንኻዕ ኣምላኽ ኣውጻኻ ኻብዞም ኣረሜን ::
ኩሉ ትብሎ ዘለካ ኣባይን ካልኦትን ዝወረደ ግፍዒ እዩ ብዝኮነ እንኳዕ ብሰላም ወጻካ ካብዞም ኣረሜናት❤
Thank you for sharing your experience. I’m glad you are doing well. Best of wishes.
ጸሃየ ጸጋይ ኢዩ
ኣቱም ሰባት ዘይወዓልኩሞ ኣይትዘንትዉ። ሓሶት ነዊሕ ዕድመ የብላን። ውዕሎታት ሰራዊት ብጽውጽዋይ ምዕላል ገበን ኢዩ። ካብ ሃገራዊ ጉቡእካ ተገሊልካስ ዘሎን ዘየሎን ዓዘፍዘፍ ምባል ትርጉም ኣልቦ ኢዩ።
ናይ ሻዕብያ ተዛሪብካ ኣይውዳእን ሓቅኻ ኢኻ
እዚ ውትህድርና ዲዩ ዋላ ካምፓኒ ኢዩ?
ጊዜ ናቱ ዳይናሚካዊ ሕጊ ስለ ዘለዎ ፡ ናይዚ ብሸፋቱ ዝተፈራረቐ ፡ ውድብ ሰይጣናዊ ኢሳያስ ፡ ኣብ ታሪኽ ክስነድ ስለ ዘለዎ ፡ ብጽሑፍ ሰሊድካዮ ጽናሕ ዝወደይ ፡ ዝወዓለ ይንገርካ ስለዝኾነ ፡ በቲ ዝገበርካዮ ሰናይ ተግባር ኣምላኽ ዕድመን ፡ ጸጋን ይሃብካ !
እዝስ ጅግና ነረ ኢሉ ዲዩ ባእባእ ዝብል ሓደ ትሩፉ ኢዩ ዝኸውን
Welcome
ወዲመድህን በራድ ነዝን ኸምዚኢታትን ዝፈልጦዶ ይመስለኻ እምበርኻ ንሱ ዘይፈልጦ የለን ::
@@lemlemberhe149 criminal Isyas Afewerki is responsible for all crimes in Eritrea.
Bravooo
ab buzuhat zegatem agatamitat eyu abaka terai aikonen temesasasali tarik zelewom buzuhat eyom enquae beselam wetsaka zehawei.
Nay koluet kolena nirio zineberna nay Rambo film aytiemn hikeyau..hadadi
❤❤❤
ዑሱብ ሀዳሚ ጥፋእ ሕፈር በዳን
ሳላሰ 😂😂😂😂
ሃለውለው ኢዩ!!!
Thank you .Criminal Isyas Afewerki is responsible for all crimes in Eritrea.
Inte zirishinuka tsjbuk Neyru mis haleftika kitiizrzom neyrukA😊
Tesflase hasikha serawit Eritrawyan yiserku mtslae beynu Yu mhsaw beynu Yu kesab
Nezi Wedi biaka zifelro zeybilu tewelkilulka imber zirishinuka neyruwom
Emo nska dea humum ika texawiremuka qulqul afka kdefuka neyrwom shifta abzi wexika kea tzareb zeytster qowsi
ከከከከ ኣታ መን ክሓፍረልካ
እንታይ ዓይነት ሃላው እዩ። አጸብቅለይ እሉ ዲዩ ክንድዚ ዓዘፍዘፍ ዝብል ዘሎ ።
Entay hatela eu wedey😊
Ya.behaki.aytegedeselom.zehawey
ህግደፍ ይውደም
ኣብዛ ወዲ ዝትዓዘብክዎ ኣብቲ ሃገራዊ ተሳትፍኦ ድሌት ከም ዘይነበሮ ኮይኑ የዘንትዉ ኣሎ እንተኾነ ግን ማዓኣልቱን ስዓቱን ብተገዳስነት ይትንትኖ ኣሎ ፡ ምስ ጠራራይ ተቀያይሙ ሃገር ምሉእ ኽሒድዋ ።😢
Dehan.amelak.meska.u.zelo
Agora.aboy.tesfalasey.anbesa.amlak.hagizuka
አግላይ ናይ ወያነ እዮም ናትና ኣይኮኑን ሓሳዊ ዓጋመ
@@GhibletYbetit you are empty.
ኢሱ ዕድለኛ እዩ: ከምዚ ከማኻ ከም መንጋ ዝሽየጡ: ዝልወጡን ዝድመሩን ካብ እንስሳ ዘይሕሹ ህዝቢ ረኺቡ::
Kla gahtaf
Halewlew natka sidinet iyu nedika Ni Aboka zeyekbsrka Ni halafty Serawit Eritra ketekibr ay tikiilin ika
😢😢😢
ሱቅ በል ወዲ ሰተይቲ ደም ለክባጥ ጠላም ህዝብና😂😂😂😂
ሽም ዘይብልካ ጊላ
Fanda kulgzie fandya (hari adgi malet eu)Zhalefo hiwet ygelitsi alo msima tezey delka witsa ando
Kemey gherka felitka ahaduka ikim serikumo kititsetiwo ni hagher eritra awaridkuma ikum
አነሲ ዝገርመኒ እምበር ቁሩብ ናይ ሰባይ ሕልና አለኩም ድዩ ሰባይ ሙሉእከ ወደይ የሕሱ ይልኽብጥዩ ለኽባጥ እስኻሲ ምእዛዝ አቢኻ አብድፋዕ ምሽ እስኻ አይኮንካን ሮኽራኽ ሐሳዊ እቲ አነ እየ በሃሊ ከማን ብትእዛዝ ወተደር ዩ ዝኸይድ ኔርናዬ ኢና እኮ ሐሳዊ ሙሽሙሽ ርሑቅ ዓዲ መሐሰዊ ክብለኩም ሓቁዩ
ፎእ ግናይ ምትሩስ ሓሳዊ ትሩፎ ፍሹል, ከማኻ ሲ የለንመን ዩ ብኣካ ዝሕሎ ሓሳዊ ኣታ ወሸለ ትሃድም ከማኻ ኣየድልየናን ኮ ትግራዋይ ዩ መስለኒ ክክክክ መን ገጽ ክህበካ ክሕሱ 😂ቁም ነገር ዘዕልል ዘሎ ይመስሎ ኣሎ
ኔርናዮ ኮ ድፋዕ ኩሕሊ ኣይንገበርን ኢና ነርና ከዛብ ሓተላ ዋሕድ ከዛብ መጅኑን ኹሉ ጅግና ዩ ኔሩ ሓሳዊ ዕዋላ ኣይነበረን ከዛብ ኣንታ ሓሺሽ 🤣
ኣይነበርካን እኮ ኣይበለካን ግን ሰብ እናተረሸነ ስቅ ኢልኩም ኣሕሊፍኩም ሂብኩሞ
ኣታ ለባ ሰራቒ ዋይ ክሕሱ ኣይንሰርቅን ኢና ሓሳዊ ሽፍታ
ክላ ሓሳዊ...
Tesfalase 😂😂😂😂😂 fara forma deyblka kitwaraze moytatka eya 🤣🤣🤣🤣
@@yoabredseaeritrea4608 you are empty.
Tfeltiyo diki
@@peacefulwarrior5892 entay kifeltelu
ለኽባጥ ሓሳዊ
Say clearly that you only love yourself!!!!.
@@Barry-m3w you are empty.
ከምዚ ኢልካ ክትዛረብ ከለካ ሰብኣይ ትመስል ሓሳዊ
ጽንጽዋይ " ጠራራይ " ዝርእስታ
ተበንቆር ክንደይ ይሕሱ እዩ ወደይ
@@betriHaqi2462 what about you?
ሕልኩስ ሙሽሙሽ
@@aleferej7014 what about you ?
Like and subscribe ✌✌✌
❤😮😢😮😮🎉😢😮😢hü⁰ 52:08 52:08 52:09 52:09 52:10 52:10 52:10 52:10 52:11 52:11 52:12 52:12 52:13 52:14 52:14 52:15 52:15 52:16 52:19 52:21 🎉ö 52: 52:25 52:25 52:27 24
L😮
እንቛዕ ብህይወትካ ብሰላም ካብ ሞት አወጽአካ ሐው "ሰለሙን መስመር"።
ሰላምን ቅሳነትን ይምነየልካ። 🙏🏿
ተስፋላሰ 😂 ያሆ ዋላ ንዓና ኣዘናጊዕካና ክቡር ሓው ❤ መሳጢ ዛንታ እቲ ዘገርም ግን ናቶም ዘይሕለል 😏 ክፋእን ተንኮልን 😊 ናትካ ብልሓት / ትብዓት / ልዕሊ ኩሉ ቅንዕና ኣለካ ናይ ብሓቂ ቅንዕናኻ ኣውጺኣትካ ጅግና ✌️🤴💙🦁✊
በዚኦም ኽትምራሕሲ መርገምዩ :: ኻብታ ዓባይ መዓልቲ ፍርዲ ኣምላኽ ግና ኣኸምልጡን ዮም ::
እንኻዕ ኣምላኽ ኣውጻኻ ኻብዞም ኣረሜን ::
ኩሉ ትብሎ ዘለካ ኣባይን ካልኦትን ዝወረደ ግፍዒ እዩ ብዝኮነ እንኳዕ ብሰላም ወጻካ ካብዞም ኣረሜናት❤
Thank you for sharing your experience. I’m glad you are doing well. Best of wishes.
ጸሃየ ጸጋይ ኢዩ
ኣቱም ሰባት ዘይወዓልኩሞ ኣይትዘንትዉ። ሓሶት ነዊሕ ዕድመ የብላን። ውዕሎታት ሰራዊት ብጽውጽዋይ ምዕላል ገበን ኢዩ። ካብ ሃገራዊ ጉቡእካ ተገሊልካስ ዘሎን ዘየሎን ዓዘፍዘፍ ምባል ትርጉም ኣልቦ ኢዩ።
ናይ ሻዕብያ ተዛሪብካ ኣይውዳእን ሓቅኻ ኢኻ
እዚ ውትህድርና ዲዩ ዋላ ካምፓኒ ኢዩ?
ጊዜ ናቱ ዳይናሚካዊ ሕጊ ስለ ዘለዎ ፡ ናይዚ ብሸፋቱ ዝተፈራረቐ ፡ ውድብ ሰይጣናዊ ኢሳያስ ፡ ኣብ ታሪኽ ክስነድ ስለ ዘለዎ ፡ ብጽሑፍ ሰሊድካዮ ጽናሕ ዝወደይ ፡ ዝወዓለ ይንገርካ ስለዝኾነ ፡ በቲ ዝገበርካዮ ሰናይ ተግባር ኣምላኽ ዕድመን ፡ ጸጋን ይሃብካ !
እዝስ ጅግና ነረ ኢሉ ዲዩ ባእባእ ዝብል ሓደ ትሩፉ ኢዩ ዝኸውን
Welcome
ወዲመድህን በራድ ነዝን ኸምዚኢታትን ዝፈልጦዶ ይመስለኻ እምበርኻ ንሱ ዘይፈልጦ የለን ::
@@lemlemberhe149 criminal Isyas Afewerki is responsible for all crimes in Eritrea.
Bravooo
ab buzuhat zegatem agatamitat eyu abaka terai aikonen temesasasali tarik zelewom buzuhat eyom enquae beselam wetsaka zehawei.
Nay koluet kolena nirio zineberna nay Rambo film aytiemn hikeyau..hadadi
❤❤❤
ዑሱብ ሀዳሚ ጥፋእ ሕፈር በዳን
ሳላሰ 😂😂😂😂
ሃለውለው ኢዩ!!!
Thank you .
Criminal Isyas Afewerki is responsible for all crimes in Eritrea.
Inte zirishinuka tsjbuk Neyru mis haleftika kitiizrzom neyrukA😊
Tesflase hasikha serawit Eritrawyan yiserku mtslae beynu Yu mhsaw beynu Yu kesab
Nezi Wedi biaka zifelro zeybilu tewelkilulka imber zirishinuka neyruwom
Emo nska dea humum ika texawiremuka qulqul afka kdefuka neyrwom shifta abzi wexika kea tzareb zeytster qowsi
ከከከከ ኣታ መን ክሓፍረልካ
እንታይ ዓይነት ሃላው እዩ። አጸብቅለይ እሉ ዲዩ ክንድዚ ዓዘፍዘፍ ዝብል ዘሎ ።
Entay hatela eu wedey😊
Ya.behaki.aytegedeselom.zehawey
ህግደፍ ይውደም
ኣብዛ ወዲ ዝትዓዘብክዎ ኣብቲ ሃገራዊ ተሳትፍኦ ድሌት ከም ዘይነበሮ ኮይኑ የዘንትዉ ኣሎ እንተኾነ ግን ማዓኣልቱን ስዓቱን ብተገዳስነት ይትንትኖ ኣሎ ፡ ምስ ጠራራይ ተቀያይሙ ሃገር ምሉእ ኽሒድዋ ።😢
Dehan.amelak.meska.u.zelo
Agora.aboy.tesfalasey.anbesa.amlak.hagizuka
አግላይ ናይ ወያነ እዮም ናትና ኣይኮኑን ሓሳዊ ዓጋመ
@@GhibletYbetit you are empty.
ኢሱ ዕድለኛ እዩ: ከምዚ ከማኻ ከም መንጋ ዝሽየጡ: ዝልወጡን ዝድመሩን ካብ እንስሳ ዘይሕሹ ህዝቢ ረኺቡ::
Kla gahtaf
Halewlew natka sidinet iyu nedika Ni Aboka zeyekbsrka Ni halafty Serawit Eritra ketekibr ay tikiilin ika
😢😢😢
ሱቅ በል ወዲ ሰተይቲ ደም ለክባጥ ጠላም ህዝብና😂😂😂😂
ሽም ዘይብልካ ጊላ
Fanda kulgzie fandya (hari adgi malet eu)
Zhalefo hiwet ygelitsi alo msima tezey delka witsa ando
Kemey gherka felitka ahaduka ikim serikumo kititsetiwo ni hagher eritra awaridkuma ikum
አነሲ ዝገርመኒ እምበር ቁሩብ ናይ ሰባይ ሕልና አለኩም ድዩ ሰባይ ሙሉእከ ወደይ የሕሱ ይልኽብጥዩ ለኽባጥ እስኻሲ ምእዛዝ አቢኻ አብድፋዕ ምሽ እስኻ አይኮንካን ሮኽራኽ ሐሳዊ እቲ አነ እየ በሃሊ ከማን ብትእዛዝ ወተደር ዩ ዝኸይድ ኔርናዬ ኢና እኮ ሐሳዊ ሙሽሙሽ ርሑቅ ዓዲ መሐሰዊ ክብለኩም ሓቁዩ
ፎእ ግናይ ምትሩስ ሓሳዊ
ትሩፎ ፍሹል, ከማኻ ሲ የለን
መን ዩ ብኣካ ዝሕሎ ሓሳዊ
ኣታ ወሸለ ትሃድም ከማኻ ኣየድልየናን ኮ
ትግራዋይ ዩ መስለኒ
ክክክክ መን ገጽ ክህበካ ክሕሱ 😂
ቁም ነገር ዘዕልል ዘሎ ይመስሎ ኣሎ
ኔርናዮ ኮ ድፋዕ ኩሕሊ ኣይንገበርን ኢና ነርና ከዛብ
ሓተላ ዋሕድ ከዛብ መጅኑን
ኹሉ ጅግና ዩ ኔሩ ሓሳዊ ዕዋላ ኣይነበረን ከዛብ ኣንታ ሓሺሽ 🤣