New Eritrean Serie Movie 2024 - Welodoy part 68 //ወሎዶይ 68 ክፋል By Memhr Weldai Habteab

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 9 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 436

  • @SAMI_SHOW1
    @SAMI_SHOW1 10 годин тому +509

    9 ወርሒ ተጸቢና ሰበይተይ ሎሚ ሓሪሳ ዕልል ዕልል ዕልል።ቆልዓ ዝፈቱ ላይክ ረጊጹ ይሕለፍ

    • @AnTesfay
      @AnTesfay 9 годин тому +4

      Kindey dia kitxibe 😂

    • @TsigeWelderfeal
      @TsigeWelderfeal 9 годин тому +4

      Enkoe hahoseka hawey.enkoe adey maryam bselam awxeta

    • @DeyameGe-v1n
      @DeyameGe-v1n 8 годин тому +2

      ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልል

    • @Judi-d5k
      @Judi-d5k 8 годин тому +1

      Congratulations engae bselam tegelagelet❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @MuluMeshesha-l8w
      @MuluMeshesha-l8w 7 годин тому

      Congratulations

  • @futsumgoytom2161
    @futsumgoytom2161 7 годин тому +108

    ባሕቲ ጥዕና
    ባሕቲ ፍቅሪ
    ባሕቲ ሰላም
    ባሕቲ ራህዋ
    ይግበረልና
    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

    • @SemharYkaalo
      @SemharYkaalo 7 годин тому

      Lomi bahti deyo

    • @FhyxuG
      @FhyxuG 3 години тому

      ኣሜን ደምርኒ ሓፍተይ 🎉

    • @Silmat
      @Silmat 2 години тому

      ኣሜን🙏🙏🙏

  • @Abiakal3rd
    @Abiakal3rd 11 годин тому +194

    ብሰንኪ ወሎዶይ እኮ ንሓሙስ ኣፍቂርናያ 😂ከማይ ተኮንኩም ርገጹ 👍👍❤❤❤🎉

    • @መዝሙርኦርቶዶክስተዋህዶስ
      @መዝሙርኦርቶዶክስተዋህዶስ 9 годин тому

      😂😂😂

    • @MerihHadgu
      @MerihHadgu 9 годин тому

      ኣነስ ብሰንኪ ወሎዶይ ኣይኮንኩን ዝፈትዋ ሶሙን ሙሉእ ሰሪሐ ሓሙስ ሓሙስ ዶሞዘይ ስለ ዝወስድ እያ ኣብ ዓዲ ዓረብ ንነብር ዳርጋ መብዛሕቲኡ ሓሙስ ወሲዱ ዓርቢ ስለ ዘዕርፍ😊😊😊

    • @arontemesgen4178
      @arontemesgen4178 7 годин тому

      Me too

    • @Esey2009
      @Esey2009 6 годин тому

      Wela Ane😂😂😂

    • @GgJ-oh9dh
      @GgJ-oh9dh 3 години тому

      ❤ዋላ ኣነ

  • @GdhGdh-p3r
    @GdhGdh-p3r 11 годин тому +157

    ሎሚ ጭንቀተይ ርሕቅ እሉለት ውዕሉ ተመስገን ፈጣሪ ካብ ሊብያ ሓውኹም ኤርትራዊ

    • @AlemFishaye
      @AlemFishaye 10 годин тому

      enqae zehawey des blka

    • @سلاخاحمد
      @سلاخاحمد 9 годин тому +3

      ንኩሉ ግዜ ጭንቀትካ የርሕቀልካ ፈጣሪ❤❤ዝሓወይ መዓረይ❤

    • @abelbrhane2563
      @abelbrhane2563 9 годин тому +2

      Ajoka Zearkey Fetari Nkulu Senay Kgebro iyu

    • @FilmonGebrezgi-n6j
      @FilmonGebrezgi-n6j 7 годин тому +1

      Congra zarkey enqa hagoska hiwet libya tfeximu

    • @akbbbbbhhb
      @akbbbbbhhb 52 хвилини тому

      ርኩስ ፍይረት

  • @HaregEntertainment-j1d
    @HaregEntertainment-j1d 11 годин тому +98

    ትጭነቅ ዘለካ ኣምላክ ጭንቀትካ ናብ ዓቢ ሓጎስ ይቀይረልካ ፡ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓሳብ ልብካ የስምረልካ ሕሰም ኣይትርከብ መንገድካ ጥጡሕ ይኩነልካ፡ኣብዛ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ክኣ ሳብስክራይብ ሓግዙኒ ፡፡የቀንየለይ

  • @AsSa-ph1sz
    @AsSa-ph1sz 9 годин тому +28

    ብሩክ ባሕቲ ጥሪ ይኩነልና ፍትዋተይ ❤🙏
    ንጆሲ ዝፈቱ ❤ጠውቁ

    • @Judi-d5k
      @Judi-d5k 8 годин тому

      Amen amen amen 🙏 ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Abiakal3rd
    @Abiakal3rd 11 годин тому +35

    ኣድነቅቲ ኪንግ ሓባ መሻይፍ ኣለኩም ዶ👍❤❤🎉

  • @ዑንቂባሕሪበረከት
    @ዑንቂባሕሪበረከት 10 годин тому +19

    ኣየሱዚ ኣላዒልኪ ኣላዕልዮስ ተሪፉ ድዩያ😂😂😂አረ ደሙሩኒ ማርያም ትስማዕኹም ዋ❤️🙏

  • @Meronkeflemeron
    @Meronkeflemeron 11 годин тому +163

    Lomi birthday nay luley eu 1000k like habuni❤❤❤

    • @Maku2023
      @Maku2023 11 годин тому +10

      ዘይሕማምካ ረስኒ😂😂😂

    • @rahsienterteiment1491
      @rahsienterteiment1491 11 годин тому +7

      Men ya Luley ke

    • @ግዜተወንጫፊ
      @ግዜተወንጫፊ 11 годин тому +5

      መን ሉሊ እያ ትከውን ዘላ😂

    • @robir0ket489
      @robir0ket489 10 годин тому +3

      ን ሉልካ ብሓንሳብ ዲና ከነጥንሳ ዝሓወይ

    • @Maku2023
      @Maku2023 10 годин тому

      @@rahsienterteiment1491 ሉልካ ክትብል ዲኻ ሉለይ ትብል ዘለኻ ንስኻ'ከ 😂😂😂

  • @SugaBts-lq8fw
    @SugaBts-lq8fw 9 годин тому +18

    ኣቱም ህዝቢ እዛ ፊልም ዶ ሓቀይ ከይተማነና ናብ ምዉዳኣ ትገማገም ኣላ😂😂😂
    ብዝኾነ ደስ ትብል ጽቡቅ ስራሕ❤❤❤

  • @Lelu-q8g
    @Lelu-q8g 2 години тому +3

    After 7 years tmnitey semiru holand atye btami thagise aleku so like habuni🎉❤❤❤❤❤

  • @FhyxuG
    @FhyxuG Годину тому +1

    ሰዚ ሾኮር ኣዛራርባኣ ክመጀወኒ ኣነስ!! ድስ ዝብል ስራሕ ኩለኩም ስነ ጥበባውያን ባሓቂ ድስ ዝብል ፉልሚ ምሃርን መሳጥን ኣብ ስድት ዘለኩም ሓተይ ስደትኩም ይሕፅረልኩም ❤❤❤

  • @Mariam-yd1vb
    @Mariam-yd1vb 9 годин тому +14

    ኣሰይ ናይ ኣደታትና ኣከዳድናስ ክንደይ ደስ ይብል💊

  • @FuFg-me2eo
    @FuFg-me2eo 9 годин тому +9

    ወይ ሰልየ ሰሪሕላ ክክክክክክ🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤭🤭🤭🤭🤣🤣🤣 አረ የመቸካ 🤣🤣🤣🤣🤣 ከምዛ ፍልሚ እዚኣ ኣይረአኩን🤭🤭🤭🤣🤣🤣🤣 አና በሰላም ካዓ ሙፁና ኣሓተይ ሰላም ንዓኩም ንኩሉኩም ተሳተፍቲ ሰላምታይ ይብፃሕኩም ሓፍትኩም ካብ🇻🇳❤🇪🇷💜🇪🇷🇻🇳🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🙏

  • @semharsemhar-b9m
    @semharsemhar-b9m 11 годин тому +11

    መርሓባ ደቂ ኤሬይ እንቆ ናብ ልደተ ብርሃን ብሰላም ኣብጽሓና ኣብጽሓኩም ❤❤❤ ናይ ሰላም ቅሳነት ራህዋ ጥዕና ይግበረልና ብፍላይ ኣብ ዘይ ዉሕስ ቦታ ኣብ ዝተፈላለየ ዘለኩም መዋጽኦ ይሃብኩም

  • @Hiwen-youTube
    @Hiwen-youTube 8 годин тому +14

    ድሙርኒ ሓባይብ🎉🎉🎉ሩሕስ ወርሕ ጥሪ ይግብርልና ❤

    • @yafiettsehaye
      @yafiettsehaye 3 години тому

      ኣሜን ኣሜን አሜን

    • @FhyxuG
      @FhyxuG 2 години тому

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🎉🎉🎉 36:43

  • @ግርማሓፍቲኣሴየ
    @ግርማሓፍቲኣሴየ 3 години тому +3

    እወይ ሰሌየ ምሕረር 😂😂😂ሓፍቲኩም ካብ💊

  • @BlackStar-t1q
    @BlackStar-t1q 10 годин тому +9

    ወሎደይ ግን ናብ ባህልና ክትመልሰና ትክእል ዶ ትሳማሙዑላ like ርገጹ🎉🎉🎉

  • @MsgnaMsgna-l1g
    @MsgnaMsgna-l1g 9 годин тому +10

    ኪንጊ ሰሊይ ትብሉ እስኪ😊

  • @kifletesfald74
    @kifletesfald74 10 годин тому +4

    ብጣዕሚ መሃሪትን ኣዘናጋዒትን ብፍላይ ምስ እዚ ሕጂ ዘለናዮ ግዜ ትኸይድ ብምኻና ናይ ግዜ ውን እኹል ግዜ ብምሃብኩም ነመስግነኩም ኣብ ስራሕኩም ዓወትን ኣሳልጦን ንምነየልኩም ኣጆኹም በርትዑ ቀጽልዎ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ereyonelove3082
    @ereyonelove3082 10 годин тому +9

    ኣድነቅቲ ኪንግ ኣለኩም ዶ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @LiliYtba
    @LiliYtba 4 години тому +2

    ኣሮን ጆሲ ስዚ ይፈትወኩም የአ❤ ገዳም ኣሕዝንኻኒ😢

  • @BereketBruuk
    @BereketBruuk 5 годин тому +3

    ክንዲ ዕርቂ ምምሃር ሲ ሕነ ምፍዳይ ደም ብ ደም ? 😢😢 የሕዝን ሎምስ ፡ እዚኣ መሓሪት ኣይኮነትን ፡ ሎሚ ጸሊኤያ ። ደም ብ ጓል ን ሰላምን ዕርቅን ጥራሕ እዩ ክድቅስ ዘለዎ ። 😢😢

  • @gaulmokieerey263
    @gaulmokieerey263 6 годин тому +4

    Deki erey tsubukat ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ፈታዊ-ሓቂ
    @ፈታዊ-ሓቂ 11 годин тому +30

    ኮመንት እንዳንበብኩም ትሪኡ ኣብዚኣ 👍👍👍👍❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ምሰኩሉብፍቅሪ
    @ምሰኩሉብፍቅሪ 5 годин тому +2

    ጆስን አሮንን😂 ፍቅሮም ፈስ ክብል 😂ሰልየ በኪ ክክክክ😊😂

  • @Hayetwedigerye
    @Hayetwedigerye 10 годин тому +5

    ብዘይ ሓባ መሻይፍ ኬፍ የቡሉን❤ ይመቸካ ሶል

  • @ዳኑ
    @ዳኑ 11 годин тому +4

    𝘞𝘦𝘭𝘭𝘤𝘰𝘮𝘦 ወሎዳውያን ሓባይብ ❤❤

  • @TeshemeTesfabrhan
    @TeshemeTesfabrhan 10 годин тому +3

    እንኳዕ ሰላም መጻኩም ❤❤❤❤

  • @HamieAbdelhay
    @HamieAbdelhay 9 годин тому +2

    ጠፍኩምና ነርኩም እንካዓ ብሰላም መጻኹም

  • @YonatanBereket-w2g
    @YonatanBereket-w2g 10 годин тому +12

    2025 amete selam amete rahewa gex sedrana ni relu yegberelina deki erey adina selam yegberelina ab libeya zelena yehiwatey ka mewaxeo yefiterelina ❤❤❤

    • @FjTh-t4r
      @FjTh-t4r 5 годин тому

      Amen 🙏 🙏 🙏

  • @MussieHailab
    @MussieHailab 8 годин тому +2

    በቃ ጀፍዓዮ እያ ዘላ 😂 በቃ ኣየ መምህረይ መቅሰን በቃ ኩሉ ደራሲ መምህረይ መምህር ወልዳይ ንቅድሚት ይበል!!

  • @Afewerki-r4e
    @Afewerki-r4e 3 години тому

    Edmen tenan yhbkum fetari deqi 🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ALHAMDULILAH-v9f
    @ALHAMDULILAH-v9f 8 годин тому +4

    ንገዳም ዝፎቱ👍

  • @dahlak3739
    @dahlak3739 10 годин тому +8

    ኣስመሮም ዉን ምስዛ ሰበይቲ ክዛመድ ዩ ጉዳይ ክትመጽጽ ያ።

  • @SeluGerezihar
    @SeluGerezihar 10 годин тому +2

    ደምርኒ ኣሕዋተይ❤❤❤❤❤

  • @shalikurgira4806
    @shalikurgira4806 47 хвилин тому

    ንሳቤላ ኣባዚሕካ ንኩለን ደቀንስትዮ ካብ ገጽ ምድሪ ኣጥፍኣየን ይመጸኒ'ሎ ኣንቱም ሰባት !

  • @fthawisolomon
    @fthawisolomon 11 годин тому +4

    ጽቡቕ መደብ ኢዩ ግን ቅሩብ ኣብ ገለ ግዱል ኢላትኒ ምስ ናይ ኣክብሮት ቅሩብ ሓደ ሓደ ዉጽእ ዝበለ ርእይቶታትና ትዕዝብትና ኣቀምጥና ኣለና

  • @mesijfgjvjcfzf6426
    @mesijfgjvjcfzf6426 2 години тому

    ሱዚ ሽኮር & ገዳም የኔ ቀብራራ❤❤❤❤❤❤🎉

  • @MeryNarae
    @MeryNarae 5 годин тому

    መሓጎስና ባሕቲ ይገብረለና ❤❤❤ ደምሩኒ እባ ኣሕዋተ

  • @KevenTesfu-h5y
    @KevenTesfu-h5y 7 годин тому

    ናይ ብሓቂ ተፈታዊት ፍልም🎉🎉🎉🎉

  • @ጋልትግራይ-ቨ2
    @ጋልትግራይ-ቨ2 5 годин тому

    ደሰ ትብለን ፍልሚ እዝያ ሙቁርት ዎሎደይ 🥺🥰🥰🥰

  • @NahomAchi
    @NahomAchi 5 годин тому

    Eza sebeyti des ktbleka ktxbk ❤❤❤

  • @SeareGebremariam
    @SeareGebremariam 10 годин тому +3

    ወለዶይ ብጣዕሚ ጹቡቅ ስራሕ እዛ ሓትንኡ ንሰሌ ግን ንማዘረይ ኣነ ካይፈለትኩ ካብ ኤርትራ ኣምጺኹም ተዋስእዋ ካይትህልዉ

  • @debesaymebrahatu1049
    @debesaymebrahatu1049 10 годин тому +4

    ደራሲ፡ እንታይ ክተሕልፍ ስለ ዝደለኻ ኢኻ ኣይፈልጥን እየ፡ንሰሎሙን ዝብሃል ጠባይ ምዕንጅሉ ቀይርካዮ። ብኣተዓባብዮ ዝተበደለ ድዩ ወይ ብሰባት ዝተበደለ ወይ'ውን፡ ካብ ምውላዱ ሒዝዎ ዝመጸ ትሑት ነብሰ ንቕሓት ዝውንን ሰብ እዩ፤ ብፍላይ፥ ኣብዘን ሕጂ ዝቅጽላ ዘለዋ ክፋላት፡ ድሕረ ባይታ ናይ ጠባይ ጠፊኡ። ብዓቢኡ ካኣ እዛ ፊልም ካብ ትውዳእ ነዊሕ ጌራ እያ።ሕጂ ትቕጽል ጥራሕ እያ ዘላ።
    ዋሃቢ ርእይቶ
    ካብ ቶሮንቶ

  • @Kabikingኬቢኪንግ
    @Kabikingኬቢኪንግ 8 годин тому +5

    ሰብኣይ ማለት ከም ገዳም ክኸዉን ኣለዎ💪💪

    • @AsmieWediTesfie-c6v
      @AsmieWediTesfie-c6v 8 годин тому +1

      Ewe gn mewedata dea keygdana ember 😂

    • @መሰረትሲስ
      @መሰረትሲስ 57 хвилин тому

      ክብረተይ ኣብዚኣ ፕሮፋይለይ ኣቲካ ሳብስክራይብ ግበረለይ🎉❤🎉❤

  • @BranaGaym-zq5zt
    @BranaGaym-zq5zt 5 годин тому

    ኣላዒልኪ ኣላዕልዮ

  • @MatuNugasi
    @MatuNugasi 4 години тому

    Entadiekum konkum dengikumna nierkum bzkone xbuq srah ❤

  • @elsayemane-r8c
    @elsayemane-r8c 10 годин тому +3

    ኣሰይ ከም ሎሚ ዓንቲ ጭንቀት ትብሃል ከይ ተጭነቕኩ ዊዕ ለ እልልልልል 🙏🎉:🤣👈

    • @ተንፋቀር
      @ተንፋቀር 6 годин тому

      Abzi cmnt krei xenihes kulu chnqetey rihiquley ybl alo ds ybleka
      Seb kuhugos .....❤❤❤

    • @ምሰኩሉብፍቅሪ
      @ምሰኩሉብፍቅሪ 5 годин тому

      እንካዕ ደስ በለኪ❤❤❤

  • @MhretHaftu
    @MhretHaftu 3 години тому

    አረ ሱዚ ኣድንቁለይ❤❤❤❤❤❤❤

  • @Natan0755
    @Natan0755 11 годин тому +7

    ንገዳም 500 ብር እያ ተኣክሎ ኣቅትሎ ሰሌ ኪንግ 😂😂😂

  • @YosiefAtsbaha
    @YosiefAtsbaha 4 години тому

    Wwww welcome kingi selemun❤❤❤❤

  • @እግዚብሔርእሪኛየነዉ
    @እግዚብሔርእሪኛየነዉ 10 годин тому +5

    ስዚዋይ ምቅርት 😘😘🌷🌷🌷💘💘

    • @መሰረትሲስ
      @መሰረትሲስ 56 хвилин тому

      ክብረተይ ኣብዚኣ ፕሮፋይለይ ኣቲኪ ሳብስክራይብ ግበርለይ🎉❤🎉❤

  • @Dawit-sg1rp
    @Dawit-sg1rp Годину тому

    Selam fikren yewrdlna ❤❤❤

    • @መሰረትሲስ
      @መሰረትሲስ 55 хвилин тому

      ክብረተይ ኣብዚኣ ፕሮፋይለይ ኣቲካ ሳብስክራይብ ግበረለይ🎉❤🎉❤🎉

  • @natuisak7329
    @natuisak7329 9 годин тому +1

    Rhus hadish Amet beal ldet nkulom abalat weledoy especially king Solomon Thanks Nice work

  • @Frûtűñä
    @Frûtűñä 9 годин тому +2

    ሓትነይ ሽኮር ደስ ክትብለካ 💜

    • @SanakoSanako-wh9uo
      @SanakoSanako-wh9uo 9 годин тому

      ❤😅🎉

    • @መሰረትሲስ
      @መሰረትሲስ 53 хвилини тому

      ክብረተይ ኣብዚኣ ፕሮፋይለይ ኣቲካ ሳብስክራይብ ግበረለይ🎉❤🎉🎉🎉🎉

  • @FathumaSaed-p4g
    @FathumaSaed-p4g 8 годин тому +2

    King seliye shikor ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @HenokArayaSebhatu
    @HenokArayaSebhatu 5 годин тому

    ክክክክክክክ ሞይተ 😂😅😂 ስጋ ሓትነይ ሰሌ ሓቢቢ የኣኽ

  • @FamilyMovies-gd6xf
    @FamilyMovies-gd6xf 9 годин тому +2

    Amilakey ziteasere ziftehalu zitecheneke zihgoselu giza amixealina eti hadimu zelo selamna mileselina

  • @NahomHaile-l5j
    @NahomHaile-l5j 6 годин тому +2

    ብዛዕባ አዛ ፊልም ጥራይ ርኢቶ ሃቡ ሰበይተይ ሓሪሳ ገለ ኣይትበሉ 😂

    • @ምሰኩሉብፍቅሪ
      @ምሰኩሉብፍቅሪ 5 годин тому +1

      ክክክክክክ ናይ ባሓቂ😂😂😂

    • @መሰረትሲስ
      @መሰረትሲስ 54 хвилини тому +1

      ክብረተይ ኣብዚኣ ፕሮፋይለይ ኣቲካ ሳብስክራይብ ግበረለይ🎉❤🎉❤

  • @AbAlemey
    @AbAlemey 5 годин тому +1

    ወሎዶይ😍

  • @NaomiTesfay-zi5ri
    @NaomiTesfay-zi5ri 9 годин тому +3

    Even metaqosi heray konka dea😂😂

  • @Bibi--ebi
    @Bibi--ebi 10 годин тому +3

    ኪንግ ሰሊየ ኣብ ውሽጢ ዓመት ኣብ ልቢ ብዛሓት ኣትዩ ክምዚ ከመይ ዝተመሰጠ ኣሎ ዶ እስከ ዓምጭቅኒ ትሕብይዎ

    • @ምሰኩሉብፍቅሪ
      @ምሰኩሉብፍቅሪ 5 годин тому

      ናይ ባሓቂ ሕጂ እዩ ጀሚሩ ግን ማራ ጎቦዝ እዩ❤❤❤

    • @መሰረትሲስ
      @መሰረትሲስ 51 хвилина тому

      ክብረተይ ኣብዚኣ ፕሮፋይለይ ኣቲካ ሳብስክራይብ ግበረለይ🎉❤🎉❤

  • @JvcUhg
    @JvcUhg Годину тому

    😂ሰሊየ king❤❤❤❤❤

  • @ቤትዳዊትBetdawit
    @ቤትዳዊትBetdawit 10 годин тому +1

    ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ርሑስ ኣውደኣመት የሕዋተይ ኣምላኽ ይሓግዝኩም ኣብዛ ናተይ ኣቲኹም ሳብስክራይብ ሓግዙኒ መንፈሳዊት ቻነል ክትዓቢ ሓግዙኒ መድሃኔኣለም ይሓግዝኩም🙏🙏🙏

  • @MuseKuse
    @MuseKuse 10 годин тому +3

    ወለደይ ልፈቲ

    • @መሰረትሲስ
      @መሰረትሲስ 54 хвилини тому

      ክብረተይ ኣብዚኣ ፕሮፋይለይ ኣቲካ ሳብስክራይብ ግበረለይ🎉❤🎉❤🎉❤

  • @andomkbrom8072
    @andomkbrom8072 7 годин тому

    King Solomon🤞
    ኢዶእእ😁😁😁😁
    ብዝኾነ ክናፍቐኩም እየ☺️

  • @akbbbbbhhb
    @akbbbbbhhb 51 хвилина тому

    ሎሚ ብጣዕሚ ተሓጊሰ ጃስቲን ትርዶ ይወሪድ ኣሎ

  • @TomasTeklemichael-y7o
    @TomasTeklemichael-y7o 7 годин тому

    ውሽማ ሒዝኩም ዘለኩም ኣለኹም'ዶ ውሺ ጥዑም 😊❤

  • @aziebzerie3481
    @aziebzerie3481 8 годин тому +1

    Rahwa grma zelewa sibkti sebeyti❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏🙏

    • @መሰረትሲስ
      @መሰረትሲስ 50 хвилин тому

      ክብረተይ ኣብዚኣ ፕሮፋይለይ ኣቲኪ ሳብስክራይብ ግበርለይ🎉❤🎉❤

  • @alemwejerat4538
    @alemwejerat4538 6 годин тому

    ደሙርን ኣሕዋተይ

  • @ZebibGilagabr
    @ZebibGilagabr 5 годин тому

    Well come ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ፍቅሪኣምላክኣለዎሓለ-ቈ5ቀ

    ሰሌየ ኣይ ድብረካይ ድዩ😂😂 ስኻ ዘይወቃዕካዮስ ኣብ ዝባኑ ኮንካ ያ ምስኣል😅😅 ዛነገር ዘሳሓቀቶ ካምዙ ካመይ ግጨይኒ ሕቡሽ😊

  • @ZfanZfan-r8b
    @ZfanZfan-r8b 5 годин тому

    Bhaki des tbl flmiy🎉🎉🎉❤❤❤

    • @መሰረትሲስ
      @መሰረትሲስ 48 хвилин тому

      ክብረተይ ኣብዚኣ ፕሮፋይለይ ኣቲኪ ሳብስክራይብ ግበርለይ🎉❤🎉❤

  • @Lali-m4r
    @Lali-m4r 11 годин тому +1

    ኣሕዋት ደምሩኒ ክምልስ እየ ❤❤🙏

  • @naya6232
    @naya6232 8 годин тому

    It's seems a long time ago nfqfqfq abilnakum eway ktftewuni Gedam sihinkaya😢 . Hatney gin love love keytxaweti mis Asmerom 😂😂😂😂 . ❤❤❤❤

  • @AmanualGebre-o9f
    @AmanualGebre-o9f 6 годин тому

    Well come deqi 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤

  • @FuFg-me2eo
    @FuFg-me2eo 10 годин тому +1

    መፃና ካዓ ክክክክ☺️☺️☺️😅😅😅😅😅

  • @ShinJae-n9o
    @ShinJae-n9o 5 годин тому

    ጆስየ🎉❤

  • @LuleyLuley-k5e
    @LuleyLuley-k5e 6 годин тому +1

    Good job❤❤❤❤❤

    • @መሰረትሲስ
      @መሰረትሲስ 49 хвилин тому

      ክብረተይ ኣብዚኣ ፕሮፋይለይ ኣቲካ ሳብስክራይብ ግበረለይ🎉❤🎉❤

  • @rahelalula551
    @rahelalula551 2 години тому

    😂😂😂😂king seliy heneka fedika 😂😂😂😂

  • @ZfanZfan-r8b
    @ZfanZfan-r8b 5 годин тому

    Deki rway maarey❤❤

  • @kebronpicturesofficials
    @kebronpicturesofficials 6 годин тому

    ዕሽነት ብመስኮት መራኸቢ ብዙሓን ክከፋፈል

  • @filate7
    @filate7 11 годин тому

    Welcome deqi 🇪🇷🎉🎉

  • @mesigaltigray9656
    @mesigaltigray9656 8 годин тому +2

    ኣታ ኩሉኹም ደመሩና እስከ ባእ ሳብስክራይብ ግበሩ😒

    • @መሰረትሲስ
      @መሰረትሲስ 52 хвилини тому

      Ok ክብረተይ ንዓይ ከኣ ግበረለይ🎉❤🎉

  • @ErmiasEqbit
    @ErmiasEqbit 3 години тому

    Wowwww ajokm deqi erey

    • @መሰረትሲስ
      @መሰረትሲስ 47 хвилин тому

      ክብረተይ ኣብዞኣ ፕሮፋይለይ ኣቲካ ሳብስክራይብ ግበረለይ🎉❤🎉❤

  • @GgG-zr5db
    @GgG-zr5db 6 годин тому

    ውሎዶይ ♥️

  • @wintasultan667
    @wintasultan667 3 години тому

    Ekot meiweyi 😭😭😭

  • @SmretTesfey
    @SmretTesfey 5 годин тому

    Welcome welodoy ❤❤❤❤❤🇪🇷🎉🎉❤❤

  • @firyfiryfiry-m9m
    @firyfiryfiry-m9m 6 годин тому

    ምጩዋት❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @gguyfg-oc8uo
    @gguyfg-oc8uo 9 годин тому +2

    ኣሶሙሮም ዓይነይ😂😂😂

    • @መሰረትሲስ
      @መሰረትሲስ 48 хвилин тому

      ክብረተይ ኣብዚኣ ፕሮፋይለይ ኣቲካ ሳብስክራይብ ግበረለይ🎉❤🎉❤

  • @berofayohagermedia9215
    @berofayohagermedia9215 11 годин тому +1

    King haba meshayif

  • @MatewosMati
    @MatewosMati Годину тому

    Nice

  • @edenfashion48
    @edenfashion48 10 годин тому +1

    King Selye very funny 😂😂😂❤❤❤❤

  • @jonethebreain2031
    @jonethebreain2031 8 годин тому +2

    ኣነስ ገጽ ጆስን ኣሮንን ክርኢ ከለኹ ሽግርን መከራና ሳህራ ሲና ይዝከረኒ😂😂😂

    • @weletekiros2334
      @weletekiros2334 3 години тому +1

      Bflay josi chinketam zkone wedi😂😂😂

    • @መሰረትሲስ
      @መሰረትሲስ 46 хвилин тому

      ክብረተይ ኣብዚኣ ፕሮፋይለይ ኣቲካ ሳብስክራይብ ግበረለይ🎉❤🎉❤

  • @Yesief333
    @Yesief333 5 годин тому

    እዋይ ሰሌ ዳኣ ዓዲ ኻላ ኣበይ እያ ረክባቶም 😂😂💪💪💪🤣

    • @መሰረትሲስ
      @መሰረትሲስ 46 хвилин тому

      ክብረተይ ኣብዚኣ ፕሮፋይለይ ኣቲካ ሳብስክራይብ ግበረለይ🎉❤🎉❤

  • @HabtitHabteslase
    @HabtitHabteslase 9 годин тому

    neay behaqi ab hiwetey hagus kkewi hagizine selye king thanks you bfilay selye kulatkim ewin🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤

  • @yonnastsehaye8277
    @yonnastsehaye8277 5 годин тому

    ሸንኮለል ዘረባ ምድግጋም....

  • @FevenMelesa
    @FevenMelesa 7 годин тому

    እንኳን አልታረቃችሁ 😂😂😂እናንተ ከታረቃችሁ ምን ልናይ ነው😂😂😂

  • @HanibalAsfha-i7g
    @HanibalAsfha-i7g 4 години тому

    hatne Sele xrebwa quruntey 🎉