I am grateful for the opportunity to hear this important piece of history with the people of Eritrea. The operation in question, which was kept secret for 33 years, is a testament to the bravery and skill of the individuals who carried it out. When the secret was finally revealed, I was present in Asmara and experienced the joy of that moment firsthand. It was a historic occasion, and we were all overjoyed to hear the announcement on the radio. The radio played a pivotal role in disseminating the news of this significant event, and I am grateful for the opportunity to relive that moment through this document. The operation itself is truly awe-inspiring. The planning and execution were flawless, and it is truly remarkable how well it was executed. The bravery of the individuals who took part in this operation is commendable, and their efforts have made a lasting impact on the history of Eritrea.
ሳሕል ፖረስ የቐንየልና ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑና ዘላኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና ዓወት ንሓፋሽ💪🇪🇷❤🇪🇷💪
ክብርን መጎስጎን ንስውአትና ደ
እዋይ ክመርር እዚ ዘሕለፍኩሞ ነዚ ጅግንነትኩም ከላግጹሉ ከለዉስ ጣዓንጣና ብትኽ የብሉና ቅሰኑ ዘላኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና💪🇪🇷😢😢😢
ሓርበኛ ኣይነብርን እዩ ታሪኹ'ዩ ዝውረስ ዘለኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንስዋኣትና
ሃገርና ኤርትራ ሃገረ ጀጋኑን ሓርባኛታትን እያ የቐንየልና ጀጋኑ ደቂ ኤረይ ዓላማኹም ታዓዊቱ ዩ ሃገርኩም ብህዝብኹም ትውነን ነጻ ሃገር ኮይናያ ቅሰኑ። ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታት ኤርትራ 🌹🌹🌹🌹🌺🌺🌺🌺
ክብርን ሞጎስን ንሰማእታት ኤርትራ🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዋይይይ ዘለኣለማዊ ዝክርን ክብርን ንጀጋኑ ሰማእታትና ዓወት ንሓፋሽ ! ኣብ ዓለም ክስራሕ ዘይ ክእል ጅግንነት ብጀካ ኣብ ኤርትራ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
ዘይተነገረ እምበር ዘይተገበረ ታሪክ ህዝቢ ኤርትራ የለን ከም ሰብ ብጣዕሚ ትሓዝን. ከም ኤርትራዊ ካኣ በቲ ታሪክ ኣዝካ ትሕበን ❤ ። ዘላኣለማዊ ክብሪን ዝክሪን ንስዉኣትና !
ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ !
🕯️🕯️🕯️🥲🥲🥲🦁🦁🦁🇪🇷❤️🕊️🇪🇷❤️🕊️🇪🇷
💡🇪🇷☀️💡☀️🇪🇷💡☀️🇪🇷ዘርአለማዊ ዚክሪ ንስዋአትና 🕯️❤️🕯️❤️🕯️❤️ ስዋአትና ኩሉ ጊዜ አብልብና ❤️🦁🇪🇷☀️💡
Kibirin mogos ni jeganu siwatina
Thanks guwal Erey jigina
🙏🙏🙏🌷🌷🌷🌷❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ክብርን መጎስን ንስውእትና❤
ካብ ባሕሪ ማይ ብጭልፋ ከምዝብሓል እዚ ሐደ ካብቲ ቃልሲ ኤርትራ ዝወለዶ ትስሪኽ እዩ ሐቂዩ እዚ ታሪኽዚ ምእማኑ ዝጨንቀካ ሚስጢር ስለያን ደባይ ተአኣጋኢ ህዝባዊ ግንባት ኣብ ነፍሲወከፍ ኤርትራዊ ዘሎ ጽንዓትን ተውፋይነትን መላልይኡ ይኸውን።
ክብርን መጎስን ንሰማእታትና
ዓወት ንሐፋሽ።
ሓቅኺ ኢኺ አፍቲ ዳርጋ መወዳእታ ከተንብብያ አይከአልክን ንብዓትና ክንቖጻጸሮ አይከአልናን ። ተጋዳላይ ግን እንታዩ ሰብድዩ ????❤❤❤❤ ዓወት ንሓፋሽ
ዘልአለማዊ ክብርን ሞጎስን ነሰውአትና 🙏🙏🙏🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷የቐንየልና ደቂ ኤረይ
ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ ትሰርሑ ኣለኹም ደቂ ኢሪ አግዛቢሀር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🇪🇷❤❤❤❤❤
ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና 🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🕌🇪🇷⛪️🇪🇷❤️❤️
ዘላለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰማታትና
ሓርበኛ ኣይነብሬን ኢዩ ታሪኹ ኢዩ ዝዉረስ። ዓወት ንሓፋሽ
❤❤❤ ሳሕል ፕረስ የቀኔልና ❤❤❤
Aye hizibawi GINBAR serahit teamir 💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪 yegerm ey❤❤❤❤❤
almaz cover mennet Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 9
Zelealemawi kbrn megosn njeganu sweatna wetru ab lbna seferkum deky Erey jeganu ♥️ 🇪🇷
Brother Sister You sacrificie for our existence we rember you allways🇪🇷
I don't what to say, been crying 😢 😭 💔.
ሙሳጢ ታሪኽ
❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏
Sahel press Bitaemi kitamno zexsegn fixsame Thomas. Kemwun bxsotu Aser Thomas siebom Zelalemawi kibrin zikrin n SEMAETATNA 🇪🇷🇪🇷🇪🇷, Awet n hafash. Yekenyelna Sahel press. 🙏🙏🙏
Zelalmaw Kbren mogsen nsmetatn
🇪🇷🌿❤️🌾🇪🇷9️⃣☪️✝️❤️🌿🇪🇷🌷❤️🙏
Zel-alemawi zikirin kibrin meghosin ni semaatatna Eri 🇪🇷🇪🇷🕯️🇪🇷🇪🇷🕯️🇪🇷🇪🇷🕯️🇪🇷🇪🇷🕯️🇪🇷🇪🇷🕯️🇪🇷🇪🇷🕯️🇪🇷🇪🇷🕯️🇪🇷🇪🇷🕯️🇪🇷🇪🇷🕯️🇪🇷🇪🇷🕯️🇪🇷🇪🇷🕯️🇪🇷🇪🇷🕯️
I am grateful for the opportunity to hear this important piece of history with the people of Eritrea. The operation in question, which was kept secret for 33 years, is a testament to the bravery and skill of the individuals who carried it out.
When the secret was finally revealed, I was present in Asmara and experienced the joy of that moment firsthand. It was a historic occasion, and we were all overjoyed to hear the announcement on the radio. The radio played a pivotal role in disseminating the news of this significant event, and I am grateful for the opportunity to relive that moment through this document.
The operation itself is truly awe-inspiring. The planning and execution were flawless, and it is truly remarkable how well it was executed. The bravery of the individuals who took part in this operation is commendable, and their efforts have made a lasting impact on the history of Eritrea.
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️
❤❤❤❤❤❤
🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤🕯🕯🕯❤❤
ZEGERIM EYU KIYA ERITRAWI EZI JIGNA ABTA GEZU ZITEWELEDELA NIKIBIRTI HAGERU TESEWIU JIGNA NIZELEALEM ENATEZEKERE KINEBIR EYU.
What an emotional event 😢
💪💪💪💪🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏zelalemawi zekren nisematatnan
👍👍👍🙏🙏🙏
Zelalemawi kbrn mogosn nswatna awet nhafash
😭😭😭
ከምዚኣ ሓዚነ ኣይፍልጥን😂 አሓ
እተቕርብዮ መደብ: ብጣዕሚ ኣገዳስን ሓቀኛን አዩ።
እንተኾነ: ብሰንኪ ድኹም ኣናብባኺ: ሚዛኑ ከየጉድል ስክፍታና ኣዝዩ ኣዝዩ ልዑልን ውድዓውን እዩተ
ስለዚ ብብሉጽ ኣንባቢ/ት እንተትትክኢ ዝብል ነቐፌታዊ-ርእይቶና ክንህበኪ ከለና: ብእወታ ከም ትምልስልና ተስፋ እናገበርና ኢና።
ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንብጁዋት ሰማእታትና!
ሰላም ሓው የመነ ገብረኣብ ንሪኢቶኻ ኣይንነጽጎን፡ እንተኾነ ግን ጭሩ ብዓቕማ ትሕጎም ይብሉ ኣቦታት፡ ምስ ኩሉ ማሕበራዊ ናብራ ዝህልዋ ጸገም ኣብ ቦትኡ ኾይኑ፡ እታ ኣብ ኢድና ዘላትና ብተወፋይነት በታ ዘላታ ዓቕሚ እተንብበልና ዘላ፡ እዛ ውፍይቲ ብጸይትና ኢያ። ክሳብ ሕጂ ኸኣ በታ ኣብ ኢድና ዘላ ኢና እንሰርሕ ዘለና። ክቡር ሓው የማነ ገበረኣብ ካብኣ ዝበለጸት ወይ ዝበለጸ፡ ነባባይ ወይ ነባቢት ክትረኽበልና እንተኺኢልካ፡ ዋላ ቀረባ ሓፍትኻ ትኹን በዓልቲ ቤትካ፡ ወይ መማህርትኻ ጎሬበትካ ዘመድካ፡ ኣሎ ወይ ኣላ እትብሎ ስብ እንተሃልዩ፡ ማዕጾና ክፉት ኢዩ ሓው የማን ገብረኣብ። ሳሕል ፕረስ!!!
ንነብሰይ ዝሓታ ዝነበርኩ ሕቶ ድሕሪ ክንደይ ዓመታት ተመሊስለይ ።ንነብሰይ ንአስመራን ከባቢአን ከመይ ኢሎም ብዘይ ቶኽስን ዕግርግርን ሒዞማ ኢለ ንበይነይ ይሓትት ኔረ። አፍቲ ግዜ ቲ ተማሃሪት ኔረ ንእሽተይ ኮይነ ካብ ገዛውትና ተፈናቂልና ስለዝነበርና አፍቲ ክንአትወሉ ዝበልና ገዛ ኸአ ወታሃደር ደርግ ምእታው ስለ ዝኸልአና አብንአትዎ ጠፊእና ዕግሽግሽ ንብል ኔርና ምስ አደይን ሕዛል ንእሽቶ ሓፍተይን ደሓር ወተሃደራት ደርግ ብረቶም ንታሕቲ ደፊኦም ገፈፍ ገፈፍ ክብሉ ርኤዮም አብ ቃኘው ዝነበራ አንስቲ አፍቲ ንሕና ዝኸድናዮ ቦታ ክበኺያን ክጭነቃን ርኢና አደይ እንታዩ እዚ ነገር ትብል ነበረት ።ካብኡ እስከ ንስኺ ፈትኒዮ እንተእተወኪ ትብለኒሞ ደሓር እንዳ ኸድኩ ወዲ ገዛውትና ተጋደልቲ ተጋደልቲ ክብል ሰሚዐ ነደይ እንዳጎየኹ አብ እዝና ተጋደልቲ ኢሉ ኩስቶ ይብላሞ አደይ ንዕናይ ንገዛና ተመስገን እልልልልል በለት ከየረጋገጸት ደሓር ውጽእ ኢልና በቃ ኮምኡ ርኤ አይፈልጥን ዕልቅልቅ ኮይኑ ናይ ሓጎስ ዕልቅልቅ ። መልሲ አብ ዛ ናይ ሕጂ ሳሕል ፕረስ ረኺበያ የቀኔልና ❤❤❤ዓወት ንሓፋሽ ❤❤❤ ክብርን መጎስን ንስውአትና ❤❤❤
Nay bhaki natey hto win temelisa kemza natki
KBRIN MOGOSN n jeganu swuatna🇪🇷
@@tsega1290 አይገርመክን ክሳብ ክንደይ ንህዝቦምን ንቅርጽታትን ንኸየዕንው ዝገበርዎ ጥንቃቀን ፖው ተደኒቀስ ክመውት እቲ ክቡር ዝተሰውአ ግን ክሳብ ሕጂ ምውጻእ አቢኒ ካብ ሓንጎለይ
💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤