Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ብርሂን ማርያም አክሱም ፅዬን ትሐለካ ::
ጅግና ተጋዳላይ ብርሃነ ድምፂ ህዝቢ ትግራይ ።
ጅግና ተጋዳላይ ብርሃነ ድምፂ ህዝቢ ትግራይ ✊✊✊❤️💛❤️💛❤️💛
ብራሃነ ፅቡቕ ማረጃእዩ ትኽክልአውን አዩ
thanks for all your services
ብርሃነ ሓወይ እግዚአብሔር ዕድሜን ጥዕናን ይሃብካ።
ሓውና ብስራት እቲ ትገብሮ ዘለካ ሚድያ ቃልሲ የዒስ የብል ብጥልቀት በርተካ ስርሐሉ እዞም ’’ብባእዳውያን ተጋሩ’’ ተጋዳላይ ብርሃነ እውን በርቲካ ተቃለስ ሕዘቢ መንይዩ እቲ ጠላም ፈሊጡ ቃልሱ ኸብርክ ምእንታ፡፡
በርሂን ሐወይ ጀግና ተጠንቀቅ ትበልዖ ትሰትዬ ምስመን ከመትኸይድ ተጠንቀቅ
ሓደ ሓደሻዕ ብርሃን ትግራይ ብብርሃነ ልፍዓተይ ብልጭ ይብለካ።
ተጋዳላይ ብርሃነ ! ናይ ብሓቂ ንፉዕ ሰብ !
ትኽክል ብርሂን።
መረጃ ዝብል ኣምሓርኛ መረዳእታ ብዝብል ትግርኛ ይተካእ።
ሰራዊት ናብ ዘይኮነ ሓደጋ ከእትዉዎ እዮም ዝህዝቢ በተለይ ዝወዲ እዙይ መርዛም እዩ ተጋሩ ነንባዓሎም ከባልዖም ተልእኾ ዛሓዘን ዝተኸፈለን ይመስል
ብሰራት እንኮዕ ብሰላም መፃእኩም
ብዛዕባ ኤርትራ ዝንቡዕ ርዲኢት ኢዩ ዘለካ ። ሕጂ ውን ህዝቢ ትግራይ ምስ ህዝቢ ኤርትራ ብሓደ ብሰላም ክነብሩ ጸዓር።
Thank you brhane and bsirat ❤❤❤❤
ብሬ ቀፅለሉ
ከምዚ ሰብ ዚ ከም ጀዲድ ዝቅደድ ሰብዶ ይህሉ? ጨው አልባ ሰብ
thank you 2 jeganu🙏🥰🥰🥰
ጌጋ ትንተና ወይ ጌጋ ሓበሬታ'ዩ ድሕሪ ሕጂ ን ዋልቃይት ቦሎ ዞባ ምዕራብ በሎ ሓደ ወተሃደር ኤርትራ ዝመውት የሎን ኣዚ ብርሃነ ዝዛረቦ ዘሎ ጀነራላት ኤርትራ ሕርሻ ኣሎዎም ዝብል ፍጹም ጌጋ ሓበሬታ' ዩ ካብ ዘይረብሕ ዘረባታት ምዝራብ ህዝቢ ትግራይ ሰላም ክረክብ ዝምድኑኡ ምስ ኤርትራ ክምሓየሽ ስርሑ ብድሕርዚ ንሽዋ ገጽኩም ክትጥምቱ ደጀን ክህልዎ ህዝቢ ትግራይ ።
Berhin 🙏🏽❤️
ትግራይ ደም ደቅኽስያ መንብዒኪ ኾይኑ ኽንዲ መኹሐሊኺ አየ ዘመን አየ ግዜ ።
❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤ሰላማት ደቂ ዓበይቲ ፈጣሪ ይሐልውኩም
ብስራት ወንድሜ ኦቦ አቶ ምናምን አትበል ጀዋር አኮ ገዳይ አስገዳይ ነው ክብር አይገባውም
ኣብ ህወሓት ዘሎ ትንተናኻ ዝተጋገየ እዩ ብጭቡጥ አብ ኢትዮጵያ ብጣዕሚ ተፀላኢ እዩ ከምኡ እንዳበልኩም አይተዕሽዉ::
🖐🖐🖐💯💯💯Thank you
ሃለውለው ሓዲኩም ንህዝቢ ዝጠቅም ስርሑ።
ብርሂን ጅግና እዩ።
Thank you Dr Tegadalay Birhane…..
ሄወይት መከናይዘሽ ትግራይ
ጀጋኑ ❤❤❤
ተጋዳላይ ቡርሃነ ግርም ስራሕ
ብሬ ብርቱዕ ትግራዋይ
በርትዑ
May God bless you all, my dears🙏
ብሬ ብዛዕባ ጃዋር ብትኽክል ገሊፅካዮ
ብርሃነ የቐንየልና እታ ነቛፌታ ምቕባልካ ፅብቕቲ እያ።ናይ ጌታቸው ታሪኽ መን ይፅሕፎ ይህሉ? ክፀሓፍ ዝግበኦን ሓዱሽ ወለዶ ክመሃረሉ ስለዘለዎ።ብርሃነ እትፈልጦ እንተሊኡ።
Getachew Asefa Eko mister adebabay zewetse kulu felat iye aybelen. Birhane nai poltica beslet teterefeka eya. ❤❤❤❤
❤🎉
ብርሃነ ሓሳዊ ፎእ ዘይትግራዋይ!
ሓቂ ሰለ ዝተዛረበ ድዩ ዘወይ ትግራዋይ ዘብሎ ንሰኻ እንታይ ክትባሃል ኢኻ
ጌታቸው አሰፋ ማለት ቀጥን ዝበለ ሰብ አለኒ ትብሎም ሰባት ጌታቸው አሰፋ ኢዩ ቀጥን ቀጥን ዘበለ ኢዩ
Bire jigna❤❤❤
I disagree on some of that said, Johor, clearly said he is not intending to overthrow the government. He is looking an Oromo to Oromo transfer of power.
I admire your analyzing things in a perfect way keep up be always basied on truth okay
❤🎉🎉🎉
ብሬ ኣብ መቐለ ኣብዚ እዋን እዚ ዝስዕብ ዋጋ እዩዘሎ:ኮሚደረ=ካብ 30- ክሳብ 45ቀ,ሽንጉርቲ=ካብ 75 ክሳብ 95ስጋ ከብቲ ብኪሎ ካብ 650 ክሳብ 800 ብር
ብሬ ጀግና ቅኑዕ በዓል መትከል አየኳ ዝወደይ ግን ንነብስካም ተጠንቀቅ
እንታይ እሞ እዙይ ጭቡፅ ብተግባር ዝፈፀሙ ዘለዉ ካብ ሲኦል ዝበቀሉ ጨካናት ፀላእቲ ኣብ ልእሊ ሕዝቢ ትግራይ ዘይዛርይ ፅንተት ዝፍፅምዎ ዘለዉ ዕላማኦም ንምስካ እዩ፡፡ እዙይ ፀሓይ ዝወቅዖ ሓቂ እዩ፡፡እቲ ዝገርም ውሕዳት ‘’ብባእዳውያን ተጋሩ’’ ምንታይ ትግራይ ሕዝቢ ክሒዶም ኣብ ጎኖም ጨፍጨፍቲ ሰያጥን ሕዚ ተሰለፎም ትግራይ ይድርምስዋ ኣለዉ እንታይ ንምርካብ ንተባሂሉ ቀዳማይ ክቱር ዝገወደ ፅልኢ ኣብ ልዕሊ እቲ መሪሕ ውድብ ሕነ ዝፈድሉ ብዋጋ ሕዝቢ ትግራይ ዘይዛርይ ፅንተት ክቅፅል ብምግባር ምዃኑ ድንፅው ብዘኮነ እዚኦም ኣብ ፍፁም ክደት ዘለዉ ‘’ባእዳውያን ተጋሩ’’ ኣጀንዳኦም ሕቡእ ብደዛይን ዝሃፀፅዎ ስልጣን ምዕታር ተሳኺዒሎም ሕዚ ትግራይ ናይ ሰላሕታ ፅንተት ኣብ ፅፍፀመላ ኸሎ እምኒ መብድርባይ ይርኸቡ ምእተ ምንታይ ባእዳውያን ተጋሩ ምልከ ስርዓት ንምሕናፅ እዩ እቲ ቃልሲ ዝገብርዎ ዘለዉ ፡፡ ካልኣይ ሕዚ ብጭቡጥ ትሕቲ ቅርፂ ሃፍተ ገነት ትግራይ ብድዛይን ፈደራል ኣፅናታይ መንግስቲ ምጉሓል ንምዕናው ተፀሚዱ ኣብ ዘለሉ እዋን እዞም ውሕዳት ‘’ባእዳውያን ተጋሩ’’ ናይቶም ጫካናት ኣፅነቲ ኸደምቲ ኮኖም ትግራይ ሕዝቢ ናጥፍኡ ብቁራፅ ዓስቢ ናተዐሰቡ ንምባር እዩ እቲ ኣጀንዳ፡፡ እዙኦም ብድንቁርና ዝዐሰሎ ክቱር ፅልኢ ሓንገጡ ውሕዳት ኢታት ተጋሩ ገሊኦም ኣብዚ ዘርኢ ፅንተት ጦርነት ንምብዳሕ ጅግንነት ሰሪሖም ትግራይ ካብ ሙሉእ ቀጥታዊ ፅንተት ጠጠው ክብል እጃሞም ዘበርከቱ ኮኖም ሕዚ ኣብ ፍፁም ክኽደት ምእታዎም ዘድንፅው ኮኑ ኣሎ፡፡ እዙይ ግዕዘ ማዓዝን ከመይን ይድምሰስ ንዙይ ሓፂር መልሲ ዘየዳግም በትሪ ክዐርፎም ኸሎ ጥራይ እዩ፡፡ ምክንያቱ እቶም ጨካናት ፀላእቲ ኮነ ኢሎም ግዜ ወሲዶም ፖሊሲ ሓንፂፆም ብስትራተጂን ስልቲ ተሊሞም ድዛይን ቀስብቀስ ትግራይ ምፅናት ዝፍፅምዎ ዘለዉ ሕዚ ተልእኾ ዝፍፅሙ ዘለዉ ‘’ባእዳውያን ተጋሩ’’ እዮም ንምንታይ ተባሂሉ እቲ ሕዱር ክቱር ፅልኢ ንምርዋይ የማናይ ኢድ ኮኖም ዝሰርሑ ዘለዉ፡፡ ውሑዳት ‘’ባእዳውያን ተጋሩ’’ ኣሰላልፋ ቀይሮም ክእቱብ ትግራይ ኣብ ምጥፋእ ከረብረቡ ኣለዉ እዙይ ሰይጣናዊ ተግባር ጠጠው ክብል እንተኾኑ ቅልጡፍ ዘየዳግም ስጉምቲ ተተወሲድሎም ጥራይ እዩ፡፡ እዙይ ፀላእቲ ናይ ሚኢቲ ዓመት ትግራይ ምፅናት ንድፊ ሕዚ ‘’ብባእዳውያን ተጋሩ’’ ከይሓፅር እታ ንብሕጋ ነፀነታ ዝዐተረት ትግራይ ነበሪ ያነበረ ከይትኮን ከምቲ ሰይጣን ዲቆን ዳብኤል ዝፈረዶ መሊኡ ከይፍፀም ኹሉ ትግራዋይ ኩሉ ዓይነት ተቀናጀወ ጭቡጥ ቃልሲ ክገብር ግዶታ እዩ፡፡ ኣትም ኣብ ጫፍ መሪሕነት ጨቢጥኩም ትርከቡ ኣዝቲ ሰራዊት ትግራይ ስካብ ትሓቅ ድዩ ትፅበዩ ዘለኹም እስቲ ካብቲ ስሰዐ ንዋይ ናይ ምግባትን ንቲ ዘጥረክም ሃፍተገነት ንምድሓን ንቲ ጅግና ዝዝቢ ትግራይ ኣትካሓድዎ ናታትኩም ሃፍተ ገነት ካብ ጅግና ዝዝቢ ረዚን መስዋትን መጉዳእትን ዘትረፈኩም ኣይበልፅን፡፡ ኣነዊኮም ኣማእዲኩም ሕሰቡ ብስሚዒት ብኩትር ፅልኢ ናብ ደምበ ኣፅነቲ ኣይትነኸሩ ፡፡ እቲ ኣፅናቲ እንታይ እንታይ ከምዝገብሮኩም ጠፊኩም ድዩ ወይ እስካብ ዘጥፍዐኒ ነብሰኩም ምሕዳስ ድዩ እቲ ዓላማኩም ቅርቀኑ ዝወፀ መሬት ኣደዳ ውሕጅን ንፋስን ከምዝኮን እቲ ኣብ ልዕሊ መሬት ንክትነብሩ ዘፈቀደ ሕዝቢ ኢትዮጵያ ድዩ መድሕን ከኮኖኩም መድሕንኩም ሕዝቢ ትግረይ ጥራይ እዩ ፡፡ እቶም ‘’ባእዳውያን ተጋሩ’’ ምንም ዓይነት ሞራል ስብእና ዘይለገቦም በውልቀ ረብሃ ዝዐወሩ ምንነቶም ቀይሮም ከኖም ክነብሩ ዝቃለሱ ሓይልትት ትግራይ ትጠፍእ እበር አየድሕንዋን ፡፡ ንዘይ እዩ ትግራይ ሕዝቢ ክድሕን ኣለዋ ዝብል ትግራዋይ ብሚድያን ብካሊእ መቃለሲ መድረክ ፊትፊት ፖለቲካዎ ቃልሲ ኸብርክ ኣለዎ፡፡
Tebateku yehwatey
ስጋ አምስት መቶ እስከ ስምንት መቶ ነው ግን በትግራይ ህዝብ የኑሮ ውድነት ያዛዝናል እናንተ ግን በርቱ❤🎉
ከመይ ዝበለ ተንኮል እዩ
ጥር ትብል ገዛ እኳ የብሉይ ማንም ተጋዳላይ ኢዪ 05 ሳንቲም የብሉይ ዋላ በህዋቱ ብሰበይቱ አህዋትን ቀጥን ቀጥን ዝብለ ሰብ ኢዩ በዘይ ደመወዙ ጥራህ ገዙኡ ኳስ ጡኡይ ሶፋ የብሉይ ግርም ኢዩ ዝብለኒ ደሰሰሰሰሰሰሰ ዝብል አለና ንብሎ ትግራይ አለኒ ትብሎ ጌታቸው አሰፋ ኢዩ ፕሮፌሰርውን ኢዩ
Jewar is a business man
ብሬ ነብሲ መከየፍ እኮ ኢካ።ጀግና😘
Hizbi ereyrea has to pay what they have done in Tigray
ተጋደላ ተሰፋይ ተንተናካ ፅቡቅ እየ ካይኑከ ብናይትግራይ ቦለቲካ ኢተዮጵያ አፍሪካ ከሉ ያአምነሉ አለምም አትግራይ ዝነበረ ግእዝይና ቅጥፈት ምሰነፅህ እዮ ፃድቃን ጌታቻው ትምህርተ ልምምድ ልብዙህ ጊዜ ለለዎም እዮ ልምሉእ አፍሪአ ርእሲ ዘለዎም እየም
Hiwet
ሸሪቡ ዶ ሓቀይ መልሓሱ ይሕዞ ሎ
Dekiska dika rieikayo ? Getachew zeyikone bire eko eyu
❤❤❤❤
Berhane you are right don’t believe Jowar Mohamed
❤️💥❤️💥❤️💥❤️💥❤️💥❤️💥
ክመይ ዓይነት ሓሳዊ ኢኻ. ካብ ዝሓለፈ ኣይትሓፍርይ ንኢሳያስ ብርግፀኛ. እየ ምማቱ ካብ ውሽጢ ምንጭእኣለውኒ ክምዝሞተ ኣረጋጊፀ ክትብል ክለኻ. ትዝክርዶ ክማኻ ዝበለ ሓሳዊ ኣይተረአየን ቁዱድ
If Abi changes truly the constitution I think he can survive, he could be popular again.
Zemenawi ngisna teseyru eyu antum lequamts hizbi tigray neqihu eyu
እኔ አዲስ አበባ ነው የምኖረው አዲስ አበባ ፓፓዬ በ20 ብርለ 1 ኪሎ የለም ቲማቲም 80.00ሽንኩርት 1ኪሎ ከ80 - 100 እንደ ጥራቱ ይሸጣልትክክለኛ ዘገባ አይመስለኝምየሥጋ ዋጋም አዲስ አበባ ም 600.00 አይገኝም
መራሕቲ ህውሐት እዮም ዝሕተቱ ምክንያቱ ንጻድቃንን + ጌታቻው ብቅልጡፍ ዘይወግደሎም ምክንያት እንታይ እዩ ።
Dihur hasawi
Hasawi
ካልአዩ የባሃል ወዲ ሳምረ እዩ
ኣታ ኣብ ትግራይ ማዓት ሓቅታት እናሃለወ "" " '?
እዚ እዩ ጅግንነት ናይ ሻዕብያ ንኹላ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽሮም የእቴማ :
Wo wo wo, you are making false accusations ፋሕ ፋሕ ኣቢልካያ። Don’t put Eritrean generals on this for cheap political gain.
ብርሂን ጅግና መዘና ኣልቦ ኣዶ ወሊደ ትበል ከማኻ ዝበሉ ግዱሳት ተጋሩ እንተዝበዝሑ እኮ ትግራይ መቀለዲት ባንዳታት ኣይምኾነትን ኔራ።
ዘይ ትግረዊይ ጌታቸዉን ፃዲቃንን እዩም ንትግራይ ዘጢፊአ ዘሎ
😊
ስላም ብስራት ትግራይ ፕረስ ብርሃነ ንምንታይ እዩ አብዝሄዚ እዋ ን30 አመት ዘይተፀርሄ ሄጂ ንምንታ እዩ አልዕልዎ አድላይኮኑ ድዩ ወይ መዓርግ ምቁራህ እንታይ እዩ አድልዩ
ጁሐር ያመነ ብላሽ
Minnesota
Minnesota is the highest state where oromo people lives
Jewar yepolotica negade yesegnal
ዓንዛር
ኣይተ ብስራት 🔴 ጌታቸው ኣሰፋ ዳይሬክተር ጀነራል እምበር ብርጋዴር ጀነራል ኣይኮነን። ቅድሚ ምጽሓፍካ ንሓደ ደሓን ዝበሃል ሰብ ዘይትሓትት።
Derek wedeb dukom zeykones mojo eu
Boshbash
ዓለቕቲ ማለሊት ህውሓት ወያነን ፍንጫል መሰንገል ህውሓት ግዝያዊ ምምሕዳር መንግስቲ ትግራይ መራሕትን ደገፍቶምን ደመኛ ጸላኢ ህዝቢ ትግራይ ምዃኑ ህዝቢ ትግራይ ዛጊት ኣብዚ ሰዓት ነቲ ኣብ ልዕሊኡ ወሪድዎ ዘሎ ሕሰምን መከራን ጠንቂ መን ምዃኑ ዘይፈልጥ እንተ ድኣ ኮይኑ ፡እዚ ኣብ እዕሊኡ ወሪዱዎ ዘሎ ሕሰም ዘይቕንጠጥ ጾር ኮይኑ ክቕጽል ባዕሉ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ልዕሊኡ ነዚ ሕሰም ንክቕጽል ከምፍቃድ ይቑጸር።
Please turn off the background music.
አብይ ይመፀልካሎ ካብ ጌታቸው አብይ ተሃሸካ ንቶም ነፋጣት ጎተትኻ ምኸሮም
Johar is very opportunist, he was waiting until Abi is weak and he wants to continue the oromo power.
ናይ ጃዋር ስልቲ ኣብይ ኣብ ሓደጋ ምስ ምእታው ናይ ኦሮሞ ዕድል ንከይቅህም መበገሲ ገይሩ እዩ ዝንቀሳቀስ ዘሎ።
ክክክክ እዛ ወዲ ካብ ቅድም ክሳብ ሕጂሱቕ ኢሉ እዩ ዝቕደድ ጌታቸው ኣሰፋ ናይ እንተልጀንቲ ሊቕ እዩ ይብለና ኣሎ ህውሓት ካብ ኣራት ኪሎ ብደንጎላ ክሳብ ዝስጎግ ኣበይ ኔሩ ቕድሚ ጆኖሳይት ትግራይ ሻዕብያ ይኹን ኣምሓራ ፋኖ ተዳልዮም ክሳብ ዝመጹ ኣበይ ኔሩ ጌታቸው ኣሰፋ ንህዝቢ ናብዚ ደረጃ ዘውረ ፈራሕ ሰብ እዩ።
አብ ዝቆላ ማአት ሰብ እዩም ቀቲላም ከይዶም ጃሊ ማሪ ሐይሊ😮
አነ ዝገርመኒ አብይ አሕመድ ተፅነተና እና ኩሉ ነገር ተዓፀየና ጋና እዩ እኳ ። እቶም ቤሄራዊ ክዳዓት ዝፍፅሙ ዘለው ደቃሉ ብቂም ንቡዙሕ ዓመታት ፀኒሖም ሕጂ ባይታ ረኪቦም ብህዝብን መነአሰይን ትግራይ ይባጭው አለው እኒ ባዓል ጀነራል ፃርቃን ፣ ወዲ አሸብር ፣ ጆቤ ፣ ጌታቸው ፣ ሓው ስያ ፣ ህወሓት እንዲ ፈርስ እና ህዝብ እንዲባታተን ንጥቅሞም እና ንስልጣኖም ከጀኖሳይደር ዝፈፀሙሉና ናይ ኢ/ያ መራሕቲ ኮይኖም መሊሶም ወይ ተደሚሮም አብ ህዝቢ ትግራይ ፅንተት ንክፍፅሙ ፍርፍር ይብሉ አለው መነአሰይ ትግራይ ንቃሕ
ህወሓት ኣብ ውሽጡ ዝተጣበቑ ከፅሪ ዘይከኣለስ ንናይ ኢትዮጵያ ፀገም መፍትሒ ክተምፅእ ትኽእል?
ኣቲ ድምጺ ዘይተጥፍዎ ረቢሹና
100% agree with you ,Jowar is the Worst one he is very bad guy i don't trust him (he believes in Mincha )
Nire zanay Sigawaga astekakila
Jawar shumu dia eyyu Isamay ember, he isn't serious! Addio khistaneyti, sebeytu, Americawit Christian.
Nay bhaqi memehr
ሰላም ህዝቢ ትግራይ ብርሃነ ዘማሃላልፈሎ መረዳእታ ብትኽክል እዩ።ግ ም ት ተለኣእኽቲ ብልፅግና ኦሮሞ ኣብይ ኣህመድ ዝመርሆ እዮሞ
ክጅመር ኦሮሞ ኢኻምበር ስለ ትግራይ አይምከተካን
ብርሂን ማርያም አክሱም ፅዬን ትሐለካ ::
ጅግና ተጋዳላይ ብርሃነ ድምፂ ህዝቢ ትግራይ ።
ጅግና ተጋዳላይ ብርሃነ ድምፂ ህዝቢ ትግራይ ✊✊✊❤️💛❤️💛❤️💛
ብራሃነ ፅቡቕ ማረጃእዩ ትኽክልአውን አዩ
thanks for all your services
ብርሃነ ሓወይ እግዚአብሔር ዕድሜን ጥዕናን ይሃብካ።
ሓውና ብስራት እቲ ትገብሮ ዘለካ ሚድያ ቃልሲ የዒስ የብል ብጥልቀት በርተካ ስርሐሉ እዞም ’’ብባእዳውያን ተጋሩ’’ ተጋዳላይ ብርሃነ እውን በርቲካ ተቃለስ ሕዘቢ መንይዩ እቲ ጠላም ፈሊጡ ቃልሱ ኸብርክ ምእንታ፡፡
በርሂን ሐወይ ጀግና ተጠንቀቅ ትበልዖ ትሰትዬ ምስመን ከመትኸይድ ተጠንቀቅ
ሓደ ሓደሻዕ ብርሃን ትግራይ ብብርሃነ ልፍዓተይ ብልጭ ይብለካ።
ተጋዳላይ ብርሃነ ! ናይ ብሓቂ ንፉዕ ሰብ !
ትኽክል ብርሂን።
መረጃ ዝብል ኣምሓርኛ መረዳእታ ብዝብል ትግርኛ ይተካእ።
ሰራዊት ናብ ዘይኮነ ሓደጋ ከእትዉዎ እዮም ዝህዝቢ በተለይ ዝወዲ እዙይ መርዛም እዩ ተጋሩ ነንባዓሎም ከባልዖም ተልእኾ ዛሓዘን ዝተኸፈለን ይመስል
ብሰራት እንኮዕ ብሰላም መፃእኩም
ብዛዕባ ኤርትራ ዝንቡዕ ርዲኢት ኢዩ ዘለካ ። ሕጂ ውን ህዝቢ ትግራይ ምስ ህዝቢ ኤርትራ ብሓደ ብሰላም ክነብሩ ጸዓር።
Thank you brhane and bsirat ❤❤❤❤
ብሬ ቀፅለሉ
ከምዚ ሰብ ዚ ከም ጀዲድ ዝቅደድ ሰብዶ ይህሉ? ጨው አልባ ሰብ
thank you 2 jeganu🙏🥰🥰🥰
ጌጋ ትንተና ወይ ጌጋ ሓበሬታ'ዩ ድሕሪ ሕጂ ን ዋልቃይት ቦሎ ዞባ ምዕራብ በሎ ሓደ ወተሃደር ኤርትራ ዝመውት የሎን ኣዚ ብርሃነ ዝዛረቦ ዘሎ ጀነራላት ኤርትራ ሕርሻ ኣሎዎም ዝብል ፍጹም ጌጋ ሓበሬታ' ዩ ካብ ዘይረብሕ ዘረባታት ምዝራብ ህዝቢ ትግራይ ሰላም ክረክብ ዝምድኑኡ ምስ ኤርትራ ክምሓየሽ ስርሑ ብድሕርዚ ንሽዋ ገጽኩም ክትጥምቱ ደጀን ክህልዎ ህዝቢ ትግራይ ።
Berhin 🙏🏽❤️
ትግራይ ደም ደቅኽስያ መንብዒኪ ኾይኑ ኽንዲ መኹሐሊኺ አየ ዘመን አየ ግዜ ።
❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤ሰላማት
ደቂ ዓበይቲ ፈጣሪ ይሐልውኩም
ብስራት ወንድሜ ኦቦ አቶ ምናምን አትበል ጀዋር አኮ ገዳይ አስገዳይ ነው ክብር አይገባውም
ኣብ ህወሓት ዘሎ ትንተናኻ ዝተጋገየ እዩ ብጭቡጥ አብ ኢትዮጵያ ብጣዕሚ ተፀላ
ኢ እዩ ከምኡ እንዳበልኩም አይተዕሽዉ::
🖐🖐🖐💯💯💯Thank you
ሃለውለው ሓዲኩም ንህዝቢ ዝጠቅም ስርሑ።
ብርሂን ጅግና እዩ።
Thank you Dr Tegadalay Birhane…..
ሄወይት መከናይዘሽ ትግራይ
ጀጋኑ ❤❤❤
ተጋዳላይ ቡርሃነ ግርም ስራሕ
ብሬ ብርቱዕ ትግራዋይ
በርትዑ
May God bless you all, my dears🙏
ብሬ ብዛዕባ ጃዋር ብትኽክል ገሊፅካዮ
ብርሃነ የቐንየልና እታ ነቛፌታ ምቕባልካ ፅብቕቲ እያ።ናይ ጌታቸው ታሪኽ መን ይፅሕፎ ይህሉ? ክፀሓፍ ዝግበኦን ሓዱሽ ወለዶ ክመሃረሉ ስለዘለዎ።ብርሃነ እትፈልጦ እንተሊኡ።
Getachew Asefa Eko mister adebabay zewetse kulu felat iye aybelen. Birhane nai poltica beslet teterefeka eya. ❤❤❤❤
❤🎉
ብርሃነ ሓሳዊ ፎእ ዘይትግራዋይ!
ሓቂ ሰለ ዝተዛረበ ድዩ ዘወይ ትግራዋይ ዘብሎ ንሰኻ እንታይ ክትባሃል ኢኻ
ጌታቸው አሰፋ ማለት ቀጥን ዝበለ ሰብ አለኒ ትብሎም ሰባት ጌታቸው አሰፋ ኢዩ ቀጥን ቀጥን ዘበለ ኢዩ
Bire jigna❤❤❤
I disagree on some of that said, Johor, clearly said he is not intending to overthrow the government. He is looking an Oromo to Oromo transfer of power.
I admire your analyzing things in a perfect way keep up be always basied on truth okay
❤🎉🎉🎉
ብሬ ኣብ መቐለ ኣብዚ እዋን እዚ ዝስዕብ ዋጋ እዩዘሎ:
ኮሚደረ=ካብ 30- ክሳብ 45
ቀ,ሽንጉርቲ=ካብ 75 ክሳብ 95
ስጋ ከብቲ ብኪሎ ካብ 650 ክሳብ 800 ብር
ብሬ ጀግና ቅኑዕ በዓል መትከል አየኳ ዝወደይ ግን ንነብስካም ተጠንቀቅ
እንታይ እሞ እዙይ ጭቡፅ ብተግባር ዝፈፀሙ ዘለዉ ካብ ሲኦል ዝበቀሉ ጨካናት ፀላእቲ ኣብ ልእሊ ሕዝቢ ትግራይ ዘይዛርይ ፅንተት ዝፍፅምዎ ዘለዉ ዕላማኦም ንምስካ እዩ፡፡ እዙይ ፀሓይ ዝወቅዖ ሓቂ እዩ፡፡
እቲ ዝገርም ውሕዳት ‘’ብባእዳውያን ተጋሩ’’ ምንታይ ትግራይ ሕዝቢ ክሒዶም ኣብ ጎኖም ጨፍጨፍቲ ሰያጥን ሕዚ ተሰለፎም ትግራይ ይድርምስዋ ኣለዉ እንታይ ንምርካብ ንተባሂሉ
ቀዳማይ ክቱር ዝገወደ ፅልኢ ኣብ ልዕሊ እቲ መሪሕ ውድብ ሕነ ዝፈድሉ ብዋጋ ሕዝቢ ትግራይ ዘይዛርይ ፅንተት ክቅፅል ብምግባር ምዃኑ ድንፅው ብዘኮነ እዚኦም ኣብ ፍፁም ክደት ዘለዉ ‘’ባእዳውያን ተጋሩ’’ ኣጀንዳኦም ሕቡእ ብደዛይን ዝሃፀፅዎ ስልጣን ምዕታር ተሳኺዒሎም ሕዚ ትግራይ ናይ ሰላሕታ ፅንተት ኣብ ፅፍፀመላ ኸሎ እምኒ መብድርባይ ይርኸቡ ምእተ ምንታይ ባእዳውያን ተጋሩ ምልከ ስርዓት ንምሕናፅ እዩ እቲ ቃልሲ ዝገብርዎ ዘለዉ ፡፡
ካልኣይ ሕዚ ብጭቡጥ ትሕቲ ቅርፂ ሃፍተ ገነት ትግራይ ብድዛይን ፈደራል ኣፅናታይ መንግስቲ ምጉሓል ንምዕናው ተፀሚዱ ኣብ ዘለሉ እዋን እዞም ውሕዳት ‘’ባእዳውያን ተጋሩ’’ ናይቶም ጫካናት ኣፅነቲ ኸደምቲ ኮኖም ትግራይ ሕዝቢ ናጥፍኡ ብቁራፅ ዓስቢ ናተዐሰቡ ንምባር እዩ እቲ ኣጀንዳ፡፡
እዙኦም ብድንቁርና ዝዐሰሎ ክቱር ፅልኢ ሓንገጡ ውሕዳት ኢታት ተጋሩ ገሊኦም ኣብዚ ዘርኢ ፅንተት ጦርነት ንምብዳሕ ጅግንነት ሰሪሖም ትግራይ ካብ ሙሉእ ቀጥታዊ ፅንተት ጠጠው ክብል እጃሞም ዘበርከቱ ኮኖም ሕዚ ኣብ ፍፁም ክኽደት ምእታዎም ዘድንፅው ኮኑ ኣሎ፡፡ እዙይ ግዕዘ ማዓዝን ከመይን ይድምሰስ ንዙይ ሓፂር መልሲ ዘየዳግም በትሪ ክዐርፎም ኸሎ ጥራይ እዩ፡፡
ምክንያቱ እቶም ጨካናት ፀላእቲ ኮነ ኢሎም ግዜ ወሲዶም ፖሊሲ ሓንፂፆም ብስትራተጂን ስልቲ ተሊሞም ድዛይን ቀስብቀስ ትግራይ ምፅናት ዝፍፅምዎ ዘለዉ ሕዚ ተልእኾ ዝፍፅሙ ዘለዉ ‘’ባእዳውያን ተጋሩ’’ እዮም ንምንታይ ተባሂሉ እቲ ሕዱር ክቱር ፅልኢ ንምርዋይ የማናይ ኢድ ኮኖም ዝሰርሑ ዘለዉ፡፡ ውሑዳት ‘’ባእዳውያን ተጋሩ’’ ኣሰላልፋ ቀይሮም ክእቱብ ትግራይ ኣብ ምጥፋእ ከረብረቡ ኣለዉ እዙይ ሰይጣናዊ ተግባር ጠጠው ክብል እንተኾኑ ቅልጡፍ ዘየዳግም ስጉምቲ ተተወሲድሎም ጥራይ እዩ፡፡ እዙይ ፀላእቲ ናይ ሚኢቲ ዓመት ትግራይ ምፅናት ንድፊ ሕዚ ‘’ብባእዳውያን ተጋሩ’’ ከይሓፅር እታ ንብሕጋ ነፀነታ ዝዐተረት ትግራይ ነበሪ ያነበረ ከይትኮን ከምቲ ሰይጣን ዲቆን ዳብኤል ዝፈረዶ መሊኡ ከይፍፀም ኹሉ ትግራዋይ ኩሉ ዓይነት ተቀናጀወ ጭቡጥ ቃልሲ ክገብር ግዶታ እዩ፡፡ ኣትም ኣብ ጫፍ መሪሕነት ጨቢጥኩም ትርከቡ ኣዝቲ ሰራዊት ትግራይ ስካብ ትሓቅ ድዩ ትፅበዩ ዘለኹም እስቲ ካብቲ ስሰዐ ንዋይ ናይ ምግባትን ንቲ ዘጥረክም ሃፍተገነት ንምድሓን ንቲ ጅግና ዝዝቢ ትግራይ ኣትካሓድዎ ናታትኩም ሃፍተ ገነት ካብ ጅግና ዝዝቢ ረዚን መስዋትን መጉዳእትን ዘትረፈኩም ኣይበልፅን፡፡ ኣነዊኮም ኣማእዲኩም ሕሰቡ ብስሚዒት ብኩትር ፅልኢ ናብ ደምበ ኣፅነቲ ኣይትነኸሩ ፡፡ እቲ ኣፅናቲ እንታይ እንታይ ከምዝገብሮኩም ጠፊኩም ድዩ ወይ እስካብ ዘጥፍዐኒ ነብሰኩም ምሕዳስ ድዩ እቲ ዓላማኩም ቅርቀኑ ዝወፀ መሬት ኣደዳ ውሕጅን ንፋስን ከምዝኮን እቲ ኣብ ልዕሊ መሬት ንክትነብሩ ዘፈቀደ ሕዝቢ ኢትዮጵያ ድዩ መድሕን ከኮኖኩም መድሕንኩም ሕዝቢ ትግረይ ጥራይ እዩ ፡፡
እቶም ‘’ባእዳውያን ተጋሩ’’ ምንም ዓይነት ሞራል ስብእና ዘይለገቦም በውልቀ ረብሃ ዝዐወሩ ምንነቶም ቀይሮም ከኖም ክነብሩ ዝቃለሱ ሓይልትት ትግራይ ትጠፍእ እበር አየድሕንዋን ፡፡ ንዘይ እዩ ትግራይ ሕዝቢ ክድሕን ኣለዋ ዝብል ትግራዋይ ብሚድያን ብካሊእ መቃለሲ መድረክ ፊትፊት ፖለቲካዎ ቃልሲ ኸብርክ ኣለዎ፡፡
Tebateku yehwatey
ስጋ አምስት መቶ እስከ ስምንት መቶ ነው ግን በትግራይ ህዝብ የኑሮ ውድነት ያዛዝናል እናንተ ግን በርቱ❤🎉
ከመይ ዝበለ ተንኮል እዩ
ጥር ትብል ገዛ እኳ የብሉይ ማንም ተጋዳላይ ኢዪ 05 ሳንቲም የብሉይ ዋላ በህዋቱ ብሰበይቱ አህዋትን ቀጥን ቀጥን ዝብለ ሰብ ኢዩ በዘይ ደመወዙ ጥራህ ገዙኡ ኳስ ጡኡይ ሶፋ የብሉይ ግርም ኢዩ ዝብለኒ ደሰሰሰሰሰሰሰ ዝብል አለና ንብሎ ትግራይ አለኒ ትብሎ ጌታቸው አሰፋ ኢዩ ፕሮፌሰርውን ኢዩ
Jewar is a business man
ብሬ ነብሲ መከየፍ እኮ ኢካ።ጀግና😘
Hizbi ereyrea has to pay what they have done in Tigray
ተጋደላ ተሰፋይ ተንተናካ ፅቡቅ እየ ካይኑከ ብናይትግራይ ቦለቲካ ኢተዮጵያ አፍሪካ ከሉ ያአምነሉ አለምም አትግራይ ዝነበረ ግእዝይና ቅጥፈት ምሰነፅህ እዮ ፃድቃን ጌታቻው ትምህርተ ልምምድ ልብዙህ ጊዜ ለለዎም እዮ ልምሉእ አፍሪአ ርእሲ ዘለዎም እየም
Hiwet
ሸሪቡ ዶ ሓቀይ መልሓሱ ይሕዞ ሎ
Dekiska dika rieikayo ? Getachew zeyikone bire eko eyu
❤❤❤❤
Berhane you are right don’t believe Jowar Mohamed
❤️💥❤️💥❤️💥❤️💥❤️💥❤️💥
ክመይ ዓይነት ሓሳዊ ኢኻ. ካብ ዝሓለፈ ኣይትሓፍርይ ንኢሳያስ ብርግፀኛ. እየ ምማቱ ካብ ውሽጢ ምንጭእኣለውኒ ክምዝሞተ ኣረጋጊፀ ክትብል ክለኻ. ትዝክርዶ ክማኻ ዝበለ ሓሳዊ ኣይተረአየን ቁዱድ
If Abi changes truly the constitution I think he can survive, he could be popular again.
Zemenawi ngisna teseyru eyu antum lequamts hizbi tigray neqihu eyu
እኔ አዲስ አበባ ነው የምኖረው አዲስ አበባ
ፓፓዬ በ20 ብርለ 1 ኪሎ የለም
ቲማቲም 80.00
ሽንኩርት 1ኪሎ ከ80 - 100 እንደ ጥራቱ ይሸጣል
ትክክለኛ ዘገባ አይመስለኝም
የሥጋ ዋጋም አዲስ አበባ ም 600.00 አይገኝም
መራሕቲ ህውሐት እዮም ዝሕተቱ ምክንያቱ ንጻድቃንን + ጌታቻው ብቅልጡፍ ዘይወግደሎም ምክንያት እንታይ እዩ ።
Dihur hasawi
Hasawi
ካልአዩ የባሃል ወዲ ሳምረ እዩ
ኣታ ኣብ ትግራይ ማዓት ሓቅታት እናሃለወ "" " '?
እዚ እዩ ጅግንነት ናይ ሻዕብያ ንኹላ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽሮም የእቴማ :
Wo wo wo, you are making false accusations ፋሕ ፋሕ ኣቢልካያ። Don’t put Eritrean generals on this for cheap political gain.
ብርሂን ጅግና መዘና ኣልቦ ኣዶ ወሊደ ትበል ከማኻ ዝበሉ ግዱሳት ተጋሩ እንተዝበዝሑ እኮ ትግራይ መቀለዲት ባንዳታት ኣይምኾነትን ኔራ።
ዘይ ትግረዊይ ጌታቸዉን ፃዲቃንን እዩም ንትግራይ ዘጢፊአ ዘሎ
😊
ስላም ብስራት ትግራይ ፕረስ ብርሃነ ንምንታይ እዩ አብዝሄዚ እዋ ን30 አመት ዘይተፀርሄ ሄጂ ንምንታ እዩ አልዕልዎ አድላይኮኑ ድዩ ወይ መዓርግ ምቁራህ እንታይ እዩ አድልዩ
ጁሐር ያመነ ብላሽ
Minnesota
Minnesota is the highest state where oromo people lives
Jewar yepolotica negade yesegnal
ዓንዛር
ኣይተ ብስራት 🔴 ጌታቸው ኣሰፋ ዳይሬክተር ጀነራል እምበር ብርጋዴር ጀነራል ኣይኮነን። ቅድሚ ምጽሓፍካ ንሓደ ደሓን ዝበሃል ሰብ ዘይትሓትት።
Derek wedeb dukom zeykones mojo eu
Boshbash
ዓለቕቲ ማለሊት ህውሓት ወያነን ፍንጫል መሰንገል ህውሓት ግዝያዊ ምምሕዳር መንግስቲ ትግራይ መራሕትን ደገፍቶምን ደመኛ ጸላኢ ህዝቢ ትግራይ ምዃኑ ህዝቢ ትግራይ ዛጊት ኣብዚ ሰዓት ነቲ ኣብ ልዕሊኡ ወሪድዎ ዘሎ ሕሰምን መከራን ጠንቂ መን ምዃኑ ዘይፈልጥ እንተ ድኣ ኮይኑ ፡እዚ ኣብ እዕሊኡ ወሪዱዎ ዘሎ ሕሰም ዘይቕንጠጥ ጾር ኮይኑ ክቕጽል ባዕሉ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ልዕሊኡ ነዚ ሕሰም ንክቕጽል ከምፍቃድ ይቑጸር።
Please turn off the background music.
አብይ ይመፀልካሎ ካብ ጌታቸው አብይ ተሃሸካ ንቶም ነፋጣት ጎተትኻ ምኸሮም
Johar is very opportunist, he was waiting until Abi is weak and he wants to continue the oromo power.
ናይ ጃዋር ስልቲ ኣብይ ኣብ ሓደጋ ምስ ምእታው ናይ ኦሮሞ ዕድል ንከይቅህም መበገሲ ገይሩ እዩ ዝንቀሳቀስ ዘሎ።
ክክክክ እዛ ወዲ ካብ ቅድም ክሳብ ሕጂሱቕ ኢሉ እዩ ዝቕደድ ጌታቸው ኣሰፋ ናይ እንተልጀንቲ ሊቕ እዩ ይብለና ኣሎ ህውሓት ካብ ኣራት ኪሎ ብደንጎላ ክሳብ ዝስጎግ ኣበይ ኔሩ ቕድሚ ጆኖሳይት ትግራይ ሻዕብያ ይኹን ኣምሓራ ፋኖ ተዳልዮም ክሳብ ዝመጹ ኣበይ ኔሩ ጌታቸው ኣሰፋ ንህዝቢ ናብዚ ደረጃ ዘውረ ፈራሕ ሰብ እዩ።
አብ ዝቆላ ማአት ሰብ እዩም ቀቲላም ከይዶም ጃሊ ማሪ ሐይሊ😮
አነ ዝገርመኒ አብይ አሕመድ ተፅነተና እና ኩሉ ነገር ተዓፀየና ጋና እዩ እኳ ። እቶም ቤሄራዊ ክዳዓት ዝፍፅሙ ዘለው ደቃሉ ብቂም ንቡዙሕ ዓመታት ፀኒሖም ሕጂ ባይታ ረኪቦም ብህዝብን መነአሰይን ትግራይ ይባጭው አለው እኒ ባዓል ጀነራል ፃርቃን ፣ ወዲ አሸብር ፣ ጆቤ ፣ ጌታቸው ፣ ሓው ስያ ፣ ህወሓት እንዲ ፈርስ እና ህዝብ እንዲባታተን ንጥቅሞም እና ንስልጣኖም ከጀኖሳይደር ዝፈፀሙሉና ናይ ኢ/ያ መራሕቲ ኮይኖም መሊሶም ወይ ተደሚሮም አብ ህዝቢ ትግራይ ፅንተት ንክፍፅሙ ፍርፍር ይብሉ አለው መነአሰይ ትግራይ ንቃሕ
ህወሓት ኣብ ውሽጡ ዝተጣበቑ ከፅሪ ዘይከኣለስ ንናይ ኢትዮጵያ ፀገም መፍትሒ ክተምፅእ ትኽእል?
ኣቲ ድምጺ ዘይተጥፍዎ ረቢሹና
100% agree with you ,Jowar is the Worst one he is very bad guy i don't trust him (he believes in Mincha )
Nire zanay Sigawaga astekakila
Jawar shumu dia eyyu Isamay ember, he isn't serious!
Addio khistaneyti, sebeytu, Americawit Christian.
Nay bhaqi memehr
ሰላም ህዝቢ ትግራይ ብርሃነ ዘማሃላልፈሎ መረዳእታ ብትኽክል እዩ።ግ ም ት ተለኣእኽቲ ብልፅግና ኦሮሞ ኣብይ ኣህመድ ዝመርሆ እዮሞ
ክጅመር ኦሮሞ ኢኻምበር ስለ ትግራይ አይምከተካን