Kale hiwet yesemalina kemaka yibizihu tebat ab haki tetew zibelu very clear message without any politics anything very clear eritrean tewahedo Orthodox message kabzi zinixier message mis merdeietu yelen emo mis evidence nezi haki hizna knikeyid kea nikuluna yihagizena excellent job memhir weldab keep up good work! Very nice teachinf with clear message naybehaki!
Qual hiwot yesmaalna. Well said, very clear. I use to go to their church, but thank God I have seen with my own eyes some of their price having a gathering ( they called it reunion)with a group of protestant 15 years ago, since then I never stopped questioning their agenda.
ቃለ ሂወት የስማዓልና ኩቡር መምህር ወልዳኣብ ሓወይ እግዚኣብሔር ዓስቢ ቅዱሳን ይሓብካ እዚኣቶም ንሕና ጥፊና ሒዝናዮም ንጥፋ ኢዪም ዝብሉ ዘሎዉ ኣጂካ ተባዓ ከም ስማእታት ኩን።
ቃል ሂወት የስመዓልና ሓውና መምህር ወልደኣብ፡ እግዚኣብሄር ጸጋኡ የብዘሓልካ። ነዚ ከምዚ ዝበለ ክሕደት ደው ኢልና ኢና ብመጽሓፍ ቅዱስ ክንምጉቶ ዘለና።
ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር መምህር
እግዚአብሔር ኣምላክ ብዕድመን ብጥዒናን ይሓልወልና
እግዚአብሔር ኣምላክ ኣይ እሞነትና የፅነዐና
መምህር ወልደኣብ ሓውና ጸግኡ የብዘሓልካ ነቶም በዚመንገዲ ንዝኸዱ የሕዋትና እግዚአብሔር ዓይነ ልቦነኦም ይኽፈተሎም ቃለ ሂወት የስምዓልና ።
ኣሜናሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና መምህር ወልድኣብ ጹቡቅ ትምህርቲ ኣብቲ ናይ ቀደምካ ተምህርቲመጀመርታ ዝጀመርካሉ ተመለስ ከምዚ ዩ ዝምሕረልካ
ጸጋ የብዝሕ ሓውና ኣምላኽ ሓቀኛ ሰላም ይሃበና፡ ኣሕዋት ብፍላይ ጌጋ ኣሎ ኢልኩም ትጽሕፉ ዘለኹም ኣይናይ ከም ዝዓቢ ነስተውዕል ማለት ናይ ስላሴ ምፍልላይ ንጎይታ ናብ ኣማላድነት ምምጻእ ድዩ ክንዲ ሰላም በሊጹ እቲ ሰላም ከ ነዚ ሒዙ እንዳ ኸደስ ብኸመይ ሰላም ትብሉ ንዑ ብምስትውዓል ንጎዓዝ!
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና መምህርና ወልደኣብ ሓዉና ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልካ ኣጆካ በርትዕ
ናይ በሓቂ ቃለ ሂወት የስመዓልና መምህር ወልድደኣብ ሓወይ
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ኦርቶዶክሳዊ ናይ ነፍሲ ምግቢ ኢዩ፡ ግልጺ ዝኮነ
ቃለ ህይወት የስመአልና
ጸጋ አብ ርዕሲ ጸጋ የአድልካ🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልካ መምህሪይ ናይ ባሓቂ ደስ ትምህርቲ ✅️✅️✅️✅️✅️✅️✅️✅️🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰❤️❤️🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
መምህር ወልደኣብ ሓዉና ኣዝዩ ደስ ዝብል መምብርሂ እግዚአብሔር ኣብዚሑ ጸግጹ የብዛሕልካ ።
ሰላም ነዓካ ኩቡር ሰባኺ ወንጌል ወልደ አብ አምላክ ጸጋኡ የብዝሓልካ ፡
ቃል ሂወት የስምዓልና እግዚአብሔር ጸግእ የብዝሐካ ❤
Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna kubur Memhrna,
Ane da misiom endye zgebreka nere yqreta gbereley
መምህር ወልደኣብ እመብርሃን ምሳኻ ትኹን
ኣጆኻ ሓደራ 10ግዜ ሓደራ ንፍሽለት መናፍቃንን
ትኽክለኛ ትምርቲ ኦርቶዶክስ ምምሃን ድሕር ከይትብል
አግዛቢሄር ኣምላኽ መመሊሹ ጸጐኡ የብዛሓልካ ።
ቃል ሂወት መም ወልድኣብ ።
" ሰብ ክፈልጥ ኣለዎ - ፈሊጡ ክውስን መሰሉ ዩ - እዞም ተታሊሎም ዝከዱ ግና የደንግጹካ ።
Kale hiwet yesmealna weldeab hawna. Amlak ab menfesawnetka brtaen xneatn ab nabraka dma selam yhabelna.
ኣሜን ቃለ ሕይወት የስመዓልና ክቡር ሓውና፡ እግዚኣብሔር ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልካ፡፡ ወይ ጉድ እንታይ ዝገበረ ህዝቢ ዩ ሒዞሞ ዝጠፍኡ ዘለዉ፡ኣቤት ኣምላኽና ነዞም ከምዚኦም ሰባት መራሕቲ ህይማኖት ኢና በሃልቲ ፈሊና ክንክእል ዓይነልቦናና ክፈት፡ ክቡር ሓውና ከኣ ንዓና ክጥዕመና ከማኹም ዝበለ ይብዝሓልና ነዞም ከምዚኦም ዝበሉ ሰባት ብዝግባእ መሰረት መጽሓፍ ቅዱስ ዝገበረ እቲ ቅኑዕ ዝኾነ ትምህርቲ ቤተክርስትያና ትምህሩን ትምልሱን እግዚኣብሔር ዘመን ኣገልግሎትኩም ባሪኹ ጸግኡ ይብዝሕ፡፡
ሰላም ወልደኣብ ሓወይ
እታ መጽሓፍ ኣበይ ንረኽባ
ተሃድሶ ምዃኖም ካብ ቃሎም ሰሚዕንስዮ
ንፈልጥምን።
GBU Weldeab Hawey, this is so helpful ❣
ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልካ ክብር ሓዉና እቲ ፅሑፍ ግን ብዙሕ ንፁር አይኮነይ እና ንቀፃሊ እንተ ተነፅረልና ክብር ሓዉና ተዘይ አሸጊርካ ❤
Amen kale hiwet yesmalna
ሓውና ወልዲት ቃለ ህይወት የስምዓልና፡እቲ ዝገረመኒ ግን ንካልእ ሃለውለው ዩቱበራት ክስማዕ ኣዒንቲ ኩልና ክጽበያ እንዳሓደራ ነዚ ዘኣክል ቅኑዕ ቃል ተዓዛቢ ክውሕድ ከይገረመኒ ኣይተረፈን ምስትውዓሉ ይልኣኽ ።
እግዚኣብሔር ምስትውዓል የሃበና እዛ ቅድስቲ እምነትና ብህግደፍን ብመናፍቃንን እካ ሰላም ስኢና
ሰላም ወልደኣብ ሰላም እግዜኣብሄር ምሳኻ ይኹን ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ንሃይማኖትና ንኸባላሽዉ ዘይጽሕትርዎ የብሎምን ፡
Egziabher agolgulotka ybark
ኣይሓፍሩን እኮ እዮም!!!! ቀጽሎ ሞኽሲ!! ክብረት ይሃበልና!!!
Kale hiwet yesemalina kemaka yibizihu tebat ab haki tetew zibelu very clear message without any politics anything very clear eritrean tewahedo Orthodox message kabzi zinixier message mis merdeietu yelen emo mis evidence nezi haki hizna knikeyid kea nikuluna yihagizena excellent job memhir weldab keep up good work! Very nice teachinf with clear message naybehaki!
ብሓቂ ሓውና ወልደኣብ ቃል ህይወት የስመዓልና❤❤❤
Selam Weldeab hawuna ab 25:58 zela eske degimka smaya ekaa . beaflto dyu kemhu elka weys bzey aflto . melsi kxbe ye .
Kale hiwet yemealna. Very informative. Ab video 25:05 zela John 6:26 zeykonet ab John 16:26 eya terekeb
ብጹዕ ወቅዱስ ኣቡነ እጦንዮስ ,ኣቦ ትህትና፡ ኣቦ
ፍቅሪ ,ኣቦ ጽንዓት ፡ኣቦ እምነት፡ እስካ መምህር ወልደኣብ፡ንሕዝቢ ኤርትራ ትፈላልዎ ዘለኩም
ሓሳዳትን ጠላማትን ኢኩም ቅዱስ ዝኩነ ሕዝቢ ፍላልኩሞ ፡ጽንዓት ዘየብልካ
ናይ በሓቅይ ዝሓወይ እግዝኣብሕር ናብ ልቦም ይምለሶም
ብፖሎቲኻ ዝዓወረ ልቢ ብዝዕባ ሃይማኖት ምኽሓድ ንዑዑ ቀሊል ነገር እዩ ! ምንፍቅንኦም ፖሎቲካዊ ሽፋን ጌሮም የስፋሕፍሕዎ ኣለው።
ቃል ሂወት የስመዓልና ወልደ ኣብ ሓወይ።
ቃለ ሕይወት የስምዓልና። ኣጆኻ በርትዕ
ቃለ ሂወት የስመዓልና ሓውና ወልዳኣብ ።ጸግኡ የብዝሓልካ እግዝኣብሄር!! እቶም ንጻረፍ ዘለና ክኣ እዝግኣብሄር ይቅረ ይበለልና እምበር ሓቅን ቅኑዕ ትምህርትን ምሃብ በረኸት እምበር ፡ትዕቢትን ህልኽን ኮይኑ ኣይፈልጥን ።
ቃል ሂወት የስምዓልና ሓውና
ቃለሂወት የስመዓልና ወልደኣብ ሓዉና።
ኣብዚ ኣሕዋት ከነስተውዕሎ ዘለና ንመጽሓፍ ቅዱስ ዲና ክንሰምዕ ዘለና ወይስ ነቲ ጌጋ ትምህርቶም እቶም ንወልደኣብ ትዳፈር ኣለኻ ትብልዎ ዘለኹም ነቲ ጌጋ ትምህርቶም እዩ ዘቃልዕ ዘሎ እቶም ከይፈለጥና ንዛረብ ዘለና ቅድም እግዚኣብሄር ብመጽሓፍ ቅዱሱ ጌሩ ዝዛረበና ዘሎ ንስመዓዮ ካብኡ ክርደኣና እዩ።
እቶም እንዳፈለጥና ንዛረብ ከኣ ንነብስና ጥራይ ኢና ነታልል ዘለና ደጊምና ንሕሰብ ጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ንሃዋርያ ቅዱስ ጳውሎስ እንታይ ኢሉዎ ነይሩ ሳውል ሳውል በሊሕ ነገር እንተረገጽካ ንነብስኻ ጥራይ እዩ ዝኸፍኣካ ኢሉዎ ነይሩ ስለዚ ንነብስና ኣብ ጌጋ መንገዲ ከይንወስዳ ንሕሰብ።
ብጣዕሚ ኢኽ ተሕዝነኒ ምኽንያቱ ኩሉ ትምርትኻን ፍልጠትካን ሰይጣን ብትዕቢትን ህልኽን ገሩ ናብ ጠቅሙ ኣውዒልዎ
Ezi wedi b’taemi u zehzneka
ኣሜን
ቃለ ሂወት የስምዓልና መምህር ወልደአብ ሐውና አምላኽ ጸግኡ የብዝሐልካ.❤❤❤❤❤❤❤
Qual hiwot yesmaalna. Well said, very clear. I use to go to their church, but thank God I have seen with my own eyes some of their price having a gathering ( they called it reunion)with a group of protestant 15 years ago, since then I never stopped questioning their agenda.
Amen Amen Amen
Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna kbur memhrey, nay agolgulot zemenka ybarek 🙏🙏🙏
ቃል ሂወት የስማዓልና መምህረይ ኣብ ልብና ይሕድሮ❤
Ere egzeo mahrahane entay ainet kahdti nay arios eyom ab weldi menfesu kidus hade eyom
Amen(3) qale hiwet yesmaalna weldaab hawina. Egziabiher tsegiu yebzahalka. Nay agelgilot zemenka yibarek. Yeqenyelna
ሉኡል እግዜአብሀር በተክርስቲያናን ህዝብና ሓሉ
Kale hewet yesmalna memhirey ajoka da zahawey ember nayzeomus nibeynu eu.ite political haymanotin felalu zey felit seb ka yehzineka.
ዕርቂ የይሰማምዖ ብዙሕዩ በረከት ብፅአን ኣቦታትና ኣብነ ሽነዳን ኣብነ መቀርዮስን ይሕደረና እንተ መምህር ወለደኣብ ግን ካብቶም ዘድንቆምን በሊሕን መምህር እኻ ነርካ እንተ ለሚ ግን ኣይግድን
ሰላም ክቡር ሓውና ንመምህር ወልዳኣብ በቲ ዝምህሮ ኣድኒቅካዩ ብሓቂ ጽቡቅ ተረዲእኻ ።ሕጂ ድኣ ነዚ ንጹር መግለጺ ብቪድዮን ብጥቕስን ዝተሰነየ ከመይ ጌሩ'ዩ ምርዳእ ኣቢካ?
ሃዲእኻ ደጋጊምካ ስምዓዮ ካብቲ ብሉጽ ትምህርቲ ሓውና ወልድኣብ ከይትእለ ይላብወካ ርሑስ ዓመት ንኩልና።
ቃልሂወት የስመኣልና ሓውና ወልደኣብ 🙏🙏🙏 ዝገርመኒ ነዚ ትምህርቲ ዝከታተሎ ውሑድ ሰብ አዩ. ግና ኩላትና የሕዋት ሸር ሸር ሸር ንበሎ ንኹሉ ክበጽሖ. ምኽንያቱ መዓልቶም ኣኺሉ አዩ ተቓልኦም ሕጂስ ::
ከምቲ ጎይታ ዝመሃረና ዝገብሩዎ አይፈልጡን ኢዮም እሞ ይቅረ በለሎም ሰጣን ስገድ እንተባለ አይሰግድን ይስገደኒ ደአ ኢሉ ምክኒያቱ አነ ፈላጥ ኢየ ኢሉ አበየ ኢዚኦም ድማ ምሁር ኢየ ነዓይ ኢሞኑ ኢሎም ኢዮም ዝከዱ ዘለዉ እዝግዮ መሓረና ክርስቶስ3
Erki endhr tebahilus menti fekri elka menti hzbi elka keman selam tgebr. Newih gzie tezeraribom nzwesenwo dea entay ndhri kembehadish. Mhret ygber Goyta
Beatami nexur meredaeta hawna 🙏
Kale hiwet yesmalena kubur memeher Weldab ane benatka temehrti tehebo melsi egret yesmani nay agelgelot zebneka yebarek Egzabiher edmen tinan yehabka keselo haki meskirka dekiska tehader
ምሕረት የውርደልካ አንታ ለዛይ ህግደር ኮለ ል ክትብል ንበር መስካቶም እሱራት የውርደልካ
ቃለሕይወት የስመዓልና መም ወልደኣብ ሓወይ።
ብፖለቲካ ኢዮም ተሰማሚዖም እምበር ብሃይማኖት ኣይመስለንን።
መብዛሕቲኡ ሰብ ከኣ ብፖለቲካዊ መርገጺኦም እምበር ብሃይማኖት ኣይኮነን ዝስዕቦም ዘሎ።
ስለዚ ንስኻ ነዚ ኣረዲእካ ነቲ ሰብ ከተውጸኦ ክርስቲያናዊ ግዴታ ኣለካ መም ወልደኣብ ሓወይ።
Temesgen Amlak kemaka tebae memhr slezhabena xegiu yebzahalka
Amen amen amen kale hiwet yesmealna
Amen Amen Amen ❤❤❤!
❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏👏👏👏
Egzabeher xegiu yebzahalka hawey 🙏⛪🙏⛪🙏
❤❤❤
Amen Amen Amen 🙏 qale hiwet yesmalna Xegu yebzahalka amlak
ቃለ ሂወት የስመዓልና
Qal hiwet yesmalna amen🙏
ወንጌል ዮሓንስ 16 ÷ 26
ክቡር ወልድኣብ ቃለሂወት የስመዓለይ : ትብሎ ዘለኻ 100% ጽቡቅ ኣለኻ :: ግና ንሕና ሰባት ከም ዝኾና ኣይ ንዘንግዕ ፍጹም ሰብ የለን እዞም ሰባት ድማ ብመጽሓፍ ጌርካ ኢኻ ትረትዖም እንበር ነቶም ብወገን ብጹእ ኣቦና መቃርዮስ ዘለው ኣቦታት ንኽምለሱ ብጸሎት ክንሕግዞም ኢዩ ዘለና እንበር ነው በሎም ነው በሎም ክንብል ስራሕ ክርስትና ኣይኮነን :: እቲ ጌጋታት ዝሰበኽዎን ዝጸሓፍዎ መጻሕፍትን እቲ ብናይ ግብጺ ስርዓትን ትምህርትን ዝጥቀምሉ ዝጸንሑ ንኽድምስስዎ ሕጂ ውን ብጸሎትን በቲ ቅኑዕ ትምህርቲ ጌርካ ምዝርራብ እዮ እቲ ዝበለጸ : ንኣብነት:- ናይ ሃገርና ኤረትራ እውን ምስ ዝኹሉ ፍልልይ ኮለና ኢና ምስ ግብጺ ሓቢርና ዘለና እዚ ኸ ክሕደት ኣይኮነን ? ቅኑዕ
ፍርዲ ንፍረድ :: ኣምላኽ ንህዝብናን ንቤተክርስትያናን ንሃገርናን ይሓልወልና ኣሜን::
ግምብጺ 66 መጸሓፍቲ 2) ክሩስቶስ ኣማላዲ 3 ናብ ወልድን መንፈስ ቅዲስን ክንልምን ኣይግበኣናን ይብሉ ድዮም፡? እዚአን መልሰለይ ኢኻ እባ
ምስ ግብጺ ኣብ ዶግማ ፍልልይ የብልናን ምስ ዞም ኣቦታት ግን ናይ ዶግማ እዩ ፍልልይና
ቃለ ሕይወት የስምዓልና በረከቱን ጸጉን የብዘሕስልኩም
ብመጀምርያ ሰላምታይ የቅርብለካ ክቡር መምህር ወልድኣብ ሓውና ሰለቲ ነቲ ክውንነት ሓቅነት ቤተክርስትያንና ክትብ እትገብሮ ጽዓሪ ክምስገን ዝግባእ ኢዩ ነገር ግን ኣነ ሓደ ሕቶ ኣለኒ እዚ ኩሉ ናይዞም ኣቦትታ ኣቅሪብካዮ ዘለካ ሓሳባት ወይ ቢሂላት ቅድሚ ዕርቂ እበር ድሕሪ ዕርቂ ዝበልዎ ኣይኮነን ነዚ ኩሉ ቀደም ዝበልዎን ዝከድሉ ዝነበሩ ኣካይዳ ገድፎም ናብ ዕርቂ ኢዮም ኣትዮም እሞ ብከመይ ወይ እታይ ዝተረክበ ሓድሽ ነገር ስለ ዘሎ ኢካ በቲ ቀደም ዝበልዎ ዝብካታቶም ገይርካ ሕጂ ተቅርቦ ዘለካ ክሳብ ሕጂ ኣብቲ ናይ ቀዶም ሓሳብና ኢና ዘልና ዝበልዎ ነገር ኣሎ ድዩ ምክንያቱ ኣነ ነዚ ነገር እዚ ሓድጎም ከምዝተዓረቁ ኢየ ዝፈልጥ እሞ ንናይ ሕሉፍ ትምህርቶም ገይርካ ታሃድሶ ኢዮም ምባልካ ኣይበርሃለን ኣሎ ምክንያቱ እዚ ስብከታት እዚ ከምዝገድፍዎ ከምዝተኣረምሉ ኢዩ ቦቦትታይ ተነግረ ሶ ናይ ሕሉፍን ህልዉን ኮነታትም ምግንዛብ ጽቡቅ ኢዩ ይብል ብዘሎ እተተዛረብና ጽቡቅ ኢዩ ንኩሉ ድማ ብሩህ ይኮንርሉ የቀንየለይ
ቃለ ሂወት የስምዓልና ክቡር ሓው
ካብቶም ጳፕሳት ካህናት ዳቆናት -- መማህራን እንዲኹም በርቲዕኩም ዘለኹም
ንኩላትና ምውዋሃድ የድለና ኣሎ
ኣነ ክሓትት
1 ፡መጽሓፍ ስላሴ መኣስ ተጻሒፉ መን ጽሕፍዎ?
2'መልከኣ ስላሴ መን ጽሒፍዎ መን ደሪስዎ?
3፥ስእሊ ስላሴ ምግባር መኣስ ጀሚሩ ?መን ከ ሲእልዎ?
ከምቲ ስእሊ ቅድስቲ ማርያም ወንጀላዊ ሉቃስ ንብሎ።❤
4፥ ተሃድሶ ክንብል ከለና ከ ጉባኤ ከይ ገበርካ ሊቃውንቲ እዚ እዩ ትምርትኩም ከይበለት ባዕልካ ከም ዚ ካ ትምህር ሞ ተሃድሶ እንዳበልካ ምፍላይ ነታ ቤተ ክርስትያን ምድኻም ከይ ከውን ይብል ወገነይ፡
ምክንያቱ ኣብ ኤርትራ ንመሓደር ስሑት ትምህርቲ ዝመሓሩ ኣለው ክሳብ ህጂ ተሃድሶ ዝብል ስም ኣይተዋሃቡን ፡ነቶም በኦም ዘይመሓደሩ ግን ስም እንዳ ለፈጥካ ነርሕቆም ኣለና፡ ጉባኤ ንቅያ ኤፈሶን ክግበር ንጽዓር ይብል ወገነይ ❤
ኣንታ ሎቁማጽ ህግደፍ መንደፍ
ነቲ ተቃዋማይ ብሃይማኖት ተሃድሶ ነቲ ዓለም ትግራዋይ እንዳ በልኩም ፈላሊክሞ ኢኩም። ሎሚ ዝሰምዓኩም የለን።
በርትዕ
ኦይይይይ ሕጅስ ሃለፍታ ጌርልካ
ሃለውለው ኣብዚሕካ
ዘረባኻ ኩሉ ጽልእን ህልኽን ዘለዎ መሲሉ
ጫፍ ሒዝካ ከየመዛዘንካ ንምንቃፍ ትጎዪ
እንታይ ንምባል ኢዮም ኣብ ክንዲ ምባል ነቲ ቃል ጥራይ ብምስትብሃል ብኔጋቲቭ ጥራይ ትሪኦ።
ኩለን ክፋላት ይሰምዐን እየ ዘለኹ
ዝተለኣኽካ ኢኻ ትመስል
ዘረባኻ ይቀያየር ኣሎ
ኣቦ ቅንኢ
ህልኽን ሕርቃንን ኣለካ ወልድኣብ ካብዚ ሂወት ወጺኻ ናይ ጽሞና ግዜ ይሃልኻ። እዚ ትገብሮ ዘለኻ ካብ ውሽጥኻ ኣሚንካሉ ኣይኮንካን ኣብዚ ህብረት ቦታን ኣድህቦን ስለ ዝሳኣንካ ኢኻ። ብሰንኪ ህልካ ልዕሊ ኩሉ ሰብ ዝነበርካ ኩሉ ገዲፍካ ድሕሪ ሰብ ተሪፍካ፤ ህጂ ውን ተራጋጋእ ሱቅ ኢልካ ልጓሙ ከም ዝበተኸ ፈረስ ኣይትጋልብ።
ሓወይ ብሩኽ እቲ ንስላሴ ምፍልላይን ንጌታ ናብ ኣማላድነት ኣምጺኻ ምፍልላይ ምጽራፍ ይሓይሽ ማለትካ ድዩ😢
@@ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ አይበልኩን ከምኡ ኢሎም ዝኻሓዱላ ብቅድሚት ኮነ ብድሕሪት ከይቆረጸ የምጻያ። እዚ እንዳ ቆራረጽካ ሰብ ምግጋይ ይግደፎ።
አታ ሐውና ንስኻ ኢኻ አብ ህልኽ ዘለኻ.ንሱ ግን ብርድኢት እቲ ናይ እምነትና ፍልልይ ይነግረና አሎ.እንታይ ዘሕርቕ አለካ ??ዳሐር ድማ ቅድሚ ሰብ ዝነበርካ ድሕሪት ተሪፍካ ዲኻ ዝበልካ. ናይ ዝበዛሕካ አይኮነን አብታ ሐቀኛ ክርስትያን እምነትና ጸኒዕና ወላ 10 ሰብ ንትረፍ አብአ የጽንዓና.ብዶክተራት ትምራሕ ቤተክርስትያን እንተደሊኻ ግን እንሆ ፈረስ እንሆ ሜዳ.አምላከ ዓይነልቦናኻ ይኽፈተልካ.አሜን!!!!!!!!!!
ወልድኣብ ንስካ ኣብ ትሕቲ ቅዱስ ሲኖዶስ ኤርትራ ተማእዚዝኻ ዲኻ ትከይድ ዋላስ ?
መንጎ መንጎ ኣብ ክልቲኡ ይኸይድ ይብል ሰሚዐዮ ነይረ
@@azmeraasgedom1205 ኦይይ እንታይ ኮይኑ ደኣ ነቲዮም ደቂ መቃርዮስ ይቃወሞም ናብኦም ዝከይድ እንተኮይኑ
ኣየ ወልድኣብ ሕማቕ ሰብ ንጸይቂ ሕማቕ ክዳን ንጠይቂ ይብሉ ወለዲ ንስካ ክኣ ኣንጻር ሰላም እካ ትጽሕትር ዘለካ ናበይ ገጹ እዩ😂
ሕጂ በሓቂ ዲኻ ንስኻ ወልደኣብ ኣንጻር ሰላም ትብሎ ዘለኻ ከመይ ድዩ ሰላም ዝበሃል ? ሰላም እኮ ብሓቂን ብቁንዕን ተኾነ እንበር ብኸውል ኸውል ዝኸውን ሰላም ኣይኮነን
ኣታ ብሩኽ ሓወይ ኣነስ ገሪሙኒ ብሓቂ ዲኻ ንወልደኣብ ኣንጻር ሰላም ትብሎ ዘለኻ እንበር ከ ዘስተውዕል የእምሮ ኣለካ ዩ ? ወልደኣብ ነቲ ሰሕተት ትምህርቲ ብመጽሓፍ ቅዱስ መሰረት ግጉይ ተበለ መን ዩ ተጋግዩ ምሕረት የውርደልካ
😂
ኣንታ ኩቡር ሓወይ ኣስተዉዕል ኣቢልካ ካብ ወገነይ ወገንካ ጸግዐይ ጸግዕኻ ወጺካ ካብ ትዒቢት ወጺካ ብፍርሓት ስምዓዮ እሞ ሽዑ ክርዳካ እዩ። ን ኣብነት ሲ እዚ ኣብዚ ፕሮፋይልካ ገርካዮ ዘለኻ ናይ ኣግእዝት ኣለም ቅድስት ስላሴ ስእሊ ናይ ጎንደር እዩ ይቡሉኻ ኣለዉ ትሃድሶ። እዚ ሓደ ካብቲ ብዙሕ ስሕተቶም እዩ። ንስኻ ግን ትኣምነሉ ኣለኻ። ስለዚ በበይንኹም ኣለኹም። ግዜኻ ሰዊእካ ስምዓዮ ኩቡር ሓወይ
ኣንታ ክቡር ሓወይ ንስላሴ እንዳ ጸረፍካ ንጎይታ ናብ ኣማላድነት እንዳ ኣምጻኻ ምጽራፍ ስለ ይሓይሽ ማለትካ ድዩ ካብ ሰላም፡ ስሉስ ቅዱስን ብሰለስትነቱ ክርስቶስ ዘይሰመሮን ከ ሰላም ድዩ?
አታ እታይ ወራዱና ንስዋ ሳውያ ክትብሉ እበር ፈላሊኹምና አዋይ
ሓወይ ንባዕል ብህልኽን ትዕቢትን ተባዒጥካ ኣለኻ ነብስኻ ፈትሽ
ልብኻ ክፈት ሓወይ ንስኻ ኢኻ ተጋጊኻ ዘለኻ ምስኪናይ ብሓሶት ኣይትፍረድ
እንታይ እዩ ጌግኡ እስኪ ንገረና ።
ኣዝመራ ክብርቲ ሓብትና ብክርስቶስ መተዓይይትና ነታ ተስፋ ወራሲት መታን ክትኮኒ:ካብ ስፍራኪ ልቂቅኪ ከትኮኒ ኣዚና ብፍቅሪ ክርስቶስ ንፈርሓልኪኣለና ክብዚ ዝጥዕም ኦቶድክሳዊ ትምህርቲ የለን ኢለ እየ ዝኣምን::
ልብካ ክፈት ሕወይ ዲኪ እልክዮ:እቲ ልቢ ኩሉ ፈሊጡ ዝምርምር ጎይታ ልዳት ልብና ይክፈተልና ኣሜን::
ኣብዛ ዝመሃራ ግጋ ረኪብኪ እንተ ኮይንኪ ግዳ ኣምጵእልና
😢😢😢😢😢brkti haftey asteweili xen elki semie
እግዚአብሔር ናብ ልብኪ ይመልስኪ ዋላ ሓንቲ ገጋ የብሉን
ብትዕቢት ክትንፋሕ ደሊካ ዕቡይ ወልደኣብ መን ከማይ ዘይትገድፎ
ነቦታት ትጸርፍ ኣለካ? ንስለ ዕቃበ እምነትናን ሓድነትናን መጻኢ ወለዶ ኢሎም ሰላምን ፍቅርን ገሮም ኢልካ ጸርፍን ዘለፋን ግደፎ እንተ ኪልካ ተሓወሶ
እንተዘይኮይኑ ግን ህዝቢ ኣትፈላሊ እግዚኣብሄር ባዕሉ ይፍረደና 🙏
Tdgfo dika konka nezi mnfqna anta hawey seb kdhn enber edme yhabo nbel nmemhr weldeab haki mzrab tebit koynu ayfeltn eyu gn astewel
ኣንታ ሓወይ ሃይማኖት ትፈላሊ ኣቦታት ትጸርፍ ትብል ኣለኻ ቅሩብ እባ ፍርሓት ኣምላኽ ይሃልወና ንጽሕፎ ነስተብህል😢፡ ንሶም ዝገብርዎ ዘለዉ ድዩ ቀሊሉ ንስላሴ ካብ ምፍልላይን ምጽራፍን ንላዕሊ እንታይ ኣሎ ኢዩ በጃኻ ብምስትውዓል ንኺድ😢።
ብመጀመርያ ሰላም ነዓካ ክቡር ሓው !
ንሱ ንዕርቅን ሰላምን ፍቅርን ኣይኮነን ዝቃወም ዘሎ ነቲ ትምህርቶም እዩ ኦርቶደክሳዊ ኣይኮነን ዝብል ዘሎ, ነቲ ንሶም ዝኣምንሉን ዝከድዎ ጌጋ ትምህርቲ ሓደ ብሓደ ይግልጸልና ኣሎ! ነቲ ጌጋ ጌጋ ምባል ትዕቢት እንተ ኮይኑ ትጋገ ኣለካ ዘሓወይ
እንታይ ትዕቢት ዳ ብመጽሓፍ እንድዩ ዝዛረበካ ዘሎ
አታ ትእቢት 'ስ ኣበይ ኣላ በል ጉድኩም ስለ ዘቃልኦ ኣስተውእል ቡሩኽ ሓወይ 🙏
ኣነ ብጣዕሚ ሓዚነልካ ሓቂ ከተምስል ብዝዕባ ወጽዓ ኣቡነ እንጠንዮስ ትምድር ኔርካ ሕጂ ክኣ ተመሊስካ ትፋእኻ ክትልሕስ ምጅማርካ ብጣዕሚ ሓዚነልካ ፡ካልእ መምህር ዶ ገለ ዶ ካበይ ዘምጽኦ ምምህርና ኢዩ።በላዒ ክልተ ስጋ ምበልኩኻ ኣነ ብወገነይ ንሲኖዶስ እንዳጸረፍካ ኣብ ቅዳሴኦም ይሳተፍ ኢየ ኣብ ናይ ኣቡነሺኖዳ ይሳተፍ ኢየ በዚ ክኣ ትሃድሶ ክትብሎም ጀሚርካ እንታይ ኢዩ እምነትካ እኮ ጠፊእና ሎምስ እዚ ዓሻ ድፍረት ኢዩ ነብስኻ ፍለጥ በጃኻ ።እቶም ሲኖዶስ ናይ ኤርትራ ከማን ደፊሮም ነዚ ትብሎ ዘለኻ ኣይበልዎን ሕጊ ጥሒስኩም እንዳበልካ ሕጊ ዘይምኽታልካ ይገርም ኢዩ ብዝኾነ ምሕረት የዉርደልካ።
ሸቃጢ ኢኻ ዓዲ ኮተለኽ ንዳተቀመጥካ ንኾተለኽ ንፖሮታንትሰ ከተናኣእሰ ዘይሓፈርካ ሎቅማጽ ኢኻ ነዚ ዓቅሉ ዝጸበቦ መንእሰይ ዝተጻረፍካ ሎኽመኛ ሃይማኖት ዝፈልጥ ምሰ ዉጹዕ ኢዩ.
አታ ሐውና በስመአብ በል እንታይ ዘጻርፍ አለካ .እቲ ሐቂ ስለዝነገረ ድዩ.ሐቂ ሐቂ አያ.!!!!!!!!!
@@safiyasafiya5671 እዚ ለማጽ መልሓሰ እንዳ ተጠቀመ. ካልኦት ሃይማኖት ከዋርድ ገንዘበም እንዳበልዐ ሆላንድ ኦርተደኩሰ ኣይኮኑን ኦርተደኩሰ እንተደልዩ መሰኮ ይኺድ ለኽባጥ ኢዩ.
አታ ሐውና በስመአብ በል ሕጅውን ሱቅ ኢልካ ተመሃር ተዘይኮነ ንባዕልኻ ተሃድሶ ኢኻ ማለት እዩ.
@@safiyasafiya5671 ኣነ ተሃድሶ ዝበሃል ሃይማኖት ኣይፈልጥን ኢዩ. ተሃድሶ ኡሰርቤት ወተሃደራዊ ይፈልጥ. ከምበዓልዚ መምህርካ ሰደት ከምጸጋ ዝተቀበለ ገንዘብ ንምእራይ ዝትቀመሉ ኢዩ. ዘይተማህረ ሰብ ቃል ሂወት የሰመዓና ይብል. ከማኻ ማለት ኢዩ.ቁኑዕ ሃይመነታዊ እንተኾይኑ ኣብ ዓዱ ዘየገልግል.
@@tsegayweldeghebriel7461 ጌጋ ይኽልአለይ እምበር ንባዕልኻውን ገንዘብ ክተአሪ አብ ስደት ኢኻ ዘለኻ .ዳሐር ካአ እቲ ንሱ ዝምህረና ደሎ ትምህርቲ ብመንፈስ ቁዱስ አብ ደምና ዝአተወ ስለ ዝኮነ ብዘይ ወላሐ ጥርጥር ቂቡል እዩ ሐዲሽ ስብከት አይሰማዕኩሉን ነቲ ወለድና እናመሃሩና ዘዕበዩና እዩ ዝደግመልና ደሎ. ስለዚ እወ ሰሚዔ ተረዲኤ ቃለ ሂወት የስምዓልና ኢለ ይቅበሎ.ከምዚ ከማኻ ምስ ዝመጸ ሐድሽ ንፋስ አይነፍስን እየ.ናብ ልብኻ ተመለስ!!!!!;
ንስካ ህግደፍ ዝሰልጠነካ ኢካ።
😂😂😂😂😂😂😂
B’taemi
ቃለ ሂወት የስማዓልና ኩቡር መምህር ወልዳኣብ ሓወይ እግዚኣብሔር ዓስቢ ቅዱሳን ይሓብካ እዚኣቶም ንሕና ጥፊና ሒዝናዮም ንጥፋ ኢዪም ዝብሉ ዘሎዉ ኣጂካ ተባዓ ከም ስማእታት ኩን።
❤❤❤