እዋናዊ መግለፂ ሳልሳይ ወያነ ትግራይ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 23 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 11

  • @MulugetaGebre-uc5mf
    @MulugetaGebre-uc5mf 15 днів тому +2

    ናይ 3ይ ወያነ መግለፂ እዋናዊ ን ቀዳምነትን ዝሓዘ ሕቶ ትግራይ ን ህዝቢ ትግራይን እዩ 3 ይ ወያነ ትግራይ ዘላቶ ኩነታት አፀቢቖም ዝተረደኣ ውድብ ኮይኑ ረኺበዯ

  • @hageretigray-m5c
    @hageretigray-m5c 15 днів тому +1

    3ይ ወያነ ፅቡቅ ግን ግዝያዊ ምምሕዳር ናይ ብልፅግና ተልአአኺን መሬት ትግራይ ንፀላእቲ አሕሊፉ ዝሃበ ኢዩ ይውረድ ዝብል ሰላማዊ ፀውዑና !!!!!!!

  • @hageretigray-m5c
    @hageretigray-m5c 15 днів тому +1

    3ይ ወያነ ጎበዛት 1ይ ሕቶ መሬትና ምምላስ ተመዛበልቲ ናብ ቦትኦም
    ምምላስ ናይ ቀዳምነት ቀዳምነት ኢዩ
    ግን ብሰላማዊ ሰልፊ ግበርዎ ብመግለፂ አይፍታሕን!!!!!!!!

  • @anehadegtitetsba5054
    @anehadegtitetsba5054 15 днів тому +3

    ህዝብና ብሰንኪ እቲ ከዳዕ ፃድቃን ኣብ ስቃይ ይነብር ኣሎ !!

    • @danielhalefom5922
      @danielhalefom5922 15 днів тому

      Correction both TPLF leadership must go there is no different..we need Tigray to believe in the new generation who fought for independent of Tigray

  • @CalebAbera-b1o
    @CalebAbera-b1o 15 днів тому

    3ይ ወያነ ስሚዒት ዳያስፖራ ጽቡቕ ጌርኩም ዝተረረዳእኩሞ ትመስሉ ።
    ንስልጣን ዝጎይ ትግራዋይ አየድሌናን
    ስልጣን ምስ ትሰርሕ ብዘይ ሕቶ ብዘይ ተጻብኦ ባዕሉ ህዝብኻ እዩ ዝሽልመካ ።
    ከም ብዓል ዉናት ከም ብዓል ግምት ከይትኾኑ ።
    መፊትሒ ትግራይ ዋላ ምስ ሸይጣን ሐቢርካ ንጥቅሚ ብሄርካ መሪትካ ንምዉሐስ ብ እትገብርዋ ህዝቢ አብ ጎንኹም አሎ ቀጽልሉ!!!

  • @azaziyohannes8873
    @azaziyohannes8873 15 днів тому

    ኣይ ክልል ትግራይ እንዳ ሃለው ለው ለ ለ ውውውውውው ለው ለው!!!

  • @dawiteliffe9027
    @dawiteliffe9027 15 днів тому

    እዚ ዓለቕቲ ማለሊት ህውሓት ወያነን ፍንጫል መሰንገል ህውሓት ግዝያዊ ምምሕዳር መንግስቲ ትግራይ መራሕትን ደገፍቶምን ደመኛ ጸላኢ ህዝቢ ትግራይ ምዃኑ ህዝቢ ትግራይ ዛጊት ኣብዚ ሰዓት ነቲ ኣብ ልዕሊኡ ወሪድዎ ዘሎ ሕሰምን መከራን ጠንቂ መን ምዃኑ ዘይፈልጥ እንተ ድኣ ኮይኑ ፡ ኣብ እዕሊኡ ወሪዱዎ ዘሎ ሕሰም ዘይቕንጠጥ ጾር ኮይኑ ክቕጽል ባዕሉ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ልዕሊኡ ነዚ ሕሰም ንክቕጽል ከምፍቃድ ይቑጸር።

  • @danielhalefom5922
    @danielhalefom5922 15 днів тому

    3rd woya. Should work with other opposition politicians like independence of Tigray and others

  • @GideyBerhanu
    @GideyBerhanu 15 днів тому +1

    ኣሉላ ሃይሉ ሓቂኻ እኻ :: እቲ ተማዛባሊ ሰላማዊ ሰልፊ ኣውፅእዎ

  • @zera1464
    @zera1464 15 днів тому

    Aye tegaru too much talking brings nothing