Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
❤❤❤❤ኣገንዑ ኣናብስ
Jeganu 3weyane👍👍👍👍👍💛❤️💛❤️
Ajokum terere beloo
ብጣዕሚ መሕዘኒ እዩ ትግራይ ዓድና ኩሉ ናመፀ መግለፂ ጥራሕ ዝህበላ ዓዲ ኮይና ተሪፋ ሓደ ንህዝቢ ሓሲቡ ዝቃለስ ሰብ ዘይብላ ኮይና ተሪፋ ኩሎም ውድባት ከንቱ ናይ ዘረባ ሰባት ጥራይ መሕፈሮ ኢኹም
👍👍👍👍👍
Great point!!!
Great job
ዝገርም አዩ
ንፋዓት ዘም ናተይ ኣብ ጎንኩም ኣለና ቀፅሉሉ ኢኩም ዞም ደቂ ደርግ ዳሓን ማዓልቲ ኣሎ ኣብ ናይዚኦም ዝመርሕዎ ግዜ ዘይረአናዮ ውርደት ሕሰረት የለን ኣምላክ ኣቦይ ዳኣ መዋፅእቲ ይፍጠረልና እንበይ
ብጣዕሚ ኣገዳሲ ሓበሬታ ኩለን ውዱባትን ህዝቢን ክፈልጦ ዝግባእ ሽርሒ ምቋም ኣማኻሪ ካውንስል ።
ጎበዝ መንእሰይ። I think the better way out for Tigray is to completely avoid the TIA. Period!
Not TIA. TPLF must go
@kesatebrhanhaile3730 The agenda they are pressing is not about TPLF. Plus, the current leadership of tplf need change. Tplf will never be.
@BirhaneTeklu-q4d what do you mean? 99% of TIA is TPLF, who is the main culprit for thr loss of Tigreans. TPLF must go as soon as possible and the revolution must be led by the youth!
Kemzi teketsilu HGDF ab tigray knriey ena😭😭😭😭😭
ትግራዋይ ዝኮንካ ካልእ ሞግዚት ኣብይ ክምስርቱ ሕርዲግ ይብል ኣሎ ግምት ስለዚ ቀልጢፍካ ኣትኮንን በል ሽርሒ ጸላእቲ ኣቀዲምካ ምብርዓን ተወዲብካ ተቃለስ።
እታ ሓቂ ንቲ ዝፈረሰ ቤት ምክሪ ትግራይ ምጥያሽ እዩ ሓላፍነቱ ከኣ ከምቲ ንቡር ዝግምግም ዘዉርድ ዝሸይም ብዛዕባ ክልሉ ዝዉስን ክኮን ኣለዎ ዉድብ ሳወት ሓቂ ሒዙ ምቅላስ ጀሚሩ ኣሎ ንደግፎ ካብዚ ወጻእ ካልእ ምርጫ መጥፊኡና እዩ።
Apolitical Party should be like 3ይ weyene.
ኣናብስ ሕጂ ግርም ኣቃልዕዎ ደኣ እዚ ናይ ቂመኛ ጻድቃን ስራሕ ኢዩ።
ናይ ሸቀጥ ዝኾና ውድባት አብ ማእኸል ከተማ ኾይነን ንህዝቢ ዘፅሚማ ናይ ኸተማ ሸፋቱ
ናይተግባር ቤትምኽሪ ናይምውሳን ዓቅሚ ዘለዎ ክኸውን ክኽእል አለዎ። ግን ኻብ ብደገ ኾይካ መግለፂ ምሃብ አታኻ ምቅላስ ትዛሓሸ እዩ። ስለዚ አቲኹም ህዋሓት ትባሃል ሃጎሪማ ኽተግሉስልና ንትስፎ
Iway tegaru anta ayribribun dyom zereba bi zereba tray koinom talking talking brings nothing.
ሳወት ንምንታይ እዩ ህዝቢ ሰ/ምዕራብ ብኬሚካል ሕወሓት እናጸነተ ሱክ ኢልኩም። ናብቲ ዞባ ከይድኩም እባ ኣጻርዩኩም ንህብኩም ኣፍሉጡ