ATV: መግለጺ ጀነራል ታደሰ ወረደ - ም/ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 28 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 85

  • @Men1109
    @Men1109 23 дні тому +15

    ቱሩጉም ዘይብሉ መግለጺ ፍታሕ ገዲፍካስ ጠንቂ

  • @legessegebrekristos8088
    @legessegebrekristos8088 23 дні тому +10

    ንምንታይ ናይቱ ሰራዊት ቅዋም ንህዝቢ ትግራይ ዘይትነግርዎ?

  • @yafetdaniel8251
    @yafetdaniel8251 23 дні тому +10

    ወዲ ወረደ ትርጉም፡ዘይብሉ ሰብ 2 ዓመት ሓንቲ ዘረባ ይደጊም

  • @fthi3585
    @fthi3585 23 дні тому +10

    ብሐቂ መስፍን ሐጎስ ንህዝቢ ትግራይ ይብድሎ እል ኾለል ኾይኑ ህዝቢ ትግራይ ተጠንቀቅ ኻብ ዞም ንኽብዶም ዝሐድሩ አጋንንቲ ባንዳታት ኽይትብላዕ አስተውዕል ሽግርኻ ባዕልኻ ፍታሕ ህልውና ኻ ሐድነትኻ እዩ መፍታሒ ሽግርኻ ኽም ቀደምኻ እምበር እዚኦም ናብ አቢይ አሕመድ ልኡዃት ኽብሉዑኻ እዬም

  • @TTG-t3k
    @TTG-t3k 23 дні тому +6

    እዋይ ኮለል TDF ሕርር ኢሎም ብአኻ !!

  • @user-bg5ox7cn9l
    @user-bg5ox7cn9l 23 дні тому +7

    You should resign

  • @Azeb1782
    @Azeb1782 23 дні тому +5

    ሚንያ ኮለል ህዝቢ ትግራይ ናብ መረበቱ ምሎስዎ ሓቂ ንገርዎ ።
    በዕል ገታቸውው ገበንገይሮም አለዉ ኩሉ ውክልና ናይ ብልፅግና ብብሩህ ዝሬየሉ ዘሎ ግዜ ስለዚ ዲዲር ገዲፍኩም አድሕንዎ ነዚ አጆኻ አንዳ በልኩም ክንደይ መነሰያት አጥፊአኩም ምስ ቅኑኦ ጠጠው መፍትሒ ዘሕዝን !!!!😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @user-bg5ox7cn9l
    @user-bg5ox7cn9l 23 дні тому +5

    You are responsible what happening in Tigray

  • @anbessa6836
    @anbessa6836 23 дні тому +2

    No one understands your point except yourself. General MEGBE HAILE has to take over your position.For the sake of Tigray people.

  • @tsehayekidanemariam8306
    @tsehayekidanemariam8306 23 дні тому +3

    Please come to solution, we know all the problems.

  • @HaylayHaylaysheraro
    @HaylayHaylaysheraro 23 дні тому +2

    ኖ አክሸን

  • @legessegebrekristos8088
    @legessegebrekristos8088 23 дні тому +6

    ሰላማዊ ሰልፊ ከይግበር ምስ ወሰንኩም ንምንታይ ንናይ ግምት ደገፍቲ ፈቒድኩሙሎም?

  • @chuchechuche1335
    @chuchechuche1335 23 дні тому +7

    እዚ ወዲ ወረደ ዝብሎ ዘሎ ናቱ ሓሳባት ድዩ ወይስ ናይ ሰራዊይ ትግራይ?? ኣና ናቱ ሓሳባት እየ ዝብል: ናቱ እንተኮይኑ ካኣ ጠንቂ ናይዚ ሽግር ናይ 6ግራይ ወዲ ወረደ እዩ።እዚ ጉዳይ ኣብ ሞንጎ ግምትን ሕዋሓትን ምኳኑ እዩ ዝዛረብ ዘሎ: እዚ ግን ጌጋ እዩ።

  • @legessegebrekristos8088
    @legessegebrekristos8088 23 дні тому +4

    እሞ ዝኸድዑ የለዉን ድዮም? እቲ ጀኖሳይድ ኣብ ህዝብና ዝፈጸመ ሰራዊት ይምጽአል ኢልካ ምልማን እንታይ ይባሃል ። ጆኖሳይድ ዝፈጸሙ ወንጀለኛታት ፈቲሕኻ ምስዲድ እንታይ ይባሃል?

  • @kasechteklay4118
    @kasechteklay4118 23 дні тому +1

    ወዲ ወረደ ተስፋና እስካ ኢካ ነርካ ነገርግን ኢዚ ኢንተርቢ ገርካዮ ዘለካ ምንም መእሰሪ ዘይብሉ ለካ ኩሉኩም ኢኩም ሓሚምኩም
    ንብዓት አዶ ትግራይ ክፋረደኩም እዩ

  • @actttig9753
    @actttig9753 23 дні тому +3

    አነ ዝገርመኒ! እታ ሐቂ አብ ሐዲኡ አላ? እሞ እቲ ሰራዊት ትግራይ ስለምንታይዳአ አብ ጎድኒ ሐቂ ደው ዝይብል ????
    ወይስ ፍርቆም ከዲዓም ፍርቆም ድማ አብ ዕላመኦም ኮይኖም ተገሚዖም ስለዘለዉ ድዩ እቲ መፍትሒ ተሳኢኑ?

  • @actttig9753
    @actttig9753 23 дні тому +4

    ! ዶክተር ደብረፅዮን ሕዚውን ንሐዋሩውን ህዝቢ ትግራይ ይፈትዎን ይድግፎን እዩ ነኽብሮ ንፈትዎን ኢና ውድቀት ኒባንዳታትን ሽዩጣትን ዓወትን ድምቀትን ንህወሐት ቅኑዕ ውድብና
    ዕድመን ጥዕናን ኒዶክተር ደብረፅዮን
    ካሕዳማት ከብዳማት ዓሪፍኩም ተቐመጡ

  • @ermiastekle1468
    @ermiastekle1468 23 дні тому

    He should have a speaker

  • @DestaAsbeha
    @DestaAsbeha 23 дні тому +1

    People in ERob to they are under Eseyas to

  • @user-bg5ox7cn9l
    @user-bg5ox7cn9l 23 дні тому +3

    Get to the point shame on you

  • @asmaramelody3153
    @asmaramelody3153 23 дні тому +1

    What is his point? What does he want to address?

  • @amirsemi3177
    @amirsemi3177 23 дні тому +2

    ትጋሩ ወዲ ውረደ ኢልኩም ሰቅልክምዎ ሕዚ። ውርድ።ብሉዎ ትግራይ እዙይ አፍኮነን ዝግብአ።።

  • @legessegebrekristos8088
    @legessegebrekristos8088 23 дні тому +1

    እዚ ነገር ኣብ ኢድ ተጋሩ ኣይኮነን ዘሎ

  • @DawitGebrehiwot-m3x
    @DawitGebrehiwot-m3x 23 дні тому +1

    mehzeni kemu nabelka 2 amet keferdeka eyu bealu gzea

  • @actttig9753
    @actttig9753 23 дні тому +2

    ዶክተር ደብረፅዮን ሕዚውን ንሐዋሩውን ህዝቢ ትግራይ ይፈትዎን ይድግፎን እዩ ነኽብሮ ንፈትዎን ኢና ውድቀት ኒባንዳታትን ሽዩጣትን ዓወትን ድምቀትን ንህወሐት ቅኑዕ ውድብና
    ዕድመን ጥዕናን ኒዶክተር ደብረፅዮን
    ካሕዳማት ከብዳማት ዓሪፍኩም ተቐመጡ

  • @asliErda62
    @asliErda62 23 дні тому

    All correct U said all ❤❤❤ UNITY of the ppl of tegaru should B intact . .otherwise z other alternatives R VVV wrong I say . Hope not wrong ❤❤❤❤again ...just great Wedi Werede ❤❤❤

  • @GebretensaeGebregiorgis-u2m
    @GebretensaeGebregiorgis-u2m 23 дні тому

    Power not at hand??

  • @user-bg5ox7cn9l
    @user-bg5ox7cn9l 23 дні тому +1

    It is so boring leaders like this man as a nation we fail so bad I am give up

  • @kobromberachi5944
    @kobromberachi5944 23 дні тому

    Ezi General hidu eyu ezi tiray eyu kmeerhom zkil ntegaru kabo natna nbali wchu reka 💙💙💙

  • @HaylayHaylaysheraro
    @HaylayHaylaysheraro 23 дні тому

    ታደሰ ወረደ ህዝቢ

  • @legessegebrekristos8088
    @legessegebrekristos8088 23 дні тому +1

    እሞ እንታይ ይገብር? እዞም ስሱዓት ክሰማምዑ ኣንተዘይክኢሎም ። ከምድላዮም እናሾሙ እናውረዱ ይቀመጡ?

  • @legessegebrekristos8088
    @legessegebrekristos8088 23 дні тому +3

    ቅድሚ ሀዚ እናተደጋገመ ዝዝረብ ዘረባ እዩ ዝደግም ዘሎ ። TDF እንታይ እዩ ቅዋሙ? እንታይ ስጋብ ዝኸውን ስቕ ኢሉ ይርኢ ኣሎ?

  • @alulajohannes6265
    @alulajohannes6265 21 день тому

    Shenkolel 😂😂😂

  • @Ermi
    @Ermi 23 дні тому +3

    መስፍን ሓጎስ ናይ ትግራይ።

  • @GebretensaeGebregiorgis-u2m
    @GebretensaeGebregiorgis-u2m 23 дні тому

    The support of Dr Debertsion is gone?
    Evidence??

  • @ዓርሞሸሽ
    @ዓርሞሸሽ 23 дні тому +3

    አንታ ከመይ ዝመሰለ እትሮ ዝኾነ ሰብአይ ገጢሙና አንታ ወዲ ወረደ ሚናኻ እንዶ ፍለይ እዞም ምዕራብ ህዝቢ አየሕዝኑኻን ዶ ብዛዕብኦም እኳ ቁሩብ ሜንሽን አይትገብርን ሓዚነልካ ጎሮሮኹም ብውስኪ ላሕቲቱ ሐቅኹም ህዝቢ ትግራይ ድማ አብ ቴንዳ ተደርቢዩ ብጥሜት ይሕለብ አሎ ደሓን ግድ የለን ኩሉ ሓላፊ እዩ ታሪኽ ክፋረደኩም እዩ።

  • @legessegebrekristos8088
    @legessegebrekristos8088 23 дні тому +3

    መሕፈርቲ ። ኣብይ ኣሕመድስ ፍታሕ ክህብ ኢልኩም ምሕሳብኩም ደናቑር ኢኹም ። ብዙይ ምኽንያት እዩ ብልግና ኢኹም እትባሃሉ ዘለኹም

  • @actttig9753
    @actttig9753 23 дні тому +1

    እኒ ጌታቸው እኒ ፃድቃንን
    ሰዓብቶምን ትግራይ ድሕሪ ሕዚ ፈፂማ ከምዘይትትስእ ከምዘይትነብር ጌሮም ካብ ዝሐለፋ ገዛእቲ ኢትዮጵያ ንላዕሊ ብዝበለፀ ዘግ አቢሎም አውዲቆሙዋ እዮም ድሕሪ ሕዚ ትግራይ ተመፅዋቲት ናይ ሽዋዉያን እያ አኸለ::

  • @abh8287
    @abh8287 23 дні тому

    Wedi Werede: zhltat aleka ! Mwsan zmeslwo yelen entezey koynu: koleln Enkliln koynu alo guday Tigray!!!!!!

  • @genih-t1r
    @genih-t1r 23 дні тому

    What did he say?

  • @ghideytesfay2893
    @ghideytesfay2893 23 дні тому

    ሓሳስ በሓቂ ባህላዊ ጀነራል

  • @MesfinAbay-u8t
    @MesfinAbay-u8t 23 дні тому

    Men yedangro alo kedamay eskan gugele kedeat elkum tigria tebae ember lethay aytdelen

  • @HaftomTeklay-v7r
    @HaftomTeklay-v7r 23 дні тому +1

    Aythafren san30 elk tamlesk maglaxe theb wardatet ekem

    • @CalebAbera-b1o
      @CalebAbera-b1o 23 дні тому

      ወዲ ወረዳ ባንዳ እየ ምባል እያ ከቢዳቶ ሃተዉተዉተዉተዉተወ ……….. ንኽንደይ ዓመት እዩ ነዚኦም እንዳሰማዕና ክነብር??????

  • @legessegebrekristos8088
    @legessegebrekristos8088 23 дні тому +1

    ህዝቢ ኣይንደልየኩምን ኢሉ ኣብ ሙሉእ ትግራይ ዓመጽ እንተወጽዩ እንታይ ትገብሩ? ህዝቢ ስጋብ ዝዕምጽ ኢኹም እትጽበዩ ዘለኹም እዙይ ክዓ ሓደገኛ እዩ ። ስቕ ኢልኩም ህዝቢ ንስንሳቱ ስጋብ ዝባላዕ ትሪኡ ኣለኹም ተሓተቲ ክትኮኑ ኢኹም

  • @amatesfa5753
    @amatesfa5753 22 дні тому

    ዘረብኡ ይኹን መልእክቱ ዘይርድኣካ?

  • @ermiastekle1468
    @ermiastekle1468 23 дні тому

    Natkan nay serawit gde entay eyu
    Bzaba GMT dea getachew alewo endo

  • @HaylayHaylaysheraro
    @HaylayHaylaysheraro 23 дні тому

    ዉረጅ ናብመረየች

  • @legessegebrekristos8088
    @legessegebrekristos8088 23 дні тому

    ምኽርኻ ጽቡቕ እዩ ግን ዘይርድኦም ጸማማት ሒዝካ ይካኣል ድዩ

  • @alulajohannes6265
    @alulajohannes6265 21 день тому

    Denzuz ahunema ye tigray hezb nekabachew bandawoch

  • @gebremedinhaile2047
    @gebremedinhaile2047 23 дні тому

    ዓፋሪ ጠንቂ ሰላም ንስካ ኢካ ለማሰ

  • @tbtmidia7397
    @tbtmidia7397 23 дні тому

    አቱም ሰብ እዚ ታደሠ ወረደ ውሀቢ ቓል ዘይቑፀረሉ?እዝንና እኮ ደምዩ ።

  • @actttig9753
    @actttig9753 23 дні тому +1

    ስልጣን ተመችያትካዶ ንዓኻውን ? ዋይ ትግራይ ዓድና ጉድባ ረኺባ
    ናይ ሕዚ ገደደ ካብ ዕፅዋ ክባ
    ደቀይ ኢላ ንብረታ አረኪባ
    ይሐርዱዋ ለዉ ብጎቲም ካራ
    እኒ ከብዶም ዘመዶም ገዘፍቲ ጨጎራ

  • @askal1949
    @askal1949 23 дні тому

    Hey do you kowe you sleep but dame Gaganunaa kefarede eyu

  • @User65432s
    @User65432s 23 дні тому

    Go get them General. ውድብ ናይ ውልቂ ገይሮም ብናይ ውልቆም ረብሓ ህዝቢ ዘዳምዩ፥ ገበቲ፥ ደቂ ቢልያል፥ ናብ ሕጊ ይቅረቡ።

  • @danielfekadu3507
    @danielfekadu3507 23 дні тому

    Neka keduno zetseo yehzne
    Abzi edemes entay kebrelka
    Setane tergum zebloo kolle zerebka

  • @legessegebrekristos8088
    @legessegebrekristos8088 23 дні тому

    ኣፍልጦ ንመይ ይወሃቦ?

  • @KIDANEMARIAMGard
    @KIDANEMARIAMGard 23 дні тому

    እዚ ሰብአይ ድህሪ ውእሊ ፕሪቶሪያ ቡዙህ መግለፂ ይህብ ግን ዝብሎ አይሰርህን ከይሀፈረ ይመፅእ ንህዝቢ ከመይ ይንእቆ ስለዘሎ እዩ ህዝቢ ብሰንኩን መሳርህቱን ይፀንት ምህፋር ምስካፍ ብስራህካ አብሰባት አሎ እዚ ግን ደረቅ እዚ ኩሉ ህዝቢ አፅኒቱ ምንም ዝስምኦ አይኮነን ብወንጀል ክጥየቅ ዝግበኦ ሰብ እዩ ዘረብኡ ክትሰምኦ ሽግር አብ ic ዘሎ ዝተወፀአ ህሙም ይመስል ክንሪኦ አይንደልን ንገርዎ::

  • @fkreayele3056
    @fkreayele3056 23 дні тому

    እዚ ፀገምዚ እየ ዝመር ድየ ዝብል?

  • @gebremezgebetefnsrdum148
    @gebremezgebetefnsrdum148 23 дні тому

    ወዲ ወርደ ናብዙይ ዝብፀሐ ምኽንያት ናይ ጅጋኑና ብብዝሒ መስዋእቲን መቑሰልቲን ዘምፅኦ ሳቤን እዩ
    ቀድምካ እውን functionless ኢኻ ነይረካ:
    ካብ ዘረባኻ ስራሕኻ ንጉ እዩ ብሱሩ እውን ንዙዝ ኢኻ;

  • @hbaryagabr7320
    @hbaryagabr7320 23 дні тому

    ከማኻ ዝመሰሉ ሓቐኛ ትግራዎት ስለዘሎኹም
    እሞ ክልትኦም ክመርሑ ስለይክእሉ ክሳብ ህዝቢ ዝመረፆ መንግስቲ ዝመዝእ ዘይትመርሑና ደቅና እኮ ንትግራይ ኣሰዊእና ኢና

  • @michaeleyob3751
    @michaeleyob3751 20 днів тому

    ወይ ኮለል ኣንታ እንታይ'ዩ ዝዛብ ዘሎ። እዛ ዛንታ ጠንቒ ኣላታ። ግልጽ ኣቢልካ እምቢ ዝበለ ብብረት ክንሳሃሎ ኢና ኢኻ ትብል ዘለኻ። ህዝቢ ትግራይ ቢኣብይን ኢሳያስን ቆሲሉስ እንደገና ብናትካ ትርጉም ዘይብሉ ምስሉይ ሽርሒ ክተባእሶ ትፍትን ኣለኻ። ኣብዚ ደው በል መሪሕነትካ ንኽእለት ዘለዎም ጀነራላት ኣረክብ። ወዳሕንካ። ሰላምን ራህዋን ንህዝቢ ትግራይን ንህዝቢ ኤርትራን።

  • @fkreayele3056
    @fkreayele3056 23 дні тому

    እዚ ሰብ ዕንክሊልዶ ኢሉ ሐቀይ?

  • @birhanebezabihambaye6636
    @birhanebezabihambaye6636 22 дні тому

    Enklin and jorgon words no knowledge or direction

  • @GebretensaeGebregiorgis-u2m
    @GebretensaeGebregiorgis-u2m 23 дні тому

    I am not clear lets stop?
    Your speak is not clear
    Your stand is not clear

  • @danielfekadu3507
    @danielfekadu3507 23 дні тому

    Nezor zeyblo meglezi

  • @arielasgedom3242
    @arielasgedom3242 23 дні тому

    We knew all the problems that you explained, and what we need is a solution. You didn't come with the solution. What a shame! You should stand against to bandits who are working to fascist Aby Ahmed. If you don't do that, that means you are a supporter of those bandits.

  • @User65432s
    @User65432s 23 дні тому

    What is tplf purpose in Tigray?
    Is tplf using the people of Tigray for their own benefit ?
    After 3 years genocidal war against Ethiopia and eritrea, what else can the Tigrayans can give and people of Tigray have so much to get freedom justice but how does is feel when u get betrayed by your own leaders?
    Tigrayns gave everything from sacrificing their own sons and daughters man women fought side by side to save those call leaders of Tigray and they lost every penny/ coin they made looted by Eritreans and Ethiopian and Amhara forces now what does they TPLf does do? Oh yes looting the Gold and Humanitarian aid from the people.
    So bottom-line is that tplf doesn’t care about Tigray people but always like to use us for their own gain and benefit to control us. They don’t like to give the power back to the people.
    This is exactly what Dr Debrsion and his groups are doing now, ህዝባዊ ዓመፅ ኣካይዶም ህዝቢ ብሓሶት ኣስኪሮም፥ ህብቢ ዓድካ ጠፈአት በረሰት፥ በልፀገት፥ ንሕና ኢና ናይ ሂወትካ መሲሕ ወይ መድሕን ስለዚ ነዚ ኣብ ስልጣን ዘሎ ባንዳ፥ ንንቀሎ። ህዝቢ ከኣ ባህሪ ህወሓት ዩ፥ ኣነ ዝበልክኩም ገበሩ እንተዘይኮኑ ልኽዕ ከምቲ እንዳረኣናዮም ዝመፀና ናይ ምድስካል ስራሕ ዮም ዝመፁ። ህወሓት ውድባውን መንግስታዊ ስልጣን ከም ውርሻ ስለ ዝርእዮ ስልጣን ከረክብ፥ ወይ ከመሓላልፍ ኣይደልን ብባህሪኡ ከምኡ ኣይነበረን። ሕጂ ህወሓት ዝደሊ ዘሎ ከኣ ልክዕ ከምቲ ቀደም ምስ ንኢዱን፥ ኢሃፓን ሕድሕድ ውግእ ከፊታ፥ ዘጥፈኣታ ሞ፥ ኣብ ትግራይ በይኑ ን50 ዓመት ገባርን ሓዳግን ዝኮነ፥ ሕጂ ውን ንናይ ባዕሉ፥ ጥቅምን፥ ረበሓን ክብል ናይ ህዝቢ ረበሓ ደርብዩ ነዚ ክደግምን፥ ናብ ኣዕናዊ ሕድሕዳዊ ኩናት ከእትወና፥ እታ ውርሻይ ያ ኢሉ ዝመከሐላ ስልጣን ክሕዝ ይጋየ ኣሎ። ህዝቢ ትግራይ ሕስብ እሞ ነብሎ ንሕና ካብ ተረፍ ሓዊ ዘትረፋና ፥ ደቅናን ንብረትናን፥ ሃብትንን ኣጥፊኦም፥ የቀኒየልና ከይበሉ፥ ንዓና ከም መጣልዒ ተጠኢሞምልና ሓዘንና ከይወዳእና፥ ንሳቶም ብዛዕባ፥ ጉዳይ ኮረሻን፥ ንግስነትን ክማነጠሉ ክትርኢ ብጣዕሚ ዘሕፍር ዩ። እዚኦም ቶኳሉ እንበር ሩሑሩሓት መራሕቲ ኣይኮኑን፥ ደው ኢሎም ፀገም ህዝቦም ዘይርእዩ፥ ደቂ ትግራይ ኣብ ክንዳንና ግንባሮም፥ ብጥይት ሓሊፎም፥ ህዝበይ ተሸኪሚሙኒ ሞ ነዚ ህዝቢ እዚ ንሸከሞ፥ ነገልግሎ ዘይብሉ ናውራማት። ከዳዓት ደቂ ቢልያል ፥ እ/ሄር ከም ንጉስ ኣክኣብ ናይ እስራኤል የጥፍኣዮም።

  • @ጋልትግራይ-ቨ2
    @ጋልትግራይ-ቨ2 23 дні тому

    ጅግና ኣያና ጀነራል ታደሰ ወረደ ንበረልና ጎይታ ዓቅል 💙🥰🥰🥰👏👏🥰🥰🥰🥰

  • @actttig9753
    @actttig9753 23 дні тому +3

    አነ ዝገርመኒ! እታ ሐቂ አብ ሐዲኡ አላ? እሞ እቲ ሰራዊት ትግራይ ስለምንታይዳአ አብ ጎድኒ ሐቂ ደው ዝይብል ????
    ወይስ ፍርቆም ከዲዓም ፍርቆም ድማ አብ ዕላመኦም ኮይኖም ተገሚዖም ስለዘለዉ ድዩ እቲ መፍትሒ ተሳኢኑ ዝኒሄ?