Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ሓፍተይ ናተይ ኣጆኪ ማሚት ኣምላክ ምሳኪ ይኩን ኣብ ጎንኪ ኣለና ብሓቂ አንታይ ድበልዎ ታሪክ ኡ ወደይ ህዝብና ካ ኣጆና ከምዚኦም ውጻት የሕዋትና ንሓግዝ በጃኩም ብድካለና eritrawiyan ንኩን tegaru ኮታስ ንኩሉ ጽጉም !!! So thanks guys !!!
Xubuken awentawin hasab you kemaka yebzahe wedi erey jegna
Maryam Ayrefeda ms weda msaki tkun zhaftey
😭😭😭😭መምህር ሙሉየ ጀግና አቦ ውፁዓት እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓላለይ 💓💓💘💘💘
😭😭😭😭😭😭😭🤲🤲🤲🤲
ማዓረይ ባንቡላ እግረይ ናተሰበረ ኣብዩኒ ከይወድቅሞ ካሊእ ሰውነተይ ክዓ ከይስበር ምስበለት ኣነ ክዓ ልበይ ተስይሩ 💔😭😭 ኣነ እውን ዕድመይ 19 እዩ ኣብ ስደት 5 ዓመት ገይረ ኣለኩ ግን ኩሉ ግዜ እየ እህ ዝብል ብምስዳተይ እና ኣብ ትሕቲ ሰብ ብምስረሐይ ጥራሕ ማሚት ምሓዛይ ምስ ርኣክዋ ግን ንፈጣርየይ ይቅር በለለይ ሰለ ኩሉ ነገር ክዓ ተመስገን ኢለ 🙏
ሓያል ኮምንታተር ኢኺ ኪያ ዘይብሉ ቪድዮ ዳርጋ የለን ስራሕኺ እንታይ ድዩ ?
@@ifllgr9573 ዓዲ ዓረብ እዩ ወዲ ዓደይ
@@ove6164 ok gual rimey
ሃይ ሰላምዶ የኔማር
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሃዱ አምላክ አሜን እግዚኦ እግዚአብሔር ምን ዓይነት ግዜ ደረስን አይዞሽ እህቴ ድንግል ማርያም ሁሌ ከጎንሽ ትሁን መምህር ሙሉ ረጅም እድሜ ጤና ይስጥህ
በስማኣም ብወልደ መንፈስ ቁዱስ ሓፍተይ ናተይ ጋል ትረክቦ መከራ እዝግዮ
እዋይ መከራ እግዚኦ እግዚኦ መሃረነ ክርስቶስ ከምዚ እውንዶ አለኻ ኢኻ አጆኺ ሓፍተይ 😭😭😭😭😭አነ እውን ዕድመይ ጋል 12ዓመት እየ ተመርዕየ ክንደይ መከራን ስቃይን ድማ አሕሊፈ ድሕሪ 5ዓመት ድማ ሓደ ወደይ ወሊደ ተፋቲሐ ተማ ሓፍተይ ንዓኺ ምሰ ረአኹ ግን ነቲ ናተይ ዝነበረ ሽግር ምንም ከምዘይ ኮነ ፈሊጠ አጆኺ ዝሓፍተይ እዋይ እዋይ መከራ መከራ 😭😭😭
ትኽክል ኣለኺ!! ዝገደደ ፀገም ኣብ ካሊእ ክትርኢ ከለኻ ትፅናዕናዕ።
@@WushatenaMedia መምህር ሙሉየ አነ ምንም ዝብሎ ነገር የብለይን ንዓኻ ዝኸውን ቃላት ይሓፅረኒ እዩ በቃ ዘመንካ ኩሉ እግዚአብሔር ይባርኮ ጉልበትካ ይባረኽ ዝሓወይ😢💘💓🙏🙏🙏
ምምርዓዉ ብሰላም ምፍታሕ ምንም ኣይኮነን እዙይ ዳኣ ኩፉ ክልተ ግዜ ምርኣይ ግን ካዓ ምንም ማለት ኣይኮነን ሚዛን ናይ ሕልናካ እንተዘይ ጎዲሉ ናይ ኣካል ምጉዳል ፀገም የብሉን እንኳዕ ድማ ዓይንኪ ዘየጥፈኣኪ ዓይኒ ናይ ዓለም ብርሃን እያ ካሊእ ይትረፍ ፀላኢ ክመፀካ ከሎ ስለ ትሪኦ ንሰብ ትዛረብ ኢካ
@@aliman3289 ብሓቂ መዓረይ ሓደ ሓደ ግዜ ወለዲ ንውላዶም ንፅቡቁ እዩ ኢሎም ይውስኑ እሞ ብግልባጥ ይገጥመካ ብዝኾነ እንኳዕ ዓይና አይኮነ እንኳዕ አካለ ጎደሎ ኮይናስ አፍ አውፂኣ እትዛረበሉ ግዜ ረኸበት እግዚአብሔር እንታይ ይሳአኖ ዝሓወይ
ኣነ ዝገርመንስ ኣብዚ ግዜ ሎሚ ከ እቶም ወለድኩም ማስ ሜድያ ኣይካታተሉን ዲዮም ስለምንታይ ትሕቲ ዕድመ የመርዕዉ ፡ኣብ ትግራይ ብብዝሒ ገበናት ይፍጸም ዩ ግን ማሃሪ ዝኮነ መቅጻዓቲ ክሳብ ሕጂ ኣይራኣኩን፡ስለዚ እቶም መንእሰያት ኢኩም ነዚ ደዉ ከተብልዎ ትክእሉ ።ሰላም ወ ሰናይ ካብ Eritrea
እግዚኦ ምሓረኒ ክርስቶስ ሓፍተይ ውን ኣይዞኺ ኣምላክ ኣሎ ምሳኺ መ/ር ሙሉ እውን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝሓወይ
እግዚኦ መሓረና ኣንታ ጎይታይ ክንደይ ኪኢልካና ኢኻ ትኸድ ዘለኻ......?
ነናትና ሓጢያት ንጸብጽብ ኣምላኽ ንዓኣቶም ጥራይ ዘይ ኮነ ናዓና ውን ጺርና እዩ ዝኸይድ ዘሎ ኣምላኽ ንኹላትና ይቅረ ይበለልና።
እወ ልክዕ ኣለኺ/ኻ ሓጥያተይ ስለዝፈልጥ እየ ከምዙይ ዝበልኩ:: "ነታ እመት ስድሪ ኣላታ" ከምዝብሉታ ወለድና እቱይ ቸርነቱ ብምሕሳብ ዝኣክል እየ ገሪሙኒ ዝፀሓፍኩ::
ጎይታ ዝባረኻ ሓቦኛ ሽኮር ዝኾነት ቅልዓ ፈጣሪ ሓሳብኪ የስምረልኪ 🇪🇷❤️
✍️በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ፩ዱ ኣምላክ ኣሜን ፫#መምህር ሙለረይ እንኳዕ ብደሓን መፃእኻ እግዝኦ መሃረና ክርስቶስ እግዝኦ መሃረና ክርስቶስ እግዝኦ መሃረና ክርስቶስ ሰሃሊለነ ቅድስት ሰሃሊለነ ቅድስት ሰሃሊለነ ቅድስት ✍️ኣታ ኣብታ ሓፃር ዓለም ሲ ክንደይ ኢና ንርኢ እግዚአብሔር ኣምላክ ምሕረት የውርደልኪ ።እመቤታችን ቅድስት ድንግል ማርያም ትሓልውኺ ሓፍተይ ምዓረይ ።✍️መምህር ሙሉ ሕዝኪ ኣጆኺ ዛሓፍተይ !!!✍️ሙለረይ ዕድሜ ማቶሳላ ፅድቂ ላሊበላ ይሃብኻ እግዚአብሔር ኣምላክ ።ንዓኻ ዝኾኑ ቃላት የብለይን ብቻ ብእግዝአብሄር ርኸቦ ።
እዋይ ብሰም ኣብ ብወልመንፈስ ቁዱስ ናይ ብሓቂ ጭካነ ይሪኢ ኣለኩ ኣብዚ ትግራይ ፡እንታይ ግይራቶ ይባሃል እዚ ሕጂ ቀንዲ ግን ስድራኣ ክእሰሩ ኣለዎም ጓል 11 ዓመት እንታይ ኢሎም የመርዕውዋ ፡ዋላ ግብ ዝበል ድክነት ይሃልዎም፡ናይ ብሓቂ ካብተን ኣብ ልብያ ዝዕመጻ ደቂ ኣንስትዮ ፍልልይ የብለንን ኣብ ትግራይ ዘለዋ ደቂ ኣንስትዮ ሕጂ ንካልኣይ ግዜ ንፋስ ዝተሃርመት ይሪኢ ኣለኩ ኣብ ማእከል ዓደን እሞ ዲሞክራሲ ኣለዎ ዝባሃልክልል ሲ ከይተሰደዳ ይዕመጻ ኣለዋ ዓገብ ዓገብ ተጋሩ ኣሕዋትና መንእሰያት ልቢ ግበሩ ።ኣደካን ሓፍትካን ብፋስ ምቁራጽ ማለት ዩ ኮ
ነይ ብሓቂ አንስ ብቃ ፍርሕ መይት ድቂ ተባዕትዮ ፅለአይም መይት ብቃ
Nab habesha mqrab ayedln tetnqeqa awald
@@sohiasohia8623 ጻዕድ መሪጽኪ ማለት ድዩ እወ እንተልኪ ብከመይ
Ewe
@@sohiasohia8623 ምርጫኪ ዩ ጻዓዳ ኣይቀትልን ዩ ኢልኪ ኣሚንኪ ማለት ድዩ ፡ኣብ ክንዲ ከም ጻዓዱ ደቂ ኣንስትዮ ንመሰለይ ክቃለስ ኣለኒ ምባልክስ ኣብ ትሕቲ ጻዕዳ ኣውዲቅክያ ጻዓዳ ዳኣ ጽብቅቲ ጊላ ይብለኪ ካኣ ብ ውሽጡ
እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ ውይ ሓፍተይ ኣጆኪ እግዚኣቢሄር ምሳኪ ይኩን
ትክክል መ/ር ሙሉ ብተለቨይን ሪአያ ነይረ ቅድም እዋይ ብጣዓማ ሓዘነ ነይረ ሐዚ ተመስገን አምላክ
ናይዛ ቆልዓ ሞራላ ብጣዕሚ እዩ ዝገርመንን ዘሐጉሰንንምስዙኩሉ ፀገማሲ ኩሉ ግዜ ፍሽክ ትብል ይመስለኒ ዛሐለፈ 8 ዓመት ብናይ ፖሊስ ትግራይ ፕሮግራም ክልቲኡ አእጋራ ተቆሪፁ ገና ባምቡላ ከይተገበረላ አንሕና ብናታ ቁስሊ ተሰቂቅና አእጋራ ምርአይ ሲእና ንሳ ግን ጓሂአን ቁስላን ንውሽጢ ገይራ ክምስ ትብል ሚስኪን ማሚት እና አብኩሉ ኩርናዓት ዓለም ዘለና ትግርኛ ተዛረብቲ መፃኢ ማሚት ንከይፅልምት በቢ ዓቅምና ናሐግዛ !!!
Ajona seb nebari aykonen tarik eyu nebari
Nay bhaki anem rieya neyre wuyyyyy
Weyyyy Ata Kendey Yecheken Uffff . Enqua Amlak Mulu Tena Hibu Selamke Abzehalki Amlak Semayat . Betami Eu Zehezen
በስማኣም ወወልድ ወመንፈስቅድስ ማሓረና ክርስቶስ ኣሜን
እግዚአብሔር ኣምላክ ምሕረቱ ይስደደልኪ ክብርተይ አጀኪ እግዚአብሔር ኣምላክ ምስኪይኩን
እግዝኦኦኦኦ አባት አታ አምላከይ ከንደይ እኽ ኽእልኻ እሞ ደማ ዝኮ ፀገም ተበፅሕና እንታይ ገይረካ እንበል አለና ማሓረና አምላክ ይቅር በለና አጀኹ ሓፍተይ ማዓርይ ሓወይ ሙሉ እግዚአብሔር አምላኽ ነዉሕ ዓድሜ ና ጥዓና ያሃበልና
ኣጆኪ ሓፍተይ ናተይ እ/ር ምሳኪ ይኩን መ/ርጠሙሉ ዕድመን ጥዕናን ፈጣሪ ይሃብካ
መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
Haftey natey abayki ajoki kulu n senaiki iu nuuu ka fetari yqr ybelelu
Eway haftey natey ajoki zeyday maray amlka alo meski 🙏amlka edmen tenan yehbki fetri
amlak mhret yewurdelki zhaftey 🙏🙏🙏🙏
ሰኣሊነነ ቅድስቶ ኣበስ ገበርኩ ክንድዚ ጭካኔ ፋስ ንዕንፀይቲምበር ንወድሰብ እግዚኦ ዘይተዘረበ እምበር ዘይተገበረ ዘየለ ኣታ ከመይ ዲና ኸፊእና መዓረይ ደኣ ንእስነት ሸዊትኪ ወር ይ ሓፍተይ ዪዓረይ ኣምላኽ ምሳኺ ይኩን ደሓን ካብ ፈጣሪ ይፈደ ካብ ክፉእ ነገር ሰዉረና ጎይታይ መዓረይ በስመኣብ መወልድ ወመንፈስ ቅዱስ
Abayki haftey😭😭 በጃኩም ነዞም አብ ገጠር ዝነብሩ ወለዲ ትሕቲ ዕድመ መርዓ ደው ከብልዎ አስተምህሮ ይዋሃቦም ufffff
እዋይ ሐፊተይ እግዚኦ ማሐረና ኩሪሲቶት እንታ ከመይ ዚበለ እንሲሳዩ። ምሲኪነቱ አሕ
እግዝዮ ማሓረኒ ክርስቶስ ፈጣሪ ምሳኪ ይኩን
egzabher mhret yewrdelki zhaftey ajoki kulu ayseanonn fetari
እግዚኦ ማሓረኒ ጎይታይ ማዓረይ ታይ ዓይነት ጭካነ እዩ መሕዘኒ ኣጆኪ ሓፍተይ ናተይ
ኣነ ሪአያ ነይረ ብድምጺ ወያነ ማራዩ ገሪሙና የኔ ምስኪን ኤህ
haftey natey😭izgyo mharena kurustos🙏🙏🙏
እግዚአብሔር አምላክ ምሳኪ ይኩን ዛሓፍተይ
መብዛሕትና ደቂ አንስትዮ በሰንኪ ወለድና ንክብሮም ክብሎ አብ ልብና ብዙሓት ጠባሳታት አለዉ !
You are right
ኣቤት ጭካነ ንሰብ ሞት ውን ክንእሰና ኣቤቱ ኣምላኬ ሆይ ምሕረትካ ልኣከልና እዋይ ምስኪነይቲ ማሚተይ እግዝኣብሄር ዕድመ ጥዕና ይሃብኪ
እዋ ሰብ እምበር ናብ ሰይጣን ተቀይሩ መሓረኒ ጎይታይ ማሚተይ ፅብቅቲ አይዞኪ መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
Uyyyy amlak aboy meharena buneet haftey natey amlak edmen tienan yhabki ajoki zyaday😭😭❣
ዋይ ሃፍተይ ኣምላክ ጽላሉ የምብረልኪ።
ኦሮሞ ዓያሹ እናበልናስ ለካ አብ ገዛና አለዉ ዝገደዱ::ንወለዳ ግን ዕድመ ልክዕ ክእሰሩ አለዎም::መዓረይ አጆኺ ::
Please ayenay Bher asha elka ktwsn ashegari eyu kab kulu bher asha allo hade bher tray aykonen judge kngebr aynkeeln
@@አልሐበሽያሁሌየተከበረ 😀😀😀😀😀😀....... አይፈልጥን ግዳ ዘይትብል ስለ የጦጵያ ብሄር ብሄረ ሰባት ዘይምፍላጥ ሓጥያት አይኮነን::ሕርሕራይ ጌርና ስለ ንፈልጦም ሱቅ በል::
kab tonkolenas asha yhaysh
@@edenkahsay8425 ተንኮለኛ አይሓይሽን?😀😀😀
Ane kab Eritrea eye,gin kab kulu biher kone alet Denkoro alo!sain timhrty eyu dima eziy gega.mishkibeyti hede kab diyasipora tezimirawa tsibuk neru nimenebabiro kitema amilak yegebagibela 🤔😰
Wooooo Goita Yesus😭😭😭,eway chekane ne wedi seb kemzi zebele chekane, amlak mehret yewredelki tsibekti.
ዋይ ሓፍተይ አምላክ ይሓግዝኪ ሓውና ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ
ኣጆኺ ሽኮረይ ፈጣሪ ንድሕሪት ኢልኪ ኣሎ። እንተ እቶም ናብዚ ዘቃልዑኺ ካብ ስድራኺ ጀሚርካ ግን ፈጣሪ ኢዶም ይሃቦም። ኣጆኺ ዓለም ጻዕሪ ኢያ ብተስፋ ክኣኒና እንጉዓዛ። ፈጣሪ ምሳኺ ይኹን።
እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ ግን ዝታሪክ ብፖሊስ ይኩን ብገለ ሰሚዐዮ ነይረ እየ እዋይ ሓፍተይ ኣቤት ጭካነ ሞት ክፍረዶ ነይርዎ ኣሻዒቱ ዝኣረመኔ በይዛኩም ወለዲ እውን ንደቅኩም ብዘይደለየኦ ኣይተመርዕው ኣቤት ጥንካረ ማሚት ሓፍተይ ብጣዕሚ ገራሚት ኣጆኪ ዝሓፍተይ ትትደልዮ ኩሉ ክክፈተልኪ እዩ ዕድመ ንተጋሩን ንኤርትራውያንን የሕዋትኪ
እፍፍ ብጣዕሚ የሕዝን ሓፍተይ ፅንዓት ይሃብኪ ጨካን ፍጥረት ዝኮኑ ፍጥረት💔🙏🙏🙏
Mhret yewrdeki haftey amlak
በስም ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ፡እዋይ ሓፍተይ ብጣዕሚ ሕማቅ ታሪኽ ሓፍተይ ናይ፡ኣምላኽ ጸድፊ ይፈጥር እሞ መደያይቦ ከኣ ይገብረሉ፡ኣጆኺ ዝሓፍተይ እግዝኣብሄር ኣምላኽ ምሳኺ ይኹን፡ክቡር መም/ ሓውና ከኣ እግዝኣብሄር ኣምላኽ ዓስቢ ጻማኻ ይሃበካ።N,B፡ምናልባት ኣብ ኤውሮፓ ዘለው ኣሕዋት ከምቲ ንሳ ትደልዮ ዘላ ዓይነት ባምቡላ ክረኽቡላ ዝኽእሉ እንተ ኣለው ኮይኖም፡ንሕና ከኣ ብብዓቅምና ኣዋጺኢና ክንሰደላ ይከኣል ኢዩ፡ምናልባት ንስኻ ትፈልጦም ማሕበራት ኣለው እንተ ኮይኖም ከኣ ኮንታክት ምግበርና ኔርና ኣድራሻ ናቶም እንተ ኣሎ ኮይኑ፡ልዕሉ ኩሉ ግን ክብሪ ዝግበኣካ ኢኺ ክቡር ሓው።
ብዙሕ ኣይፈለጥናይ
አቤቱ እግዚአብሔር ምሕረት ግበረልናአቤት ጭካና አቤት ጭከናእግዚአብሄር ምሳኪ ይኹን ብንክእሎ አብጎንኪ አሎና
ማሚተይ ጽብቅቲ ኣምላኽ ዕፍመን ጥዕናን ይሃብኪ ዝሓፍተይ ኣጀኪ ዝሓፍተይይ
መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓወይ ናተይ
Esh muchwti habtey egziabhier msaki ykun
እግዚኦ መሓረና ክርስቶስ ኣነም ወለደይ ጋል 15 ዓመት እዬም ብሓይሊኣመርዕዬምኒ ግን ድሕሪ ብዙሕ መከራ ሓደ መክሰብ ዝኮነ ወደይ ስቃየይን መከራየንን ዘረስዕ ወደይ ረኪበ ግን ብዙሕ መከራ ኣሕሊፈ ምስኡም ደኪተመ ኣዶ ስኢነ ግን ናይዛ ክብርቲ ሓፍተይ መከራ ምስራኣኩ ፈጣርየይ እንዳመስገንኩ እየ ኣጆኪ ዛሓፍተይ ድሕሪ ደመና ዝናብ ኣሎ ድሕሪ ስቃይ ራህዋ ኣሎ ኩሉ ከም ዝሓልፍ እመኒ ፈጣሪኪ ሒዝኪ ራህራህ ወገንና ሒዝኪሙሉየይ ንዓካ ዘመስግነሉ ዓቅሚ የብለይን እግዚአብሔር ኣብ ዝከድካዬን ዝረገፅካዬን ለምለም ይኩን ኑሮካ
እግዝዮ መሓረና ክርስቶስ ካብ ከምዚ ይሰውረና
Eway habtey btami tegrma ezgbher amlak yferdo nehwna ajoki jegna eki zelki mamet aemroki
እዋይ መከራ እግዝኦ መሃረነ ክርስቶስ ከምዚ ኸ ኣሎዲዩ ከምታ ዝቆረጻ ኪቆረጽ ኣልዎ ንሱን ሓጋዚቱን
ፈጣሪ ይሓግዝኪ ዝሓፍተይ
እውይ እግዚአብሔር አምላክ ምሳኪ ይኩን ማዓረይ እቱ ኩሉ ዘይሰአኖ አምላክ ምሕረቱ ይላአከልኪ
Egzio meharena kirstoss 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏ajeki zihaftey natey💗💗💗amlak aleki
Ohhhhh my god , eway haftey natey abaki kemey zbele chkane eu ajoki amlak alo msaki habibti
I can’t stop crying 🇪🇷, Thank you for doing this
እግዝኦ መሃረነ ከክርስቶስ መዓረይ እግዚአብሔር ምሳኪይ ይኩን
እግዚዮ ምህረና ክርስቶስ ዋይ ክንደይ ዓሻ እዩ ዘሎ ኣዮኺ ዝሓፍተይ
ኢጆኪ ዚሓፊታይ ማዓረይ አግዚኣብሔር አምላከ ይሕግዚኪ አፍፍፍፍፍፍፍ ከብዝይ መሐረነ ተመስገን ንበሎ አሕዋተይ ንአግዚብሔር አምላከ
እዋይ እዋይ ብጣዕሚ እየ ናበይ አትያ ዳብልኩ ይጭነቅ ነይረ መ/ም ሙሉዋይ እኳዕ ረአካያ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
ትክክል ኪ ማዓረይ ተካቲታለያ ነይረ እየ
እግዝኦ መሓረና ክርስቶስ 😭😭😭😭😭 ታይ ዓይነት ጭካነ እዩ
እዋይ ኣንታ ዘይተ ሰሚዕ እንበር ዘይተ ገበረሲ የለን ዝብሃል ሲ ናይ ብሓቂ ዩ እዝግዮ ሚሓረና ክርስቶስ ኣነሲ በዘካ ንዕንጨት ብፋሽ ትፍልጾ ንሰብ ሰሚዕ ኣይፈልትን ሞ ንገባሪ ኩፉእ ኣምላክ ናይ ኢዱ ይሃቦ እንተ ንሲጊ ግን ኣምልክ ጽላሉ ኣንብርልኪ ኣሎ ሞ ምክርቲ ሓብተይ ኣጆኪ ማርያም መግደላዊት ምሳኪ ትኩን ። መምህር ሙሉ ሞ ኣድኒቀ ምጽጋብ ሲኢነካ እንድየ ኣቦ ውጺዓት ኢካ ናይ ብሓቂ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ሓብትኩም ኤሪትራዊት ካብ ሆላንዲ
እግዚኦ ኣቤት ኣቤት ኣቤት ማሚት ሓፍተይ እግዝኣብሄር ኣምላኽ ምሳኺ ይኹን ኣጆኺ
Mhret yewrdelkum tegaru frhat amlak zeyblkum besmeam
እግዚ ኦ ማሓረና ክርስቶስ
ኡፍፍፍፍፍ ተሰሚዑ ተሪኡ ኣይፈልጥን እዝዩስ ፈጣሪ ሓፍተይ ጭንቀት አርሒቁ ናይ ልብኪ ይሃብኪ መዕረፊኪ ውለዲ።
Ezgiyo meharena kurustos.habtey mearey abayki
እግዚኦ ተሳሃለነ እግዚአብሔር ኣምላክ ምሰትዉዓል ይዓደለና። ማማተይ ኣጃኪ ዝሓፈተይ እግዚአብሔር ኣምላክ አብ ገኒ ውፅዕተ እዩ
በሰምአም ወወልደ መንፈስ ቅዱስ አምለኽ እዛዓለምስ ኽንደይ እያ ፀይራ
ሠአሊ ለነ ቅድስት እውይ አንታ ታይ ዓይነት ግዜ በጻሕና ኣጆኪ ሓፍተይ ናተይ 😭😭
ሓፍተይ መዓረይ ኣይዘኪ እግዚኣብሄር ዘይሰኣኖ የለን
ኣጆኪ ማዓረይ ከሙኡ እያ ዓለም ኣምላኽ ምሳኪ ይኩን
Aye seb dekey ajoki xbkti haftey amlak msaki ykun❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️🙏
ብጣዕሚ ዘሕዝንን ዘስካሕክሕን ክትሰምዖ ዝድንጹ አጋጢሙዋ
እግዚኦ መሓረኒ ክርስቶስ 😭😭😭 ዉይ ሓፍተይ እግዚኣብሄር ምሳኪ ይኩን
Ewayyyyy habtey natey ajoki egzabhier amlak misaki yukun mulie hawey kea edmen tienan yhabeka ❤❤❤
እግዚኦ ማሓረና ከርስቶስዜስማእስ ለየለ
ኣታ ኪንደይ ይጭክን እዩ ኡሞ ካኣን ዘይ በደል የሐዝን ማሚት ኣጆክ ዛሓፍተይ
ኡፍፍፍፍፍፍ ዘሕዝን ስማዕ ብጣዕሚ ሓዚነላን ደንጊጸላን
Ewayyyyy haftey, ajoki habo tray gberi mkrti, snklna nay resi ember nay egri dehan u mkrti haftey
ዋአ ዋአ ቅኒይይ ኢንተ ኢልናስ ገለ ኽንሰምዕ ኢና ለዋህ ርግቢት ኢንታይ ኣብሳ ኢዋይ ሓፍተይ ኣጆኪ በሊ ዝሓፍተይ መጀመርታ ወለዳ ኽአሰሩ ኣለዎም ካልኣይ ከኣ ኢንዳ ወዲ ኽአሰሩ ኣለዎም ኣነ ዝገርመኒ ግን ኢቲ መንግስቲ ኢንታይ ኢዩ ዝገብር ፈርማ ጥራይ ኢዩ መስለኒ ከምዚ ዝኣምሰለ ነገራት ትሕቲ ዕድመ ምምርዓዉ ብሕጊ ዝሕትት ኽከዉን ኣለዎ ካልኣይ ከኣ ጋል ጋል ቀዳመይቲ ኽትከብር ኣለዋ ብዝኮነ ኣጆኪ ዝሓፍተይ ኣብ ጎንኪ ኣለኩ ካብ ሓዉኪ ኢርትራዊ ኢየ ።በጃኩም ኢዞም ተጋሩ ኣሕዋትና ነዘን ህጻናት ኣሕዋትኩም ኣይትበድልወን ዕድለን ኣይትስበርለን?
Emkela etom sdiraa keman kiseti alowem
hakeka hawy nay gual anestyeti xegm bezuh eu.
በስመአብ ስሕተት ማዓልቲ አይዉዕልኻ ብሓቂ እግዚኦ
ሊቀ መላአክት ቅዱስ ሚካኤል ኣይነ ዘርግቢ ካብ ከምዚ ዓይነት ሰብኣይ ኣድሕነኒ 🙏😭
Ajoki kebrtey natey 🙏❤ Fetati netom zeftwom you zekxom
ኣጆኺ ማሚት ሐፍተይ ኩሉ ነገር ብፈጣሪ ሐገዝ ክመልኣልኪ አዩ፤ ጥራሕ ኩሉ ግዜ ብዝሐለፈ ነገራት ረሲዕኪ ንቅድሚት ምንባር ጀምሪ። ኣላናልኪ ንባላ ተጋሩ ፤ ኤርትራውያን ኣሕዋት። ብምድሪ ዝረድኣ ብሰማይ ክረክቦ አዩ ከምዝተበሀለ።ኣንታ ክንደይ ጉድ አዩ ዝንሄ ዘይሰማዕናዮ!Thanks መ/ር ሙሉ
Nay bhaki zeyrean zysimon yelen eway hajoki meorey
ኣጀኪ ማዓረይ ኩሉ ልጊዛዉ እዩ እንተ ንሱ በእግዛብ ሔር ይቃፃዕ
እግዝዮ ምሃረና ክርስቶስ የንየቆንጆ
Ufffffffffff haftey natey Ezgabiher Amlak msaki ykun
Egzoooooooo meharenaaaa goytayyyyy bedelna hdegelna anta fetari kulu Alem kndey ttsewr eski bel tswerena ewayyyy zeygebernayo zyele bekyatey kgedfeni aykalen ay kab weleda ay kab adhma kulom ketiloma agoki mkrtey efffffff eti kanza kemey kalkyo shus ayyyyyyyy tenkri fetari aleki zeynetsf lgsnu tesfa keytkortsi mare sebki ktnebri eki tmhrtki ketsli nsom yom zgededu lbom ztekoretsu babiu ka zelalem sfrom ztebelashewom abza mereat neberti aykonan kabzi hmak malti sewrena getaye amennnnnnn3
ብሓቂ ከም እተቅርባ ተስፋ ጌረ ነይረ መምህረይ ፈጣሪ ይሓልውካ ማሚተይ ሰለዝረኣኩኪ ደስ ኢሉኒ ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ ፈጣሪ ይሓልውኪ ምቅርተይ❤❤
ክብረት ይሃበለይ
እዋይ ሓብተይ! ኣጆኺ እግዚኣብሔር ምሳኺ እዩ ተስፋ ጥራይ ኣይትቚረጺ እግዚኣብሔር ምሉእ ምሕረት ይሃብኪ።
😢😢😢😢ዋይይ ሓፍተይ ናተይ ኣጆኺ ኣምላክ ምሳኺ ይኩን መምህር ሙሉየይ ካምዚ ጌርካ ንምትሕብባርካ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
እዋይይ ሓፍተይ ማዓረይ ምውታን ዘተንስአ ኣምላክ ንዓኺ ውን ካብታ ዘለኽያ ፀበባ ያውፅኺ
Eway gud behaki ab adena zelo gud kemezi ayenet chkane. izi tonkalay azizwo
፣መምህር ሙሉ ተባረክ
Ahhh ajoki haftey enqae bhiwet haleki hmak zgebr bealu fetari yifredo
ኣንታ ዘይተነግረ ምበር ዘይተገብረ የለን ክበሃል ሃቂ ኢዩ እግዚዮ ኣባኻ ሃደራኻ ጎይታይ
መምህርይ ስላምካ ይብዛሕ
እግዚኦ መሓረና ክርስቶስ አቤት ጭካነ ኣይዞኪ ማሚተይ
ሓፍተይ ናተይ ኣጆኪ ማሚት ኣምላክ ምሳኪ ይኩን ኣብ ጎንኪ ኣለና ብሓቂ አንታይ ድበልዎ ታሪክ ኡ ወደይ ህዝብና ካ ኣጆና ከምዚኦም ውጻት የሕዋትና ንሓግዝ በጃኩም ብድካለና eritrawiyan ንኩን tegaru ኮታስ ንኩሉ ጽጉም !!! So thanks guys !!!
Xubuken awentawin hasab you kemaka yebzahe wedi erey jegna
Maryam Ayrefeda ms weda msaki tkun zhaftey
😭😭😭😭መምህር ሙሉየ ጀግና አቦ ውፁዓት እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓላለይ 💓💓💘💘💘
😭😭😭😭😭😭😭🤲🤲🤲🤲
ማዓረይ ባንቡላ እግረይ ናተሰበረ ኣብዩኒ ከይወድቅሞ ካሊእ ሰውነተይ ክዓ ከይስበር ምስበለት ኣነ ክዓ ልበይ ተስይሩ 💔😭😭 ኣነ እውን ዕድመይ 19 እዩ ኣብ ስደት 5 ዓመት ገይረ ኣለኩ ግን ኩሉ ግዜ እየ እህ ዝብል ብምስዳተይ እና ኣብ ትሕቲ ሰብ ብምስረሐይ ጥራሕ ማሚት ምሓዛይ ምስ ርኣክዋ ግን ንፈጣርየይ ይቅር በለለይ ሰለ ኩሉ ነገር ክዓ ተመስገን ኢለ 🙏
ሓያል ኮምንታተር ኢኺ ኪያ ዘይብሉ ቪድዮ ዳርጋ የለን ስራሕኺ እንታይ ድዩ ?
@@ifllgr9573 ዓዲ ዓረብ እዩ ወዲ ዓደይ
@@ove6164 ok gual rimey
ሃይ ሰላምዶ የኔማር
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሃዱ አምላክ አሜን እግዚኦ እግዚአብሔር ምን ዓይነት ግዜ ደረስን አይዞሽ እህቴ ድንግል ማርያም ሁሌ ከጎንሽ ትሁን መምህር ሙሉ ረጅም እድሜ ጤና ይስጥህ
በስማኣም ብወልደ መንፈስ ቁዱስ ሓፍተይ ናተይ ጋል ትረክቦ መከራ እዝግዮ
እዋይ መከራ እግዚኦ እግዚኦ መሃረነ ክርስቶስ ከምዚ እውንዶ አለኻ ኢኻ አጆኺ ሓፍተይ 😭😭😭😭😭አነ እውን ዕድመይ ጋል 12ዓመት እየ ተመርዕየ ክንደይ መከራን ስቃይን ድማ አሕሊፈ ድሕሪ 5ዓመት ድማ ሓደ ወደይ ወሊደ ተፋቲሐ ተማ ሓፍተይ ንዓኺ ምሰ ረአኹ ግን ነቲ ናተይ ዝነበረ ሽግር ምንም ከምዘይ ኮነ ፈሊጠ አጆኺ ዝሓፍተይ እዋይ እዋይ መከራ መከራ 😭😭😭
ትኽክል ኣለኺ!! ዝገደደ ፀገም ኣብ ካሊእ ክትርኢ ከለኻ ትፅናዕናዕ።
@@WushatenaMedia መምህር ሙሉየ አነ ምንም ዝብሎ ነገር የብለይን ንዓኻ ዝኸውን ቃላት ይሓፅረኒ እዩ በቃ ዘመንካ ኩሉ እግዚአብሔር ይባርኮ ጉልበትካ ይባረኽ ዝሓወይ😢💘💓🙏🙏🙏
ምምርዓዉ ብሰላም ምፍታሕ ምንም ኣይኮነን እዙይ ዳኣ ኩፉ ክልተ ግዜ ምርኣይ ግን ካዓ ምንም ማለት ኣይኮነን ሚዛን ናይ ሕልናካ እንተዘይ ጎዲሉ ናይ ኣካል ምጉዳል ፀገም የብሉን እንኳዕ ድማ ዓይንኪ ዘየጥፈኣኪ ዓይኒ ናይ ዓለም ብርሃን እያ ካሊእ ይትረፍ ፀላኢ ክመፀካ ከሎ ስለ ትሪኦ ንሰብ ትዛረብ ኢካ
@@aliman3289 ብሓቂ መዓረይ ሓደ ሓደ ግዜ ወለዲ ንውላዶም ንፅቡቁ እዩ ኢሎም ይውስኑ እሞ ብግልባጥ ይገጥመካ ብዝኾነ እንኳዕ ዓይና አይኮነ እንኳዕ አካለ ጎደሎ ኮይናስ አፍ አውፂኣ እትዛረበሉ ግዜ ረኸበት እግዚአብሔር እንታይ ይሳአኖ ዝሓወይ
ኣነ ዝገርመንስ ኣብዚ ግዜ ሎሚ ከ እቶም ወለድኩም ማስ ሜድያ ኣይካታተሉን ዲዮም ስለምንታይ ትሕቲ ዕድመ የመርዕዉ ፡ኣብ ትግራይ ብብዝሒ ገበናት ይፍጸም ዩ ግን ማሃሪ ዝኮነ መቅጻዓቲ ክሳብ ሕጂ ኣይራኣኩን፡ስለዚ እቶም መንእሰያት ኢኩም ነዚ ደዉ ከተብልዎ ትክእሉ ።ሰላም ወ ሰናይ ካብ Eritrea
እግዚኦ ምሓረኒ ክርስቶስ ሓፍተይ ውን ኣይዞኺ ኣምላክ ኣሎ ምሳኺ መ/ር ሙሉ እውን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝሓወይ
እግዚኦ መሓረና ኣንታ ጎይታይ ክንደይ ኪኢልካና ኢኻ ትኸድ ዘለኻ......?
ነናትና ሓጢያት ንጸብጽብ ኣምላኽ ንዓኣቶም ጥራይ ዘይ ኮነ ናዓና ውን ጺርና እዩ ዝኸይድ ዘሎ ኣምላኽ ንኹላትና ይቅረ ይበለልና።
እወ ልክዕ ኣለኺ/ኻ ሓጥያተይ ስለዝፈልጥ እየ ከምዙይ ዝበልኩ:: "ነታ እመት ስድሪ ኣላታ" ከምዝብሉታ ወለድና እቱይ ቸርነቱ ብምሕሳብ ዝኣክል እየ ገሪሙኒ ዝፀሓፍኩ::
ጎይታ ዝባረኻ ሓቦኛ ሽኮር ዝኾነት ቅልዓ ፈጣሪ ሓሳብኪ የስምረልኪ 🇪🇷❤️
✍️በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ፩ዱ ኣምላክ ኣሜን ፫
#መምህር ሙለረይ እንኳዕ ብደሓን መፃእኻ
እግዝኦ መሃረና ክርስቶስ
እግዝኦ መሃረና ክርስቶስ
እግዝኦ መሃረና ክርስቶስ
ሰሃሊለነ ቅድስት
ሰሃሊለነ ቅድስት
ሰሃሊለነ ቅድስት
✍️ኣታ ኣብታ ሓፃር ዓለም ሲ ክንደይ ኢና ንርኢ
እግዚአብሔር ኣምላክ ምሕረት የውርደልኪ ።
እመቤታችን ቅድስት ድንግል ማርያም ትሓልውኺ ሓፍተይ ምዓረይ ።
✍️መምህር ሙሉ ሕዝኪ ኣጆኺ ዛሓፍተይ !!!
✍️ሙለረይ ዕድሜ ማቶሳላ ፅድቂ ላሊበላ ይሃብኻ እግዚአብሔር ኣምላክ ።
ንዓኻ ዝኾኑ ቃላት የብለይን ብቻ ብእግዝአብሄር ርኸቦ ።
እዋይ ብሰም ኣብ ብወልመንፈስ ቁዱስ ናይ ብሓቂ ጭካነ ይሪኢ ኣለኩ ኣብዚ ትግራይ ፡እንታይ ግይራቶ ይባሃል እዚ ሕጂ ቀንዲ ግን ስድራኣ ክእሰሩ ኣለዎም ጓል 11 ዓመት እንታይ ኢሎም የመርዕውዋ ፡ዋላ ግብ ዝበል ድክነት ይሃልዎም፡ናይ ብሓቂ ካብተን ኣብ ልብያ ዝዕመጻ ደቂ ኣንስትዮ ፍልልይ የብለንን ኣብ ትግራይ ዘለዋ ደቂ ኣንስትዮ ሕጂ ንካልኣይ ግዜ ንፋስ ዝተሃርመት ይሪኢ ኣለኩ ኣብ ማእከል ዓደን እሞ ዲሞክራሲ ኣለዎ ዝባሃልክልል ሲ ከይተሰደዳ ይዕመጻ ኣለዋ ዓገብ ዓገብ ተጋሩ ኣሕዋትና መንእሰያት ልቢ ግበሩ ።ኣደካን ሓፍትካን ብፋስ ምቁራጽ ማለት ዩ ኮ
ነይ ብሓቂ አንስ ብቃ ፍርሕ መይት ድቂ ተባዕትዮ ፅለአይም መይት ብቃ
Nab habesha mqrab ayedln tetnqeqa awald
@@sohiasohia8623 ጻዕድ መሪጽኪ ማለት ድዩ እወ እንተልኪ ብከመይ
Ewe
@@sohiasohia8623 ምርጫኪ ዩ ጻዓዳ ኣይቀትልን ዩ ኢልኪ ኣሚንኪ ማለት ድዩ ፡ኣብ ክንዲ ከም ጻዓዱ ደቂ ኣንስትዮ ንመሰለይ ክቃለስ ኣለኒ ምባልክስ ኣብ ትሕቲ ጻዕዳ ኣውዲቅክያ ጻዓዳ ዳኣ ጽብቅቲ ጊላ ይብለኪ ካኣ ብ ውሽጡ
እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ ውይ ሓፍተይ ኣጆኪ እግዚኣቢሄር ምሳኪ ይኩን
ትክክል መ/ር ሙሉ ብተለቨይን ሪአያ ነይረ ቅድም እዋይ ብጣዓማ ሓዘነ ነይረ ሐዚ ተመስገን አምላክ
ናይዛ ቆልዓ ሞራላ ብጣዕሚ እዩ ዝገርመንን ዘሐጉሰንን
ምስዙኩሉ ፀገማሲ ኩሉ ግዜ ፍሽክ ትብል ይመስለኒ ዛሐለፈ 8 ዓመት ብናይ ፖሊስ ትግራይ ፕሮግራም ክልቲኡ አእጋራ ተቆሪፁ ገና ባምቡላ ከይተገበረላ አንሕና ብናታ ቁስሊ ተሰቂቅና አእጋራ ምርአይ ሲእና ንሳ ግን ጓሂአን ቁስላን ንውሽጢ ገይራ ክምስ ትብል ሚስኪን ማሚት
እና አብኩሉ ኩርናዓት ዓለም ዘለና ትግርኛ ተዛረብቲ መፃኢ ማሚት ንከይፅልምት በቢ ዓቅምና ናሐግዛ !!!
Ajona seb nebari aykonen tarik eyu nebari
Nay bhaki anem rieya neyre wuyyyyy
Weyyyy Ata Kendey Yecheken Uffff . Enqua Amlak Mulu Tena Hibu Selamke Abzehalki Amlak Semayat . Betami Eu Zehezen
በስማኣም ወወልድ ወመንፈስቅድስ ማሓረና ክርስቶስ ኣሜን
እግዚአብሔር ኣምላክ ምሕረቱ ይስደደልኪ ክብርተይ አጀኪ እግዚአብሔር ኣምላክ ምስኪይኩን
እግዝኦኦኦኦ አባት አታ አምላከይ ከንደይ እኽ ኽእልኻ እሞ ደማ ዝኮ ፀገም ተበፅሕና እንታይ ገይረካ እንበል አለና ማሓረና አምላክ ይቅር በለና አጀኹ ሓፍተይ ማዓርይ ሓወይ ሙሉ እግዚአብሔር አምላኽ ነዉሕ ዓድሜ ና ጥዓና ያሃበልና
ኣጆኪ ሓፍተይ ናተይ እ/ር ምሳኪ ይኩን መ/ርጠሙሉ ዕድመን ጥዕናን ፈጣሪ ይሃብካ
መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
Haftey natey abayki ajoki kulu n senaiki iu nuuu ka fetari yqr ybelelu
Eway haftey natey ajoki zeyday maray amlka alo meski 🙏amlka edmen tenan yehbki fetri
amlak mhret yewurdelki zhaftey 🙏🙏🙏🙏
ሰኣሊነነ ቅድስቶ ኣበስ ገበርኩ ክንድዚ ጭካኔ ፋስ ንዕንፀይቲምበር ንወድሰብ እግዚኦ ዘይተዘረበ እምበር ዘይተገበረ ዘየለ ኣታ ከመይ ዲና ኸፊእና መዓረይ ደኣ ንእስነት ሸዊትኪ ወር ይ ሓፍተይ ዪዓረይ ኣምላኽ ምሳኺ ይኩን ደሓን ካብ ፈጣሪ ይፈደ ካብ ክፉእ ነገር ሰዉረና ጎይታይ መዓረይ በስመኣብ መወልድ ወመንፈስ ቅዱስ
Abayki haftey😭😭 በጃኩም ነዞም አብ ገጠር ዝነብሩ ወለዲ ትሕቲ ዕድመ መርዓ ደው ከብልዎ አስተምህሮ ይዋሃቦም ufffff
እዋይ ሐፊተይ እግዚኦ ማሐረና ኩሪሲቶት እንታ ከመይ ዚበለ እንሲሳዩ። ምሲኪነቱ አሕ
እግዝዮ ማሓረኒ ክርስቶስ ፈጣሪ ምሳኪ ይኩን
egzabher mhret yewrdelki zhaftey ajoki kulu ayseanonn fetari
እግዚኦ ማሓረኒ ጎይታይ ማዓረይ ታይ ዓይነት ጭካነ እዩ መሕዘኒ ኣጆኪ ሓፍተይ ናተይ
ኣነ ሪአያ ነይረ ብድምጺ ወያነ ማራዩ ገሪሙና የኔ ምስኪን ኤህ
haftey natey😭izgyo mharena kurustos🙏🙏🙏
እግዚአብሔር አምላክ ምሳኪ ይኩን ዛሓፍተይ
መብዛሕትና ደቂ አንስትዮ በሰንኪ ወለድና ንክብሮም ክብሎ አብ ልብና ብዙሓት ጠባሳታት አለዉ !
You are right
ኣቤት ጭካነ ንሰብ ሞት ውን ክንእሰና ኣቤቱ ኣምላኬ ሆይ ምሕረትካ ልኣከልና እዋይ ምስኪነይቲ ማሚተይ እግዝኣብሄር ዕድመ ጥዕና ይሃብኪ
እዋ ሰብ እምበር ናብ ሰይጣን ተቀይሩ መሓረኒ ጎይታይ ማሚተይ ፅብቅቲ አይዞኪ መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
Uyyyy amlak aboy meharena buneet haftey natey amlak edmen tienan yhabki ajoki zyaday😭😭❣
ዋይ ሃፍተይ ኣምላክ ጽላሉ የምብረልኪ።
ኦሮሞ ዓያሹ እናበልናስ ለካ አብ ገዛና አለዉ ዝገደዱ::ንወለዳ ግን ዕድመ ልክዕ ክእሰሩ አለዎም::መዓረይ አጆኺ ::
Please ayenay Bher asha elka ktwsn ashegari eyu kab kulu bher asha allo hade bher tray aykonen judge kngebr aynkeeln
@@አልሐበሽያሁሌየተከበረ 😀😀😀😀😀😀....... አይፈልጥን ግዳ ዘይትብል ስለ የጦጵያ ብሄር ብሄረ ሰባት ዘይምፍላጥ ሓጥያት አይኮነን::ሕርሕራይ ጌርና ስለ ንፈልጦም ሱቅ በል::
kab tonkolenas asha yhaysh
@@edenkahsay8425 ተንኮለኛ አይሓይሽን?😀😀😀
Ane kab Eritrea eye,gin kab kulu biher kone alet Denkoro alo!sain timhrty eyu dima eziy gega.mishkibeyti hede kab diyasipora tezimirawa tsibuk neru nimenebabiro kitema amilak yegebagibela 🤔😰
Wooooo Goita Yesus😭😭😭,eway chekane ne wedi seb kemzi zebele chekane, amlak mehret yewredelki tsibekti.
ዋይ ሓፍተይ አምላክ ይሓግዝኪ
ሓውና ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ
ኣጆኺ ሽኮረይ ፈጣሪ ንድሕሪት ኢልኪ ኣሎ። እንተ እቶም ናብዚ ዘቃልዑኺ ካብ ስድራኺ ጀሚርካ ግን ፈጣሪ ኢዶም ይሃቦም። ኣጆኺ ዓለም ጻዕሪ ኢያ ብተስፋ ክኣኒና እንጉዓዛ። ፈጣሪ ምሳኺ ይኹን።
እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ ግን ዝታሪክ ብፖሊስ ይኩን ብገለ ሰሚዐዮ ነይረ እየ እዋይ ሓፍተይ ኣቤት ጭካነ ሞት ክፍረዶ ነይርዎ ኣሻዒቱ ዝኣረመኔ በይዛኩም ወለዲ እውን ንደቅኩም ብዘይደለየኦ ኣይተመርዕው ኣቤት ጥንካረ ማሚት ሓፍተይ ብጣዕሚ ገራሚት ኣጆኪ ዝሓፍተይ ትትደልዮ ኩሉ ክክፈተልኪ እዩ ዕድመ ንተጋሩን ንኤርትራውያንን የሕዋትኪ
እፍፍ ብጣዕሚ የሕዝን ሓፍተይ ፅንዓት ይሃብኪ ጨካን ፍጥረት ዝኮኑ ፍጥረት💔🙏🙏🙏
Mhret yewrdeki haftey amlak
በስም ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ፡እዋይ ሓፍተይ ብጣዕሚ ሕማቅ ታሪኽ ሓፍተይ ናይ፡ኣምላኽ ጸድፊ ይፈጥር እሞ መደያይቦ ከኣ ይገብረሉ፡ኣጆኺ ዝሓፍተይ እግዝኣብሄር ኣምላኽ ምሳኺ ይኹን፡
ክቡር መም/ ሓውና ከኣ እግዝኣብሄር ኣምላኽ ዓስቢ ጻማኻ ይሃበካ።
N,B፡ምናልባት ኣብ ኤውሮፓ ዘለው ኣሕዋት ከምቲ ንሳ ትደልዮ ዘላ ዓይነት ባምቡላ ክረኽቡላ ዝኽእሉ እንተ ኣለው ኮይኖም፡ንሕና ከኣ ብብዓቅምና ኣዋጺኢና ክንሰደላ ይከኣል ኢዩ፡ምናልባት ንስኻ ትፈልጦም ማሕበራት ኣለው እንተ ኮይኖም ከኣ ኮንታክት ምግበርና ኔርና ኣድራሻ ናቶም እንተ ኣሎ ኮይኑ፡ልዕሉ ኩሉ ግን ክብሪ ዝግበኣካ ኢኺ ክቡር ሓው።
ብዙሕ ኣይፈለጥናይ
አቤቱ እግዚአብሔር ምሕረት ግበረልና
አቤት ጭካና አቤት ጭከና
እግዚአብሄር ምሳኪ ይኹን ብንክእሎ አብጎንኪ አሎና
ማሚተይ ጽብቅቲ ኣምላኽ ዕፍመን ጥዕናን ይሃብኪ ዝሓፍተይ ኣጀኪ ዝሓፍተይይ
መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓወይ ናተይ
Esh muchwti habtey egziabhier msaki ykun
እግዚኦ መሓረና ክርስቶስ
ኣነም ወለደይ ጋል 15 ዓመት እዬም ብሓይሊ
ኣመርዕዬምኒ ግን ድሕሪ ብዙሕ መከራ ሓደ መክሰብ ዝኮነ ወደይ ስቃየይን መከራየንን ዘረስዕ ወደይ ረኪበ ግን ብዙሕ መከራ ኣሕሊፈ ምስኡም ደኪተመ ኣዶ ስኢነ ግን ናይዛ ክብርቲ ሓፍተይ መከራ ምስራኣኩ ፈጣርየይ እንዳመስገንኩ እየ ኣጆኪ ዛሓፍተይ
ድሕሪ ደመና ዝናብ ኣሎ
ድሕሪ ስቃይ ራህዋ ኣሎ ኩሉ ከም ዝሓልፍ እመኒ ፈጣሪኪ ሒዝኪ ራህራህ ወገንና ሒዝኪ
ሙሉየይ ንዓካ ዘመስግነሉ ዓቅሚ የብለይን እግዚአብሔር ኣብ ዝከድካዬን ዝረገፅካዬን ለምለም ይኩን ኑሮካ
እግዝዮ መሓረና ክርስቶስ ካብ ከምዚ ይሰውረና
Eway habtey btami tegrma ezgbher amlak yferdo nehwna ajoki jegna eki zelki mamet aemroki
እዋይ መከራ እግዝኦ መሃረነ ክርስቶስ ከምዚ ኸ ኣሎዲዩ ከምታ ዝቆረጻ ኪቆረጽ ኣልዎ ንሱን ሓጋዚቱን
ፈጣሪ ይሓግዝኪ ዝሓፍተይ
እውይ እግዚአብሔር አምላክ ምሳኪ ይኩን ማዓረይ እቱ ኩሉ ዘይሰአኖ አምላክ ምሕረቱ ይላአከልኪ
Egzio meharena kirstoss 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏ajeki zihaftey natey💗💗💗amlak aleki
Ohhhhh my god , eway haftey natey abaki kemey zbele chkane eu ajoki amlak alo msaki habibti
I can’t stop crying 🇪🇷, Thank you for doing this
እግዝኦ መሃረነ ከክርስቶስ መዓረይ እግዚአብሔር ምሳኪይ ይኩን
እግዚዮ ምህረና ክርስቶስ ዋይ ክንደይ ዓሻ እዩ ዘሎ ኣዮኺ ዝሓፍተይ
ኢጆኪ ዚሓፊታይ ማዓረይ አግዚኣብሔር አምላከ ይሕግዚኪ አፍፍፍፍፍፍፍ ከብዝይ መሐረነ ተመስገን ንበሎ አሕዋተይ ንአግዚብሔር አምላከ
እዋይ እዋይ ብጣዕሚ እየ ናበይ አትያ ዳብልኩ ይጭነቅ ነይረ መ/ም ሙሉዋይ እኳዕ ረአካያ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
ትክክል ኪ ማዓረይ ተካቲታለያ ነይረ እየ
እግዝኦ መሓረና ክርስቶስ 😭😭😭😭😭 ታይ ዓይነት ጭካነ እዩ
እዋይ ኣንታ ዘይተ ሰሚዕ እንበር ዘይተ ገበረሲ የለን ዝብሃል ሲ ናይ ብሓቂ ዩ እዝግዮ ሚሓረና ክርስቶስ ኣነሲ በዘካ ንዕንጨት ብፋሽ ትፍልጾ ንሰብ ሰሚዕ ኣይፈልትን ሞ ንገባሪ ኩፉእ ኣምላክ ናይ ኢዱ ይሃቦ እንተ ንሲጊ ግን ኣምልክ ጽላሉ ኣንብርልኪ ኣሎ ሞ ምክርቲ ሓብተይ ኣጆኪ ማርያም መግደላዊት ምሳኪ ትኩን ። መምህር ሙሉ ሞ ኣድኒቀ ምጽጋብ ሲኢነካ እንድየ ኣቦ ውጺዓት ኢካ ናይ ብሓቂ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ሓብትኩም ኤሪትራዊት ካብ ሆላንዲ
እግዚኦ ኣቤት ኣቤት ኣቤት ማሚት ሓፍተይ እግዝኣብሄር ኣምላኽ ምሳኺ ይኹን ኣጆኺ
Mhret yewrdelkum tegaru frhat amlak zeyblkum besmeam
እግዚ ኦ ማሓረና ክርስቶስ
ኡፍፍፍፍፍ ተሰሚዑ ተሪኡ ኣይፈልጥን እዝዩስ ፈጣሪ ሓፍተይ ጭንቀት አርሒቁ ናይ ልብኪ ይሃብኪ መዕረፊኪ ውለዲ።
Ezgiyo meharena kurustos.habtey mearey abayki
እግዚኦ ተሳሃለነ እግዚአብሔር ኣምላክ ምሰትዉዓል ይዓደለና። ማማተይ ኣጃኪ ዝሓፈተይ እግዚአብሔር ኣምላክ አብ ገኒ ውፅዕተ እዩ
በሰምአም ወወልደ መንፈስ ቅዱስ አምለኽ እዛዓለምስ ኽንደይ እያ ፀይራ
ሠአሊ ለነ ቅድስት እውይ አንታ ታይ ዓይነት ግዜ በጻሕና ኣጆኪ ሓፍተይ ናተይ 😭😭
ሓፍተይ መዓረይ ኣይዘኪ እግዚኣብሄር ዘይሰኣኖ የለን
ኣጆኪ ማዓረይ ከሙኡ እያ ዓለም ኣምላኽ ምሳኪ ይኩን
Aye seb dekey ajoki xbkti haftey amlak msaki ykun❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️🙏
ብጣዕሚ ዘሕዝንን ዘስካሕክሕን ክትሰምዖ ዝድንጹ አጋጢሙዋ
እግዚኦ መሓረኒ ክርስቶስ 😭😭😭 ዉይ ሓፍተይ እግዚኣብሄር ምሳኪ ይኩን
Ewayyyyy habtey natey ajoki egzabhier amlak misaki yukun mulie hawey kea edmen tienan yhabeka ❤❤❤
እግዚኦ ማሓረና ከርስቶስ
ዜስማእስ ለየለ
ኣታ ኪንደይ ይጭክን እዩ ኡሞ ካኣን ዘይ በደል የሐዝን ማሚት ኣጆክ ዛሓፍተይ
ኡፍፍፍፍፍፍ ዘሕዝን ስማዕ ብጣዕሚ ሓዚነላን ደንጊጸላን
Ewayyyyy haftey, ajoki habo tray gberi mkrti, snklna nay resi ember nay egri dehan u mkrti haftey
ዋአ ዋአ ቅኒይይ ኢንተ ኢልናስ ገለ ኽንሰምዕ ኢና ለዋህ ርግቢት ኢንታይ ኣብሳ ኢዋይ ሓፍተይ
ኣጆኪ በሊ ዝሓፍተይ መጀመርታ ወለዳ ኽአሰሩ ኣለዎም ካልኣይ ከኣ ኢንዳ ወዲ ኽአሰሩ ኣለዎም ኣነ ዝገርመኒ ግን ኢቲ መንግስቲ ኢንታይ ኢዩ ዝገብር ፈርማ ጥራይ ኢዩ መስለኒ ከምዚ ዝኣምሰለ ነገራት ትሕቲ ዕድመ ምምርዓዉ ብሕጊ ዝሕትት ኽከዉን ኣለዎ ካልኣይ ከኣ ጋል ጋል ቀዳመይቲ ኽትከብር ኣለዋ ብዝኮነ ኣጆኪ ዝሓፍተይ ኣብ ጎንኪ ኣለኩ ካብ ሓዉኪ ኢርትራዊ ኢየ ።
በጃኩም ኢዞም ተጋሩ ኣሕዋትና ነዘን ህጻናት ኣሕዋትኩም ኣይትበድልወን ዕድለን ኣይትስበርለን?
Emkela etom sdiraa keman kiseti alowem
hakeka hawy nay gual anestyeti xegm bezuh eu.
በስመአብ ስሕተት ማዓልቲ አይዉዕልኻ ብሓቂ እግዚኦ
ሊቀ መላአክት ቅዱስ ሚካኤል ኣይነ ዘርግቢ ካብ ከምዚ ዓይነት ሰብኣይ ኣድሕነኒ 🙏😭
Ajoki kebrtey natey 🙏❤ Fetati netom zeftwom you zekxom
ኣጆኺ ማሚት ሐፍተይ ኩሉ ነገር ብፈጣሪ ሐገዝ ክመልኣልኪ አዩ፤ ጥራሕ ኩሉ ግዜ ብዝሐለፈ ነገራት ረሲዕኪ ንቅድሚት ምንባር ጀምሪ። ኣላናልኪ ንባላ ተጋሩ ፤ ኤርትራውያን ኣሕዋት። ብምድሪ ዝረድኣ ብሰማይ ክረክቦ አዩ ከምዝተበሀለ።
ኣንታ ክንደይ ጉድ አዩ ዝንሄ ዘይሰማዕናዮ!
Thanks መ/ር ሙሉ