ብህፃና ህፃን ዝተገላገለት ሰላም ጨርቆስ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 6 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 317

  • @hlnamedia1111
    @hlnamedia1111 4 роки тому +156

    እስከ ክብሪ ደቂ ኣንስትዮ ምግሃስ ትብሉ ኣብዚኣ 𝑙𝑖𝑘𝑒 ኣቐምጡ ምኽንያቱ አብ ኢ/ጰያ ክብሪ ኣዴታትናን ኣሓትናን ይገሃስ ,ሎ።

    • @jaggerishaan2345
      @jaggerishaan2345 3 роки тому

      You probably dont care but does anybody know of a way to log back into an Instagram account??
      I stupidly forgot the account password. I would appreciate any tricks you can offer me.

  • @abrashtesfay7893
    @abrashtesfay7893 4 роки тому +30

    መ/ር ሙሉ ሽሙካ ሙሉ ስራሕካ ሙሉ ዕድመ ምስ ሙሉእ ጥዕና ተመንየልካ ክቡር ሓው ሕምምቲ ቆልዓ ስለ ዝሓዘት ገዛ አይነካርን ዝብሉ ሰባት ግን ምሕረት የውርደልኩም ..

  • @ብርቱኳንገዛኢየድንግልማር

    ልምንታይ ልመምህር ሙሉስ መኪና ዘይግዘኦ ልትደልዩ ኢድኹም ልላዕሊ

  • @ኣልማዝጋልትግራይ
    @ኣልማዝጋልትግራይ 4 роки тому +56

    ሓደ ሓደ ደቂ ሰባት ክንሓስም እኮ ፅባሕ ኣብ ርእሰይ ክበፅሕ እዩ ዘይንብል ልቦና ይሃብኩም ከምዚ እትገብሩ ሰባት መምህረይ ኣቦ ፅጉማት ንበረልና

    • @gideyhaila1646
      @gideyhaila1646 4 роки тому +2

      ሂወት አይፍለጥን እዩ አባና ክመፅእ ይክእል እዩ ስብ ሕሙም ደሊካ አይኮነን እንታይ ማለት እዩ ገዚአቶ ዲያ እቲ ሕማም አጆኪ

  • @ለዘለኣለምንበርለይትግራይ

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ብስራት እዩ ሙሉየይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ🙏

  • @meharikfle4087
    @meharikfle4087 4 роки тому +23

    ኣምላኽ ይባርኪ ዛጋለይ ::ጎይታና እየሱስ ክርስቶስ ምሕረቱ የውርደልኩም

  • @tsiontesfay3632
    @tsiontesfay3632 4 роки тому +65

    መምህረይ ዓቃል መን ከማኻ በቃ ትግራይ ዕድለኛ እያ::ማርያም አኽሱም አብ መንገድኻ ትከተልካ መምህረይ ሓወይ::

  • @zewdihiyabu4031
    @zewdihiyabu4031 4 роки тому +6

    መምህር ብጣዕሚ ጽቡቅ እግዚአብሔር መመሊሱ ይባርካ እዚ ንጽጉማት ምርዳእ ትገብሮ ዘሎካ ዓስብካ ካብ ጎይታ ርከቦ ተባረክ

  • @dhfhyrfdhgf1849
    @dhfhyrfdhgf1849 4 роки тому

    መምህር ሙሉ እውን ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @tigraytigray3685
    @tigraytigray3685 4 роки тому +6

    መምህር ሙሉ ሓወይ በሓቂ ቃላት የብለይን ዕድመን ጥዒናን ይሃብካ እግዚአብሔር ፀጉኡ የብዘሐልካ ❤❤❤❤❤🌺🌺🌺🌹🌹🌹🌹

  • @tsegayhaiysh9086
    @tsegayhaiysh9086 4 роки тому +21

    ነቲ ኩፉእ ዝሰረሐ እግዛኣብሄር ኣምላክ ናይ ኢዱ ይሃቦ እንተ ናዓኺ ሰላም ሓፍትና ካኣ ኣምላኽ ሒስኪ ትኾንዮ የብልክን ድንግል ማርያም ጽላላ ተንብረልኪ መምህር ሙሉእ ካኣ ኣብ ኩሉ ብሄር ኮነ ሃገር ከይፈለኻ ኣብ ኢቶጲያውያን ኮነ ኣብ ኤርትራውያን እተገብሮ ዘለኻ ሰናይ ግብሪኻ እግዚብሄር ኣምላክ ጸጋኡ የብዘሓልካ ነዚ ሰናይ ግብሪ እዚ ክትገብር እውን ሓደ ዓብዪ ብእግዚኣብሄር ዝተመረጸ ዩ እሞ ሕጂ እውን ብእግዚኣብሄር ዓብዪ ዓስቢ ዩ ዘለካ እሞ ተሓጎስ

  • @ጓልትግራይጓልዞምወየንቲ

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ብስራት ዩ መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @teamesium8163
    @teamesium8163 4 роки тому +2

    ብጣዕሚ ጹቡቅ ዝሕብን ባህሊ ምትሕግጋዝ ፡እዚ ጋዜጠኛ ክምስገን ዝግብኦ ዩ ቀጽሎ ንፉዕ ።

  • @Ak-hs5qt
    @Ak-hs5qt 4 роки тому +6

    ኣይዞኺ ኹሉ ናይ ኢግዚኣብሔር እዩ ጏልኺ ክምሕረልኪ እዩ 🙏🙏🙏ኣቱም ገዛ እታካርዩ ሰባት ከመይ ዓይነት ጭቃኔ እዩ ዘለኩም 😢 መምህር ሙሉ ኢግዚኣብሔር ዋጋኻ ይኽፈልኻ😍

  • @fretamay7608
    @fretamay7608 4 роки тому +7

    መምህር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እግዚአብሔር ይባርካ

  • @ትግራይዓለመይናፈቅ
    @ትግራይዓለመይናፈቅ 4 роки тому +25

    መምህረ መሉ እደሙን ጥዕናን ይሃብካ ዝሓውይ

  • @tngtn3977
    @tngtn3977 4 роки тому +6

    መ/ር ሙሉ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን በረከትን ይሃብካ ተባረኽ ። ኣቦ ጽጉማት ጸገም ሕ/ሰብ ናብ ህዝቢ ኣቃሊሕካ ብኡ አቢሉ ናይ ክንደይ ጽጉማት ስድራቤታት ናብ ከም ሰብ ምንቅስቓስ ምንባር ዝመለስካ ብሓቂ የመስግንካ።

  • @maxseven4623
    @maxseven4623 4 роки тому

    በቀዳምነት መምህር ሙሉ ሰፊሕ ዓድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣትም ትሕግዙ ዘለኩም እውን ኣብ ዓምዶ ወርቂ ይፃሓፈልክም ንሓፍትና ደማ ኣምላክ ምሳኪይኩን ንሓውና እውን ስነ ልቦንኡ የብረሀሉ ኣሜን

  • @abdelletifmuhammed836
    @abdelletifmuhammed836 4 роки тому

    መምህር ሙሉ ብደቅኻ ተሓጎስ ጥዕና ይሃብካ ኣብ ስራሕካ ዓወትን ኣሳልጦ እምነየልካ ።

  • @hdhhdb7467
    @hdhhdb7467 4 роки тому +2

    መምህር መሉ እደመን ጥዕናን ይሃብካ ሓወይ 💕💕💕💕💕💕💕💕💕

  • @ilove_you_ereyyyyy1997
    @ilove_you_ereyyyyy1997 4 роки тому +104

    ክብሪ ኣሕዋትና ደቂ ኣንስትዮ ይታሓሎ።
    ብፍላይ ናይ ትሕቲ ዕድመ
    ትሕቲ ዕድመ ዝደፈረ ንመዋእል ክፍረድ ኣሎዎ።
    ብሸለልትነት ክረአ ዘይብሉ ጉዳይ እዩ

    • @habeshatv3
      @habeshatv3 4 роки тому +2

      Mot mber kfred alewo

    • @deutstrau5165
      @deutstrau5165 4 роки тому +4

      እዙ ንፍርቤት ናባዓል ሞያ ንግደፎ ትንኽእሎ ጥራይ ንሓግዛ ኣሕዋት ።

  • @playstoreplaystore6215
    @playstoreplaystore6215 4 роки тому +6

    መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ዝሓወይ

  • @ሩትጎልኣብርሃም
    @ሩትጎልኣብርሃም 4 роки тому +7

    እግዝኣበሔር የሃብካ ክብር ሓዉናመምህር ሙሉ ኣቱ ም ትህቡ ዘለኩም ድማ አምላክ ዕፅፊ ጌሩ ይምለሰልኩም

  • @ወለተክሮስየክርስቶስባሪያ

    መምህር ሙሉ መግለፂ ቃላት የብለይን

  • @ሰገንሰገን
    @ሰገንሰገን 4 роки тому +9

    መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃበላና እ/ር ምሕረቱ ይልኣከሉ

  • @lechmabrah7439
    @lechmabrah7439 4 роки тому +19

    ጸጉኡ የብዛሕልካ ክብር መምህር ብእውነት ሰብ ምሕጋዝ ሰብ ምኳን እኩል እዮ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ እግዚአብሔር ካብ ኩሉ ክፉኡ ያሓልካ 🙏❤❤❤😘😘😘

  • @Fana-p5c
    @Fana-p5c 4 роки тому +8

    ብሓቂ ጸጉኡ የብዝሓልካ መምህረይ ዓቢ ሰብ

  • @ድንግልማርያምኣደይ-ኰ7ቸ

    ንዓካ ዝወለደት ማህፀን ዝተባረከት

  • @monumonyo6370
    @monumonyo6370 4 роки тому +5

    መምህር እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ🙏🙏

  • @ትግራይ-ፈ8ዀ
    @ትግራይ-ፈ8ዀ 4 роки тому +15

    ፈጣሪ ምሕረቱ የዉርደላ አረረረረረረ ንደቃኣንስትዮ ዝደፈረ ሞትትትትት ፍርዲ ናይስዑዲሕጊ መዓዝኾን የኣቲ ናብዓድና

  • @ትግራይመበቆልስልጣነ-ለ9ጘ

    መምህር ሙሉ ሓውና ኣቦ ፅጉሟት ክብር ይግበአካ ንለገስቲ ኣሕዋትና እዉን ብውፁእ ይተከአልኩም

  • @ጋልሰሓርቲግጀት
    @ጋልሰሓርቲግጀት 4 роки тому

    እሰይ ደቂ ትግራይ ሓቦኛታት ብሃቂ ብትግራዋይቲ ይሕበን መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ንዓኻ፡ልኾን ቃላት እካ የብለይን ብኣምላክ ርኸቦ መምህረይ ኣነ ጋል ሰሓርቲ ሳምረ እየ ኩሉ ግዜ እየ ዝከታተለካ ፎቆዶ ግጀት እናኸድኻ እትገብሮ ሰናይ ተግባር ክብሪ ይግበአካ ብኩኻ ልኣኸለይ እለካ ልእካለይ 5000 ዝለእኹልካ እየ ንዓኻ እኻ ብወገነይ ብዙሕ ኣይኮነን ዘዕግብ ኣይለኣኩን ግን ኣብ ቀረባ ግዜ ዓደይ ክኣቱ እየ ብኣካል፡ክረኸበካ እየ ይብል ጽቡቅ ነገር እየ ልሓስብ ዘለኩ ብሰላም የራኽበና ሓፍትኻ ካብ Qatar እየ ሰላምካ ይብዛሕ እስቲ ልመምህር ሙሉ መርቁለይ

  • @ዛፉነኝየአባቴቀበጥዜድየፍ

    የኔ ቆንጆ እድሜ ና ጤና ይስጥሽ ዉዴ♥♥♥መምህረይ ኩፉኡ ኣይርከብካ ዓለመይ የኔ ለባም

  • @jcvjjfj737
    @jcvjjfj737 4 роки тому

    መምህረይ ንዓኻ ዝገልፁ ቃላትን ዓቕምን የብለይን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እ/ኣብሄር

  • @bdwsw533
    @bdwsw533 4 роки тому +59

    መምህረይ ነተን ፅጉማት መሬት ይዋሃበን ብመግስቲ

  • @gideyasgedom7603
    @gideyasgedom7603 4 роки тому +1

    አጆኺ ዛሓፍተይ አምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ምሰ ውላድኪ መምህር ሙሉ አቦ ወፃዓት የቐኔልና❤❤❤❤

  • @betelsolomon6919
    @betelsolomon6919 4 роки тому +1

    መምህር ምሉእ እግዚኣብሄር ንሓዳርካ ንትወልዶም ዘርእኻን ስደራኻን ይባርኽ ኣጆኻ እዚ ሰናይ ተግባር ቀጽሎ

  • @hfgdf4156
    @hfgdf4156 4 роки тому

    በጣዕም ደስ ዝብል ብስራት መምህር መም ዕድሙን ጥዕናን ይሃብካ

  • @ተመገንፍጣሪ
    @ተመገንፍጣሪ 4 роки тому +18

    አነስ ይሰርሕ እምበር ድካ ክረድእ ኢደይ ይአስረኒ በይዛኩም ፆሎት ግበሩለይ

  • @azmeragevh9993
    @azmeragevh9993 4 роки тому

    መምህር ሙሉ ኣቦ ውፅዓት ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብእግዛቢሄር ኽትረኽቦ ኢኻ

  • @mg-kb9cr
    @mg-kb9cr 4 роки тому +3

    እንታይ ዓይነት ደደባት እዮም ኮሮና ዝሐመመት ቆልዓ ድያ አቤት ፈጣሪ ምስኦም ዲና ኑቆፀር ዘለና ፈጣሪ ክልተ ጊዜ ተዛርብ ትከውን

  • @birhanebirhane4763
    @birhanebirhane4763 4 роки тому +2

    መምህር ሙሉ ዕደመን ጥዕናን የሃብካ

  • @saraasefaw3459
    @saraasefaw3459 4 роки тому

    መም/ር ሙሉ ረዳኢ ጽጉማት ኣምላክ ብሓጎስ ብጥዕና ምስደቅኻን በዓልቲ ቤትካን ፍቅርን ሰላምን ጌሩ ይንብርካ ወፊርካ እቶ

  • @yfjguffuighfug3020
    @yfjguffuighfug3020 4 роки тому +1

    መምህር ሙሉ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣሜን ተሓጉስካ ንበር

  • @mijdju1295
    @mijdju1295 4 роки тому

    እግዛብሄር አምላኸ ይሓግዝኺ ዝሓፍትና

  • @ዉዕለትዘክሪነብሰይ
    @ዉዕለትዘክሪነብሰይ 4 роки тому +7

    መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ

  • @asmeretnigusse7098
    @asmeretnigusse7098 4 роки тому

    Amlak ybarkum nezi hagez thgzu zelekum ahwat btami des zbel bahli kabti zkbel ati zhbe ybarek eilu eiyu Amlak amo atsfen dreben geru ybarkum

  • @gualasmara7770
    @gualasmara7770 4 роки тому +1

    ኡፍፍፍፍ ራህዋ ከብደይ ትበልዐኒ አብዚ ዔዱመ ሐሌፍነት ተሰሚዕዋ

  • @bhlbibrhane5568
    @bhlbibrhane5568 4 роки тому

    እግዚኣብሔር ኣምላኽ ምሕረት ይኣዝዘልኪ ሓፍተይ ናተይ

  • @Herimon514
    @Herimon514 4 роки тому +11

    ኣጆኺ ምቅርቲ ሓፍተይ ኣምላኽ ፈጣሪ ምሳኪ ይኩን *God blass you*

  • @ተመገንፍጣሪ
    @ተመገንፍጣሪ 4 роки тому

    መምህር ሙሉ ሃይረስላሴ እግዛብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @berhanrayatube416
    @berhanrayatube416 4 роки тому

    ፈጣሪ ምህረት የውርደላ እፍፍፍፍፍፍ ናይ ወለዲ ስቃይ ማአዚ ድዩ ደብቅእ

  • @tsediwukro1799
    @tsediwukro1799 4 роки тому

    መ/ር ሙሉ እግዚኣብሄር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ🙏
    እንተ ኣንቱም ሰብ ገዛ ግን ኣይይ ፅባሕ እኮ ካልእ መዓልቲ እዩ!!ሃፍታም ዝነበረ ክደኪ ይኽእል ድኻ ዝነበረ ድማ ክህፍትም ይኽእል እዩ ኩሉ ናይ ኣምላኽ ፍቃድ እዩ።

  • @eliltayonas2365
    @eliltayonas2365 4 роки тому +6

    Ajokum E/her Amlak msakum ykun brukat Tegaru.btami zehzn; Amlak nezom 2 hzbi selamn qsanetn yhabena ::

  • @betelsolomon6919
    @betelsolomon6919 4 роки тому +12

    ኣቱም ሰባት እንታይ ከ ይባሃል፡ብዝኾነ ሰብ ሓቁ እዩ ኣብኡ ክወድቕ፡ቃል እግዚኣብሄር ኣብ ኩሉ ከተማታትን ገጠራትን ተዘርጊሑ፡ኩሉ ህዝቢ ብፍላይ ከኣ መናእሰይ ፍርሓት ኣምላኽ ዝፈልጥሉ መንገዲ ብቑዓት ሰበኽቲ ብምዉፋር እግዚኣብሄር ኣብ ልቦና ኩሉ ሰብ እንተ ሓዲሩ እቲ ቅትለትን ዓመጽ ትሕቲ ዕድመ ኣዋልድን ዓመጽን ሽፍትነትን ናብ ዝተሓተ ሚኢታዊት ክወርድ ዓቢ ተኽእሎታት ኣሎ ግን እንታይ እሞ ይባሃል ነዚ ኣብ ቤተክርስትያናትን ኣብ ጽሕፈት ሃገረ ስብከትን ተዘራሪብካ ብሓቂ እዚ ኹሉ ጭካነ ናብ ዝተሓተ ሚኢታዊት ምወረደ

  • @tigraylove2764
    @tigraylove2764 4 роки тому +7

    ኣጆኺ ማዓረይ ፈጣሪ ብቅድምኹም ይቅደመልኩም

  • @ድንግልማርያምኣደይ-ኰ7ቸ

    ሙሉዋይ ሽሕ ዓመት ንበር ብዉላድካ ተሓጎስ ቃላት የብለይን ካብቲ ምርዳኣካስ እቲ ትምህርትካ ክፉ ኣይንካእካ እመብርሃን ፅላል ትኩንካ አሜን፫

  • @binimerkeb2308
    @binimerkeb2308 3 роки тому

    amlak mhret yfterela fetari🙏🙏🙏

  • @hayatnagashi9583
    @hayatnagashi9583 4 роки тому

    መምህር ሙሉ እድሜ እና ጤና ይስጥልን እህታችን ኣይዟሽ ላንቺ ሰላምሽ ይብዞልሸ ለልጅሽ ፈጣሪ ያሳድግልሽ

  • @enbabatesfalem6775
    @enbabatesfalem6775 4 роки тому

    Egziabher Amlek mhret yewrdelki zeguley meareyy

  • @adhanommekael5873
    @adhanommekael5873 2 роки тому

    ምሕረት የውርድ ፈጣሪ

  • @ftwihadish6162
    @ftwihadish6162 4 роки тому

    Amlak edmen tenan yahbka mulugeta hawna neza haftna demani egzabher amlak nkola mihret yewrdela

  • @samiwediomhajer9145
    @samiwediomhajer9145 4 роки тому

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣለም ሓፍተይ ጥዕና ይሳዓብኪ ምስ ደቅኪ

  • @hanayirga4132
    @hanayirga4132 4 роки тому

    እግዚአብሔር አብዝሑ ይባርካ መምህር ሙሉ

  • @jesuschristpowerofisrael5616
    @jesuschristpowerofisrael5616 4 роки тому

    😭😭 ኣቤት ጭካኔ ናይ መጨረሽታ ዘመን ኣጆኺ ሐፍተይ እግዚአብሔር ምሳኺ ይኹን መምህር ከኣ እግዚአብሔር ይባርኽካ

  • @mizanhaftu916
    @mizanhaftu916 4 роки тому

    መ/ር ሙሉ ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ እዮ ሞ ቀፅለሉ ኣብ ጎንካ ኣለና

  • @ስናይትክፍለ
    @ስናይትክፍለ 4 роки тому +1

    መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ ፈጣሪ

  • @sdetbezemen5250
    @sdetbezemen5250 4 роки тому +1

    እፍፍፍፍፍፍ ኣጆኽን ክወግሕ እዩ እቲ ሰማይን ምድርን ዝፈጠረ ኣምላኽ ይርኣይክን
    ንሓውና ውሻጠና ሚድያ ኣምላኽ ምሳኻ ይኩን ከምዚ ጽቡቕ ምግባር ናይ ሕልና ስራ እዩ እሞ ኣምላኽ ከማኻ የብዝሓዮ

  • @natsnettesfay9425
    @natsnettesfay9425 4 роки тому

    ፈጣሪ ይቅር በለና ንደቂ ሰባት እግዝኣብሄር ምሉእ ምሕረት የውርድ መምህር ደሞ ንበረልና ኣሜን

  • @ExcitedJellyfish-um4xn
    @ExcitedJellyfish-um4xn Місяць тому

    Mhret yewrdelka fetari🙏🙏🙏

  • @goitomande6594
    @goitomande6594 4 роки тому

    መምህር ሓውና እግዚኣብሔር ዓስብኻ ይፍደኻ ክብሪ ይሃብካ !!!

  • @abebadrar5489
    @abebadrar5489 4 роки тому

    ምሕረት የዉርደልኪ ዛጋለይ
    ኣጂኪ ዚሃፍተይ

  • @እግዚአብሄርፍቅርነው-ፀ3ተ

    ኩብር ይሃብካ ፈጣሪ ሙሉ ሓወይ ቐፁሎሉ ኣጆኻ አብ ጎኒካ አለና

  • @ymeronenat1552
    @ymeronenat1552 4 роки тому

    Mearey egziabher mhert yewerdelu ...selamey ka egzisbher btebebu yebyelki mearey

  • @girmayabrham1864
    @girmayabrham1864 4 роки тому +5

    አቱም መንግስቲ ትግራይ ንፊዐትዶ አይነበርኩምን ንእሹቶይ ገዛ ደይትሰርሑላ።ነዛ ወጸዕቲ ኣደ ኣጆኬ ኣብ ጉንኺ ኣለና።

  • @ሰሉየድንግልማርያምልጅ

    ክብሪ ንደቂ ኣንስትዮ ይትሓሎ መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣምላክ 🙏🙏🙏

  • @Btaddese
    @Btaddese 4 роки тому

    Egzabher zeyferhu sebat eyome betami zehznu eyom hade mealty eko kehalfla u etom seb geza kea bejakum nehwatkum aytchkeny sel etom hexante helna yehalkum 🙏🙏🙏

  • @samiteyalemey3500
    @samiteyalemey3500 4 роки тому

    Xebuk megbar nenebska eu amlak edmen tenan yehabka fetari hawey

  • @yordanostsegay5278
    @yordanostsegay5278 4 роки тому

    Amlaki yibareka bruk
    Amlak mhret yewredelki galey amlak emun u ajoken

  • @ቕባኣተይእያዓለመይቕባኣተ

    ብጣዕሚ ደስ ዘብል ስራሕ

  • @ድንግልማርያምእያልዕልቲካ

    ክብርቲ ሓፍተይ ኣይዘኪ ነታ ህፃን ድማ እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት የውርደላ🤲🤲🤲

  • @wedieri7570
    @wedieri7570 4 роки тому +6

    wellcome ሙሉየ ሓውና ብጣዕሚ ሕልናካ ዝትንክፍ በጃኩም ክብሪ ኣሕዋትኩም ይሃልኩም ብብዝሒ ዝርአ ዘሎ ኣብ ኢት
    ኣሕዋተይ ንመሰልክን ከይትሓለልክን ደው ክትብላ ኣለክን ሓውኩም ኤር። መምህር ሙሉየ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @furtunanega7576
    @furtunanega7576 4 роки тому

    Edmen tenan yhabka fetari kulu alem z hawey kexlo eika

  • @halemaharun3147
    @halemaharun3147 4 роки тому

    Zewxakmu yatekalkum yahwatey

  • @merigelhemar7597
    @merigelhemar7597 4 роки тому

    እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት የውርደልኪ

  • @mikitv7241
    @mikitv7241 4 роки тому

    Memhr hawey bezi tgebro deleka senay tegbarat bhaqi lebam eika edmen tenan yhabka fetari ❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷

  • @goitom4485
    @goitom4485 4 роки тому

    ምሕረት የውርድ ፈታሪ
    ጋዘጠኛ ብጣዕሚ ንፉዕ ከምዚ ጌርካ ጽጉማት ናብ ሜዳ ምውራድካ ቀጽሎ

  • @ፍሩትጋልዓጋመወልዋሎ

    ዋውውውው ብጣእሚ ደስ ይብል ፈጣሪ ኣብሲሑ ይሃብኩም

  • @zebibabrar2915
    @zebibabrar2915 4 роки тому

    I am proud of you teacher mlue

  • @brihanebrihane4581
    @brihanebrihane4581 4 роки тому +1

    ይኝ ጅግና ዕደም ይሃብክ🙏🙏

  • @Rahel248
    @Rahel248 4 роки тому +1

    Ajoki selam ጋለይ ኩሉ ክሓልፈልኪ eu ኣምላኽ ybarki 💓👍💓

  • @lavetmedia1784
    @lavetmedia1784 4 роки тому

    Memhr btami nufua egzabiher kulu tdelo hasab lbka yesmerelka

  • @jesusisthelightoftheworld5780
    @jesusisthelightoftheworld5780 4 роки тому

    God bless you and ur family. U doing good job. I am Eritrean I love u show. Specially when u said god will help u. 🙏🙏🙏

  • @loversofgodthinkbeforethey8677
    @loversofgodthinkbeforethey8677 4 роки тому +1

    ድንግል ማርያም ምስ ፍቁር ወዳ ትብጻሕኩም።

  • @merhawitberhe8425
    @merhawitberhe8425 4 роки тому +8

    Egziabiher amlak mihretu yeliakela

  • @mohammadkhalil9791
    @mohammadkhalil9791 4 роки тому

    Amlak yrdaeki haftey mearey

  • @timnithabtemicael5688
    @timnithabtemicael5688 4 роки тому

    Amlaq zefetwo serah .Mehazay Memher Elsa Amlaq yebareqki kamti zebalkeyo temherta ketemahar ehu eti Wana nagar.Memher Mulu Amlaq yebareqa .

  • @ተመስገንጌታየሆይ
    @ተመስገንጌታየሆይ 4 роки тому

    ኣጆኪ ዛሓፍተይ ክበርሀልኪ እዩ

  • @binihanok9867
    @binihanok9867 4 роки тому

    Behaqi Egziabiher edmen tinan yehabkum kulukum nxugum edkum zzergahkum behaqi

  • @ፊሊሞንኣባዲየናቱወዳጅ

    መምህረይ ሰላም እንካዕ ሰላም መፃካ ክፉእ ኣይንካእካ