It’s so hard to handle. I don’t know what to say. But why it is keep happening. Mahe the most beautiful girl i ever seen. R.I.P. I will never forget you 🙏❤️🌹
I have no words. May the almighty God give you strength. Rest in peace for Mahlet. Why people turn to evil. Why women targeted with no reason? We all need to stand for womens justice. Tigray government must take this matter very seriously. This criminals punishment should not be less than what they did. Justice for all the victims 🙏
ናይ ብሓቂ ዓይንኻ ጥራይ ዘይ ኮነስ ልብኻ ዘንብዕ ሰብኣዉነት ዝጎደሎ ተግባራት እግዛብሔር ኣምላኽ ናይ እዶም ይሃቦም ንመላእ ቤተሰብ ጽንዓት ይሃብኩም ፈጣሪ!!! እትረፍ ዶ ንደቂ ኣንስትዮስ ንሓደ ጸላእኻ ወተሃደር ከማን ኣብ ትሕቲ ቁጺጽርካ ምስ ኣተወ ምሕረት ይግበረሉ እዩ እሞ ናይ እዞም ደቂ ጎረቤትና ግን ኣተዓባብይኦም ዝበደሎም ይመስለኒ ምስ ናይ ጦርነት ዘትኣሳስር ጉዳይ ኣይኮነን እዚ ኮነ እልካ ንደቂ ኣንስትዮ ምብዳል ዝተላዕለ ይመሰል መኽንያቱ በዚሑ ልብኻ እዩ ዝሰብር ብድጋመ ንኩሉ ቤተሰብን ዘመድን ጽንዓት ይሃብ ጎይታ!!!
እግዝኣብሄር የፅንዕኹም !አዮኺ ዛሓፍተይ ንብዓትኪ ክፈርዶም እዩ ።
Abayki yenbae sedraki yeheyeli agoki nehafteki mengeste semayat yewaresa
Negebari nefue egzieabher yefdeyo 😢😢😢
ዋሕስ ደቂ ኣንስትዮ መን እዩ ደም መንእሰይ ከም ኣባጊዐ ጥየል ይፈስስ ኣሎ ነብሶም ይምሓሩ ስውኣትና ካብ ደገ ፀላኢ ንኽከላኸሉ ጠፊኦምስ መገዛ ቢደቂ ዓደን ዕሸላት ይጠፍኣ ኣለዋ😢😢😢 ፅንዒ መዓረይ ከምቲ ዝገለፅክዮ ነተን ዝተረፋ ደቂ ኣንስትዮ የትርፉልና
Ezi kulu tseleme hiji amlak haqi awxiewo serawit eritrea kindi ajokum zibele axelimkumo amlak kea haqi awxiewo
እፍፍፍ ማዓረይ ዝሞተስ ተመሊሱ ኣይርእን ዝተረፈ ቃንዛግን ኣጆኪ ዝሓፍተይ እመብርሃነይ ፅንዓት ትሃብኩም😢😢
ናይ ኢዶም ይሃቦም ፈጣሪ ዘም ጨካናት☝️
ጽናአት ይሀብኩም ንመላእ ቤተሰብ 🙏💔💔😭😭🇪🇷
ዋይ ማዓረይ ንብዓተይ ምስኣ ወድእዮ😢💔💔💔😭😭😭😭
ኡኡፍፍ 😭😭ቃንዛ እሽካይ ስድራ ንሕና ኻ ሕርር ኢልና ኡፍ 😭
😭😭😭😭😭😭😢😢😢😢💔💔💔💔💔💔💔ፅንዓት ይሃብኩም ናይ ትግራይ ነገር ብጣዕሚ እዩ ዘሐዝን ፍትሒ ዝባሃል ጠፍኡ ዓመፀኛታት ከም ድልየቶም ዝዕድሉላ ዓዲ ኮይና 😢😢😢ኡፍፍፍ
ሕጊ ዘይብላ ትግራይ ግን እቲ መንእሰይ ወይ ፖሊስ ወይ ዉን ኣክበርቲ ጸጥታ እንታይ ይሰርሑ ኣለዉ
Rip
እምኒ ይምለሰሉ ከብድኪ ወለላይ ሓዘን ጋል እነካ ከቢድ እዩ ዋ የክእልኪ ምሳኣ ጀሚረስ ምስኣ ወዲአ ብንብዓት 😢😢😢😢😢
ፅንዓት ይሃብኩም ንመላእ ቤተሰብ መዓረይ ቀደማኪ 😢😢😢
እንታይ ገበረትኩም ሐዚ ቆስላ ትጎድእዋ አረ በይዛኩም you tube ብናይ ሰብ ሞትን ሓዘንን ምሽቃት ዘይትገድፍዎ ሕልና የብልኩምን 💔😢😢😢
😊😊
ማዓረይ ኣምላክ ፅንዓት ይሃብኩም😢😢😢😢
ዛሓፍተይ ፅንዓት ይሃብኪ ምስ ኩሎም ቤተሰብኪ
ንብዓታ ከም ዉጅ ይፈስስ ክተሕዝነካ😭😭😭😭😭
ፅናዓት ይሃብኹም ፈጣሪ ድመላእ በተሰብ 😢😢😢😢😢ብንብዓት ወደአያ እፍፍፍፍፍፍ😢😢😢😢
My beautiful sister stay strong! God took what belongs to HIM. Your sister is in a good place with The Lord. Please , no more tears. 🙏🤗🇪🇷❤️
ትግራይ ግን በቃ ኣብዚ ወዲቓ ብጣዕሚ የሕዝን ክንደይ መላምል ፈቐዶ ሽንጥሮ ተሪፎም ንሸፋቱ ኮይና ዓዲ የሕዝን ብጣዕሚ🥺😢
ፅንዓት ይሃብኩም ኣጆኺ ዝሓፍተይ 😥😥💔
ኡፍፍፍፍ ካብ ኢድ ፀላኢ ኣምሊጣ ብኣሕዋታ ተሓኒቓ ክትሞት ከላስ ክልተ ሞት😢😢😢😢😢ኡፍፍፍ እህ ኢልካ ዘይወፅእ ቃንዛ ፍትሒ ንማህሌት ፍትሒ ንደቂኣነስትዮ ትግራይ😢😢😢
ኣይ ክተሕዝነካ ፅንዓት የሃብኪ ሞስ ዎለደኪ ፅንዓት የሃብኩም😢😢😢
ግን ሓደ ትመስሊ. ምስታ. ሓታቲት
ኣንቱም ጨካናት ኣብዘይ ሓጥያታ መንጥልኩማ ንእስቲ ሓፍተይ ዋይ ስቓይ💔💔💔🥺🥺🥺🥺🥺🖤🖤🖤🖤
ኡፍፍፍፍፍ ቅድመኺ ጓልነይ ሚሊዋይ ኣጆኽኒ ዛምበይተይ ትብዕ በሊ እግዚአብሔር ኣምላክ መፅናዕንዒ መንፈስ ቅዱስ ይልኣኸልኩም እምበር ኸቢድ እዩ ዋይይ😭😭😭😭😭😭 ማሂየይ እና ኩለን ኣሕዋትና ብግፍዒ ዝሰኣናየን እግዚአብሔር መንግስተ ሰማይ የዋርሰልና😢😢 እቶም ጨካናት ገበነኛታት ድማ ግቡእ ዝኾነ ፍትሒ ክረኽቡ ህዝበይ ኩልኻ ተቃለስ😢😢😢
😥😥😥😥😥😥💔💔💔💔ፅንዓት ይላአከልኩም መዋቲት ሓፍትና መንግስቲ ሰማይ የዋርሳ ፈጣሪ
ንምንታይ ግን ተዘኽርዋ ዘይትኸድፍዋ ሓዘን ከቢድ እዩ ጎሂ ከቢድ እዩ እዋይይይይ እዚ ንትግራይ ጥራይ ኣይኮነን ንኩሉ ዝሰምዕ እዩ ልብኻ ዝሰብር😢😢😢😢😢
ግድን እዩ ሰብ ክፈልጦ
ናይ ዉሽጢ ሓዘን ዘይቀሪ እዩ
መሪር ሓዘን ዘይሃስስ ቃንዛ😭😭ኣጀኺ ዝሓፍተይ ኣኽእሎ ይሃብኺ ኣሕሕሕ ስቃይ😭😭
ፍትሒ ልንእስቲ ሓፍትና ማህሌት 😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔 ፅንዓት ይሃብኪ ጓልነይ መዓረይ 😭😭😭😭
ኣባይኪ ጋልነይ ኣባይኪ ሓፍተየ
ፀላእኪ ይንባዕ😢
ፅናዓት ይሃብኪ💔
ነቢዐ ወዲአዮ ምስኣ ማዓረይ እፍ😭😭😭😭😭😭😭😭
ዋላ አነ😢😢😢
ፅናዓት ይሃብኪ ዛሓፍተይ 😭😭💔💔💔💔😭😭😭😭
ኣብየት ዞም ጨካናት 😢😢😢😢😢
ታይ ኣለኒ ሕጂ ንዓደይ ዘከይድ ዋላ ኣብ ስደት ዘይነብር 💔💔😭😭
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ፅንዓት የሃብኩም ኣጀኪ ንብዓትኪ ይፍረዶም😢😢😢😢😢😢😢
ፅንዓት ይሃብኩም ንመላእ ቤተሰብ ኣየ ወላድ ትግራይ ምኣዚክኮን እፎየ ኢልክይ ተዕርፍዮ ኣሕሕሕ😢😢😢😢😢😢
Mesknyeti hatey marey n tegaru teray aykunen zehemem ezi nehlena zeylewu seb kulu yehmemewu eu n haftena mengste semay yewraski xenat yehbkum n mulu hezbi tegray kea 🙏💔🥹
ፅንዓት ይሃብኪ 💔😭
ፅንዓት ይሃብኩም ንሙሉእ ቤተሰብ 😭😭😭
Eway mergem krdad feria meret. Egziabher hoy haderaka ztebareke wlad habena nweledi bsrat dekina kneebi rdana.
ፈጣሪ ፅንዓት ይሃብኩም ንመላእ ቤተሰብ ንሓፍትናዉን መንግስተ ሰማይ የዋርሳ ንዓቶምዉን አምላክ ናኢዶም ይሃቦም
እፍፍፍ ሓፍተይ ፅንዓት ይሃብኪ ኣይኸኣልኹን ብብክያት ጀሚረ ብብኽያት ወዲኦዮ ጨጎራ ኣላትኒ ልበይ ተሰጊደ ኣይከኣልኹን😢😢😢😢
አምላክ ብመንፈስ ቅዱሱ የጠንክርኩም ንመላእ ስድራ ቤትኩም መዓረይ ❤😢
ቃንዛ 😢😢😢😢😢አጀኪ ህያበይ
እንታይ ዓይነት ሰነፍ ጋዜጠኛ እያ ሶፍቲ ማይ ዘይትቅርቢ በስመአብ ብንብዓት ምስኣ ወዲአዮ መንግስተ ሰማይ የዋርስኪ ንእስተይ😢😢😢
Mesya endya tebeki zeyla wala neya keman welhanti zeyblea neyeya aykunen nayna keman yebkeyna alo 🥹🥹🥹💔hazyna eya mesknyeti
መስዋእትኩም ብፆተይ ልዚ ምካኑ ብልቢ ሓዚነ💔💔💔💔💔💔
ፅንዓት ይሃብኩም ወለዲን ቤተሰብን 😢😭😥 ዋሕስና መንዩ ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግን 😢
ኣዚዩ ዘሐዝን ከም ሓድሽ ኮይኑኒ❗❗ ሕጂ ንሳ ማለት ምህሌት ኣይትምለስን እያ ብዝተፈላለየ መግዲ ንሕና ኢና ናብኣ ንኸይድ ስለዚ ሕጂ ንስኺ ደው በሊ ኣቦዂ ኣዴኲ የሕዋትኪ ኣጸናንዒ ንወለድዂ ኣለናንዶ ንሕና ኣጀኩም ኣይትብከዩ በልዮም ። ሕጂ ኣትሕዘኑ ። ሓዘን ይኣኽለና ኢልኩም ። እቲ ጸሊም ክዳን ካብ ወለድኲ ኣልዕልዮ ። እወ ከቢድ እዩ ይርድኣኒ እዩ ግን እንታይ ከ ይግበር? ኣምላኽ የጸናንኩም። በቃ እቶም ዝተረፍኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።
😢👍
ፈጣሪ ናይ መጨረሻ ሐዘን ይግበረልኢ ጲንዒ
ሐሳዳት ናይ ቤተሰብ
ፍቅሪ ዘይፈልጡ አረመኔነት ክትንፍሱ ከይግባእን
ኣጀኪ ወለላይ😢😢😢😢
😢😢😢😢ኣጥፊኦማ የጥፍኣዮም ህፃን ቆልዓ ዞም መናጦ ፅንዓት ይሃብኩም ሓፍተይ
Tsinat yihabkuem medihanialem🙏😭😭😭😭ajiki bertie kyinue eue welediki tebri❤
እዋይ እንታይ ጉዱ እዩ በስመኣብ ጽንዓት ይሃብኩም ብጣዕሚ ይሕዝን ጽንዓት ይሃብኩም ኡፍፍፍ
ጋዜጠኛ ግን ሰፉቱ ኣቀሪቢ😭😭😭
ኣጆኺ ሓፍተይ መዓረይ ፀላእኺ ይንባዕ 💔
O'goyta kabzi halwena...May God comfort you and your family
ነቦና እዬብ ዝደበስ እግዚአብሔር ኣምላክ ንዓኹም እውን ይደብስኩም መፅናንዒ ቅዱስ መንፈሱ ይልኣከልኩም 😢
ኣጆኺ ዝያዳይ ኣብ ጎንኻ ዝነበረ ሰብ ኽፍለየኻ ኸቢድ ሙኻኑ ፅቡቅ ገይረ ይፈልጦእየ ግን ኻብ ወረደ ምቅባል እዩ መዓረይ😢😢😢😢😢😢
ኣባይኪ ሓፈተይ ጸላኢኪ ይንባዕ 😢😢ጽንዓት ይሃብኪ
ፅንዓት ይሃብኩም ስድራ ቤት😭😭😭
ኣጆኪ መዓረይ😭😭😭😭
እፍፍፍፍ💔😭😭😭 ኣምላክ የፅንዕኪ
😢😢😢😢😢😢😢 ዋይ ሓፍተይ መዓረይ ፅንዓት ይብሃቡኩም ንመላእ ቤተሰብ😢
ኤልትራዊያን አትዮም ቀቲሎምና አጋፎዖምና ብንል. ናባዕልና ህዝቢ ከምዚ ይገብሩ አለዉ😢😢😢
ዋይማዓረይአጀኪ😢😢
😢😢😢 ናዛሃፍትና ብጭካኔ ልቀተላ ተልቅተል ነይሩ የምተስፋፍሐን እካደአ ገዲዱ መርሸንቲ አህዋትና😢
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢 አጆኪ መዓረይ 😢😢😢😢😢😢
It’s so hard to handle. I don’t know what to say. But why it is keep happening. Mahe the most beautiful girl i ever seen. R.I.P. I will never forget you 🙏❤️🌹
እግዚአብሔር ፅንዓት ይሃበክ ከብድካ ትበልዕ😢😢😢😢
Eway haftey mearey😢😢😢. Amlak ab genetu yesfira. Tsinat yihabkum. So sad😢😢
😢😢😢😢 ajoki marey amlak yetsneki 😢😢😢 way lbna demyu tegaru nabey ina nkedo
እዞም ርጉማት ጨካናት ኣምላኽ ናይ ኢድኩም ይሃብኩም 😭😭😭😭😭
😢😢😢😢😢😢😢😭😭😭እፍ ብጣዕሚ የሕዝን
ኣባይኪ ዝሓፍተይ ምሳ ንብዓት ሞይተ ኣጆኺ 😢😢😢
አይይይ ፅንዓት ንማላእ ሰድራቤት 😭😭
ሕጂ እንታይ ዓይነት ኔራ ቅድሚ ምሟታ፣ ጠባያ ከመይ ኔራ፣ ዕድመኣ መልክዓ ወዘተረፈ ድዩ እቲ ዘገድስ ወይስ ዝኮነ ይኩን መልከዓ፣ ዕድኣ፣ ባህሪኣ ዝለዘጋጠማ ግፍዓዊ መቅተልቲ እዩ መዘራረቢ ክኮን ዘለዎ?
ማዓረይ ፅንዓት ይሃብኩም😢😢😢😢😢
መግለፂ የብለይን ሓፍተይ ዓኽኽኽኽኽ ፈጣሪ ኣምላኽ መጽንዒ ይፍጠረልኪ💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
ኡፍፍፍፍፍ እግዚአብሔረሰ አምላኽ የጽንዕኩም 😭😭😭😭💔💔💔💔💔
😢😢 ቀደማዊ ማዓርይ ፅናት ይሃቢኩም. እህህህህህህ. መረር እዩ 😢😢😢😢😢😢😢
ወይ ጉድ መገዛ ዓድካ😢😢😢😢 ብጣዕሚ ዘሕዝን
እዛጓለይ ሒሪቲ ስለዝኾነት ወሲዱዋ አምላኽ አብ ዙፋኑ የንብራ። ግን ስለምንታይ እዞም ስድራ አብ ርእሲ ቁስሎም ትጎድኡዎም አሎኹም አብ ክንዲ ተረሳስዑዎም “ሲ” ተዘኻኽሩዎም ሐዘኖም ዘይአኽሎም እዋእ 🙏
Stuns women’s right❤❤❤❤
እፍፍፍፍ ሓፍተይ💔😭😭😭
ሚሌና ጥንክር በሊ ዝሓፍተይ ፅንዓት ይሃብ ንመላእ ቤተሰብ፣ ወለዲ ኣጠንክርዮም 😢
ፅንዓት ይሃብኪ ዛሓፍተይ😢😢😢😢
I have no words. May the almighty God give you strength. Rest in peace for Mahlet.
Why people turn to evil. Why women targeted with no reason? We all need to stand for womens justice. Tigray government must take this matter very seriously. This criminals punishment should not be less than what they did. Justice for all the victims 🙏
ኣጆኺ ዛሓፍተይ ፅንዕ በሊ ንማማኪ ኢልኪ😢ኣዞም ጨካናት እንታይ ትረክቡ ንባዓት ኣዶ ክትሪኡ 🥺
አቤት አቤት ጭካነ ትግራይ ናበይ ከምተብሊ ዘለኺ የፍርሕ ናይ ማህሌት ሞት ብጣዕሚዩ ዘሕምም ዝቑንዙን 😢😢😢😢
Xinat yhabik😢😢
እግዚኣብሄር መልሲ ኣለዎ ኢድ እግዚኣብሄር ባዕላ ክትሰርሕያ ጽንዓት ይሃብኩም ስድራቤት።
ንማህሌት ሓፍተይ መንግስተ ሰማይ የዋርሳ ንኩልኩም ስድራቤት ድማ ጽንዓት ይሃብኩም
ፅንዓት ይሃብኪ ሚለይ ኣጆኺ, ግዜጠኛ ግን ትግርኛኺ ኣስትኻኽሊ ::ንኣጓላት "ነይርክን" እምበር"ኔርኩም"ኣይበሃልን::ትሓትዮም ሕቶታት ድማ ብኣብዝሓ ከይዲ እቲ ኣብ ልዕሊ ማህሌት ዝተፈፀመ ገበን እንታይ ይመስል ከምዝነበረ ክኽውን ይግባእ ኔሩ::ሓዘንትኛታት ሓዘኖም ዘጋድድ ሕቶ ኣይትሕተትዮም
ኣጀኪ ዝሓፍተይ ፅንዓት ይሃብኩም ንኩሉኩም በተሰብ😢
😢😢😢😢😢😢😢 ufffffffffff l can't control it's really sadddd.
ንምንታይ ግን ተዘክርዋ ቅድመኺ ሓፍተይ ከም ማይ ንብዓትና
😢😢😢😢😢 tsnat yehabkum
አይ መጨረሻ ዘመን ዋይ ታይ ዓይነት ጭከና ይኡ 😢😢😢
Ni mewatit mengste semay yewrska 🙏Ni'betesbi xinat yihabkom Fetari 🙏🙏🙏
ከሕምም ክከብድ ዘይሓዊ ቃንዛ የክእልኩም ፈጣሪ😭💔
😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭ማዕረይ
We need justice.
ነብስ ይማር ሀዘናችሁን ያቅልልላቹሁ😢😢😢
ፅንአት ይሃብኪ 😢😢😢😢😢😢😢😢