Dr.Sharon, you are an incredible woman of wisdom. Complicated questions can easily be answered. The impact is to solve other related social questions. Please give this women as much likes as we can to encourage the understanding of other women for the fundamental betterment of our coming generation. Wish you and family health, and satisfaction in 2025. Ready to look your videos keenly and happily 🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Hi doctor Sharon first I would love to thank you for all the information you gave us. Please can you please give an explanation about living with poly systic kidney disease PKD am living with this disease and it is genetic and I heard so many people from our country saddening this type of disease. And I have my new born born with pulmonary hypertension can u please explain this what could be the cause why it happened and so on please I will be waiting. Tegediski meleselay please. So much respect ❤❤❤❤❤❤
Hallo doctor sharon 1. Can you explain about anti pregnancy medicine like injection, tablet 72 hours etc and with in 1 month at what time we will take anti pregnancy medicine depend on period i mean after period or before period for the sake of more saftey to protect please make video us you now I will wait you thanks
Hi Dr one of the things I admire about you is your use and fluency of the Tigrigna language, however today's heading is not correct. Please use appropriate words. Thanks
ክብርትን ፍትውትን ሓብትና ዶክተር ሻሮን እግዚኣቢሀር ካብ ፈተና ስጋን ነብስን ክሕልወኪ እናጸለኹ፡ ብስም ፈጣሪ ክልምነኪ ነዘን ዝሰደልኪ ቃል እግዚኣቢሀር ከተንብብየን ምስናይ ልባዊ ኣኽብሮተይ እምሕጸነክን እልምነክን ኣለኹ🙏🙏🙏
ሰላም ዶክቶር ሻሮን ክብረት የሃበለና ዕድመን ጥዕናን የሃብኪ ፈጣሪ ። እዚ ትምህርትኪ ናብ ኤረትራ ክኣቱ እንተዝኽእል ክንደይ ጽቡቕ ነይሩ ።
ኣቤት ልቦና !! ብሓቂ ለባም ትሕቲ ኩሉ ዘለኪ በዓልቲ ጸጋ ኢኺ ዶ/ር ሻሮን ሓፍትና።እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና። መደባትካ ኣዝዩ ጽቡቅን ጽፉፍን ኢየ። ቀጽልዮ ይብለኪ ክብርቲ ሓፍትና ዶ/ር ሻሮን።
Dr.Sharon btami tsibuk medeb waero Eritreawit 🥰♥️🌹🇪🇷👍♥️🇪🇷♥️🌹🌹🇪🇷♥️♥️🌹👍🇪🇷♥️🌹♥️🌹♥️🇪🇷🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷🌹♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🌹🇪🇷
🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
ዶክተር ሻሮን ብእትህብዮ ኣስተምህሮ ኣድናቖተይ መግለጺ ቃላት ይሓጽረኒ እዩ፡ ብኣቀራርባኺ ኮነ ብኣምራርጻኺ ኣስተምህሮኺ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ።❤❤❤❤
Dr.Sharon, you are an incredible woman of wisdom. Complicated questions can easily be answered. The impact is to solve other related social questions. Please give this women as much likes as we can to encourage the understanding of other women for the fundamental betterment of our coming generation.
Wish you and family health, and satisfaction in 2025.
Ready to look your videos keenly and happily 🎉🎉🎉🎉🎉🎉
"ማይ ዘይሕዝ ምጉት" ጽብቕቲ ኣገላልጻ
ዶክተር ሻሮን ብልጽቲ ጋለንስተይቲ እግዚአብሄር ወትሩ ምሳኪ ይኪን እድመን ጥእናን ይምነየልኪ
ሓደ መዓልቲ ሰበይተይ ፀብሒ ስራሕ ኢላትኒ ዋ ንስኺእንዶ የትሰርሕዮን ኢለያ ንሳድማ እዚ ነዓይ እዚ ነዓኻ ዝበሃል ስራሕ አሎድዩ ማዕረዶይኮናን ኢላትኒ እሺ ኢለ አፍሊሐላ ንንጉሁኡ ድማ ንዕናይ ስሚንቶ ናብአልማትራ ክንስከም ኢለ ምሳይ አብ አልማትራ አስርሕ ዉዒለያ ንምሸቱ ማዕርነት ከመይ ይብላለኹስ ፃዕዳ ፀሊም ንክኸውን ሓዊነደደ እዩ ነገሩ ኢላትኒ ንብለኩም😂😂😂😂😅😅😅😅😅
ሰላም ጽቡቕ ሐበሬታ እዩ የቐንየልና
Mejemeria,,ab emnetna nxnaa.Kemuu dema nmaerenet gualensteyti kab deqna njemer.Ndeqna bmaere edel neberktelom netebabayom.abtemehrti, abserah ,wersha, kalot meselat bmaere kekhewn agedasi eu.deqenstyo afreyti mehsrti ,merahti mszkhona, nmeibale hager abi tera alowo. Yekhun ember, xota mqeyar, tinsi mesdad, aziu axeyafi anxar higi tefetro mekhad maerenet zeykone sedenet eu, abqedmi Amlakh anewarin wuguzn ewen eu.❤yeqenyeley, rehus hadsh amet.❤
Merci pour tout ❤👍😇💫🕯🕊
I am a man, and I am proud of that, and I am proud of the woman who believes in her femininity. Thank you, Dr. Sharon's
Enqae teweledki doctor Sharon❤ hadish amet hadish hiwet ab thti zbil aristi gele belna🙏
Bless you thank you ❤
እንቓዕ ተወለድኪ ሳሮን ሓፍተይ፡ ♥♥♥♥
ane zgermeni like mgbar zetelamedna ahwat b like njemro nezi medeb thanks
💕💕💕🙏🏾
ዋዕሮ ጋል ኤሬይ🇪🇷🇪🇷❤️💪🏽
Abesit waro 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 exlent adia❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Welcome Dr.sharon❤❤❤
🎉ኣሰይ ምቅርቲ የቀንየልና❤👸💗
God jul❤🎉
Thank you Dr. Sharon.
Gual erey waro❤❤❤
🙏🏾❤️🙏🏾❤️
Good job dr.sharon❤❤❤
❤❤❤WWWO great job 👏🏻 Thanks so much my best Queen 👸🏽 💎👑💐🎄GBU all your family ❤🙏🏻🙏🏻🙏🏻keep going ✌️ ❤
🙏🙏
Dokterey bzaba omerediyo gele belna❤❤❤
Tack så jättemycket ❤
Dahlak ka zekerku nata Tariq bemgbar seb teselu
Doctor
selam neaki D,R sharon btami kabtom azyom enfetwomn nefkerom sebat eki slezi mtami ena nfetweki bzuh ena wen enmehar ab tegebroyom medebat mare kendey kem netekem kulatna nezi medebki enketatal enfelto eu
ajoki ajoki ajoki
kexlyo
Merry Christmas 🎄🎁❤️🇪🇷🙏
Thanks Dr Sharon for all you are doing to us.Merry Christmas and Happy new year with all your Family and Friends ❤❤❤
The good the bad and the ugly Clint Eastwood azekirkni Dr Sharon
Yekenyelna kbrti haftna
🙏🙏🙏💖👏
Hi doctor Sharon first I would love to thank you for all the information you gave us.
Please can you please give an explanation about living with poly systic kidney disease PKD am living with this disease and it is genetic and I heard so many people from our country saddening this type of disease.
And I have my new born born with pulmonary hypertension can u please explain this what could be the cause why it happened and so on please I will be waiting. Tegediski meleselay please. So much respect ❤❤❤❤❤❤
Mit allen einverstanden 👍🏽 aber meine Körper gehört nur mir.Egal welche Kultur oder Herkunft man ist.
Bravo dr
Thank you my sis ❤ ከም ወትሩ ብሉጽ ኣስተምህሮ ቀጽልዮ።
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኩላ ሰሚዐያ፡ ብጣዕሚ ጽቡቕ መረዳእታ.. feminism ዕንወት ሕብረተሰብ ምዃኑ ኩሉ ክርድኦ ዝግብኦ እዩ ምኽንያቱ እቲ ቃልሲ ኣንጻር ደቂ ተባዕትዮ ስለ ዝኾነ፡ ብርግጽ ኩላትና ደቂ እዝግሄር ማዕረ መሰል ኣለና፡ ኣብ ቀዳማይ ማዕበል ዘካትዕ ኣይኮነን.. ጓል ኣንስተይቲ ጥንሲ ክትንጽል መሰል ኣለዋ እቲ ወዲ ተባዕታይ ግን እንተ ዘይነጺላቶ ን18 ዓመት ቀለብ ቆልዓ ክቕልብ ይግደድ 😂.. እቲ መሰል መዓርነት ውን እምተኾነ 100 ዓመት ኮይኑ ኣሎ ካብ 1924 ክሳብ 2024 ኣበየናይ ጽላታት ከም ሞያ ይነጥፋ ኣለዋ፧ ህንጻ፡ ጽርግያታት፡ ዕደና ነዳድን ዘይትን፡ መካይን ውትህድርና፡ መጥፋእቲ ሓዊ ክሳብ ሕጂ ክጽንበርኦ ኣይረኣናን... እቲ ቀንዲ ስክፍታ ግን ኣብ ሕብረትሰብና እዚ ጽላለ ይሰፍሕ ስለ ዘሎ እዩ.. ጽቡቕ ትንተና ግን
Hi doctor sharon mejemerya btaemi eina nemesgneki nthbna moyawi mkrtat ane gn bzuh gize hatiteki medeb kserh ye eilkni nierki please bzaeba ocd gele belni private kea krekbeki aykealkun
❤❤🙏🙏💞💞💞
Happy new year Dr sharon 🎉berketina eki .
ሰላም ዶክተር ሻሮን ብትሂብዮ መኸሪን ትምህርትን ኣዜ የመስግን።
ምስዛ 2ይቲ ሓሳብ ትሳማማዕ ትኸውን ዝበልክዋ ዋዛን ቆምነገርን ከዕልል ፈቐድለይ።
ሓደ እዋን ናይ መላእ ዓለም ደቂ ኣንሰቲዮ መጋባኣ ይካየድ እሞ ኩለን ደቂ ኣንስቲዮ ድማ ወወኪለን ይሰዳ።እቲ መጋባእያ ኣብ ኣዲስኣበባ እዩ ተኻይዱ እቲ ቀንዲ ዛዕባ ንሕና ደቂ ኣንስትዮ ደርብ ወጽዓታት ንሕልፍ ኣለና ማለት ብስንኪ ሕርስን ጥንስን ማእለያ ዘይብለን ኣሓትና ይመታን ይስንክላን ኣለዋ።ሰለዝ ናይለሚ መእከብና ነዚመፈትሒ ዝኾዉን ሓሳብ ኣሎ ኩላትና ክንሳማማዓሉ ድማ ተስፋ ይገብር ንሱ ድማ ካብ ሕጂ ጀምርና ወዲተባታይ ዝባሃል ናብ ነብስና ከይነቕርብ ኣብዚ ናይ ሎሚ ዋዕላና ነጽድቆ በላ።
ኣበይ ጸንሑ እዚ ሓሳብ እዚ ብጣዕሚ ጹቡቕ ተባሂሉ ተንጨብጩብሉ ጸድቑ።
ግን ክኣ ሽዑ ንሸዑ ፈሪሱ።ብኸመይ ንዝብል ሓንቲ ትግርኛ ትዛረብ ሕቶ ሓትታ 'ብምሽት ልምጸ ላምካ ሓሊቡ ጸባ ለሃበካ ከ እንታይ ይኹን'በለት ማለታ ብባሂሊ ሰበይቲ ላም ኣይትሓልብን እያ።
ሽዑ ካልእ ከምኣ ተዛራቢት ትግሪኛ መሊሳትላ'ዋይዋይ እዝማ የግኒ እምበር ነዝይ ድኣ ይፈቖዶ ማለታ እዩ።ስለዚ ብኣዋጅ ዝቐውም ወይ ዝቕየር ተፈጥሮ የለን።የቐንየለይ ደኩትረይ።
ተስፋይ በየነ ይብሃል።
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️👏🏾
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Perfect Dr thanks 👌👌👌
Thank you Dr
❤❤❤❤
Selam egziabher amlak ms kulna ykun kemey keniki kbrti haftna ❤❤❤❤❤❤❤
Preach Doctore!!!
D/R saron nay Omrdey Tamerti zaythbena
❤❤❤❤❤❤🥰🥰
❤ wauw
Merry chiristmas doteress ሻሮን
ዶር. ሻሮን ብትህብዮ አስተምህሮ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀኪ ቀጽልዮ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ. ክሓተኪ ደልየ ዘለኩ ብዛዕባ Detox machine አብ አማዞን ውን ይሽየጥ እዩ አብ ውሽጢ ዘሎ ረስሓት የጽርየልካ እይ ዝብሉ እሞ ካብ አፍልጦኪ ከተማክርና ስለ ዝደለኩ እየ
So you made the video woooohoo.
ሰላም ዶክተር ሻሮን ተገዲስኪ ክትምልስለይ ተስፋ ይገብር!!!!ክሓተኪ ደልየ ዘለኹ ኣብዚ ኣውሮፓ ካናዳ'ሲ ኣብ መጀመርታ ሰሙናት ናይ ድቒ ሕክምና ምስከዳ ብዙሓት ደቂ ኣንስትዮ ድቒ ጽቡቅ የለን ኢሎም ይንጹልለን እዮም። እዚ ሕጆ ከመይ ከመይ እዩ ሓቅነት ኣለዎ ድዩ ፧ መብርሂ ክትብና ብዙሕ ግዜ ስለ ዘጋጥም የ❤❤❤😊
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ዶክተር ሻሮን ከም ልበይ እለኪ ኣለኹ ❤❤❤❤❤❤❤❤
Thanks habtna❤❤❤
Bsul zereba dotere, thank you sister.
Egziabiher ybarki habtey natey. Egziabiher naki brktii sle zhabena nemesgno❤
ዶክተር ሽኮር sweeit haret❤
Hallo doctor sharon
1. Can you explain about anti pregnancy medicine like injection, tablet 72 hours etc and with in 1 month at what time we will take anti pregnancy medicine depend on period i mean after period or before period for the sake of more saftey to protect please make video us you now
I will wait you thanks
ዋና ኣዛዚት ሚንስትሪ ጥዕና ክንግበረኪ ኢና፡❤😅
በርትዒ❤❤❤
ሓላፊት በል እንታዩ ዋና ኣዛዚት ኢልካ, ዘረባ ወተሃደር😅😅😅😅
😂😂😂😂@@semharkahsay1946
Selam dr sharon, bzaba keratoconus hmam ayni glexlna 🤗
ኣንበሲት ዶክቶረ
Hi Dr one of the things I admire about you is your use and fluency of the Tigrigna language, however today's heading is not correct. Please use appropriate words. Thanks
😊
Can you be more specific please. We have to educate each other, as we go along.
እታ ዝበሰለት ጓል ኣንስተይቲ ከምዚ ትብለኩ ብጌጋ ከይትርድኡኒ ክሳብ መወዳእታ ተኻታተሉኒ ይቀንየልና ስለ እቲ ትህብና መሃርን ኣገዳስን ኣገልግሎትኪ ቀጽልሉ ❤
Hoi Dr.Sharon bzaieba mear nkola hmak u koltaf u zkewin zbil emnet ab bhlina abuna slezi gele belina? ❤❤
The first comment welcome ❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤
ፈሚኒዝም ኣብ ምድረ ሓበሻ ግድን ክኣቱ ኣለዎ ብፍላይ ኣብ ኤርትራ
ኔው በሎ ስለምንታይ
Why? We don't need it. We need rule of law, civil liberties, a new system of government etc.
እታ እንኮ like share እንዳገበርኩም ዘይትብል ብልጽቲ መምህር ላይክ ሸር subscribe ግበሩ መታን ክትጥቀሙ
💯
#፡ኤፌሶን ምዕ5፣22-...35 # 1ይ ቆሮንጦስ ምዕ11፥3-.15 #1ይ ጢሞጥዎስ ምዕ2፥9-..15 #1ይ ጴጥሮስ ምዕ3፥1..7 #1ይ ቆሮንጦስ ምዕ14፥34-...37 # ዘዳግም ምዕ22 ፍቕዲ 5 # ቆሎሴ ምዕ3፥18-..19
ነዚአን ካብ ባሕሪ ብጭልፋ ኣምብብየንን ፍለጥየንን እሞ ብድሕሪኡ ንማዕርነት ዝምልከት እንታይ ኢልኪ ክትምህሪ ከምዘለኪ ጽቡቕ ጌሩ ክሕግዘኪ'ዩ ።
እግዚኣቢሀር ካብ ፈተነ ስጋን ነብስን ይሰውርክን ፡ ሰናይ ውህበቱ የብዝሓልክን ኣምየን🙏🙏🙏
ዶክተረይ እታ ከም ምቹእ ማእሰርቲ እትብል ናይ ብሓቅ ዉላድ ዘይብላ ወይ ፍቅሪ ዉላዳ ዘይብላ ክከዉን ኣሎ ምክናቱ ኣደ ፍቅሪ ደቃ ስለ ዘለወን ብፍቅሪ ደቀን ተኣስረን ዝነብራ ይኮና እምበር ሰባይ ንሰበይት ኣብ ገዛ ኣዉዕሉ ክሳራ እምበር ጥቅሚ የብሉን ብፍላይ ኣብዚ ጊዜ ብምርጫኣ ክትሰርሕ ጽቡቅ እምበር ብሰባኣያ ተጸቅጣ ሲርሕ ሓግዝን ምባል ዉን ድሞክራሲ ኣይኮነን።ግን ባዓላ ተሰርሓ ንነብሳን ስድራን ፍቅሪ ይዉስኪ ብወገና ናይ እዚ ዘመን ክትሰአሕ ኣለዋ ብድለታ ግን.ብዛዓብ ምንጻል ግን ሃይማኖት ናይዝኮነ ኣይፍቀድ ከማን ደቅ ሰባት ግን ትሕት ዕድመ ወይ ኣቦ ዘይፍለጥ ካብ ቤተሰብ ምጥናስ ምዘጋጥም ግን እንተተነጸለ ብወገነይ ጽቡቅ ይብል ዶክተር ሳሮን ❤❤❤የቀነልና ።
ፈሚኒዘም ማአት እቲ ቐንዲ ዕላምኡ ናይ ጓል ኣንስተይቲ እቲ ናይ ኣደነት ባህርያተን ከም ዘየለ የእሚንካ ካብ ስድረአን ክንጸላ ናብረአን ክብትና ሽዑ ናብ ዘይተደልየ ህውተታ ንክኸዳ ዝተማህዘ ብልሓትዩ። ውጽኢቱ ድማ ምብትታን ስድራ ግዳያት ሲንግለ ማም፡ እቶም ዝውለዱ ቆልዑ ድማ በዚ ዝጽለዉ ኣወዳድቖኦም ሕማቕ ይኸውን። በዚ ኮይኑ በቲ ዝኾነ ምንቅስቓስ ናይ ፈሚኒዘም በተን ተስፋ ዝቖረጻ ናይ ሓዳር ዕድመ ዝሓለፈን ወይ ድማ ብኢድ ዋኒነን ሓዳረን ዝበተና ዝግበር ጎስጓስ'ዩ። ብኸምዚ ዝጽለዋ ነኣሽቱ ደቀንስትዮ ድማ ኣለዋ ካብዚኤን ኢኹም ክትጥንቀቑ ዘለኩም ደቂ ተባዕትዮ ብሕልፊ ናብራ ክትገብሩ ትደልዩ፡ ምኽንያቱ እዚአን ሰብኣይ ዘይኮነ ሓኪም እዩ ዘድልየን።
Doctor, would you agree with Jordan Peterson in that case?
People should have their choices.
Its shouldn’t be up to a random book writer!
ሰላም ዶ፡ር ሻሮን ንኩሉ ኢተቅርብዮ ጥዕና ሓዘል ኣስተምህሮ ብቃንቃ ኣዴና ምካኑን ንጹርን ኣገዳስን ኢዩ፡ኣዚና ነድንቀክን ንመደብኪ ወን ንመሃረሉን ነክብሮን
ብዛዕባ paniel gland ወይ 3ዓይኒ ገለ ቪድዮ ግበርልና ፡ቀጽልዮ
You don't need the click bait technique doc, pls don't be like those u2bers.😊 msnay ykreta. My second comment on this matter.
😂😂 kemziom youtubers keman zeykonet click bait aytgern eya xfuf eyu srha
@npamen8090 😊do keA tibl abayey. Heray ykunelna. Kulu niAna kulu kabana😊
@@shamram6200 ewe lebam komiu eyu zbehal kem abayki/ka
አብ መዋእል ፊልመ /ሕ/ሰብ ብዘይ ተሳትፎ ወዲ ተባዕታይ ሙሉእ ብሙሉእ መሰል ጓልንስተይቲ ክዕወት አይክእልን እዩ።
እስከ መሰል ጓልንስተይቲ አብዘን 5/ ሕግታት /ሕ/ሰብ ዝነበራ መሰላት ክንርእዮ ክንፍትን ኢና
አብ መዋእል ፊልመ ደስነት ጓልንስተይቲ መሉእ መሰል ኔርዋ እቶም ዝተወልዱ ወላድ ከይተረፈ ብስማ እዮም ዝጽውዑ ኔሮም።
ኩሉ መነባብሮ ሐዳር ንሳ እያ ተመሐድሮ ኔራ
አብ ሕጊ እንተ መጺእና ውን ትፈርድን አኽባሪት ሕግን እያ ኔራ
እንተኾን ግን እቲ ኩሉ ቀረብ ናይታ ስድራ አበርክቶ ናይ ጓልንስተይቲ አብ ኢድ ወዲ ታባዕታይ ምስ አተወ ስልጣና ተገዲፋ
አብ ጊላነት፤አብ መስፍንነት፤ አብዘን ክልተ ስርዓታት አብ ዲቕ ዝበለ ጽቕጠት ናይ ወዲ ተባዕታይ አትያ።
ድርብ ጽቕጠት ናይ ወዲ ተባዕታይን ናይ ተፈጥሮ ጽቕጠትን።
የግዳስ አብ ምስ ምምጻእ ርእሰ ማላዊ ስርዓት ስልኔ ምስ መጸ አብ ትምህርቲ ክትሳተፍ መሰ ጀመረት ተማሃራ ብቕዓታ ማዕረ ወዲ ታባዕታይ አመስኪራ ምእንቲ መሰላ ተቓሊሳ አቃሊሳ ናይዚ ህያው ምስክርነት ከአ ብዓም ደረጃ መሰልጔልንተይቲ ይተሐሎ ብዝብል ጭርሖ አልዒላ ዓወት ናይ 8 መጋቢት ክንውከስ ንኽእል ኢና
ወድሐንኩም።
ምክንያቱ ኣብ 5 ወርሒ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ጥራይ ልዕሊ 300 ህጻናት ተደርቢዮ ተረኪቦም ዘና ሰሚዐ
በርትዒ 💙💙
እዚ ጥንሲ ምንጻል ግን ነተን ብዓመጽ ዝጠንሳ ግን ሓጋዚ ኣይኮውንን እዩ ዶ ትብሊ?
Feminism ንማዕርነት ደቀንስትዮ ዘይኮነ ኣብ መንጎ ደቂ ተባዕትዮን ደቂኣንስትዮን ፍልልይ ንኽፍጠር ዝተበገሰ እዩ፡ ሰይጣናዊ ምንቅስቃስ እዩ ነዚ ንምፍላጥ እዛ ዶክተር ሻሮን ሓፍትና ለጢፋታ ዘላ ኣርማ ናይ ፌሚኒዝም ተዓዘብዋ መስቀል ንቁልቁል ኣፉ ዝተገልበጠ እዩ፡ ቀንዲ ተጣበቕቲን ሞዴልን ናይ ፌሚኒዝም ከኣ ጠንቆልቲ ደቂኣንስትዮ እየን።
ሓደ ካብቲ እዚ ሰይጣናዊ ምንቅስቃስ ዝብሎ፡ ጓል ኣንስተይቲ ንሓዳራን ንደቃን ኣብ ገዛ ኮይና ስድርኣ ምሕብሓብ ከም ባርነት ኣብ ፋብሪካ ከይዳ 8 ሰዓት ንሓደ ሃፍታም ምግልጋል ግን ከም ክብረት ከዝወስዳ ዝገበረ ሓደገኛ ሕሱር ኣተሓሳስባ እዩ።
የቀንየልና ዶክተር ሻሮን ሓፍትና ከምዚ ጌርኪ ኣንቅሕየን ንኣሕዋትና።
ናተይ ሪኢቶይሲ ብዓመጽ ወይ ኣቡኡ ዘይፍለጥ ጥንሲ ክንጸል ተዝፍቐድ ይብል
እዚታትሲ ነቶም ዶክተር ዘይኮኑ ሕደግሎም! ምስ ምሉእ ኣኽብሮት!
ክብርቲ ዶክተር፡ ምእንቲ ከይትጋገይን ኣብ ፈተና ከይትወድቅን ጥራይ ዘይኮንኩስ፡ ኣርኣያ ሕብረተሰብናን ዓባይ መምህርን ስለዘኾንኪ እውን እየ ተገዲሰ ብስም እታ ትኣምንያ ቤተክርስትያኪ ዝምሕጸነክን ንኽትፈልጢ ዝሰደልኪ ዘለኹን እሞ ተገዲስኪ ኣምብብዮ።
እዛ ደቂኣንስትዮ ክሰርሓ ኣለወን ክወጻ ዝብል ክትብል ከላ ነተን ደቂኣንስትዮ ንክወጻኣ ኣተባብዕያ እያ ኩለን ክወጻ ኣይገበረትን ትብሊ?
ዓባይ ሰብ
12:30 ተጋጊኺ ኣለኺ፣ ናይ ኩሉ ሰብ ሓደ ጾታ ይኹን ኣይኮነን ዝበሃል ዘሎ። ሰብ እቲ ንሱ ዝስመዖን ዝኣምነሉን ዝቕበሎን ናቱ ጾታ ብናጽነት ክመርጽ ኣለዎ ኢዩ ዝበሃል ዘሎ። እዚ ከኣ እቲ ጾታ ዝበሃል ጉዳይ ከምቲ ብልምዲ ኣንስታይን ተባዕታይን ጥራይ ተበሂሉ ዝግለጽ ጥራይ ዘይኮነ፣ ከም ሓደ ኣብ መንጎ ክልተ ጫፋት ዝተዘርገሐ ሰፊሕ መግለጺ ዘለዎ ምዃኑ ምእማን ኢዩ።