Tigray Media Network ደገፍትን ተቃወምትን መናእሰይ ህወሓት //ኤርትራ Dec 24, 2024

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 11 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 17

  • @TsehayeTewolde
    @TsehayeTewolde 18 днів тому +2

    በረድ ራዕ ራዕ ብደቅኻ ብጉልበትካ ንጥፍኣትካ ሩሑስ ይግበረልኩም ኡይ እልና ጥፍኣት ትግራይ ብድቂ ትግራይ እልና

  • @Eritrea-y7x
    @Eritrea-y7x 18 днів тому +2

    የቀኒየልና እንዳ ናቱ ክብርቲ ሐፍትናን አምላክ ይባርካ ቻናልካኩም 💕🙏🏽🌷💕🙏🏽🌷💕🙏🏽🌷💕🙏🏽

  • @yohanberhe5292
    @yohanberhe5292 18 днів тому +1

    Atum ezome teriy zalku like eba habwo ne natu

  • @dawiteliffe9027
    @dawiteliffe9027 18 днів тому +2

    ዓለቕቲ ማለሊት ህውሓት ወያነን ፍንጫል መሰንገል ህውሓት ግዝያዊ ምምሕዳር መንግስቲ ትግራይ መራሕትን ደገፍቶምን ደመኛ ጸላኢ ህዝቢ ትግራይ ምዃኑ ህዝቢ ትግራይ ዛጊት ኣብዚ ሰዓት ነቲ ኣብ ልዕሊኡ ወሪድዎ ዘሎ ሕሰምን መከራን ጠንቂ መን ምዃኑ ዘይፈልጥ እንተ ድኣ ኮይኑ ፡እዚ ኣብ እዕሊኡ ወሪዱዎ ዘሎ ሕሰም ዘይቕንጠጥ ጾር ኮይኑ ክቕጽል ባዕሉ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ልዕሊኡ ነዚ ሕሰም ንክቕጽል ከምፍቃድ ይቑጸር።

  • @nasdam926
    @nasdam926 18 днів тому

    መስደመም !!!!!! እቶም ንናይ ደብሪጭ ወገን ዝድግፋ ጌና ጌና ኣብ ባርነት ተሸኺሎም ከምዘለዉ በሪሁልና:: 😮😮😮😮😮

  • @HTHT-p5f
    @HTHT-p5f 18 днів тому

    ጌታቸው መን እዮ ወኪልዎ ? ግዛዊ መንግሰትክ ታይ እዬ ሰራሁ ? ዋይ ትግራይ

  • @abrahamdesta2211
    @abrahamdesta2211 18 днів тому

    ደናቑር😊😊😊😊

  • @TayeTessema-cs5lr
    @TayeTessema-cs5lr 18 днів тому

    ኽሊ ውላድን ናይ ፖለቲካ ውድብን ሓደ ኣይኾኑን ። ክወዳዳሩ እዉን ኣይኽእሉን ። ሳይትዓሽዊ።

  • @hibtzgiawalom8230
    @hibtzgiawalom8230 18 днів тому

    ንዕዘብ ኣለና ኩሉ እንታይ ይብል ኣሎ።
    ርግጸኛ የ ድማ ኩሉ ናይ ኢዱ ከም ዝረክብ
    ትግራዋይ ድማ ስቕ ኢሉ ይዕዘብ ኣሎ ኣብ ዓገብ ዝብሃሎ የጣቕዕ ኣሎ።
    ትማሊ ንሱ ዩ ተጌሩ ብርግጽ ውን ጽባሕ ክድገም ዩ መግትኢ እንተዘይ ተጌርሉ፡
    ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዝተግብረ ገበን ከም ፖለቲካዊ ብልሒ ተተርጒሙ ዋግኡ ኻኣ ርኢናዮ። ሕጂ ኻኣ ኣብ ኤርትራዊ መንነት ዝግበር ዘሎ ቀንጠብ ጠብ
    ንናይ ትግራዋይነት ህላወ ኣዝዩ'ዩ ሓደገኛ ምዃኑ ኩሉ ኩሉ ክፈልጥ ይግባእ

  • @HailemariamABRHA-p5w
    @HailemariamABRHA-p5w 18 днів тому

    How TPLF has such confidence on doing nothing l. This part doing nothing to the people

  • @HTHT-p5f
    @HTHT-p5f 18 днів тому

    ብጊዚኡ ንምንታይ ዘይተቅርቡ ነይርኩም አብ ጉባኤ ቀሪብኩም ንምንታይ ዘይተቅርቡ ነይርኩም ግን አይንአትን ብማለትኩም ዮ እዙ ኩሉ ዋጋ ተክፋሉና አለኩም

  • @muluadhana
    @muluadhana 18 днів тому

    ኣታ እዚ ፀላኢ ለዉጢ ካበይዴኡ ዝመፀ እዩ?

  • @TayeTessema-cs5lr
    @TayeTessema-cs5lr 18 днів тому

    ካድረ tplf mllt ጊዘኹም ቐሪቡ እዩ ።