ናይጀርያዊ ምምርዓው

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 29 гру 2024

КОМЕНТАРІ • 628

  • @ZYosef-sd7wu
    @ZYosef-sd7wu 4 місяці тому +3

    Good programming and a great public service.
    I agree with you a hundred percent. Some of our cultural practices that are counterproductive need to be evaluated and changed.
    Thank you.

  • @berhane.hadera9847
    @berhane.hadera9847 6 місяців тому +7

    ክብረት፡ ይሃበልና ክቡር ሓውና ኣኽሊሉ ብሉጽ ሓሳባት ኢዩ እቲ ናትካ ትሕዝቶን ርእይቶን ❤

  • @Abelkidane-j8j
    @Abelkidane-j8j 6 місяців тому +48

    እቲ ጽቡቅ ነገሩ፥ ብዙሓት ከማኻ ለባማት ዘለውና ምኻኑ እዩ። ጽቡቅ ትምህርቲ 👍

  • @yordiisaac1235
    @yordiisaac1235 6 місяців тому +9

    አምላክ ይባርክካ ዝዉስኮ ወልሓደ የብለይን ልዕሊ እዚ ዝተዛረብካዮ ብሉጽ ርጡብ ዘረባ ከምዚ ከማካ የብዝሓልና ለባም ❤

  • @khaledaberra8940
    @khaledaberra8940 5 місяців тому +1

    ክቡር ሓወይ ኣኽሊሉ። ብጣዕሚ ጽቡቕ፣ እዋናውን መሃርን ኣርእስቲ። ኣቀራርባኻ ህዱእን ልዝብን ምዃኑ ብሕጽር ዝበለ ምስ ምሉእ ሓበሬታ ነቲ ኣብ ህዝብና፣ ብፍላይ መንእሰይት ዘሎ ድሑርነትን ካልእን ምቅላስካ ንኡድ እዩ። በርትዕ ኣጆኻ! ኣብ ጎንኻ ለና፣ ቀጽሎ፣ ንኻልኦት ኣበንት ኢኻ። የቐንየልና።

  • @berhanekidane6107
    @berhanekidane6107 5 місяців тому +1

    ደስ ዝብልን ማሃሪን ማሕበራዊ ሜድያ ፡ ቀጽሎ'ውን::

  • @DavidTesfamariam-tj5tz
    @DavidTesfamariam-tj5tz 6 місяців тому +3

    ኣኪለ ብሩክ ናይ ብሓቂ ጽቡቅ መብርሂ ዝገርመካ ብመሰረት መጽሓፍ ቑዱስ ምፍልላይ መርዓ ኮነ ካልእ የልቦን ስብ ንክጥዕሞ ዝገበሮ ኩሉ ነገር ግን ጸሊም ትመርኦ ዋላ ጻዕዳ ሰብ ግን ዓሌታዊ አዩ አዞም ኩሎም ጻዕዱ ጸለምቲ ዝምርዓዉ ከ መን ይሓመሎም

  • @Hadas2109
    @Hadas2109 6 місяців тому +13

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ከምዚ ከማካ ቅሩብ እንተ ዝበዝሑልና ክንደይ ምጸበቀ❤

  • @natsaabedom5119
    @natsaabedom5119 8 днів тому

    ብሓቂ ሚሃሪ ዪ መደብካ። የቀንየልና🙏🏽🙏🏽🙏🏽

  • @freedomeri-1991
    @freedomeri-1991 6 місяців тому +1

    ናይ ብሓቂ ኣድኒቐካ ኣኪለ። ለባም መስተውዓሊ ንኹሉ ብሰፊሕ ልቦናን ብዕቱብነትን ትትንትኖ። መደባትካ መሃሪ እዩ እሞ ነዚ ንኡስ ወለዶ ትምህርቲ ከተቕስሞ ቻነልካ ክትዓቢ ዘለዋ እዩ'ሞ ክትስስን ዕብየት ከተርእን ይምነየልካ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ!

  • @DanielKeleta-z1i
    @DanielKeleta-z1i 6 місяців тому +11

    እንታይ ዝብል ዘረባ ኣሎ መስለካ ገርብ ግራትክን ጋል ዓድካን ምስ ወሰድወን ይርዳኣካ ዝባሃል ዘረባ ይመስል ኣብልብና ይሕድሮ ዘረባካ ቁኑዕ ዘረባ ዩ❤❤❤❤

  • @hzbawityemane2874
    @hzbawityemane2874 6 місяців тому +3

    መደባትካ ብጣኢሚ ጽቡቕ እዩ ሓበሬታ ስለዝህብ ጥራይ ዘይኮነስ ኣእሙሮ ዝምግብን ዘሰልጥን ድማ እዩ ኣዘየ የድንቀካ እግዚኣቢሄር ይባርካ ጸጋ የብዝሓልካ

  • @solomonliza
    @solomonliza 6 місяців тому +10

    ብራቮ ኣኪለ በርትዕ ። ኣብ እስራኤል ብዙሓት ኣድነቕትን ተኸታተልትን ከም ዘለውኻ ድማ በዚ ኣጋጣሚ ከበስረካ እፈቱ።🙏👍

  • @adighebre1215
    @adighebre1215 6 місяців тому +4

    ኣዝዩ ለባም ምኽሪ፣ ኣክሊሉ ወደይ። ብዕድመ ዝደፋእኩን ኣብ ሕይወተይ ብዙሕ ዝተመኰርኩን ከም ምዃነይ መጠን፣ እቲ ኣነ ክብሎ ዝነበረኒ፣ ብተዓጻጻፊ ክእለት ገሊጽካዮ፤ ብዙሕ ከኣ ተሓጒሰ። ነቲ ኩሉ ዝበልካዮ 100 ካብ 100 ፈትየዮን ውሒጠዮን። ምስ ምስትውዓልካ የንብርካ። ንሰማዕቲ ድማ ልቢ ይሃብ!

  • @eriflix3999
    @eriflix3999 6 місяців тому

    ክብረት ይሃበልና ኣኪለ ሓወይ (ሞኽሲ)
    እዚ ዘለና ጽበት ኣተሓሳስባ ዓሌታውነት ካባና ክርሕቅ በብዘለና ንጽዓር።

  • @solomondebesay5542
    @solomondebesay5542 6 місяців тому +6

    አዝዩ ብሉፅ ሓሳብ ብሉፅ ትምህርቲ። ሰብ ካብ ዓሌት ካብ ሃገር ይበልፅ። ፅቡቕ ጌርካ ተንቲንካዮ ክቡር ሓወይ:: አምላኽ የብዝሕካ🙏🙏

  • @efyabrha9839
    @efyabrha9839 6 місяців тому +8

    ጽቡቅ ሓሳብ ኢዩ ግን ኣነ ናይ ነፍወከፍ ሃገራት ኣፍሪቃ ዘለወን ባህልን እኮነምን ኩነታት እኮነምን ከምዚ ሕጂ ዝገለጽካዮ ገርካ እተትኣለልየና ጽቡቅ ነይሩ ❤❤❤❤❤❤❤

  • @YemaneAsmelashMebrahtu
    @YemaneAsmelashMebrahtu 6 місяців тому

    ብጣዕሚ አገዳሲ ትምህርቲዩ😢ዚ

  • @Solomonkahsay-m6q
    @Solomonkahsay-m6q 5 місяців тому +1

    100/100 ፡ ጽጹይ ሓሳብ ፡፡

  • @DebesayRedaeWhatever
    @DebesayRedaeWhatever 6 місяців тому +3

    ያናብሓቅ መስተዉዓሊ ብጣዕሚ ካብ ኣፍንጫና ንላዕሊ ዘይንሪኢ ከና ንሕና ነናእሰን ንሰን ዉን የናእሳና አቲ ጸገም ዉን ኣባና ኣብዞም ኣወዳት ኣሎ ማለተይ ኢእሞ ዘትሕዛ እንተ ኢካዮ እዋ እዚኣ ድኣ ዘራ እቡሉካ ንስካ ከመይ እንተ በልካዮ ምስ ዓሰርተ ዝዞሩ ብዝኮነ ኣስተምህሮኩም ኣይ ፈለየና ቴንኪዉ ሰላም ካይብዛሕ

  • @berheandeberhan1871
    @berheandeberhan1871 6 місяців тому +2

    ለባም ዘረባ/መልእኽቲ/። ዕድመን ጥዕናን። 👑

  • @abielabiel8293
    @abielabiel8293 6 місяців тому +44

    ዘይሚዛናውን ቶኽታኺ ሓሳብ ኣብ ናይጀሪያ ብሶቡኡተን ኣብ ዓመት ገምጋም ካብ 300 ክሳዕ 350 ኣንስቲ ይቅተላ ህጻውንቲ ድማ ክሳበ 7000 ሽሕ ዕሸላት ይጋሓፉ ብጥንቆላ ድማ ኣብ አፍሪቃ ቀዳመይቲ እያ ናይጀሪያ ኣዝዮም ቡዙሓት ስለዝኾኑ ነንሕድሕዶም ኣዝዩ ፍልልይ ኣለዎም ኣነ ብውልቀይ ሓፍተይ ናብ ናይጀሪያ ክትከይድ ፈጺመ ኣይድግፎን እየ።

    • @e.gebremedihen9551
      @e.gebremedihen9551 6 місяців тому +5

      ሓሳብካ 100% ኢድግፎ

    • @Sunrise-sg8lp
      @Sunrise-sg8lp 6 місяців тому +2

      ናብ ፈረንጂ ክትኸይድ ከ ትድግፍ'ዶ ?

    • @Sunrise-sg8lp
      @Sunrise-sg8lp 6 місяців тому +3

      ክላእ ኤርትራውያን አብ ስደት ክንደይ ይቀተላ አለዋ ብሰብኡተን ኤርትራውያን ?

    • @e.gebremedihen9551
      @e.gebremedihen9551 6 місяців тому +3

      አርትራውያን ጥራይ ዘይኮነስ ክብርታት ዘለዎ ሕብረተሰብ ነንሕድሕዱ ጥራሕ እዩ ዝዋሰብ ብርኢቶይ ሕብሩ ብዘየገድስ መውስቦ ምስ ካልእ ወጻእተኛ መውስቦ ቅቡል ኣይኮነን ሃገርና ሕጂ ረኺባቶ ዘላ ጸገም ኣዋልድና ምስ ማንም እንዳተዋሰባ ዘፍረየኡም ናዓና ደቀባት ቀዳሞት ጸላእትና ኾይኖም ዘለው መስርዖም ኹሉ ግዝየ ምስ ጸላኢ እዩ

    • @abielabiel8293
      @abielabiel8293 6 місяців тому

      ​@@Sunrise-sg8lp እሞ ምስ ናይጀሪያ ሞውስቦ ከምናትካ ጌርካ ትሪኦ?

  • @selemuntekie3043
    @selemuntekie3043 6 місяців тому +4

    Lebam zereba, seb nbalu zgebro, ab hiwetu, ayhasu, aysrek, seb ayktel enber netsa eyu. Slezi kemzi zblu nbalom hiwetom ztebalashewom eyom. Thanks hawna.

  • @meazahaile9107
    @meazahaile9107 5 місяців тому +1

    Yes

  • @mhretweldemichael1159
    @mhretweldemichael1159 4 місяці тому

    Haki zarba eu kulu zeblkyo kamka yebzuhlna beruk hawey god bless you 🎉🎉🎉

  • @nigistibahata1696
    @nigistibahata1696 6 місяців тому

    ናይ ባሓቂ ጽብቅ ምኽሪ ኣኽየ ሐወይ ኣትሓሳስብና ብጥሚ ምቕያር ዘድልዮ አዩ 🙏🥰

    • @e.gebremedihen9551
      @e.gebremedihen9551 6 місяців тому

      ዝቅየር ኣተሓሳስባ የለን ንዓኣኽን ክንብል ሃገርና ዓዲ ሸራሙጥን ደቃሉን ክትከውን ኣይነፍቅድን ኢና ዝየግነትን ተመንጢሉ ብኡኡ ክትጠፋአልና ኢና ንደሊ ሕሱራት

  • @aidahabte4401
    @aidahabte4401 6 місяців тому +6

    ፅቡቅ አገላልጻ ኣኪለ ሓወይ 🙏🙏🙏

  • @goesaroundcomesaround
    @goesaroundcomesaround 5 місяців тому

    ብሐቒ ሓሳብካ 100% ይድግፎ .❤

  • @negagebregergis7262
    @negagebregergis7262 6 місяців тому +1

    ሓቂ ኣክሊሉ ሓወይ ምርዳ የድሊ ኢዩ ።ወላ ኣብ መጽሃፍ ቅዱስ ተሪኢናስ ጎይታና የሱስ ክርስቶስ ዝርኢሃርግ ትሪኢና ጋና ኣልየት ኣላ ሩት ።ስለዚ ፍቅሪ ዓልየት ኣይፈልን ኢዩ ስለዚ'ካ ፖዘቲፍ ተሃሰብና ጽቡቅ ኢዩ።

  • @miriamhabtemichael2393
    @miriamhabtemichael2393 6 місяців тому

    Thank you kem wetru abi seb. Nqhat btami iyu zhaxrena zelo. Hzbna kndi zmerameru, qeltifu ab xerfi, zelefa yiatu koynu😢😢

  • @biniamembaye3084
    @biniamembaye3084 6 місяців тому +2

    ኣኪሊሉ መደብካ ይከታተሎ እየ ንፉዕ ኢካ ናይ ሎሚ ግን ኣይተቀበልኩካን ናጀራውያን ሃፍታማት እዮም ብዕብየቶም ብብዝሖም ቀዳሚት እዮም ኣብ ኣፍሪቓ ብእንዳስትሪ ብኩሉ ላዕሊ እዮም ኢልካ ገሊጽካልና ትፈልጥ ዲካ ናጀራውያን መብዛሕትኦም ብኩቱር ሕሰም መነባብሮ ተደረበየ ቆርበት ክግህጹ ከም ዝውዕሉ ካብዞም ሃፍታማት እዮም ዝበልካዮም ሰባት ክንደይ ሚእታዊት እዮም ብዙሕ ምገለጽና ኣነ ብወገነይ ዝኮነት ኤርትራዊት ኣብ ናጀራውያን በላዕቲ ዝተደርበየ ቆርቦት ክትምርዖስ ይትረፍ ደው ኢላ ክትዛረብ ኣይደልን እየ ሳላሳ ዓመት እትዮጵያ ክትገዝኣና ከላ ክብረንን ክብሪ ሕብረተሰበን ኣጅቢረን እየን ሓሊፈኖኦ ሕጂ ደኣ እምታይ ማለት እዩ ብዛዕባ ንናጀራዊ ምምርዓው ነውሪ የብሉ ኢካ ምትብባዕ ይሕመቅ ይንፋዕ ኤርተኣዊ ሓዋ ክትብርዖ ኣለዋ ኤርትራዊ ጥራይ ይኩን እምበር ብደይ የገድስ ካብ ትሽዓተ ብሄራትና ክትምርዖ ጸገም የብሉን ናጀርያ ጋምብያ ጅኒ ዕፍሪት ግን ኣነ ብዛ ነብሰይ ምሽ ከተባብዕ ሲ ይትረፍ ከም ገለ ኢላ ምስ ናጀራዊ ከይትጸንሓኒ ዝኮነት ኤርትራዊት
    ኣክሊሉ ዓገብ ዓገብ ዓገብ እዛ ግላዊ ሪኢቶካ ብካ ምተረፈትካ።

    • @letina123
      @letina123 6 місяців тому

      ዘሕርቅ አይኮነን ሐንቲ ጔለንስተይቲ እንተደአ ምስ ወዲ ዓዳ ዘይሰለጣ ናብ ካልእ ዜጋ ክትከይድ እያ እምበር እዚ ነቲ ናይ አኽሊሉ አይተቀበልክዎን ዝበለ ሐጺር መልሲ እዩ።

  • @selamtesfay5067
    @selamtesfay5067 6 місяців тому +1

    Enjera alem belae ambesa kemaka lebamat yebzhana fetawi haki nay behaki fethawi seb ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @TzgeHaile
    @TzgeHaile 6 місяців тому +2

    ጽቡቅ ኣጋላልጻ ናይ ብሓቂ 🙏🏽

  • @AsterYohannes-t4t
    @AsterYohannes-t4t Місяць тому

    💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯 Amazing Speech.

  • @edenberhe5126
    @edenberhe5126 6 місяців тому +21

    የቀንየልና ኣኪለ ንኩለን ደቅ ኣንስትዬ ናይ ስድት ወኪለ .

    • @abitimedia
      @abitimedia 6 місяців тому

      😂😂😂😂 ዶንቆሮ ካብ ሓቂ። ዝዛረበኪ። ሓስዩ ዝጥብረኪ መርጽኪ ድርባይ

    • @teameghirmay8482
      @teameghirmay8482 6 місяців тому +1

      Nkulen ab sdet zelewa deki anstyo ktwkli men eu fkad hbki?

    • @tsigekifle6422
      @tsigekifle6422 6 місяців тому

      Aletnet nay eritrean mewedaeta yeblun kulu weyo

  • @ots2023
    @ots2023 6 місяців тому +56

    አቲ ሸግር ናይ ናይጀርያ ዘይኮነሰ
    አቲ አብ ጸሊም ሰብ ዘለና አመለኻክታ ኢዮ
    ጸሊም ሰብ ክብሪ አይዋሀቦን ኢዮ ባርያ ከም ጸርፊ ከምኡ ሳጎ ይኸወን
    ንሕና ጸለምቲ አፍሪቃውያን ኮይኑ አይሰመዓናን
    አዚ ሸግር መፍትሒ ክርኮቦ አለዎ

    • @samze930
      @samze930 6 місяців тому

      Bi meseretu xelim kelbi xaeda kelbi,xelim dumu xaeda dimu.ab kaleot Animal ember ab deki sebat darga hibri yelen.

    • @samze930
      @samze930 6 місяців тому +1

      Entay eyu natina Hibri?😂😂😂😂

    • @mebratbelay6966
      @mebratbelay6966 6 місяців тому

      Your color is black. Africa
      In Europe and USA. You are black African.

    • @selamawityohannes4608
      @selamawityohannes4608 6 місяців тому +2

      you are right even when we appreciate beauty we say '' keyah xibikti , keyih xibuk " we are not proud of being African being black

  • @natsnetbereket3686
    @natsnetbereket3686 6 місяців тому

    ጽቡቅ ርኢቶ ኣኪለ ሓወይ። ምክንያቱ ሎሚ ካብ ሃይማኖትና ክንወጽእ የብልናን። ንርአዮ ዘለና ካብ ጋል ምስ ጋል ወዲ ምስ ወዲ ኢና ክንአለን ክንጥንቀቕን ዘልና አንበር ናይጀርያ ወሲድዋ ኢልካስ። ንሶም አዮም ከኣ ጽቡቅ ጌሮም ዝከናከንወን። ኣምላክ ፍቅርን ሰላምን ዘለዎ ሓዳር ይኩነለን የሕዋትና ከኣ። ጽቡቅ ምዝራብ አንታይ ይገብረና።🙏🙏🙏🙏

  • @FinanMehari-wv2pi
    @FinanMehari-wv2pi 6 місяців тому

    ክመካ ለባማት ሰባት ምህላው ዓቢ ጸጋ እዩ

  • @zewdihabtegergs9734
    @zewdihabtegergs9734 6 місяців тому

    Thank you so match Akile haweyyy btaemi 💯 Haqi kkewn zelewo. Gelixkayo blbi nemesgneka qexlelna ❤❤❤❤❤

  • @LovezTruth
    @LovezTruth 6 місяців тому

    ኣክሊሉ ንስካ ኣዚካ ብሱል፡ ንህዝብና ናያ ኣመለካክታ ምስትክካል ትሰትሕ ኣሎካ፡ ኣምላክ ይባርካ።

  • @henokasmorom8435
    @henokasmorom8435 6 місяців тому

    ኣምላኽ ይባርካ ኣክለ ሓወይ 🙏

  • @hagereyhagersemaatat4355
    @hagereyhagersemaatat4355 6 місяців тому +1

    Wonderful message Thanks❤🎉😊

  • @thanksthet5340
    @thanksthet5340 6 місяців тому +1

    Ane zgermni etolo ezi hizbi betami eyu hamimu zelo dedhri ztezarbe seb kekeyd mekan dedehri isaiass keman yekyd alo bel hijis tetkiley duy nagira xagam yeblun zbel zelo.

  • @fevenweldegbrial9376
    @fevenweldegbrial9376 6 місяців тому

    Wow ለባም ሓወይ ይሕዋትና ብፍላይ ብ ኣውርጃ ዓሌት ኤርትራወያን ክንሶም ሓዳር ክትብቱኑ ትውዕሉ ኣብ ስደት ስምዕዋ ቤጃኩም, ኣፍሪቃውያን ይኹን ጽዓዱ ክትምርዖ መስልካ እዪ 🙏ኣቦይ ወላድየይ 10 ኣዋልድ ስለ ዝነብርናዮ መሽ ዶ ኣፍሪቃዊ ውላ ጥልያን ተመርዓዋ አዳበለ የዐብና ተባርክ ኣቦይ ምዓርይ ❤️🙏ኣኽለ ሓወይ ተባርክ ብሉጽ ሓወይ ❤️🙏🇪🇷💪

  • @saronammanuel2957
    @saronammanuel2957 5 місяців тому

    Thank you kbur hawi😊

  • @muluemehari6914
    @muluemehari6914 6 місяців тому +3

    ጥዑም መግቢ ዝበልዕ ዝጸናሕኩ ኮይኑ ተሰሚዑኒ ።ናይ ኝቕሓት ምግቢ ክንምገብ ጸኒሕና ወስኸና ኣኪለ ሓወይ ብሰንኪ ምንቃሕና ዓቕልና ነጽብብ ኣብ ዙርያና ዘሎ ጸጋ ምርኣዩ ንስእን ኣለና የቐንየልና ኣኽሊሉ ሓወይ❤❤❤❤

    • @e.gebremedihen9551
      @e.gebremedihen9551 6 місяців тому

      ሓደ ወዲ ኢኹን ጉዋል ምስ ካልእ ዝየጋ ዝማራዓው ካብ ናቱ ዝየጋ ወይ ካብ ናታ ዝየጋ ምስዘይረኽቡ ሕሱራት ሰባት እዮም ክብሪ ዘለዎ ሰብ ንግዝያዊ ስምዒቱ ኢሉ ከምዚ ዓይነት ጸይቂ ኣይገብርን እዩ

  • @rozahermale2581
    @rozahermale2581 6 місяців тому +4

    በሓቂ ጽቡቅ ገሊጽካዮ ❤❤

  • @yoditkeleta
    @yoditkeleta 6 місяців тому

    እንጌራ እዝጊ ብላዕ ቡሩክ ሐወይ

  • @aziebSN
    @aziebSN 6 місяців тому +2

    Alike well said and I’m glad you brought this topic to the media attention because it was very informative.
    Thank you
    I’m your follower
    ❤❤❤❤❤

  • @fanielmehari5891
    @fanielmehari5891 6 місяців тому +1

    Thanks aklilu ❤❤❤

  • @semharhaile8440
    @semharhaile8440 6 місяців тому +1

    Thx akililu..xubuk gerika gelixikayo alrka...award eritrawiya smart aiyen..nisatom

  • @mebratkassa4403
    @mebratkassa4403 6 місяців тому +5

    Bravo enjera ezgi blae' !

  • @Saymon23
    @Saymon23 2 місяці тому

    Ok Galka habom eka Zarkey

  • @fisehasalim1878
    @fisehasalim1878 6 місяців тому

    You are good, you have explained well and well done! Very matured explanation!
    Thank you!

  • @alekkahsay2950
    @alekkahsay2950 6 місяців тому +1

    Ur best Akelilu ma dear so God give u age of matussala!' ሰብ በጸቢብ ኣተሓሳስባ ክቁረን የብሉን ኣብ ምዕቡል ዓለም እናነበርካ ካብ እንስሳዊ ኣተሓሳስባ ወጺኡ ናብ ሰብኣዊ ኣተሓሳስባ ቀይሩ ክነብር ኣገዳሲ ኢዩ ሰላም ንኹሉ ወዲ ኣዳም

  • @ስገምሃዘጋ
    @ስገምሃዘጋ 6 місяців тому

    እዘን አብ ደገ ዘለዋ ሐዳር ዝፈተና እየን መብዝሐተን

  • @rmogosmogos5821
    @rmogosmogos5821 6 місяців тому

    Waw enjera ezigi bela zhwey btami xbuk kommenter hibkana nelbi zelwo I aprchat you zhwey btami selfchnt alo ab ahwatna nsatom deltom nkegbro balom halfint yewesdu nahwtom zkunun eina nsemi bhaki adinkeka xbuk medb amiklna misika ysemam eye thanks a lot abti kulu tekrbo mdebatika kexlo.

  • @Amleset-yn5ml
    @Amleset-yn5ml 6 місяців тому

    💯 hqki. Abzi ala ane zfelta kab tsaeda welida tsbuq tnebr . Gin geliom regitsoma ykedu selam keyblwa felyoma ykedu zeymlketom. Nsa gin fetina eya wedi ada eritrawi gin asenbiru gedifuwa

    • @MerhawitIsaak
      @MerhawitIsaak 5 місяців тому

      Azom nahna hmam eyom gn bwegeney hawey eye zdeli

  • @samz3682
    @samz3682 6 місяців тому +6

    Not all Eritrean men’s are disrespectful, first foremost. But getting married out of your community in long run isn’t good for ur kids and for ur wellbeing cos they will face identity crises as we saw in the west world, why Caribbean’s still they not respected in the west world cos they r pulled out from their root so they are disconnected, yes Nigerians they r Africans but we don’t share common value & culture,,, terainii motherey ezena hiza keteeelel 😊 also habesha community we r so big forget our political views east Africa we r big to least go with your habesha people we r same, that’s why the Jewish & Indian community they r strong and Nigerians with their big economy & number they weak, hawena I respect your opinion, to sell ur opinion in UA-cam its easy but practically its decisive,,, soon or later our people and nation we will be hand to hand hagerna Selam yeweredelna,,, ab nebseka key wereda u can’t feel it mate so better u encourage for our unity and love.
    Thanks.

    • @awetweldrufal3379
      @awetweldrufal3379 6 місяців тому +2

      Thank you so much ❤it's not about racisme, it's about the culture 💒+🕌=🇪🇷✌

  • @selinaalena4453
    @selinaalena4453 6 місяців тому

    Wow what a wise man❤❤❤❤❤

  • @awethagos1258
    @awethagos1258 6 місяців тому

    Thank you so much

  • @ERI-BOY_7
    @ERI-BOY_7 5 місяців тому +2

    ለባም ክትመስል ብዙሕ ኢኻ ትጽዕሪ:: ሓንቲ ነገር ክነግረካ ግን ነዚ መንእሰይ ኣይትፈልጦን ኢኻ ክትርድኦ ክኣ ዓቅሚ የብልካን::

  • @EfremKiflemariam-bt9lz
    @EfremKiflemariam-bt9lz 6 місяців тому

    Thanks 👍 ktredada,e entekonka eko educational help khlweka alewo ....so Akile hawey hzbna kab misma,e .....mzrab ykiltf it means emotions.

  • @genetmenghis7586
    @genetmenghis7586 6 місяців тому +1

    ይቀንይልና ግን ፈቲና ምስ ወዲ ዓዳ ስለዘይኮነላ ገጋ ኣቢ ስደት ምስ መማህርትካ ወዲ ገዛዊትካ መታዒቢትካ ዊን ኣሎ ዊን ኣሎ ኣኪሊሉ ሐዊና ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @msosman1
    @msosman1 6 місяців тому

    Thanks for discussing an important issue regarding mirage our sisters from different nationalities
    I really admire your presentation and your way of thinking in different ways in the beginning it is very hard to to see your sister daughter to be foreigner other nationalities but we didn’t take action they have the right to leave with some one who understand their value
    Thanks
    Mohamed Suleiman

  • @make7170
    @make7170 6 місяців тому

    You are wonderful 😮❤

  • @adonay7097
    @adonay7097 6 місяців тому

    ኤሪትሪያውያን ምስ GDP ተዋሲባ ፡ እቲ ጣጥ ጣጥ ትክእሎ ትኮን እታ ሓፍትና?

  • @lme5630
    @lme5630 6 місяців тому

    ዝብላዕ ዘረባ❤ኣኪለ ሓውይ
    እቲ ጸገም ብናተይ ክዕዘቦ ከለኩ ናይ ኣወዳት የሕዋትና ንሶም ንሓዳር ኣይትከውንንያ ኢሎም ምሽ ይድርይዋ ንሓንቲ ጋል መገዶም ይቅይሩ ካብኣ ይፍለዩ ምሽ በቲ ካልእ ሰብ መጽየ ከልዕላ ክሎ ክኣ ደስ ዘይብሎም ዘይሑጉሳት ወረ ባዕሉ እቲ ሓዋ ገዲፍዋ ናብ ድሕሾ ከይዱ ከሎ ንሳ ሓዳራ ምስ ካልእ እንተ ገይራ ጸርፊ ፡ፈከራ ፡ምፍርራሕ ኣሎ እዋ ረኪብናዮ ዘለና ሽግር ኮ 😢😢😢😢😢😢

  • @tekletesfamicael7137
    @tekletesfamicael7137 6 місяців тому +28

    ብመጀመርታ ሰላምታይ የቀድም ይቅረታ ግበረለይ ተኸታተሊ ናትካ ኣይኮንኩን ፡ ኣጋጣሚ ግና ናጀርያ ምምርዓው ትብል ጽሕፍት ምስ ራአኹ የ ኣንቢበያ።
    ኢቲ ዝገርም ግን ካብታ (ክትበልዓ ዝደለኻ ኣባ-ጉምብሕ ሲ ዛግራ በላ፡) ትብሃል ምስላ ዘይትፍለ ኮይና ረኺበያ።
    ከመይሲ ኢቲ ጽቡቕ ንዓኻ ዝራየካ ገሊጽካዮ ኢቲ ካብ ዓለም ኣጸያፊ ዝፍጸሞሉ ነገር ከ ኣብይ ገድፍካዮ? ኣብ መድያመጽኻ ክትዛረብ ከለኻ ማዕረክንደይ ጸላው ምኻንካ ዘክር።
    ክንደይ የሕዋትና በዛ ሓንቲ ቃል ከም ዝጋገያ ዘክር,

    • @Sim-rv8rl
      @Sim-rv8rl 6 місяців тому +6

      xelawi slezikone kab haki kirhik alewo ...ab europe zelewa awalid whiden diyen africa mexiyom zimriawu..slezi kab nigeria zimriawa bzey wlad kiterfa delikayen mish...ab haki temexina ko kindiom aytiaklumn ekum..kibret gual alewo..zigbien kibri slezbiwen eyen nioom zimerxa...ezom dengola kiderabeyu ziwielu do aykonkum eritreawyan ...slezi zekibren zefkiren terekiben ymeriawa.....kurub asfihkum tehasebkum entay ekum tkonu endie....or may be haki eya meriratka tkewn

    • @dawitgebrat1878
      @dawitgebrat1878 6 місяців тому +1

      ኣፍሪቃ!
      ኣብዚ ናይ ኣፍሪቃውያን ብፍላይ ድማ ምዕራብ ኣፍሪቃ ብዓላት ወይ ክለባት ምስትዛወር፡ ናይ ሓፈሻ እምበር ናይ ፍልይቲ ሃገር ወይ ሓደ ሕብረትሰብ ኣይትዕዘብን ኢካ፡ ከም ውጺኢቱ ድማ ነንሕድሕዶም ምውሳብ ንቡር ኢዩ፡ ህዝብታት ቀርኒ ኣፍሪቃ ንምንታይ ዘይፈትውና ብምባል፡ ገለ ኣግሂዶም ቅራቲኦም ክገልጹለይ ይዝክር፡ ክሳብ ምስዘን የሕዋትካ ኣቃጥበናባ ዝብሉኒ ውን ኔሮም፡ ከመይሲ ኩላትና ሓደ ኢዩ ዝመስሎም፡ ኣነ ድማ እናተሰከፍኩ ፍቅሪኮ ካብ ገዛካ ኢዩ መስለኒ ዝጅምር ክብል መሊሰሎም😀
      🤝❤🕊

    • @solomondebesay5542
      @solomondebesay5542 6 місяців тому +2

      ገበን ጻዕዳ ወይ ፀሊም ይብል ድዩ? ብዙሓት ፀዓዱ ገበነኛታት የለዉን ድዩም? ከምቲ ዝበልካዮ ብዙሓት ናይጀርያውያን ሓረድቲ ሰብ አለው። ብዙሓት ኤርትራውያን ከአ አለው። ካብ ዓሌት ውፃእ። ሰብ ካብ ዓሌት ይበልፅ!! ብሉፅ ምህሮ እዩ ምሂሩ!!

    • @Sim-rv8rl
      @Sim-rv8rl 6 місяців тому

      @@solomondebesay5542 .... enjera ezgi blae wedey

    • @tekletesfamicael7137
      @tekletesfamicael7137 6 місяців тому

      @@solomondebesay5542 መጀመርያ ብዛዕባ ገበን ኣይተዘረብናን ኢቲ ዝምንከቶ ነቲ ዝምልኮቶ መልሰሉ ኣሎኹ ፡ ካብ ዘይተባህለ ተንብብን ትዛረብንሲ ሰሚዕካ ማሃሪ ዚኾነ ሃሳብ ከተቕርብ ፈትን።
      ካብኡ ሃሊፉ መን ትግራዋይ ኣይኮንካን ከይብለካ ኢኻ ፈርሕካ።

  • @grmawigrum4075
    @grmawigrum4075 6 місяців тому +1

    Akile ንነገራት ጽቡቅ ዝኮነ ኣጣማምታ ኣሎካ፡ ናይ ናጀርያ ኣዎንታ ጥራሕ ገሊጽካ ኣሉታ ኸ ዘይተንከፍካ፧ ኣብታ ብዛዕባ ናጀርያ ዝሃብካያ ንደቀንስትዮ ዘታባባዕካየን ኮይኑ ተሰሚዑኒ።
    ኣብ'ታ ናብ ካልእ ዝምርዓው ደቂ ተባዕትዮ ዝበልያ፡ ጓል ትውሰድ ወዲ ይወስድ ወይ ሰበይቲ ዓዲ ሰብኣያ እዩ ዓዳ፡ ዝብል ባህላዊ ውርሻ ስለዘሎ ይመስለኒ ናይ ኣወዳት ብዙሕ ኣዛራቢ ዘይኮነ።

  • @yohanagebreslassie5869
    @yohanagebreslassie5869 6 місяців тому +1

    Indeed, no doubt,..Good job ❤❤❤❤❤

  • @zebibtesfay7954
    @zebibtesfay7954 6 місяців тому +2

    Thank you 🙏akile hawna shegrna zfeletkalna xbuk gelixkayo ab idka zelo werqi darga cherqi ilomo gdefom tray kmerxu keytemerexu keargu iyom habesha awedat melhasom ider kbret yeblom ab sebeytom ezom ab qedamay alem zelewu☹️ember nhna awald nab zekbrena ina nkeyd hageru bzeyegeds 😌

    • @abfkrinmber5145
      @abfkrinmber5145 6 місяців тому

      Msaki zsemamae seb ente rekibki kab zkone ykun meselki eu msu ktnebri bhlk zeytamnalu tatwyo teliki gn nsdraki eki toghyi 🙏

  • @letemichalyohnans3198
    @letemichalyohnans3198 6 місяців тому +2

    Alet alo nmntay tselim
    thz yblu,lba zeyfewesu
    lba yehrrwa slezi gal anstyo fewasi lben zdelya 🎉🎉🎉

  • @Fkriyumengedey
    @Fkriyumengedey 6 місяців тому

    Well said , u ar the smart one ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ 🙏🏽❤️🥰
    1. Ane hjiii kab ms eritrawi ms kalee ziega kmraw yhsheni, Respect alewom ab leeli g’al, Fkri yfeltu, xbuk yenaburuka, like Queen treat ygebruka so wedi adka zewardeka, zehsrekan ente koinu nab kalee ziega keyden elom nmntay yhamu, i don’t understand so
    Girls Msti neakn hagos
    Zfetrelkn, respect zhbekn kuna ❤❤❤
    We lives just ones 🙏🏽❤️
    God Bless Eritrea 🇪🇷❤️

  • @ghenettedla3742
    @ghenettedla3742 6 місяців тому

    Good on you akilou we have big problem Eritrean people we have big problem we thinking we are better than other Africa 🌍 people if you have little dark skin they don't want accept you you are from Eritrea it's long story how Eritrean people they are treated each other it's sad ❤❤❤❤❤❤❤ 20:27 😅❤ 20:27

  • @TeklitMahari-tg5cb
    @TeklitMahari-tg5cb 6 місяців тому

    Btami lebam Eka amo edmen tenan yhabka

  • @abrahamabraha3519
    @abrahamabraha3519 6 місяців тому

    Thank you. Aklilu ❤

  • @mikekidane2907
    @mikekidane2907 6 місяців тому +5

    መርዓ ን ናይጀርያውያን ከም ፊሽን ኢዩ ኮይኑ ዘሎ ሓዳር ግን ከም ዘይገብሩለን ፉሉጥ ኢዩ ድሕሪ ቁሩብ ኣዋርሕ ራኣይወን

    • @mikekidane2907
      @mikekidane2907 6 місяців тому +1

      @user-jv4jt1jb9z ኣነ ብዓል ሓዳር እየ ህሉው ኩነታት ኢየ ዝገልጽ ዘለኹ ጽባሕ ሲንግል ማዘር ኮይነን ከምዝተርፋ ይፈልጥ ኢየ

    • @mikekidane2907
      @mikekidane2907 6 місяців тому +2

      @user-jv4jt1jb9zተቀማጢ ኣሜሪካ እንድየ ብቅርበት ይፈልጦ ኢየ እቶም ናይጂርያውያን ውን ንምንታይ ዕላማ ደቂ ሃገሮም ገዲፎም ይሃድንወን ኣለው ምስትውዓል የድሊ ኢዩ ዘርከበ ክምዝምዘና ጽቡቕ ኣይኮነን ኣብ ስደት ፈፈው ዝብል ዘሎ ሓወን ከምጽኣ ምኻኣላ ክንደይ መንእሰይ ዋጋ ከፊሉ ካብ ኢትዮጵያ ኡጋንዳን ካልእን የምጽእ ኣሎ።

    • @abielabiel8293
      @abielabiel8293 6 місяців тому

      ​@user-jv4jt1jb9zኣሕዋትካ ናብ ናይጀሪያ ኣመርዕወን ከይተፈትሓ ሓዳር ክገብራ

  • @saadaomer1871
    @saadaomer1871 6 місяців тому +3

    This situation is just Life isn't fair but good in deed... Our greatest ability as humans is not to change the world, but to change our selves God bless everyone who in the world

  • @suzisuzam5162
    @suzisuzam5162 6 місяців тому +2

    Akile hawey nay weshtna felitkayo kurub endo kabza libika mikelom ❤❤❤❤

    • @Miamialemey
      @Miamialemey 6 місяців тому +1

      Absheri haftey seb mes zetamo eyu zenber

  • @Samuel97-
    @Samuel97- 6 місяців тому +1

    ምስጥር ኣሎ ዝተኸወለካ ናብ'ኡ ዘብለን ዘሎ ኣኪለ 😅። ወነንቲ ሃብቲ ጥራይ ኣይኮኑንን ካልእ ዘይተገለጸ ኣሎ 😅😅😅

  • @YemaneAsmelashMebrahtu
    @YemaneAsmelashMebrahtu 6 місяців тому

    መንእሰያትና ለባማት የድልዮምዩ

  • @habtomkiflemaryam3723
    @habtomkiflemaryam3723 6 місяців тому +5

    Akile as us said the point to work as community and preserve our culture and heritage. Because the building block of a community is marriage and if that fails we surely r going to fail..

    • @hizbawit
      @hizbawit 6 місяців тому

      I absolutely disagree with you. Marrying someone who is not Eritrean does not mean losing your community nor does it mean losing the community. Good, strong, highly educated women often do not want to marry an Eritrean for cultural reasons. These women are often oppressed by the community. Eritrean men often do not want highly educated women and do not know how to communicate with them in a normal, equal way. Highly educated Eritrean women notice this. Why would they want to live in a miserable relationship? This is one reason why highly educated women choose not to marry an Eritrean. Even though they are not married to an Eritrean, they do not lose their culture and bond with the country. They stay close to their culture. In addition, there are newcomers who have come to Western countries in the past ten years. These women often experience domestic violence, unequal treatment, and differences in treatment between men and women. They are told: "You are a woman, stay at home, you are not going to work, you are not going to study." This is a form of oppression that gives these women no space to develop. For their freedom they choose to leave Eritrean men. And if they get the chance, they sometimes marry non-Eritreans. Take a look at your culture, 1,Female circumcision was invented by men to deprive women of their right to sex 2, women are not allowed to study and men are. This was also invented by men so that the woman becomes dependent on a man. 3, women should perform household chores and take care of children. This rule was also invented by a man so that he has more freedom. 4, women are abused by their husbands and the community accepts it and sees it as a habit. Worse still, they are asked to keep their mouths shut and not discuss it within the community 5, women should not move freely without their partner's permission 6, women should not use contraception without their partner's consent. I can go on and on, but which highly educated woman consciously makes this choice???? Unless the women have a disability.

  • @tesfiemichael9123
    @tesfiemichael9123 6 місяців тому

    አብ ጸለምቲ ዝበዝሐ ዝኸዳ .. ኸም ኣመንዝራ ዓይነት ኻብ ሓደ ሓደ እንዳበላ . ወልፍ ዝሙትን drug ክሕዛ በር.. ጽቡቅ ኣይረኣኹን.. ዝበዝሑ ወለድ ቤተ ሰብ ኣዝዮም እዮም ዝጉህዩ..
    ጉሓፋት ኮይነን እየን ዝተርፋ ዝበዝሕ ናይ ጸለምቲ ጉዳይ ኣይኮነን
    ግን ደቂ ኣንስትዮና ብ ዘይረብሑ ሰባት ዓዋሉ ቀልጢፈን ኢየ ዝታለላ..
    ናብ ጸለምቲ ክይደን ኢሉ ዝቀንእ ዓሻ እዩ
    ምስ ድላየ ይክዳ መሰለን እዩ..
    ምስ ናይጀርያ ጸለምቲ ዘይረብሑ ክይደን ኢሉ ዝሕጎስ ወላድ ኣሕዋት የለውን!
    ስነ ስርዓት ዘለዎም ናይጀርያ ይኹን ጸለምቲ ዝኸዳ ኮይነን ዋላ ሓብተይ cogra ይብላ!!.

  • @LindaHabesha
    @LindaHabesha 6 місяців тому +2

    wow Akile hawna kemakum ayatattt ybzuhlna balance u zhaze aredadea thank you

    • @tekhlomokbay5814
      @tekhlomokbay5814 6 місяців тому

      Just educated enber edme da niestey endyu

  • @Kabmaatsewreni
    @Kabmaatsewreni 6 місяців тому +5

    Thanks Memihr Akile bitami maharite video bezi agatami gin 2% mikifal ayedlekan eyu General Filipos kiwahaseka eyu. Air ticket 🎟️ tirah adalu n Asmera.

  • @Orthodoxtewahdo559
    @Orthodoxtewahdo559 6 місяців тому

    Thanks for sharing bro god bless you ❤

  • @leminternational1042
    @leminternational1042 6 місяців тому +7

    ተሕዝን ናይ ባሓቂ ከመዚ ኣይተጸበኹኻን ጡዑይ ትመስለኒ ነይርካ ወይሰ ተልእኾ ኣለካ እዩ ወይካኣ ካብኦም ትውለድ ኢኻ ማለት እዩ
    ሰለቲ ናይ ናጄራ ደረጃን ሃብትን ምግላጽካ የቀንየልና እቲ ካልእ ግን ምስ ናጄራ ምውሳብ ገም ጸጋ ጌርካ ምግላጽካ ሓዚነልካ ካልእ ኣማራጺ ብዙሕ ክባሃል ይካኣል ነይሩ

    • @موسعلى-ر7ذ
      @موسعلى-ر7ذ 6 місяців тому

      Abey Alo amaraxi 36 amet zbexehet.kema ila bzey wulad ktearig
      Nigeria ke fetari aykonen dyu fetiruwom .aletawi aytukun
      Nska nibaeleka xelim kolaka xelim texeli

  • @fortunaghebrezghiamenkibri4460
    @fortunaghebrezghiamenkibri4460 6 місяців тому +4

    Phlipino ተመረኦም ሬይቶ ዝሃበ ሰብ የለን ኣወዳት ም ጋልሃገረይ ኣይደልን ኢሉ ወይ ሰክሑ ብሓንቲ ምጽ ጋል ካሌ ሃገርክትምረኦ ከሎ ሬይቶ የለን
    Yes ኣስተውዕሉ ዝምህር ሓው ክህልወካ ሓበኑዩ ኣኽሊሉ ሓውና ኣምላኽ ይባርካ

  • @merkebweldu3153
    @merkebweldu3153 6 місяців тому +1

    thankyou, tsibuq agelaltsa

  • @marsshadsh
    @marsshadsh 6 місяців тому

    ኣዝዩ ጽቡቕ መግለጺ ዩ ኣኪለ ሓውና

  • @yonassamrit1812
    @yonassamrit1812 6 місяців тому

    Nay bhaki akile xbuk astemhro yu thank you

  • @libanonline
    @libanonline 6 місяців тому

    Thanks Aklilu hawey👏

  • @trhastekeste6515
    @trhastekeste6515 6 місяців тому

    እግዚአብሔር ዕድሜን ጥዕናን ይሃብካ

  • @rebeccahaile3701
    @rebeccahaile3701 6 місяців тому

    ብሐቂ ዝምስገን ምዕዶን ርእይቶን እዩ እቲ ዘሕዝን ግና ኩሉ ከምዚ ጌሩ ግሉጽ ዝኾነ ርእይቶ ምዕዶ ንውሃሃብ እንተ ንኸውን እቲ ኣፉ ከፊቱ ክዛረብ እውን ኣይምደፈረን ግና ኣብ ንሐድሕድና ምውንጃል ጸሐይ ትዓርበና ኣላ ውሕጅ ድማ እናስሐቅና ትወስደና ኣላ ብሐቂ እሞ ቀጽሎ እየ ዝብለካ ብዙሕ ስብ ይረብሐሉ ስለ ዘሎ ምዕዶኻ ።ዕድመን ጥዕናን ዓወትን ይምነየልካ ።
    ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን።

  • @TrhasTeame-lp1lk
    @TrhasTeame-lp1lk 6 місяців тому +6

    Zkeberka aklilu ezi guday arhikka ayhasebkalun mknyatu neti nus weledo hzbi eritrea ms kalie hbrete seb tewasibu hzbi eritrea n ktefee eka tetebabe zeleka

  • @azebogubamichael7082
    @azebogubamichael7082 6 місяців тому

    እንቋዕ እኳ ብግቡእ ዝርድኡ ሃለኹም ንዕቀት ኣብ ጓል ኣንስተይቲ ስለዘለዎ
    ኣብ መስተ ሓሽሽ ጠላዕ ዝኣትዋ ሲ ዳርጋ የለዋን

  • @JemalMahmud-h5h
    @JemalMahmud-h5h 6 місяців тому +1

    Good job

  • @awethagos1258
    @awethagos1258 6 місяців тому

    You are wise, man

  • @elonasamueleyob
    @elonasamueleyob 6 місяців тому +1

    ጓል ናይጀራዊ ይኹን ካልእ እንተተመርያ ብእኡ ገይራ ጠፍአ እያ. ወዲ ግን ሕዙላካ እዩ ዝመጽ እ ዘሎ.