Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ዘይፈጥኦ ዝነበራ ነገራት ኢኻ የሕዋትና ተፍልጠን ዘለኻ ብጣዕሚ ዘሕዝን እዩ ።
አነ ዝገርመኒ ንሳ ቑርብ ስሕውቲ ትኸውን እቶም ሰቡኡት ኸመይ ነብሶም ይእዘዞም እግዚአብሔር ልቦና ይሐበና
Yordi kkkk aynin afinchan natom aysirehin eu😂
ኣብዛ ዓለም ዘይተነግረ እምበር ዘይተገብረ የለን። እቲ ክፉእ ብኽዱኑ እንተሓለፈ ይሓይሽ።
ኣክሊሉ ሓወይ ኩሉ ቪድዮታትካ ብጣዕሚ መሃርን ጠቃምን አዩ..እንተ ናይ ሎሚ ግን ብካ ምተረፈትካ ምክንያቱ እዛ ቪድዮ ካብ ትምህሮ አቲ ኩፉእ ተፍልጠካ ይከፍእ፡ ምክንያቱ ካብ ንሽጋራ ዘይፈልጥ ሰብ ጉድኣት ሽጋራ ካብ ክትምህሮ ብዛዕባ ሽጋራ ዘይምዝራብ ስለ ሽሓይሽ።
እዝግዮ መሓረና ክርስቶስ.ነውሪ ዝፍተወሉ ግዜ መጺኡ.እዚ ስራሕ ናይ ኣጋንንቲ ኢዩ.
ንስኻ ውን ሰብ ክርእየልካ እንዲኻ ኣብዚ ተቕርቦ ዘለኻ ካብ ብሃሊኡ ደጋሚኡ ዝብሃል ኣሎ ።
ፈጣሪ ይምሓረናን ይረህረሃልናን። ጽቡቕን ሕማቕን ግብሪ ዓስቡ ካብ ፈጣሪ እዩ ሞ ርህሩህ ፈጣሪ መንገዱ የብረሃልና። ንዝጽይቁ ዘለዉ ከኣ ልቦነኦም ይኽፈተሎም።
ዋው ናይ በሓቂ ፈጣሪ ዝተረፈ ዕድሜካ ይባርከልካ ከማካ ይብዙሑልና ኣኪለ መምህረይ ነውሪ ክብርን ዝተወጃበረና ትውልዲ ኢና ኮይና ዘለና ከምዚ ከማካ እንተ ደኣ በዚሖሙልና ግን ንሕና ውን ክንልወጥ ኣይጽግመናን ካብ ኩሉ ሞያካ ትፈልጥ ነብስካ ዝረከብካ ሰብ ምኳንኳ ኣተሓሳስባካ ኣብሪሁለይ ብፍላይ ንሰብ ንሓሳቡ እምበር ንመንነቱ ክትከራከር ከምዘይብልካ ናይ ዚ ግዜ ዘለዉ ተጠቀምቲ ሚድያ ዝገብርዎ ርኡይ ተለምዶ ኮይኑ ኣሎ በቃ የኣክለኒ ቃላት እንድየ ስኢነልካ
Amlak beayni mhretu ytemtena enber gele knsemie ena
Gdefu eba bejakum, zkeberka Aklilu medebatka mehari eyu tsenihu,, lomi lomi gin aygdn,,, kab bahalius degamiu
Egzabhier balu mhretu yewrdelna 🙏
ብዛዕባ ኣብ America(New york) ኣጋጢሙ ዘሎ ምቅጻል ናይ ሓንቲ ጓል ኣብ train station አስኪ ገለ በለና።
❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣታ ሓዉና እንታይ ምሃሪ ነገር ኮይኑ እዪ ንህዝቢ ክተቕርቦ መሪጽካ ።
ን ስለ ምስራሕ Video እዩ፣ እምበር ሓቂ ዘረባ ካብ ምፍላጡ ዘይምፍላጡ ይሓይሽ። Please avoid this kinda of low stuff my dear.
Akile hawey blessed ❤❤❤❤❤❤❤❤
Welcome akile hawna 🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉
Anstey yhgzani alewa,’ mesdemem eyu zbahal ezi
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣኪለ ሓወይ እንታይ ኢካ Live ዘይትኣቱ
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ጀምዓ❤❤❤
ሕብረተሰብና ተበላሹ ኣለኻ ኣታ ወዲ ።
Aklilu Naka wn Rus beal
ዝኸበርካ ሓው ኣኽሊሉ፣ ብዙሕ ካብ ቪድዮታትካ ተኸታቲለ ኣለኹ። ናይ ሎሚ ትሕዝቶ ግን ኣይግድን።ማንም ከም ዝርድኦ ኩሉ ኣካል ሕብረተሰብና፡ ማለት በብደረጃ ዕድሚኡን ኣተሓሳስብኡን ኣየናይ እዩ እቲ ተደልዩ ዘሎ ቅኑዕ መልእኽቲ ብዝግባእ ዘይክግንዘቦ ስለዝኽእል ኣዝዩ sensitive ዝኾነ ትሕዝቶታት ምቕራብ እንተትቑጠብ ግርም ነይሩ። ካልኣይ ነገር ነዚ ኣዝዩ ጽዩፍን ሰይጣናውን ዝኾነ ነገራት ከም ሓሳብ ምልዓል ማለት ብገለ ሸነኹ ነዚ እከይ ግብሪ Normalize ወይ ኣቕልል ኣቢልካ ኣብ ናይ ምርኣይ ኣሉታዊ ጽልዋ ኣለዎ እብል። ምስ ሰናይ ኣኽብሮት!
You are smart man
First comment ✌️❤️
decadence to the highst form.
😂😂😂😂😂
😂😂😂😂😂😅
😂😂😂😂😂😂😂
ናትና ብትግርኛ ኣብ ዓድና ድዩ ኣብ ውጻኢ ኮይኖም ብሽም ተዋስኦን ፊልምን ብጀካ ብዝሙት ኣጥኒስዋ ኣሕዲርዋ ዝብሉ'ኸ ዓገብ ምባሎም ኣፍሪሑና ? ወይስ ካብ ዓድና ውጻኢ ጥራይ እዩ ዝትንክፈና? ካብኩሉ ቅልዕትን ዓበይትን ኣበላሽዩ ዘሎ ብመልክዕ ኮሜዲ ደቂ ኣንስትዮ ምጽራፍ ወላ ደቂ ተባዕትዩ ውን፡ እሱ ክኣ ህዝቢ ንነዊሕ ግዜ ከምህር ዝጸንሐ ኮይኑ ንርእዮ ኣለና ኣብ ቲክቶክ ኣብ ኮመንት ክጻረፉ ጥራይ፡ ሓበሻ ነንሓድሕዱ ተረሓሒቁ ፈሪሑ ይነብር። ሓንቲ ፊልም ናይ ኤርትራውያን ጸርፊ ወይ ብዝሙት ጥንሲ መስተን ዘይብላ ኣምጹለይ 100 ዶላር ክኸፍል።
ቕድሚ 2 ሸሙን እውን ምስ 101 ደቂ ተባዕትዮ ደቂሳ ነራ ኢያ ኣኪለ ሓሊፋትካ ዲያ?
Nata be hanet malet qoyenu enber nesike wen 102dekisike teqone halfkiya aleki felut rekrdi mewsdki nerki
@@RobelTekiaምስ ነብስኮ ቲረዓቅ ጸርጸር ኣይትበል ሰብ ሓሳቡ ክጽሕፍ ኣለዎ::
@noygjgBoyms nebusu kemtebaase bkemey felitka
The topic of the show doesn’t fit you
Better remove this video
Filmawit tebahal eritrawit ab onlyfans tesereh eya 100% alewa deki hagerna