ሰበር 🚨 ደብረፅዮን ወሳኒ ጉዳይ ዳሕዲሕዎ/ኣብይ ከጥፍኡኩም እየ ኢሉዎም/ልኡኽ ፌዴራል ተበጊሱ! 3 January 2025

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 19 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 70

  • @BetnaMedia1416
    @BetnaMedia1416 16 днів тому +1

    ኣቃናቢርኩሞ ኢኹ ኣስተውዕል ህዝበይ

  • @girmayzemicheal
    @girmayzemicheal 17 днів тому +4

    ዓጀውጀው።።

  • @WedimhreyDire
    @WedimhreyDire 17 днів тому +4

    No more TPLF ,TDF belongs to the people of Tigray not to Political party

  • @kalayuasefa1517
    @kalayuasefa1517 17 днів тому +7

    ትክክል አሎ ዶ/ር ደብረጽዮን ገ/ሚካኤል ። መስመር ህዝብን ሰራዊትን ምስ ህወሃት ብምርድዳአ ንህዝቢ ትግራይ ነፃ ናይ ምውፃእ ግዴታ አለዎ ።

    • @KasuKasu-qn9te
      @KasuKasu-qn9te 17 днів тому

      አንታ እንታይ ከምዝመፅ ወይከምዝፍጠር አዪረደአካን ድዩ ነዚ ሰብ እዚ ትክክል እዩ ትብል

  • @ethiopialion4442
    @ethiopialion4442 17 днів тому +2

    ኢና ጌታቸው ረዳ ሪኢናዮ ሰምዕና ኢና ለጄኖሳይድ ወታደራት ኢትዮጵያ ላብ ትግራይ አምፂካ ለTDF ግን ጌታቸው ከአምኖ አይካአልን ☝☝☝ ለጌታቸው ረዳ ኢሎም ከንደይ ኢንጅነር ምቶም ኢግሮም ተቆርፆም ዓይኖም ስኢኖም ትግራይ ትስዕር ኢሎም ህፃውንት ሐልፎም ጌታቸውን ፃድቃንን ግን ኩሉ ክሕደምዎ ☝☝☝

  • @sinke4259
    @sinke4259 17 днів тому +3

    ንውልቃዊ ዕድመ ስልጣን መናውሒ ካብ ብርኪ ህዝቢ ትግራይ ዝወፀ ሰራዊት ትግራይ ምሳና ኹን ኢልናዮ ምሳና ክኸውን ወሲኑ እዩ እንታይ ማለት እዩ??
    ሰራዊት ትግራይ እኮ ሂወቱን ኣዕፅምቱን ገቢሩ ህዝቢ ትግራይ ካብ ፅንተት ንምንጋፍ ዝቆመ ሓይሊ እምበር ስልጣን ደብረፅዮንን ብፆቱን ካብ ኢዶም ከይተምልጥ ክሕሊ ዝተጣየሸ ሓይሊ ኣይኮነን። ብስሩ እባ ደብረፅዮንን ጉጅለኡን ንሳቶም ኣብ ወንበር እንተዘይሃልዮም ትግራይ ኣይክትህሉን ድዮም ዝብሉ ዘለው??? ሳላ ክቡር መስዋእቲ ኣያታትናን ኣሕዋትናን ዝተምሃረ መንእሰይ ትግራይ እኮ መሊኡ ተሪፉ እዩ፤ ትግራይ ኣይኮነን ዓለም ክመርሑ ዝኽእሉ ምሁራን መናእሰይ እኮ እኒሀው እዮም፤ መውስቦ ዘይረኸቡ ኮይኖም እምበር ታሪኽ ክሰርሑ ዝኽእሉ መናእሰይ እኒሀዉ እዮም። እኒ ደቦረፅዮን ካብ ከበባ ከውፅኡ ክቡር መስዋእቲ ዝኸፈሉ እኮ ዝተምሃሩን ሃገር ክልውጡ ዝኽእሉ መናእሰይ እዮም ነይሮም።
    ትግራይ ናይ ስልጣን ህረፍ ዘለዎ ዘይኮነስ ናይ ሰላምን ልምዓትን ሓይሊ እዩ ዘድልያ።
    ሰላም ንትግራይ!!!!

  • @GebremikaelKahsay
    @GebremikaelKahsay 17 днів тому +1

    ደ/ር ፅቡቕ ኣሎ

  • @petrosabraha7220
    @petrosabraha7220 17 днів тому +4

    ሰራዊት ትግራይ ንዘረባ ደብረጽዮን ዝምልከት መተከልካ ግልጺ ግበር

    • @Danidanicho3411
      @Danidanicho3411 17 днів тому

      ኣታ ግልፅ እዩ
      ኣብ ናይ ሓሶት ሃሴት እንዶ ኣይትእተው
      ባንዳ ደደኣ ክመርሖ ኮይኑ

  • @naninani-wx5eo
    @naninani-wx5eo 17 днів тому +1

    የጠፈአልና ነመሰገን

  • @kidanehaddish
    @kidanehaddish 17 днів тому +3

    ህወሓት ማለት ህዝቢዩ ዝብል ሸቐጥ ናይመበል 20ክ/ዘቨን ፋሽኑ ዝሓለፎ ናይኮሚኒስታውያን ኘሮፖጋንዳኑሬሩ ።
    ኣብስዓትዚ ሃገረ ትግራይ ዝመርሕ ብቕዓትን ባህግን ኣለካዶ የብልካንዩ እቱ መድረኽ ዝጠልቦ።

    • @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
      @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb 17 днів тому

      Likie elaleka ezom kilite hade gugile kilitiom silezeysaneyu nab meaeserti eja tewiridom shiu abt8 serawit alewu hadeshti menieseyat nab siltan temtsiom shiu nisom gibue nay mengistinet merihnet mishazu kemza melesvzigeberom entedekeyu ab adom entedekeyu nidegeom tisedom ejeyat ab siltan kof abilka hager ayierin eziom bekersa tigray eyom.
      Etom abtiserawit zekewu mihurat entay yigebru akewu gerimna alo afom zeyethiziwom kilitekum gugike ayitedliyun ekum kibehalu alewom biay wegen nefyihi syemtsiun eyom eziom jabakutuba nihadh8dna ember.

  • @nigusehaftu201
    @nigusehaftu201 17 днів тому +3

    ዕብዳን

  • @GebrewhdWelu
    @GebrewhdWelu 17 днів тому

    ኡፍ ጎሓፍ

  • @solomonassefa3521
    @solomonassefa3521 17 днів тому +2

    ህዝብን TPLFን ዝተፈላለዩ እዮም:: ሰራት ትግራይ እውን ናይ ህዝቢ ወገን ዳኣምበር ናይ1ውድብ ኣይኮነን::

    • @ZekariasSolomon-m3b
      @ZekariasSolomon-m3b 17 днів тому +1

      እወ ፡ ሰራዊት ትግራይ ናይ ህዝቢ ትግራይ ሰራዊት ምዃኑ ኣየማትእን ። ይኹን ደኣ'ምበር ፡ ንብልጽግና ተማእዚዙ ናይ ኣቢይ ኣሕመድ ቁማራዊ ቅዲ ንምትግባርን መዕበሲ ነዃላቱ ንምዃንን ኣብ ዘይምልከቶ ህይወቱዶ ይሃብ ?

  • @gideygebremeskel
    @gideygebremeskel 17 днів тому +1

    ሓቂ ድዩ እዚ ኩሉ

  • @abrahatsadik652
    @abrahatsadik652 17 днів тому +2

    Jemramo knrei eina.
    gujle sbhat mekelle kem gadafi ktgusesu eikum☝️☝️☝️
    Aytkewnnya.

    • @Danidanicho3411
      @Danidanicho3411 17 днів тому

      ጉጅለ ብልፅግና ወ ወኪል ጌቾ እንታይ በልካ ኣይስማዕን?

  • @FreedomPost-i2w
    @FreedomPost-i2w 17 днів тому +1

    ናይ እቲ መኸተ ኮማንድ ፖስት ላዕላዋይ መራሕን ኣዛዝን ዶ/ር ደ/ፅዮን ስለ ዝኾነ ሰራዊት እንተኣዘዘ ዘግርም ነገር ኣይኮነን !!!

  • @gidaydegefu3712
    @gidaydegefu3712 17 днів тому +2

    This speech is a day time madness that creates not only tension but also is divisive and is a naive political step that opens the heating condition for puling the triggering factors to burst!

  • @Mike-b6j2b
    @Mike-b6j2b 17 днів тому +1

    ዘረባ ኣይኮነን ግብሪ ኢዩ ወሳኒ

  • @ZekariasSolomon-m3b
    @ZekariasSolomon-m3b 17 днів тому +1

    ሰራዊት ትግራይ ናይ ህዝቢ ትግራይ ሰራዊት ምዃኑ ኣየማትእን ። ይኹን ደኣ'ምበር ፡ ንብልጽግና ተማእዚዙ ንረብሓ ህዝቢ ትግራይ ንዘይኮነ ናይ ኣቢይ ኣሕመድ እኩይ ቁማራዊ ቅዲ ንምትግባርን መዕበሲ ነዃላቱ ንምዃንን ዋጋ ብምኽፋል ፡ ኣብ ዘይምልከቶ ዓውደ ኲናታት ክቡር ህይወቱዶ ይሃብ ? ዳግመ መስዋእትን ስንክልናን ዝኾነ ጥፍኣት ንምንታይ ዓላማ ? 😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @KasuKasu-qn9te
    @KasuKasu-qn9te 17 днів тому

    ዝገርም ፍጡር እዩ ስጉምቲ ክንወስድ ኢና ካበ እዩ አምፂእዎ እቲ ድፍረት 😅😅😅😅

  • @gebrekirstostewelde2704
    @gebrekirstostewelde2704 17 днів тому +1

    ደብረፅዮን ጀኖሳይደር

  • @ISurafelahmed
    @ISurafelahmed 17 днів тому

    ኖኖ ትክክል ኢዩ ደብረፅዮን ሓሳዊ ሚዲያ ኢዩ ልኡካት አብዪ አህመድ

  • @MezgebeGebregergs
    @MezgebeGebregergs 17 днів тому +1

    ሰራዊት ተጠቂምና ስጉምቲ ክንወስድ ወዲኢና ምስ ኣመራርሓ ሰራዊት ወዲእና ዝብል ዘሎ ጻዕዳ ሓሶት እዩ።ደብረጽንተት ህዝቢ ንምድንጋር ዝተዛረቦ እምበር ጥር ትብል ሓቂ የብሉን።

  • @haddisgebreyesustedla
    @haddisgebreyesustedla 16 днів тому

    እሞ ንሓደ ጉጅለ ክብል ስጉምቲ ይውሰድ ድዩ እቲ ፍታሕ።
    እዚይ ናይ ውሽጢ ምጥፍፋዕ ምግባዝ ካም ማለት እዩ።
    ቀዲሞም ባእሎም ይጠፍዑ።
    ዕጥቂ ዝሓዘ ናብ ፖለቲካ ጉዳይ እንተኣትዩ ሓፈሻዊ ጥፍኣት ምካኑ ምርዳእ የድሊ እዩ።

  • @ZekariasSolomon-m3b
    @ZekariasSolomon-m3b 17 днів тому

    ኣቢይ ኣሕመድ ፡ ኣብ ኮራርምቱ ነኺሱ ንዝፈከሮ ፡ ከይፈጸሞ ከቶ ዘይድቅስ ፍጥረት ምዃኑ ኣይሰሓትን ።

  • @JonNati-r5d
    @JonNati-r5d 17 днів тому

    ወታደር ስለ ፖለቲካ ኣየትእዎን እቲ ዘኒሀ ሰራዊት ናይ ሕወሓት ግዙእ ተደኣ ኮይኑ ህዝቢ ትግራይ ናይ ባዕሉን ንዓዱን ዝከላኸል ሰራዊት ከቛቁም ኣለዎ ።

  • @DadeBegze-sb1mi
    @DadeBegze-sb1mi 17 днів тому

    ሰራዊት ህዝቢ ክሒዱ እዚኣ ተገይርዋ ኣብትግራይ ናይ ጥፍኣት ሓዊ ዓጊዱ ከምዘንደድዳ ክፈልጥ ይግባእ ኣብዙ ናይ ጥፍኣት ተልእኾ እንተኣትዩ እቲ መጀመሪያ ዝሰርሖ ድሙቕ ታሪኽ ፀሎሎ ለኽዩ ኣብታሪኽ ፀሊም ምልኽት ከምዝኾነ ክኣምን ኣለዎ።

    • @Eshetugy
      @Eshetugy 17 днів тому

      እና በግምት ስር የፌደራል ታዛዥ መሆኑ ይሻላል ነው አባባልህ?
      በጣም ታሳዝናለህ!!

  • @tesfamariamgerzgher5277
    @tesfamariamgerzgher5277 17 днів тому +1

    👍👍👍💪💪🤝🤝🤝🤝🤝

  • @DanielZewdu-g7e
    @DanielZewdu-g7e 17 днів тому

    ብሓቂ እኒ ደብሪፅ ተሸኒፎምደ "እምቢ እምቢታ" ድሮ ተረሲዓ ከዝውን ናይ መጨረሻ ናብ ሰራዊት አትዮምደ ይገርም እዩ።

  • @Lidane-t6z
    @Lidane-t6z 17 днів тому

    ምድያ ተባሀልኩም አይትሓስዎ

  • @sancho12345
    @sancho12345 17 днів тому +2

    አንጃል ሐሣዊ ናይ ስልጣን ሱሰኛ ድህሪ ኸዚ ደበረፅዮን ናብ ስልጣን አይትወፅእን

  • @Emun-k7k
    @Emun-k7k 17 днів тому

    እንደብረፅየን ክሳብ መዓስዩ ሰብ ናይ ምሕሳብ ሰብኣዊ መሰሉ እንዳተዳፍኡ ክገዝኡ ዝደልዩ???

  • @NekatibebDesalegn
    @NekatibebDesalegn 17 днів тому

    ፈተነ ካልአይ ጀነሳይድ

  • @FTSUMHadgu
    @FTSUMHadgu 15 днів тому

    አታ ጨባጥ ዑሱብ ትግራይ ናይውስናት ጉጅለ ሐሽከርኩ ገይርኩሞ ዘይትሓፍሩ ስለወርቂ ተናገር ዝበፅሕ ዘሎ ጥፍአት

  • @weldeabmengesha1128
    @weldeabmengesha1128 17 днів тому

    ህጊ የኽብሩ ኢዩ ዝተባህለ። አተዳናግሪ።

  • @Lalba12
    @Lalba12 17 днів тому +1

    ንስኻ ኽትመርሖ ግን ኣይትኽእልን ኣይግባእን ንስኻውን ሽግርዘለካ ኢኻ።

  • @hakieye5649
    @hakieye5649 17 днів тому

    kendeynay Gegna eky

  • @leakefecadu1284
    @leakefecadu1284 17 днів тому

    ኣብ ክንዲ ሸንኮለል ምባል ሰራዊትን ህዝብን ኣብ ጎኒ ወያነ ኮንካ ኣንጻርቶም ናይ ብልጽግና ኮራኩር ተቓሊስካ ትግራይን ትግራውነትን ምድሓንዩ ተዘይኮይኑ ኣብ ኢድ ገበል ኣብይ ኣቲኹም ነነሕድሕድኩም ምጥፋእ ጥራሕዩ። ንብሲ ወከፍ ትግራዋይ ኣብክንዲ ክዉንን ዘይኮውንን ምልፍላፍ ኣብ መሬት ክኸውን ዘለዎ ሕሰብሉ።

  • @YemaneAbrha-k9b
    @YemaneAbrha-k9b 16 днів тому

    ወይለከ ውድብ ዓቢዳ ኣታ ሞታ ቀሪቡ ድዩ ክትመላለአና ደልያ

  • @TsegaluulGirmay-r4k
    @TsegaluulGirmay-r4k 16 днів тому

    😎😱😱
    ምናልባት እታ ነናይ ክልተ ጉጅለ ምትፍናን ስረይ ስረካን ምቁርማትን ብኣግኡ ተዘይኣሊኩሞ
    ፖሎቲካዉያን ኣካላት ኢና ባሃልቲ ንትግራይ ህዝብን ናብ ዳግማይ ደማዊ ግጭት ሓደጋን ከይተምርሑ ስግኣታት ጌጋታትን ይዓብን ይርአን ምህላዉ ፍልልይኩምን ኣረኣእያኩም ተዘይገምጊምኩም ተዘይተሰማሚዕኩም
    ዓብዪ ዝከፍአ ክሳራን ጥፍኣትን ከይመፀ ዉልቀ ንሕንሕን መን ቀደመ ምባል ገዲፍኩም ህዝብኩም ንምድሓን ተዓረቁ 😴😴😴😎

    • @TsegaluulGirmay-r4k
      @TsegaluulGirmay-r4k 16 днів тому

      😭😴😴😱😱
      😭😭😎ህዝብን ዓድን
      ምድሓን ዲዩ ክቅድም ኔርዎ ወይስ
      ዉልቀ ንፈልጠልካ ባሃልቲ ሰፊሕ ገለፃ
      ርኢቶ ምፅሓፍና ኔርና ግን ህዝቢ ኣይተድምዩዎ ሕነ ቀራናት ንጓዕማማት እተን ዕሸል መላምል ዋዕሮታት እቶም
      ሓየታት መናእሰይ ኣበይ ተሪፎም እህምም
      😭😭 ናይ ስልጣን ሻማ ሻም ምሽማይ
      ብከባቢያዉነት ድሕረትን ኣተሓሳስባ ትግራይ ኣየሳግርን መከምበቲኡ ሰላም ምርድዳእ ምፍጣርዩ መዕለቢኡ 😴😴😴

  • @yomreview
    @yomreview 17 днів тому

    ሓሳዊት

  • @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
    @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb 17 днів тому

    Nikilitiom atfiu nihizbi nitigray gin keytinkif nihna nezom debakur nay hanti santim kilite gets Getachewn debretsintetin kiwigedu alewom.

  • @zewdihadera2132
    @zewdihadera2132 17 днів тому

    ፖለቲካ ስራዊት ዝበሃል የለን አይንደልየኩምን ኩለኩም ንህዝብና ክሃልቅ ዝገበረኩምን ዝከሓድኩም ኢኩም ረሳሓት ዘሎ አማርፂ ካብ ስቪል ክሳብ ፓርትታት ዝተወፀኣ መንግስቲ ምፍጣር እዩ

  • @FitsumHailemariam
    @FitsumHailemariam 17 днів тому

    Foshkual chenawi

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma7425 17 днів тому

    ሐሳዉት እኪ ወረኛ ወረ ወዶ ወረ ጹቡቅ አይከነን ሲቅ እልኩም ወረ አይቲዘሪጊፊ በለዎ ለዎ😅😅😅😅ወረኛ ሚዲያ

  • @teweldehaileselassie2016
    @teweldehaileselassie2016 17 днів тому

    ድሕዱሕ

  • @HagosTsegaye-p3y
    @HagosTsegaye-p3y 17 днів тому

    አይ ደ/ጽዮን! ከመይ እያ ሥልጣን ጥኢማትካ!!! ኸዚ ግን ግደፉ እዚ ካብ ክንደይ መከራ ዝተረፈ ህዝቢ ዳግም ናብ ሃደጋ ከይተትይዎ! ግደፉ ፈከራ

  • @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
    @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb 17 днів тому

    Siltanka godef hasawi getachew hasawi nisika hasawi begakum kulukum hanti ayititekmun g8defiwo siltankum gedifkum niserawit habiwo kilitekum wiredu belilna ezom kilite gugile kolut kolut kinrarudo Tigray kittefie ezom senefat hade netihade ketifie zihasib wirdet eyu ab kindi ab elamaom zetekuru kem tsilul nimealtatn nikilite ametin kinakotu bihaki yogerim hade gegna tesaenu kifid abilu ziasrom.

  • @DaniGera-h8e
    @DaniGera-h8e 16 днів тому

    ትግራይ ሆራይዘን ሓሰውቲ ናይ ግምት ሓሸክር ኢኩም

  • @JoyfulGramophone-gt7iv
    @JoyfulGramophone-gt7iv 17 днів тому

    ከም ዝበልኪ ጋዜጠኛ ኢኪ ናይ ጊዚያዊ ምምሕዳር ደጋፊት ዝኮንኪ ረሳሕ ጊዚያዊ ምምሕዳር ድዩ ብሄራዊ ሓይሊ ህዝቢ ይገምግም።

    • @toyotaw2500
      @toyotaw2500 17 днів тому

      ደብረጽዮን አብ ክባ ኮይኑ እንታይ ማለቱ እዩ ስጎምቲ ዝብል እንታይ ሒዙ ሕጂ ድማ ተከዜ ድዩ ክሽፍት kkkkkkk መን ክስእቦ መን ክእስከሮ ትብል እዚ ዝገብሮ ሕግርግር አብ ሐዳጋ ንገዛርእሱ ሐደጋ እዩ ቅዲሚ ሕጂ ሕግደፍ ኢልው አብይ ከማን ብዙሐት ሽማግለ ግደፍ ዝብሉ መቀለ እዚ ኩሉ ሽምግልና ረጊጹ ኩናት Genocide ጌርዋ ሕጅ ኸ ናበይ???

  • @yordanoskidane7897
    @yordanoskidane7897 17 днів тому

    Kefu 666

  • @Nahomhaylsslase
    @Nahomhaylsslase 17 днів тому

    ኣቃጣሪ ሚድያ ቀልዋጦ ኢኹም

  • @anwarmohamed-aty
    @anwarmohamed-aty 17 днів тому

    ኦርጂናል ሓሻዊ እዩ ግን ዳግም ጉባኤ ነካይድ ኢና የበሎምይ ሰራዊት ወሪድዎ

  • @ArsemaMilkias-v7u
    @ArsemaMilkias-v7u 16 днів тому

    ሓሰዊቲ
    ኢኹም

  • @tesmegebreyesus8883
    @tesmegebreyesus8883 17 днів тому

    Nobody should hear cruel Depression who didn't attend the Funeral of his younger brother. You guys you let him talk for cruel who cares more about power than anything or the people of Tigrai. He is a loser and liar.

  • @AboSeare
    @AboSeare 17 днів тому

    ጋህታፍ ጉጅለ ከኣ ትብሊ ኣለኽ መንቓለጥት መኣዲ ኣብይ

  • @yordanoskidane7897
    @yordanoskidane7897 17 днів тому

    Kefu midya

  • @wewe5688
    @wewe5688 17 днів тому

    ሰራዊት ደአ ምስመን ክውግን ደሊኽዮ ሰራዊት ሕወሓት እኮ እዩ፡ አይትዕበዲ ሰራዊት ትግራይ ሰራዊት ሕወሓት እዩ ህዝብ ድማ ደገፉ ንሕወሓት እዩ

    • @sinke4259
      @sinke4259 17 днів тому

      @@wewe5688 ሰራዊት ህዝቢ ትግራይ እምበር ሰራዊት ናይ ሓደ ፓርቲ ኣይኮነን። ህወሓት ማለት ሓደ ኣብ ትግራይ ካብ ዝርከቡ ፓለቲካዊ ፖርትታት ከም እኒ ባይቶናን ውናትን ሓደ ፓርቲ እዩ። ህወሓት ማለት ዝተወሰኑ ግለ ሰባት ትግራይ ድሕሪ መሪር ናይ 17 ዓመታት ህዝባዊ ቃልሲ ዝተፈጠረ ፖለቲካዊ ውድብ እምበር ንትግራይን ህዝቢ ትግራይን ዝፈጠረ ሓይሊ ኣይኮነን። ስለዚ ሰራዊት ትግራይ ድማ ህዝቢ ትግራይ ካብ ፅንተት ንምንጋፍ ጠጠው ዝበለ ህዝባዊ ሓይሊ እምበር ሰራዊት ህወሓት ኣይኮነን።
      ትግራይ ናይ ህዝቢ ትግራይ እምበር ናይ ውሑዳት ኣይኮነትን።

  • @Fiyoriberhe-j2m
    @Fiyoriberhe-j2m 17 днів тому

    ሓሳዊቶት ዕስብቲ መንበቢት ኢኺ