"ንግስቲ ጓል ድያ ወዲ...? ውፅኢት ምርመራኣ ዕላዊ ኮይኑ!"

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 28 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 2,2 тис.

  • @gebreslasieliewawi6786
    @gebreslasieliewawi6786 18 днів тому +373

    ሺሻይ ከኣ ከምዚ ጌርካ ማዕጾ ዝኸፈትካላ፡ ኣምላኽ ናይ ገነት ማዕጾ ይኽፈተልካ።

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 18 днів тому +2

      ደምረን ወለላይ❤

    • @-zo7mx
      @-zo7mx 18 днів тому

      ​@@merhawitmuaz1619ክክክ ኮነ ኢለ ኩሉ ኮመንት ኣንቢበዮ ኣብ ኩሉ ደሙሩኒ ደምርኒ ነዓይ ከኣ ምርዓረይ

    • @tiamirkidane7715
      @tiamirkidane7715 18 днів тому

      ​@@merhawitmuaz1619ቀዲምኪ ኣሜን በሊ

  • @akilegerezgiher4676
    @akilegerezgiher4676 18 днів тому +355

    ማህጸን ኣዴኺ ሳራ ዝኸፈተ ኣምላኽ ማህጸንኪ ከፊቱ ብደቅኺ ይኽሓስኪ ሓፍተይ

  • @wediakoni
    @wediakoni 18 днів тому +293

    እዚ ኩሉ ዝበጸሓኪ ግፍዕን ተነጽሎን ንጽቡቅኪ ኮይኑ እንኳዕ ተሓጎስኪ ንግስቲ ሓብትና ውላድኪ የርእየና ምሉእ ሓጎስ ይግበረልኪ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤

  • @foxoism
    @foxoism 18 днів тому +60

    አደ ንጉስ ይግበርኪ ፈጣሪ ንግስቲ ሐፍተይ❤ 🇪🇷🇪🇷

  • @luwamyemane5827
    @luwamyemane5827 18 днів тому +45

    ድንግል ኣደይ ማርያም ምሳኺ ትኹን 🤲ንግስተይ 👑ከማኺ ጅግና እኮ የለን ጸዋርት ኩሉ 🇪🇷♥️

  • @Zewdu-w3t
    @Zewdu-w3t 19 днів тому +274

    ወሊድኪ ክሪአኪ ተስፋ ይገብር

  • @ደውለለይ
    @ደውለለይ 18 днів тому +377

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ስማዕ ውላድኪ ድማ የስምዓና ንግስቲ ንጉስ ክትወልድያ እሞኑኒ🇳🇿🇳🇿🇪🇷🇪🇷

  • @alemtesfamichael2121
    @alemtesfamichael2121 18 днів тому +179

    ሰብ ማለት ምስ ደስ ዝበሎ ዝሕጎስ እዩ ብውፅኢት ንግስቲ ዝተሓጎስኩም ቅኑዓት ሂወትኩም ሓጎስ ይምለኣዮ ሽሻይ ኣብ ሂወትካ ዘይሓሰብካዮ ሽሻይ ይምላእ ንዝሓገኩም ኩልኹም እንኳዕ ኣሕጎሰኩም ብጣዕሚ ደስ ዝብል ዜና መወዳእታ ንግስቲ ዘለኪ ፅንዓት ዝድነቕ እዩ እንኳዕ ኣሕጎሰኪ

  • @mekeretnegasie4837
    @mekeretnegasie4837 18 днів тому +69

    እንቛዕ ሓጎሰኪ ሓፍትኺ ኤርትራዊት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Rockofliberty-lv1jw
    @Rockofliberty-lv1jw 18 днів тому +182

    ንግስቲ ኣደ ነገስታት ይግበርኪ!! 🇪🇷🇪🇷ዘመንኪ ይባረኽ: ኣጆኺ

  • @تاليشمري
    @تاليشمري 18 днів тому +429

    ብዙይ አጋጣሚ ካዓ ኤረትራዊያን አሕዋተይ የቀንየና ወገናትና 🙏💖💖

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 18 днів тому +3

      ደምረን ወለላይ🎉

    • @handd4215
      @handd4215 18 днів тому +5

      Lebamey kemaka ybzhu

    • @sayameen760
      @sayameen760 18 днів тому +6

      ይግበኣኪ ኣጆኺ ኣብ ጎንኺ ኣለና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @BGFx-d4h
      @BGFx-d4h 18 днів тому +8

      አረ ብጣዕሚ ክንደይ ፀገም እዮም ዝሕግዙ ዘለው ❤ ብሓቂ ምሰግና ይግበኦም እዩ ።

    • @BGFx-d4h
      @BGFx-d4h 18 днів тому +3

      ​@@sayameen760የቀንየልና ኣሐዋትና ። ብሓቂ ንቶም በፃሒ ዘይብሎም ወገናት ትበፅሑ ኣለኹም ። ፈጣሪ ወሲኹ ይሃብኩም ❤

  • @Evana506
    @Evana506 18 днів тому +299

    ንግስቲ ማዓረይ እንቆዕ ደስ በለኪ ብጣዕሚ ታሓጊስና ምሉእ ይግበረልኪ እግዝኣቢሄር☺️🥰🥰🇪🇷🇪🇷

  • @semharkahsay1946
    @semharkahsay1946 18 днів тому +109

    ነዚ ዶኩተር ምስጋና ይግብኦ።ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ።❤❤❤

  • @salemsalem2511
    @salemsalem2511 18 днів тому +85

    ዶክተር መመሊሱ አምሮካ ምስትውአልካ ይክፈተልካ እድመ ጥእና ይሓብካ ❤️🇪🇷🇻🇳

  • @ኤሪinfo
    @ኤሪinfo 18 днів тому +55

    እንቋዕ ደስ በለኪ ውላድኪ የርእየና ሎሚ ናይ ኩሉ ግዜ ዘሕለፍክዮ ጭንቀትን ሽግርን ጸበባን ዝተቀንጠጠሉ ግዜ እዩ ሞ ድስ ይበልኪ ሓውኪ ኤርትራዊ🇪🇷😍🙏

  • @XediBerhe
    @XediBerhe 18 днів тому +105

    ክትወልዲ እኺ ኣነ እውን ስእለተይ ንኣዶ ዓለም ድንግል ማርያም ክውስደላ እየ❤❤

  • @merihthomas5318
    @merihthomas5318 18 днів тому +241

    ሓፍተይ ኣምላኽ ክብሪ ይኹኖ 🇪🇷ኣጆኺ ንንብዓት ራሄል ኣብ ማንካ ዘዕቆረ ኣምላኽ ይርዳእኪ ብጸሎት ድማ ሓያል ኩኒ 🇪🇷❤️🇪🇷❤️

  • @HntsaGslasse-q9s
    @HntsaGslasse-q9s 18 днів тому +137

    ኤርትራዋት ኣሕዋትና ሰናይ ተምኒትኩም ዝተመነኹምላ የኽብርኹም ኣሕዋተይ❤❤💕💕💕🙏🙏

  • @ZakiHopemarry
    @ZakiHopemarry 18 днів тому +45

    ኤርትራውያን ወገናትና በተለይ ዓቢ ምስጋና ይግብኦም🎉🎉🎉 ኣብ ዝኾነ ይኹን ግዜ ናይ ቀረባ ሓገዝትናን ረዳእትናን እዮም መድሀኔ አለም ሰላም የውርደልና❤❤❤

  • @biniyamhaghos5391
    @biniyamhaghos5391 18 днів тому +48

    እንቋዕ እዚ ኣርኣየና ሓፍተይ ሻሕ ሻሕ ክትብሊ ኢኺ ኣምላኽ እንታይ ይሰኣኖ🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️😍😍😍

  • @Peaceenterteiment500
    @Peaceenterteiment500 18 днів тому +111

    ተመስገን ፈጣሪ💒🙏❤️ወላድኪ ኣምላክ ይሕቁፈኪ👉🏾🇪🇷

  • @kisanettumuzghi6615
    @kisanettumuzghi6615 18 днів тому +53

    እንቆዕ ደስ በለኪ ንግስቲ ሓፋተይ ውላድኪ ካኣ የርእና ፈጣሪ temesgn Amlakey ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏾🙏🏾

    • @danealgebre552
      @danealgebre552 17 днів тому

      ዋውውውውውው ብጣዕሚ ደስ ዝብል 💙💙💙💙💙🙏🙏🙏🙏

    • @amm3641
      @amm3641 16 днів тому

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤❤❤

  • @galweyenti8890
    @galweyenti8890 19 днів тому +233

    ብቀዳምነት ንግስቲ ናብዚ ደረጃ ክትበፅሕ ዝገበርካያ ባዕልካ ሽሻይ ኢካ እሞ ክብሪ ይግብአካ ሽሻይ ሓውና 🙏🥰🥰🥰🥰

  • @heri3588
    @heri3588 18 днів тому +103

    ክሳብ ፈጣሪ ፈቒድዎ ዉሉድኪ ትሓቑፊ ኣብ ጎንኺ ኢና መዓረይ። እቲ ከም ሰብ ክንገብሮ ንኽእል ኩሉ ዝከኣለና ክንገብር ኢና። ዝተረፈ ከኣ ንፈጣሪ ንሓድጎ።🇪🇷🇪🇷

  • @WadRaka-Raki1
    @WadRaka-Raki1 18 днів тому +22

    ውላድኪ የርእየና ንግስቲ ሓፍትና ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @lisanewerkdesta4124
    @lisanewerkdesta4124 18 днів тому +85

    ንግስቲ ሓቀኛን ሓቦኛን ንያ።
    ዶክተር ክብሪ የሃብኻ።
    ፕሎት ሚድያ ዕድመን ጥዕናን የሃብኻ።

  • @asmerthabte2492
    @asmerthabte2492 18 днів тому +65

    Welidki zemidki yeriana❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @gbximucht2376
    @gbximucht2376 18 днів тому +81

    ንግስቲ እንቆዕ ሓጎሰኪ ብጣዕሚ ደስዘብል እዩ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @Yohannes_wedi_Humera_Tigray
      @Yohannes_wedi_Humera_Tigray 18 днів тому

      🥾🥾🥾🥾🥾
      🤮🇪🇷🤮🇪🇷🤮

    • @Alame-e5w
      @Alame-e5w 18 днів тому +1

      ኤትራዊያን ኣሕዋትና ኢንኳዕ ደስ በለኩም ❤❤❤❤❤❤

    • @አቢትግራይዩቱብ
      @አቢትግራይዩቱብ 18 днів тому

      ኩቡር ሓውና

    • @Yohannes_wedi_Humera_Tigray
      @Yohannes_wedi_Humera_Tigray 18 днів тому

      @@አቢትግራይዩቱብ kkkk 😁😁😁 ክቡር ሓውና 😂😂😂 ክቡር ቀትሊና ዶ

    • @Yohannes_wedi_Humera_Tigray
      @Yohannes_wedi_Humera_Tigray 18 днів тому

      @@Alame-e5w 😁😁😁 ክክክክ ኤርጥርን ይሕዋትና ቁርብ ኣይትስከፍን ዲኪ ኣብ ኤርጥርን ክንደይ ብሄራት ኣለዋ በቃ ብ ምጥር ን ብ መሽኒት ን ጥራይ ኢኩም ትሓሰቡ ንቀትልኩም ትሰግዱ ፍንፉናት ህዝቢ 😤😤😤😤

  • @Kevin_Tv7
    @Kevin_Tv7 18 днів тому +41

    ሓፍተየ, እንካዕ ደስበለኪ, ዶ/ር መላኩን ጋዜጠኛ ሽሻይን ብጣዕሚ የቐንየልና; ኣብዚ ሓገዝ ካብ ልብኹም ዝተሓባበርኩምና #ኤርትራውያን 🇪🇷ኣሕዋትና ክብሪ ይሃበልና 👏🙏 ኣጆኺ ገና ናይ ማሕበረሰብና ኣተሓሳስባ ክትቕይርዮ እኺ ንግስቲ ሓፍተይ🥰👏🙏

  • @alganesharaya4779
    @alganesharaya4779 11 днів тому +1

    Doctoruway kurat hager tebarek zereka kulu yibarek....

  • @MahiAberahaley-qh9oc
    @MahiAberahaley-qh9oc 19 днів тому +425

    ገና ከይሰማዓኩም ዝታሓጎስኩም ኣበይ ኣለኩም🙏✝️👏

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 18 днів тому

      ደምረን ወለላይ🎉

    • @slamslam54
      @slamslam54 17 днів тому +1

      ብታሕጋስ በኽየ

    • @Kanal0809
      @Kanal0809 17 днів тому +1

      ኣብዚኣ ኣለና❤❤❤❤

    • @MahiAberahaley-qh9oc
      @MahiAberahaley-qh9oc 17 днів тому

      @@slamslam54 ዋላ ኣነ ወለላይ🥰

    • @Mami-f-6
      @Mami-f-6 17 днів тому +1

      Wala ane bthagas bekye ❤❤❤

  • @galweyenti8890
    @galweyenti8890 19 днів тому +114

    ትግራይ ከምዚኦም ዓይነት ዶካትር እዩ ዘድልያ አገንዕ ዶክተረይ 🙏🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @kuhlayteklemariamsoum1148
    @kuhlayteklemariamsoum1148 18 днів тому +44

    ዳክቶር ሶ ዶክተር እዋይ ኣዛራርባ ኣቤት፡መኽሪ ብጣዕሚ ዝንኣድ❤

  • @Fskta
    @Fskta 18 днів тому +11

    ዶ/ር መልኣኩ ነዊሕ ዕድመ ይሃብካ ለዋህ ትግራዋይ❤❤❤❤❤

  • @tadesekesete9760
    @tadesekesete9760 18 днів тому +18

    ኣምላክ ንብዓትኪ ደሪዙ ዝተረፈ ግዜኪ ውሉድ ህያብ ክህበኪ ቅዱስ ፍቃዱ ይኩን።

  • @freweinighidey4554
    @freweinighidey4554 18 днів тому +53

    Engua hagoseki eza haftna. Dr. Dma egziabher edka ybark❤️❤️❤️❤️🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @helenitaluli4790
    @helenitaluli4790 18 днів тому +11

    Enqae hagoseki haftey amlak entay yseano temesgen 🙏🙏 haftki kab🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam12 18 днів тому +33

    ንግስቲ እግዝአቢሄር አባኺ ታአምራቱ ገሊፁ እዩ ናይ ስቃይ ዘመንኪ ተወዲኡ እዩ አብ ቐፂሊ ወሊድኪ ካልኣይ የምስራች ክንሰምዕ ነፅበ ስለ ኹሉ ነገር እግዝአቢሄር ይመስገን ዶኮተር ዘርእኻ ይባርእኻ ይባረኽ ሽሻይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኹሉኹም አብ ጎኒ ንግስቲ ጠጠው ዝበልኩም ሂወትኩም ይባረኽ 🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @Marrybrauhan
    @Marrybrauhan 18 днів тому +10

    Temesgen fetari Kuluna ERitrawyan HAGOSBA NIgelselki WLADKI YERIEYENA MULUE HAGOS KUKENELNA AMEN❤💛💚💙💯

  • @tsegayabraham2424
    @tsegayabraham2424 18 днів тому +28

    እንቋዕ ሓጎሰኪ ንግስቲኖ🎉🇪🇷🇪🇷

  • @hizbaketema3251
    @hizbaketema3251 18 днів тому +45

    ኣጀኪ
    ትቢዒ ተማሃሪ ሰራሕ ውፈሪ
    ጸሎት ኣዘውትሪ
    ኩሉኩም።
    ክብሪ ካብ ኣምላኽ ርከበዎ💙💙💙💙❤❤❤👏👏👏

  • @ፊሊማኛ
    @ፊሊማኛ 18 днів тому +19

    ሽሻይ ሓዉና ፈጣሪ ፃመ ድካምካ ይክፈልካ ንግስቲ ሓፍትና ፈጣሪ ሙሉእ ይግበረልኪ

  • @HenosSolomon-r6w
    @HenosSolomon-r6w 18 днів тому +21

    አሰይ አሰይ እንኻዕ እዚ አስማዓና ፈጣሪ ❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤

  • @Lemi__21yutb
    @Lemi__21yutb 18 днів тому +14

    እዞም ኤርትራዉያን አሕዋትና እግዚአብሔር ልበናኩም አይቃይሮ ደስ ክንብል ተጋሩን ኤርትራውያንን ሓደ ስለ ዝኮነ ቛንቛና በቅንዕና ጽብቅ ይመነዩ አለዉ ደጊም ጽሊኢ አሰር መሰረቱ የጥፈአልና ሕብረትና ምጽባቁ ተመስገን ደስ ኢልኒ ኮሞት አንቢበስ ሓፍትናለ እመቤቴ ማንታ ማንታ ተሕቅፍኪ አቦና ዶ/ር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብደቅካ ትሓጎስ ናብ ምድያ ዘቅረብካያ ሓውና ደማ በዘይ ሓጥያት ኩሉ ሓሳብ ልብካ የስምረልካ ዛሓወይ ሰላም ፍቅሪ ሓድነት ንኩሉ ወዲ ሰብ ይሃበና ፈጣሪ ኩሉ ኣለም ትንሳኤ አጋአዚት የርእየና ፖሎትካ የጥፈአልና🎉🎉🎉🎉

  • @tessandat6765
    @tessandat6765 18 днів тому +26

    እንቅቋእሓጎሰኪ ንግስኪ😊🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💙💙💙💙💙💙💙

  • @militenegasi172
    @militenegasi172 18 днів тому +20

    አሰይ አሰይ እልልልልልልልልእልልልልልልልእልልልልል ተመስገን ተመስግን አምላክ ንግስቲ ሐፍተይ ብዓልቲ ተስፋ ብዓልቲ ሐቦ ሐጎሰይ ወሰን የብሉን ርእስኪ አቕኒዒኪ ክትከዲ ዝገበረኪ አምላክ እመስገን ሐጎሰይ መግለጺ ሲኢነሉ 💦💙🌿💙💦🌿💙💦🌿💙💦🌿💙💦🌿💙💦🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @mizankeshi4276
    @mizankeshi4276 18 днів тому +38

    ብስም ንግስቲ ሳብስኽራይብ ገረ ኣለኩ 👏

  • @galweyenti8890
    @galweyenti8890 19 днів тому +35

    ሽሻይ ሓውና እውን ክብሪ ይሃብካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሻላካ እያ ንግስቲ ናብ ሚድያ ወፅያ 🙏🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @tisiontsion777
    @tisiontsion777 11 днів тому

    ከመይ እግዚአብሔርመመሊሱ ይሃብካ ዶርብመልኣኹ ከምኡውን ጋዜጤኛ:: ንግስቲ ሓፍትና ርግኣት ኣእምሮን ባርኾትን ይሃብኪ ፈጣሪ ውላድኪ ትሓቑፍሉ ጊዜ ርሑቅ ኣይኮነን እሞ ኣጆኺ ❤❤❤

  • @FtCf-qf6so
    @FtCf-qf6so 18 днів тому +8

    እንቃዕ ደስ በለኪ ንግስቲ ሓፍተይ ከምዚ ኢልኪ ምስ ረአኹ ተሓጊሰ 🙏🙏🙏 🇪🇷🇪🇷 ደኩተር ብጣዕሚ ደስ ዝብል አገላልጻ ❤❤

  • @galweyenti8890
    @galweyenti8890 18 днів тому +70

    አብ ከባቢ ዉቅሮ እውን አላ እያ ክልተ ፆታ ዘለዋ እሞ ንሳ እውን ተትምርመርስ ፍታሕ ክትረክብ ኔራ እያ ከም ንግስቲ 🙏

    • @semharkahsay1946
      @semharkahsay1946 18 днів тому +1

      ገንዘብ የድሊ ቀሊል ኣይኮነን።

    • @Sanirey777
      @Sanirey777 18 днів тому

      @@semharkahsay1946nay genzebs xegem ayneberon 50 lemin n hade sekmi n 50 seb chena zbahal nay weledna alo awaxui seb aekmu mteakebe

    • @hawetkalesiayeeritrewi3625
      @hawetkalesiayeeritrewi3625 18 днів тому +3

      Ewey ate bajekim hagzewa

  • @ማርያመይመዝሙረይ
    @ማርያመይመዝሙረይ 19 днів тому +33

    _እግዚኣብሔር ኣምላኽ ይመሰገን ዝሓፍተይ ምልአ ሓጎሰ ይግበረልኪ ሸሻይ ሓወና እና ዶግቶር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 💞💞💞_

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd 18 днів тому +23

    ሹሻይዋይ በዓል ሕልና ብሓቂ ንስኻ ትፍለ ኢኻ ኣብዚ ንኽትበፅሕ ብጣዕሚ ኢኻ ሓግዝካያ ዶክተረይለ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንግስትዋይ እንቃዕ ደስ በለኪ 🙏♥️

  • @YsdYdf
    @YsdYdf 18 днів тому +4

    ኣብዚ ሓገዝ ዝተሳተፍኹም ወገናተይ እመብርሃን ካብ ፀልማትናብ ብርሃን ታውፅእኹም ሓፍትና ውንእንኳዕ ደስ በለክ ክቡራት ወገናተይ ቃላት ይሓፅረኒ ዘለኩም ሓድነትኹም 🎉❤❤🎉

  • @UfVi-ji4uz
    @UfVi-ji4uz 16 днів тому +1

    እንኳዕ ደስስ በሉኪ ንግስቲ ሓፍተይ ስለ ኩሉ ነገር እግዚኣብሔር ኣምላክ ይኽብር ይመስገን ክብርተይ ሓፍተይ ❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰💖💖💖💖💖💖💖💖🌼🌼🌼🌼🌼❤❤❤❤❤💖💖💖💖💖

  • @galweyenti8890
    @galweyenti8890 19 днів тому +45

    ዶ /ር መልኣኩ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ናይ ብሓቂ ንንግስቲ ሂወት ፈጢርካላ 🙏🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @MahiAberahaley-qh9oc
    @MahiAberahaley-qh9oc 18 днів тому +19

    ሽሻይ መግለጺ የብለይን🙏ተባርክ👏

  • @salemsalem2511
    @salemsalem2511 19 днів тому +71

    እድመ ይሀብካ ሽሻይ ሓወይ 🇻🇳❤️🇪🇷

  • @Blackbo139
    @Blackbo139 18 днів тому +11

    እመኑኒ እቲ ትወልዶ/ዳ ንጉሰ ወይ ንግስቲ እያ ክትከውን እንቋዕ ሓጎሰኪ ደስ ኢልኒ ብሓቂ❤❤❤🇪🇷🇪🇷❤

  • @ባርቹBarchu
    @ባርቹBarchu 11 днів тому

    እንካዕ ደስ ብለኪ ንግስቲ ሓፍተይ ውላድኪ የርእየና ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @الياسهزازي-ك7ه
    @الياسهزازي-ك7ه 19 днів тому +42

    መዓረይ እንኳዕ ደስ በለኪ ወሊድኪ ክንሪአ ንፅበ ልመን ኢሉዎ ኣምላክ🙏

  • @ሰላም-ደ9ከ
    @ሰላም-ደ9ከ 18 днів тому +25

    እንኻዕ ፈጠረልኪ ምሉእ ሕክምናዊ መጥባሕቲ ገርኪ ኣንስታዊ ጾታ ሒዝኪ ጥዒኪ ክትመጽና ኣምላክ ምሳኪ ይኩን

  • @JerbyAnneAbragan
    @JerbyAnneAbragan 18 днів тому +18

    ንግስቲ ማዓረይ እንቆዕ ደሰ በለኪ ብጣዕሚ ታሓጊስና ምሉእ ይግበረልኪ እግዚኣብሄር ኣምላክ እታይ የሳኣኖ👏🙏❤️❤️❤️

  • @yossiefmer733
    @yossiefmer733 18 днів тому +5

    ንግስቲ ሓብተይ ልዕሊ መልክዕኪ
    ኣተሓሳስባኪ ልቦናኪ እንቋዕ ሓጎሰኪ ውላድኪ የርእየና ን እግዚኣብሄር ዝሰኣኖ የለን ክብርቲ ሓብተይ ❤❤❤❤❤❤

  • @kirosabebe716
    @kirosabebe716 18 днів тому +3

    እ/ሄር ይመስገን!! ንዓመታ ካዓ ዶበል ወዳ ወይ ጓላ ሒዛ ንክትመፅእ ሂቡ ዘይውድኦ ልኡል ፈጣሪ ይርዳኣያ። ናይ ደቂ ሰባት ሱር ዝሰደዱ ዘይፍትሑ ዝመስሉ ሽግራት ኣብ ምፍታሕ ልዑል ምንቅስቃስ እትገብሩ ዘለኩም እ/ሄር ይክፈልኩም ዘርእኩም ይባረክ

  • @kuhlayteklemariamsoum1148
    @kuhlayteklemariamsoum1148 18 днів тому +21

    😢😢😢😢 ❤❤❤❤ ደስ ኢልኒ እንቓዕ ደስ በለኪ ኡፍፍፍፍፍ የዕርፊ ጥራይ ሕጂ ሓደራ ንዓ ዝጎድእ ኣይንዛረብ

  • @teagesyemane3389
    @teagesyemane3389 18 днів тому +21

    ስም ኣምላኽና ዝተባረኸ ይኹን❤❤❤ ንግስቲ ሓብተይ ንኹሉ ፈትና ሓሊፍኪ እምላኽ ደበሳ እዮብ ደቢስኪ❤❤❤❤ ሕጂ ከኣ ኣጆኺ በርትዒ እምነትኪ ፍረ ኣለዎ። ንሕና ከኣ ኣብ ጎንኺ ኣለና።ሓውኺ ኤርትራዊ እየ።

  • @YoudiheYoudihe-r2e
    @YoudiheYoudihe-r2e 18 днів тому +18

    እንቋዕ ደስ በለኪ ንግስቲ እግዚኣብሄር ኣምልክ ፍረ ሂብኩይ ውላድኪ ሓቂፍኪንሪኦኪ ንምርኣይ የብቀዐና ሓፍተይ👏🥰

  • @ሎሞ
    @ሎሞ 18 днів тому +6

    ሓቂ ንምዝራብ ብደስታ ነብዐ 😊ኣሰይ ሙሉእ ብርሃን ይግበረልኽ 🙏

  • @nurayinabdu6091
    @nurayinabdu6091 18 днів тому +3

    asey enkae hageseki ngisti haftey mlue hages yhabki wuladki yereyena 🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ngstiyanet8866
    @ngstiyanet8866 19 днів тому +28

    ዶክተረ ተባረክ ዝሐወየ

  • @BerhanaBayraoma
    @BerhanaBayraoma 19 днів тому +28

    ኣደኪ ዝሓፍተይ መዓረይ ፈጣሪ ኩሉ ከም እምነትና እዩ እስመ ኣልቦ ለይሳኣኖ ልልዑል እግዝያብሔር ❤❤❤❤❤

  • @genetgebre2963
    @genetgebre2963 18 днів тому +16

    ንግስቲ ሐፍተይ እንዃዕ ሐጎሰኪ ዶክተር ንስካን ዘርእካን እግዝብሄር ይባርኻ፡😅😅😅 🎉🎉❤❤

  • @ክርስቲያንየኣርሴማልጅ

    Thank ኤርትራውያን የሕዋትና

  • @mulualemnirae8324
    @mulualemnirae8324 17 днів тому +1

    Specially thanks for Eritrean people for your kindness, humanity, morality, spirituality. there is nothing we can't solve together.

  • @elfugebremariam5803
    @elfugebremariam5803 18 днів тому +18

    ዶ/ረይ እና ፕሎት ሚድያይ ፈጣሪ ነዊህ እድመ ምስ ጥኢና ልክበኩም ትምኒተይ ብዙህ እዩ ፈጣሪ ብኪነጥበ ፍልጠት አብልእሊ ፍልጠት ወሲኹ ወሳሲኹ ይሀብኻ ዶ/ር ንበረልና❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉

  • @haileandebrhan11
    @haileandebrhan11 18 днів тому +21

    ንግስቲ ሓፍተይ ኡንቓዕ ሓጎሰኪ ወሊድኪ ክንሪአኪ ብተስፋ ንጽበ ኣምላኽ እንታይ ይሳኣኖ ❤❤❤❤❤❤

  • @tigreweyti
    @tigreweyti 19 днів тому +20

    ኣብ ትሕቲ እግዘአቢሄር ሸሸይ ሓውና እግዘአቢሄር ይባርካ ንግሰቲ ሓፈትና እውን እንኮዓ ከምዙይ ኢልኪ ራኣናኪ ተመሰገን

    • @mussewodaje9504
      @mussewodaje9504 18 днів тому

      ተመሰገን ጎይታ🎉🎉🎉🎉🎉🎉 ውላዲኺ ያርእየና ኣምላኽ

  • @ngsitweldebrhan7845
    @ngsitweldebrhan7845 18 днів тому +2

    ቅድሚ ኩሉ ልዕሊ ኩሉ እግዚአብሔር ይመሰገን ❤❤❤ደኩተር ብጣዑሚ ኢና ነመሰገን ከማካ ዝበለ የብዘሐልና እግዚአብሔር አምላክ ንግሰተይ እንኳዕ ደሰ በለኪ ቀሪ ዘመንኪ እግዚአብሔር አምላክ ይባርከልኪ❤❤❤ ወሊድኪ ሳዓሚ🌹🌹🌹🌹

  • @berhemeharena8512
    @berhemeharena8512 17 днів тому

    Bitaemi zehagus Zena eu Enkae hagoseki egziabher milue mihretin firen yhabki zihaftey 🙏🙏🙏💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @asmerthabte2492
    @asmerthabte2492 18 днів тому +10

    aseyyy haftey enqae
    tehagoski kbri namlak ❤❤❤❤🌻🌻🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @rhfdhgj696
    @rhfdhgj696 18 днів тому +13

    ደክተር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
    ንግስቲ ሓፈትና እው አምላክ እካዕ ደስ አበለልኪ ማዓረይ

  • @ጓልካሴM
    @ጓልካሴM 18 днів тому +12

    እግዚአብሔር ይመስገን ስለ ኩሉ ነገር ንግስቲ ሓፍትና እንኳዕ ደስ በለኪ ውላድኺ ክንርኢ ተስፋ ንገብር እግዚአብሔር ታይ ይሳኣኖ ❤😊

  • @peace8494
    @peace8494 11 днів тому +1

    እንኾን ደስ በለኺ እምበተይ ❤❤❤❤❤

  • @selamwoldegergish4015
    @selamwoldegergish4015 16 днів тому +1

    ❤❤❤❤ kiteweledi eki 4 weludu ne amelaki yekialo eyu ❤❤❤ god bless you oll more doctor ❤❤❤ from eritera ❤❤❤❤❤ Selam ne hezibi tegeraye yekone ❤❤

  • @UdFu-xv7ho
    @UdFu-xv7ho 18 днів тому +11

    ማዓረይ እንኳዕ ደስ በለኪ እሜቤቴ ምሳኪ ትኩን ቅዱስ ሩፋኤል ማህፀንኪ ይክፈተልኪ❤

  • @RahelEndalw
    @RahelEndalw 18 днів тому +15

    ፍጣሪ ሙሉእ ብርሃን ይግበረልኪ ዶ/ተር ውን ተባረክ

  • @ማኣርግኣዶተጋዳላይትግራይ

    ፈጣሪ ኣምላክ ይመስገን ንግስተይ ኣጀኪ ወላድክኪ የርእየና🙏

  • @rumanaabdelalim4310
    @rumanaabdelalim4310 18 днів тому +2

    Aseyyy meshallah enqae hagoseki zhaftey edlki yexebqo🎉🇪🇷🇪🇷🦋

  • @ErnestuChecvera-v3v
    @ErnestuChecvera-v3v 17 днів тому +5

    ንግስቲ ንኣጉል ኣተሓሳስባ ሕብረ_ሰብ በጣጢሳ ዝወጸት ጅግና ኢኺሞ።ንጉስ ምድረ ሓበሻ ወዲ ክትወልዲ ይምነየልኪ።🎉🎉🎉

  • @TerezaYosef
    @TerezaYosef 18 днів тому +14

    ኣምላክ ዕቢ ኢዩ
    ኣጆኪ ኢዛ ሀፍተይ
    ❤❤❤❤❤❤

  • @amora5836
    @amora5836 18 днів тому +12

    ጋሂኺ ብውላድኪ ተኸፈልዮ ሓብተይ መዓረይ ኣምላክ ጥዑም🎉🎉🎉

  • @biniyamberhe8530
    @biniyamberhe8530 18 днів тому +12

    ዶክተር እግዚያብሄር ይሓብካ ተባረክ

  • @እየሱስመገድንሓቅንህይወት

    ኣሰይ ተመስገን ዝዶኩተር ካዓ ጣዓሚ ክብሪ ኣምላኽ ፍርሓት ኣምላኽ ዘለዎ ደስ ክብለካ❤❤❤

  • @AbebeYekunoamlak
    @AbebeYekunoamlak 17 днів тому +1

    ዶ|ር ሞያኻ ፈጣሪ ይሓልወልካ አገላልፃኻውን ነብሲ ዩ ዝፈጥር ዕድለኛኢኻ ፡ዕድመ ምስጥዕና ይምነ፡፡

  • @geneamha7584
    @geneamha7584 18 днів тому +5

    Amazing doctor! Shyshay,you are brilliant,open minded. Respect for you Guys 💙💙💙🇪🇷

  • @NgstKahsu
    @NgstKahsu 18 днів тому +10

    ማዓረይ ፀሊማ ቃንየ ንግስተይ
    እንካዕ ደስስ በለኪ ኣንቲ ጀግና፣ኣቲ ጠንካራ ድሕሪ ሐዚ ንግስቲ ነብሲ ኮይንኺ ጠንካራ ጋል ኣንስተይቲ ኮይንኺ ትቅፅሊ ኢኺ❤

  • @አዝመራ
    @አዝመራ 18 днів тому +12

    ዋዉዉዉዉዉ እንኳዕ ደሰ ብለኪ ማዓርይ🙏🙏🙏ክብር ደክትርና ዕደመን ጥዕናን ይብኻ 🙏🙏🙏 ክብር ሓወና ብሰላኻ እዩ እዚ ኽሉ እና ንብረለና ኽብረለና ደመፂ ዉፃኣት ደቅ ኣንእሰቶዮ ሰለ ደኾንኻ🙏🙏🙏

  • @AlexWediraya
    @AlexWediraya 13 днів тому

    ብጣዕሚ ብጣዕሚሚሚሚሚ ደስ በሃሊ ስሳይ ሓውና ነዚ ዕድል ክትረክብ ሰለዝገበርካ ደ/ር ውን ብሞያኹም ዝካአለኩም ፃዕሪ ብምግባር ነዚ ሰለዘስማዕኩምና ብስም ንግስቲ ሓፍቲና ብጣዕሚ ነመስግን ቀፃሊ ድማ ፈጣሪ ተሓዊስዎ ውላድ ሕዛ ክትመፅአና ፀሎት ሓዊስና ብተስፋ ንፅበ ያቐንየሊና።

  • @SBGStewie66
    @SBGStewie66 18 днів тому

    Thanks!