ሰራዊትና ክወጽእ ከሎ ዘጋጠሞ - ኣዴታት ኤርትራ ሓጎሰን መግለጺ ተሳኢኑዎ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 12 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 780

  • @hgfhhfvgh2222
    @hgfhhfvgh2222 Рік тому +74

    የመስግነካ ኣምላኸይ እንካዕ ነዛ ብርሃን እዚአ ዘርኣኻኒ 🙏ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሓይልታትና ❤️ዘልኣለማዊ ክብርን ዝኽርን ንጀጋኑ ሰማእታትና 🙏

  • @neb362
    @neb362 Рік тому +68

    My people 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷I can’t explain how much I am emotional I am proud to Eritrea 🇪🇷 ሐበን ሐገር ክብርን ምሰጋና ንዓኹም ❤❤❤

    • @rahewyohans3352
      @rahewyohans3352 Рік тому +2

      💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗❤❤❤❤

    • @maryrezene570
      @maryrezene570 Рік тому +2

      🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️💐🌹🇪🇷🇪🇷

    • @reneelie2783
      @reneelie2783 Рік тому

      Me too been Eritrean it’s a good feeling ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🌹🌹🌹🌹🌹🙏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏🙏🙏

  • @sabinasabina3619
    @sabinasabina3619 Рік тому +82

    ተመስገን እንዃዕ ናብ ሃገርኩም ብዓወት ተመለስኩም አናብስ ክብርን ሞጎስን ንዓኹም ሰላም ሰላም ❤ሓበን ሃገር 🇪🇷✊🏾

  • @garymichiele2453
    @garymichiele2453 Рік тому +28

    Eritrean pride!!!ጅግና ሓይልታት ምክልካል ኤርትራ እንቓዕ ሓጎሰኩም ሓጎሰና።ካብ ሕጂ ንኔው ንምብራቅ ገጻ ትሸይን ወይ ትጥምት ወይልኡ። ዓወት ንሓፋሽ እምባሕ በል ህዝቢ ኤርትራ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍

  • @Abrahaley-pb9qv
    @Abrahaley-pb9qv Рік тому +45

    I can't explain my feeling . I m so proud to be eritrean.

    • @heruy8274
      @heruy8274 Рік тому

      How pathetic that you cannot be proud of your own achievements.

  • @senaitgrmaiy1218
    @senaitgrmaiy1218 Рік тому +39

    ነዚ ደላይ ሰላም ህዝበይ: ሙሉእ ሰላም ይግበረልና: ክብርን ሞጎስን ነዚ ሐበን አፍሪቃ ሰራዊተይ ንህቢ.🙏🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️⭐️🐫

  • @yordanosasmelash2635
    @yordanosasmelash2635 Рік тому +24

    ተመስገንካ አምላኸይ ጽላልካን ሕቑፎኻን ስለዘየርሐቕካሎም ነዞም ጀጋኑ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @huriyamohammed2609
    @huriyamohammed2609 Рік тому +38

    ኣልሓምዱልላህ ኡንቃዕ ኤርትራዊት ኮንኩ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🕌⛪️🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @bqse6142
    @bqse6142 Рік тому +27

    እዋይይ ጅግንነት ትብዓት ምዑታት ሰብ ድርብ ሓሞት ማዓንጣ ትበተኽ
    ንብዓት ሓጎስ ንብዓት ሓበን ንብዓት ኩርዓት ነቢዔ ብሓቂ 😢😢😢
    ክብርን ሞጎስን ነዚ ጅግና ሃገሩ ከየድፈረ ሃገሩ ደውሓሰ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ምስ መሪሕነቱ ።
    ክብርን ዝኽርን ደበስን ነቲ ዳግመ ሃገር ምውሓስ ሂወቱ ዝኸፈለን
    ዝሰንከለን። ስዉኣትና ብመብጸዓና ይደበሱ ይዘከሩ !!!
    ኤርትራውነት ክቡር መንነት
    ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ !!!

  • @dawiteliffe9027
    @dawiteliffe9027 Рік тому +53

    "አብ ጸግዒ እቲ ልዑል ዚሐድር፣ አብ ጽላል እቲ ዅሉ ዚኽእል ይነብር።"
    "ኣብ ጥቓኺ ሽሕ፣ አብ የማንኪውን እልፊ ኺወድቁ እዮም፣ ኣባኺ ግና ኣይኪበጽሕን እዩ።"
    "ንኣኺ ኺወግኡሉ እተሰርሔ ኣጽዋር ኲሉ ኣይኪጠቅምን እዩ፡ ነቲ ንፍርዲ ዚትንስኣኪ ዂሉ ልሳን ድማ ክትረትዕዮ ኢኺ። እዚ እዩ ርስቲ ውሉዳት እግዚኣብሄር፡ ጽድቆም ዓወቶም ካባይ እዩ፡ ይብል እግዚኣብሄር።"

  • @eritreabest4834
    @eritreabest4834 Рік тому +7

    ጀጋኑ አናብሰይ ብተሕጋስ ንብዐተይ ክቃጻጸር አይካአልኩን ማህጸን ኤርትራዊት አደ ጀግና ካብ ምዉላድ የዕሪፋ አዮትፈልጥን ኮሪዕና ባአኩም.

  • @teweldemebrahtu9901
    @teweldemebrahtu9901 Рік тому +20

    ጀጋኑ ወረስቲ ሕድሪ ደቂ ኤረይ አናብስ ቅሰኑ ሰማእታትና ሃገር ንዓኩም ወሊዳ እንታይ ከይትኸውን ተሐቢና ተሐጊስና ቀሲና , ዕድመን ጥዕናን ንምነየልኩም , እንቋዕ ከአ ብሰላም ምስ ዓወትኩም ተመለስኩምና።❤🇪🇷❤🌷

  • @tsehaineshberhane6279
    @tsehaineshberhane6279 Рік тому +78

    🙏እግዚአብሔር ይመስገን ስለ ኤርትራን ህዝባን🙏
    👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💚♥💛💙🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍

    • @ldaldana6341
      @ldaldana6341 Рік тому

      Yidfaeki shermuta

    • @tsehaineshberhane6279
      @tsehaineshberhane6279 Рік тому +6

      እቲ ብቅኑዕ ዝፈርድ እግዚአብሔር ንዘልአለም ይክበር ይመስገን .ነቶም ክርዳድ ዝዘርኡ ክርዳዶም ዘሕፍስ .ነቶም ጀጋኑ ደቂ ኤረይ ድማ 🙏👍🙏💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪🙏👍🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @etsegenetandeberhan1575
      @etsegenetandeberhan1575 Рік тому +3

      Amen ኣሜን ጓል ኤሬይ ተባረኺ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾🙏🙏🙏🌿🌿🌿🌸🌺🌸🌸🌺🌹🌹🌷🌷💐💐🌺🌺

    • @Eri_Eritrea
      @Eri_Eritrea Рік тому

      @@ldaldana6341
      Accept your loser. More than 1 million TDF (TPLF) were killed within 2 years war and disarmed all weapons.

  • @samsonermias6303
    @samsonermias6303 Рік тому +31

    Thank you God for bringing back my beloved brother and sisters home We are so grateful for your immeasurable bravery and sacrifices and I promise we will never forget it. You gave us the energy and hope we need to build our beautiful Eritrea. Long live the Eritrean people and it’s brave army 🇪🇷

  • @senay6334
    @senay6334 Рік тому +47

    ክብርን መጎስን ነቶም ኣንጻር ኩለ መሰናኽላት ተጻዊሮምን ክውን ጌሮምም ብሰላም ንዓዶም ዝኸዱ ምኽልኻል ኤርትራና 🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤

    • @Danitesentertainment
      @Danitesentertainment Рік тому +1

      Wedi rimey Subscribe eba hagzeni wedi abeyti

    • @samsonama6855
      @samsonama6855 Рік тому

      እቶም ብዘይድለየቶም ካብ ገዛ ተገፊፎም ዝተጠብሱኸ ሕጉስ ኢኻ ሙማቶም ሓቐይ

  • @yosiefhabtesilasie2104
    @yosiefhabtesilasie2104 Рік тому +9

    ክብርን መጎስን ንጀጋኑ ሰማኣታትና እንቃዕ ብሰላም ተመለስኩም ጀጋኑና እግዛብሔር ሃግርናን ህዝብናን ኣብዝሑ ይባርኽ

  • @yoditaraya6241
    @yoditaraya6241 Рік тому +13

    Welcome guys እልልልልልልልል እንኮዕ ብሰላም አቱኮም ደቂ እረይ ጀጋኑ አምላክ ምሳኩም እዪ

  • @tsehaineshberhane6279
    @tsehaineshberhane6279 Рік тому +38

    እግዚአብሔር ይመስገን 👍🇪🇷👍🇪🇷👍

  • @ستالنور-ص1ذ
    @ستالنور-ص1ذ Рік тому +14

    ሐባይቢ ክብሪን ሞጎስን ንዓኹም ይኹን እንካዕ ብሰላም መጻኹም አልሐምዲሊላህ ሐሳድና ረቢ የርሕቀልና

  • @eritree9794
    @eritree9794 Рік тому +39

    🌴🇪🇷ኤሪትሪያ🇪🇷🌴
    ተሓበን ህዝበይ ኤሪትራ ብደቃ ተሓፊራን ተኸቢራን ንዘልዓለም ትንበር ። ዓወት ድራሮም !
    ✌ኤሪትራውነት ንዘንተዕለት✌

    • @yeshijimma2210
      @yeshijimma2210 Рік тому +6

      @EriTree እወ እዞም ጀጋኑ ልክዕ 1991 መዓልቲ ነጻነት ኮይኑ ተሰሚዑኒ። ክብከርን መጎስን ነቶም ህልዎትን ስዉአትን🇪🇷🇪🇷💪🏿💪🏿🕌🕌💒💒✊🏽✊🏽🐪🐪🐢🐢🙏🏿🙏🏿🎈🎈🎈🎈🎈💐💐💐💐💐

  • @aynalemasfaw276
    @aynalemasfaw276 Рік тому +15

    Yes about time victory to Eritrean people indeed Game over❤️peace to horn Africa 🙏🇪🇹🇪🇷🇪🇹🇪🇷🇪🇹🇸🇴

  • @መንከም-ገ6ኘ
    @መንከም-ገ6ኘ Рік тому +27

    ጅግንነት ሰራዊት ኤርትራ ከም ሓጺን ዓረ፡ዓወት ዝልማዱ

  • @tzehaneshfoto3388
    @tzehaneshfoto3388 Рік тому +1

    ስላም ወዲ ኤረይ ጅግና ናይብሐቂ ብቁሕ መሪሕነት ብግቡእ መሪሑ ደቁ ብግቡእ ዓጂቡ ዓዱ ተመሊሱ እወ እታ ማርያም ጽዬን ብሰላም ንዓዱ ዝመለሰቶ እወ ንሕና ብሐቂ ሰለ ንጽሊ ይሰምዓና አዩ ይሰምዑና መላእክትና በቲ ንጹሕ ልብና ሰለ ንጽሊ ንሶም ግን ክፍአት ተንኮል ሰለ ዝመለእ ልቦም እታ ማርያም ጽዬን ረጊማቶም ነቲ ሰላም ሰለ ዝነጸጉ ተዋሪዶም አብ ማእከል ዓዶም እዞም ሕሱራት ዉርደተኛታት ብሰብ ይኩን ብእዝጊሂር ዝተረገሙ ፍጥረት ከመይ ክእመኑ አጆና ኩሉ ጊዜ መድሐኒና ምሳና እዩ ዓወት ከምቲ ልሙድ ምሳና ዓወት ንሐፋሸ መንግሰትና ሰራዊትና ይባርክ

  • @yordanosyemane1289
    @yordanosyemane1289 Рік тому +3

    Aseyy deki Erey jeganu Enkae bselam atekum abza halal meret Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤

  • @floragebrea5mlak437
    @floragebrea5mlak437 Рік тому +1

    መርሐባ ሑቡን ኤሬትራዊ ሐወይ ኩሉ ግዜ ኤሬትራዉነት ኩቡር ማንነት አነስ የመስግን አምላኸይ ኤሬትራዊት ሙኻነይ ወዲ አፎም መራሕየይ ህዝባዊ ግንባር መትከለይ ይኾርዕ ዘለአለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና ዓወት ንሐፋሽ💪💪💪❤❤❤

  • @sen-ayt7782
    @sen-ayt7782 Рік тому +22

    🇪🇷ይቀንየልና ❤️🙏🏽ኩቡር ወዲ ኤረይ ሓዉናኣ ጂግና 🙏🏽

  • @felegeweiniteklesenbet4406
    @felegeweiniteklesenbet4406 Рік тому +1

    Temesgen Amlak enqea bsela abta halal meratkum temeleskum edmen teanan yhabkum eshok aygakum halewti wesen 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ❤❤❤❤!!!

  • @amlaksenayu3030
    @amlaksenayu3030 Рік тому +23

    ተምስገን ኣምላኽ ነዞም ዋሕስ ሃገር ብርኮም ዘጽናዕካ 🙏🇪🇷🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @jonnigusu9200
    @jonnigusu9200 Рік тому +33

    "Live peacefully with your neighbors!" Thank you Mendelay jigna

  • @Ibrahimwedisaho
    @Ibrahimwedisaho Рік тому +9

    Kebri naka serawitna 🇪🇷☪️✝️🇪🇷
    Ayni abaykum ydefen 👑🇪🇷⛪🇪🇷🕌🇪🇷👑
    Xelaekum yetfae 🇪🇷🦁

  • @ruthandemeskel9222
    @ruthandemeskel9222 Рік тому +10

    ጅግና ምክልኻል ኤርትራና መዘና ኣልቦ
    ኣብ ኣእምሮ ጸላእትኻ ኢኻ ትነግስ ብኣቃልቦ
    ቀቲልካዮም ምስ'ኣሸቀልቶም ብድምጺ ኣልቦ
    🇪🇷ኣጻፊፋ ደምዲሙ ጉዕዙኡ
    🇪🇷ብዓጸፌታ ፈድዩ ሕኒኡ
    🇪🇷ደቂ ኤረይ ጻዕዳ መስደመም
    🇪🇷ኣርእስቲ ሂብኩማ ንዓለም

  • @sen-ayt7782
    @sen-ayt7782 Рік тому +13

    ኣኽ ዝኣመናዮም ክኽሕዱና ከለዉ እሞኻኣ ዲሕሪ ቡዙሕ ጻዕሪ ዓመት እዝኹሉ መስዋእቲ ከርትት ዝበለ ህዝብናኣ ክንደይ ክንቦሎ
    ኣመላኽ ይመስገን ዮሃናኣ ደቂ ኤረይ
    ክብርን 💕ዝኽሪ 🔥🔥🔥🌷🌷🌷ንስውኣትና 🇪🇷

  • @Meriamhuah1863
    @Meriamhuah1863 Рік тому +8

    ጀጋኑ ደቂ ጀጋኑ አንቃ ምቀኛና ትሕቲ ምድሪ ቀበርኩሞ ምነስያትና ዘጽነተ አዋሓት ገዝኩም አዩ አናበለ ኣትፌኤዮም አሉ ዝወላዐ ሐዊ አለና በልኩምዎ አንቃዓ አምላክ መሬትኩም ኣብሽኩም 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹

    • @eyobghebremeskel9873
      @eyobghebremeskel9873 Рік тому

      Geganu goball nay africa neza ekbkab nay shefatu zkonet hadamit gunta weyane etkan sirean aftihkum enkae bi awet nabta kidstin meretkumn lewah hzbikumn bi awet temeleskum

    • @nahommehari1288
      @nahommehari1288 Рік тому

      Kkkkkkk

  • @timmyturner6851
    @timmyturner6851 Рік тому +11

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ስራዊትራ ኩራ ደቅ ኤሬ

  • @samdes3979
    @samdes3979 Рік тому +8

    Thank you for this video. Viva eritrea.

  • @Selamtesfazghi234
    @Selamtesfazghi234 Рік тому +18

    ልልልልልልልልልልአስይ ጀግኑ ስብ ስረ ዓይኒ ፀላኢኩም ይደፈን 💯💯💯💯💯💯💯💯🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺💐💐💐💐💐❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏🏾🙏🏾🙏🏾

  • @tablezberhane9971
    @tablezberhane9971 Рік тому +7

    Inkai biselm afta selam Eritrea temeleskum deki erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯❤️❤️❤️🌹🌹🌹

  • @ed2821
    @ed2821 Рік тому +4

    Congratulations Eritrea, God is with us. Glory to our Armed Forces, bless you. Humble and kind people 🙏🇪🇷👌🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏👑👑👑👑🇪🇷😁👌

  • @senaittesfamariam183
    @senaittesfamariam183 Рік тому +14

    Thanks God for this peaceful day ❤️🙏👏welcome back home 🏡 DEKI ERI jeganu!💪⭐️🌍🌴🐪🕊🇪🇷🕊🇪🇷🕊🇪🇷😍

    • @eritreanunityworldwideeplf1
      @eritreanunityworldwideeplf1  Рік тому

      @@Danitesentertainment ጌረልኪ ኣሎኹ ሽኮሪና ኣጆኺ ዝኾነ ሓገዛ እንተሃልዩኪ ሕተቲ ክሕግዘኪየ

  • @الحياةاملالحياةامل-م9ز

    Alhamdulilah hafti ezom jeganu koyne ztefetarku💋💋💋💋🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪

  • @shishayzeru6547
    @shishayzeru6547 Рік тому +1

    ኣሰይይ ደቅ እረይ ማረይ ኣይን ኣባዩኩም ይደፈን ጘጋኑ ንበሩ ንዘላኣለም

  • @su3adkelifa563
    @su3adkelifa563 Рік тому +1

    ጀጋኑና እንኳዕ ብሰላም ተመለስኩሙልና ዕልልልልልልል 👍👍👍❤️❤️❤️👌👌👌

  • @weiniwelday9033
    @weiniwelday9033 Рік тому +3

    ብሰላም አተዉ ጀጋኑ ኣሰይ ማሻላ ምሉአ ሰላም ይግበረልና ፈጣሪ

  • @ghenetmedhane9515
    @ghenetmedhane9515 Рік тому +3

    ኣንታ ተመስገንንንን ዕልልልልልልል እዚ ጸዋር ዓቃል መንግስቲ ህዝቡ ሰራዊቱ ዕልልልልልልል 1991 ንናጽነት 2023 ንኽብሪ ልዑላዉነት ክልቲአን ዕለታት ሓንቲ: ዘልኣለማዊ ክብሪ ነዓኻ ንሰራዊትና ንህቢ መጣው መዓር ነጻጊ ሕንዚ🙏✊️🇪🇷💖::

  • @kibromkidane8158
    @kibromkidane8158 Рік тому +21

    ጀጋኑ ብዘይ ፈኸራ ፀላእቶም ቀቢሮም ዝመጹ ኣነስ እንቃዕ ኤሪትራዊ ኮንኩ

    • @temesgenabrha7250
      @temesgenabrha7250 Рік тому

      ተመስገንካ ንበሎ ንኣምላኽ ከምዚ ኢሎም ካብ ናይ ኩናት ሜዳ ብሰላም ምምጽኦም እምበር ትርፊ ቃላት ምዝራብ ትርጉም የብሉን ፡ዘይ ነንሕድሕዱ እዩ ተቓቲሉ ብከንቱ ደም መንእሰያት ፈሲሱ መጻወቲ ኣጋንቲ ኮይና ኣብ መራሕቲ ሓዲሩ ብፖሎቲካ ኣሳቢቡ ኣዋዲኡና፡ሕጂ ከኣ መዳኒአለም ይኣክል ይበለና ፡ንኹላህና ዘስተውዕል ኣእምሮ ይሃበና

  • @josephwilliams3743
    @josephwilliams3743 Рік тому +5

    Nay bhaki bravo 👏 🙌 👌 💪 Eritrea 🇪🇷 wi haw bert

  • @RhythmText11
    @RhythmText11 Рік тому +2

    Gigna hzbi Eritrea kulu gizi mekurei hzbun hagerun ayni telaeikum ydefen ❤

  • @haileletekidan6702
    @haileletekidan6702 Рік тому +3

    ሰላም ሰላም ደቂ ኤርይ ሰላምኩ ይብዛሕ
    እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
    እንኻዕ ብሰላም መጻኩም ህያበይ
    ዕድመን ጥዕናናን እልልልልልል
    🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @ahmedmusa9821
    @ahmedmusa9821 Рік тому +5

    Thank you

  • @sami9834
    @sami9834 Рік тому +12

    ሰራዊት ዝና እንድዩ መንእሰይ ወለዶ
    ተጻዋሪ ምዓት ከቢድ ዘይኸብዶ
    ብሓይሉ ንኽብሩ ፡ ኣውሓሲ መላሲ
    ሰራዊት ዝና እንድዩ ፡ኣድቂቑ ቆራሲ
    ከምዛ እሾኽ ዝወጸ ምስ ብልሑ
    ደም ዘጉስዖም ነቶም ዝምክሑ
    ከመንበሳ ጓዛሚ ገልዳሚ
    ሸጥ መዓንጣ ብድሎ ሃጃሚ 🇪🇷✊🏿
    Kibrin Mogosin n Jeganu Haylitatmikilikal #EDF 🐅

  • @romangemeal6521
    @romangemeal6521 Рік тому +1

    Ertrawent kubur menent 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️ kiebern mogesn ne jegna mekelkal hayletat Eritrea 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷

  • @asterkidane3093
    @asterkidane3093 Рік тому +4

    ከምታ አቦታትኩም ነፃነት ዘምጽኡ ንሰኩም ደማ ጀጋኑ ሕድርኩም ገጥ አቢልኩም ሒዝኩም ንኤርትራ ተካላኪምላ ሰውአትና ዳርጋ ዘይተሰውኡ ንአኩም ወሊዶም የቀንየልና ክብርን ሞገሰን ንአኩም ደቂ ኤረይ ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏

  • @sabawelday2623
    @sabawelday2623 Рік тому +1

    Temsgenka amlake aboy 🙏🙏🙏 enqae beselame temleskume deqi erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰❤️❤️🥰 Eritrea adey selamki yebzahe 🙏❤️🙏❤️🙏❤️💞💞💞❣️❣️❣️

  • @yamanii5653
    @yamanii5653 Рік тому +10

    ዳግማይ ተወሊዱ ኤሪትራዊ።
    ኣነስ ወላ እካ በዚ ዓወታት እንተተሓጎስኩ፡
    ኣብዚ ቀብሪ ወያነ ዘይምስታፈይ ፡
    ሕልናይ ከሱስኒ።
    ናይ ሓጎስን ናይ ጣዕሳን ንብዓት
    ነቢዐ።
    ዓወት ንሓሽ!!!!!!

    • @samanthalondon1485
      @samanthalondon1485 Рік тому +1

      It's normal to feel what you are feeling but you just have to take it easy on your self as long as you are with them in your heart and mind my brother 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @blueblueablueblue5904
      @blueblueablueblue5904 Рік тому

      አጆካ ወድ ኤሬ ብሕጂ ዝበዝሕ እማም አለና ወፍሪ ❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍

  • @elsamirach6565
    @elsamirach6565 Рік тому +2

    Deki Erey mearey edmen tienan yehabkum ♥️🇪🇷🥰🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @united4964
    @united4964 Рік тому +6

    I have my big brother and my best friend died in war with weyane. But when I see this video, I cried and said they have successfully done their mission. Alhamdililah rebilalemin

  • @ritaaabell9246
    @ritaaabell9246 Рік тому +4

    Welcome back home! I’m glad you made it home safe. Nay jigna jigna deki Erey!! I’m so proud to be Eritrean!!

  • @azmarino517
    @azmarino517 Рік тому

    እንኳዕ ፍጡርኩም ኮንኩ ህዝበይ እቲ መግለጺ ቃላት ዝብሃል ዝውሕደካ ጅግና ሰራዊት ኢካ እሞ እንኳዕ ብሰላም ዕማምካ ዛዘምካ ❤🇪🇷❤👈

  • @yordanosyemane1289
    @yordanosyemane1289 Рік тому +2

    Kbri mogesn jigna hayltat mklkal Eritrea Awet nihafash 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤

  • @maridebas1595
    @maridebas1595 Рік тому +1

    I love you my people my blood
    💪🏽🇪🇷🇪🇷👏🏽god bless you
    Thank you so much. because of you💪🏽💪🏽💪🏽❤❤❤❤

  • @yuel8254
    @yuel8254 Рік тому +2

    Hnkah. Bselam ab. HAGERKUM. Temeleskum
    Merakumn derakumn Yerhyena. Amen 🙏🏾🇪🇷🙏🏾🇪🇷🙏🏾🇪🇷🙏🏾

  • @biniamzerai9371
    @biniamzerai9371 Рік тому +1

    Long live the Eritrean Defense Force, the pride of the nation, Eritrea - our blood and soul! Welcome home! ብሳላ ጽንዓትኩምን ተወፋይነትኩምን ጀግንነትኩምን መዳርግቲ ዘየብሉ ቅያኹምን፡ ሃገር ኣውሒስኩም። መንከማኹም!!! ሰማእታትና ቅሰኑ። ስንኩላትና ተሓበኑ።

  • @hfharryful
    @hfharryful Рік тому +1

    Greetings from India 🇮🇳...love Eritrea...God Bless 🙌 Eritrea..

  • @ሳንካራ-ጘ6ከ
    @ሳንካራ-ጘ6ከ Рік тому +5

    ንወያነ አግራ ከሪቲሞማ ናብዛ ምጭውቲ ሃገሮም፡ክብርን ሞጎስን ንሰማታት ኤርትራ

  • @zebibkidane8084
    @zebibkidane8084 Рік тому

    ኣሰይ እልል እንቃዕ ሰላም ገበርካዮ ጾሎትና ትሰምዕ ኣምላኽ ተመስገን

  • @abrahaml4560
    @abrahaml4560 Рік тому +5

    WELL COME BACK OUR HEROES 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪🌿🌿

  • @fshktaameley4673
    @fshktaameley4673 Рік тому +1

    እግዚኣብሄር ባሪኽዋ እዩሞ ነዛ ዘውዲ እዚኣ ዝተንከያ ወይልኡ!! ቃል ሓርበኛ ኣቦና ወልደኣብ ወልደማርያም ፡፡

  • @ወiኒ
    @ወiኒ Рік тому +6

    It is a privilege to be Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🤩 I love my Eritrea!!!

    • @heruy8274
      @heruy8274 Рік тому

      No its a curse. You are refuge in a Western country for a reason.

  • @Yemsgen
    @Yemsgen Рік тому +2

    Egziabher amlak wetru yehalkum abaykum yehwatey enkae beslam temlskum ❤️❤️❤️❤️❤️❤️ nay hagos nebiatey mequxixaru siene

  • @meronberhe3317
    @meronberhe3317 Рік тому +2

    ክብርን ሞገስን ነቲ ድርብ ሓሞት ነቲ ኹሉ ምስንኻላት ሰጊሩ ንቅድሚት ዝምርሽ ዘሎ ጅግና ምክልኻል ሰራዊት ኤርትራ ጋና ኤርትራ ብደቃ እንዳታሓበነት ክትነብርያ ሓላላት ደቂ ኤረይ ኣይንዓሹ እዛ ሎሚ ኣፍና መሊእና ኤረይ ንብላ ዘለና ደም እዩ ተኸፊልላ እሞ ን ሃገርና ንጋኖት ኣሕሊፍና ኣይንሃብ ሓላላት ደቂ ሪመይ ጸላኢኹም ኪሎ በርበረ ዓይኑ ይእተዎ ይሒጉስኩምና ኢኹም እሞ ሓጎስ ይሃብኩም ደቂ ሓላል መሬት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @wediyemane655
    @wediyemane655 Рік тому +8

    ዋዉ🇪🇷ማሻላህ 🇪🇷❤👍🙏🖐

  • @samuelzeray8804
    @samuelzeray8804 Рік тому +2

    Shih gzie Hyaway aytemen tigraway

  • @freweiniasmelash4760
    @freweiniasmelash4760 Рік тому +8

    Tarik tedegmu 💪kemau iyu E.P.L.F Awet Nhafash Zelalmawi Zkiri Nswatna God bless my country and my beautiful people Amen 🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍⚘

  • @muzitgebre478
    @muzitgebre478 Рік тому +1

    ❤❤❤ idmekum idme Abrham Saran ykon 🙏

  • @dawiteliffe9027
    @dawiteliffe9027 Рік тому +8

    እግዚኣብሄር ይሰርህ በምስለ ወሰራዊተ ኤርትራ

  • @martagebremeskel1693
    @martagebremeskel1693 Рік тому +9

    እልልልልልልልልልልልል ጀጋኑ ደቅ እረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏✊❤❤❤❤❤✊✊✊✊💪💪💪💪😘😘😘😘

  • @almazhidromghebrekidan9202
    @almazhidromghebrekidan9202 Рік тому +1

    Elele ተመስገን ኣምላክ፡ ጀጋኑ ደቂ ሃገር ኣምላክ ምሳኩም።

  • @natsnetyohannes7584
    @natsnetyohannes7584 Рік тому +7

    Asey Asey jignau welcome back to our home elllllllllllllllll

  • @semaineshtewolde4360
    @semaineshtewolde4360 Рік тому +11

    ወሰደወ ወዲ ኢፌ በዓል ስረ ወሰደ ሐይልታት ምክልኽኻል ኤርትራ

  • @Sunshine-rf3wc
    @Sunshine-rf3wc Рік тому +2

    Elellllllllllelllllll🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
    Thank you so very much our heroes for your service, surfaces are priceless gifts!!!!
    I am so emotional and can't control my tears!!!!
    Thank God for making me to see this day!!!!!
    Congratulations to all Eritreans!!
    I am so proud to be part of this nation!!!🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
    Jegena Hezbi jegena serawit jegena Merahti!!❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️💓❤️

  • @akbirselye2730
    @akbirselye2730 Рік тому +7

    Enqai selam mexakum deqi eriy 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪

  • @garymichiele2453
    @garymichiele2453 Рік тому +7

    Eritrean pride!!! I’m so proud of EDF.

  • @hailzghitesfamariam445
    @hailzghitesfamariam445 Рік тому +3

    Absolutely you're right bro

  • @semirabiede9519
    @semirabiede9519 Рік тому +2

    Egziyabhir amlake Eritrean barki 🙏🙏🙏🙏

  • @zufanasmalash8012
    @zufanasmalash8012 Рік тому +1

    Thank you I am happy to see them proud and proud Eritrean 🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍💪💪💪💪🌹🌹🌹🌹🌹❤️❤️❤️

  • @hannasolomon959
    @hannasolomon959 Рік тому +1

    be happy to the Eritrea mums and dad's family brother and sister yes we bless by God's
    l am very happy to see that amazing things happen to us
    always Eritrea for Eritreans
    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💖💖💖👍👍👍

  • @ኹሉኸምፍቃድካይኹንጎይታየ

    ሃገረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
    ህዝበይ ❤️❤️❤️
    ክብሪ ንዓኻ ጅግና ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ✊️
    ሃገር ኣድሕንኩም ሂወትኩም ከፊልኩም
    ጸባ ኣስትኩሞ ህዝብኹም
    ቃላት የብልናን ንዓኹም ጀጋኑ ✊️

  • @blasattmesgan4100
    @blasattmesgan4100 Рік тому +2

    ኤርትራውነት, ክብር, መንነት 🇪🇷🇪🇷❤❤😍😍👌👌👍👍🌹🌹🌹👍

  • @tedrosmekonen4373
    @tedrosmekonen4373 Рік тому +1

    እንቃዕ ብሰላም ተመለሱ ኩቡር ሓይልታት ምክልካል ኤርትራ ዘልአለማዊ ክብርን ዝክርን ንስውአትና ዓወት ንሓፍሽ።

  • @yoditsahle2046
    @yoditsahle2046 Рік тому +1

    ጀጋኑ ደቂ ኤረይ ከምቲ ልሙድ ብዓወት ዛዚሙ ሐገርና ኤርትራ ብደቃ ኮሪዓ ክብርን ሞገስን ንሐይልታት ምክልኻሓል ሰራዊት ኤርትራ ።ኤርትራዉነት ክቡር መንነት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪

  • @هاوايجل
    @هاوايجل Рік тому +11

    حمدلله الف على السلامة حبابكم في ارضكم واهلكم منصورين

  • @awetnihafash9233
    @awetnihafash9233 Рік тому +2

    Eritrean hero's God bless you 🙏 Eritrea 🇪🇷 🙏 ❤️

  • @medhaniegebreeyesus8835
    @medhaniegebreeyesus8835 Рік тому +3

    ዘልኣለማዊ ዝክሪ ንስዋኣትና ደቂ ኤረይ ሓበን ሃገር🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪👍👍👍🙏🙏🙏

  • @alenalkieritrea3862
    @alenalkieritrea3862 Рік тому +5

    God bless Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @edkihaedkiha9640
    @edkihaedkiha9640 Рік тому +1

    God bless Eritrea and its people .
    United we stand divided we fall.

  • @senaitsenait5666
    @senaitsenait5666 Рік тому +2

    አሰይ ደቂ ሐላል መሬት ሉል ባሕሪ እንቋዕ ብሰላም አብቲአ ምጪውቲ ሃገርና መጻኩም
    🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷
    🇪🇷🌹❤️🌹🇪🇷❤️🌹❤️🇪🇷
    🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷

  • @helenormike8338
    @helenormike8338 Рік тому +2

    God bless you eritrea peace and blessings I am proud to be eritrean because of you heros

  • @saraasfa7825
    @saraasfa7825 Рік тому +3

    Egzabiher yimesgen 🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😘😘😘

  • @yordanostafla4557
    @yordanostafla4557 Рік тому +1

    Thank you, Abonaa Bereket Mengiisteeab. Iti kouloo zibeelkayoo Hakii Koyinouu.