ኣበሳሪ ብ ኣወል ስዒድ / ABESARI BY AWEL SAID

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 12 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 2,3 тис.

  • @jembereharere6385
    @jembereharere6385 Рік тому +54

    ጅግና ኣወል ስዒድ ንስኻ ልኪዕ ከምቲ ይከኣሎን ዋርሳይን መንደላይን ዘመዝገቡዎ ዓዋታት ልኪዕ ካብኡ ዘይንእስ ውዕሎ ኢኻ ውዒልካ ናይ ብሓቒ ጅግና ወዲ እረይ ኣጆኻ ኣብ ጎንካን ጎኒ ሰራዊትናን ጎኒ ማራሕትና ኢና ዘለና ስለዚ መርሽ ንቕድሚት ዓወት ናትካ ኢዩ !!!"

  • @ኤረይሀገረይሐበነይኢኪ

    ዋውዋው አወሎም አብ ሂወትካ ምሉእ ጥዕናን ሰላምን ይምነየልካ አምላክ ሀገርናን ህዝብናን ሰራዊትናን ክቡር መራሒና ወዲ ርፎም ይባርክ

  • @trussom647
    @trussom647 Рік тому +71

    ንዘላኣለም ወይሉኡ ነዛ ዘውዲ እዚኣ ዝትንክፍ ዘላኣለማዊ ዝኽሪ ንስዋኣት ዓወት ንሓፋሽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️✝️✝️✝️💟☪️☪️☪️

  • @ahmedabdurrezak9702
    @ahmedabdurrezak9702 Рік тому +17

    Awel, words fail to express my feelings towards your presentation of today. You created an atmosphere of brotherhood among true Eritreans. May Allah guard you and all Eritreans from our enemies.

  • @rozinaghebreabr7702
    @rozinaghebreabr7702 Рік тому +9

    I’m proud to be Eritrean 🇪🇷👏🏾
    ኣምላኽ 🙏🏾ኤርትራን ሕዝብን ሰራዊታን መንግስታን ይባርኽ።
    ክብርን ሞጎስን ንስውኣትና💪🏾🇪🇷

  • @SeMhar---ASM
    @SeMhar---ASM Рік тому +47

    መርሓባእ 🤗🤗 ደሃይካ ኣይትሓባእ ኣወሊኖ : ሰንዶም ደአ ነዞም ክርዳድ ሃገር : : proud to be Eritrean 🇪🇷♥️🇪🇷

  • @elaridebesai671
    @elaridebesai671 Рік тому +56

    በሎም ግበረሎም ኣስመዓኒስከ ጂግና ወዲ ኤረይ ኣወል ሰዒድ ዛዚምካዮ
    🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐💐💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷
    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @mahmudali7181
      @mahmudali7181 Рік тому +2

      @@Danitesentertainment ajoka

    • @abelsherifo7859
      @abelsherifo7859 Рік тому

      @@Danitesentertainment taye eki hiskelna ketmexi mewde aleki du temherti semitawi aleki du melsley mo tay kem degbrlki kengerki

  • @hannaberhane2904
    @hannaberhane2904 Рік тому +87

    I have no word to describe i will say just I'm proud to be Eritrea God 🇪🇷❤ bless my beautiful ♥ country ♥ ❤ 🙏 💙 Awelino jigna keep up long life to our beloved wedi afa

  • @abelnegasi1828
    @abelnegasi1828 Рік тому +11

    Thank you, Awel Seid. You put it exactly the way it's, I'm so proud of you.

  • @anesemnetabotateyg1816
    @anesemnetabotateyg1816 Рік тому +4

    You are an extraordinary person. U you tell great stories with an amazing voice. Proud of you ወዲ ኤረይ. 👏👏👏👏👏💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷Proud to be Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @teklitmahari5061
    @teklitmahari5061 Рік тому +33

    ወትሩ ህዝባዊ ግንብባር ዘለልኣላማዊ ዝክርን ክብርን ኒሰማታት ኣወት ኒሓፋሽ❤️🇪🇷❤️🌹👍

  • @Josephsol55
    @Josephsol55 Рік тому +75

    Awel seid is not an ordinary artist he is extraordinary! I have no words to describe him. He say exactly what every Eritrean wants to say. What a man ! ❤❤❤

  • @Saba-bv7xb
    @Saba-bv7xb Рік тому +71

    Awel you are very talented and creative. I am so proud 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪❤❤❤❤❤

  • @naduabaaba9585
    @naduabaaba9585 Рік тому +2

    Wawwww aweli wedi eri ambesaye dongikana endka embah bel wedi eri 🌺🥰❤🇪🇷🕌💘⛪🇪🇷❤🥰🌺💝💝💝💝👍👍👍👍💪💪💪💪

  • @sinatekle7846
    @sinatekle7846 Рік тому +4

    ዓዱ ዝፈቱ ኩቡር እዩ።ዋላ ጅግና አይትኹን ንጀጋኑ ክብሪ ሃብ።ከዳዕ ክውለድ የብሉን።ስለዚ አወል ሲዒድ ወዲ ሐላል መሬት ተባረኽ ንበረልና ጥራሕ እየ ዝብል አምላኽ ይኣክለኩም ይበለና።

  • @tsep5647
    @tsep5647 Рік тому +45

    Thank you , for providing us an outstanding poem about our storical victory , against all the attacks of Eritrea's Enemies . AWET NEHAFASH AND HGDEF ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷👍

  • @eri_ayt
    @eri_ayt Рік тому +19

    The amazing Awel, thanks God you are WEDI ADEY, WEDI HAGEREY, WEDI EREY 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
    Eritrea for Eritreans 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
    Eritrea has prevailed 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @varfay771
    @varfay771 Рік тому +203

    Awel isn't an ordinary artist he's extremely extraordinary I have no words to describe him we love you ❤️ Eritrea

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 Рік тому +3

      mmmm @Ali bin Ali ዝኸበርካ ዓሊ ቢን ዓሊ፡
      እዚኣ ናትካ ቀንዲ መልሲ እያ። ናተይ ብድሕሪኣ ትስዕብ። "እቲ ኣስላማይ ግን ዓረበኛ ሃገራዊት ኮይና ኣይኮይና ካብ ምምሃራ ዓዲ ኣይወዕልን እዩ ምኽንያቱ ነቲ ቁዱስ መጽሔፉን ከቡር ቃል ነቢዮን ብዓረብ ስለ ዝኾነ።"
      ክቡር ሓው ፡ ዝሃብካዮ መልሲ የቐንየለይ። እዚ ኮይኑ ትሕዝቶ መልስካ ኣብ ሃይማኖት ዙርያ እዩ ዝምርኮስ።
      ነዚ ንምግላጽ መሰልካ እዩ። ኣብዚ ክፍለጥ ዘለዎ ፡ ኤርትራ መሰረታ ኣብ ሃይማኖት ኣይኮነን። ኤርትራ ናይ ዝኾነ ሃይማኖት ኣይኮነትን። ኤርትራ ናይ ኤርትራውያን ዝበሃሉ ህዝቢ ፡ ከምዚ ዝገለጽካዮ ናይ ብዙሓት ብሄራት እያ።
      ንኣብነት ንበል ፡ ሓደ ኣባል ብሄረ ኩናማ ወይ ብሌን ወይ ዓፈር መግለጺኦም ሃይማኖት ዘይኮነ እንታይ ደኣ ብሄሮም እዩ። ስለዚ ፡ በቲ ናይ ብሄሮም ባህሊ ፣ መንነት ቋንቋ ወዘተ እዩ ዝግለጽ። ሃይማኖት ናይ ብሕትኻ እዩ ፡ ኣብ ገዛኻ ወይ መስጊድካ ወይ ቤትኽስያንካ ብሕጊ ቀኖና ድላይካ ግበሮ።
      ቁርኣንካ መጽሓፍ ቁዱስካ ብዓረብ ኣንብቦ ብፋርሲ ወይ ብግእዝ ወይ ብላቲን ፡ ንመንግስቲ ኣይምልከትን እዩ። ብሰንኪ ሃይማኖት ዝኾነ ሓደ ቋንቋ ብእምነት ኣሳቢብካ ፡ ብሕጊ ናብ ሓንቲ ጓል ኩናማ ወይ ናብ ሓደ ወዲ ብሌን ወይ ንጓል ዓፈር ክትጽዕኖ ፡ ኣነ ወይ ንስኻ ሕጋዊ መሰል የብልናን። በዚ ኤርትራ ብሰላምን ርግኣትን ክትቅጽል ትኽእል እያ። ካብዚ ወጻኢ ሃገረ ኤርትራ ኣብ ሃይማኖት ተመስሪታ ቀጻልነት የብላን። ሃይማኖት ካብ ገዛኻ ወጺኡ ኣብ መንግስቲ ኣትዩ ከማሓድር ምስ ዝፍትን ከም ዕጫ ናይ ሶማል ፣ ሊብያ ፣ የመን ፣ ኣፍጋኒስታን ፣ ኢራን ፣ ኣልጀርያ ፣ ዒራቕ ፣ ናጀርያ ፣ ማሊ ፣ ፓኪስታን ፣ ሶርያ ወዘተ ኣቲኻ ፡ ካብ ዘይውዳእ ነውጽን ዕግርግርን ኣይትወጽእን ኢኻ።
      ኣብ ኤርትራ ቋንቋታት ትግረ ትግርኛ 85% ናይ ህዝቢ ኤርትራ የጠቓልል። ኣብ ትምህርቲ ከኣ እንግሊዝኛ ቀንዲ ናይ ሳይንስን መራኽብን ቋንቋ እዩ። መንነቱ ክብሩ ቋንቋታቱ ዝነዓቐን ዝፈንፈነን ከመይ ኣቢሉ እዩ እትረብሕ ሃገር ክምስርት ዝኽእል፧ ህዝቢ ኤርትራ ሃይማኖትን ፖለቲካን ፈላልዩ ክርእዮ ኣለዎ። ኤርትራ ከም በዓል ስዑድያ ፣ ሱዳን ፣ ፓኪስታን ወዘተ ኣይኮነትን። ህዝቢ ኤርትራ ንባዕዳዊ ቋንቋታት ኣምሓርኛ ፣ ጣልያንኛ ወይ ዓረብኛ ኵወርስ ኣይተጋደለን። ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ሓንቲ ሃገር ክነብር ወይ መንነቱ ከኽብር ኣለዎ ወይ ኣብ ሓንቲ ኤርትራ ብሓባር ክነብር ኣይክእልን እዩ። ብናይ ለቓሕ ባዕዳዊ መንነት እትምስረት ሓንቲ ሃገር የላን። እንተዘይኮይኑ ፡ ኣብ ክልተ ወይ ሰልሰተ ሃገር ተመቓቒላ ክተርፍ እያ።

    • @eyueltekelu
      @eyueltekelu Рік тому +2

      Wawww enqa bdhan mexaka edmen tenann yhabka aweley enqa kabakum teweledku

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 Рік тому

      .... @Ali bin Ali ዝኸበርካ ዓሊ ቢን ዓሊ፡ እዚኣ ናትካ ቀንዲ መልሲ እያ። ናተይ ብድሕሪኣ ትስዕብ። " ... እቲ ኣስላማይ ግን ዓረበኛ ሃገራዊት ኮይና ኣይኮይና ካብ ምምሃራ ዓዲ ኣይወዕልን እዩ ምኽንያቱ ነቲ ቁዱስ መጽሔፉን ከቡር ቃል ነቢዮን ብዓረብ ስለ ዝኾነ።" ክቡር ሓው ፡ ዝሃብካዮ መልሲ የቐንየለይ። እዚ ኮይኑ ትሕዝቶ መልስካ ኣብ ሃይማኖት ዙርያ እዩ ዝምርኮስ። ነዚ ንምግላጽ መሰልካ እዩ። ኣብዚ ክፍለጥ ዘለዎ ፡ ኤርትራ መሰረታ ኣብ ሃይማኖት ኣይኮነን። ኤርትራ ናይ ዝኾነ ሃይማኖት ኣይኮነትን። ኤርትራ ናይ ኤርትራውያን ዝበሃሉ ህዝቢ ፡ ከምዚ ዝገለጽካዮ ናይ ብዙሓት ብሄራት እያ። ንኣብነት ንበል ፡ ሓደ ኣባል ብሄረ ኩናማ ወይ ብሌን ወይ ዓፈር መግለጺኦም ሃይማኖት ዘይኮነ እንታይ ደኣ ብሄሮም እዩ። ስለዚ ፡ በቲ ናይ ብሄሮም ባህሊ ፣ መንነት ቋንቋ ወዘተ እዩ ዝግለጽ። ሃይማኖት ናይ ብሕትኻ እዩ ፡ ኣብ ገዛኻ ወይ መስጊድካ ወይ ቤትኽስያንካ ብሕጊ ቀኖና ድላይካ ግበሮ። ቁርኣንካ መጽሓፍ ቁዱስካ ብዓረብ ኣንብቦ ብፋርሲ ወይ ብግእዝ ወይ ብላቲን ፡ ንመንግስቲ ኣይምልከትን እዩ። ብሰንኪ ሃይማኖት ዝኾነ ሓደ ቋንቋ ብእምነት ኣሳቢብካ ፡ ብሕጊ ናብ ሓንቲ ጓል ኩናማ ወይ ናብ ሓደ ወዲ ብሌን ወይ ንጓል ዓፈር ክትጽዕኖ ፡ ኣነ ወይ ንስኻ ሕጋዊ መሰል የብልናን። በዚ ኤርትራ ብሰላምን ርግኣትን ክትቅጽል ትኽእል እያ። ካብዚ ወጻኢ ሃገረ ኤርትራ ኣብ ሃይማኖት ተመስሪታ ቀጻልነት የብላን። ሃይማኖት ካብ ገዛኻ ወጺኡ ኣብ መንግስቲ ኣትዩ ከማሓድር ምስ ዝፍትን ከም ዕጫ ናይ ሶማል ፣ ሊብያ ፣ የመን ፣ ኣፍጋኒስታን ፣ ኢራን ፣ ኣልጀርያ ፣ ዒራቕ ፣ ናጀርያ ፣ ማሊ ፣ ፓኪስታን ፣ ሶርያ ወዘተ ኣቲኻ ፡ ካብ ዘይውዳእ ነውጽን ዕግርግርን ኣይትወጽእን ኢኻ። ኣብ ኤርትራ ቋንቋታት ትግረ ትግርኛ 85% ናይ ህዝቢ ኤርትራ የጠቓልል። ኣብ ትምህርቲ ከኣ እንግሊዝኛ ቀንዲ ናይ ሳይንስን መራኽብን ቋንቋ እዩ። መንነቱ ክብሩ ቋንቋታቱ ዝነዓቐን ዝፈንፈነን ከመይ ኣቢሉ እዩ እትረብሕ ሃገር ክምስርት ዝኽእል፧ ህዝቢ ኤርትራ ሃይማኖትን ፖለቲካን ፈላልዩ ክርእዮ ኣለዎ። ኤርትራ ከም በዓል ስዑድያ ፣ ሱዳን ፣ ፓኪስታን ወዘተ ኣይኮነትን። ህዝቢ ኤርትራ ንባዕዳዊ ቋንቋታት ኣምሓርኛ ፣ ጣልያንኛ ወይ ዓረብኛ ኵወርስ ኣይተጋደለን። ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ሓንቲ ሃገር ክነብር ወይ መንነቱ ከኽብር ኣለዎ ወይ ኣብ ሓንቲ ኤርትራ ብሓባር ክነብር ኣይክእልን እዩ። ብናይ ለቓሕ ባዕዳዊ መንነት እትምስረት ሓንቲ ሃገር የላን። እንተዘይኮይኑ ፡ ኣብ ክልተ ወይ ሰልሰተ ሃገር ተመቓቒላ ክተርፍ እያ።

  • @regatzeray9547
    @regatzeray9547 Рік тому +4

    🇪🇷 ሰራዊትና ስዒሩ መጽአሎ!!💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷ኽብሪ ንሰማእታትና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ዓወት ንሐፋሽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @danielm402
    @danielm402 Рік тому +50

    I'm proud to be Eritrawi ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🌍

  • @mariamdearit7665
    @mariamdearit7665 Рік тому +22

    ኣወለይ ጅግና፡ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሓይልታት ምክልኻል፡ ተደቢረ እግርኹም ይስዕም ኣለኹ፡ ዕድመ ንመንግስትና፡ ህግደፍ ንዘልኣለም፡ ዓወት ንሓፋሽ

  • @genettekeste3951
    @genettekeste3951 Рік тому +22

    ጂግና አወል ሲዒድ መግለጺ ሲኢነልካ ዕድመን ጥናን ይህቢኩም ሚስ ጀጋኑና ዓይኒ አባይኩም ድፍን ይበል።
    🙏🙏🙏♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @eritreabest4834
    @eritreabest4834 Рік тому +26

    Awelino ambesa Ambesa thanks I hope if we can hear your voice every month, your voice and your thoughts gives us energy and motivation because we love so much our country eritrea 🇪🇷, specifically who lives out side eritrea including me many challenges social media so when you gives information and truthful thoughts about our country gives us a big hope so thanks bro ❤️, and I want say thanks and big respect eritrean hero's leaders and soldiers peace ✌️ ❤️ to our country eritrea 🇪🇷.

  • @genetgenet669
    @genetgenet669 Рік тому +39

    ❤❤️❤️
    ❤️🇪🇷❤️
    ❤️❤️❤️
    I'm very proud to be Eritrean!!

  • @ayubahmed6414
    @ayubahmed6414 Рік тому +14

    Awel is an extraordinarily talented guy I have no words to say except to say I’m very proud of you !!!!!

  • @wt7061
    @wt7061 Рік тому +28

    በሉ ይሕዋት ጀጋኑና ጅግንነቶም ኣርኦምና ንሕና ኸ ሀየ ንምህናጽ ሀገርና መዓንጣና ሸጥ ኣጆኹም ኣጆና ዓዓቅምና ንግበር ኣይንዛነ እዩ ደሎ ሰዓቱ ኣወሊኖ
    ንኺድ ጥራይ ብርሃን እዩ ቅድሜና። 🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷

  • @galere1670
    @galere1670 Рік тому +22

    ሰራዊትና ሲዒሩ መጺኡ አሎ 💪🙏ዓወት ንሐፋሽ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @eyobhabtom8285
    @eyobhabtom8285 Рік тому +20

    ተጋሩ ጓሓፍት ምሳኩም ኣከለ ሰላም የለን ሕውነት የለን ኣከለ ኣውል ሲዒድ miss u

  • @kokobkubrom4304
    @kokobkubrom4304 Рік тому +1

    መጸ ስሚ ትግራይ ትግርኛ ሓደ ባህሊ
    መጸ ስሚ ሕውሓት መታለሊ
    መጸ ስሚ ኣንጻር ታሪኽ ኣጸላሚ
    መጸ ስሚ ጸላኢ ኤሪ ቃላት ኣቃማሚ
    ወል ስዒድ ኣባዳህሪ ዓወት ደጋሚ

  • @helenormike8338
    @helenormike8338 Рік тому +6

    I am proud to be eritrean God bless you good job amazing peace to all eritreans more blessings to all heros. ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @yosephmichael3165
    @yosephmichael3165 Рік тому +56

    ክላ ቡእነት ኣወል ኣደ ውሊዳ ትምከን ሐየት መግለጺ ይብለይን ብኣኻ❤

  • @asmeromghebrezgaabher1290
    @asmeromghebrezgaabher1290 Рік тому +21

    መርሓብ ኣወል እምኩዓ ብሰላም መጻካ ክንጽበየካ ኢና ጸኒሕና እምኩዓ ብሰላም መጻካ ቀጽሎ ሃንቀው ኢልና ኢና ንጽበየካ ሓበን ኩርዓት ድማ ይስማዓኒ ሓውና ምካንካድማ ንሕጎስ በርትዕ፡

  • @elsatesfa8519
    @elsatesfa8519 Рік тому +33

    አወል ጅግና💪 እንኳዕ ብድሐን መጻኻ 🇪🇷🇪🇷👍👍

  • @anbessa91
    @anbessa91 Рік тому +16

    እንቃዕ ኣብጸሓና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣወል ጀግና🇪🇷🎉

  • @barud7769
    @barud7769 Рік тому +7

    proud to be your brother and proud to be an ERITREAN . Long life to you bro keep it on .

  • @saraestifanos5044
    @saraestifanos5044 Рік тому +81

    እንቃዕ ብዳሐን መጻእካ አወል ልብና መቅሰን። ዕ ዲመን ጥዕናን ይሀብካ ሐየት ወዲ ሐላል መረት። 🇪🇷❤️🙏🏾🇪🇷❤️🙏🏾🇪🇷❤️🙏🏾

    • @jimihd4379
      @jimihd4379 Рік тому +2

      Woooooooow ብጣዕሚ ዘኹርዕ ጅግንነት አዩ
      ኩራዕ ኤርትራዊ 👉🇪🇷👈

  • @ami_su
    @ami_su Рік тому +44

    አወለይ እንኻዕ ሓጎሰና ኤሬና አኹሪዕናያ ብደምና,ብቀለምና, የውሃና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤

  • @weinidesta4221
    @weinidesta4221 Рік тому +253

    ወሰደ ኣወል በዓል ስረ።ጅግና ሰራዊት ኤርትራ።ክብርን ሞጎስን ንስውኣትና ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @meseretfufa5190
    @meseretfufa5190 Рік тому

    I'm proud to be Eritrean Awelley keber nberely hawaey natey

  • @yohannesgmeskel401
    @yohannesgmeskel401 Рік тому +21

    Proud To Be An Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
    ዓወት ንሓፋሽ 💪🏽🇪🇷💪🏽

    • @teksteaskalu1197
      @teksteaskalu1197 Рік тому

      Wawwwwww🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @eri100eritrawit9
    @eri100eritrawit9 Рік тому +120

    Proud to be Eritrean now,always and forever. God bless this beautiful country and her kids ❤❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 Рік тому

      ዝኸበርካ ዓሊ ቢን ዓሊ፡
      እዚኣ ናትካ ቀንዲ መልሲ እያ። ናተይ ብድሕሪኣ ትስዕብ። "እቲ ኣስላማይ ግን ዓረበኛ ሃገራዊት ኮይና ኣይኮይና ካብ ምምሃራ ዓዲ ኣይወዕልን እዩ ምኽንያቱ ነቲ ቁዱስ መጽሔፉን ከቡር ቃል ነቢዮን ብዓረብ ስለ ዝኾነ።"
      ክቡር ሓው ፡ ዝሃብካዮ መልሲ የቐንየለይ። እዚ ኮይኑ ትሕዝቶ መልስካ ኣብ ሃይማኖት ዙርያ እዩ ዝምርኮስ።
      ነዚ ንምግላጽ መሰልካ እዩ። ኣብዚ ክፍለጥ ዘለዎ ፡ ኤርትራ መሰረታ ኣብ ሃይማኖት ኣይኮነን። ኤርትራ ናይ ዝኾነ ሃይማኖት ኣይኮነትን። ኤርትራ ናይ ኤርትራውያን ዝበሃሉ ህዝቢ ፡ ከምዚ ዝገለጽካዮ ናይ ብዙሓት ብሄራት እያ።
      ንኣብነት ንበል ፡ ሓደ ኣባል ብሄረ ኩናማ ወይ ብሌን ወይ ዓፈር መግለጺኦም ሃይማኖት ዘይኮነ እንታይ ደኣ ብሄሮም እዩ። ስለዚ ፡ በቲ ናይ ብሄሮም ባህሊ ፣ መንነት ቋንቋ ወዘተ እዩ ዝግለጽ። ሃይማኖት ናይ ብሕትኻ እዩ ፡ ኣብ ገዛኻ ወይ መስጊድካ ወይ ቤትኽስያንካ ብሕጊ ቀኖና ድላይካ ግበሮ።
      ቁርኣንካ መጽሓፍ ቁዱስካ ብዓረብ ኣንብቦ ብፋርሲ ወይ ብግእዝ ወይ ብላቲን ፡ ንመንግስቲ ኣይምልከትን እዩ። ብሰንኪ ሃይማኖት ዝኾነ ሓደ ቋንቋ ብእምነት ኣሳቢብካ ፡ ብሕጊ ናብ ሓንቲ ጓል ኩናማ ወይ ናብ ሓደ ወዲ ብሌን ወይ ንጓል ዓፈር ክትጽዕኖ ፡ ኣነ ወይ ንስኻ ሕጋዊ መሰል የብልናን። በዚ ኤርትራ ብሰላምን ርግኣትን ክትቅጽል ትኽእል እያ። ካብዚ ወጻኢ ሃገረ ኤርትራ ኣብ ሃይማኖት ተመስሪታ ቀጻልነት የብላን። ሃይማኖት ካብ ገዛኻ ወጺኡ ኣብ መንግስቲ ኣትዩ ከማሓድር ምስ ዝፍትን ከም ዕጫ ናይ ሶማል ፣ ሊብያ ፣ የመን ፣ ኣፍጋኒስታን ፣ ኢራን ፣ ኣልጀርያ ፣ ዒራቕ ፣ ናጀርያ ፣ ማሊ ፣ ፓኪስታን ፣ ሶርያ ወዘተ ኣቲኻ ፡ ካብ ዘይውዳእ ነውጽን ዕግርግርን ኣይትወጽእን ኢኻ።
      ኣብ ኤርትራ ቋንቋታት ትግረ ትግርኛ 85% ናይ ህዝቢ ኤርትራ የጠቓልል። ኣብ ትምህርቲ ከኣ እንግሊዝኛ ቀንዲ ናይ ሳይንስን መራኽብን ቋንቋ እዩ። መንነቱ ክብሩ ቋንቋታቱ ዝነዓቐን ዝፈንፈነን ከመይ ኣቢሉ እዩ እትረብሕ ሃገር ክምስርት ዝኽእል፧ ህዝቢ ኤርትራ ሃይማኖትን ፖለቲካን ፈላልዩ ክርእዮ ኣለዎ። ኤርትራ ከም በዓል ስዑድያ ፣ ሱዳን ፣ ፓኪስታን ወዘተ ኣይኮነትን። ህዝቢ ኤርትራ ንባዕዳዊ ቋንቋታት ኣምሓርኛ ፣ ጣልያንኛ ወይ ዓረብኛ ኵወርስ ኣይተጋደለን። ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ሓንቲ ሃገር ክነብር ወይ መንነቱ ከኽብር ኣለዎ ወይ ኣብ ሓንቲ ኤርትራ ብሓባር ክነብር ኣይክእልን እዩ። ብናይ ለቓሕ ባዕዳዊ መንነት እትምስረት ሓንቲ ሃገር የላን። እንተዘይኮይኑ ፡ ኣብ ክልተ ወይ ሰልሰተ ሃገር ተመቓቒላ ክተርፍ እያ።

    • @legstgebrmiram1588
      @legstgebrmiram1588 Рік тому

      😊😊Üü😊ü😊üü😊üü😊😊😊ü😊😊😊😊~😊😊😊😊

  • @ed2821
    @ed2821 Рік тому +37

    We miss you our hero, welcome voice of Eritrea dear Awel, and I 🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🕌⛪️🙏🇪🇷❤️❤️

  • @salehabdu9319
    @salehabdu9319 Рік тому +126

    Aweley missed you well done.To be Eritrean is dignity 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷…

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 Рік тому

      >>>>>>ተኸታተልቲ Hidmona ክፈልጥዎ ዝግባእ።
      እዚ ዶክተር ኢብራሂምን መሰልቱ ልሂቃን ኣዝዩ ውሱን ፖለቲካዊ ኣጀንዳ ጥራይ እዩ ዘለዎም። እዞም ከምዚኣቶም ንዝሓለፈ 40 ዓመታት ነዚ ጸቢብ ሕልምታቶም ከተግብሩ ዘይፈሓርዎ ጕድጓድን ዘይፈንቀልዎ ሽርሕን ኣይነበረን። ነዚ ሕልምታቶም ከተግብሩ ናብ ጥሩፋትን ሃብታማትን ሃገራት ዓረብ ክንደይ ዞኽዞክኽ ኢሎም እዮም። ቅድሚ ሰብ ናብ ስርዓት ኢትዮጵያ ወያነ ናብ መቐለን ኣዲስን ፣ ናብ ሰንዓ ፎረም ዝበሃላ ናብ በዓል እስላማዊትን ዓረባዊትን ሱዳን የመን ተማላሊሶም ፡ ክንደይ ገንዘብን ንብረትን ተዋሂቦም።
      ካብቲ ዘገርም ኣብዚ ኩሉ ልዕሊ 40 ዓመታት ዘሀውተትዎ ሰንፈላል ጉዕዞ ፡ ይትረፍ ንኤርትራ ክቕይሩ ፡ ነቶም ንውክሎም ኢና ዝብልዎም ኣስላም ናይ ኤርትራ ኣብ ሓደ ኣምጺኦም ፡ ሓንቲ እትረብሕ ውድብ ብስም ኣስላም ክምስርቱ ኣይከሉን። ሎሚ ዶክተር ሲራጅን መሰልቱን ሓንቲ ውሑዳት ኣብ ዙርያ ሃይማኖት ኣስላም እተጠርነፈት ፣ ብዙሕ ሰዓቢ ዘይብላ ጉጅለ ወይ ማህበር ናይ ዑቕብ እትመስል ፡ ንሽሙ ኣላትና ይብሉ።
      እዚ ኩሉ ከንቱ ሕልምታቶም ንኤርትራን ህዝባን ብግቡእ ስለዘይፈልጥዎ እዩ። በቲ ናቶም ኣዝዩ ድሑርን ቀቢላውን ኣተሓሳስባ ንኤርትራ ልክዕ ከም ሱዳን ወይ ስዑዲ ዓረብ ፣ ብዓይኒ እስላማዊ ሃይማኖት ጥራይ እዮም ዝርእይዋ። እዚ ከኣ ኣብ ጀብሃን ቅያዳ ኣል ዓማን ተፈቲኑ ቀደም ዝፈሸለ እዩ።
      እዚ ኩሉ ሕልምታቶም ከንቱ ኮይኑ ስለ ዝፈሸለ ፡ ቀደም ውን ዝነበረ ሎሚ ሓዲሽ ታክቲክ ያኢ ተባሂሉ ፡ ሒዘምዎ ዘለዎ ኣብ ውሽጢ ብሄረ ትግርኛ ንሳቶም "ክርስትያን ከበሳ" ዝብልዎ ሰሊዅካ ኣቲኻ ፡ ከፋፋሊ መርዛም ፖሮፓጋንዳ ምፍናው እዩ። ነዚ ንምትግባር ኣቐዲሞም ሓለይቲ ናይ ኣውራጃ ኣከለጉዛይ መሲሎም ቀሪቦም ፡ ንሓማሴን ኣብ ምጽላም ኔሩ። ደሓር ውን ቀጺሎም ነቶም ሰራየ እዮም ዝብልዎም ኣብ ምንጻል ከቢድ ናይ ጸለመ ዘመተ ኣካይዶም። ድሕሪ እዚ ውግእ ናይ ኢትዮጵያ ድማ ሎሚ ሓለይቲ ናይ ሓማሴን ተመሲሎም ፡ ኣብ ኣንጻር ኣውራጃታት ሰራየን ኣከለጉዛይን ሓደገኛ መርዝታት ይነዝሑ ኣለዉ።
      ኣብዚ ኩሉ ሰብ ክፈልጦ ዘለዎ ፡ ኩሉ ሃይማኖታውን ዓረባዊ ኣጀዳታቶም ብዓይኒ መንእሰያት ኤርትራ ተቃባልነት ስኢኑ ስለ ዝፈሸለ ፡ ናይ ብድሕረይ ሳዕሪ ኣይብቆል ፡ ዘመተ ዓይኒ የብለይ ስኒ የብለይ ፡ ዝኾነ ፡ ንኹሉ ለካሚ ናይ ቀቢጸ ተስፋ ፕሮፓጋንዳዊ ስጕምቲ ይወስዱ ምሃላዎም ፡ ኩሉ ሰብ ክፈልጥ ይግባእ። እቲ ምኽኒያት ንልዕሊ ኣርብዓ ዓመት ሃውቲቶም ፣ ኮብሊሎም ፣ ዓጢቖም ፣ ብዙሕ ሃተፍተፍ ኢሎም ሓንቲ እኳ ንስም ፍረ ናይ ማሕበር ኣየፍረዩን ፡ ነቲ ናትና ዝብልዎም "ኣስላም ናይ ኤርትራ" ውን ዋላ ኣብ ሱዳን ከይተረፈ ክጸልዉዎ ወይ ክዉድብዎ ኣይበቅዑን።
      ስለዚ ፡ መንእሰያት ኤርትራ በዚ ከንቱ ናይ በዓል ኢብራሂም ሲራጅን መሰለቱን ናይ ዓይኒ የብለይ ስኒ የብለይ ዓዶኽዶኽ ፡ ከም ናይ ጥርሑ ፊስቶ ገረውረው ስለዝኾነ ብዙሕ ግዜ ኣይተጥፍኡሎም።

  • @qrstfdsa4606
    @qrstfdsa4606 Рік тому

    WELCOME BACK AWEL GIGNA💪
    GOD BLESS ERITREA 🇪🇷 💞
    ZELALEMAWI ZEKRI NE SEMAETATNA
    AWET NE HAFASH 💪WEDKET NE WEYANE FESHEFASH.

  • @fevenberhane83
    @fevenberhane83 Рік тому +3

    Wow Awelino I have no words u are Genius I'm so proud to be Eritrean ❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷🙏

  • @Ibrahimwedisaho
    @Ibrahimwedisaho Рік тому +62

    I am proud of you my love brother
    👍🇪🇷☪️💐✝️🇪🇷👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹

  • @shiroshiro4920
    @shiroshiro4920 Рік тому +45

    I missed my brother so Koop up 🇪🇷🇪🇷 proud to Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏

  • @fn7619
    @fn7619 Рік тому +9

    አወለይ አበሳሪ ጥዑም ወረ እንቋዕ አብዚ አብቀዓና ሰማእታትና አብ ዘለዉዎ ይቅሰኑ ክብርን ሞጎስን ንመንግስትን ህዝብን ሐይልታት ምክልካልን።🙏🙏🙏🙏💘💘💘🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Eritreaforever64
    @Eritreaforever64 Рік тому +2

    Awel Said you are exceptional. I am speechless 😶 proud proud Eritrean🇪🇷❤️🇪🇷

  • @papihadgu6224
    @papihadgu6224 Рік тому +9

    Proud to be Eritrean ❤️❤️❤️🫶🇪🇷🫶✌🏻👍🙏Thanks Awel 👏👏👏💪keep up !!!!!!!

  • @asliegtasleep998
    @asliegtasleep998 Рік тому +12

    Wellcome bro Bravo Kexilo Bertieee kabaka buzuh Ena nimehar Zelena Thanks bro Aweley jigna Wedi jeganu 🇪🇷🙏🇪🇷🙏🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷::''

  • @kiflaitesfai8538
    @kiflaitesfai8538 Рік тому +7

    Thank you, Awel jigna Wedi jeganu 🌴 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🌴

  • @samialmaestro7154
    @samialmaestro7154 Рік тому +26

    You're teaching all the truth 🙌 💯 our country is proud of your hard work, God bless Awelino!! always shaebiya = Eri for generations::

  • @almaznguse1076
    @almaznguse1076 Рік тому +12

    I'm so proud to be Eritrean God bless Eritrea 🇪🇷 ❤️ 🙏

  • @lulyo50
    @lulyo50 Рік тому +5

    Proud to be Eritrean 👌💯🇪🇷, Awet nhafash! nkud tray deki erey 💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @jemanejemane91
    @jemanejemane91 Рік тому +101

    Proud to be an Eritrean ♥️🇪🇷

  • @sms8733
    @sms8733 Рік тому +21

    ኣወል ጅግና ስሚ ጸላእቱ proud of you 👏 🥰 💛

  • @bererahwaesu3179
    @bererahwaesu3179 Рік тому +21

    Brave bro.proud to be Eritrean.ልሙሳት ርእሲ ዓቕሚ ኣልቦ ፡ኣብ ትንሓጎም ዓቕሞም መቐነዪ ሂብካ ምስ እቲ ሓላል ህዝብኻን ሰራዊትካን ሰላምካ ይብዛሕ ወዲ ኤሪ ጻዕዳ ።

  • @rahelrahelina4684
    @rahelrahelina4684 Рік тому +17

    Proud to be Eritrean!!! Proud of our defense force!!! Thanks Awel Jgna for your works !!!!

  • @rahwaberhe7474
    @rahwaberhe7474 Рік тому +5

    ክብር መጎስን ንሰራዊትና!!❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @shgnaberhe-6686
    @shgnaberhe-6686 Рік тому +7

    ብስራትካ ትጥዓም ኣወሊኖ!
    እዘን ናይ መምህርካ 6 ነጥብታት ሲ ማራ ፈትየየን💪!
    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷I am always proud to be Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @S19-word
    @S19-word Рік тому +24

    Welcome aweley❤🙌😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪
    ኣለና'ዶ ዋርሳይ ተረከብቲ ሕድሪ
    እዚ ናይ ወለዶ ዕዮ እዩ ።
    እወ ሕድሪ ሰማእታትና❤

  • @hidatgebreeatios4026
    @hidatgebreeatios4026 Рік тому +16

    Congratulations all Eritrean who works hard very hard. Thanks those gave their lives.🙏🇪🇷❤️🌹keep up good information thanks again god blessed.Eritrea

  • @hanaasmerom1051
    @hanaasmerom1051 Рік тому +3

    I'm glad he mentioned Aregay Hagos, he deserves to get recognized 👏 great job 👏

  • @godalwayswithme28
    @godalwayswithme28 Рік тому +20

    Im proud to be Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌷🌷❤️❤️❤️

  • @eritree9794
    @eritree9794 Рік тому +21

    🌴🇪🇷Eritrea🇪🇷🌴
    Beautiful Presentation ZU 23 { Awel Said } Truth and Eritrea Always Prevail.
    ✌Eritreanizm 4 Ever✌

    • @beautifulday7502
      @beautifulday7502 Рік тому +4

      @EriTree Habibi 💕 Congratulations my lovely we Eritreans have Done it again 💕 wishing you all the best health and wellbeing 🌻🌻🌻🌻See you in Eritrea 💕 💕 💕 💕

    • @yeshijimma2210
      @yeshijimma2210 Рік тому +4

      🌴🌴🇪🇷🇪🇷🌴🌴@ EriTree ኤሪትራ ያሆ🇪🇷🇪🇷💪🏿💪🏿💒💒🕌💒✊🏽✊🏽🐪🐪🐢🐢

    • @eritree9794
      @eritree9794 Рік тому +1

      @@beautifulday7502
      Likewise Shanet , All the Best Maero. 😍😍😍🌹🙏

    • @eritree9794
      @eritree9794 Рік тому +2

      @@yeshijimma2210
      Merhaba HafteY NateY.
      🌹😍😍ክበርለይ😍😍🌹

  • @esayastesfamariam6931
    @esayastesfamariam6931 Рік тому +26

    'M proud of you Awel nefsi, u r a Conquer son of Eritrea ❤️ . Proud to be Eritrean 🇪🇷🐪😘🙏.

  • @ዳህላክደሴት-ሠ3ዸ
    @ዳህላክደሴት-ሠ3ዸ Рік тому +61

    አወለይ ክፅበየካ ቀንየ እንቁዕ ደሓን መጻእካ ክቡር ጀግና ወዲ ኤረይ❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @galeritra6083
    @galeritra6083 Рік тому +61

    Proud to be Eritrean 🇪🇷 ❤️ 😍

  • @araiafamily5328
    @araiafamily5328 Рік тому

    Proud to be Eritrean hagerey kbretey kureatey ,kbrn mogosn njeganu merihnetnan hailtat mklkalnan Kbrn megosn nsweatna awet nhafash zelealemawi kbrn megosn nsweatna awet ✊️✊️✊️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏❤️

  • @fevenabraham1300
    @fevenabraham1300 Рік тому +62

    ናሓደርካ ዘሕብን ኤርትራዊ መንነት ኣወለይ ጅግና

  • @kemalberhan8438
    @kemalberhan8438 Рік тому +79

    Awel you are amazing!! A masterpiece as always. Proud of our troops, our people and our government!!!❤❤❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 Рік тому

      ተኸታተልቲ Hidmona ክፈልጥዎ ዝግባእ።
      እዚ ዶክተር ኢብራሂምን መሰልቱ ልሂቃን ኣዝዩ ውሱን ፖለቲካዊ ኣጀንዳ ጥራይ እዩ ዘለዎም። እዞም ከምዚኣቶም ንዝሓለፈ 40 ዓመታት ነዚ ጸቢብ ሕልምታቶም ከተግብሩ ዘይፈሓርዎ ጕድጓድን ዘይፈንቀልዎ ሽርሕን ኣይነበረን። ነዚ ሕልምታቶም ከተግብሩ ናብ ጥሩፋትን ሃብታማትን ሃገራት ዓረብ ክንደይ ዞኽዞክኽ ኢሎም እዮም። ቅድሚ ሰብ ናብ ስርዓት ኢትዮጵያ ወያነ ናብ መቐለን ኣዲስን ፣ ናብ ሰንዓ ፎረም ዝበሃላ ናብ በዓል እስላማዊትን ዓረባዊትን ሱዳን የመን ተማላሊሶም ፡ ክንደይ ገንዘብን ንብረትን ተዋሂቦም።
      ካብቲ ዘገርም ኣብዚ ኩሉ ልዕሊ 40 ዓመታት ዘሀውተትዎ ሰንፈላል ጉዕዞ ፡ ይትረፍ ንኤርትራ ክቕይሩ ፡ ነቶም ንውክሎም ኢና ዝብልዎም ኣስላም ናይ ኤርትራ ኣብ ሓደ ኣምጺኦም ፡ ሓንቲ እትረብሕ ውድብ ብስም ኣስላም ክምስርቱ ኣይከሉን። ሎሚ ዶክተር ሲራጅን መሰልቱን ሓንቲ ውሑዳት ኣብ ዙርያ ሃይማኖት ኣስላም እተጠርነፈት ፣ ብዙሕ ሰዓቢ ዘይብላ ጉጅለ ወይ ማህበር ናይ ዑቕብ እትመስል ፡ ንሽሙ ኣላትና ይብሉ።
      እዚ ኩሉ ከንቱ ሕልምታቶም ንኤርትራን ህዝባን ብግቡእ ስለዘይፈልጥዎ እዩ። በቲ ናቶም ኣዝዩ ድሑርን ቀቢላውን ኣተሓሳስባ ንኤርትራ ልክዕ ከም ሱዳን ወይ ስዑዲ ዓረብ ፣ ብዓይኒ እስላማዊ ሃይማኖት ጥራይ እዮም ዝርእይዋ። እዚ ከኣ ኣብ ጀብሃን ቅያዳ ኣል ዓማን ተፈቲኑ ቀደም ዝፈሸለ እዩ።
      እዚ ኩሉ ሕልምታቶም ከንቱ ኮይኑ ስለ ዝፈሸለ ፡ ቀደም ውን ዝነበረ ሎሚ ሓዲሽ ታክቲክ ያኢ ተባሂሉ ፡ ሒዘምዎ ዘለዎ ኣብ ውሽጢ ብሄረ ትግርኛ ንሳቶም "ክርስትያን ከበሳ" ዝብልዎ ሰሊዅካ ኣቲኻ ፡ ከፋፋሊ መርዛም ፖሮፓጋንዳ ምፍናው እዩ። ነዚ ንምትግባር ኣቐዲሞም ሓለይቲ ናይ ኣውራጃ ኣከለጉዛይ መሲሎም ቀሪቦም ፡ ንሓማሴን ኣብ ምጽላም ኔሩ። ደሓር ውን ቀጺሎም ነቶም ሰራየ እዮም ዝብልዎም ኣብ ምንጻል ከቢድ ናይ ጸለመ ዘመተ ኣካይዶም። ድሕሪ እዚ ውግእ ናይ ኢትዮጵያ ድማ ሎሚ ሓለይቲ ናይ ሓማሴን ተመሲሎም ፡ ኣብ ኣንጻር ኣውራጃታት ሰራየን ኣከለጉዛይን ሓደገኛ መርዝታት ይነዝሑ ኣለዉ።
      ኣብዚ ኩሉ ሰብ ክፈልጦ ዘለዎ ፡ ኩሉ ሃይማኖታውን ዓረባዊ ኣጀዳታቶም ብዓይኒ መንእሰያት ኤርትራ ተቃባልነት ስኢኑ ስለ ዝፈሸለ ፡ ናይ ብድሕረይ ሳዕሪ ኣይብቆል ፡ ዘመተ ዓይኒ የብለይ ስኒ የብለይ ፡ ዝኾነ ፡ ንኹሉ ለካሚ ናይ ቀቢጸ ተስፋ ፕሮፓጋንዳዊ ስጕምቲ ይወስዱ ምሃላዎም ፡ ኩሉ ሰብ ክፈልጥ ይግባእ። እቲ ምኽኒያት ንልዕሊ ኣርብዓ ዓመት ሃውቲቶም ፣ ኮብሊሎም ፣ ዓጢቖም ፣ ብዙሕ ሃተፍተፍ ኢሎም ሓንቲ እኳ ንስም ፍረ ናይ ማሕበር ኣየፍረዩን ፡ ነቲ ናትና ዝብልዎም "ኣስላም ናይ ኤርትራ" ውን ዋላ ኣብ ሱዳን ከይተረፈ ክጸልዉዎ ወይ ክዉድብዎ ኣይበቅዑን።
      ስለዚ ፡ መንእሰያት ኤርትራ በዚ ከንቱ ናይ በዓል ኢብራሂም ሲራጅን መሰለቱን ናይ ዓይኒ የብለይ ስኒ የብለይ ዓዶኽዶኽ ፡ ከም ናይ ጥርሑ ፊስቶ ገረውረው ስለዝኾነ ብዙሕ ግዜ ኣይተጥፍኡሎም።

    • @kemalberhan8438
      @kemalberhan8438 Рік тому

      @@zegdagmawi275 you sound like Agazian! No room for your divisive propaganda!!

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 Рік тому

      @@kemalberhan8438 Thank you for not calling me an Arab or Rabita al Islamia or a Sudanese Abid.

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 Рік тому

      እቲ ቀንዲ ሓደገኛ ሕማም ናይ ፖለቲካ ኤርትራ ሃይማኖታዊ ሸቐጥ እዩ። ንኤርትራ ብሃይማኖት ጥራይ ክመዝንዋ ዝፍትኑ ኣለዉ። እዚኦም ጉዳይ ሃይማኖት ኣብ ፖለቲካ እናልዓሉ ፡ ኣፍ ሰብ ከትሕዙ ዝሕልኑ ተበልጽቲ እዮም። ኤርትራ ናይ ኣስላም ወይ ናይ ክርስትያን ኣይኮነንትን። ኤርትራ ናይ ኤርትራውያን ዝበሃሉ ሰብ እያ። ንኣብነት ፡ ሓንቲ ጓል ኩናማ ወይ ሓደ ወዲ ብሌን ብቐዳምነት ናይ ሃይማኖት ኣይኮኑን ፡ እንታይ ደኣ ናይቲ ዝዓበየሉ ከባቢ ብሄር ፣ ቋንቋን ባህልን እዮም። በዚ ሰበብ ናይ ሃይማኖት ንባህሊ ፣ መንነትን ቋንቋን ናይ ካለኦት ከም ዝፍንፈንን ዝእለይን ዝገብሩ ፡ ንኤርትራ ብግቡእ ዘይፈልጥዎ ያኢ "ተማሂርና ኢና" ዝብሉ ምስሉያት 'ውን ኣለዉ።

    • @kemalberhan8438
      @kemalberhan8438 Рік тому

      @@zegdagmawi275 why are you injecting religion and ethnicity to the patriotic prose of Awel? You must be a man with a mission . An agent of the enemy i.e TPLF

  • @hayatahmed9992
    @hayatahmed9992 Рік тому +13

    ጀግና ኤርትራዊ ድምጺ ህዝቢ ድምጽካ አይተጥፍእ ድምጽካ ብሃረርታ ኢና ንጽበዮ አጆኪ ሃገረይ እዚ ጊዜ ጊዜናዩ ጸሓይና በሪሁ መሬትና ክልምልም እዩ ኤርትራዊነት ክቡር መንነት ዘላአለማዊ ዝክሪ ንሰማእታትና ክቡር ሞጎስ ንጀጋኑና ዓወት ንሓፋሽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️

    • @teameberhe8240
      @teameberhe8240 Рік тому

      ከመይ፧ እስከ ንገረኒ ከመይ ጌሩ ኢዩ ኤርትራውነት ክቡር መንነት ዝኾነ፧

    • @hayatahmed9992
      @hayatahmed9992 Рік тому +3

      @@teameberhe8240 ንኤርትራዊ ምንጋር አየድልዮን እዩ ኤርትራዊ እንተዘይ ኮንካ ድማ ንኤርትራውያን እዩ ዝምልከት

    • @arsiema2
      @arsiema2 Рік тому

      @@teameberhe8240 ayeee tm mbal do aymhashekan

    • @teameberhe8240
      @teameberhe8240 Рік тому

      @@hayatahmed9992 ይሓተካ ኢየ ዘለኹ ብሩኸይ፧ እቲ ዘኹርዓካ ዘሎስ እንታይ ኢዩ፧ ተሰዲድና ዓለም ስለዝመላእናያ፧ ኣብ ፈቐድኡ ስለዝሞትና፧ መንነትና ክብርታትና ስለዝሰኣና፧ ኣሕዋትና ኣቦታትካ ብዘይ ድሌቶም ስለ ዝተጋደሉ፧ ኣብ ጎሬበት ዓዲ ኬድና ስለዝዘመትና/ዝሞትና፧ ቤተክርስትያናት ስለ ዝባደመ፧ ሃገርና ገዛና ስለዝዓነወ፧ ወለድና ገንዘብ ተተርኢሶም ኣስቤዛ ዝገብረሎም ሲኢኖም ኣብ ገዝኦም ተዓጽዮም ዝለዝሞቱ፧ እንታይ ኢዩ እቲ ዘኹርዓና፧ በጃኻ እባ መልሰለይ!፧ ኣወል ኣብዚ መጽዩ ብሑሉል ቓላት እንተዘመረ ደድሕሪኡ ክንፍክር ኣለና!፧ በቓ ካልእ የለን፧

    • @nahom1628
      @nahom1628 Рік тому +1

      እዚ ትትንትኖ ዘለካ ናትካ ፍርሕን ድካም ዘምጽኦ እምበር ምስ ኤርትራውነት ዝተኣሳስር ኣይኮንን : ንስካ ንሓደ ኣረጊት ስብኣይ ፈሪሕካ ስለ ዝሃደምካ ናትካ ሩሙስ ምኮን ምስ ናይ ኤርትራዊ ኩርዓት ኣይተኣሳስር : ዝሓለፈ ወልዶ ካብ ሽግሮም መስተንክር ፈጺሞም ዝደልዎ ገይሮም እዮም : ናይ ሎሚ ድማ ናብ ስድርኦም ሚሳይላት እሳት ክደርብዮም ስቅ ኣይበለሉን ነቲ ኣስመራ ኣይስመዕን እየ ዝብል ዝነብረ ኣብ ካምፒ ዶጊኖሞ ኣጽዋሩ ማሪኮሞ መጽኦም ኣለው : ስለዚ ኤርትራውን ነቶም ዝልሕጸጽሉን ዝደክምሉን ዘለው ክርዓት እዮ : ንዓካ ግና እንዳ ሃደምካ እንዳ ተስደካን ክርድኣካ ኣይክእልን እዮ : ኤርትራውን ናይ ተባዓት ኣብ ሃገሮም ዘለው እዮ እሞ ውድሓንካ

  • @biniamgebrehiwet
    @biniamgebrehiwet Рік тому +1

    ጸሎተይ ከም ኣወል ክትበሑልና የ ዝደሊ ።proud to be Eritrean.

  • @tirhasbaraky5740
    @tirhasbaraky5740 Рік тому

    Wed er jegin ኣውል ስዓድ ኣንብስ ኣንግድግድ አት ሕቅ ጣዓ ም ድሕይ ወድ ኤር ❤️🙏🙏🌹❤

  • @helengmichael457
    @helengmichael457 Рік тому +16

    Awel Said one of our heroes. Thank you for existing and fighting for Eritrea 🇪🇷 I admire you ❤

    • @heruy8274
      @heruy8274 Рік тому

      He is fighting for his master.

  • @rahelghirmay7555
    @rahelghirmay7555 Рік тому +23

    Yesss indeed! Serawitna sieru hageru temelisu proud of them 🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️💪💎👑✌️👌

  • @Zenatat
    @Zenatat Рік тому +23

    አወል ፈውሲ ሕማም ትሕቲ ሃገራዊ ስሚዐት, ናይ ዘላ ኤርትራን ትመጽእን መርአያ ኢካ
    አጆካ ወዲ ሓቦይ ንኪድ ጥራይ

  • @tesfomtekleab1120
    @tesfomtekleab1120 Рік тому +1

    አት ኣቦ መትከልን ኣቦ መከተን ኣቦ ልምዓትን ብልጽግናን ዘይሕለል ምዑት ኤርትራዊ ሰራዊትና ስዕሩን ንክሉ በርሃዉሃዉ ኣብልዎ ኣብታ ደሴት ሰላምን ደሴት ፍቕርን ሕዉነትን ኣደ 9ስድራ ኤረና ተመሊሱ ኣሎ ሰራዊትና የዉሃና ንበሎ ደቂ ኤረይይይይ thanks more Awelino forever.

  • @hawisamru4195
    @hawisamru4195 Рік тому +1

    እንካዕ ብሰላም መጻካ ጡዑም ድምጺ ብስራትካ ኣይታሓባኣና ኣወል ሲዒን ጂግና ጸረ ተቃሞርቲ

  • @eri4ever466
    @eri4ever466 Рік тому +7

    What this extraordinary Eritrean author and artist is creating aren't just UA-cam videos but confident and defiant declarations of the inexhaustibly deep Eritrean patriotic spirit.
    When books and movies about this awful war are written and made, Awel Said's invaluable contributions to his people and Eritrean history will be prominently featured along the heroism and sacrifices of the yet anonymous battlefield bravery of our EDF fighters.

  • @yordasegid9416
    @yordasegid9416 Рік тому +31

    Proud to be Eritrean ❤❤❤ Thanks Awel ❤❤❤❤❤

  • @naxiertrawit3404
    @naxiertrawit3404 Рік тому +31

    We miss you awelino I am proud to be Eritrea 🇪🇷 ❤️

  • @yehdegatezfazghi8759
    @yehdegatezfazghi8759 Рік тому +5

    Awelino you are awesome Amazing I admire you and I have no words to describe you,💪👍🏾💯🇪🇷🇪🇷🙏

  • @mehari4521
    @mehari4521 Рік тому +7

    So proud ወዲ ሓጎሰ 👏🇪🇷 ሰላምኩም ይስስን ደቂ ኤረይ

  • @ዮርዳፈታዊትኣዲኣ
    @ዮርዳፈታዊትኣዲኣ Рік тому +30

    ንጉሰይ እንቃዕ ብሰላም መጻካለይ 🇪🇷💪💪

  • @kibromtekabo9183
    @kibromtekabo9183 Рік тому +19

    ዓወት ንሓፋሽ!!!😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ወዲቶምጀጋኑ-ዠ8ዀ
    @ወዲቶምጀጋኑ-ዠ8ዀ Рік тому +29

    Yes that is correct I proud to be Eritrean ❤

  • @2006blaines
    @2006blaines Рік тому +7

    Eritrea ForeverThank you for the powerful voice🙏❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️

  • @amanuelandeberhan126
    @amanuelandeberhan126 Рік тому +5

    WOW, WOW, as usual Awelino, I amerikansk proud of you as always.
    And proud to be E R I T R E A N 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤💖💚💙❤💛🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Helen-om4gn
    @Helen-om4gn Рік тому +34

    God bless our country 🇪🇷

  • @girmawitwelde4579
    @girmawitwelde4579 Рік тому +27

    Happy Anniversary fenkil 33 years 🇪🇷❤️🇪🇷❤️💪

  • @senchoele4899
    @senchoele4899 Рік тому +60

    Welcome simi junta wesede awel beal sire wesede shaibya beal sire proud to be Eritrean🇪🇷💪🇪🇷💪💪🇪🇷💪

  • @simonmedhanie2887
    @simonmedhanie2887 Рік тому

    Aweley yeak waww meglexi yebleyn congratulaion 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 natey keberley 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Hager.media1
    @Hager.media1 Рік тому +1

    Hbun jugna habena eka mo thank you aweley 💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾jigna🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 enkae bselam nabza halal meret bselam teleskum🙌🏾🙌🏾🙌🏾🙌🏾🙌🏾🙌🏾 jigna jeganu serawit Eritrea

  • @ኤርትራዊነትክብርመንነት

    Always shabya 🇪🇷ህዝባዊ ግንባር ❤

  • @mariyamawitgualadisogot1389
    @mariyamawitgualadisogot1389 Рік тому +64

    ኣወለይ ድምጺ ህዝበይ ህዝቡ ብ ህዝብ ህዝቢ ጎይታ ሓቂን ጎይታ ግብርን ተግባርን መሃርን ብፍቅሪ ቀጻዕን ህዝቢ ኤርትራውያን ።proud to be Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @asmerommobazen5578
      @asmerommobazen5578 Рік тому +3

      ብሃቂ ኣወሊኖ ኒሃገራውያን ዓቢ ብስራት ዩ ኒወይጦታት ወያነን ኮራኮራን ድማ መርድእን ኣፎም መትሃዚ ዩ ኣወሊኖ እምባህ በል👍👍👍👍

  • @samuelmussie8312
    @samuelmussie8312 Рік тому +56

    proud to Eritrea 🇪🇷 ❤️

  • @mohammedtaher6268
    @mohammedtaher6268 Рік тому +6

    Welcome awel legend...proud to be Eritrean🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @meronteklu5410
    @meronteklu5410 Рік тому +2

    Proud to Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Awel ambesa wedi erey