ደቂ ራያን ወዲ ራያን ብዛዕባ ኤርትራ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 13 гру 2024

КОМЕНТАРІ • 67

  • @MeronMeron-r4l
    @MeronMeron-r4l Місяць тому +10

    ደስ ዝብል ኣስሚዕኻና መወዳእታ ግን ጋስትራይተይ ኣላዒልካለይ ❤❤❤❤

  • @andiesteweldeberhan1299
    @andiesteweldeberhan1299 Місяць тому +5

    ብሐቂ ክግረም ዝግብኦ እዩ። ምኽንያቱ ተጋሩ ካብ መራሕቲ ፖለቲካን ኤሊታቶምን ጀሚርካ ንህዝቢ ኤርትራን መንግስቱን ክንዲ ጽቡቅ ዝገበረሎም ክፉእ ምስ ክሐሱዎ ልቡ ተሰይሩ እዩ!!!!!!!!!

  • @Brokethebeas
    @Brokethebeas Місяць тому +6

    ካብዛ ጉሓፍ ዝኾነት ክልል ዝሓሹ ደቂ ራያ ኢዮም

  • @utenteabraham6958
    @utenteabraham6958 Місяць тому +9

    ሲዒድ በጣዕሚ ንፋዕ(COMPLIMENTI).

  • @eritrea63
    @eritrea63 Місяць тому +6

    ወደብ ዘይብሎም መዋእሎም ዘይናቶም ወደብ ክምነዩ ንባዕሎም ተበታቲኖም።ጉድጓድ ንፋሓሪኣ።

  • @ywarsay2357
    @ywarsay2357 Місяць тому +1

    ኣነ ዝገርመኒ ገለ ተጋሩ ሙሁራት ንኽባሃሉ ኣብ ሃለውሎው ነቲ ህዝቢ ዘቃርብ ገዲፎም ኣብ ሕልሚ ዝነብሩ ውሑዳት ኣይኮኑን::

  • @Eritrea204
    @Eritrea204 Місяць тому +2

    ክላእ ኣበይ ዝነበረ ረሳሕ ሓንገል ዩ ንብረት ባረት ባረንቱ ተሰነይ ስንዓፍ ጸሮና ዝረዘርፈን ኣብኡ ዝነበረ ህዝብና ክቅተልን ኣደታት ክዕመጻን ንልዕሊ 20 ዓመት እገዳን ሽርሕታትን ከ ንርስዖ ድዩ ዝመስሎም። እንተ ከም ብዓል ተ|ላ ዳዊት ልዙብን ሓቀኛታት ሰባት ተረኺቦም ንሑሉፍ ጽልኢ ከረስዕ ዝኽእል ሓሳባት ኣሎ ጽቡቅ ጉርብትና ክምስረት ይኽእል እዮ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @gideyalem6475
    @gideyalem6475 Місяць тому +4

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷👑🙏ድሮን ዓይነይ። ዓጋመ ሩጉማት ተሸጥኩም ዋጋ ኣይተውጹኡ 😅😅😅 ሕልሞም ክገጅፍ ብገጅፍ እምኒ ይጸቀጡ።

  • @Yacob-e4w
    @Yacob-e4w Місяць тому +1

    Siedom anbesa forsa wedi rimey good job 👏🏿👍🏾

  • @abdulkadertaha1891
    @abdulkadertaha1891 Місяць тому +3

    ወዲ ራያ ኤርትራዊ እምበር ትግራዋይ ኣይኮነን።

  • @harohonestly753
    @harohonestly753 Місяць тому

    Nice job bro 🎉🎉🎉❤❤❤

  • @christianc8012
    @christianc8012 Місяць тому

    Best tintena,best tentani we never forget u guys

  • @BiniamTeklemariam1
    @BiniamTeklemariam1 Місяць тому +1

    መጀመርያ ድሓን ኔራ መጨረሽታ ግን ገዲፋትኒ ዝነበረት ቃሓረይ ጀሚራትኒ በበይኖም ጌርካንዶ ስርሓሎም መታን ንክንምልስ ሓግዘና ድሮን ነብሲ

  • @sultanibrahim2179
    @sultanibrahim2179 Місяць тому

    Welcome AAN 🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @TsigeredaHaile-k3l
    @TsigeredaHaile-k3l Місяць тому

    well come wedi erey

  • @GuushAtsbiha
    @GuushAtsbiha Місяць тому +6

    ዘይከሓድ ሓቂ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ህዉሓት ኣሉታዊ ኣመላኻኽታ 'ዩ ዘለዎ ፡ እዚ ግን ምስ ግዜን ምስ ዲፕሎማስያዊ ዝምድናታትን ክዕረ ዝኽእል ምዃኑ 2018 ኣብ ዛላምበሳ መረብን እምኒ ሓጀርን ዝርኣናዮ እዩ ። እቲ ዘሐዝን ናይ ዝሓለፈ 20 ዓመታት ከይኣክል ሕጂ'ዉን ገለ ኢሊታት ተጋሩ ኣብ ልዕሊ እቲ ብደምና ዘተኸልናዮ ኤርትራዊ ሃገራዊ መንነት ዘርእይዎ ዘለዉ ኣሽካዕላል ፡ ንኤርትራዊ ብኣዉራጃ ንምክፍፋል ዝገብርዎ ዘለዉ ተንኮል ... ነቶም ሰላምን ፍቕርን ዝደልዩ ተጋሩ ከምዘይንርእዮም ገይሮምና ኣለዉ ።

  • @Hope-y6t
    @Hope-y6t Місяць тому

    Wedi raya edmen tena yhabka hakegna seb

  • @militegebrenegus6390
    @militegebrenegus6390 Місяць тому

    Selam..wedi.erey ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @2tedros
    @2tedros Місяць тому

    Agree 💯

  • @YihouanissKidane
    @YihouanissKidane Місяць тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @amlesomgawed1929
    @amlesomgawed1929 Місяць тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @alganeshkelati9124
    @alganeshkelati9124 Місяць тому

    Welcome Droooooooon

  • @WeiniOkbagabir
    @WeiniOkbagabir Місяць тому

    Welcome. ❤❤❤❤

  • @whiteflower4183
    @whiteflower4183 Місяць тому +2

    እውይ 😂 እዛ ሰብኣይ ክትደፍር !!! ሓላሚት 😅

  • @iskatl1098
    @iskatl1098 Місяць тому +1

    ኣነ እውን ብዘይ መጠን ኣጉህዩኒ።

  • @derihabte1422
    @derihabte1422 Місяць тому

    ❤❤❤❤❤❤❤eritrawey

  • @Selamtesfazghi234
    @Selamtesfazghi234 Місяць тому

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🌹🌹🌹🙏🙏🙏

  • @YT-ck6de
    @YT-ck6de Місяць тому

    ሓቂ እዩ ዋላ ንዝበደለና ረሲዕና ኢና ጽቡቕ ንዝዛረብ ኩሉ ረሲዒና ንሓቁፍ ኢና❤

    • @ramandebene1131
      @ramandebene1131 Місяць тому

      እወ ሓቅኻ እንተኮነ እዚ ስነ ልቦናን ንቅድሚት ምርኣይ ሰላምን ፍቅሪን ምድላይና ነዚ መዝምዞም ግዳይ ይገብሩና ተመልሶም ንሶም ንነብሶም ግዳይ ገይሮም ንዓና ገበነኛታት ይገብሩና ንህዝቦም ብሓሶት ትረኻ ንህዝቦም ጽልኢ ወገሐ ጸበሐ ይግስጉሱ።
      ህዝብና ሃገርና ሰራዊትና መራሕትና ነመን ዘየጸለሙ ንመንከ ዘይዘለፉ ንመንከ ዘይከሰሱ ናይዝኦም ክፋእ ወሰን የብሉን ዝገሪም ሰላም ገይሮም እዮም እልካ ተቀረብካዮም ነዚኣ መዝምዞም ሓድሽ ጉድጋድ ይኹዕቱልካ እዝኦም ንህዝቢ ኤርትራን ኤርትራን ከጥፊኡ ዝተበገሱ እዮም እመን ኣይትእመን ምኽንያቱ ኣብታ ሓጻር ዶብ ተኸፊቱ ሰላም ዝተባሃለትላ ርእናዮም እና ህዝቢ ኤርትራ ደንግጹ እዩ ኩሉ ቶንኮሎምን ብደዐኦምን ዕሽነቶምን ርእናዮ ከምዛ ኤርትራ ዝተቆጻጸሪዋ ባንደረኦምን ስእሉ መለስ ዜናዊ ገትሮም እዮም ብጎደና ሓሪነትን ኣብ ፈቀዶ ባራትን ጎዶናታት ድፍረቶም ኣርእዮና እዮም ህዝቢ ብውሽጡ በኽዩ እዩ ክንደይ ኣብ ስለያ ተዋፊሮም ኣብ ሙሉእ ኤርትራ ሸቃጦ ተመስሎም ሰልዮም እዚ እዩ ካኣ ን ኤርትራ ዓቅሚ የብላን ናይ ሓደ ሰሙን ኩናት ጥራይ የድልየና እሎም ገምግሞም እዮም ክሳብ ሚሳይላት ምውንጫፍ ዝበጸሑ።

  • @MesriTeclia
    @MesriTeclia Місяць тому

    🎉🎉🎉

  • @sarajoh313
    @sarajoh313 Місяць тому

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🙏🙏

  • @tsehaineshtekle6154
    @tsehaineshtekle6154 Місяць тому

    ❤❤❤❤❤

  • @EventekesteHani
    @EventekesteHani Місяць тому

    ❤❤😂😂

  • @WeiniOkbagabir
    @WeiniOkbagabir Місяць тому

    ኣየ። ካሕሳ። 😂😂😂😂😂😂

  • @haftomhaile-ck5zn
    @haftomhaile-ck5zn Місяць тому

    ኣብ ትግራይ ኩለን ሚዲያታት መሳርሒ እታ ሓንኳል ውድብ እየን። እታ ውድብ ከኣ ክፍእቲ እያ።

  • @jddbxx4445
    @jddbxx4445 Місяць тому

    🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷

  • @mebrahtumehari9107
    @mebrahtumehari9107 Місяць тому

    👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹♥️♥️🙏🙏💪💪

  • @HewanMulubrhan
    @HewanMulubrhan Місяць тому +1

    Anta seb ezi sebay wedi agame wukro eyu. beti bele beti kulom tegaru eyom ::

  • @samsoonkeleta7152
    @samsoonkeleta7152 Місяць тому

    ❤❤❤❤❤✅✅✅✅✅🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉🎉🎉🇨🇦

  • @neimaneima-og1fv
    @neimaneima-og1fv 26 днів тому

    ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💞💞💞💞💞💞👍👍👍👍👍👍

  • @abrahamgidey1675
    @abrahamgidey1675 Місяць тому

    B bt
    S

  • @nuruadam9117
    @nuruadam9117 Місяць тому

    Higdeefeee telameee telimatinaaa

  • @Wedishabiya123
    @Wedishabiya123 Місяць тому

    Hadush eu shimu

  • @saymonsami3575
    @saymonsami3575 Місяць тому

    Irob ኢዩ ኣታ

  • @semhardebesay5977
    @semhardebesay5977 Місяць тому

    Werden kitiblu kitinebru ekum deleyti endamatom resikumo dikum zigeberkumo serekiti

  • @eritreafirst7329
    @eritreafirst7329 Місяць тому +1

    Weyani ms sabtom bejeka hasot tonkol hsdna kale tarik yeblomn adme n shaibya moktkat mdkar tray fewsom ente eritrea gn b 9 deka kebira kitnebr ya 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷

    • @HolaBruv
      @HolaBruv Місяць тому +2

      Edme Nhzbi Ertra nbel eske Shabiya=Hzbi Eritra eyu aynflayo Zehawey
      Mdkar Ayedln eyu knmehrom alena ne Gorobabtna

    • @HewanMulubrhan
      @HewanMulubrhan Місяць тому

      Suk bel tehangaray

  • @Yacob-e4w
    @Yacob-e4w Місяць тому

    B 1000 arbhnayo tuaum zerebaka ente naytom kalot gn gzie kmhrom gedifnayom alena medhn saebtan neshtey siena kabaka eza tonkalit wahid

  • @medhaniebaire7840
    @medhaniebaire7840 Місяць тому

    Etom Raya tigaru ketblom aytkln eka fely zebla athasesba eu zelwom

  • @janbe7051
    @janbe7051 Місяць тому

    ዘይጭበጥ ሕልሚ
    መምስ ደቀስካ ትቋጻጸሮ ወደብ ምስ ተሳእኻ ካብ ድቃስካ ባዶ 😮

  • @nuruadam9117
    @nuruadam9117 Місяць тому

    Vivvaaaa birgedeee nihamedueee

  • @merhawitesfamariam2424
    @merhawitesfamariam2424 Місяць тому

    ❤❤❤❤❤

  • @abusaidsalh1625
    @abusaidsalh1625 Місяць тому

    ❤❤❤❤

  • @Mama-tv-83
    @Mama-tv-83 Місяць тому

    ❤❤❤❤❤