ሰባት ንኸተእምን ምሕሳው ግቡእ ኣይኮነን። ሰሚዕኩም ሼር በልዎ ( ሥልጣን ከሰተ )

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 17 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 500

  • @ምልኣትየማርያምልጅነኝ

    ኣጆካ መምህረይ እዚ ሞጎስ ዝብሃል ሰብሲ ብትዕቢትን ተወጢሩ ዘሎ ሰብ እዩ ንብዕሉ ጥፊኡስ ንዓና ትጠፍኡ ኣለኩም ይብለና ልበኑኡ ይመልሰሉ
    ዋላ ኣነ እርቶደኩስ መሲልኒ ነይሩ ብቲ ዘቅርቦ ናይ 666ነበረ

    • @ghirmaygebrelibanos8429
      @ghirmaygebrelibanos8429 2 роки тому

      Himak aleka

    • @nazeratsamson3438
      @nazeratsamson3438 2 роки тому

      Nbelu tefiu alo men eyu kamno

    • @wedmana8067
      @wedmana8067 2 роки тому

      @@nazeratsamson3438 ደዊልኪ ርኸብና ስከ ት ንስኺ ጽቡቕ ዘለኽዮ ክትነግርና እዚ ቆንጪልካ ምጽሓፍ ንቆልዑ ግደፍሎም

    • @wedmana8067
      @wedmana8067 2 роки тому

      @@ghirmaygebrelibanos8429 ጽቡቕ ዘለኻሉ ምስክር ካባኻ ስከ ሓንጢጥካ ምንፋጽ ንስራሕ ሰይጣን ግደፍሉ

    • @nazeratsamson3438
      @nazeratsamson3438 2 роки тому

      Nska ke kemti ztefea mogos dika mhret yewrdelka bzaeba mntay neaka kdwl

  • @diyanateame7569
    @diyanateame7569 2 роки тому +2

    ዕድመን ጥዕናን፡ይሃብካ ፈጣሪ መምህር ስልጣን ሓውና ጸጋኡ የብዝሓልካ

  • @simonamanuel6128
    @simonamanuel6128 2 роки тому +2

    ቃል ሂወት የስሞዓልና ሰልጠነ ሓወይ ጸጉኡ ይብዝሓልካ ክብርን ምስጋናን ን እግዛብሄር ኣምላኽና

  • @ድንግልማርያምእያልዕልቲካ

    እንካዕ ብሰላም መፃእካ ክቡር ሓውና ስልጣን እግዚአብሔር አምላክ ኣብ እምነትና የፅነዐና

  • @ድንግለይ-ልድያ
    @ድንግለይ-ልድያ 2 роки тому +2

    ስልጣን ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ።

  • @cgifjfgh7449
    @cgifjfgh7449 2 роки тому +2

    በእዉነት ስልጣን ሓውና ቃል ህይወት ቃል በረከት ያሰመዐልና✅✅✅💘💞💘😍😍😍

  • @zufanshfare4361
    @zufanshfare4361 2 роки тому +2

    Amen amen amen

  • @FilateyStar
    @FilateyStar 2 роки тому +46

    ቀዳመይቲ እየ ባዕለይ ኣዝየየ ዘክብረኻ መምህረይ እንኳዕ ብሰላም መጻእኻ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኺ ደቂ ተዋህዶ የሕዋተይ ንኪዳናምህረት ዓመታዊ ባዕል እንኳዕ ኣብጸሐኹም ድምጺ ወለድና የስመዐና ብሩኽ በዓል ይኹነልና አሜን፫🥰🥰🥰

    • @samrawit.habtemichael8639
      @samrawit.habtemichael8639 2 роки тому

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን ከምዚ ንዓመታ ብሰላም የጽንሓና ፈጣሪና ድንግል ማርያም ብኪዳና ትሓልወና

    • @eritrea8587
      @eritrea8587 2 роки тому

      Amen Amen Amen

  • @ካብቲክቶክ
    @ካብቲክቶክ 2 роки тому +9

    ተጋሩወኒ and ደቂ ኢረ ማርያም ጺዮን ምሳና ትኩን ንቲ ተጸጊሙ ዘሎ ህዝብና ሰላም ቅሳነትን የውርደሉ አቲ ሉዑል ፈጣሪ ⛪️⛪️⛪️🙏

    • @አምላኽይሸፋኒጉዳይ
      @አምላኽይሸፋኒጉዳይ 2 роки тому +1

      አሜን አሜን አሜን ምቃለይ

    • @bethlehemefratatube
      @bethlehemefratatube 2 роки тому +1

      ኣሜን ይካአሎ ኢዩ አግዚኣብሄር ኣምላክና ጥራይ ጸሎት ግበሩ ንግበር ሰማዒ ኣምላክ ኢዩ ዘለና።ኣጀኩም ኪወጊሓልኩም ኢዩ።ነቶም ኣብ ሽግር መከራ ዘለዉ ዲማ አግዚኣብሄ ኣምላክና ቁዱሳን መላእክቱ ሰዲዱ ካብ ኩሉ የናጊፉም። ጽላል፡ፍቕሪ ፡ጸሎት፡ ድንግል ማርያም ምስኩሉ ሂዝቢ ትግራይ፡ኤርትራ፡ኢትዮጵያ ይኩን።

  • @tg6336
    @tg6336 2 роки тому +2

    ኣሰይይይይይ መምህረይ ኣነስ ትግልፅነትካ ኣደንቅኒ እግዚኣብሄር ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ ስልጣን ሓወይይ✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️

  • @ዕባይገጠርወጀረተይቲ
    @ዕባይገጠርወጀረተይቲ 2 роки тому +36

    ክብሪ ይኹን ንሰላሴ
    ክብሪ ይኹን ንሰላሴ
    ክብሪ ይኹን ንሰላሴ
    ይኽበር ይመሰገን አምላኬየ ሙሴ
    ይክበር ይመሰገን አምላኬየ ሙሴ
    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና
    እንካዕ ብሰላም መፃእካ ክቡር ሓዉና ሰልጣን ሓዉና ብሓቂ ልቦና ይሃበና እግዚአብሔር አምላክ አብዛ ናይ አቦታትና ያፅንዕና ናይ ሎሚ ኮ ሱቁ አለኻ እዩ

  • @hadiskelalichchj9924
    @hadiskelalichchj9924 2 роки тому +6

    ነዞም ኣዕንትና ከዑሪ ዝመፁኡ መታለልት መድሓንት ዝኾንኻ ሉኡኽ አግዛቤሄር ፀጋ ይብዛሕኻ ስልጣን ሓወይ

  • @meremere5079
    @meremere5079 2 роки тому +1

    አጆካ መምህረይ እዝኦም ብናትካ ትምርቲን አእምሮን ዝቀንኡ እዮም አነ አብህወተይ ናትካ ትምርቲ ክሰምዕ ከለኩ አነከ እንታይ እየ መስክረ ክሓልፍ ይብል ንእግዝአብሄር ምምስካርካ አብ ፆሎትካ ዘክረኒ ቀፅለሉ ናትካ አድናቅት እየ🕊🕊📚📚📚🙏🙏🙏

  • @hani6817
    @hani6817 2 роки тому +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን በሓቂ ቃል ሂወት የስመዐና ፀጋ ኣምላክ የብዘሐልካ ለባመይ💒 ✝️🍃🌿🍃🌿🌿🍃👏👏👏

  • @ጠበቃፍቅር
    @ጠበቃፍቅር 2 роки тому +1

    ኣሜን፫በእወነት ኣነ ውን ናቱ ዝሶብኮ ዝነበረ ፈስብክ ኢሞ ሸር ይገብሮ ነይረ ኦርቶዶክስ መስልኒ ስልጠነይ ቀያሪ ህይወተይ ኣምላኽ ፀጋኡ የብዘሐልካ ናይ ኣጎልግሎት ዘመንካ ይባረክ ብሓቂ ንስኻ ተባዕ ኣገልጋሊ እኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ🙏❤

  • @kነኝየBብቻ
    @kነኝየBብቻ 2 роки тому +1

    መምህረይ ዋ ቃለ ህይወት ቃለ በረከት ያስመዐልና ስልጣን ሓውና መምህርና ድንግል ማሪያም ካኹፉእ ኹሉ ትሓልውካ መዓረይ
    ብጣዕም የኻ ዘስሐቅኻን ስልጣን ሓወይ አይትሓሱ ምስ በልካዮ ዓድ ዓረብ ኾይነ ብጣዕም ይአ ዝሰሓቁኹ መምህረይ መዓረይ ብጣዕም የአ ዘኽብረካ ዘፍቅረካ ❤❤❤

  • @redmyblu979
    @redmyblu979 2 роки тому +2

    እግዚአብሔር አምላክ ፀጋኡን ብረከቱን ይብዘሐልካ ሱሉጣን ሓወይ ቅዲስቲ ደናግል ማረያም ትሓልውካ👏👏👏👏

  • @عايشالمزمومي
    @عايشالمزمومي 12 днів тому

    ቃል ሂወይት የስመዐልና ክቡር መምህርና ፀጉኡ የብዘሕለካ እግዚአቢሔር አምላክ ተመስገን ፈጣሪ ናዓኩም ዝሃበና ከማኩም ዝበለ የብዘሐዮ እግዚአቢሔር አምላክ 💞🙏💞🙏💞🙏💞🙏💞💚💚💚💚

  • @naxunaxnet7026
    @naxunaxnet7026 2 роки тому +1

    Hawey hmaq aytzareb ktmhri temexika mahari mexhaf qids bzeba mogos aytzareb aytfred frid ab laeli ayou goyta mlua mhrey yewuridelka moge hawey memelska tebarek

  • @mdallehossan3201
    @mdallehossan3201 Рік тому +1

    እሰይይይይ ብሓቂ ቃል ህይወት ያሰምዐልና ክቡር መ ምህርና ብሓቂ ዓቅሊ ፅበት እኮበትሪ ሓቂ ትምንምን እንበር ኣይትሰበር ቀፅለ ሉክቡር ዕድመ ጥዕንና ይሃብኺ ፈጣሪ 🙏💐🌻

  • @albadr2531
    @albadr2531 2 роки тому +8

    እንካዕ ብሰላም መፃካ ኩቡር መ/ ርና በተለይ ኣብ ዓዲ ዓረብ ሃገራት ዘለና ንክተሎም መማህራን ንመርምሮም ደቂ እመ ብርሃነይ ንወርሓዊ ክዳነ ምሕረት እንካዕ ብሰላም ኣብ ፀሐኩም ሰላም ናይ ዓድናን ሰላም ናይ ህዝብናን የመልሰልና ኣሜን(፫)❤😍

  • @teamehaile7097
    @teamehaile7097 2 роки тому

    ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ስልጣን ሓወይ እግዝኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ናይ ኣጎልጉለትካ ዘመን ይባረክ
    እተርፎ መድሃንኣለም የለን ኣምላክ
    ግደፍዎ ንካልኦት ምልምላክ
    ኣልፋን ኦሜጋብ ናይ ንዘልኣለም
    ንሱ ኢዩ መድሃኒኣለም
    እተበልኩም ኣብዚ ኣሎ የሱስ
    ሓቂ ኣይኮነን ንልቢ ዘሐጉስ
    ናይ ጥፍኣት ስም እናተጠቀሙ
    ካብ ቅንዕና እና ሃደሙ
    ንገርህታት ንከስጥሙ
    ልስሉስ መልሓስ እናተጠቅሙ
    ንሶም ኢዮም ሓስወቲ ነብያት ኣይትእመኑ
    እቲ ሓቂ ክርስቶስ ኢዩ
    ምስ ድንግል ማርያም ነብያት ዝርኣዩ
    ንሱ ኢዩ ንጉስ ናይ ኩላትና
    ናብያት ሓወርያት ዝሃቡና
    ንሱ መድሃኒኣለም
    ንሱ ኢዩ ኣዶናይ
    ንሱ ኢዩ ኤልሻድኣይ
    ንሱ ኣማኑኤል
    ንሱ ኢዩ እግዝኣብሄር
    ንሱ ኢዩ እወ ክርስቶስ
    እወ ንሱ ኢየሱስ ክርስቶስ
    ምስኡ ንበር መዋእልና ክንሕጎስ
    ንሱ ኢዩ ኣምላክና ንድሕሪት ኣይንመለስ
    ስድራና ዘጽንሑላን ኦርቶድክስ ተዋህዶ

  • @maryamaadogoytaykyoneyfre2452
    @maryamaadogoytaykyoneyfre2452 2 роки тому +7

    እንካዓ ብሰላም መፃእካ ክቡር መምህርና ስልጣን ከሰተ ወታደር ክርስቶስ ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላክ ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ናይ ኣገልግሎት ዘበንካ ይባርክ ወሲኩ ጥበቡን ምስጢሩን ይግለፀልካ ኣምላከ ቅዱሳን እመ ብርሃን ምሳካ ትኩን 🤲🤲🤲🙏🙏🙏✝️✝️✝️⛪️⛪️⛪️❤❤❤

  • @mogoshabteslase7921
    @mogoshabteslase7921 2 роки тому

    Amien Amien Amien qale hiwet yesmealna egziabihier amlak xegau yebzahalka nay agelglotka zemenka ybark diyaqon sltan hawey enqa beselam mexaka ❤💒🙏👏❤💒👏🙏❤💒👏❤🙏💒👏🙏💒❤💒👏💒🙏❤👏

  • @adhanetgabremeskal8431
    @adhanetgabremeskal8431 2 роки тому +1

    Egzabhre yemesgane neska beslame mexika memhrey 🙏⛪️🙏⛪️🙏⛪️❤️❤️❤️

  • @tesfay4159
    @tesfay4159 2 роки тому +1

    kale hiwet yesmealna sltan hawna egzabhier amlak yglxelka amen Amen Amen 🙏

  • @liveintrust2971
    @liveintrust2971 2 роки тому

    መ/ር ስልጣን ሓወይ ኣጆካ ጥራሕ ንስካ ብምስትውዓልን ብልብካን ምሃር። ስልጣን ሓወይ እዚ ሰብ እዚ ዳይቆን ነይረ ክብል እካ ዘይሓፈረ ሲ ሰብ ከጥፍእ እዩ ሓሳቡ።

  • @temsgntemsgn9990
    @temsgntemsgn9990 2 роки тому

    Amen amen amen kale hiwet yesmaln amlak xegueu yebzehalka edmen tenan yhabka 🙏🙏🙏💕💕💕💕

  • @hagosmeasho3569
    @hagosmeasho3569 2 роки тому +3

    መምህር ስልጣን ሓወይ ኣጆኻ ኣጆኻ
    ከምቲ ዝበልካዮ ዓቕሊ ጽበት ዩ

  • @mosamohd9049
    @mosamohd9049 2 роки тому

    ኣሰይ እግዛኣብሄር አምላክ ሰለም ነዓካ ይኩን💒📖🕯
    ኦ ጎይታይ ብቅዱስ ቃሉ ወንጌል ንኣምን ኣድሕነና 📖🕯💒💒💒💒📖🕯

  • @ስላምጋልተዋህዶ
    @ስላምጋልተዋህዶ 2 роки тому +2

    ዕድመናን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ክቡር መምህርና 🙏🙏🙏🙏🙏🙏(

  • @danielgebrehiwet4495
    @danielgebrehiwet4495 2 роки тому

    Nay behaki egziabher ymesgen abta xnetn orthodoxs twahdo yenbrena amen sltan hawna kale hiwet yesmealna nay agelglot zebenka ybarkelka amlak amen amen

  • @መቅዲጋልውቅሮ
    @መቅዲጋልውቅሮ 2 роки тому +1

    ብሓቂ ቃል ሂወት የሰመዐልና ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልካ ኣግዚኣብሔር ኣምላክ ስልጣን ሓወና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ👏👏👏

  • @ሓፊቲገሬየማኛ
    @ሓፊቲገሬየማኛ 2 роки тому +1

    እንካዕ ዳሕና ጸናሕኾም ደቅ እሞ ብርሀን ቃል ህይወት ያሰመዐልና ሰልጣን ሓውና እግዚአብሔር አምላክ ጸጋኡ ያበዘሐልኻ አሜን(3) ከማይ ዘሐለፎኮም ኖዑ ሓብሔርና ንዳምፅ ንማሀር 💞💞💞

  • @መርሃዊትጓልተዋህዶ
    @መርሃዊትጓልተዋህዶ 2 роки тому +1

    ብሓቂ ቃል ህይወት ይሰምዐልና መምህረይ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልካ ጥበቡን ምስጢሩን ኣብዚሑ ይግለጸልካ ስልጣን ሓወይ

  • @hshshsh5196
    @hshshsh5196 2 роки тому

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይስመዐና መምህረይ ኣጀኻ ቀፀለሉ

  • @shewitmeasho2985
    @shewitmeasho2985 2 роки тому

    Amen Amen Amen kale hiwet yesmaalna amlak xega ab lali yadlka kubur hawunan memhrnan

  • @ሓፍቲጅግናኢልኩምፀውዑኒB

    ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ክቡር መምህረይ ኣነውን ማሕበረይ ሓደሽ እናሀለኩ እሱይ ኢፍረምን ከማና ይመሰለኒጠይሩ ኣብ ቃረባ ጊዜእየ ርእየይ ናይካ ቀርፁ ሸር ምስ በለ ሓሽዊ ድዩ ኢለ

  • @ንግስቲጓልትግራይ-ጨ1ቈ

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብልና ዋላአን እያ ተዋህዶ ዝመስለኒ ንዩሩ ህዚይ ግንፍሊጣዩ እግዚአብሔር ይመስገን 👏👏👏💒✅

  • @rjffjdutfj7221
    @rjffjdutfj7221 2 роки тому +13

    ቃል ህይወት የስመዐና ፀጉኡ የብዘሐልካ ሰልጣኑ ሐወይ አጀካ ብጣዓሚ አየ ዘምስጠኒ ትምህረትካ ❤❤💐💐😘😘😘

  • @ለሚጓልተዋህዶ
    @ለሚጓልተዋህዶ 2 роки тому +6

    እንካዕ ብሰላም መፃእካ ስልጣነይ ብሓቂ ክቡር ሓዉና ሰልጣን ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዝኣቢሄር ኣምላክ
    ኣነዉን ቅድም ንዕኡ ርእይ ይዉዕል ነይረ ግን ንዝተፀገሙ መሕደሪ ዘይብሎም ሰባት ክሕግዝ ይዉዕል ነይሩ ካብኡ ጎይታ ይባርካ ይባርክካ ጥራሕ ይብል እግዝኣቢሄር ዘይብል ኣነዉን ታይድዩ ዙቆልዓ ብሱሩ ኢለ ምክትታል ገዲፍዮ ተመስገን😍😍

  • @mazigaltewahdo9079
    @mazigaltewahdo9079 2 роки тому +5

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን መምህረይ ናብልቦም ይምለሶም እምበር ኣንሕናለ ኣብታ ቀጥተኛ እምነትና የንብረና ቃለሂወት የስመዐልና ክቡር መምህርና

  • @sabaalem9990
    @sabaalem9990 2 роки тому +18

    እንቃ ብድሓን መጻካ ስልጣን ቡሩክ እድመን ጥእና የሃብካ 🙏🙏🙏

  • @filmonamanuel1684
    @filmonamanuel1684 2 роки тому +1

    ስልጣን ሓወይ ዝኾነ ይኹን መግለጺ ዝይብልካ ዋልታ ተዋህዶ ኢኻ'ሞ ኣጋእዝቲ ዓለም ስላሴ ብቸርነቶም ቅድስቲ ድንግል ማርያም ብኣማላድነታ ቅዱሳን ጻድቃን ኣቦታትና ብተረዳእነቶም ይደግፉና ንኩላትና ስድራ ተዋህዶ።🙏🙏🙏💒💒💒🏫🏫🏫⛪⛪⛪🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤

  • @saragualhamel9539
    @saragualhamel9539 2 роки тому

    Kale.hiwet yesmaalna Tseguu yebzahalka Amlak burukuy Amenn Amenn Amenn Amenn 🙏 Amenn Amenn 🙏 Amenn Amenn 🙏

  • @TkTk-n7g
    @TkTk-n7g 11 місяців тому

    ቃለ ህይወት ያስመዐልና ክቡር ሓውና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዛብሔር ኣምላክ ብዙሕ ተማህረ ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @abielabi3740
    @abielabi3740 2 роки тому

    ናይ ብሓቂ ውጹእ ዝኾነ ሓሶት ስልጣን ሓወይ ብልቢ ኢና ነመስግነካ ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልካ

  • @ቲቲየኪዳንምህረትልጅ

    በሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ሰልጣን ሓወይ አጀካ 🤲🤲🤲🤲🤲🤲🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @meronmeron8898
    @meronmeron8898 2 роки тому

    Ajoka ...trah zhaweyyy eedmen tienan yhabka.
    Qal hiwet yesmaelna Amen3.
    Nhna kemziom sebat gbre melsi mhabka.

  • @lovetigray7773
    @lovetigray7773 2 роки тому

    ተመስገን ስልጣኑ ሓወይ እንኩዓ ተፈጠርካ ሓቀኛ መምህር ሂወተይ ካባካ ቡዙሕ ተማሂረ እየ ። ብሓቂ ፀግኡ የብዘሐልካ ሽሕ ዓመት ንበረልና🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @hareyahareya6870
    @hareyahareya6870 2 роки тому +1

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ሰልጣን ሓዉና አነስ ምስቲ ግዜ ዘይብለይ በጀካ ናትካ ናይ ፍነተ ኣቦዉ ዝተወሰኑ እዉን እምበር ነኒ በዓል እዚአምስ ኣይከታተልን እየ ኣጆካ ቀፅል ክቡር መምህርና በርትዕ ቀፅለሉ

  • @Bri_Tgraweyti....
    @Bri_Tgraweyti.... 2 роки тому +6

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ስልጣነይ እግዚአብሔር አምላክ ጸጉኡ የብዘሐልካ ብዕድመ ብጸጋ ይሓልወልና ብሓቂ ኣብ ቅድስቲ እምነትና የጽነዐና✝️❤🕊

  • @fotyenhafitu8845
    @fotyenhafitu8845 2 роки тому

    ኣሰይይይ ስልጣን ሓወይ እት ትምህርትኻስ ከም ማዓር ይጥዕምን ፀጋኡ በረከቱ የብዘሐልኻ ኹቡር ሓወይ👏💐

  • @hanaeysu7841
    @hanaeysu7841 2 роки тому

    Thanks heway naty 🙏 amen 🙏 amen 🙏 ❤

  • @selam801
    @selam801 2 роки тому +27

    እንኳን በሰላም መጣህ ውድ ንቁ የተዋህዶ መምህራችን በእውነት አንተ ኾ ትለያለህ እግዚአብሄር ጸጋውን ያብዛልህ በቤቱ ያፅናህ
    ኦርቶዶክሰ ተዋህዶ ለዘላለም ትኑር።

  • @mahratamere4399
    @mahratamere4399 2 роки тому +1

    ናይ ብሓቂ ዋላ አነ አቱ ንረ ተመሰገን ፈጣሪ ዉፅእ

  • @الاللل-ر3ض
    @الاللل-ر3ض Рік тому

    አሜን አሜን አሜን
    🙏🙏🙏🕯🕯🕯💒💒
    💒💒💒💒💒💒💒💒

  • @ትርሓስማኣዲገዛና
    @ትርሓስማኣዲገዛና 2 роки тому

    Ajoka kubur hawnan memhrnan Egzabiher edmen tenen yhabka xegae yebzehelka🙏🙏🙏💒🙏🙏🙏

  • @mhrethadush7102
    @mhrethadush7102 2 роки тому +9

    ቃል ህይወት የስመዐልና ስልጣኑ ሓወይ አነዉን ሓደ ነገር ክብለካ ደልየ ነይረ ምስቲ እፍሬየም ዝባሃል ፈላስፋ ትኽተሎ ሓፍተቦይ አላ ምንም አትፈልጥን ግን አብኡ አትያ ገንዘባ ለይለ ሃማኖታ ግዜአ ተባክን አላ ክትሰምዓኒ አካአለትን ብምንታይ ክትምለስ ትክእል ስደት ልከድና ህወትና ንቅይር እንበ ሃማኖትና ንቅይር አኮነይ አምላክ ዓድና ሰላም ገይሩ ላብ ንስሃ የብቀዐና 🙏🏼🙏🏼🙏🏼

  • @afarisafari2833
    @afarisafari2833 2 роки тому

    ቃል ህይወት የሰምዐልና ሰልጣን ሓውና

  • @ማርያምኣደጎይታ-ጀ7ፈ

    Amen Amen Amen kal hiwet yesmealna egziabher amlak xegu yebzihelka Sltan hawey

  • @berhaneteklehaymanot7663
    @berhaneteklehaymanot7663 2 роки тому

    Amen Amen Amen qale hiwet yesmealna sltan hawey xegue yebzhalka

  • @yordasegid6272
    @yordasegid6272 2 роки тому +1

    Amen you are right my brother 💒 ⛪️ ⛪️ ⛪️ ❤️ ❤️ ❤️ 🍀 🍀 🍀 🍀 🙏 thank you for helping as keep doing

  • @redseacamels7095
    @redseacamels7095 2 роки тому

    ኡንቋዕ ብሰላም መጻኻ ኩቡር መምህርና ብዛዕባ ሞጎስ ኩሉ ፈሊጥዎ'ዩ ሳላ መማህራና ጠንቂርኩም ቀጽሉ እግዛቢሄር ምስ ኩሉና ይኹን

  • @ZahraZahra-qb3td
    @ZahraZahra-qb3td 2 роки тому

    ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ፀጉኡ ያብዘሐልካ ስልጣን ሓወና

  • @selamgebray4536
    @selamgebray4536 2 роки тому +1

    Amlak zemenka ybark sulutan hawey

  • @ዮዳሄዮዳሄ-ዘ2መ
    @ዮዳሄዮዳሄ-ዘ2መ 2 роки тому

    ኣሰይይይይ መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ፀግኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ✝️✅💘

  • @ናይመጀመርያጥበብፍርሃትእ

    እንካዕ ብሰላም መፃእካ ስልጣነይ ኣነስ ኣይፈልጦን ነይረ ዋ እግዚኣብሔር ኣምላክ ኣብ እምነትና የፅነዐና ናኣካ ዝሃበናስ እግዚኣብሔር ኣምላክ ይክበር ይመስገን ፀግኡ የብዝሐልካ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርከልካ✝️🤲

  • @merhawigebremeskel8609
    @merhawigebremeskel8609 2 роки тому

    ስልጣን ሓውና ናይ ተዋህዶ ጅግና ኢኻ ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልካ።

  • @meriweldegbreal848
    @meriweldegbreal848 2 роки тому +4

    እግዚአብሔር አምለኸ የመሰገን ሥልጣንይ ብሐቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክቡሩ መምህረይ ሥልጣንይ

  • @ማኣዚየተዋህዶልጅ
    @ማኣዚየተዋህዶልጅ 2 роки тому +17

    ኣሲተይይይ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡረይ ብሓቂ ዓቅሊ ፅበት እኮ እዩ በትሪ ሓቂ ትምንምን እንበር ኣይትስበርን ቀፅለሉ ክቡር መምህርና ኦርቶዶክስ ንዘልኣለም ትንበር🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @ሕልናቲዩብ
    @ሕልናቲዩብ 2 роки тому

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ሱልጣን ሓወይ ፀጋ በረከቱ ያብዝሐልካ ከማኻ ዝበረ የብዝሐዮ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏💖💖💖💖💖❤❤

  • @lwamyohannes5613
    @lwamyohannes5613 2 роки тому

    Amlak Xlalu yenbrelka zhawey qalhwet yesmalna 🙏🙏🙏

  • @meritgraweyti298
    @meritgraweyti298 2 роки тому +5

    እንዃዕ ድሓን መፃካ ኩቡር መምህርና!!!
    እግዚአብሔር አምላክ አብ እምነትና የፅነዕና መስተዋዓሊ ልቢ ያሃበና

  • @ትግራይዛዓደይ
    @ትግራይዛዓደይ 2 роки тому

    ቃለ ሂወት የስዐልና ኽቡር መምህርና ስልጣን

  • @yordanostesfay2690
    @yordanostesfay2690 2 роки тому

    Amen Amen Amen qal hiwet yesmealna

  • @habtomabraham606
    @habtomabraham606 2 роки тому

    Memhir sultan amlak xegaka yebzihayo amlak aezizu ybarika ente ezi mogie gn bitaemi himak alo amlak ayne libenau ykfetelu

  • @segenseltan793
    @segenseltan793 2 роки тому

    Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna

  • @haimanotmehari1158
    @haimanotmehari1158 2 роки тому

    Amen amen amen kale hiwet yesmalna seltan hawena🙏🙏🙏🙏

  • @selambrhane810
    @selambrhane810 2 роки тому

    Kale hiwet yesmalna diakon hawna egziabhier tsegu yebzhalka

  • @ማዓርግጋልተዋህዶ
    @ማዓርግጋልተዋህዶ 2 роки тому +4

    ወታደር ሓቃኛ ተዋህዶ ኣምላክ ይሓግዝካ

  • @hntsawelday7809
    @hntsawelday7809 2 роки тому

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ክብር ስልጣን ሓውና ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኩም ይባረክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ።ንሕና ካኣ እቶም ምእመናን ንሓግዞም ነዞም ይሕዋትና መናፍቃንሲ በስም ኣብ እኮ ዘይብሊ ከመይ ገይሮ እዮም ናትና ትምርቲ ዝመስለና

  • @shewitghirmay8039
    @shewitghirmay8039 2 роки тому +1

    Assey edmen tenan yhabka fetari🙏🙏

  • @ድላይኻኣዝዘኒባቢተይ

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና ፀጉኡን በረከቱን የብዝሐልካ ናይ ኣገልግሎት ዘበንካ ይባረክ ይቀደስን ሰልጣን ሓወይ

  • @ብኩሉንግፋዕግንኣንሰዓርን

    እንካዕ ደሓን መፃኣካ ክብር መምህርና ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐና ፀጉኡ የብዘሐልካ ምስጢሩን ጥበብን ይግለፀልካ ስልጣነ ሓውና ንዓና እውን እግዚአብሄር ኣምላክና ኣብታ ቅንዕቲ እምነትና የፅነዐና ኣሜን፫✝️☝️❤💒☘️☘️☘️☘️🤲🤲🤲🤲

  • @ፍቕሪማርያሜይስኣለዎሓለፋ

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ስልጣን ፀግኡ የብዘሐልካ እግዚኣብሄር ኣምላክ

  • @እግዚኣብሔርብርሃነይ

    ቃል ሂወት የስማዓልና ስልጣን ሓወይ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልካ ነዚኦምሲ ገና ጉዶም ዳኣ ኣቃልዓዮም

  • @ማኣርግጓልተዋህዶ
    @ማኣርግጓልተዋህዶ 2 роки тому

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ስልጣን ሓወይ መምህረይ

  • @berihuhaile6935
    @berihuhaile6935 2 роки тому

    Egziabher amlak selam yewrdelna, Amen.

  • @yordigalmemher3999
    @yordigalmemher3999 2 роки тому

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @ghadi1022
    @ghadi1022 2 роки тому +1

    እስይይይይይይይይይይ መምህራችን ጅግና መምህር ስልጣን ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሄር 💝💖💝💖💖

  • @timnittesfalem1645
    @timnittesfalem1645 2 роки тому +1

    Mejemerta qale hiwet yesmealna sltaney egziabhier memelisu xegan tibebun yeadlka

  • @merhawitmajor3202
    @merhawitmajor3202 2 роки тому +1

    Agziabiher abzihu ybarkka sltan hawey

  • @aleksanderandbrhan2373
    @aleksanderandbrhan2373 2 роки тому +6

    መጀመርያ እንቋዕ ብደሓን መጻካ ስልጣን ሓዉናን መምህርናን እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዝሓልካ እዚ ኣብ ህይወት መናፍቅነት ዘሎ ሞጓስ ዝበሃል ሓዉና እግዚኣብሔር የምሓሮ ሓዉና ስለዝኮነ ክጠፈእ ኣይንደልዬን ግን ንነብሱ ጠፊኡ ከይ ኣክል ነሕዋትና ከየጋግዬም እንበር ብወገነይ እዃ ጽቡቅ ጊረ ይፈልጦ እየ ብዝኮነ ግን እግዚአብሔር ኣብ እምነትና የጽናዓና ቀጺለ ስልጣን ስለ እቲ ተወፋይነትካ ካብ ልበይ የመስግነካ

  • @fgdttthu797
    @fgdttthu797 2 роки тому

    እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምን ይብዛሕ ክቡር ሓውና ስልጣን ፀጋኡ የብዝሐልካ

  • @Delinasuim
    @Delinasuim Місяць тому

    ስልታን ሓውይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ቃለ ሂወት የስመዓልና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @yorsalemamanueil4762
    @yorsalemamanueil4762 2 роки тому +1

    Ajoka berkeyyy ezgaber yhgzka 🤲🙏🙏🙏

  • @asmerashikorr9898
    @asmerashikorr9898 2 роки тому +1

    ስልጣን ሓዊና ዒዲመን ጥዕናን ይሃቢካ

  • @yonatanyebio8201
    @yonatanyebio8201 2 роки тому

    አጆካ ስልጣን ሓውና ቀጽሎ።በቲ ትገብሮ ዘለካ ብዙሕ ተማሂርናን ፈሊጥናን ኢና'ሞ ከብሪ እግዛቢሄር ይሃብካ።ከብሪ ንሳን ወዳን ይኩን አሜን🙏🙏🙏⛪⛪⛪❤❤❤

  • @ትግራይእያሃገረይ
    @ትግራይእያሃገረይ 2 роки тому

    ቃል ሂዉት የስመዓለና ስልጠነይ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ፋጣሪ