እዚስ ከመይ ጌርካ ይርሳዕ፧ ዝነበሮም ዕላል

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 28 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 71

  • @BitaniaNatna-4yx
    @BitaniaNatna-4yx 18 днів тому +27

    ኣቤት ግዜ ኣቦታት ካህናት መስቀል ሒዞም ዝፈርሕሉ ዓለማውያን መናእሰይ ን ማዕተቦም ዝምስክሩሉ😭😭😭 ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልካ ሚኪ ሓወይ

  • @filmawitadhanom4499
    @filmawitadhanom4499 16 днів тому +2

    ናይ ባሓቂ ተባዕ መንእሰይዝራኣካዮ መስኪርካ
    ናይ ኣቦና ጸጋ በረከት ይሕደረና

  • @MulieTesfat
    @MulieTesfat 17 днів тому +3

    ሰልጠነ ሓወይ & መምህርና ጽቡቅ ገርካ ዘምጽኣኻልና & ናይ ኣቦና እቲ ዝተዛረብዋ እባ ኣብ ንረኽቦ 🙏

  • @musemamilove4519
    @musemamilove4519 17 днів тому +6

    ኣቤት ጊዜ 😢😢😢መስቀል ዝሓዘ ዝፈርሐሉ ንክብሩ ዝጭነቀሉ " መናእሰይ ከዓ ሓቂ ይምስኪሩ ተባዕ ተባረኽ ❤🙏ብጹእ ኣቦና በረከቶም ይሕደረና

  • @Tesfieguesh
    @Tesfieguesh 18 днів тому +14

    ተባዕ መንእሰይ ኣምላክ፡ጸጉኡ ይብዝሓልካ

  • @xoxo6891
    @xoxo6891 18 днів тому +8

    _እፍፍፍ ኻብድኻ ክበልዕ አባና በረከትኹም ይሕደረና ክንደይ ይጭኩኑ በሰምአብ😢_

  • @musseteklit2860
    @musseteklit2860 17 днів тому +2

    ብጹእ ወቅዱስ ኣቦና እንጦንዮስ በረኸቱ ይሕደረና።

  • @Sesaaythaile
    @Sesaaythaile 17 днів тому +6

    እንጅርራክ ጥዕንካ ይብዝሕ ዚወድይ ሓቂ ብምዝርብካ ፡

  • @MulueOkbit
    @MulueOkbit 18 днів тому +11

    ብጣዕሚ እዮም ዘይ'ኮውን ገይሮም ይህልፎም ይእስሮሞ ቅዱስ ወብፁኡ አብነ አጦንዮን በረከቶም ፀሎቶም አይፈለየና 😢😢😢

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd 17 днів тому +4

    ሚክየ ፀግኡ የብዘሓልካ ተባዕ ሓዉና 🙏በረከቶም ይሕደረና ብጹእ ኣቦና 🥺🙏

  • @Sesaaythaile
    @Sesaaythaile 17 днів тому +5

    ሕቂ ተዝርብካ አብ መንገዲ ባቡር ደቅስ ይብሃል ❤❤

  • @Biemnet-e8t
    @Biemnet-e8t 7 днів тому

    ምጾታትዩ ብሓቂ ጳጳሳት ጌጋ ክዛረብ ዓለም ምሉእ ተዓዚብዎምዩ ኣይትሓሱ ይብል ቃል ኣምላኽ እም ኣብ ጳጳስት እዚ ክሰምዕ ጉድዩ ዘብል

  • @ኣፍሪቃዊሕብሪ
    @ኣፍሪቃዊሕብሪ 16 днів тому +1

    Bereketom ayfeleyena nqnue zeykewin gzie u!!!🙏

  • @EeseraAdeyWejerate
    @EeseraAdeyWejerate 17 днів тому

    ብሓቂ ቅኑዕ ሰብ እኻ ሓወይ ፆሎት አቦና ምሳኽሙን ምሳናን ይኽን አሜን ብፅእ አቦና መንግሰተ እዩ ዕፅኦም አንሕና ግን ፈጣሪ ምሰትዉዓል ልቦና ይሃበና የሕዝን👏🙏🙏😭

  • @ዛፉጓልክርስቶስ
    @ዛፉጓልክርስቶስ 17 днів тому +3

    ቡፁእ ኣቦና በረከቶም ይሕደረና 😢😢😢

  • @LetenkielTeklebrhan
    @LetenkielTeklebrhan 17 днів тому +2

    Hawna mikiel edmen tenan yhabka zhawey sle haki zmeskerka egzabiher ab zelekayo yhalka rediet emebrhan bereket kudusan ms kulna ykun bereketom yhderena semaet zenbele dem bxuu wekudus abona entenyos amen amen amen ♥️ ♥️ ♥️ yuel Hawna wn egzabiher edmen tenan yhabka ❤❤❤❤

  • @soligualagame
    @soligualagame 17 днів тому +1

    በስመኣብ ተባረክ ማዓረይ 🙏😢

  • @weinikeleta3461
    @weinikeleta3461 13 днів тому

    💔💔💔😭😭😭
    Aboyyy yekere giberiluluna 🙏🙏🙏✝️❤️

  • @Sesaaythaile
    @Sesaaythaile 17 днів тому +5

    እዚ ወዲ ብሓቂ ንፍዕ ወዲ ንሕቂ ዝምስክር አምልክ ይብርካ

  • @ሸዊት-ትግራይ
    @ሸዊት-ትግራይ 17 днів тому

    እውይ በስመኣም ክንደይ ሽግር እዮም ኣሕሊፎም 😢😢😢በረከቶም ይሕደረና❤❤❤❤

  • @ፅዮንማርያምኣደይሓድራኪ

    ኣቦና በረከቶም ይሕደረና ወይልና ልተረፍና ኣንሕና ብፍላይ ዞም ቆብዕ ልመለስኩ ስለ ናቶም ኣቦና ሕማቅ እትዛረቡ ንሶምስ አዕርፎም እዮም ንሕና ግና😢😢😢😢

  • @medhini7477
    @medhini7477 17 днів тому

    በረከቶ ይሕደረና ኣቦና 😢😢😢

  • @hgkodxzx1378
    @hgkodxzx1378 17 днів тому +1

    ኣቦና 😢😢😢😢

  • @SelamTekleab-x6o
    @SelamTekleab-x6o 16 днів тому +1

    Ahhhh aboy miarey entay emo kingebr kanzakum😢😢😢😢😢 dikas keliakumo belu abieu tekahasu enber abzias aytiametkumin

  • @SamiDani-k1n
    @SamiDani-k1n 18 днів тому +5

    ሓቂ ምምስካርካ ክቡር ሓው ብራቦ

  • @ረጋለምን4528
    @ረጋለምን4528 17 днів тому +6

    እዚ ሓውና ዝበሎ ኣነ እውን ክልሳብ ዝብሎ ነገር እዩ ኢሉ ሓይማኖት ጥራይ እዩ እንበር ዘለና ግብሪ 00000000 ኢና ብዙሓት የህዋትና እውን ብምስምስ ሓይማኖት ዝተኣሰሩ ይፈልጥ እየ ዝበዝሓና ግን ሕማቃት ኢና ኣምላክ ሆይ ብምህረቱ ረኣየና እንበር ናይ ኤርትራዊ ነገር ግን ተዛሪብካ ኣይውዳእን እዩ😢😢😢😢😢

  • @sirusirak3354
    @sirusirak3354 16 днів тому

    ኣሰርቶም ቅዱሳን ዝስዓበ ናይ ዘመና ሃዋርያ ቅዱስ ወብጹእ ሊቀ ፓትሪያሪክ ኣቡነ እንጠኑዮስ .😢 በረኸቶም ረዲኤቶም ምስ ኩልና ይኹን. ብፍላጥን ብዘይፍላጥን ብፍርሕን ብዘይ ትብዓትን ስሊኦም ዘይ መስከርና ተኣሲሮም እግዚኣብሄር ይፍታሕኩም ዘይበልና . ፈጣሪ ሕነ እቶም ቅዱሳናቱ ይፈዲ እዩሞ ካብ ምዓት ቁጥዐ ክንድሕን ሕጂ ሰማዕቲ ነቶ ኣብ ድቅድቅ ጸላም ንዘለዉ ኣቦታትናን ኣሕዋትናን ብናይ ስቃይ ኣቦና ምእንቲ ምሕረት ክንረክብ ብሕልና ይቅረ ክንብል ክንልምን ሃይማኖታውን ውልቃዊ ግዴታናዩ ሞ እግዚኣብሄር ከም ልብና ኣዪኺደና ,😢😢😢😢ንሕና ብግብርና ደኣ ነቲ ቅዱስ ሰማያዊ ኣቦ ምሕረትሲ ሰቂልናዮ ኣላጊጽናሉ ኢናኮ ግን መሓሪዩ ንሱ .ሕጂ ድማ ግዜ ከየርከበና ከሎ ጸሎት ማሕበርን ሕልናን ነብጽሕ .ኣብክንዲቶም ውጹዓት ድማ ፍትሒ ንኣውጅ .ሰማእትነት ዝዓበየት ጸጋ ምስ እግዚኣብሄር ተራኽብ እያሞ ንውረሳ 😢😢😢😢😢😢😢

  • @Nebyat-dp2fi
    @Nebyat-dp2fi 17 днів тому +3

    Abona miarey xolotukum aye feleyena hawey miarey haki bimisikarika kiaa Egziabiher xegue yebizihalika

  • @ተዋህዶእምነቴየዘላለምሽል

    መሕዘኒ እፍፍፍፍ😢😢🙏☝

  • @fikrteame6769
    @fikrteame6769 17 днів тому

    Egziooo Maharena Kristos 😢😢😢

  • @debesaymebrahtu3128
    @debesaymebrahtu3128 17 днів тому +2

    ኣነስ ሓንቲ ትገርመኒ ነገር ኣላ ከመይ ኢዩ ኮይኑ እቲ እምነትና ናይ መወዳእታ እዋን በጺሕና ኣምላኽ ዋላ ተደንጎየ ዝቕድሞ ግን የለን ንበደልቲ ድማ ናይ ኢዶም ክኸፍሎም ኢዩ

  • @hamassien323
    @hamassien323 15 днів тому

    thank u yoela & haw miki

  • @adiamaram928
    @adiamaram928 14 днів тому

    Selam selam megemerta zehlwom seb ayneberen bezuh seb abu kem zelo ayfelten eyu atika ketrekbom ewen zekelkeleka ayneberen temrti senbet enda maryam atyom yriewom nerom dehar eyom kelkilom seb metaw nezebedele egziabeher yfered

  • @HaylomAraya
    @HaylomAraya 18 днів тому +1

    Amlak yqre ybelna

  • @ambesajirtesheme980
    @ambesajirtesheme980 17 днів тому +6

    Nebiena mis semeanayo 😢ente nebona semeati bxue weqdus abona antonios n xega nbereket eyu berekotom mis kulatna ykun ❤

  • @gebrehagos7981
    @gebrehagos7981 18 днів тому +1

    Amyen kalehewet yesmalna zebenkum yebark EgzAbyher amyen agekum abawet yerakbena amyen xubg zereba eyu amyen ❤❤❤❤

  • @TkTk-n7g
    @TkTk-n7g 17 днів тому +2

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ኪዳንኪዩኣደይ
    @ኪዳንኪዩኣደይ 17 днів тому

    Eway aboy mearey 😢bunet nnebsena ina knbekyela zgbena😢

  • @Gebr1996
    @Gebr1996 17 днів тому

    Yes absolutely all True Abouna Anthony's use to have soldiers security day and night like Criminal person. Orthodxs Ygdef these who betrayed to Abouna, they'll going to hell.
    Im glad this gentleman is speaking all true. God bless Young man. Rest In Peace Abouna Anthony's.

  • @semharbeyene3816
    @semharbeyene3816 18 днів тому +2

    Mestom yeweredelom ezeom regumat ufffffff betaimi yehezen😢😢😢😢

  • @WedihagosHagos-g8l
    @WedihagosHagos-g8l 17 днів тому +1

    Ewe hakika haki tezarbka

  • @simonnega5185
    @simonnega5185 18 днів тому +2

    Bravo Miki❤

  • @MtslalBrhane
    @MtslalBrhane 17 днів тому

    ቡፁእ ኣቦና በረከቶም ይሕደረና ሰብ ክሳብ ክንድዚ ምጭካን ግን ከመይ ኢሉ ኣክኢሉዎም 😢😢😢💔💔💔

  • @desiemhreteab2835
    @desiemhreteab2835 17 днів тому

    😢😢😢

  • @Sembelawi__neber
    @Sembelawi__neber 18 днів тому +1

    😢😢😢😢

  • @WudaseFseha
    @WudaseFseha 17 днів тому

    ❤❤❤

  • @Ostirch
    @Ostirch 17 днів тому

    ❤❤❤🎉🎉🎉😢😢😢

  • @AmanuelGhebrezghi-qy4xv
    @AmanuelGhebrezghi-qy4xv 17 днів тому

    እተድኣ በጻሕቲ ዘይ ኣትዉ ነይሮም ግን እዝኩሉ ኢንተርቪው ካበይ መጺኡ ። ብልክዕ ተዛሪብካ ምምስካር ይሓይሽ

  • @አነዘ-ክርስቶስ
    @አነዘ-ክርስቶስ 17 днів тому

    🥺🥺

  • @BiriktiMulugeyta
    @BiriktiMulugeyta 18 днів тому

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @fitsumyowhans1094
    @fitsumyowhans1094 11 днів тому

    Ahhhh abona dehan niskum ellll tiblu alekum ab mengsti amlak nihna gin kertet nibil bisenki ezom azabie tekalu zikonu berayu higdef!!!

  • @ህዝቢ
    @ህዝቢ 17 днів тому

    💔😭😭

  • @ሐሩ
    @ሐሩ 18 днів тому

    😢😢😢😢😢

  • @SlamAaaa-i8r
    @SlamAaaa-i8r 18 днів тому

    😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @abrahamissak
    @abrahamissak 17 днів тому

    Aboy mareyyyy 😢😢😢😢😢

  • @rahwamengisteab7753
    @rahwamengisteab7753 17 днів тому +1

    3ይ ፓትርያርክ ኣቡነ እንጦንዮስ ብኣብ ወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ስም ዝተመየርጹ ወኪል ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ ኤርትራ ኢዮም ሕልንኦም ዝሸጡ ኣመንቲ ረሲዖሞም ንሕና ግን ወትሩ ኣብ ልብና ኢዮም ህግደፍ ርኹስ መንፈስ ምስ ስዓብቱ ምስ ተደምሲሱ ብዓቢ ክብሪ ክንዝክሮም ኢና

  • @GulbetBereket
    @GulbetBereket 17 днів тому

    ክክክክክክክ፡ሓሶት+፡ሓሶት =ፍሽለት።ክሳብ መዓስ ጽንጽዋይ ክትዛረቡ።

  • @NahomBrhane-y9z
    @NahomBrhane-y9z 16 днів тому

    ኣሕ ኣታ እዚ ምስ ሰምዐ ከምዚ ከማይ ሕርር ዝበለ ኣሎ'ዶ

  • @AmanuelGhebrezghi-qy4xv
    @AmanuelGhebrezghi-qy4xv 17 днів тому

    መንበሪኦም እዶ በል እንታይ ኮለል ኣበለካ ንቁጣ ኢልካዮ በጻሕቲ ግን እኮ ያኣትዉ ነይሮም እዮም ኣምላክ ኣይፈቀዶን እምበር ኣዕሩከይ ይበጹ ኔሮም እዮም

  • @SKY-FORUM
    @SKY-FORUM 17 днів тому

    ሰላም የሕዋት፡
    ቋንቋ ናይ English ክትማሃሩ ምስ ትደሉ ኣብዛ SKY-FORUM ትብል Channel ሰዓቡኒ ኢኹም።
    የቐንይለይ።

  • @mulugetamengisteab
    @mulugetamengisteab 16 днів тому

    Kid ayetahasu ab kalay medeber ayekonun ayetahasu gega ayetezareb yekreta
    Gega
    Tebedilom eyom gn ab kalay medeber ayekonun sorry

    • @ምርያምንበል
      @ምርያምንበል 16 днів тому

      ኣበይ ዲዮም ነሮም ደኣ ሓወይ

    • @ምርያምንበል
      @ምርያምንበል 16 днів тому

      ማለት ኣበይ ከምዝታስሩ ትፈልቶ ታለካ ነጊርካዩ ሓሳዊ ዝብሃል ምስናይ ይቅረታ

  • @angesomgebreyesus7190
    @angesomgebreyesus7190 17 днів тому

    Hasawayy bejaka sq bel melhas kem dlaya tqeyayer hizka aytqeyer. Rhruh tetkwn nerka natom ktkewn aytkaln ika . Wey nay kala wardya nerka keytkewn. Nsoms rhruh wardya ayneberomn. Tnfasom teaxyom sb zeallom sinom iyom nerom

  • @Fisha.yemane-27
    @Fisha.yemane-27 17 днів тому +1

    ምዛናዊ ኣተሓሳስባ ክህልወና ከም ሰብ ጽቡቅ እዩ። ኣብዚ ሓውና ዝሃቦ ምስክር ጽቡቅን ሕማቅን ኣሎ። ነቲ ብወረ ወይ ብካልእ ዝሰማዕናዮ ግን መራጎዲ ይኮነካ።
    ስለምንታይ ተኣስሮም ? እንታይ ከ ይግበረሎም ወይ ኣይግበረሎምን ነይሩ ኣቦና ኣብ ማእከሎም ኮይኖም ዝሃብዎ ቃል ኣብ ልሳን ተዋህዶ ተዘርዝሩ ኣሎ። በዕሎም ከኣ ኣብ ቅድሚ ጉባኤ ይቅረታ ዝሓተትሉ ዓቢ ምስክር ኣሎ። ነዚ ኩላትና ንስምዓዮ'ሞ ካብ ወገናዊ ዝኮነ ኣተሓሳስባ ክንወጽእ ክሕግዘና እዩ። ኣብ ኤርትራ ዘሎ ቀረብ ሕክምና ማይ ልቺ ደሞዝ ..ወዘተ ኩላትና ንፈልጦ እና። ኣብ ትሕቲ ሓለዋ ኣብ መንበሪኦም ገዝኦም ብጎል ሓዎም ይእለዩ ከምዝነበሩ ደመዞም ኣብ 3 ወርሒ ከምዝወስዱ ተገሊጽካዮ ጽቡቅ። እቶም ኣቦታት ነዚ ጥራይ እዮም ዝፈልጡ እምበር ብብረት ድዮም ብበትሪ ዝሕለው ናይ ጸተታ ጉዳይ እዩ መስለኒ። ስለዚ ኣታ ሓዊ ላምባ እንዳወሰካ ንጽልኢ ሰብ ትፈላልዩ ዘለኩም ኩሉ ሰብ ግደፉ ይብለኩም ኣሎ። ሕጂ ሰላም እዩ ዘድልየና በጃኩም🙏💒🙏

  • @ሮቤልእየህያብናይጎልመሰረ

    😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @danidani-s1l
    @danidani-s1l 17 днів тому

    😢😢😢