Wow this is very dangerous!!! These people completely lost their mind. They really are out to divide and conquer. What a shame!!!!!!! Sad to see all of this is happening with the help of Abiy. They trust Abiy in all of this. Sadly, this is now how their legacy will be remembered. Sad!
The priority of all Tigrayans should be the removal of Abiy. As long as Abiy is around, Tigray would not get back Western Tigray. Whoever thinks otherwise is a fool.
ግምት ናይ ሙሉእ መንግትነት ሓላፍነት የብሉን ዝበሃል በዞም ዝስዕቡ ምክንያታት እዩ:: ሓደ መንግስቲ መንግስቲ ከብልዎ ካብ ዝክእሉ ረቋሒታት እንተነኣሰ እዘን ሰለስተ ተቋማት ክህልዎኦ ግድን ይከውን
1. መውፅኢ ሕጊ ማለት ብህዝቢ ዝተመረፁ ተወከልቲ ኣባላት ክልል ምክርቤት
2. ሕጊ ዝትርጉም ማለት ብምክርበት ዝተእመነሉ ፍርዲ ቤት
3. ፈፃሚ ሕጊ ማለት ኣብቲ ምክርቤት ብመረፃ ዓብላላይ ወይ ልዑል ድምፂ ዝወነነ ኣካል ዘጣይሾ ፈፃሚ ካቢኔ ማለት እንትከውን
ናይቶም ኣብ ላዕሊ ዝተጠቀሱ ኣካላት ካሊእ ኣፃዳፊ ክስተት ክሳዕ ዘይተፈጥረ ኣገልግሎት ግዝኡ ንሓደ ናይ መረፃ ብርኪ ወይከዓ ( term ) ይከውን ማለት እዩ:: ብሓፈሻ ተወከልቲ ህዝቢ ዝሓቁፍ ክልል ምክርቤት የለን ማለት ረቋሒ ቁፅሪ 2 ን 3 እውን ኣክህልውን ማለት ይከውን:: ኣብዚ ሒዚ እዋን ድማ መበገሲኡ ስምዕ ይኩን ሽርሒ ወይ ብሓይሊ ናይ ትግራይ ክልል ምክሪ ቤት ዝፈረሰሉ ውክልና ትግራይ ኣብ ተወከልቲ ህዝብታት ኢትዮጵያን ውክልና ፌደረሺን ትግራይ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብዘይብሉ ነቢራዊ ኩነታት ስለዘሎ እዩ ግምት ናይ መንግስትነት መሰረታዊ መመዘኒ ኣየማልእን ዝበሃል::
ኣነ ብጣዕሚ ደስ ዝበለኒ ዝተመቸወኒ ካብ ኣብ ስለስተ ኣርባዕተ ሓሙሽተ ተኸፋፊልካ ንሕዝቢ ግራ ካብ ምእታው ሀዚ ትግራይ ናብ ዝሓሽ ፖለቲካዊ እምርታ ይፍጠር ከም ዘሎ ዝኾነ ጩራ ይረኣየኒ ኣሎ ማለትሲ ሀዚ እዩ ህዝቢ ትግራይ ነቲ ኹለመዳይ ዝኸፈሎ መከራ ረብሓኡ ዝረጋገፀሉ ከም ኣነ ንትግራይ ዘድልይዋ ውድባት ክልተ ክኾኑ ክምዘለዎም ይረኣየኒ ሕወሓትን ካልኣይ ድማ ዝምችው ስም ሂብካ እዚኦም ዝገብርዎ ንሕንሕ ንህዝቢ በቢ መዓልቱ ሓደሽቲ ምህዞታት እናተፈጠሩ ህዝብና ካብቶም ምህዞታት ተጠቃማይ ይኸውን ሀዚ ብጥንቃቄ ክሕሰበሉ ዘለዎ እቲ ካልኣይ ተነሓናሓይ ድርጅት ስም መን ይኹን እዩ ብጣዕሚ ጥንቃቄ ዘድሊ ዋላ ሕወሓት ዝነበሩ ይኹን ዋላ ካብቶም ካልኦት ውድባት መርጅ ብምዃን ይኹን ዝሮዝሮ ንሕወሓት ዝነሓናሕ ውድብ መስሪትካ ትግራይ ናብ ዝሓሽ ማሕበረ ኢኮነሚ ናብ ዝሓሸ ፖለቲካዊ ኣተሓሳስባ ምብፃሕ ይምነ
ዕሱባት ዕሱባት ሰሪሕኻ ብላዕ በስባስ❤❤
ደንቆሮ
አጆኩም ጀጋኑ።
እታ ናይ ዶ/ር ሹሻይ ብጣዕሚ ወሳኒት ሓሳብ እያ ትግራይ ከም ትግራይ ተረጋጊዓ ኣማራፂ ሓሳባት ተቐቢላ ብዲሞክራሲያዊ መረፃ ናተይ ትብሎ መራሒ እስካብ ትረክብ እቲ መንግስቲ ነቶም ሸፋቱ ስርዓት ከትሕዞም ይግባእ። እንተዘይ ኮይኑ ግን እቲ ሽፍታ ጉጅለ ንዓመታት ዘኻዕበቶ ሃፍቲ፣ ናይ መኸተ ሃፍቲ ተወሲኽዎ ትግራይ ናይ ሱዳን ዕፃፈንታ ክበፅሓ ይኽእል እዩ።
ጌታቸው መንእሰይ ከይትስእኖ ናብ ልምዓት ኣእትዎ
ሓቂ ዶር.ሲሳይ ዝበሎ ክስመረሉ ይግባእ
መድህን አንቲ ጋሕሻር 2ተ ዓመት ትግራይ ክትፈርስ ላዕልን ታሕትን ዝበልክዮ ይሆው ተበቲናትልኪ እንኳዕ ደስ በለኪ አንቲ መናጢት ሓሳድ
ጀጋኑ ቐፅሉሉ ፍጠኑ ጥራሕ ግዜ የለን
ክክክክክ ብግዲ ህወሓት ኢና ትብሉ ሕፍረት ዘይብልኹም ሕሱራት
መድህን ርእሲ ኣመራርፃኺ ናይ ሰራም ወይ ድማ ናይ ምስሉይ ኮይኑ ረኺበዮ "ጉባኤ ኣየካይድን ዝበለ" ድዩ ክበሃል ዝግበኦ "ጉባኤ ይፅናሕ ዝበለ " ወይድማ ኣብ "ቅድሚ ጉባኤ ገምጋም ይገበር ዝበለ" ንስኺውን ዶ .....😂
ናይ ህ ወሓት መታሓዳር ደንብ ውሕዳት አብትሕት ብዛሓት ምኻኑ አይፈልን ድዩ ሓሳብ ተሃልዎ ንምንታይ ብቅዕ ሓሳብ ዘየቅርብ
ሙሁራት ናይ ማእከል ዓዲ ቅድም 20 ዓመት ህወደግ ንምፍስ ዝጥቀምሉ ሕጅምብፅሑ ብራዋ አብትግራይ እናርክስ ምፍጣር ፅቡቅ ባይታ እዩ
እዚኦም ውድብ ፈጥሮም ብሓደ ክስርሑ ንምርኣይ ተሓቅ አለኹ
እብጎልጎል ብድሕረት ሓሳብ ምዝራብ ፈላጥ ምምሳል ግርም ናይደንቆሮ ሙሁርና ስብኡንኡ ዝስአነ ሙሁር ይባሃል
ገለገሊኦም ሙሁራትን ኣመራርሓ ግምትን መልክዕ እንበር ልቦናን ብቅዓት ን ትግራዋይ በፍፁም ኣይድኡን ሓይልታት ፀጥታ ትግራይ ኣብ ትሕቲ ግምት ክኣቱ ኣለዎ ዝብልን ካልኦትን ከምኡውን ናይ ሽረ ሰብኣይ ክብል ዝገለፆ ንስኻ ንኽትመሃርን ከምዚ ገይርካ ውድብ ክትፈናጭልን ዕድል ክትገብሩ ዘኸኣለ ጅግና ኣብርሃ ብርዥዋ ብዝረኸብካዮ መሰል ትህትፍ ኣለኻ ዶክተረ ፅያፍኩም ዘይትፈልጡ ሙሁራት ኢና በሃልቲ ኮራኹር
ኣበይ ትፈልጥዎ ሕዋት
ጉሓላሉ
We stand with you ❤❤❤
ኣብይ ብዚኣ ፈትኑ ኢሉ ሰዲዱኩም ጽብቅቲ ምህዞ እያ
ወዲ ዓረዶም ነብሪ❤❤❤
ጉጅለ ኣደመ ቀጨውጨው ኣትበሉ በዘይ ማይ ወሓጥዎ ድዙዛት
አብዝሓ ዝሳተፉሉ ጉባኤ ረጊፅካ ሀዲምካ አኼባ ናይ ውሁዳን ምክያድ ዕብዳን ይመስል። አብዝሓ ዝተሳተፉሉ ዘይሕጋዊ ውሑዳንን አንጃን ዘካየድዎ አኼባ ሕጋዊ ዝኾነሉ አገባብ ብኸመይ መልክዕን ሕግን።
Great show
ገምጋምን ጉባኤን ፈሪሑ ዝሃደመስ መሊሱ ከፋራርሕ ይፍትን ኣሎ ኣብየት ደኩተር ትጅዝኑ ህዝብና መልሱ ናብ መረበቱ መሬትና ብዘይ ቁርምም ሽርምም መልሱ ምምሕዳር ሙሉእ ትግራይ ብትግራይ ክትመሓደር ግበሩ ድሕሪ እዚ ህዝቢ ንመን ይመርጽ ጥርጥር የብሉን ስለዚ ምህዉታት እዩ ህዝቢ ነቂሑ እዩ።
#OnlyOneTPLF.
MING OF TIGGER TIGRIYANS TPLF❤ TPLF BORN FOR PEOPLES REVOLUTION FRONT & POWERFUL TO THE PEOPLES TIGGER TIGRIYANS TIGRAY PERIOD❤ TPLF MEANS TIGGER TIGRIYANS TIGRAY PERIOD❤ LONG LIVE TPLF+ TDF + STATE TIGGER TIGRIYANS TIGRAY PERIOD❤ ብቅክፅምና ህዝቢ ጡፍ ኢሉኩም ምስቲ ስልህልሆት ኮሚሳር ፃድቃን ሽም ትግራዋይ ዝተሽከመ ጃዊሳ 150 አመት ዘይኮአትክምዎ ተንኮል የለን ዘላ እድል ምምሳል ብሽም ተጋሩ ብኩሉ ተጋሩ መሲሎም ከም ፃድቃን ዝተቃለሱ አብ በረካ ትገብሮ እነበርካ ንፈልጥ ኢና ቻ በሎ ኮሚሳር ፃድቃን ግንባርካ ክፈርስ እዩ ቦሮምቦጣእ አይትበል ዝስራህካዬ ታሪክ የለን ምንልባት 1% ብህዋህት ክትሽቅጥ አይትክእልን ብፅብፅ 😂😂
ህዝቢ ውድብ ምድሓን ዴሞክራሲ ዝብላ ቃላት በባኻቱም ክዝረባ ተለዋ ሓጥያት እዩ
ካበይ ዝተኣራረዩ ጥርቅምቃም ዮም ዚኦም ከ
ካብ ኣደመ🤪
እይ ተጋሩ ተዋሪድኩም ስዕረት ፖለቲካ ስዕረት ውግያ ደብረፅዮን እግዚአብሔር ያጥፋዕ
ገሪምና እኮ!👌
Barya tigray lewti yedlya alo nezi fezaz debrestntet ktnafk aythafrn dika hansab eta rieska hansab mhsab gedifkayo?[
አገበኛ አንቱም አብሲልጣን ዘለኩም ተጋሂፉኩም ዉረዱልና ኩሉክም ንቱ መንእሰይ ኪፈቱሉ ብአካቱኩም ተጋሩ አይተጣፉኡ በይዛካትኩም አንገሺጊሺኩሙና ይንበር ትግራዊይ ኩሉኩም ተዋሪዱኩምን አዊሪዱኩምና ጸላኢቲ መሲሐቂ ጺደፉ ናብገደልኩም 😮😮😮😮
ኣነ ዝገርመኒሲ ንታ ህወሓት ትብል ስም ድያ ዝደልዩስ ንኣባላታ ኣባላት ህወሓት ኣብ ጥምየትን መከራን ኣሎ ኣረ ሕፈሩ
ወይ ጉድ አንታይ ድሕነቱ መፍረስቲ
እምበር አረ ኡኡኡ!!!!!!!!!!!!!!!!!
ውድብ እናፍረስካ ውድብ ንምድሓን ኢልካ ምብጫው ንመን ንምዕሻው።
2017 ዓ/ም ሐመድ ድበ ማፍያ ጉጅለ
ሁዋሐትዚወከለቱ እዩ እቱ ጊዚያዊ መንጊሲቲ ማለት እዩ ፈለጢና እዩ እቱ አነጋግራ መነጸር ምሲቲዉአል tdf ናይማንም አዪከንን❤
ፅለምቲ ተመሊሱ ኢልካ ምዝራብኩም ተሕዝኑ
ዘሕፍር፣ መደረኽ። አበይ ኢኹም ዘለኹም፣ አብ ትግራይ መሬት ወይስ ሰማይ?
ህወሓት ናይ ሊህቅ ውድብ ጥራሕ ኮይና አይትፈልጥን አይተኸውንንውን? ውድብ ናይ ህዝቢ ምበር ናይ ሊሂቅ ጥራሕ ክኾን አይግባእን።
ኩሉ ስልጣን ደላይ ሰካራም ገታቾው አክስ ባይር ገሩ እዩ ሓደ ሰረቕቲ ዝታኣከቡዎ ናይ ወንጀለኛታት መአቢ እዙይ ዓበድበድ ብኸምዙይ ስንጣን ኣይርከብን እዙይ ትግራይ እዩ ካካካካ ዓፈርፈር ግደፉዋ
ኣመና ፈላጥ እየ ዝብል ደንቆሮ
ስለ ልሙፅ መደናገሪ ቃላትኩም የቀንየልና ። ግን ህዝበይ ኣፍቲ ህ ወ ሓ ት ዘሳለጦ ዋዕላታት ረኣይዎ ሞ ሕርር ርርር በሉ
ከማኻቱም ዝበለ "ህዝቢ" ትብል ቃል ክዛረብ ሓጥያት እዩ ።
ሐሰት ከምአ አይከነትን እታ አነጋግራ ከምአ አይከነትን ጠሪነት አይበለን እዙይ አብ ፒሩተሪያ ከይዱም ኪሂዱም እዩም ጌታቸው ረዳ ከይዱ ንምንታይ ኪሂዱ ናብ ካልኦት አዘንቢሉ????????እዩ እቱ ጎነጽ አገበኛ ጌታቸው ረዳ እዩ ሚኪህሃድ ንምንታይ ወይከአ ዚከሐዶ ንትግራይን ንተጋሩን የሪደኤና???????
ብጣዕሚ ጥንቃቄ ክግበረሉ ዘልዎ ህወሓት ኣብ ክልተ ተኸፊላ ዝበሃል ኣተሓሳስባ ካብ ሓደ ንትግራይ ህዝቢ ፅቡቅ ዝምነ ዘይሕሰብ ኣተሓሳስባ እዩ ገዛ ንገዛ ዘይርኻ ዓምፂፅካ ዓማፂፅካ ዝግበር ነገር የለን ሀዚ ዘላ ኣማራጭ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ምብላዕ እንተይኮነስ ኣነ ካብ ህወሓት ዝሓሸ ማሕበረ ኢኮነሚ ፍልስፍና ዝሓሸ ፖለቲካዊ ብስለት ኣለኒ ዝብል ካብ ዝተኣከበ ይተኣከብ ተኣኻኺቡ ንሕወሓት ብዘወዳድር መልክዕ ሒዝካ ንቅድሚት ምስጓም እያ
Please don’t confuse our people with these nonsense campaign. Just you want get into power. ዝህዝቢ ኽጅምር ተሎ ብአኩም ከምዝጅም ፍለጡ።
ፒፒ ናይ ትግራይ ለያቡ
ዓታ ኽንደይ ጀጋኑ ዝፈረይሉ ውድብስ አባኹም ወዲቁ
አነ ዘገረመኒ ሹሻይ ዝብልዎ ፣ ኮሚቴ አጣይሸና ኸም መንግሰቲ ንሰራሕ እንክብል ባዓል ፀዕዳ ካኔተራ ኽዓ መንግሰትን ኢሉ እንከምጉሰ በይኑ ዘይውሰን ወሰነታትን ኸም ቀደም ዉልቀ መለኸቲ መራሕቲ አይኮነን ንዘበሎ ባዕሉ ቮድካቸው ኻዓ አነ ኸምዙይ ኸምዙይ ገበርኩ ይብል 😅😅😅 ነንባዓሎም ዘይተአማመኑ ንመን ኾን ኸእምኑ ኾን ምድረ አህባይ ( ወዓጋት) ቀደሙ እንዳ ቮድካ እንደሰኸርካ እተጋማገምከዬ ናይ ሰኻር ሰለዝኾነ ኸምኡ እዩ
ኣብ መቀለ ስጋ ስውእ ዓርከይ ኢለኩም መሬት መንግስቲ እንዳሸጠ ዝውዕል መራሒ ኢና ንፈልጥ ኣይናለም ህዝባ ከም ህዝቢ ከሕሳ መሬት መንግስቲያ ሲኡኑሉስ መሃንድሳት እንዳሰደደ ሸንሸንኩ ገለ ገበርኩ እንዳበለ ይፃወተልና ኣሎ
"ብኣይተ ጌታቸው ዝምራሕ ጉጅለ ህወሓት vs ብኣይተ ጌታቸው ዝምራሕ ውድብ ህወሓት።" ????
ትግራይ ብልጽግና ዘይሕሸኩም ህዝቢ ፎእ ኢልኩም
ኣብይ ክምልሰልና ኣከኣለንኮ ኢሉ ሓለቃኻ ምከንያት መምለጢ ኣይትድለ ቤት ምኸሪ ናይ ወረዳ ይፍረስ እንትብል ፃድዋን ንዚ ደጊፍኩም ክተብቁኦ ቤት ምኸሪ ኣይትረብሹ ድማ ትብሉ በል ኣብይ የድሕንካ ከዳዕ
ነብሱ ዘይድሓነስ ውድብ ከድሕን? ግርንቢጥ!!!
ጉሓሉ
Wow this is very dangerous!!! These people completely lost their mind. They really are out to divide and conquer. What a shame!!!!!!! Sad to see all of this is happening with the help of Abiy. They trust Abiy in all of this. Sadly, this is now how their legacy will be remembered. Sad!
ህወሓት ንሰብ ዋና ግደፉላ ናይባዕሉኩም ውድብ ፍጠሩ ለካብጥ
ደንቆሮ
ክልተ ግጅለ ህወሓት ኣይደልየኩምን ንዓኹም ፀርጉ ይትዓረቀና ኣምላኽ ንትግራይ ብሰላም ዝመርሕ መንግስቲ ይሃበና እምበር ተስፋ የብልናይ ንንሕድሕድኹም ትናቆቱ ናይ ህዝቢ ድልየት ደርብኽሞ
ብዝኮነ ነገር ህዝቢ እዩ ዝይፈልጦ እምበር ጌታቸው ባንዳ እዩ ካልኣይ አብይ አሕመድ እዩ
ኣኬባ ምን እዩ ዝክልክል ዘሎ
አይ ብሰላም እንዱዩ ኪግበር ዚነበሮ ብዘይ ምጉኖናጹ ጌታቸው እዙ ጎድ ዪፈጢሪ አይነበሩን ብሰላም ገዛኩም አጺኩም ዘይቲ ገብሩወን ነበሩኩም አገበኛታት አንቱም ተገንጸሊቲ እና ተግራይ እቲግናጻጹሉ ዘለኩም ግደፉና አይትነቡሩን እትቡሉና ዘለኩም ተገንጸሊቲ😮😮😮😮
እእዋይ ውርደት አብ ሰብኩም አብቲ ቃቃኹም ዝዛረብ ሰብ ድአ ብርቱዓት እንዲኹም😢😢😢😢😂😂😂መድህን ግን እታ ቀንዲ በጽባጺት ን ህዝቢ ትግራይ ሓድነቱ አብ ምብትታን ቀንዲ catalyst ኢኺ!!❤❤❤
D/r sisay ካብ እዝኦም ራሓቅ ካሓድቲ አዮ ም ከየልሙድካ
አታ ሁምራ አምልስ ብተራ ወረ 2 ዓመት ኮይንካ ብወረ
እእዋይ ውርደት አብ ሰብኩም አብቲ ቃቃኹም ዝዛረብ ሰብ ድአ ብርቱዓት እንዲኹም😢😢😢😢😂😂😂
ትግራይ መካን አየኮነትን ትክክል ከም ኤልይስ ከማካ ዝበለ መካን አተሓሳስባ ግን ትግራይ ንምምካን ትሙክሩ ግን አይትመክንን መንእሰይ አይተነጋግርዎ ናትኩም ሓሳብ መንእሰይ ከምዝበሮ ሓወልቲ ክሰራሕ አለዎ ንምንታይ ብደውኩም ስለዝመድኩም
አቱም ሰረቕቲ ንዘይፈልጠኩም በልዎ ክንደያ ሓጎስ ጎዶፍይ ሽሻይ መረሳ በየነ መኩሩ መናእሰይ ዲሞክራት ክክክክክክ
እወ ብምጊንጺጻል ብሐቂ😂😂
ብዛዕባ ላኣላዊ መሬትናን ተፈናቀልትናን ምምላስ ክዛረቡ ሞራል ዘየብሎም ዕሱባት ካሊእ ኣጀንዳ እንዳፈጠሩ ናይ ህዝብና ስቃይ የናዉሁ ኣለዉ ናይ ህዝቢ ክብሪ ዘየብሉ ኢሊት ድንቁርና
ትክክል
ሸፉቱ ትግራይ ኤት ሕዋሐት ክትረኽበኩምያ
ድሑር ጉጅለ ዲኻ ዝበልካ ዘመናዊ ጉጅለ ዲኹም ትኾኑ ዘለኹም ንስኹምከ? ሓዱሽ ውድብ እንተመስሪትኩም ድማ ስሙ ንገሩና
አትፃረፍ ሃሳብ ሕዝካ ቅረብ
ሑሙም ንስካ ኢካ ድብን በል
ህወሓት ንምንታይ ዮዕ ንብላ?
1. ተነጸረ Strategic GOAL ስለዘይብላ! Tacticን እስትራቸጀን ስለተደናግር
2. ናይ ሥልጣን ድልየታ ህዝቢ ኣጥፊኣ ንበይና ኽትበልዕ ንሕስያ ስለዘይብላ!
3. ብስብሓት ዝብልዎ ኣረመኔ ኣረጊት ሻዕብያ ስለትዝወር
4. መንጆርና ትብሃል ደረቅ ደንቆሮ ብኣዙርሽ ብሚልዮናት ወርቂ ስለትሰርቅ
5. ናይ 17 አመት ብሔራዊ ቃልሲ ኺሕዳ ሥልጣን ሃሪፋ ብሔራዊ ቃልሲ ናብ ገደል ስለዘጽደፈት
6. ታብ ብጸላኢ ተሰውኡ ንላዕሊ መሪሕነት ህወሓት ንሥልጣነይ የስጉእኒ ዝብለቶም ተጋደልቲ ምኽንያት እንዳፈልፈለት ስለዝረሸነቶም
7. ሕቶ ኤርትራ መምርሒኣ ገይራ ነዙይ ዘይኣምኑ ተጋሩ ዐይኖም እንዳውፅኤት፣ ትሕቲ መሬት ምስ ነፍሶም እንዳቀበረትን አንዳቃጸለትን ስለ ዘጽነተት
8. ናይ ሓደ ቤተሰብ መሪሕነት ፈጢራ ብዝምድናን ብመውስቦን ናይ መንግሥትን ንግድን ብመሓውር ወጢራ ሕዝቢ ትግራይ ስለዘዳኸመት
9. ምሁር ተበላፃይ እንዳበለት ቲምሁር ምስ ሓረስታይን ሸቃላይን እንዳጋራጨወት
10. ሥራሕ ኸይሥራሕ ብኣኼቦ ጊዜን ገንዘብን ስለዝበልኤት ( ናይ 45 መኣልቲ ኣኼባ ጽንተት ጎቲታ መሰስ በለት)፣ ናይ 60 መኣልቲ ኣኼባ ኹይናት ኸይዲ አይግምገምን ኢላ ጊዜ ሓምሸሸት
11. ገበን ኹይናት መዕለቢ ኸይግበረሉ ናይ ተፈናቀልቲ ወገናት ዘየገደሳ መፍትሒ ኸይድለየሉ ስለዝገበረት
12. መንጆርና ወርቅን $ን ብኺሻታት ብውሽምኣ ገይራ ስለዝሠረቀት
13. ግ.ም.ት ታብ ዝፍጠር ብካድረታት ገይራ መሓውራ ተመኪሓ እንቅፋት ብምፍልፋል ተፈናቀልቲ ናብ ቦታኦም ከይምለሱ በምስንኻላ
14. ምዕራብ ትግራይ ናብ ንቡሩ ኸይምለስ ናተይ ካድረ ጥራይ ናብ መሪሕነቶም ተዘይተመሊሶም ኢላ ሕዝቢ ወልቃይትን ጸገዴን ከብቲ ዝነበሩዎ ሓባራዊ ኑሮ ኸይቅጽሉ ብምግባር
15. ድንቁርና ኣብ ትግራይ ስር ኽሰድድ ብምግባር፤ ናይ ሓሰት ዲግሪ ተሸኪማ ምሁር ንኽትመስል ኣብ ሙሉእ ኢትዮጵያ CIVIL SERVICE UNIV ብምፍጣር ታብ 2ይን 4ይን MAን PhDን ብምሃብ። ነዙይ ዘካይዶ ሐይለ አበራ ተባህለ ወዲሓትንኡ ንስብሓትን ወዲሓው ኣቡኡ ንሐደ ስውእ ላዕለዋይ አስፈጻሚ ኮሚቴ፣ ንኡስ ዐቅሚ ብዘለዎ ኸምዝመርሖ ብምግባር
16. ልምኣት ትግራይ ብምዕጋት
17. ሥልጣን ኣብ ኢዶም እንተሎ ትግራይ ሃገር ኸይትኾን ዝኸልከሉ ሥልጣን ምስተሓደጉ ሃገረ ትግራይ ኢልካ ጎስጊስካ ህዝቢ ናብ ጽንተት ብምዕታው ትውንጀል
18. ሕይወት ህዝቢ ኸም ደረቅ ቆጽሊ ተርግፍ እሞ ኣይትጥኣሰ!
19. መናእሰይ ሕዚውን ኹይናት ተዘይኣእተኹ ብገበን ኽሕተት እየ ትብል ድንቁርና ስለዝኣሰላ
20. ብግዕዝይና ስለዝበድበደት
21. ብሰንኪ መሪሕነት ህወሓት ዝጠፍአ ህይወት 1 ሚልዮን ጥራየ ዘይኮነስ ሓደ ስዉእ 5 ቆልኡ ኽወልድ ተነይሩ ብexponential ብዝሓቱ ይውሕድ እዩ። ሰለዚ ህወሓት ንህዝቢ ትግራይ 1000000 to the logarithmic exponent of 5 ብዝኣክል ናይ ሕዚን መጻኢ ወለዶን አጥፊኣትልና እያ። ህዝቢ ሓይሊ ኣባኺና ሕዚውን ኣብ ሥልጣን ቸቸ ኢለ ዘይሰረቅኩን ዘይኣጠርኩን ዘየጽነትኩን ትበል ጉጅለ 'ደንቆሮ AXIS አደመ ህወሓት' ኣምላኽ የጥፍኣልና ይሓምሽሸልና!!! ኣሜን!!!!!
ህወሓት እንደራ ሥልጣና
የብቅዕ!
ሕዋሓት የኣኽላ ዶ ?ሕቶ ንተዓዘብቲ ናይ ቅድም ሕዋሓት ታይ ዕቤት ስለ ዘምፀአት ኢያ ? ብጌታቸው ዝምራሕ ዘሎ ንሸተን ሕዋሓት ጎስጋስ ታይ ከምፀአልና ይኽእል ሓሳብ ኣልዒልና እንዶ ንዛተ ኣይንፃረፍ ስቅ ኢልና ታይ ሓሳብ ተዘይብልኩም ሰምዒኹም ውፁ።
መሰሓቅ ሸራፋት : ህንፋፋት ፣ ምቅናይ ጥዑም ዋላ ንሓቲ ሰሙን በለ ፣ ኪሮሰ
አይነቲ ሕወሓት እያትድሕን ኩሉኹም ጎሐፋት እኹም አይተድለዩናን በጃኹም ካሊእነፃ ዝኾኑ ሙሁራት ክትምራሕ ትገበር በጃኹም መራሕቲ ሰራዊት ንኹሎም ኮፍ ክብሉ ግበሩ
Now I understand why tplf as a party or tigray as a nation failed. How come this group of bandas been in tplf leadership. Shame Shame Shame.......,
ለኻት፤ ኲናት ንደሊ ኢና መን እዩ ዝበለካ????
❤❤❤❤❤❤❤
ዶክተር ሽሻይ💪
ጽግዕተኛ ደርቢ😂
ኣኽኽኽ--መድህን ንፅልኢ ዘጠናኽር ዘይኮነስ ንትግራይ ዝጠቅም እንዶ ስርሒ
Argue on ideas...
Lemas
ሀሰውቲ ለያቡ እሱባት 4ኪሎ ኢኹም
አቱም ሰረቕቲ ሰካራማት ንዘይፈልጠኩም በልዎ አብዚ ጥይት መድሓኒት ወርቂ ዝሽጥኩም ዝሰረቕኩም ብግልጺፂ መፅኹም
ወይለይ ክሳብ ክንደይ ድዩ ንዕቀት ህዝብኩም ዘለኩም ደብረጽየን ድሰርሖ ስራሕቲ ቀዲሙና ስርለዘሎ ንሕና ንስራሐዮ ረሲዕክሞ ዘለኩምሲ ተቀደምና ኢልኩምሲ ዓገብ ዑስባይ ኣብይ ኣሕመድ ምዃንኩም ኣራጋጊጹ እዩ ሕጂ ብኽያት ኣይጠቅመኩን እዩ ኣኽለ፡፡
መድህን ርእሲ አመራርፃኺ ሻጥራ ዘለዎ ይመስል ጉባኤ አየካይድን ዝበለ ህውሓት ዘይኮነስ ጉባኤ ይፅናሕ ዝበለ አካል ህውሓት እና ንፈልጥ።
Niseka amerarixa aristi tizareb hezbi kea afelalayom xeniquwo alo
ንስኪ ምስአቶም ከድሐኑኪ ድዮም
እዚኦም ሰካራማት ስትይ ሓዲሮም ይፃረፍ አለው
ኣታ ደንቋር ማዓዝ ጉጅለ ደብረፅንተት መስልኳ ኣብ ስኽራንን ዕጥራንን ሓድሮም ማስትካ እናሓየኹ ናብ ኣኸባ ዝኣቱ እቲ ፀገም ብጫማ እቶም ዝበስበዙ ብስርወ ስብሓት ልቦም ዝነደደ ስለ ትምዝንዎ'ዩ!
ኣታ ደንቋር ማዓዝ ጉጅለ ደብረፅንተት መስልኳ ኣብ ስኽራናን ዕጥራን ሓድሮ ማስትካ እናሓየኹ ናብ ስብሰባ ዝኣትው!
@@eyobhayelom9929 ሓሳዊ መን ሰካራም ምኾኑ 17 ቀበሌ ኬድካ ረኣዩ "ካፍቶም ጎተትቲ በቕሊ" ኢኻ ይመስለኒ
ህዝቢ ትግራይ ይጠንቀቅ ኻልአይ ጊዜ ኽይትብላዕ አለልዬም ንዞም ሕልና አልቦ ባንዳ ንኽብዱ እዚ ሕዋሓት ንምጥፍእ ዝንቀሳቀሱ ዘለው ሽውሐት ትንቢት እሳያስ አፍፀምቲ እዬም😢😢ብ አብይ አሕመድ ዝተላእኽ ሕጅውን ዕድል እንተረኺቦ አይድቁስን ተኾሊፍና ዝበሉ ገና ምብትታንኹም ዝፅበይዎ ዕድል እንተረኺቦ አይድቁስን ንዞም ኽብትኑ ዝተላእኹ አፍኛታት ጉሕፍኹም ብሐደ ተስማሚዕኹም ምርሑና ምባል ስእሊ ስባት አብ አፍልብኹም ለጢፍኹም ፅባሕ እቲ ገበል ዘይደቀስልኹም ጠምጢሙ ብኽስድኹም ምስ ሐነቀኹም እተን ሕጄ ትብልዕወን ዘለኹም ብጎረረኹም ተሐኒቁም ኽተፍእወን እኹም እቲ ሽግር ሚስኺን ህዝቢ ትግራይ ኽተብልዕወ ኽትልኸሙወ ንሱኹም ብዝበላዕኹሙው ህዝቢ ትግራይ እዪ ዝጠፍእ
ሓሳዊ ደንቆሮ
እዚይ እዩ እቱ ጢፊአት አፈላላይካ ጌታቸው ረዳ አብዚ ጉባኤ ዘሎአነጋግራ ይሲተካከል አይቲ ከፋፊሉና እና እንብል???????
አባል ናይ ምስሳን
ጉሩፕ ስራሕቲ ወርክ ንልመድ
The priority of all Tigrayans should be the removal of Abiy. As long as Abiy is around, Tigray would not get back Western Tigray. Whoever thinks otherwise is a fool.
ኣታ ሙሁራት ድዬም ኢዚኦም ንሰልጣን ጉያ
መዳናገርቲ
አየንኡ ውድብ?? ውድብ ብልፅግና እንተኾይኑ ሓቅኹም ! Guys you need to come clean? ንህወሓት ጨዊኹም ብልፅግና ክትገብሩ? I think ድቃል ብልፅግና ኢና ኢልኩም ክትቃለሱ ትኽእሉ ኢኹም ! ህወሓት እኮ ዝነበርኩሞ ዝሰራሕኹሙሉ " እንተዳአያ ትሰርሑ እንተኔርኩም" ናይ አብይ አሕመድ አበል ከምዚ እዩ ዘዛርብ!
ዑሱባት ንባዕሉኹም ሕጋዊ ትብሉ ካበይ መፂኹም።
dankoro
ትግራዎት ዕደ ብጽጋብ አብዚ በጽሕኹም አለኹም ገና ሕጅውን አይተማሃርኩሙን እታ ዂናት ትደልይዋ አለኹም ሕደጋ ሕማቕ ከይተርእዩና
ትወቕሱ ድኹም መፅኹም በቃ እንዶ ናብ መፍትሒ ኽዱ ኣዳራሽ ዓፅኻ ወቀሳ እንታይ እዩ ትረፉ እስኪ ዉድብኹም ኣድሕኑ ሕጋዊ ሰዉነት መልሱ በቃ ተጎጃጅልኩም ፀሪፊ ኾይኑ ስራሕኹም እዚ ንትግራይ እንታይ እዩ ዝጠቅማ
ዝስራሕ ስራሕ የለን ምበር ሪቫን ምቑራፅ መዓዝ ዓብይ ዋኒን ኮይኑ እዩ ዛዕባ ተገይሩ ዝውገዐሉ ዘሎ? ኣየናይ ውድብ እዩ ንምድሓን ዝድለ ዘሎ? ኩሎኹም ኢኹም ንበዓልኹም ሓሚምኩም ናይ ህዝቢ ነባር ውድብ ኣሕሚምኩም ኣብ ኣፍደገ ሞት ኣብፂሕኽሙዎ ዘለኹም። ህወሓት ንምሕማም ምኽንያት ንበዓልኹም ነፃ ገይርኩም ናብ ካሊእ ጉጅለ ኣይትደርብይዎ። ኩሎኹም ተስፋ ዘይግበረልኩም ንስንሳትኩም ብጉጅላዊ ጥቕሚ ትበላልዑ ድሕሪ ወዕሊ ፕሪቶሪያ ንህዝቢ ዝረብሕ ስራሕ ዘይሰራሕኹም ንክልተ ዓመት ዝኣክል ኣብ ሕትኹቱኽን ኣኼባን ዘሕለፍኩም ኣመራርሓ ምዃንኩም ህዝቢ ፈሊጥኩም እዩ። ካብ ዝገጠመ ናይ መሪሕነት ውድቀት ንምድሓን ንስኹም እዚ ኹለይ ጊዘ ተኣኪብኩም መፍትሒ ክተምፅኡ ስለዘይካኣልኩም ካብ ህዝቢ፣ ሃይማኖት ትካላት፣ ሲቪክስ ማሕበራትን ፖለቲካዊ ውድባት ወከልቲ ሓዊስኩም እስቲ እቲ ሽግር ገምጊምኩም መፍትሒ ንኽተምፅኡ ፃዕሪ ግበሩ።
💔💔💔💔💔💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭😭
ሺሻይ ቀልድኻ ጠጠው አብል መስሓቅያ።
Btami hmakat nonsense when they thier people are suffering
STOP FASCISM IN TIGRAY.
😂😂😂😂😂😂
አታ ታይ ብለይዋ ንታ ጓል አኸባዶ ጅንጅን ይኡ