We lost our land because of the poor decision Deprastion and his corrupted team made !!! These are the true sellouts !!! Getachew Reda fought for his people For Two Years when ppl like are nowhere to be found !!! now he is doing everything he can to reclaim our invaded lands. He will use all peaceful means before considering Military action !! If You can ,help him otherwise Shut the f### up !!!
keep it up✊✊✊✊
This is what Tigrai needs !!! Not the corrupted Team of Debrestion !!! Keep Up The great Work Gecho !!!
ጎቦዝ ብሱል ዘረባ
እቲ ስልቲ ግልጺ እዩ: እዚ ናይ ጌታቸው ጉጅለ ጉባኤ ከካይድ እዩ ሽዑዑ ኣብይ ንዓኻ እየ ዝፈልጥ ኢሉ ናይ ሕጋውነት ወረቐት [ህዋሓት ኢሉ] ክህቦ እዩ: ድሕሪኡ ኣብይ ናይ ፌደራል ወታሃደራት ሰዲዱ ንጌታቸው ምስራሕ ከሊኦሞ ኢሉ ንንደብረጼን ፈትለወርቅ ኣለም ገብረዋህድ ክኣስሮም እዩ: ድሕሪኡ ትግራይ ብዕሊ ኣብ ትሕቲ ፒፒ ክትወድቕ እያ: ህዝቢ ትግራይ እቲ ዝመጸካ ዘሎ ተንኮልን ሽርሕን ኣስተውዕል!
ዓሰርተ ጊዜ ጀነራል ፃድቃን ምድናቕ ደኣ ከም ካልእ ከይቑፀረልና እምበር; ብሓቂ ጀነራል ፃድቃንን ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳን: ድጋፍን ምኽርን ናይ ምሁር; ተወፋይነት ናይ መንእሰይ ትግራይ ተጠቒሞም ህዝብና ናብ ብሉፅ ኣንፈት( Direction ) ከትሕዝዎ ከም ዝኾኑ ምርዳእ የድሊ::
ነቶም ኣብ ህዝቢ ትግራይ ጽንተት ዝፈጸሙ ዕሉላት ገበነኛታት ዝፈትሑ ንርእሲኦም ገበነኛታት ኢዮም
ትግራይ ሓደሽ መሪሕነት የድልያ.,(Brand new)
ብዝሕ ዓጀውጀው ከይኮነ ዝተወሃበኩም ናይ ውዕል ፕሪቶርያ በአግባቡ ን ብግዝኡን ፈፅኩምዶ ኣይፈፀምኩምን ናይ ህዝብና ድሌት ንሱ ሰለዝኾነ::
ንስኻ ኸ ኣበይ ነይርካ መን ንፁህ ገይሩካ እዩ መምሰሊ ።
ማኣዝ እዩ ክፍታሕ ኣብ ክልተ ዓመት እንታይ ሰሪሕኻ።
እሞ ንስኹም ዲኹም ክብሪ ትግራይ ክትምልሱ ናብ ኣውራጃ ኣውረድኩሞ።
ፖሎቲካዊ ብቅዓት የብልኩምን ናይ ሓሶት ብቃዓት እዩ ዘለኹም።
ንህቢ ሓንቲ ሓልዬት የብልኩምን።
ትግራይ መሬታን ግዝኣታን ተሸይጠን ሕዚ ሓቂ ሰጊርካ ዝግበር ሽበድበድ ምስ ናይ ደገ ሓይሊ ኣታውነት ተታኣታትው ኣለኹም።
ሐዚ እውን ኣይተኸፋፍል ሕቶ ህዝቢ ትግራይ እንበር ሕቶ ሓደ ኸባቢ ኣምሲልካ ምቅራብ ስሕተት እዩ ።
ጆኖሳይደራት ትፈትሑ ናይ ትግራይ ብልፅግና ግን ዓቃቢ ሰላም ተጋሩ ኣብ ስደት ክነብሩ ዝፈረድኩም ዱሑራት ኢኹም።
መንእሰይ ዓድዋ መንእሰይ ሽረ መንእሰይ ውቕሮ ድሌቱ እንታይ ምኻኑ ክስማዕ ኣለዎ ጽቡቕ ሓሳብ፡ግን ኣብ ትግራይ ክልተ ኣፍ ሓደ እዝኒ ኢዩ ዘሎ፡ ኪሉ ክዛረብ እንበር ክሰምዕ ዝክእል የለን ፡ለው ለው ዝብል መልሓስ ዝተዓደለት ክልል ኣብ ዓለም ክልል ትግራይ ጥራይ ኢያ፡ከም ውጽኢቲ እዚ ሕጂ ርኢቶ ዲዩ ዝህብ ዘሎ ዋላ መምርሒ ስራሕ ተሳታፋይ ጉባኤ ዲዩ መራሒ ጉባኤ።
ኾነ ኢልኪ እኺ እባ ተዓጢቕኪ ዘለኺ።ሚድያ ንፈልጦ ንኹሉ ብማዕረ ዓይኒ ኽጥምት ከምኡ እውን ሽፋን ኽህብ እዪ ዝግባእ ።ንስኺ ግን ናብ ናይ ሓደ ኣንፈት ጥራሕ መጋቢርያ ምዃንኪ ግን ተሕፍሪ ኢኺ።
Banda is band always 😂
ለውጢ ግድን አድላይ እዩ። ግን ከዓ ጉጅለ ፈሊኹም ብሽም ሕውሓት ናይ ዝሓለፈ ሰላሳ ዓመት ንህዝቢ ትግራይ ዘፅነተ ፖሊሲን ስትራተጅን ሕውሓት ክተቐፅሉ ትሓስቡ ተሊኹም ምጉጃልኩም ንውልቀ ጥቕምኹም እምበር ንህዝቢ ትግራይ ትርጉም የብሉን። ምውት እዩ።
ለውጢ ክመፅእ እንተኾይኑ ይጎዳኣ ስለዚ
ህዝበይ ብምስትውዓል ደኣ ንመልከት እንበር ብፀርፍን ብምፍልላይን ኣይንጨፈን መፃኢና ብምን ብኸመይ ከምዝኸውን ንሕና ውን ነስትውዕል መንእሰይ።
ለውጢ መብዛሕትኡ ትግራዋይ ይደሊ ዩ ግና ዘስገኣኒ ለሎ ንምንታይ ዩ እቶም ቐተልትና ጆነሳይደርስ ዝኾኑ ናይ ማእኸል ዓዲ ብታሕጓስ ንጌታቸው ዝድግፊ ለለው ስክፍታ አለኒ ንዔኦም ዝጥዕም ከይኸውን መወዳእታ።
@@tsegaga4353 ምክንያቱም ናይ ደብርፅ group ምስ ኢሳያስ ርክብ አለዎ ኢሎም ስለዝአምኑ....
ኣይፋልን ንትግራዋይ መሊሶም ናብ ውግእ ምስ ኤርትራ ጌታቸውን ፃድቃንን ንኣብይ እሺ ስለዝበልዊ'ዩ ብዋናነት ዓሰብ ንምሓዝ። በዚ ምኽንያትዩ ፃድቃንTDF ፈሪሱ ብናይ ፌደራል ሰራዊት ክትካእ ዝደሊ ዘሎ።
@@MesseleAbrha-j7n ፅቡቅ ኸምኡ ተኾይኑ ግና ንዓና ንተጋሩ እስካዕ ኸዚ ይፀልኡና ዮም ህዝብና ናብ መረበቱ ክምለስ አይደልዩን ንባዕሎም ጥቅሚ ተኾይኑ ንዓየ ትርጉም የብሉን ።
@@abrehaabreha1222 ኹናት ተገይሮም ምስ ኤርትራ አብ መሬት ትግራይ ዩ ዝኸውን ህዝቢ ክሃልቅ ዩ ኸምኡ ተኾይኑ ተቀባልነት የብሉይ ። ብኸመይ ዩ ጀ. ፃርቃን TDF ከፍረስ ማስረጃ አሎ ዶ?
እታ ኣረጊትን ናይቅድም ሕዋሓት ታይ ጌራ ዝኹሉ ዓመታት ? ኣነስ አዚ ጉጅለ የሓይሽ መንእሰይ ዘማኣኸለ ሓድሽ ምዕባለ እንተ መፀ?
ሓሻዊ ሕዝቢ ትግራይ ነቁሕ እዩ።
ፈረስን በቅልን ሸልሙ
Must go group 16 !!!!!!!
❤❤❤❤❤❤
ጀግና
ባሓቂይ. ኢኹም. ቲጋገዩ. ዘለኹም. ሚኽኒያተ. ሒዋሓት. ማለት. ህዝበቢይ😊
ኣንተቱም ሰረቅቲ ተጋሩ ኩፋኣት ገፅኩም ትርሓቅ መስሀቅቲ ዓለም
ጉጅለ ዕንክሊል ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ዝልጥፎም ዘሎ ታርጋ ከቢድ ዋጋ ከ ኽፍሎ እዩ ::
ከምዚ እዩ እቱ ኩሉ ዘሳተፈ ልትግራይ ዝጠቅም ጉጅለ ፅንተት ክጠፍእ አለዎ
Those people they already dismissed from the party so why they calling themselves TP LF Still??
ኣቱም ልያቡ ኣብዙይ ዘለኹም ኩሉኹም ልያቡን ሰረቅትን እኩም
ኢንተርናሽና እግርሜን ት ዘይትፈል ጦ ካብ ምዝራብ ብ ዝአመንካሉ ውድባዊ መመሓደር ክትመሓዳደር ዘይካአልካ ?
ብመናውራ ኣታሓሳስባ ሕብረተሰብ ከታልል ዝነብር ምትእኽኻብ የለን ፡ግዜ ዳኛ ዩ ፡እዛ ወዛል ምትእኽኻብ ዓቕሙን ደረቱን ፈሊጡ ምስ ካልኦት ሕብረተሰብ ተሳምዩ ከይነብር ፡ማለሊት ደቂ ድኻ ህዝቢ እንዳበልዐት ማሕፍዳኣ ክትመላ ክትነብር ነዊሕ ተጋዒዛ ።ሳዕቤኑ ክትሓላለኽ ክኣ ንቡር ዩ ከመይ ክንደይ ብጥቅምን ሓሶትን ዘታለለቶ ሰብ ስለ ዘሎ ፡ህዝቢ ትግራይ እንኮ ፍታሕ ካብ ውሽጡ ዩ ፡ውድዓዊ ኩነታት ኣንቢቡ ኣካይድኡ ከማዓራሪን ።ካብ ስነ ሞጎት ርሒቖም ዝልህልሁ ለዘይቲ ክወራዘይሉ ከፍቅድ የብሉን
ናይ ህዝቢ ችግር እንተዝፍታህ እማ ኣፈላላይ እውን ኣይመሃለወን ሓስውቲ ሕዚ ኣብ ህዝቢ ቅቡልነት ምስኣንካ ፍሕጠርጠር ዎጋ የብሉን
አብ ክፍለ ከተማ ሐወልቲ አብ እዋን መኸተ ግዘ ብትረት ናተቃለስኩም ዝነበርኹም ከም አብነት ገረሚካኤል እኑን ከም ኤሊያ ዝበልኹም ኹሉኹም ከም አብነትየ ገሊፀዮም ቡዝሐት አለኹም ተቃሊስኹም አቃሊስኹም እንካዕ ከምዞም ጠሊሞሞ ዘለዉ ጉጅለ አይኾንኹም ጀጋኑ ቀፅልሉ አብጎድንኹም አለና።
መረጻ መረጻ ቦርድ ኣይትበል : ትግራዋይ ኩን ቅድሚ ኢትዮጵያዊ ምኻንካ
ኣንቱም ሰባት እንታይ ዓይነት መዓት መፃኻና ምምሃርስ ከምዚኣ ኾይና ኣንታ እዚ ህዝቢስ እንታይ ኢኹም ግበር እትብልዎ ዘለኹም እታይተምሃረ ሓመድ መሲሉ ኣምሂሩስ ሓመድ ክተብልዕዎ ንሕስብባ እታ ስልጣንሲ መጥፍኢት ድኽነት ከም ዝኾነት ገይርኻ ምሕሳብሲ መዓዝ እያ ክትቀሪ እሞ እቲ ስልጣን ዘይሕዝ ህዝቢኸ እንታይ ይኹን ከመይ ገይሩ ድኽነት የጥፍእ ንምታይ ኢኹም ዘይረብሕ መፃሕፍቲ እናንበብኩም ዝተምሃርኩም ክተምስሉ እትደልዩ እቲ ህዝቢ ከይዕዘበኩም ጉድኩም ባዕልኹም ንባዕልኹም ሽም እትወፃፅኡ
3 ወርሒ ኣብ ሸንኮለል ፡ተዛረብቲ በዚሕኩም ፡ኣብቲ ቀንዲ ቁም ነገር ኣቲኹም ግዛኣት ትግራይ ኣብ ምምላስ ዘይትሰርሑ፡ፒፒ ረሲዕኮም እዚኦም እቲኦም ክትብሉ ህዝቢ ኣብ ነውጺ የእቲኹሞ።ወረጃ ናይ መልሓስ ኣይትኹኑ
በጃኹም ተጋሩ ኹኑ ከም ተጋሩ ኽኣ ሕሰቡ
ስትታዩ እራሱ ትግራዋይ አትመስሉም ሆዳችሁ ሞልቶ ግሳት ላይ ናችሁ ጠግባቹሀል ህዝቡ ግን ተርቧል እንደናንተ አልጠገበም
እንታይኢዩ/ረክብኪዘሎኣይተረደኤንን/መድህንወይብራከሸው/ተትስታካከሊይሕሸኪ/ምስክቡርሰላምታ/ታኣረሚ/ዝሕለፍኣሕልፊኣይትጋገይ።
ኣቱም ሰባት ፀርፊ ግደፉ ዋ!
ታይ ዓይነት መርገም እዩ?
To run from gubae is wight why you are challenged in gubae challenge the solution.
አዲ እቡዳት አዲ መፊረሲቲ አዲ ከፋፈሉቲ አዲ አሞሓራ እና በሐሉቲ ናይ ራያ አቡ ወንበር እተዛረቦ መህፈሪ ጉደኛታት ኢኩም😅😅😅😅😅😅😅😅😅
Way they run from gubae I don't Andrstad ?that's the key then come to gather dibet in front the people. Stop propaganda captain .
ቱልቱላ ክንሪአአካ ኢና መሬት ትግራይ ክተምልስ እንከለኻ.......ካብኤርትራ መንግስቲ ብሓይሊ እንተዘይ ኮይኑ ብሰላማዊ መንገዲ ክተምልስ እንከለኻ ክንርኢ......ስልጣን ንምትሓዝ ጉያ እና ሓሶት አየዋፅእን......
Contradicting
እቲ ትዛረብዎ ኮፍ ኢልኩም እስኪ ስምዕዎ ሓሶት ይደጋገም ኣለው ኣይትድከሙ ኣብታሕቲ ቤዝ የብልኩሙን ህዝቢ ፈሊጥኩም እዩ::
Alwasy Liar Liar Liar Stop Liar banda group banda of abiy
I don’t think Getachew Reda will ever return IDP and Tigray region at all. Getachew is e sellout! Tigray is in imminent danger.
We lost our land because of the poor decision Deprastion and his corrupted team made !!! These are the true sellouts !!! Getachew Reda fought for his people For Two Years when ppl like are nowhere to be found !!! now he is doing everything he can to reclaim our invaded lands. He will use all peaceful means before considering Military action !! If You can ,help him otherwise Shut the f### up !!!
ጠራጢ ቀተሉነ ሰበርኒ ኢልካ ዘአወኻ አይትፈኩር ናይኢድካ ክትረክብ ኢኻ ወድዛ አርጊ
Wuy kdud zikone kolea
Kitfet yeslchu to here that isn't diserb tigray people So sad kelel 😂
ባንዳታት ዑዕዕዕዕዕዕ
ጉጅለ ዕንክሊል ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ዝልጥፎም ዘሎ ታርጋ ከቢድ ዋጋ ከ ኽፍሎ እዩ ::
ቱልቱላ ክንሪአአካ ኢና መሬት ትግራይ ክተምልስ እንከለኻ.......ካብኤርትራ መንግስቲ ብሓይሊ እንተዘይ ኮይኑ ብሰላማዊ መንገዲ ክተምልስ እንከለኻ ክንርኢ......ስልጣን ንምትሓዝ ጉያ እና ሓሶት አየዋፅእን......
ቱልቱላ ክንሪአአካ ኢና መሬት ትግራይ ክተምልስ እንከለኻ.......ካብኤርትራ መንግስቲ ብሓይሊ እንተዘይ ኮይኑ ብሰላማዊ መንገዲ ክተምልስ እንከለኻ ክንርኢ......ስልጣን ንምትሓዝ ጉያ እና ሓሶት አየዋፅእን......
ቱልቱላ ክንሪአአካ ኢና መሬት ትግራይ ክተምልስ እንከለኻ.......ካብኤርትራ መንግስቲ ብሓይሊ እንተዘይ ኮይኑ ብሰላማዊ መንገዲ ክተምልስ እንከለኻ ክንርኢ......ስልጣን ንምትሓዝ ጉያ እና ሓሶት አየዋፅእን......
እቲ ሰለማዊ መንገዲ ንዓኹም ለ ይጠቅም ዩ እንተኢልኩም ድማ ጉግ ማንጉግ ባሕሪ ይብለዋ ክትወሓጣ ኢኽን ባራዩ ዝተደመርክንኦም መሊሶም ክመፁኽን ዮም ነገር ባርያ ፀላኢ ሓዉ ።